ስነ-ጥበባዊት ቤቲ ሃይላይ| ንሓመዱ ዝበጽሓና. 05|07|2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.ย. 2024
- ስነ-ጥበባዊት ቤቲ ሃይላይ| ንሓመዱ ዝበጽሓና. 05|07|2024 An analysis of Eritrea's present and future internal and regional economic policy with maebel kiflay.
@AlenaWaltaHager ዛዕባ ሎሚ 03.07,2024
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Maebel Kiflay - Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #eritreannews #habesha #news
ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏th-cam.com/channels/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin
Mabel jegna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መዕበሊኖ ጅግና በዘ ትገብርዎ ደለኹም ሓገዝ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ዘውጻእክሞ ይተካኣልኩም እዛ ናይ ትማሊጊን ኣብክያትና ❤❤❤🎉🎉🎉
መርሓባ ማዕበል ናይ ዳሃይ ቤትና ካኣ ደስ ዝብል መደብዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘውጻእኩሞ ይተክኣልኩም🙏👍💐🇪🇷❤🇪🇷❤💪
❤❤❤🇪🇷🇪🇷
We love you. God bless you Meable❤❤
aeiratra kebare manenat ❤
ማዕበሊኖ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ዩ ደሃይ ቤትና ቀጽልዎ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ። ሓንቲ ርእይቶ ግን አላህኒ ምስ ብዙሕ ይቅሬታ አነ አነ ዝብል ቃል ንሕና ንሕና ብዝብል ቃል እንተዝቅየር ዓቢ ላዛን ክብረትን ምሃበና ኔሩ ይብል ኤርትራውያን ንሕና እምበር አነ አይንብልን ኢና ። የቀኔለይ
ጽብቅ ኣዩ ዝዛረብ ዘሎ ንምንታይ ትጻረፍ ኣለካ ግርምን ግደፉ ናብ ልቦም ዝተመለሱ ሀገርይ ዝብለይ ኣይተሰግጉዋም ኣንተ ካኣልና መርሐባ ንቦሎም ወይ ስቅ ምባል ዉን ጽብቅ ኣዩ
ALENA WALITA HAGER🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን ማዕበለይ ናይዝአቶምስ ለክቦጣት ሃለዉለዉ ዝአመሎም ናሱእዩ እትዓቅመሞ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ህዝብይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🎉🎉🎉🇪🇷
selam maebelno btaemi xbuq srah ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Meabeleyy.ambesa❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.belom.dea.agalixom
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💛❤️💚💙
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ኣጆኻ መሸሽ ዓይኒ ድሕለልን ኢና በዚኦም በለልና ኒ መሸሽ 🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሰላም ማዕበሊኖ ኣብ ናይ ሶሎ እዩ እዚኦም ዓቅሊ ጽበት እዩ ግደፍዎም መዝሓል ልቢ እተኮኖም በላዕቲ ርፍራፍ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ኩራዕ ወዲ ኤረይ❤❤🎉🎉💙❤💚✊👍💪🌺🌹🍀🌷🌸💐
ማዕበሊኖ ሽኮር ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
❤❤❤❤❤
ስላም ማዕበል እንቓዕ ደሓን መጻኣካ ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
Selam Maaber ,dehay betna xibuk neru awet nihafash ❤❤
Mabel Abessa 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ማዕበለ ኣብ ናይ ሰሎ ትማሊ ሰሚዔዮ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷❤🇪🇷🎉🎉🎉
ሰላም ማዕበል ከመይ ሐፍርካ ❤🎉❤🎉❤
Selam maebelino hewey ajoka akli xbet da mo entay zeygebr mabelino hewey gdefom tray teazebti kona alona 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Maabelno azmarno❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣታ ኣብ ምድንጋር ዲዮም ዱዕሉ እንታይ ማዓት ወሪድዋ እዛ ኤርትራ ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🎉🙏🎉🙏🎉🎉🎉🎉
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Dhay betnaaaa Realy blessed you mabelll hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝💚💚💚💚💚🌺🌺🌺🙏🙏🙏🙏
Respect
ብጋኽ ካልእ ተዛረብ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አነ መቸም መግለጺ የብለይን ደሃይ ቤትና ናይ ሐጎስ ንብዓት ተንብዓና አላ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ነቶም ትህቢ እግዚኣብሔር ዕጽፋ ጌሩ ይሃብኩም ❤
👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🌹🌹
አዚየ ጽብቅቲ ስራሕ ነቢዒ በታ ቤተሰብ
❤❤❤ጀግና ሐውና ከሙኡ ዳኣ በል ጸላእና ኣውራጃ ወረዳ ዳበሉ ኢዮም ክፈላልዩና ደልዮም
Wetru hagerey kbretey 🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷
ሀይ መዕበል ኩሉ ትገብሮ ጽብቅ እዩ ሕጂ ግን እዚ ወዲ በንጠ፣ ትብሎ ዘለካ ሕጂ ዝዛረቦ ዝገልጾን ዘሎ ዘረባ ኩሉ ጽቡቅ አሎ ተጋግዬም እንተ ተመሊሶም ጽቡቅ እዩ ንሱ ዘይኮነን ዝደለ ዘሎ ንምንታይ ትጸርፏ
🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Welcome❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks 🎉🎉🎉🎉
ማዕበሊኖ ወዲ ሃገረይ ❤️🇪🇷❤️ ኮመድያን ተቀይርካ ክክክ በቃ ሽኮር ሐወይ ❤
ማዕበል ወዳይ ነዛ መደብ ሐንቲ መዓልቲ ምስ ኣለናዋልታ ሃገር ምሕሳብካ ብሽመይን ብሽም ሃገርናን የመስግነካ እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽብቅቲ መደብ ንኹሉ ሰብ ሐላፍነት ተሸክም መደብ እያ
ዋይ መሸሽ የደንግጹ ጸማማት ❤🎉❤😂🎉
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ኣእዱግ ንሓመዱ ኣይትበል
ብሽሞም ጸውዕ
❤🇪🇷🙏🏽👍🏼
Mabelino honestly do kinegreka entay elom yeferarhu mesleka pente entekonkas adka entekedka mengsti kiasreka eu eyom zblu emo bejaka eza melsi hebela mabelino hewey 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤
)mabelino mesheshi ab naya solo yednka neyru bravo yblka neyru ❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Mogos jigna እዩ፡ኣስተውዕል ሕማቅ ኣይተዛረበን።ንጸይቂ ጸይቂ፡ንጽቡቅ ጽቡቅ ምባል ጌጋ የብሉን።
ውውው ድሕጉስ ነገር ❤❤
ኖ ማዕበል ነቶም ከምዚ ኢሎም ናብ ልቦም ዝምለሱ ንሓግዞም ኣይንስሓቆም
ትማል አቡ ሶል ኢዬ
ሸር ላይክ ሳብስክራይብ ❤❤
♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
Ata gdefena bejaka heger sala president wedi afe zheza eya dew ela zela ember nskum da b 1 malti tshetwa heger hekka eka mabelino xelot yedlyo eu ❤❤❤❤❤❤❤
ማዕበል ሐወይ ሃይማኖት አይተልዕል ሕማቅእዩ ስብ አይትጕዳአ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💪💪
Ciao mahbela❤❤❤
Keytefetahka gah bel belo. Hasawi belo.
❤tmali ab nY solo u maebelino
ኣለና ወልታ ሃገር ማሃሪን መተባብዕን ንኹን። እዚ ወዲ ብውሑዱ ሃገሩን ህዝቡን ይሕልፉ ዝህብ ኣይኮነን።
ማዕበል ኣይትጋገ እዞም ሰባት ኣእምሮእም እዩ ጸማም እምበር እዝኖም ደኣ ይሰምዑ እዮም
እምኒበትሪ❤ንለባማትመሳሪሒ ክኳኖ እዬም ሒወቱምወዛ እዬ ሓመድ ክገብርዎም የሕዝን እዬ 🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏
Mabel Hawey Eza Listro Tibl Kal Nyo Bela Kindey Hegerawyan Listro
Egziabihir neritran hzban ybark ayni abaya ydefen ❤
ማዕበል ሃገርይ ምስ ካልእ ክይነ ኣይቃወምን ኢሉ ተጣዕልሰ ዝብለ በዝሓ ተድይ ኣጋነንካ ይሓይሽ ሓብቲ ኣዲእ ክኣ ኣይ ትሰልፍ ብጃኽ ክም ሃገራዊ ምኻንካ ሕማቅ ኣዪ ትዛረብ ሓደራ 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ትማሊ እዩ
Eritrea wwwww ❤
GOOD information keep it
መዕብርልኖ ናይ ጥዕና ገይሩ ናብ ልቡ ይመለስ ካብ ዓብድበ።
ፍጉር ተኽይኑ ንምንታይ ኣብዚ ኣምጺኻዮ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Maebelino delialikayo ytekalika fetari
ኣብ ሶሎ አዩ 4/7/2024 ነሩ
Mebelina bezaba dehay Betna betami xubuk medb kexlwo. Kel hasab wosukulu
EWE NAYZI QESHI HATIYAT NAY BINYAM ZBELO BTAEMI ZEHRQ DEMKA ZEFLH ZEREBA TEREF QNOM IYU BINI JGNA 💪💪👍👍🇪🇷🇪🇷
😂😂😂😂😂 ክክክክክክክክ ካብ ናይ ሶሎ ኢዮም ቆሪጾም Edit ጌሮሞ። ትማሊ ምሸት ምስ ሶሎ ሜድያ ቃለ መሕትት ጌሩ ኣሎ 4 / 07 / 2024
ዋላ ዘይሕፍሩ ዓጋመ
❤❤❤tanks
Mabel good job please derfi nowihu get to the point I live in USA iWork 16h the onley time I have it in my break time please get to the point dear brother with all my respect Tanku
ምዕቡል ጡዑም እትስና እንቅዋዕ ኣይሃለዋ 😂😂😂😂 ሰላም ንረክብ 😂😂
Ahaaaa too let Paster mogos. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
AJOKUM DEKI 9 BIHERAT, OUR FUTURE IS BRIGHT.
ደናቁር ምስ መን ከምዝነብሩ ተመጅንኒኖም እዮም ነይሮም
Btaemi xubuq maebelno gin tom zhgezu numberom ab godni aqemtu
BZAEBA DAHAY BETNA KGELXO AYKELN IYE KEMTI LMUD KBRI YGBAAKUM IYU JEMIRA KSAB TWUDE BBKYAT BEQA OMG ZEHZN TARK EZA ADE BZKONE QEXLWO 💯💯👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማዕበሊኖ እንቋዕ ድሓን መጽእካ።
እዛ ናይ መሸሽ ኣብ ኣለና ዋልታ ሃገር እዩ ተዛሪብዋ የሕዋት
እዚ ናይ መሸሽ ኢንተርቪው ኣብ ናትካደ ይኮነ ኣብ ናይ ሶሎ እዩ ማእበል
እዚ ቅድሚ ትማሊ ኣብ ሶሎሚዲ ያ ጌርዎኔሩ
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤