Esayas Salih (Rasha) - Teum ye Zeleku ጥዑም የ ዘለኹ New Eritrean Music 2018

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
  • Show love - Subscribe!

ความคิดเห็น • 768

  • @adu8778
    @adu8778 4 ปีที่แล้ว +187

    ድሕሪ አንተርቪው topo shaw ናይ ራሻ ዝመጻካ 👍👍 ኣብዚኣ

  • @Erifutuer
    @Erifutuer 5 ปีที่แล้ว +66

    ሰነ ጥበብ ዋናታታ ኣለዋ ንዖም ንግደፈሎም ንባዓል ራሻ ሓቢቢ። ንስካስ ጥዑም እንዲካ ኩሉ ደርፍታትካ ንዓይ ናይ ኩሉ ግዜ መግብታተይ'ዮም። ቐጽሎ ንኩሉ ግዜ ንስካ ንስነ ጥበብ ኢካ ተፈጢርካ ሰብ ኢካ።

  • @abielabi3957
    @abielabi3957 10 หลายเดือนก่อน +6

    Tezkro 2018 😢❤ kab eritrea enda wexana,,,2018 bza derfi eye zzkra

  • @legerdesheils2860
    @legerdesheils2860 4 ปีที่แล้ว +33

    Dhri interview dmexakum alekum do ✌️

  • @danieltadesse1120
    @danieltadesse1120 4 ปีที่แล้ว +38

    Dhri interview zreakuma like rgexuley

  • @Sami-sw8sz
    @Sami-sw8sz 4 ปีที่แล้ว +37

    Dhri interview topo xedfi ktriyu zmexakum 👍

  • @abduabdulkadir7059
    @abduabdulkadir7059 3 ปีที่แล้ว +24

    በጣም ብዙ ትዝታ አለበኝ በዚህ ሙዚቃ ይህን ሙዚቃ ስሰማ ሊቢያ ላይ ያሳለፍኩት ጊዜ ትዝ ይለኝል 🥺🥺🥺

  • @hennahawiwillivemakitey618
    @hennahawiwillivemakitey618 6 ปีที่แล้ว +59

    ጡዕም ዘለካ ከምዚ ክማይ ላይክ ኣይተውሕድ

    • @MelakeBrhane
      @MelakeBrhane 11 หลายเดือนก่อน +5

      ሒማቅ ዘለና ከ
      ሒማቅ ዘለካ ከምዚ ከማይ ከኣኒ ኣብዚኣ

  • @filimontemesgen2870
    @filimontemesgen2870 5 ปีที่แล้ว +32

    ያ እዛ ደርፊይ እዚኣ ከይሰማዕክዋ ዊዒለ ኣይፈልጥን ጥዑም እየ ዘለኩ

  • @ጎላጉልትግራይ
    @ጎላጉልትግራይ 6 ปีที่แล้ว +9

    ጡዑም እየ ዘለኩ ዋላ አነ ጡዑም ድምፅ ጡዑም ዜማ ፁብቅ ቪድዮ ኩሉ ነገረ ሰላም አለዎ ፈጣሪ ይመሰገን ጡዑም እየ ዘለኩ ጡዑም ንከዉን ኢትዮጵያ ኤረትራ ይምነ

  • @ለምለምመሬትና
    @ለምለምመሬትና 4 ปีที่แล้ว +34

    ብሓቒ ደስ ትብል ደርፊ
    ዋዉ ኢሰያስ ሳልሕ ኣጆካ ሓበነይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ምስ ስድራካ።

  • @abitii
    @abitii 7 ปีที่แล้ว +59

    ዜማ 💯
    ግጥሚ 💯
    ኪሊብ 💯
    Nice music rasha Wedi ⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️

  • @Hope4Tomorrow-l8o
    @Hope4Tomorrow-l8o 6 ปีที่แล้ว +35

    ራሻ ታሪኽ ሂወተይ ደሪፍካዮ... መን ኮን ነገረካ!?!

    • @rthagos635
      @rthagos635 4 ปีที่แล้ว +2

      Emo hiji tariqna endina nmntay zekirkayo hluf hiwetka 🥺😁

    • @princessentertainment.4158
      @princessentertainment.4158 4 ปีที่แล้ว

      😂 😂 😂 😂 😂 Bishaq moyte 😂 😂 😂 😂 Kemey dya eza guday nigerena enber

    • @Hope4Tomorrow-l8o
      @Hope4Tomorrow-l8o 4 ปีที่แล้ว

      Eti zgerm TOPO show neza derfi slemntay derifwa hatitwo. Kabzen kulen derfu beka nezia neza zfetwa derfu. Kemi 2 amet comment zgeberkula.

    • @Hope4Tomorrow-l8o
      @Hope4Tomorrow-l8o 4 ปีที่แล้ว

      @@princessentertainment.4158 eta derfi do aysemaekayan eka ?

    • @Hope4Tomorrow-l8o
      @Hope4Tomorrow-l8o 4 ปีที่แล้ว +1

      @@rthagos635 no. Xbuk ye zeleku. Rihakley 😂

  • @henok-michael1870
    @henok-michael1870 3 ปีที่แล้ว +18

    "ጡዑም "የ ዘለኹ"❤️❤️❤️❤️
    ---------------------------------
    ጽሓየይ ብምዕራብ ደድሕሪ ምብራቓ
    ወርሒ ለይቲ 🌙ንጸላም ካብ ጥቓይ ሒዛቶ ሪሒቓ
    ብቐስተ ደበና ደሚቐ ኣብ ሰማይ
    ኣብ ፍቅርን ምንባርን ተፈጢረ ዳግማይ
    ረሲዕክዮ ዲኺ ቸይ ቸይ ክትብልለይ
    ረሲዕክዮ ዲኺ ፍቅሪ ክት ዘርግለይ
    በደላትኪ ኣብ ልዕለይ ንሞተይ ቴኔሩ
    ጢዕምኒ በሊ ይግረምኪ በንጻሩ
    ጡዑም ጡዑም ጡዑም "የ ዘለኹ (4)
    ጡዑም ጡዑም ጡዑም "የ ዘለኹ
    ኣብ ምንባር ከለኹ ሞይቱ "ዶ ኣይትበሊ
    ጡዑም "ይ ዘለኹ ክት ፈልጢ ብዕሊ
    ምሳይ እንድዩ ዘሎ ኩሉ መመቁሩ🍉🥝
    ጡዑም "የ ዘለኹ ክትፈልጢ በንጻሩ
    ሽዑ እንድዩ ሞት ኔሩ
    ዓራት መሲልኒ መቃብር ጸላም ተገኒዘ ምሳኺክነብር ከለኹ
    ይግረምኪ ሎምግን ጡዑም "የ ዘለኹ
    -----ድርብ----
    ሽዑ እንድዩ ሞት ኔሩ
    ሕጂ ግን ብንጻሩ ዳግማይ ተፈጢረ
    ብስጋን ብነብስን ክፍሳሕ ጀሚረ
    ትዝክርዮ "ዶ?ባዓልቲ ነጸላ ብተን ክልተ ክዳን
    ልበይ ሂበ ❤️ክኣትወልኪ ኪዳን
    ንስኺ ግን ንእምነተይ ንስኺ ግን ብጥልመት ኣርቢሕኪ ኣብ ሸለልታ ፍቅሪ ኣሲርክኒ ኔርኪ እዝኹሉ ዓመት
    ሕጂ ግን ሕጂ ግን ሰላ ኣብ ቅንዕናይ ዘይበሉ ኦሮማይ
    ኣብ ጎነይ ደው ኢሉ ዝፈልጣ ንስማይ
    ሕጂ ግን ሕጂ ግን ብመናድቅ ጽልኢ ኣብዘይ ትሓኽርዮ
    ማዕረ ርሕቀት ሰማይ ልበይ ኣርሒቀዮ
    ጡዑም ጡዑም ጡዑም "የ ዘለኹ (3)
    ጡዑም ጡዑም ጡዑም "የ ዘለኹ
    ድምጻዊ ሳልሕ ራሻ
    ግጥሚ ገብሪሂወት ጽሃየ
    ዜማ -ሞጎስ ዳዊት
    ዳሪግቴር -ዮናስ ማይናስ

  • @teklusium5926
    @teklusium5926 3 ปีที่แล้ว +11

    ኢሰያስ ሰላሕ ፡ ነዛ ደርፍኻ ሰሚዐ ኣይመንዋን እየ ፡
    ሓፈሻዊ ኩሉ ቅዲ ኣደራርፋኻን ላዛ ሕብሪ ድምጽኻን ኣዝየ እየ ዘድንቖ ።
    ካብቶም ተፈተውቲ ቀዳሞት ዝስሩዑ ድምጻውያን ሃገርና ኢኻ ፡
    ተዓወት. .!

  • @ፊቅሪኢዩዓለመይ
    @ፊቅሪኢዩዓለመይ 7 ปีที่แล้ว +11

    ራሻ ናይ ብሓዊ ኑፉዕ ተቱዑሙ ዘመን የምጻልና ኣነ ከማን ቱዑም ኢየ ዘለኩ 💗💗🙏🏻🙏🏻

  • @loveyouyma88
    @loveyouyma88 7 ปีที่แล้ว +273

    ራሻ ሓቢቢ ኣብ ሰዓትካ ኢኻ መጺእካኒ እዞም መዓልቲ ፍቑራት ን በይነይ ገዲፎምኒ ዘሕለፍዎ ጥዑም ኢየ ዘለኹ ሕርር በሉ ናብራ ሲንግል ስለ ዘይ ፈትውንክሞ ኢኹም ይብለኩም ኣሎ ። እስከ ነዓይ ን ሓውኹም ሲንግልን ን ራሻን ጥዑም ኢና ዘለና እሞ ስሊ ሲንግለ like ኣድዩና ኣነ እኮ ን ራሻ 👍👍👍👍👍 ኣቺ ውጂ ኣዲየዮ ኣለኹ

    • @welditlove4758
      @welditlove4758 7 ปีที่แล้ว +3

      Merhaba Habeshawyan ርሑስ መዓልቲ ሲንግላት ወዲ ከረን ዓርከይ

    • @ዑፍጌርካደይትፈጥረኒ
      @ዑፍጌርካደይትፈጥረኒ 7 ปีที่แล้ว +2

      Merhaba Habeshawyan እነ ካኣ ናዓካ ኣች ወዲ ሂበካ ኣለኩ ዕድመ ን ሲንግላት

    • @kemalemy7882
      @kemalemy7882 7 ปีที่แล้ว

      Merhaba Habeshawyan ል

    • @merhawitesfagergsh3193
      @merhawitesfagergsh3193 7 ปีที่แล้ว +1

      Merhaba Habeshawyan tuaum eye deleku ane wun

    • @akileyaardalij9078
      @akileyaardalij9078 7 ปีที่แล้ว

      Merhaba Habeshawyan .. Achii wedi

  • @Yosief-ጆሲ
    @Yosief-ጆሲ 7 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ደሓን መጻኻ ( ራሻ ) ንፉዕ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኻ ቀጽሎ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባኻ ሃየ በሉ ብሩኻተይ ሞራል ንሃቦ ሃናጺ ዝኾነ ርኢቶና ንለግሰሉ።

  • @daymontv6025
    @daymontv6025 7 ปีที่แล้ว +32

    ዋውው ግጥሚ 100 %
    ዜማ 100%
    ድምጺ ውን 100%

    • @angesomil7126
      @angesomil7126 7 ปีที่แล้ว

      ንጸላኢካ ብፍቅሪ ሰዓሮ
      Nhawka bsenay sabo
      Senay hasab nazhawey hareg

    • @daymontv6025
      @daymontv6025 7 ปีที่แล้ว

      אנגוסון א 🖒🖒🖒🖒🖒

  • @ተስፋኢዩስንቀይ-ቨ8ወ
    @ተስፋኢዩስንቀይ-ቨ8ወ 7 ปีที่แล้ว

    ዋውው ራሻ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ አንታይ ክወጾ ስራሓካ ዳኣ ጥዕም ክትህሉ ኢና ንደለካ ራሻተይይ ኣብ ንሃትካ ደርፍታትካ ክልብ ተትስራሓኒይ ክንደይ ምመቀረ ነሩ ካብዚይ ንላዓሊ ኣጀኻ ቅጽሎ ንፍዕ ምትብባዕ ካኣ ናባና ግደፎ

  • @muzeyaregawi2102
    @muzeyaregawi2102 7 ปีที่แล้ว +42

    "ጥዑም 'የ ዘለኩ" እናልካ ጥዑም ደርፊ አስሚዕካና Rasha ሽኮር ... ፅቡቕ ስራሕ ቐፅሎ !! 😘😘

  • @hermonsolomon1140
    @hermonsolomon1140 4 ปีที่แล้ว +1

    Betaemi keff zelewaaa yaa anes gebrihewet xehaye keabedeni eyuu

  • @lemlemluulay6707
    @lemlemluulay6707 4 ปีที่แล้ว +3

    ዋው ይበል ደርፊ ማራ ኬፍ ደለዎ ቦታታት ንፉዓት

  • @thomaskudus8102
    @thomaskudus8102 7 ปีที่แล้ว +1

    ራሻ ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ስራይ : ቀጽሎ ኢካ : ጥዑም ክትህሉ ከኣ ይምነየልካ :

  • @robelmahari7437
    @robelmahari7437 6 ปีที่แล้ว

    ጡዑም እየ ዘለኩ ናይ ባሓቂ ከም ሎሚ ከማን ኣይጣዓመንን ራሻ ጽቡቅ ስራሕ

  • @tsegenetyemariyamlji2070
    @tsegenetyemariyamlji2070 7 ปีที่แล้ว +71

    እዳው ምን እደሆን ሳይገባኝ አዳምጨ መውጣት ብቻ በጣም ደስ ይላል

    • @tslalgabaentertainment
      @tslalgabaentertainment 7 ปีที่แล้ว +2

      አይምሰልሽ፣ እኔ በጣም ተመችቶኝ እየኖርኩ ነው። እያለ ነው።

  • @ዋልታተስፋይ
    @ዋልታተስፋይ 7 ปีที่แล้ว +1

    #ዋውው #ኢልና #ኢና #ራሻ
    ጥዑም ድምጺ ምስ ውሕሉል ስእሊን ህርመት ሙዚቃን ::
    ዝተንጸባረቃ ቪድዮ ክሊፕ ብሙኻና ፈትየያ :: ምንጽብራቅኪ'ውን ኣድናቆተይ ልዑል እዩ :: ኣብ ቀጻሊ ድማ ካብ'ዚ ዝበልጽ ስራሕ ክጽበ እየ ::

  • @dahabaraya4906
    @dahabaraya4906 7 ปีที่แล้ว

    አሰይይ ኢሰያስ ሐወይ ቀጵሎ ወዲ ኤረይ ናይ ባሐቂ ጡዑም ይግበረልና ናይ ባሐቂ ሽዑ ኢዩ ሞት ኔሩ ባሐቂ ሕጂ ዳአ ብክልቲ እግርና ረገጲና ኢድና አጰቢቁ ክጥዕመና ኢዩ ወረ ገና ንዝርዶኦ ሰብ ኢዩ ኢ እዚ መልእክቲ እሞ አጆካ በርትዕ ኢሰያስ ሐወይ ።

  • @hermonhaile4042
    @hermonhaile4042 5 ปีที่แล้ว +4

    ኡንቃዕ ጽቡቕ ሃለኻ ራሻ ሓቢቢ ነቶም ኣብ ናይ ስደት ስቓይ ዘለው የሕዋትካ ከኣ ከመኻ ጽቡቕ ዘመን የመጻሎም

  • @lahamea45283
    @lahamea45283 5 ปีที่แล้ว +3

    Betammm Neyeeeee Mood Zakony music .. Keep it up Wedi Salih Rasha the great job ❤️😎🇪🇷👏

  • @ስነ-ጥበብተደፊሩ
    @ስነ-ጥበብተደፊሩ 7 ปีที่แล้ว +2

    Wwwwwww ራሻ ኣስለይ ይበል ጥዕም ክትህሉ ኢና ንደሊ ኣጆኻ እስከ ዓርከይ
    ጽባሕ እስከ ክጭርጭረልካ እየ ናይ Congar ክብለካ

  • @ፍናንለዋህ
    @ፍናንለዋህ 7 ปีที่แล้ว

    ጥዑም የ ዘለኩ ኣነ ዉን ከማካ ኢየ ጥዑም ኣለኩ ራሻ ጽቡቅ ስራሕ ጥዕምቲ ደርፊ ምስ ግጥማ ዜማ ይበል ድምጺ ንፍዕ ኣጀካ።

  • @YousefYousef-hq5ij
    @YousefYousef-hq5ij 2 ปีที่แล้ว +1

    ماشاء الله على الفنان الارتري اسياس صالح اغنية في منتهى الروعة حفض الله ارتريا وشعبها

  • @ወዲኤረ-ጨ7ጘ
    @ወዲኤረ-ጨ7ጘ 4 ปีที่แล้ว +1

    ሽዋየ ሓጺራ ዶ ሓቀይ? እንበር ጥዕምቲ ደርፊ ራሻ ዓርከይ⭐️✨

  • @Honeytv-v
    @Honeytv-v 7 ปีที่แล้ว

    gele aynet rashiti 😍😍
    Mainas ka gele aynet directing 😍😍qexlwo deqi erey tenafeqti 😍😍🇪🇷🇪🇷

  • @ፍቕሪምስፊያካኬፍኣለዎ
    @ፍቕሪምስፊያካኬፍኣለዎ 6 ปีที่แล้ว +2

    ራሻዊ ማራ ደስ ዝብል ስራሕ ምስ ጥዑም ድምጺ ኣጆካ ሰጉመለይ

  • @medawediasmera2524
    @medawediasmera2524 7 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki tuum eye zeleku abza hji gize zelekwo naay eya timlket eza derfi Thx Rashino habibi

  • @asgodomgebreab3619
    @asgodomgebreab3619 7 ปีที่แล้ว +3

    Outstanding bro.got mixed my feelings.kemzia derfi mo yelen

  • @iliveandilearn3044
    @iliveandilearn3044 7 ปีที่แล้ว +1

    ኢሱ ሓወይ ኩሉ ግዜ ደርፍታትካ አንተ ይሰምዕ ኣለኩ መፍትሐይ ብ ማዕጾ ናይ ገዛይ ክከፍቶ ይፍተን ሞ ይከፍቶ ካ ይኮነለይ አንቃዕ ደራፋይ ኮንካ ሞዴለይ ኢካ ንስካ ይዓክ 💪🏿♥️✌🏾

  • @neverlosehope688
    @neverlosehope688 5 ปีที่แล้ว +5

    It's finally weekend and i'm enjoying this great song while i'm drinking my Beer 👍🏽🍻

  • @ባጁወዲኩዴኣስሊ
    @ባጁወዲኩዴኣስሊ 7 ปีที่แล้ว +1

    Rash habibi wowow nay elka eka meslen derfkaya likeeeee eske habelay

  • @yoditabraham4085
    @yoditabraham4085 7 ปีที่แล้ว +5

    As usual you did well sweetheart ❤️❤️😘😘😘

  • @kingrasta4118
    @kingrasta4118 4 ปีที่แล้ว

    Rasha ayney ezia nay elka eka derifkaley thx bro natka adnaki eye kabaka dma buzuh ena nxbe🥰😘

  • @erilove4346
    @erilove4346 7 ปีที่แล้ว +20

    ጥዑም ይሃብካ ሓቢቢ

  • @anditdanielmessi8061
    @anditdanielmessi8061 7 ปีที่แล้ว +4

    Just wawwww perfect song nice bro keep going up

  • @ወድሰብንፈተናከምኣፊጫንጨ
    @ወድሰብንፈተናከምኣፊጫንጨ 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጡዑም ግጥምን ዜማን ዋላ cilp ።

  • @rahelgetachew9528
    @rahelgetachew9528 2 ปีที่แล้ว

    uffffffffff edmay kulu kesamho jajna so am from ettho eritrean

  • @rstomgereysus6234
    @rstomgereysus6234 7 ปีที่แล้ว +2

    Really really nice song ewe teum iye zeleku nay bahki keep it up with your beautifull voice

  • @NyattHaftom
    @NyattHaftom 8 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ጡዑም እየ ዘለኩ ❤❤

  • @22danielzula
    @22danielzula 4 ปีที่แล้ว +2

    Thanks alot nice song I won't more of your songs

  • @ዘይትርዳእጉዳምትዕብቴኛን
    @ዘይትርዳእጉዳምትዕብቴኛን 7 ปีที่แล้ว +17

    ራሻ ኣዝማሪኖ ከመይ ዲካ ሓበነይ ተኮራዓኒ ኢካ ኮ ኣነ ከማን ጡዑም ኣለኩ ሸይጣን ኣይስማዕ ሰበይተይ ኣጥኒሰያ ኣለኩ ግዳይ ገምቱ ወዲ ድዩ ጋል እስከ ገምቱ ደቂ ኤረይ # ኢቶጵ ገምቲ ደቂ ሹቀይ

    • @amourmonblive5179
      @amourmonblive5179 7 ปีที่แล้ว

      ፈረንሳዊ ኤርትራዊ ኣስላዊ ab français dika zeleka kbretey

    • @ዘይትርዳእጉዳምትዕብቴኛን
      @ዘይትርዳእጉዳምትዕብቴኛን 7 ปีที่แล้ว

      Motherey kndi kulu ya nay Amour mon blive ያ ዝያዳይ ኬፍ ድዩ

    • @ዘይትርዳእጉዳምትዕብቴኛን
      @ዘይትርዳእጉዳምትዕብቴኛን 7 ปีที่แล้ว

      Motherey kndi kulu ya nay Amour mon blive ኣበይ ኣከካ ሰበይ እስካ ከ

    • @amourmonblive5179
      @amourmonblive5179 7 ปีที่แล้ว

      ፈረንሳዊ ኤርትራዊ ኣስላዊ yaaa wela ane kbretey abu ye zeleku
      Emo zeynrakeb da messengerka emo sdedeley

    • @ዘይትርዳእጉዳምትዕብቴኛን
      @ዘይትርዳእጉዳምትዕብቴኛን 7 ปีที่แล้ว

      Motherey kndi kulu ya nay Amour mon blive ክክክክክ እንታይ ትብል ወደይ ያ ግደፍ እንዶ ኣይተራስነና ቀዲ ሹቀይ ዳሓር ካኣ ብመሰንጀር ሌላ ዘይነጅሓኒ ብተሌ ተዝከውን ግን ?

  • @Eastafro-Stars
    @Eastafro-Stars 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ደመይ ዝኣተወት ደርፊ😍😍😍

  • @makuku904
    @makuku904 7 ปีที่แล้ว +1

    Kabzi nzyzi gzye zi zbelexetn des zbeletnn derfi qexlo hawey natey 😘🔥🔥🔥💫100

  • @elsajeftertesfay1303
    @elsajeftertesfay1303 7 ปีที่แล้ว

    እንቋዕ ጥዑም ሃለኻ ራሻ ሽኮር ይበል ዜማ

  • @henok-michael1870
    @henok-michael1870 4 ปีที่แล้ว +2

    ጡዑም ጡዑም ጡዕም የ ዘለኹ ብጥዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ኣብ ማኣልቲ ከይሰማዕክዋ ውዒለ ኣይፈልጥን እየ ከምዝከማ ከ ኣለኹም ዶ

  • @habenbrhane4892
    @habenbrhane4892 7 ปีที่แล้ว +6

    always love bro,,♥♥

  • @er3137
    @er3137 6 ปีที่แล้ว

    Belle
    Bella Neay elka eka eza derfi ateliekaya so thanks

  • @Hamie254
    @Hamie254 7 ปีที่แล้ว

    Esu Habibi nice music teum ey zelku bro Ajoka kexlo Habibi

  • @matiwosfili9388
    @matiwosfili9388 7 ปีที่แล้ว

    wowww Rasha asli Nice song good luck for averting bro 🎤🎤🎤❤❤❤🖒🖒🖒🖒

  • @emates2247
    @emates2247 6 ปีที่แล้ว +4

    *_I really Love this song_*
    *_I love all songs so keep up_*

  • @edenamanuel4969
    @edenamanuel4969 6 ปีที่แล้ว +31

    *I love my eri songs wat ever it is i am proud to be eriiii*

  • @እናቴንሩልኝመኖርሽያኑርኛ
    @እናቴንሩልኝመኖርሽያኑርኛ 6 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውውውው ጥዑም እየ ዘለክወ ባእ ገለዓይነት ድምፂ

  • @meazabokretsion7583
    @meazabokretsion7583 4 ปีที่แล้ว +2

    Tetamu yhabka Fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹nana zkewn taum amet ygberelna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @yewhansandemeskel9153
    @yewhansandemeskel9153 5 ปีที่แล้ว

    Rasha habibi natka dea entay kwexo nice song wedi erey

  • @abeltesfay9840
    @abeltesfay9840 7 ปีที่แล้ว +18

    Ich bin verdammt stolz auf dich mach weiter so Digga du bist der beste Singer 👍👌👌

    • @CR-yd9wg
      @CR-yd9wg 6 ปีที่แล้ว +2

      Verdammt 😂

    • @siseman5327
      @siseman5327 4 ปีที่แล้ว +2

      Was ist Digga

  • @22danielzula
    @22danielzula 5 ปีที่แล้ว +2

    Thanks issayas the best song keep up good job

  • @ወዲሞልኪ
    @ወዲሞልኪ 7 ปีที่แล้ว +246

    Tium eye zelku gele aynet tium eye zelku zibil abzi like yigiber

    • @ፍቅሪኢዩጥዑምልበይ
      @ፍቅሪኢዩጥዑምልበይ 7 ปีที่แล้ว

      ወዲ ሞልኪ ጡዑም ኢየ ዘለኩ ኣነ ዊን

    • @ፍቅሪኢዩጥዑምልበይ
      @ፍቅሪኢዩጥዑምልበይ 7 ปีที่แล้ว

      ወዲ ሞልኪ ጥዑም ኢየ ዘለኩ

    • @bereketzeray399
      @bereketzeray399 6 ปีที่แล้ว +4

      ኣነ ካብ ድሕሪ 2008 ንድሕሪት ክሳብ ሎሚ ጥዑም የለኹን ያጀማዕተልከር፡ ይጽልኣኒ ሕክምና ይኸይድ ሓንቲ የብልካን ኢሎም ይመልሱኒ፡ መንእሰይ ክሕጎስ ክስሕቕ ዝግብኣኒ ስኣን ጥዕና ኣሕሕሕ እስከ ጸሎት ግበሩለይ ኣሕዋት ገለ ናይ ቕድሚ 2007 ዝነበረጥዕናይ እንተተመልሰ ክቡራተይ

    • @petros7024
      @petros7024 6 ปีที่แล้ว

      ወዲ ሞልኪ o

    • @gamusgetia6127
      @gamusgetia6127 6 ปีที่แล้ว +1

      Bere hawey eti kulu zeyseano fetari kesanet hibu edmen teinan yhabka sesenayu neaka zhawey

  • @kerenshalot9875
    @kerenshalot9875 7 ปีที่แล้ว +2

    Waw nice song keep it up doing your job I'm good I'm good I'm glad u🔥✌️👍🤙

  • @ወዲዓቴጻዕዳዘይብሉዕዳ
    @ወዲዓቴጻዕዳዘይብሉዕዳ 7 ปีที่แล้ว +83

    ጾም ኢዩ ኣሕዋት ከምቲ ብሰላም ጀሚሩ ዘሎ ብሰላም የወዳእና ደቂ ዓበይቲ

  • @feqareyulbylbey8966
    @feqareyulbylbey8966 7 ปีที่แล้ว

    ራሻ ኣንበሳ ኣጆካ ስከ ጥዑም መን ይጸልእ እንቃዕ ጣዓመካ

  • @aviaman7624
    @aviaman7624 7 ปีที่แล้ว

    ራሻ ሽኮር ጥዑምካ ብዝሕ ዝሕ ይበል
    ሓቢቢ >ጥዑም ጥዑም እየ ዘለኩ 🎤👍

  • @banamesgena2960
    @banamesgena2960 7 ปีที่แล้ว +3

    Ewi tume alku ewe naye bhaki ❤️❤️

  • @sdet3008
    @sdet3008 4 ปีที่แล้ว +8

    ድሕሪ ኢንተርቪው ደጊሙ ዘስተማቀራ እንተሎ እስኪ 👍 ጌርካ ሕለፍ

    • @Tesfayweldu9552
      @Tesfayweldu9552 4 ปีที่แล้ว

      Ata enteawan dea bezi mexika qedimkani kkkkkkkk

    • @sdet3008
      @sdet3008 4 ปีที่แล้ว

      ከምኣ ያ ዘዓርከይ 🤣🤣🤣

  • @ደስትሰላምደስትሰላም
    @ደስትሰላምደስትሰላም 7 ปีที่แล้ว

    Rasha ayney teome yehbka habibi kulu derfetateka tome u gen mesnay yekrita gen eza nay hji camera ayeagbekulan Abe kexali kere zelwo guday u bezterefe kulu100% 😚😚😚🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MeronKbreab
    @MeronKbreab 3 หลายเดือนก่อน

    ንሳ ምስ ከደት ጡዑም የ ዘለኩ ኣነስ 2025 zsemkya❤😮

  • @loveYourself-ps6kn
    @loveYourself-ps6kn 7 ปีที่แล้ว +2

    nic job Rasha bro
    Kem afka eske bel Tium ygbrelna
    Kulatna ab sdet zelena yhwat tium kihluwu kab blbey ymneylkum all people Eri &Ethio and another people

  • @asmarawiasli9686
    @asmarawiasli9686 7 ปีที่แล้ว +1

    I am from Sudan and i love Eritrean song

  • @ቀሉሱምእው
    @ቀሉሱምእው 6 ปีที่แล้ว +7

    እዚአ ነዚ ናቴይ ታራክ እያ ተዘንቱው ብጣኢም ጽብቅቲ የቀንዬለይ ቀጽሎ።

  • @joniboy7965
    @joniboy7965 4 ปีที่แล้ว

    ነታ እምኒ ንክርእያ ኢለ ዳግማይ ናብ comment ተመሊሰ ብሓቂ ትፍርሕ ኢያ ራሻ በላዒ ሕንባሻ ፡

  • @thomasselomun9682
    @thomasselomun9682 7 ปีที่แล้ว

    Nfkri gn tlhxexela eka rashitey also nice song with nice clip👂👍

  • @timoboychentro2639
    @timoboychentro2639 7 ปีที่แล้ว

    wawww Rasha bro 🎤 best song 👍👍👍🌹❤ tum eye zeleku 🎤🎶🌟

  • @ama3746
    @ama3746 7 ปีที่แล้ว

    Wow am really proud of you. Resha haway keep it please

  • @ghsgshhgshshshshjjd609
    @ghsgshhgshshshshjjd609 7 ปีที่แล้ว

    Rashitayyy azmarino eska beshmey lomi dengelenay beshim eza darfy arkibaya like eska agarshiwe abululay burukat

  • @misganaweldemichal3979
    @misganaweldemichal3979 7 ปีที่แล้ว

    Wawwww enkoa bselam mexaka Eseyas salh (Rasha)

  • @hermonrussom6466
    @hermonrussom6466 7 ปีที่แล้ว +5

    WWWWW Nice music Rasha miss you so continue...........👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @remhayezana813
    @remhayezana813 6 ปีที่แล้ว +3

    All his songs are so incredible

  • @GhjjjkjkjvnkogGlhkllokhfkhllhj
    @GhjjjkjkjvnkogGlhkllokhfkhllhj 7 ปีที่แล้ว +1

    Haqkawee rasha hawey, Toumm eyu zeleku .💓💖💓💓💞💓💖💞💓💖💓💞

  • @ኣቦወንበርወሎዶናይሕማመይ
    @ኣቦወንበርወሎዶናይሕማመይ 7 ปีที่แล้ว +1

    ጥዑም ይገበረልና ኢሱ ተብዓተይ ይበል ደርፊ

  • @edrissalih1967
    @edrissalih1967 7 ปีที่แล้ว +10

    Ufffff eritrean lovely. Song. ...i wish a day that's eri vs tigray comes together as one region .....we r one heart. ...

  • @tsehaiahferom4421
    @tsehaiahferom4421 4 ปีที่แล้ว

    Teum ye zeleku 👍 yes 🙏👍🇪🇷❤️💐👏great job

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣገናዕ ኢሰያስ ኩሉ ደርፍታትካ እካ ዝፈትዎ እንተኾንኩ፣ ግን ኣይከምዚኣን፣ ብጣዕሚ የ ዝፈትዋ ክበር ንበር ኢሱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፣ ንቀጻሊ ዓወት ይምነየልካ ምስ ታ ዓቢ ቅያ እተበርክት ዘላ በዓልቲ ቤትካ ሄሉ ሽኮር ዓወትኩም ይምነ ብቐጻሊ።🙏🙏🇪🇷🇪🇷👍👍❤️🌹🌹🌹👋👋👋🇪🇷🇪🇷

  • @በጃኣስመራጻኣዳኣዝማሪኖ
    @በጃኣስመራጻኣዳኣዝማሪኖ 7 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwww rashs meksen ybel sirah xufuf libika timelisss ebka beselam mexakana
    Getmi 100%
    Zema 100%
    Demxi 100%
    I love it music 😘😘😘😘

  • @saidahmed6837
    @saidahmed6837 7 ปีที่แล้ว

    Yeamralll zefen esa arkey metabietey 💟💟💟 xega shukor 💟💟💟

  • @emuyekidanemeheret9511
    @emuyekidanemeheret9511 7 ปีที่แล้ว

    Neski gen neamentey neski gen arbihki betelmet abshelatat Fekri asirkni nerki ezi kulu amet wow just wowww💯💯✅

  • @Ak-offcial_media
    @Ak-offcial_media 7 ปีที่แล้ว +3

    Teum aleku ane wn kemaka rasha shikor...👍 blxti srah btami xbuk tkeyd aleka ajoka berte xbuk gerka

    • @merihwedishishy4848
      @merihwedishishy4848 7 ปีที่แล้ว

      Devííí ዓዲ ቀይሐይ ክብረተይ ጡዑም እየ ዘለኩ

  • @Nevergiveup-ko7ez
    @Nevergiveup-ko7ez 7 ปีที่แล้ว

    እንቃዕ ጥዑም ሃለኻ ራሺኖ ጥዕምቲ music ሰኒ🎵🔊🎧👍

  • @fanuelyohannes6794
    @fanuelyohannes6794 6 ปีที่แล้ว

    Wawwwww nic gob xebqti derfi rashiti nay hemameyyyyyyyy

  • @filmonteshome2395
    @filmonteshome2395 7 ปีที่แล้ว +13

    Ja telahxixkum like habuni nic Music 🎶

  • @senaitasmelash886
    @senaitasmelash886 7 ปีที่แล้ว +1

    Nice song wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @erimonia6574
    @erimonia6574 3 ปีที่แล้ว +2

    #ንባሃሃል
    ግዜ ዝወለዶ ፍሕፍሕ
    ህኮት ፈጢሩ ክመሲ ክወግሕ
    ንግሆ ምሸት ቆይቁ ነገር
    ግዜ ነሕልፎ ብዘይፍረ ቁብነገር
    ኣቲ ዝይዳይ ትማልና'ሞ ዘኽሪ
    ተደሪርና ክንሓድር ፍቕሪ
    ምውቕ ኔሩ ሓዳር ናብራና
    'ቲ ኢሂን ምሂን ክንብል ከለና
    ግዜ ዝምጾ ግዜ'ዩ ዝውስዶ
    ዓቅልን ትዕግስትን'ዩ ንሰላም ዝወልዶ
    ንባሃሃል ዝያዳይ ኢሂን ምህን ንባሃሃል
    ብቆይቁን ነገርን ፍቕርና ከይዳሃል
    ንባሃሃል ሓላል ንባሃሃል
    በቲ ናይ ፍቕሪ ዕላል
    ንላዘብ ንማኸር ንዘቲ
    ካብ ባእሲ ዝመጽእ የለን ሃብቲ
    ንስለ ፍቕሪ ኢልና ንባሃሃል ንዘቲ
    ሑሉፍና ዘኺርና ንምኸር ጽብቅቲ
    ፋይዳ ኣልቦ'ዩ ቅምታ ነገር
    ኢሂን ምሂን ንበል ንምኸር
    #ወዲ ኣፍየ