ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕሚ ገንጺልካ ዘይትውዳእ መጽሓፍያ እዛ ሓብትና። ዶክቶር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ.
ሻሮነይ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ ንበርልና ክበርልና ናይ ክንደይ ህይወት ሰብ ኢኪ ተድሕኒ ዘለኪ ብፍላይ ናዓና አብ መርዓን ሓዳርን ቆላዓን ዘይበፃሓና ዓብይ ትምህርቲ እዩ😊❤
ክብርቲ ዶክቶር ተቕርብልና ዘለኺ ትምህርቲ ኣዝዩ ጠቓሚ እዩ። ኣካላትና ክንፈልጦን ካብ ሕማም ክንከላኸለሉን ኢኺ ትምህርና ዘለኺ። ቅድሚ ሕጂ ናብ ሓኪም ምስ ሓመምና ኢና ንኸይድ ኔርና። ሕጂ ግን ንስኺ ምእንቲ ከይንሓምም ናባና መጺእኪ ትምህርናን ተጠንቕቕናን ኣለኺ። ሳይንሳዊ ፍልጠትኪ ዓሚቑ፣ ኣቀራርባ ሓሳባትኪ በሊሕን ረቂቕን፣ ቋንቋኺ ከኣ ንጹርን ጽሩይን እዩ። ዓባይን ለባምን ክብርትን ሓፍትናን። ክበርልና!!! ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ!!!
ሙሉእ ሂወትኩም ብርሃን ይግበረልኩም ንእስነትኩም የምንኩም ገጽ ስድራኹም የርኹም ሩሑስ ባዓል ፋስካ ይግበረልኩም እንዳበልኩ አብ ቻነለይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ
አሜን፫ ምራቐኽ ድስስስ ክብል
❤❤
Mis aekelet da xerfi keytijimir mireka da tuum neruda
እዚ ሓወይ ሰሪሕካ ብላዕ ርሃጽ ኣውጽእ ለሚንካ ኣይትብላዕ እዚ ዘይ ናይባህልና ኢዩ።
Aa divora deani ?????????
ዋላዉን ኣመጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት እንተሪእና ወዲ ይሁዳ ቆልዓ ከይወልድ ዘርኡ ኣብደገ ምስ ኣፍሰሶ ኣምላኽ ቀዚፍዎ። ጎይታ ይባርኽኪ ዶክተር ሳሮን ብጣዕሚ ዝገርም ትምህርትዩ።
Miraf kndey eyu zhawey
Melodey entertainment. Haftey ዘፍጥረት 38:8-10 ኣለኪ ብርኽቲ ሓፍተይ God bless you
እግዚኣብሄር ንኣእምሮኺ ይባርኽ! ፍልጠት ጥራይ ዘይኮነ ዘለኪ: ነቲ ዘለኪ ፍልጠት ብቕኑዕን ውሕሉልን ኣገባብ ናይ ምትሕልላፍ ብቕዓት ድማ ኣለኪ:: ካባኺ ኣዚና ብዙሕ ኢና ንጥቀም ዘሎና እሞ ፍልጠትኪ ይሰስን!
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ፡ ካብ ሳይነስ ንላዕሊ ዉን ሃይማኖትናን ባህልናን ኣየፍቅድን እዩ። ካብ ዘይተደልየ ጥንሲ ትብልዎ ዘይተደልየ ጾታዊ ርክብ በልዎ ኢልኪ ተጋጊኪ እንድሕር ተዓሚጻ ብድሌታ ድዩ ከተነጽል ዝገብራ፧ ጭንቀት እዩ ዋላ ዉን ሂወተን ዘሕሕልፋ እኮ ኣለዋ። ጥንሲ ምንጻል ሓጢያት ምኳኑ ዘይትፈልጥ የላን ግን ኣብዚ ዓለም ጌጋ መናብርትና እዩ ዶስ ንኩለን በዛ ኣብዛ ፊልም ዘላ ኢኪ ትፈርድየን ዘለኪ እዛ ኣብዛ ፊልም ዘላ ብሸብዳዕዳዓ ዘምጸኣቶ እዩ ግን ነታ ፊልም ከኣ ክትዉድእያ ኔሩኪ እንታይ ሳዕቤን የምጸኣላ ይከዉን ዝፈለጥናዮ የብልናን እዛ ፊልም ጌና እያ ዘላ። ካብ ሳይነስ ንላዕሊ ሃይማኖትና ዘዕበየና ባህልን ምንጻል ጥንሲ ዉጉዝ እዩ። ዓመጻ ኣጋጢምወን ከይኣክል ምንጻል ካብ ሕብረተሰበንን ካብ ቤተሰበንን ዘጋጥመን ዓቅለን ጸቢቡወን ሂወተን ዘሕለፋ ዝነጸላን ዉሑዳት ኣይኮናን😭😭😭እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለልና ካብ ምኽሪ ድያብሎስ የድሕነና።
ዋውውው ከምዚ ዓይነት ሂወት ዝህብ ጸጋ ስለዘለኪ እየ ኣዝየ ዝፈትወኪ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መታን ንዓና ክጥዕመና።
ዋላ ሓሙሽተ ደቂቅ ዚሰማዕኩ ኳይኑ ኣይተሰማዓኒን ክደጋገማ ኢየ ዶር ሻሮን ብሊጽቲ መንእሰይ ናይዚ ግዘ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ራቢልዓላሚን ክገልጸኪ ኣይክእልን እየ ጓል ኤረይ ጻዕዳ ።
ሂወትኪ ሙሉእ ብርሃነን ሰላምን ዝዓሰሎ ይኩን ምስ ስድራኪ ብልፅቲ ሄዋን ኣንበሲተይ 👑💘👌
ዶ/ር ሻሮን ብጣዕሚ ደስ ዝብል መለበሚ ዝኾነ ትምህርቲ እዩ ። ሓንቲ ግን ቅድሚ ክሉ ክትጥመት ዘለዋ ኣብዚ ዓለም ሓደ ፈጣሪ ንፍጥረታት ፈጢሩ ፡ ሳይንሳውያን እውን እግዝአብሔር ብዝሃቦም ልቦና ኢዮም ነዚ ሓሳብ ( መንገዲ ጥፍኣት ምንጻልን ካልእን ) ክገብሩ ክሕግጉ ዝውዕሉ ዘለዉ ። ስለዚ ኣብ ክንዲ ብሳይነስ ምቕዳም ብፈጣሪ ምቕዳም ይበለጽ ። ኩሉ ፍጡር ድማ ብኣርኣያ ስላሰ ኢዩ ተፈጢሩ ። ምንጻል ጥንሲ ድማ ሓጥያትን ሞትን እዩ ዓስቡ።
ግሩም ሰኒ ።ኣደይ ! ወለት ከምሰል ቤታ! እይላ ትምስል ኩሉ ኣብ ትሕቲ ጻሓይ ሰብ ብዝገብሮ ፍቃድ ጥራይ ኣይኮነን።
ዶክተር ሻሮን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣስተምህሮ። ኣዝያ ኣገዳሲት ኣርእስቲ እያ። ምስ'ዛ ኣርእስቲ ዝተኣሳሰር ሕቶ፡ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ፡ ናይ ወርሒ፡ ክልተ ወርሒ ወይ'ውን ኣብ ሳልሳይ ወርሒ፡ እቲ ጥንስቲ ኮይና፡ ንሓደ ሰሙን ኣዝዪ ብርቱዕ ሕማም ትሓምም፡ ክሳብ ትንፋሳ ክወጽእ ድማ ትስሓግ ንላዕሊ የብላ፡ ሰብነታ ድማ ዋሕዲ ማይ (dehydrate) የጓጥማ፡ ደሓር ናብ ሕክምና ትኸይድ እሞ ጥንስኺ miscarriages ኮይኑ ትብሃል። ተደጋጋም እዋን የጋጥም። እዚስ እንታይ ኮን ይኸውን ጠንቁ፣ የቀንየለይ።
Naybhaki ❤Ane wn khata zeleni hto ya mknyatu tedegagami agatimuni neru
Wow blessed mind Dr sahron ❤❤❤❤ ትንቢት ኤርምያስ 15፤ ኣብ ከርሲ ኣዴኻ ኸይሀነጽኩኻ ፈለጥኩኻ፡ ካብ ማሕጸን ከይወጻእካ ኸኣ ቀደስኩኻ፡ ነህዛብ ነብዪ ኽትከውን ድማ መደብኩኻ፡ በለ።
YOU are such a wonderful human being....your knowledge + your amazing moral ground is just perfect for us Eritreans!!!!❤❤❤
Blessed ❤❤❤
ዕድመ ይሃብኪ ብርኽተይ ፍፃሜኺ የስምረልኺ❤❤❤
አውይ ንስኪስ ፍልይቲ ኢኪ መግለጺ ስኢነልኪ ክማኪ ይብዝሓልና ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምርቲያ ናይ ሎሚ ብፍላይ ክብሪ ንዓኪ ❤
ዶክተር ሳሮን፡ ፈጣሪ ኣእምሮኺ የስፈሓዮ። ብጣዕሚ ኣገዳሲን ግዚያውን ትምህርቲ ኢዩ። ነዚ ከም ልጋም ዘይብሉ ፈረስ ብዝረኸቦ ዚሃልል ትውልዲ ጠቓሚ ሃበረታ ኢዩ። ንምዕራባዊ ሕጊ ከይ ፈራሕኪ ካብ ግብዝነት ወጺእኪ ነዚ ክትምህሪ ስለ ዝደፈርኪ ኣምላኽ ይባርኽኪ። ናይ ብዙሓት ሂወት ኢኺ ተትርፊ ዘለኺሞ ቀጽልዮ። 🙏
ዋውውውውውውውው ❤ ትክ ኢሉ ናብ ኣእምሮ ዝኣቱ ትምህርቲ
Thank you DR Sharon habtey❤ኣቲ ዶ/ር ሻሮን ሓብተይ ንስኺ ሲ 1000 ኩንልና ብልጽቲ ዘርኢ 😍😍😍
ብርሃን ገጻ ዶ/ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏🏽💖😍
ነዉሕ እካ ተኮነ መልእክተይ አብ መጨረሻ ሕቶ አለኒ ተገድስኪ መልስለይ ግዜ አብ ዝረከብኪ ዝሓፍተይ! ብሓቂ ድማ ከመይ ዲኪ መክሰብ ዝኮኒኪ አዚየ እየ ዘደኒቀኪ ናይ ሎሚ ቁርብ ንዉሕ ዝበለት እያ እልኪና Dr Sharon ሓፍተይ አነስ ነዉሕ ኮይኑ አይተሰመዕኒን ከምዚ መጽሓፍ ተንብብ እሞ እቲ መጽሓፍ ድማ መሳጢ ኮይኑ ክትረክቦ ኮለካ አቃርጾ ዘይመጸእካ እዚ ናትኪ መልእክቲ ተመሓላልፍዮ ድማ ዓብይ ቅሙነገርን ጥቅምን ዝሓዘ ስለ ዝኮነ ተመስጠ እየ ተከታትለኪ ጎበዝ አደኒቀኪ አሎኩ አምላክ ነዉሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ🙏 ሕቶይ እዚ ዝስዕብ እዩ አነ አብ 40 ዞሎ ዓመት አይወለድኩን ሓዳር የብለይን ስጋብ ሕጁ አብ ስራሕ ተጸምደ ይርከብ ስለዚ ብዛዕባ ወርሓዊ ጽግያተይ ብሱሩዕ አይመጽእን አሎ ቅድሚ 5 ዓመት ጀምሩ አብ መወዳእትኡ ሕክምና ምስ ከድኩ መገኛ አለኪ ምስ በሉኒ ሰንብደ ሰምዕዮ እዉን አይፈልጥን ንመጀመርያ ስለ ዝኮነ ሽዕ ሓኪም ኦፕራስዮን ክትገብር ምስ በለትኒ ገረዮ ናይደም ዋሕዲ ዝነበረኒ ናይ ወርሓዊ ጽግያት ሱሩዕ ዘይምምጻ ዝነበረ ተስተካክሉ ግና ብድሕርኡ ሕክምና ዘፍረሕኒ ዝነበረ ዓመታዊ ክከታተል ጀምረ ። ሕጂ ድማ ድሕር 5ዓመት ድማ ናይ ዋሕዲ ደም ሱሩዕ ዘይምምጻእ ወርሓዊ ጽግያት አጋጥሙኒ አሎ ብፍላይ እዚ ወርሕ ቡዝሕ እካ ተዘይ ኮነ ከየቃረጸ ይፈሰኒ አሎ ሕክምና እዉን ቆጾሮ አለኒ ግና ታትከታተለኒ ዝነበረት ሐኪም የላን ናብ ካልእ ዓዲ ቀይራ ሕጂ ካልእ ሓኪም እየ ቆጾሮ ሕዘ ዘለኩ ናይ ደም ዋሕዲ እዉን እዚ ከኑን ይወስድ አለኩ HemoFix ሐደ ንማዓልቲ ግና ካብ ምንታይ ይከዉን ማለት አጋላልጻኪ ብዝርዳእ ትንትን አብልኪ ስለ ትገልጹ ንክትምልስለይ ብትሕትና ይሓተኪ ዝሓፍተይ ናይ ምውላድ ሕልም እዉን አለኒ ስጋብ ሕጂ ግን አብ ስራሕ እየ ዘለኩ ምስ እግዚአብሔር እንታይ ጥንቃቄ ከምዝገብር ክትሕብርኒ ይፈቱ ንሕቶይ ምብዝሑ ይቅረታ ግልጺ ገረ ጸዝጻሓፍኩልኪ አገላልጻኪ ግል ስለ ዝኮነ እየ።
ብሓቂ ዛሓፍተይ ጥንሲ መጥንቃቅ ዘይኮነስ ካብ ፀታዊ ርክብ ጠጥው ምባል ይሐይሽ
... ኣዚኺ ተሓብንን ብቕዕትን ፍጥረት፡ ልዕሊ ኩሉን እቲ ኣዝዩ ዘገርምን ብቕዓትክ ዓሚቕ ፍልጠት ትሕዝቶ ትምህርትኺ፡ ርእሰ-ተኣማንነትኪ፡ ብሉጽን ምሩጽን ቋንቋ ኣደ፡ ኣወዳድቕኡን ኣሰኹኹዕኡን፡ ' ኮኾብ ' ወይ ክንድ ሽሕ ሓበን ሀገር ክብለኪ እመርጽን እደፍርን። ኩሉ ሰሰናዩ እምነየልኪ።
ነዓኺ ዝኸውን መግለጺ የብለይን ተባረዝኺ ብርዕኺ ይሰስን
Wow amazine description!👏👏👏ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ንህዝብና ካብ እግዚአብሄር ዝተላአክኪ ፈውሲ ኢኺ:: ብዙሕ ዘይተቀድሔ ፍልጠት ኣለኪ እሞ ቀጽልዮ ተባረክለይ🙏❤️❤️❤️
ዝበለጸት ኤርትራዊት ድ/ር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። The especial Eritrean Dr Sharon may God give yu long life.
wawuuuu ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚጽቡቅ አገላልጻ ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን ❤
እውይ ኣቲ ዶክተር ሻሮን ሓፍተይ እስኪ ብርክቲ ኢኺ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኪ ዘገርም ብሉጽ ሓሳብ ኣሎኪ መግለጺ ኣብ ውሽጥኺ ዘሎ ብሉጽ ነገር እዩ ከምዚ ከማኪ ይብዝሑ ኩሎም ሰብ ሞያ ፍርሓት ኣምላክ ይብዝሓሎም። ሓቅኪ እወ ጽሉል ሓሳብ ክትበልዓ ዝደለካ ኣባጉንባሕ ዛግራ በላ እዩ ነገሩ። ኩልክን ኣሕዋተይ ከኣ ሂወት ኣጥፊእካ ብሂወት ምንባር ብኣምልክ የሕትት እዩ እቲ ብሂወት ከይነብር ሂወቱ ዝቆረጽካዮ ምስ ሞትካ ይከሰካ እዩ ንጠንቀቅ ሓጥያት እዩ ዶክተር ሻርኦን ሓፍተይ ኣምላክ ዘመን ሂወትኪ ይባርክ ቀጽልዮ❤❤❤
ሓቂ ዘረባ፣ በረኸትኪ ይብዛሕ ክብርቲ ዶክቶር ሻሮን!!!መሰለይ እዩ ኢለን ቆልዓ ዘንጽላ ካብ ኮና፣ መሰለይ እዩ ኢለን ህይወተን ዘጥፍኣኸ ክንደይ እየን?
ዶክተር ሻሮን ናይ ብሓቂ በዚ ትህብዮ አስተምሕሮ የመስግነኪ ሩሑስ በዓል ፊሲካ ይግበረልኪ።
ዕድመ ይሃብኪ ብቁዱሳን ይሕፀርኪ ዛሓፍተይ ካብ ዓለምና ሙሉእዶ ሎሚ ጥዕይቲ ተረኪብኪ ሃይማኖትኪ ኣስጢምኪ ዝሓዝኪ ዶኩተር ከም ቅዱስ ማርቆስ ይግበርኪ ዛሓፍተይ❤❤❤❤
ናይብሓቂ ጥበብ ዘለዎ ኣገላልጻ፡ ብመልክዕ ሳይንስ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ብዓይኒ ሕልናን ግቡእን፡ ልክዕን፡ ተፈጥሮኣዊ ባህርን፡ ጠሚትኪ ገሊጽክዮ። እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ሰላም ዶ ሻሮን ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ካባኪ ብዙሕ ኢና ንመሃር ቀጽልዮ።ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ።ከም ዝፍለጥ ኣብ ሓበሻና ብዛዕባ ምክልኻል ጥንሲ ወርሓዊ ጽግያት ምስዳድ ጥንሲ ብዙሕ ኣይዝረበሉን'ዩ። ስለዚ ብፍላይ ብዛዕባ ምክልኻል ጥንሲ ኣተቓቕማኡን ዓይነቱን ጽቡቅ ጌርኪ እንተ ትገልጽልና ጽቡቅ ኔሩ ምተማሃርናሉ ኔርና።ብዘይ ዝኮነ መድሃኒት ወይ መከላኸሊ ጥንሲ እዉን ስጋዊ ርክብ ክትፍጽም ከም ትኽእል ጥንሲ ከምዘይ ትሕዝ እዉን ንሰምዕ ኢና ኣበየኖት ማዕልቲ ዘለዋ ርክብ ምስ ትፍጽም ኢኻ ዘይትጠንስ ጽቡቅ ጌርኪ ከም መደብ ከተምጽእልና ተስፋ ንገብር።
ናይ ባሓቂ ገላጺትን ማሃሪትን ዶቶረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ዶ/ር ሻሮን ብልፅቲ በላሕ ጓል ኣንእስተይቲ
ኣምላኽ ጸገኡ ኣዕዚዙ ይበርኽኪ ዶኽተር ሻሮን።
Yes Thanks Dr Sharon❤🙏
ጽቡቕ ስራሕ እዩ። ከማኺ'ስ ሚልዮናት ይሃልዉ።
Wowww ጽቡቕ ስራሕ ትምህርቲ ዶክተር ብልጽቲ ሰብ ❤
Nifetiety Shikor bravo 👏 Kulu Negerkiy Luzub , Libonaky Filtetiky. Tihitinakiy Love Haftiky Kab 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ሳሮን ሓብተይ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ናይ ኣደታት ክመጸኒ ከሎ ብርትእ ቃንዛ ኣሎኒ ከብደይ ይቀርጸኒ እግረይ ቅርጥማት ይገብረለይ 😢ኣፍ ሞት እዩ ዘብጽሓኒ በጀኪ ተገድስኪ ንገርኒ እንታይ ክገብር ኣሎኒ።
ሰላም እግዚአብሔር ነዓኪ ይኹን ክብርቲ ሓፍተይ እዚ ትብልዮ ዘለኪ አብ መብዛሕቲና ደቂ አነስትዮ እዩ ዘሎ እና ብዝበለጸ ደ/ር ሻሮን ክትምልሰልኪ ተስፋ ይገብር ግን ቁሩብ ከብ ተመክሮይ ከካፍለኪ ፕሬድ ክመጸኪ ከሎ ሓደ ዝሑል ማይ ከይትሰትይ አከዳድናኪ እዉን ርጉድ ዝበለ ክዳውንቲ ግበሪ ከቢድ ስራሕ አይት ስርሒ ንእግርኪ እዉን ካልሲ ግበሪ ከብ ማዓር ነገር ዝበዝሖ መሪር ዝበዝሖ ምግቢ ብልዒ ብምቅጻል ጥረ አብዓካ ብማይ ትኩስ ቁሩብ ዝሕል ምስ በለ ጥሒንኪ ስተይ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ብፍላይ ንቁርጸት ብተወሳኪ ደማ ካሙን እዉን ብቀረባ ትረክቢ እንተኮንኪ ማይ ኣፍሊሕኪ አሊኪ ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ኣጽሪርኪ ስተይ
Btaemi ye zednkeki ajoki kexlyo. Egziabhier edmen tenan yhabki
ሓጥያት ምስ በዝሐ ጽድቂ ኮይኑ እዩ ዝርዳኣ ደሎ ዓለም። ዓቢ መልእኽቲ ኢኺ የሕሊፍኪ ዶ/ር ሻሩ ምናልባት እዚ ቪድዮ ንብዙሓት ካብ ትንፋስ ሰብ ምሕላፍ የገላግል ይኸውን እምበር እዋኑ ኣዝዩ ዘሐዝን እዩ😢
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ዶክተር ሻሮን🙏 እዞም በጋንንቲ ዝምርሑ ደአ ካብ ትንፋስ ምሕላፍ ሓሊፎም ደኣ እንታይ ጽቡቅ ሕጊ ክንጽበ!!!
ጽብቕ ማዕዳን ትምህርትን እዩ ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓፍትና።ብፍላይ ኣብታ ንስራሕ ትምህርቲ ክንብል ,,,,,,,, ዝበልክያ ኣገዳሲትን ቅብልትን እያ
ናይ በሓቂ ንፍዕትን ሓያልን ሰብ ኢኺ ዶ-ሻሮን ምስ ሞያኽን ምስ ሕብረተሰብክን ምስ ተፈጥሮኣዊ ባህር ወዲ ሰብን ዝኸይድ ነገራት ኢኺ ገሉጽክዮ ዘለኺ።እሞ ኣዚዩ በሊሕ ዝኾነ ኣተሓሳስባን ፍልጠትን ኣለኺ ።እሞ ኣጆኺ በርጥዒ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹ🙏
😊😊l
Ll😊lll😊lollpllpll😊
Llll😊lplll😊l
Lll
Thank you Dr. Sharon! May God bless you! I am impressed by the logic you present
ዶክተር ሻሮን እንኳዕ ተወለዱኪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ❤❤❤
እወ ጽቡቕ መግለጺ ብጥበብን ሜላን ሰብና ብዝርድኦ መንገዲን ገሊጽክዩ የመስግነኪ እቲ ሕግ አምላኽ ንጥቕምና ዝተሐገገ ፈጺሙ ዘይቅየር ሕጊ እዩ ናይዛ እንነብረላ ዓለም ሕጊ ምስ ናይ አምልኽ ሕጊ ዘይሰማማዕ ምፍጻም ኩሉ ሳዕ ንጥፍአትና እይ again Thank you
የቀንየልና ዶክተር፡ ሻሮን ሓብትና ስለቲ ብሉጽ ልቦና ዘለዎ ትምህርቲ ፡ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ፈጣሪ ።
❤ካብቲ ብቕዓትኪ ንላዕሊ ንልቦናኺ መግለጺ የብለይንPerfect Super lady ብርኽቲ ፍጥረት // ንበርልና
Bitaemi birkity fitret eya gin /SUPER tibl kal kem lielina endyu tirgumu n EGZIABHER eyu zigbae Bereket hawey selam kun
@@mihret-hh7ny ሰናይን ግቡ አን ተዛረብኪ/ ንስኺውን ብርኽቲ ሰብ።ክብረት ይሃበለይ/ ተማሂረላ አለኹ // ጥራይ አቲ ናይ አድናቖተይ ሓይሊ ስለዝሓየለኒ አየስተባሃልኩሉን።አምበር ዝምስገንስ አቲ ክህብ ከሎ / ክቐብ አካ ከሎ ዘይር አ ጎይታ አዩ / ዓዲልዋ Grazieee
@@berekettsegay199 Bereket hawey. Yeqenyeley niskawin biruk eka Ety n GOITA zigbae adnakot keyestew'alna nseb keyntikemo ele eye zihawey tebarek.
የቐንየልና ክብርቲ ዶክተር ብዙሕ ምሂርክና የመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መድሃኒኣለም❤
ጽቡቅ ዶ/ር ሻሮን ከም ኩሉ ጊዜ ጥዕና ይሃበልና።
Thank you Dr .Sharon aziyu agedasi timhrti eki akribklna kexiliyo Amlak xega yebzihalki ❤❤❤
ኣምላኽ እንዳባረኸ ይባርኽኪድቂ ከሎኻ ፈለጥኩኻ ኣብ ማህጸን ከይተደኮንካ ፍለጥኩኻ ይብል እግዚኣብሄርኣምላኽ ዘጽደቖ ሰብ ኣይፍርሶጥንሲ ምስዳድ ጸረ ሕጊ እግዚኣብሄር ዩ ሰብ ምቕጣልዩ
እዋይ ንስክስ መቅሰን ፥ ዕድማን ጥዕናን ይሃብኪ። ኣቤት ልቦናን ፍልጠትን። ንዓኪ ዝተመርዓወስ ተሓዲሉ።
Bravo Dr.Sharon Well-done my Lord JESUS CCHRIST of Nazareth bless you
ዝሰምዕ ልቦና ይዓድለና፡ ዶር ዝገደፍክን የብልክንን። Salute
ንእስነተይን ዕሽነተይን ዝገበርክዎ ክሳብ ሎሚ ኣብ ጣዕሳ ዘንብረኒ ነገር መሊስኪ ዉሽጠይ ጎዲእክኒ😢😢😢😢😢
ፍቅር ሓፍተይ፡ I'm so so sorry. ኩሉ ሰብ ይጋገንድዩ፡ ኣጆኪ። ካልኦት ምእንቲ ክምሃሩ ክንዛረበሉ ስለዘለና ጥራይየ።
@@DrSharonWoldu ኖ ጽቡቅ ገርኪ ሻሮነይ ብልጽቲ ስብ እንቃ ሓፍትና ኮንኪ ዝያዳይ❤❤
ብዝሓልፈ ንብስኪ ኣይትኮንኒ ጽቡቅ ኣይኮን ንኩሉ ሂወትኪ ትምህርቲ'ዩ። ኩልና ብምፍላጥ ይኩን ካልአ ደቂ ሰባት ካብ ኮና ይዕበ ይንኣናስ ኣበሳ ኣለና ሓደ ፈጣሪ ጥራይ ዩ ዘይጋገ ፡ ኣጆኪ ንሳሓ ጥራይ'ዩ ፈጣሪ።
@@berewazerezghi3210 የቀንየለይ ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ ያ እንዲዒ ስለ ዘይካኣልኩ ኢየ ፈጣሪ ይቅረ ይበለልና
Ajoki haftey natey kulu gize kem sebat kngage nkel ina.hlufka gin memharikan mebertikan u ajoki.❤❤❤
Wawwww ብጣዕሚ ደሥሥሥ ዘብል ትምርቲ ናይ ሕማማት ክብሪ ይሃብኪ ኣምላክ ኣእምሮኪ ጥዕናኪ ዕድሜኪ ይባርክ❤
ሰላም ክብርቲ ዶክተር ቅድሚ ኲሉ እግዚኣብሔር ኣብ ዘለኽዮ ምሉእ ጥዕና ሰላም ቅሳነት ክህበኪ ምስ ምሉእ ስድራ ቤትኪ ጸሎተይን ትምኒተይን እዩ። ከምኡ''ውን ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልኪ። ክብርቲ ዶክተር ኣነ ናይ ወትሩ ተኸታታሊኽ እየ ። ናይ ሎሚ ትምህርትኺ ግን ናይ ብሓቂ ሕልናን ልብን ኣእምሮን ዝትንክፍ ዶግማዊ ማለት ዝእመን ዘይከሓድ ከተመኽንየሉ ዘይትኽእል ብጀካ አሜን ኢልካ ምቅባሉ ዝንጸግ ዝእለ ዘይብሉ ኣስተምህሮ እዩ ። ክብረት ይሃብኪ ። ናይ ብሓቂ ዘተውዕል ልብን ኣእምሮን ሕልናን ይሃብ ንኲሉ ደቂ ሰብ። ኣብ ልዕሊ ሓንቲ በደል ገበን ዘይብሉ ንጺሕ ሰብ ናይ ሞት ፍርዲ ምፍራድ እሞ ብዘስካሕክሕ ኣቀታትላ ከም ሥጋ ካናቲፍካ ምቅታል ዘረባ የብሉን። እቲ ዝገርም እቶም ኲሎም ነዚ ዝገብሩስ ብማሕጸን ዝሓለፉ እዮም ። ኣነስ ከምዚ ኮይነ እንተዝኸውን ኣበይ ምሃለኹ ኢሉ ዝሓስብ ዋላ ሓደ ዘየለ። ዝሕዝን ናይ ሰብ ነገር። ኣምላኽ ንኲሉ ጽቡቅ ጌይሩ ፈጢርዎን ሰሪዕዎን እንከሎ ዝንቡሕ ሕግን ፍርድን ሂብካ ድላይካ ምግባር ማስጣ እዞም ዝጠኡ ሕጻናት ኣይሰደናን እዩ። ምሕረቱ የውርደልና ፈጣሪ። ምስ ብዙሕ ሰላምታ ።
እዞም ገለ ገለ ተዋሳእቲ.. እንታይ እዮም/ እዩ ገለ እዚ ድራማታት ፊልምታትን ደርፍታት ደረስቱን ተዋሳእቱን መሀሪ ድዩ ? ሓባሪ ? ከምዚ ተመሀሩ ፣ ተጌሩ / ኔሩ ድዩ ወላ ግበሩ ዶ ? ዝደፋፍእ ዶ ይመስል ? መብዛሕትኦም ተዋሳእቲ ደረፍቲ ኸአ አብ"ቲ ናይ ብሓቂ ሂወቶም ቡዙሕ ዕውታት አይኮኑን መስለኒ። ገለ ቀጻልነት ዘይብሉ ሓዳር /መብዛሕትኡ ብተመሳሳሊ ምኽንያት ዋዒ ዶ ? ጠንቀምቀም ዘይምትእምማን ዝበዝሖ ናብራ .. ምፍልላይ ፤ ብዓለማዊ ደረጃ እውን Look በዓል ቐኒ ዠረር ፣ ዔልቪስ ፣ ጆሊ ፣ ዓንጀሊና ዣክሰን ፣ ዶናት ፣ ጋርጂሻን ፣ ዓንጃል ዒማም ፣ ጀሪፍ ፤ እምም ..ቡዡ ነሸሸ፣ ጭላሁን፣ ማሕሙዥ ፡ ዔፍሬም...ወይ ወላ እቶም ናትና ኤርትራውያን ደረፍትን ተዋሳእትን ከማን ..እምም ገለ ምኽንያታት ከይወሀቦ እምበር አብ ሓዳርን አብ"ታ ናይ ሓቂ ሂወትን ቡዙሕ ዘይዕውታትን ተመሳሳሊ ጸገማት ዘለዎም እህልው እዮም። ክትምህር ጨነቕነቕ ሸገርገር ምግናን ታህዲዳት ዶ ? ይበዝሖ ከተምስልን ክተምስልን ከተዘናግዕን ክትላገጽን ዝመስለካን ዘዝመስለካን ክትብልን ክገብርን ቀሊል እኸውን እዩ። አብ በዳሂ ናብራን ዓቕምታት ፣ መዓልታዊ ሂወትን ሓዳርን ግን ቡዙሓት እዩ ሽግር ዘጋጥሞም ። አብ ሓዳርን መዓልታዊ ሂወት ፖለቲከኛ ዶ ይሓይሽ ? እቲ ናይ ሂወት ዘይምዕጋብን ዘይምጥዓምን ዘይምስምማዕን ምኽንያቱ ቡዙሕን አብ ቡዙሕን እኳ እንተኾነ መብዛሕትኦም Actors ,Actress ,singers or celebrities ? አይግድን እቲ ዝላገጽዎ እኳ ዘይኮነስ ዝምስልዎ ዝፍደይዎ እዮም ዝመስሉ ። Anyway I am just just...saying my observation if not ..entirely verisimilitude ? authenticity !
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ሻሮን እቲኩሉ ትሕብዮ ትምሕርቲ ኣዝዩ ኣገዳስን መሃርን ኢዪ ኣዝየ የመስግነኪ። ኣነግን ሓንቲ እቶ ኣላትኒ መሰንጀርኪ እባ ሓብኒ❤❤❤❤
ሓፍተይ ብርኽቲ ኣእምሮኺ መመሊሱ ይባረኽ
❤❤❤❤❤ i have fool respect for you doctor sharon ajoki xbuk tmhrti eki thbna edmen tienan yhabki❤❤❤
ተባረኺ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝተረፈ የለን እዚ ጉዳይ ቀሊል ኣይ ኮነን ,ዓቢ ሓጥራት ኢዩ ቅትለት ማለት ኢዩ
እቲ ዝበለጸ ዝበሃል ሳይነስ ክፈጥራ ዘይክእል ( ህይወት ) ኣላቶ። ናይ በሓቂ ሰብ ምካን ጥራይ እኩል እዩ ኣምላኽ ዓስብኪ የብዝሓዮ ዶክተር❤
ደከተርና ጅግና ብራቮ ይውሕደኪ አዩ እሞ አምላክ ኩሉ ግዜኪ የሰኒኪ 🦾🦾💯💯🦾🦾🙏🙏🙏👍👍👍❤❤
Thank you dr Sharon for everything. ናይ ገጽን ጸግርናን አንታይ shampoo ወይ carem ከም ንጥቀም አንተትግልጽልና ደስ ይብልኒ 🙏🙏
Dr ሻሮነ ዕድመኪ ይባረክ ብዛዕባ ናይ ከብዲ መጥፊኢ ኣብ ከብዲ ዝግበር ማዕረ ክንደይ ሳዕቢናት ኣለዎ ገለ በልና ኢዚ መጽኡ ዘሎ መቅጠኒ' ከ ተግዲስኪ ገለ በልና ይቅንየለይ ።
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ሻሮን ሓፍተይ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኢዩ ።
Egziabher qale hiwet yesmealna doktore xegueu yebzehalki qdus hasab qdus timhri ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ናይ ብሓቅ ጽቡቅ ትምህሪት
ኣንበሳ እግዚኣብሄር ይባርኽኪ ፡ ኣብ ምዕቡል ሃገራት መሰል ወዲ ሰብ ኣሎ ይበሃል፡ ዝዓበየ ግህሰት መሰል ወዲ ሰብ ግን ኣብዘን ሃገራት እዩ ዘሎ፡ ብሕጋዊ መንገዲ ኣሽሓት ህጻናት ዕሸላት ብምንጻል ጥንሲ ይቕተሉ፡ ዝሙት ይቕጽል ጥንሲ ይመጽእ መስኪናይ ህጻን ብዘይበደሎ ይቕተል፡ ኣምላኽ ይምሓረና ካብዚ መዓት።
እንታይ ክነውሕ ደኣ ከምዛ ቆሕ ሰም ኮንክኒ I proud of you 👏
Thanks .D/c Sharon nethbna sefih tmhrti azina nemesgn edmennn tenannn yhabki ms sdraki
Dr. Sharon, I really admire you! You are not just a physician , you are also God-fearing women, a spiritualperson. Keep up the good work! Bitami ena nemesgneki habtey mearey😊
I have no words to say saem things for you becouse she is strong & wonderful geril.❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዓብይ ዛዕባ ፡ንጹር መልእኽቲን ጽቡቅ ስራሕን ክብርቲ ዶር ❤
Dr"saron 💎💎💎💎💎blxti hiewan eki ajoki qexlyo 🏆🏆🏆
ዶክቶር ሻሮን ክኣብተን ተካታተትኪ እየ ብጣዕሚ እየ ዝድንቀኪ ብትህቢዮ ትምህርቲ በሊ ብዛዕባ ጸጸር ሐሞት እንታይ ትምህርና ትህብና❤❤❤🎉🎉🎉
Btaemi agedasn teqamn tmrti kbrti haftey Btaemi eiki anetsirkyo kemti egziabhier zey dgfo edmen tenan yhabki 😍 ❤
Saroney u r specialWe r lucky to have u ብዛዕባ ጥዕናዊ ኣመጋግባ ከኣ ገለ እንተትብልና ጽቡቅ ኔሩ
ኣገላልጻኪ ተቅርብይዮ ሓሳባት ኩሉ ሙሉእ ኣምላክ ተውሁቦኪ ይባሪኽ
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ከማኪ ይብዝሓ ዝሓፍተይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ጽቡቅ ኣለኪ ብሕጽር ዝበለ ድቂ ምንጻል ማለት ሰብ ወይ ፍጡር ብዘይምርጭኡ ምቅታል ማለት እዩ ፡ እቲ ድቂ ኣበየናይ ደረጃ ኣሎ ብዘየገድስ።
Doctor sharon betaemi niski memhir nay hiwet eki edmen tieanan yehabki fetari ❤
Tebarki haki tmhrti slezhabkna drktery xbkti
You are a blessing for the young generation.God bless you
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻 Tenx D.sharon for explaining aborution from the Point of humanity and science ❤❤❤
I didn't find any word to explain your effort on educating our society, just huge respect.
Wawww. You are amazing human being. You are our blessing. Thanks doctor for your wonderful teachings.
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ዶክተረይ ብዛዕባ ዙዕ ሕማም ቆርቦት መድሃኒቱ መበገሲኡን እባ ንገርና
ዝኸበርኪ ኣኽበረት ክሳብ ድኦክተር ትምልሰልኪ ኣነ ዙዕ ነርኒ ብዲን ዝብሃል ከም ብጭ ሕብሪ ዝለዎ ኣብህብረትሰብና ከም ዕጣን ይጥቀሙሉ አዮም ብ ፍላይ ኣብ ሱዳን ፉሉጥ አዩ ቡኡ ገረ ደቁሰ ቁሩብ ዘይቲ ገረ ናዓይ ኣብ ገጸይ አዩ ነሩ ብምልካይ ን 1 ሰኣት ኣብ ጸሃይ ብምጽናሕ ን 1 ሰሙን ካቡ ጠፌለይ።
@@temesgntsagay6222 sleti mkrka enda amesgenna entay aynet zeyti eyu ezi nxebhi ntkemelu welas weyra?
@@temesgntsagay6222 የቀንየልይ ኩቡር ሓወይ ቅድሚ ሕጂ ተጠቂመሉ ነይረ ንግዚኡ ገዲፉን ሕጂ ድማ ተመሊስኒ ሕጂ ግን ኣብ ካናዳ ኢየ ዘሎኩ ሲኢነ ድማ ስለ ተገዳስነትካ የቀንየለይ
Megletsi yebleyn kulu atehasasibakin lubonakin amlak edmen teenan yehabki haftey natey ❤❤❤
You are so smart Dr. #Sharon ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤🙏ናይ በሓቂ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ናይ ኣኼባ ግዜ ኣብ 19:30 ደቒቕ ዝገለጽክዮ ብዛዕባ ምንጻል ጥንሲ ንጓል ኣንስተይቲ ጥራሕ ኢዩ ዝምልከት ብዛዕባ ክተስድዶ ዲያ ክትወልዶ ንዝብል ሙጉት ኣነ ከይተሰማማዕኩ ወጺኤ ካብቲ ኣኼባ። ብጣዕሚ ገሪሙኒ እቲ ወዲ ነቲ ቆልዓ እንተደለዮ’ኸ ከመይ ጌሩ ብእኣ ጥራሕ ዝውሰን ኢለ 🤔ብጣዕሚ ከቢድ ኢዩ። ከም ዝገለጽክዮ ከኣ ምስ ተወልደ ከኣ ንዓ ፈርም፣ክፈል 🙈🙈🤔🤔
ኣምላክ ቡዙሕ ይባርኪ ሻሮን ሓፍተይ❤
ዶ/ር ሻሮንኣብ ቋንቋ ትግርኛ ዘለኪ ምልከት ዝንኣድ ኮይኑ፡ ብ'ፍላይ ብ'ቕዓት ኣገላልጻኺ ምስ'ቲ ፍሕሹ'ውን ድሙቕን ፍሽኽታኺ ብ'ዝግባእ ከም ዝሳነ ብ'ምግባር፡ ን'ትርግታ-ልቢ ተዓዘብትኺ ክትማርኺ ምኽኣልኪ፡ ብሓቂ ክትምስገኒ ይግብኣኪ!
Wow Dr Sharon God bless you… I agree with you….. this is very important topic 🙏🏽🙏🏽
ኣነስ በቃ ከምይ ከፈትወኪ መዓት ዶክተረይ ሽኮር። ዘይነጽፍ ፍልጠት ዘለዋ ሓፍትና እግዚኣብሄር መመሊሱ ጸጉኡ የብዝሓልኪ የቀንየልና ❤❤❤❤❤❤
Waww betumi xbuk gerki gelxkyo mkrti haftey egzabher kabzi yeswrna fetri zeftra hiwet seb ketfa mesel yeblun::
Btaemi ye zednkeki blux astemhro sne sratkin thtnakin fetyeyo👍🏽edme yhabki fetari🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤
ብጣዕሚ ገንጺልካ ዘይትውዳእ መጽሓፍያ እዛ ሓብትና። ዶክቶር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ.
ሻሮነይ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ ንበርልና ክበርልና ናይ ክንደይ ህይወት ሰብ ኢኪ ተድሕኒ ዘለኪ ብፍላይ ናዓና አብ መርዓን ሓዳርን ቆላዓን ዘይበፃሓና ዓብይ ትምህርቲ
እዩ😊❤
ክብርቲ ዶክቶር ተቕርብልና ዘለኺ ትምህርቲ ኣዝዩ ጠቓሚ እዩ። ኣካላትና ክንፈልጦን ካብ ሕማም ክንከላኸለሉን ኢኺ ትምህርና ዘለኺ። ቅድሚ ሕጂ ናብ ሓኪም ምስ ሓመምና ኢና ንኸይድ ኔርና። ሕጂ ግን ንስኺ ምእንቲ ከይንሓምም ናባና መጺእኪ ትምህርናን ተጠንቕቕናን ኣለኺ። ሳይንሳዊ ፍልጠትኪ ዓሚቑ፣ ኣቀራርባ ሓሳባትኪ በሊሕን ረቂቕን፣ ቋንቋኺ ከኣ ንጹርን ጽሩይን እዩ። ዓባይን ለባምን ክብርትን ሓፍትናን። ክበርልና!!! ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ!!!
ሙሉእ ሂወትኩም ብርሃን ይግበረልኩም ንእስነትኩም የምንኩም ገጽ ስድራኹም የርኹም ሩሑስ ባዓል ፋስካ ይግበረልኩም እንዳበልኩ አብ ቻነለይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ
አሜን፫ ምራቐኽ ድስስስ ክብል
❤❤
Mis aekelet da xerfi keytijimir mireka da tuum neruda
እዚ ሓወይ ሰሪሕካ ብላዕ ርሃጽ ኣውጽእ ለሚንካ ኣይትብላዕ እዚ ዘይ ናይባህልና ኢዩ።
Aa divora deani ?????????
ዋላዉን ኣመጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት እንተሪእና ወዲ ይሁዳ ቆልዓ ከይወልድ ዘርኡ ኣብደገ ምስ ኣፍሰሶ ኣምላኽ ቀዚፍዎ። ጎይታ ይባርኽኪ ዶክተር ሳሮን ብጣዕሚ ዝገርም ትምህርትዩ
።
Miraf kndey eyu zhawey
Melodey entertainment. Haftey
ዘፍጥረት 38:8-10 ኣለኪ ብርኽቲ ሓፍተይ God bless you
እግዚኣብሄር ንኣእምሮኺ ይባርኽ! ፍልጠት ጥራይ ዘይኮነ ዘለኪ: ነቲ ዘለኪ ፍልጠት ብቕኑዕን ውሕሉልን ኣገባብ ናይ ምትሕልላፍ ብቕዓት ድማ ኣለኪ:: ካባኺ ኣዚና ብዙሕ ኢና ንጥቀም ዘሎና እሞ ፍልጠትኪ ይሰስን!
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ፡ ካብ ሳይነስ ንላዕሊ ዉን ሃይማኖትናን ባህልናን ኣየፍቅድን እዩ። ካብ ዘይተደልየ ጥንሲ ትብልዎ ዘይተደልየ ጾታዊ ርክብ በልዎ ኢልኪ ተጋጊኪ እንድሕር ተዓሚጻ ብድሌታ ድዩ ከተነጽል ዝገብራ፧ ጭንቀት እዩ ዋላ ዉን ሂወተን ዘሕሕልፋ እኮ ኣለዋ። ጥንሲ ምንጻል ሓጢያት ምኳኑ ዘይትፈልጥ የላን ግን ኣብዚ ዓለም ጌጋ መናብርትና እዩ ዶስ ንኩለን በዛ ኣብዛ ፊልም ዘላ ኢኪ ትፈርድየን ዘለኪ እዛ ኣብዛ ፊልም ዘላ ብሸብዳዕዳዓ ዘምጸኣቶ እዩ ግን ነታ ፊልም ከኣ ክትዉድእያ ኔሩኪ እንታይ ሳዕቤን የምጸኣላ ይከዉን ዝፈለጥናዮ የብልናን እዛ ፊልም ጌና እያ ዘላ። ካብ ሳይነስ ንላዕሊ ሃይማኖትና ዘዕበየና ባህልን ምንጻል ጥንሲ ዉጉዝ እዩ። ዓመጻ ኣጋጢምወን ከይኣክል ምንጻል ካብ ሕብረተሰበንን ካብ ቤተሰበንን ዘጋጥመን ዓቅለን ጸቢቡወን ሂወተን ዘሕለፋ ዝነጸላን ዉሑዳት ኣይኮናን😭😭😭እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለልና ካብ ምኽሪ ድያብሎስ የድሕነና።
ዋውውው ከምዚ ዓይነት ሂወት ዝህብ ጸጋ ስለዘለኪ እየ ኣዝየ ዝፈትወኪ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መታን ንዓና ክጥዕመና።
ዋላ ሓሙሽተ ደቂቅ ዚሰማዕኩ ኳይኑ ኣይተሰማዓኒን
ክደጋገማ ኢየ
ዶር ሻሮን ብሊጽቲ መንእሰይ ናይዚ ግዘ
ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ራቢልዓላሚን
ክገልጸኪ ኣይክእልን እየ ጓል ኤረይ ጻዕዳ ።
ሂወትኪ ሙሉእ ብርሃነን ሰላምን ዝዓሰሎ ይኩን ምስ ስድራኪ ብልፅቲ ሄዋን ኣንበሲተይ 👑💘👌
ዶ/ር ሻሮን ብጣዕሚ ደስ ዝብል መለበሚ ዝኾነ ትምህርቲ እዩ ። ሓንቲ ግን ቅድሚ ክሉ ክትጥመት ዘለዋ ኣብዚ ዓለም ሓደ ፈጣሪ ንፍጥረታት ፈጢሩ ፡ ሳይንሳውያን እውን እግዝአብሔር ብዝሃቦም ልቦና ኢዮም ነዚ ሓሳብ ( መንገዲ ጥፍኣት ምንጻልን ካልእን ) ክገብሩ ክሕግጉ ዝውዕሉ ዘለዉ ። ስለዚ ኣብ ክንዲ ብሳይነስ ምቕዳም ብፈጣሪ ምቕዳም ይበለጽ ። ኩሉ ፍጡር ድማ ብኣርኣያ ስላሰ ኢዩ ተፈጢሩ ። ምንጻል ጥንሲ ድማ ሓጥያትን ሞትን እዩ ዓስቡ።
ግሩም ሰኒ ።
ኣደይ ! ወለት ከምሰል ቤታ! እይላ ትምስል ኩሉ ኣብ ትሕቲ ጻሓይ ሰብ ብዝገብሮ ፍቃድ ጥራይ ኣይኮነን።
ዶክተር ሻሮን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣስተምህሮ። ኣዝያ ኣገዳሲት ኣርእስቲ እያ። ምስ'ዛ ኣርእስቲ ዝተኣሳሰር ሕቶ፡
ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ፡ ናይ ወርሒ፡ ክልተ ወርሒ ወይ'ውን ኣብ ሳልሳይ ወርሒ፡ እቲ ጥንስቲ ኮይና፡ ንሓደ ሰሙን ኣዝዪ ብርቱዕ ሕማም ትሓምም፡ ክሳብ ትንፋሳ ክወጽእ ድማ ትስሓግ ንላዕሊ የብላ፡ ሰብነታ ድማ ዋሕዲ ማይ (dehydrate) የጓጥማ፡ ደሓር ናብ ሕክምና ትኸይድ እሞ ጥንስኺ miscarriages ኮይኑ ትብሃል። ተደጋጋም እዋን የጋጥም። እዚስ እንታይ ኮን ይኸውን ጠንቁ፣
የቀንየለይ።
Naybhaki ❤
Ane wn khata zeleni hto ya mknyatu tedegagami agatimuni neru
Wow blessed mind Dr sahron ❤❤❤❤ ትንቢት ኤርምያስ 1
5፤ ኣብ ከርሲ ኣዴኻ ኸይሀነጽኩኻ ፈለጥኩኻ፡ ካብ ማሕጸን ከይወጻእካ ኸኣ ቀደስኩኻ፡ ነህዛብ ነብዪ ኽትከውን ድማ መደብኩኻ፡ በለ።
YOU are such a wonderful human being....your knowledge + your amazing moral ground is just perfect for us Eritreans!!!!❤❤❤
Blessed ❤❤❤
ዕድመ ይሃብኪ ብርኽተይ ፍፃሜኺ የስምረልኺ❤❤❤
አውይ ንስኪስ ፍልይቲ ኢኪ መግለጺ ስኢነልኪ ክማኪ ይብዝሓልና ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምርቲያ ናይ ሎሚ ብፍላይ ክብሪ ንዓኪ ❤
ዶክተር ሳሮን፡ ፈጣሪ ኣእምሮኺ የስፈሓዮ። ብጣዕሚ ኣገዳሲን ግዚያውን ትምህርቲ ኢዩ። ነዚ ከም ልጋም ዘይብሉ ፈረስ ብዝረኸቦ ዚሃልል ትውልዲ ጠቓሚ ሃበረታ ኢዩ። ንምዕራባዊ ሕጊ ከይ ፈራሕኪ ካብ ግብዝነት ወጺእኪ ነዚ ክትምህሪ ስለ ዝደፈርኪ ኣምላኽ ይባርኽኪ። ናይ ብዙሓት ሂወት ኢኺ ተትርፊ ዘለኺሞ ቀጽልዮ። 🙏
ዋውውውውውውውው ❤ ትክ ኢሉ ናብ ኣእምሮ ዝኣቱ ትምህርቲ
Thank you DR Sharon habtey❤ኣቲ ዶ/ር ሻሮን ሓብተይ ንስኺ ሲ 1000 ኩንልና ብልጽቲ ዘርኢ 😍😍😍
ብርሃን ገጻ ዶ/ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏🏽💖😍
ነዉሕ እካ ተኮነ መልእክተይ አብ መጨረሻ ሕቶ አለኒ ተገድስኪ መልስለይ ግዜ አብ ዝረከብኪ ዝሓፍተይ!
ብሓቂ ድማ ከመይ ዲኪ መክሰብ ዝኮኒኪ አዚየ እየ ዘደኒቀኪ ናይ ሎሚ ቁርብ ንዉሕ ዝበለት እያ እልኪና Dr Sharon ሓፍተይ አነስ ነዉሕ ኮይኑ አይተሰመዕኒን ከምዚ መጽሓፍ ተንብብ እሞ እቲ መጽሓፍ ድማ መሳጢ ኮይኑ ክትረክቦ ኮለካ አቃርጾ ዘይመጸእካ እዚ ናትኪ መልእክቲ ተመሓላልፍዮ ድማ ዓብይ ቅሙነገርን ጥቅምን ዝሓዘ ስለ ዝኮነ ተመስጠ እየ ተከታትለኪ ጎበዝ አደኒቀኪ አሎኩ አምላክ ነዉሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ🙏
ሕቶይ እዚ ዝስዕብ እዩ አነ አብ 40 ዞሎ ዓመት አይወለድኩን ሓዳር የብለይን ስጋብ ሕጁ አብ ስራሕ ተጸምደ ይርከብ ስለዚ ብዛዕባ ወርሓዊ ጽግያተይ ብሱሩዕ አይመጽእን አሎ ቅድሚ 5 ዓመት ጀምሩ አብ መወዳእትኡ ሕክምና ምስ ከድኩ መገኛ አለኪ ምስ በሉኒ ሰንብደ ሰምዕዮ እዉን አይፈልጥን ንመጀመርያ ስለ ዝኮነ ሽዕ ሓኪም ኦፕራስዮን ክትገብር ምስ በለትኒ ገረዮ ናይደም ዋሕዲ ዝነበረኒ ናይ ወርሓዊ ጽግያት ሱሩዕ ዘይምምጻ ዝነበረ ተስተካክሉ ግና ብድሕርኡ ሕክምና ዘፍረሕኒ ዝነበረ ዓመታዊ ክከታተል ጀምረ ። ሕጂ ድማ ድሕር 5ዓመት ድማ ናይ ዋሕዲ ደም ሱሩዕ ዘይምምጻእ ወርሓዊ ጽግያት አጋጥሙኒ አሎ ብፍላይ እዚ ወርሕ ቡዝሕ እካ ተዘይ ኮነ ከየቃረጸ ይፈሰኒ አሎ ሕክምና እዉን ቆጾሮ አለኒ ግና ታትከታተለኒ ዝነበረት ሐኪም የላን ናብ ካልእ ዓዲ ቀይራ ሕጂ ካልእ ሓኪም እየ ቆጾሮ ሕዘ ዘለኩ ናይ ደም ዋሕዲ እዉን እዚ ከኑን ይወስድ አለኩ HemoFix ሐደ ንማዓልቲ ግና ካብ ምንታይ ይከዉን ማለት አጋላልጻኪ ብዝርዳእ ትንትን አብልኪ ስለ ትገልጹ ንክትምልስለይ ብትሕትና ይሓተኪ ዝሓፍተይ ናይ ምውላድ ሕልም እዉን አለኒ ስጋብ ሕጂ ግን አብ ስራሕ እየ ዘለኩ ምስ እግዚአብሔር እንታይ ጥንቃቄ ከምዝገብር ክትሕብርኒ ይፈቱ ንሕቶይ ምብዝሑ ይቅረታ ግልጺ ገረ ጸዝጻሓፍኩልኪ አገላልጻኪ ግል ስለ ዝኮነ እየ።
ብሓቂ ዛሓፍተይ ጥንሲ መጥንቃቅ ዘይኮነስ ካብ ፀታዊ ርክብ ጠጥው ምባል ይሐይሽ
... ኣዚኺ ተሓብንን ብቕዕትን ፍጥረት፡ ልዕሊ ኩሉን እቲ ኣዝዩ ዘገርምን ብቕዓትክ ዓሚቕ ፍልጠት ትሕዝቶ ትምህርትኺ፡ ርእሰ-ተኣማንነትኪ፡ ብሉጽን ምሩጽን ቋንቋ ኣደ፡ ኣወዳድቕኡን ኣሰኹኹዕኡን፡ ' ኮኾብ ' ወይ ክንድ ሽሕ ሓበን ሀገር ክብለኪ እመርጽን እደፍርን። ኩሉ ሰሰናዩ እምነየልኪ።
ነዓኺ ዝኸውን መግለጺ የብለይን ተባረዝኺ ብርዕኺ ይሰስን
Wow amazine description!👏👏👏ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ንህዝብና ካብ እግዚአብሄር ዝተላአክኪ ፈውሲ ኢኺ:: ብዙሕ ዘይተቀድሔ ፍልጠት ኣለኪ እሞ ቀጽልዮ ተባረክለይ🙏❤️❤️❤️
ዝበለጸት ኤርትራዊት ድ/ር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። The especial Eritrean Dr Sharon may God give yu long life.
wawuuuu ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ
ጽቡቅ አገላልጻ ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን ❤
እውይ ኣቲ ዶክተር ሻሮን ሓፍተይ እስኪ ብርክቲ ኢኺ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኪ ዘገርም ብሉጽ ሓሳብ ኣሎኪ መግለጺ ኣብ ውሽጥኺ ዘሎ ብሉጽ ነገር እዩ ከምዚ ከማኪ ይብዝሑ ኩሎም ሰብ ሞያ ፍርሓት ኣምላክ ይብዝሓሎም። ሓቅኪ እወ ጽሉል ሓሳብ ክትበልዓ ዝደለካ ኣባጉንባሕ ዛግራ በላ እዩ ነገሩ። ኩልክን ኣሕዋተይ ከኣ ሂወት ኣጥፊእካ ብሂወት ምንባር ብኣምልክ የሕትት እዩ እቲ ብሂወት ከይነብር ሂወቱ ዝቆረጽካዮ ምስ ሞትካ ይከሰካ እዩ ንጠንቀቅ ሓጥያት እዩ ዶክተር ሻርኦን ሓፍተይ ኣምላክ ዘመን ሂወትኪ ይባርክ ቀጽልዮ❤❤❤
ሓቂ ዘረባ፣ በረኸትኪ ይብዛሕ ክብርቲ ዶክቶር ሻሮን!!!
መሰለይ እዩ ኢለን ቆልዓ ዘንጽላ ካብ ኮና፣ መሰለይ እዩ ኢለን ህይወተን ዘጥፍኣኸ ክንደይ እየን?
ዶክተር ሻሮን ናይ ብሓቂ በዚ ትህብዮ አስተምሕሮ የመስግነኪ ሩሑስ በዓል ፊሲካ ይግበረልኪ።
ዕድመ ይሃብኪ ብቁዱሳን ይሕፀርኪ ዛሓፍተይ ካብ ዓለምና ሙሉእዶ ሎሚ ጥዕይቲ ተረኪብኪ ሃይማኖትኪ ኣስጢምኪ ዝሓዝኪ ዶኩተር ከም ቅዱስ ማርቆስ ይግበርኪ ዛሓፍተይ❤❤❤❤
ናይብሓቂ ጥበብ ዘለዎ ኣገላልጻ፡ ብመልክዕ ሳይንስ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ብዓይኒ ሕልናን ግቡእን፡ ልክዕን፡ ተፈጥሮኣዊ ባህርን፡ ጠሚትኪ ገሊጽክዮ። እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ሰላም ዶ ሻሮን ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ካባኪ ብዙሕ ኢና ንመሃር ቀጽልዮ።
ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ።
ከም ዝፍለጥ ኣብ ሓበሻና ብዛዕባ ምክልኻል ጥንሲ ወርሓዊ ጽግያት ምስዳድ ጥንሲ ብዙሕ ኣይዝረበሉን'ዩ። ስለዚ ብፍላይ ብዛዕባ ምክልኻል ጥንሲ ኣተቓቕማኡን ዓይነቱን ጽቡቅ ጌርኪ እንተ ትገልጽልና ጽቡቅ ኔሩ ምተማሃርናሉ ኔርና።
ብዘይ ዝኮነ መድሃኒት ወይ መከላኸሊ ጥንሲ እዉን ስጋዊ ርክብ ክትፍጽም ከም ትኽእል ጥንሲ ከምዘይ ትሕዝ እዉን ንሰምዕ ኢና ኣበየኖት ማዕልቲ ዘለዋ ርክብ ምስ ትፍጽም ኢኻ ዘይትጠንስ ጽቡቅ ጌርኪ
ከም መደብ ከተምጽእልና ተስፋ ንገብር።
ናይ ባሓቂ ገላጺትን ማሃሪትን ዶቶረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ዶ/ር ሻሮን ብልፅቲ በላሕ ጓል ኣንእስተይቲ
ኣምላኽ ጸገኡ ኣዕዚዙ ይበርኽኪ ዶኽተር ሻሮን።
Yes Thanks Dr Sharon❤🙏
ጽቡቕ ስራሕ እዩ። ከማኺ'ስ ሚልዮናት ይሃልዉ።
Wowww ጽቡቕ ስራሕ ትምህርቲ ዶክተር ብልጽቲ ሰብ
❤
Nifetiety Shikor bravo 👏
Kulu Negerkiy Luzub , Libonaky Filtetiky. Tihitinakiy
Love Haftiky Kab 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ሳሮን ሓብተይ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ናይ ኣደታት ክመጸኒ ከሎ ብርትእ ቃንዛ ኣሎኒ ከብደይ ይቀርጸኒ እግረይ ቅርጥማት ይገብረለይ 😢ኣፍ ሞት እዩ ዘብጽሓኒ በጀኪ ተገድስኪ ንገርኒ እንታይ ክገብር ኣሎኒ።
ሰላም እግዚአብሔር ነዓኪ ይኹን ክብርቲ ሓፍተይ እዚ ትብልዮ ዘለኪ አብ መብዛሕቲና ደቂ አነስትዮ እዩ ዘሎ እና ብዝበለጸ ደ/ር ሻሮን ክትምልሰልኪ ተስፋ ይገብር ግን ቁሩብ ከብ ተመክሮይ ከካፍለኪ ፕሬድ ክመጸኪ ከሎ ሓደ ዝሑል ማይ ከይትሰትይ አከዳድናኪ እዉን ርጉድ ዝበለ ክዳውንቲ ግበሪ ከቢድ ስራሕ አይት ስርሒ ንእግርኪ እዉን ካልሲ ግበሪ ከብ ማዓር ነገር ዝበዝሖ መሪር ዝበዝሖ ምግቢ ብልዒ ብምቅጻል ጥረ አብዓካ ብማይ ትኩስ ቁሩብ ዝሕል ምስ በለ ጥሒንኪ ስተይ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ብፍላይ ንቁርጸት ብተወሳኪ ደማ ካሙን እዉን ብቀረባ ትረክቢ እንተኮንኪ ማይ ኣፍሊሕኪ አሊኪ ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ኣጽሪርኪ ስተይ
Btaemi ye zednkeki ajoki kexlyo. Egziabhier edmen tenan yhabki
ሓጥያት ምስ በዝሐ ጽድቂ ኮይኑ እዩ ዝርዳኣ ደሎ ዓለም። ዓቢ መልእኽቲ ኢኺ የሕሊፍኪ ዶ/ር ሻሩ ምናልባት እዚ ቪድዮ ንብዙሓት ካብ ትንፋስ ሰብ ምሕላፍ የገላግል ይኸውን እምበር እዋኑ ኣዝዩ ዘሐዝን እዩ😢
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ዶክተር ሻሮን🙏 እዞም በጋንንቲ ዝምርሑ ደአ ካብ ትንፋስ ምሕላፍ ሓሊፎም ደኣ እንታይ ጽቡቅ ሕጊ ክንጽበ!!!
ጽብቕ ማዕዳን ትምህርትን እዩ ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓፍትና።
ብፍላይ ኣብታ ንስራሕ ትምህርቲ ክንብል ,,,,,,,, ዝበልክያ ኣገዳሲትን ቅብልትን እያ
ናይ በሓቂ ንፍዕትን ሓያልን ሰብ ኢኺ ዶ-ሻሮን ምስ ሞያኽን ምስ ሕብረተሰብክን ምስ ተፈጥሮኣዊ ባህር ወዲ ሰብን ዝኸይድ ነገራት ኢኺ ገሉጽክዮ ዘለኺ።እሞ ኣዚዩ በሊሕ ዝኾነ ኣተሓሳስባን ፍልጠትን ኣለኺ ።እሞ ኣጆኺ በርጥዒ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹ🙏
😊😊l
Ll
😊lll😊lollpllpll😊
Llll😊lplll😊l
Lll
Thank you Dr. Sharon! May God bless you! I am impressed by the logic you present
ዶክተር ሻሮን እንኳዕ ተወለዱኪ
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ❤❤❤
እወ ጽቡቕ መግለጺ ብጥበብን ሜላን ሰብና ብዝርድኦ መንገዲን ገሊጽክዩ የመስግነኪ እቲ ሕግ አምላኽ ንጥቕምና ዝተሐገገ ፈጺሙ ዘይቅየር ሕጊ እዩ ናይዛ እንነብረላ ዓለም ሕጊ ምስ ናይ አምልኽ ሕጊ ዘይሰማማዕ ምፍጻም ኩሉ ሳዕ ንጥፍአትና እይ again Thank you
የቀንየልና ዶክተር፡ ሻሮን ሓብትና ስለቲ ብሉጽ ልቦና ዘለዎ ትምህርቲ ፡ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ፈጣሪ ።
❤ካብቲ ብቕዓትኪ ንላዕሊ ንልቦናኺ መግለጺ የብለይን
Perfect Super lady ብርኽቲ ፍጥረት // ንበርልና
Bitaemi birkity fitret eya gin /SUPER tibl kal kem lielina endyu tirgumu n EGZIABHER eyu zigbae Bereket hawey selam kun
@@mihret-hh7ny ሰናይን ግቡ አን ተዛረብኪ/ ንስኺውን ብርኽቲ ሰብ።ክብረት ይሃበለይ/ ተማሂረላ አለኹ // ጥራይ አቲ ናይ አድናቖተይ ሓይሊ ስለዝሓየለኒ አየስተባሃልኩሉን።አምበር ዝምስገንስ አቲ ክህብ ከሎ / ክቐብ አካ ከሎ ዘይር አ ጎይታ አዩ / ዓዲልዋ Grazieee
@@berekettsegay199 Bereket hawey. Yeqenyeley niskawin biruk eka Ety n GOITA zigbae adnakot keyestew'alna nseb keyntikemo ele eye zihawey tebarek.
የቐንየልና ክብርቲ ዶክተር ብዙሕ ምሂርክና የመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መድሃኒኣለም❤
ጽቡቅ ዶ/ር ሻሮን ከም ኩሉ ጊዜ ጥዕና ይሃበልና።
Thank you Dr .Sharon aziyu agedasi timhrti eki akribklna kexiliyo
Amlak xega yebzihalki ❤❤❤
ኣምላኽ እንዳባረኸ ይባርኽኪ
ድቂ ከሎኻ ፈለጥኩኻ ኣብ ማህጸን ከይተደኮንካ ፍለጥኩኻ ይብል እግዚኣብሄር
ኣምላኽ ዘጽደቖ ሰብ ኣይፍርሶ
ጥንሲ ምስዳድ ጸረ ሕጊ እግዚኣብሄር ዩ
ሰብ ምቕጣልዩ
እዋይ ንስክስ መቅሰን ፥ ዕድማን ጥዕናን ይሃብኪ። ኣቤት ልቦናን ፍልጠትን። ንዓኪ ዝተመርዓወስ ተሓዲሉ።
Bravo Dr.Sharon Well-done my Lord JESUS CCHRIST of Nazareth bless you
ዝሰምዕ ልቦና ይዓድለና፡ ዶር ዝገደፍክን የብልክንን። Salute
ንእስነተይን ዕሽነተይን ዝገበርክዎ ክሳብ ሎሚ ኣብ ጣዕሳ ዘንብረኒ ነገር መሊስኪ ዉሽጠይ ጎዲእክኒ😢😢😢😢😢
ፍቅር ሓፍተይ፡ I'm so so sorry. ኩሉ ሰብ ይጋገንድዩ፡ ኣጆኪ። ካልኦት ምእንቲ ክምሃሩ ክንዛረበሉ ስለዘለና ጥራይየ።
@@DrSharonWoldu ኖ ጽቡቅ ገርኪ ሻሮነይ ብልጽቲ ስብ እንቃ ሓፍትና ኮንኪ ዝያዳይ❤❤
ብዝሓልፈ ንብስኪ ኣይትኮንኒ ጽቡቅ ኣይኮን ንኩሉ ሂወትኪ ትምህርቲ'ዩ። ኩልና ብምፍላጥ ይኩን ካልአ ደቂ ሰባት ካብ ኮና ይዕበ ይንኣናስ ኣበሳ ኣለና ሓደ ፈጣሪ ጥራይ ዩ ዘይጋገ ፡ ኣጆኪ ንሳሓ ጥራይ'ዩ ፈጣሪ።
@@berewazerezghi3210 የቀንየለይ ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ ያ እንዲዒ ስለ ዘይካኣልኩ ኢየ ፈጣሪ ይቅረ ይበለልና
Ajoki haftey natey kulu gize kem sebat kngage nkel ina.hlufka gin memharikan mebertikan u ajoki.❤❤❤
Wawwww ብጣዕሚ ደሥሥሥ ዘብል ትምርቲ ናይ ሕማማት ክብሪ ይሃብኪ ኣምላክ ኣእምሮኪ ጥዕናኪ ዕድሜኪ ይባርክ❤
ሰላም ክብርቲ ዶክተር ቅድሚ ኲሉ እግዚኣብሔር ኣብ ዘለኽዮ ምሉእ ጥዕና ሰላም ቅሳነት ክህበኪ ምስ ምሉእ ስድራ ቤትኪ ጸሎተይን ትምኒተይን እዩ። ከምኡ''ውን ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልኪ። ክብርቲ ዶክተር ኣነ ናይ ወትሩ ተኸታታሊኽ እየ ። ናይ ሎሚ ትምህርትኺ ግን ናይ ብሓቂ ሕልናን ልብን ኣእምሮን ዝትንክፍ ዶግማዊ ማለት ዝእመን ዘይከሓድ ከተመኽንየሉ ዘይትኽእል ብጀካ አሜን ኢልካ ምቅባሉ ዝንጸግ ዝእለ ዘይብሉ ኣስተምህሮ እዩ ። ክብረት ይሃብኪ ። ናይ ብሓቂ ዘተውዕል ልብን ኣእምሮን ሕልናን ይሃብ ንኲሉ ደቂ ሰብ። ኣብ ልዕሊ ሓንቲ በደል ገበን ዘይብሉ ንጺሕ ሰብ ናይ ሞት ፍርዲ ምፍራድ እሞ ብዘስካሕክሕ ኣቀታትላ ከም ሥጋ ካናቲፍካ ምቅታል ዘረባ የብሉን። እቲ ዝገርም እቶም ኲሎም ነዚ ዝገብሩስ ብማሕጸን ዝሓለፉ እዮም ። ኣነስ ከምዚ ኮይነ እንተዝኸውን ኣበይ ምሃለኹ ኢሉ ዝሓስብ ዋላ ሓደ ዘየለ። ዝሕዝን ናይ ሰብ ነገር። ኣምላኽ ንኲሉ ጽቡቅ ጌይሩ ፈጢርዎን ሰሪዕዎን እንከሎ ዝንቡሕ ሕግን ፍርድን ሂብካ ድላይካ ምግባር ማስጣ እዞም ዝጠኡ ሕጻናት ኣይሰደናን እዩ። ምሕረቱ የውርደልና ፈጣሪ። ምስ ብዙሕ ሰላምታ ።
እዞም ገለ ገለ ተዋሳእቲ.. እንታይ እዮም/ እዩ ገለ እዚ ድራማታት ፊልምታትን ደርፍታት ደረስቱን ተዋሳእቱን መሀሪ ድዩ ? ሓባሪ ? ከምዚ ተመሀሩ ፣ ተጌሩ / ኔሩ ድዩ ወላ ግበሩ ዶ ? ዝደፋፍእ ዶ ይመስል ? መብዛሕትኦም ተዋሳእቲ ደረፍቲ ኸአ አብ"ቲ ናይ ብሓቂ ሂወቶም ቡዙሕ ዕውታት አይኮኑን መስለኒ። ገለ ቀጻልነት ዘይብሉ ሓዳር /መብዛሕትኡ ብተመሳሳሊ ምኽንያት ዋዒ ዶ ? ጠንቀምቀም ዘይምትእምማን ዝበዝሖ ናብራ .. ምፍልላይ ፤ ብዓለማዊ ደረጃ እውን Look በዓል ቐኒ ዠረር ፣ ዔልቪስ ፣ ጆሊ ፣ ዓንጀሊና ዣክሰን ፣ ዶናት ፣ ጋርጂሻን ፣ ዓንጃል ዒማም ፣ ጀሪፍ ፤ እምም ..ቡዡ ነሸሸ፣ ጭላሁን፣ ማሕሙዥ ፡ ዔፍሬም...ወይ ወላ እቶም ናትና ኤርትራውያን ደረፍትን ተዋሳእትን ከማን ..እምም ገለ ምኽንያታት ከይወሀቦ እምበር አብ ሓዳርን አብ"ታ ናይ ሓቂ ሂወትን ቡዙሕ ዘይዕውታትን ተመሳሳሊ ጸገማት ዘለዎም እህልው እዮም። ክትምህር ጨነቕነቕ ሸገርገር ምግናን ታህዲዳት ዶ ? ይበዝሖ ከተምስልን ክተምስልን ከተዘናግዕን ክትላገጽን ዝመስለካን ዘዝመስለካን ክትብልን ክገብርን ቀሊል እኸውን እዩ። አብ በዳሂ ናብራን ዓቕምታት ፣ መዓልታዊ ሂወትን ሓዳርን ግን ቡዙሓት እዩ ሽግር ዘጋጥሞም ።
አብ ሓዳርን መዓልታዊ ሂወት ፖለቲከኛ ዶ ይሓይሽ ? እቲ ናይ ሂወት ዘይምዕጋብን ዘይምጥዓምን ዘይምስምማዕን ምኽንያቱ ቡዙሕን አብ ቡዙሕን እኳ እንተኾነ መብዛሕትኦም Actors ,Actress ,singers or celebrities ? አይግድን እቲ ዝላገጽዎ እኳ ዘይኮነስ ዝምስልዎ ዝፍደይዎ እዮም ዝመስሉ ።
Anyway I am just just...saying my observation if not ..entirely verisimilitude ? authenticity !
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ሻሮን እቲኩሉ ትሕብዮ ትምሕርቲ ኣዝዩ ኣገዳስን መሃርን ኢዪ ኣዝየ የመስግነኪ። ኣነግን ሓንቲ እቶ ኣላትኒ መሰንጀርኪ እባ ሓብኒ❤❤❤❤
ሓፍተይ ብርኽቲ ኣእምሮኺ መመሊሱ ይባረኽ
❤❤❤❤❤ i have fool respect for you doctor sharon ajoki xbuk tmhrti eki thbna edmen tienan yhabki❤❤❤
ተባረኺ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝተረፈ የለን እዚ ጉዳይ ቀሊል ኣይ ኮነን ,ዓቢ ሓጥራት ኢዩ ቅትለት ማለት ኢዩ
እቲ ዝበለጸ ዝበሃል ሳይነስ ክፈጥራ ዘይክእል ( ህይወት ) ኣላቶ። ናይ በሓቂ ሰብ ምካን ጥራይ እኩል እዩ ኣምላኽ ዓስብኪ የብዝሓዮ ዶክተር❤
ደከተርና ጅግና ብራቮ ይውሕደኪ አዩ እሞ አምላክ ኩሉ ግዜኪ የሰኒኪ 🦾🦾💯💯🦾🦾🙏🙏🙏👍👍👍❤❤
Thank you dr Sharon for everything. ናይ ገጽን ጸግርናን አንታይ shampoo ወይ carem ከም ንጥቀም አንተትግልጽልና ደስ ይብልኒ 🙏🙏
Dr ሻሮነ ዕድመኪ ይባረክ ብዛዕባ ናይ ከብዲ መጥፊኢ ኣብ ከብዲ ዝግበር ማዕረ ክንደይ ሳዕቢናት ኣለዎ ገለ በልና ኢዚ መጽኡ ዘሎ መቅጠኒ' ከ ተግዲስኪ ገለ በልና ይቅንየለይ ።
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ሻሮን ሓፍተይ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኢዩ ።
Egziabher qale hiwet yesmealna doktore xegueu yebzehalki qdus hasab qdus timhri ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ናይ ብሓቅ ጽቡቅ ትምህሪት
ኣንበሳ እግዚኣብሄር ይባርኽኪ ፡ ኣብ ምዕቡል ሃገራት መሰል ወዲ ሰብ ኣሎ ይበሃል፡ ዝዓበየ ግህሰት መሰል ወዲ ሰብ ግን ኣብዘን ሃገራት እዩ ዘሎ፡ ብሕጋዊ መንገዲ ኣሽሓት ህጻናት ዕሸላት ብምንጻል ጥንሲ ይቕተሉ፡ ዝሙት ይቕጽል ጥንሲ ይመጽእ መስኪናይ ህጻን ብዘይበደሎ ይቕተል፡ ኣምላኽ ይምሓረና ካብዚ መዓት።
እንታይ ክነውሕ ደኣ ከምዛ ቆሕ ሰም ኮንክኒ I proud of you 👏
Thanks .D/c Sharon nethbna sefih tmhrti azina nemesgn edmennn tenannn yhabki ms sdraki
Dr. Sharon,
I really admire you! You are not just a physician , you are also God-fearing women, a spiritualperson. Keep up the good work! Bitami ena nemesgneki habtey mearey😊
I have no words to say saem things for you becouse she is strong & wonderful geril.❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዓብይ ዛዕባ ፡ንጹር መልእኽቲን ጽቡቅ ስራሕን ክብርቲ ዶር ❤
Dr"saron 💎💎💎💎💎blxti hiewan eki ajoki qexlyo 🏆🏆🏆
ዶክቶር ሻሮን ክኣብተን ተካታተትኪ እየ ብጣዕሚ እየ ዝድንቀኪ ብትህቢዮ ትምህርቲ በሊ ብዛዕባ ጸጸር ሐሞት እንታይ ትምህርና ትህብና❤❤❤🎉🎉🎉
Btaemi agedasn teqamn tmrti kbrti haftey Btaemi eiki anetsirkyo kemti egziabhier zey dgfo edmen tenan yhabki 😍 ❤
Saroney u r special
We r lucky to have u
ብዛዕባ ጥዕናዊ ኣመጋግባ ከኣ ገለ እንተትብልና ጽቡቅ ኔሩ
ኣገላልጻኪ ተቅርብይዮ ሓሳባት ኩሉ ሙሉእ ኣምላክ ተውሁቦኪ ይባሪኽ
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ከማኪ ይብዝሓ ዝሓፍተይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ጽቡቅ ኣለኪ ብሕጽር ዝበለ ድቂ ምንጻል ማለት ሰብ ወይ ፍጡር ብዘይምርጭኡ ምቅታል ማለት እዩ ፡ እቲ ድቂ ኣበየናይ ደረጃ ኣሎ ብዘየገድስ።
Doctor sharon betaemi niski memhir nay hiwet eki edmen tieanan yehabki fetari ❤
Tebarki haki tmhrti slezhabkna drktery xbkti
You are a blessing for the young generation.
God bless you
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻 Tenx D.sharon for explaining aborution from the Point of humanity and science ❤❤❤
I didn't find any word to explain your effort on educating our society, just huge respect.
Wawww. You are amazing human being. You are our blessing. Thanks doctor for your wonderful teachings.
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ዶክተረይ ብዛዕባ ዙዕ ሕማም ቆርቦት መድሃኒቱ መበገሲኡን እባ ንገርና
ዝኸበርኪ ኣኽበረት ክሳብ ድኦክተር ትምልሰልኪ ኣነ ዙዕ ነርኒ ብዲን ዝብሃል ከም ብጭ ሕብሪ ዝለዎ ኣብህብረትሰብና ከም ዕጣን ይጥቀሙሉ አዮም ብ ፍላይ ኣብ ሱዳን ፉሉጥ አዩ ቡኡ ገረ ደቁሰ ቁሩብ ዘይቲ ገረ ናዓይ ኣብ ገጸይ አዩ ነሩ ብምልካይ ን 1 ሰኣት ኣብ ጸሃይ ብምጽናሕ ን 1 ሰሙን ካቡ ጠፌለይ።
@@temesgntsagay6222 sleti mkrka enda amesgenna entay aynet zeyti eyu ezi nxebhi ntkemelu welas weyra?
@@temesgntsagay6222 የቀንየልይ ኩቡር ሓወይ ቅድሚ ሕጂ ተጠቂመሉ ነይረ ንግዚኡ ገዲፉን ሕጂ ድማ ተመሊስኒ ሕጂ ግን ኣብ ካናዳ ኢየ ዘሎኩ ሲኢነ ድማ ስለ ተገዳስነትካ የቀንየለይ
Megletsi yebleyn kulu atehasasibakin lubonakin amlak edmen teenan yehabki haftey natey ❤❤❤
You are so smart Dr. #Sharon ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤🙏ናይ በሓቂ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ናይ ኣኼባ ግዜ ኣብ 19:30 ደቒቕ ዝገለጽክዮ ብዛዕባ ምንጻል ጥንሲ ንጓል ኣንስተይቲ ጥራሕ ኢዩ ዝምልከት ብዛዕባ ክተስድዶ ዲያ ክትወልዶ ንዝብል ሙጉት ኣነ ከይተሰማማዕኩ ወጺኤ ካብቲ ኣኼባ። ብጣዕሚ ገሪሙኒ እቲ ወዲ ነቲ ቆልዓ እንተደለዮ’ኸ ከመይ ጌሩ ብእኣ ጥራሕ ዝውሰን ኢለ 🤔ብጣዕሚ ከቢድ ኢዩ። ከም ዝገለጽክዮ ከኣ ምስ ተወልደ ከኣ ንዓ ፈርም፣ክፈል 🙈🙈🤔🤔
ኣምላክ ቡዙሕ ይባርኪ ሻሮን ሓፍተይ❤
ዶ/ር ሻሮን
ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ዘለኪ ምልከት ዝንኣድ ኮይኑ፡ ብ'ፍላይ ብ'ቕዓት ኣገላልጻኺ ምስ'ቲ ፍሕሹ'ውን ድሙቕን ፍሽኽታኺ ብ'ዝግባእ ከም ዝሳነ ብ'ምግባር፡ ን'ትርግታ-ልቢ ተዓዘብትኺ ክትማርኺ ምኽኣልኪ፡ ብሓቂ ክትምስገኒ ይግብኣኪ!