Tigray Media Network ኤርትራውያንን ፖለቲካ ትግራይን// እስቲፋኖስ ሰመረ Aug 19, 224

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024
  • #ethiopia #tigrai #eritrea
    Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe

ความคิดเห็น • 323

  • @light8742
    @light8742 2 หลายเดือนก่อน +19

    TPLF first and for most has to apologize to PEOPLE and GOVERNMENT OF ERITREA before colling for peace and working together.

    • @wintana2464
      @wintana2464 2 หลายเดือนก่อน +2

      Agreed

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 2 หลายเดือนก่อน

      I totally agree with you.
      Action speaks louder than words.
      Therefore, the credibility of TPLF depends on the practical steps.

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      Dont trust TPLF or the people of tigray they are historical enemy of Eritrea and the people of Eritrea
      Eritreans take care enough is enough
      ዓወት ንሓፋሽ።ሕናትትዓብኩራሳ291🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      Ethiopia must pay compesaton of 27 years damage happened our people and apologize not region of Tigray

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@محمدعواتي-ذ2ف
      Tigray is part of Ethiopia & had been waging 70 years war against the Eritrean people.
      Therefore, Tigray must compensate Eritrea, just like Ethiopia.

  • @bereketsiyoum1275
    @bereketsiyoum1275 2 หลายเดือนก่อน +24

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረባ ሓንቲ የረሲዓ ዘላ ግዳማዊ ምትእትታው ከይገድፉ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ ኣይክእልን እዩ 2ይ እታ ዶብ ተኣሚኖም እንተተቀቢሎማን ጥራይ እዩ ሰላም ክመጽእ ዝኽእል ይመስለኒ ባኣይ ወገን

    • @zeremebrahtu2083
      @zeremebrahtu2083 2 หลายเดือนก่อน +3

      Absolutely that is the point my brother

    • @isaakiyasu205
      @isaakiyasu205 2 หลายเดือนก่อน +2

      You are right bro

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኢትዮጵያ ንዶባት ጎረቤት ሀገራት ክተኽብር አሎዋ እዚ ክልል ትግራይ ዶ መንደፍ ዶ ገዲፍና ንሕና ንአኢትዮጵያ ከም ሀገር ሉኡላውነት ሀገርና ኤርትራ አኽብሪ ንብላ እምበር ንክልል ሉኡላውነት ሀገርና አኽብሪ አይንብላን ክልል እንተዳኣ ንኤርትራ ወሪሩ ሽዑ ንሽዑ ንድምስሶ ሽፍትነት ስለዝኾነ አስተውዕል ኤርትራዊ አይትተሃመል ።
      ዓወት ንሓፋሽ።ሕናትትዓብኩራሳ291🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ብወገንካ ብጣዕሚ ሕያዋይ ኢኻ ታሪኽ ተጋሩ ካብ ጥንቲ አትሒዝካ ተወከሶ እሞ እንታይ ዓይነት ህዝቢ ምዃኖም ክትፈልጥ ኢኻ እዚኦም ክልተ አጀንዳ የመሓላልፉ አሎዎ ንቃሕ ኤርትራዊ አይትዘንግዕ ።

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ዝኸበርካ ንቀሕ መንእሰይ ኤርትራ
      ነዚኦም ክልተ ሓደገኛታት ናቶን እስቲፋኖስ መልሲ አብ ናይ ዕለት 21-8-2024 the horn politics media ዘሎ ትንታነ ስማዕ ዳሓር እነታውነት ናይዞም ክልተ ሓደገኛታት ክርዳኣካ እዩ።
      ዓወት ንሓፋሽ።ሕናትትዓብኩራሳ291🇪🇷

  • @marssemay69
    @marssemay69 2 หลายเดือนก่อน +22

    እስቲፍ the great 👍, ኣንበሳ❤️🇪🇷❤️. ጅግና ወዲ ጀጋኑ❤️

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ንክልል ሸፋቱ ስለዝወገነ ንተጋሩ አሕዋትና ስለዝበለ ዲኻ ጅግና ትብሎ ዘለኻ መጀመርያ ተጋሩ አሕዋትና አይኮኑን ነህዝቢ ኤርትራ አሕዋቱ እቶም ትሽዓተ ብሄራት ኤርትራ እዮም ተጋሩ ሸፋቱ ክልል ትግራይ እዮም ካብ ጥንቲ አትሒዞም አንጻር ኤርትራን ህዝባን እዮም ታሪኽ ተወከስ ኤርትራ ሀገር እያ ምስ ሀገራት ሰላም ትገብር እዚ ናትናኤል ዝባሃል ሕቡእ አጀንዳ ክህልዎ ይኽእል እዩ መርገጺ እንዝህልዎ ከም ኢትዮጵያዊ ንሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ክዝምር አሎዎ እምበር ክልል ትግራይ ከም ሀገር ገሩ ምስ ኤርትራውያን ክዛረብ አይነፍቅደሉን ኢና
      ብናተይ ወገን ብብዙሓት ኤርትራውያን ናይ ዓባይ ትግራይ ሕልሚ ዘሎዎ ትግራዋይ እዩ አብ ጉዳይ ኤርትራ ሸተት ክብል ንዕዘቦ ኢና አስተውዕል ኤርትራዊ።
      ዓወት ንሓፋሽ።ሕናትትዓብኩራሳ291🇪🇷

  • @BeyeneTekie-f4j
    @BeyeneTekie-f4j 2 หลายเดือนก่อน +17

    ሕዋሐት ካብ መዓስ ሐቂ ተዛሪቦም ይፈልጡ

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ህዝቢ ትግራይ ሽፍታ ህዝቢ እዩ ምስ እዚ ክልል ሀገረ ኤርትራ ሰላም አይገብርን ሰላም ዝግበር ሀገር ምስ ሀገር እዩ አስተውዕል ኤርትራዊ ።
      ዓወት ንሓፋሽ።ሕናትትዓብኩራሳ291🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      Brother pls watch the horn politics media N dated 21-8-2024
      Thank you

  • @nebiatghebremariam51
    @nebiatghebremariam51 2 หลายเดือนก่อน +13

    Eritrea brother and National well done 👍🏻 great job guys thanks 🙏🏻🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      እዚ ዝርርብ አብ መንጎ ክልተ ተጋሩ ኢና ንቆጽሮ ሀገረ ኤርትራ ምስ ሀገራት እምበር ምስ ክልላት ሰላም አይገብርን አስተውዕል ኤርትራዊ ናትናኤል ከም ኢትዮጵያዊ አክቲቪስት ኮይኑ ንሰላም ክዝምር አሎዎ ከም ትግራዋይ ግን ፊትህን አዙር ንብሎ
      ምዕዶ እነተሎዎ ነቶም ተጋሩ ይምዓዶም ተወዝ ኢልኩም ዶባት ኤርትራ ቅልቅል አይትበሉ ይበሎም ኤርትራ ናታ ሰብ አሎዋ።
      እዚኦም ኩሎም አጆኻ ጅግና ዝብልዎ ተጋሩን ተወልጀ ኤርትራ ተጋሩ ምዃኖም ፍለጡ ወዲ ሓላል መሬት ኤርትራዊ ከም በዓል ናትናኤል ክጣበቁሉ አይፍቅድን አስተውዕል ኤርትራዊ አይትተሃመል ናይ ተጋሩ ሽርሕታት እዚ ዘይበሃል እዩ ሓድነትካ ጥራይ አትርር ።
      ዓወት ንሓፋሽ።ሕናትትዓብኩራሳ291🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      If you believe state of Eritrea is a nation forget to mention the region of tigray you better speak abt the two countries Eritrea and Ethiopia
      Natu is ?

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      This job of this two guyy is against Eritrea and Eritreans their target is great tigray pls understand tigray people are historical enemy of Eritrea

  • @alemasmerom7706
    @alemasmerom7706 2 หลายเดือนก่อน +7

    ብጣዕሚ ጽቡቕ አገላልጻ ወዲ ኤረይን ናትናኤል ደላይ ሰላም ንኹሉ ሰላም ናይ ባሓቂ ጽቡቕ ዘረባ ንኤርትራውያን ወኪልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ good job🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @tsigeredahaile-i1m
      @tsigeredahaile-i1m 2 หลายเดือนก่อน

      ​​ሰላም ጽቡቅ እዩ፡ ግና እንድዒ ከመይ ታምኖም??????????????????????????????????????????????????

    • @tsigeredahaile-i1m
      @tsigeredahaile-i1m 2 หลายเดือนก่อน

      TIPS TIGRAY IS ETHIOPIA AND ERITREA IS OLD COUNTRY IN THE EAST AFRICA BY DIFFERENT NAME,SO IT IS NOT YOUR BISNESS ABOUT ERITREA.

    • @tsigeredahaile-i1m
      @tsigeredahaile-i1m 2 หลายเดือนก่อน

      መለስ እንድዩ ጠሊምና

    • @tsigeredahaile-i1m
      @tsigeredahaile-i1m 2 หลายเดือนก่อน

      ሽንፍላ መራሕቲ ሕውሓት ምትእምማን ግን የለን

    • @tsigeredahaile-i1m
      @tsigeredahaile-i1m 2 หลายเดือนก่อน

      ​​ወደባትና ብናጻ ይጥቅሙሉ ኔሮም እንድዮም ነግራማት ኮይኖም እምበር

  • @Purpel1990
    @Purpel1990 2 หลายเดือนก่อน +12

    Estif hawena, wonderful explanation. Proud of you, our brother. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      If you want to know reality
      pls watch the horn plitics meda N
      Dated 21-8-2024

  • @hybirdgenetic7096
    @hybirdgenetic7096 2 หลายเดือนก่อน +8

    .ጽቡቅ መረዳእታ እስቲፋኖስ ሓዉና

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ንተጋሩ ምስ ትግራዋይ ኮይኑ ክገልጸልና አይንደልን ህዝቢ ትግራይ አጸቢቅና ንፈልጦም ከም ኤርትራውያን ሓድነትና ክነትርር አሎና እስቲፋኖስ ድማ ምእንቲ ሓድነት ኤርትራውያን ስራሕ ክብሎ ይደሊ ፖለቲካ ምድንጋጽ ሓወይ ሓውካ ዘይኮነ ሀገረይ ሀገርካ እዩ ምስ ትግራዋይ ወጊንካ ሰላም ንኤርትራ ከምጽእ እየ ምባል ሉኡላውነት ኤርትራ ምድፋር ምዃኑ ምፍላጥ የድሊ ኢትዮጵያ ከም ሀገር መርኣያ አድላይ እዩ ከምኡ ድማ ኤርትራ ከም ሀገር ራኣያ ክብል ይፈቱ።
      ዓወት ንሓፋሽ።ሕናትትዓብኩራሳ291🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      መረዳእታ ካብ
      The horn politics media N ስምዓዮ
      ዕለት 21-8-2024 ውሰድ እዚኦም ክልተ ሓደገኛታት እዮም አስተብህል

  • @meharitedros4196
    @meharitedros4196 2 หลายเดือนก่อน +11

    እዚ መግለጺ ህወሓት ካብቲ ቅድሚኡ ዝወጽእ ዝነበረ ማእለያ ዘይብሉ መግለጺታት ብምንታይ ይፍለ ? ምንም ፍልልይ የብሉን። ክቡር ህዝቢ ኤርትራ እናበለ ዘውጽኦ መግለጺ ሸቐጥ ጥራሕ'ዩ ክበሃል ዝከኣል። ምምልካት ዶብ ክልቲኣተን ሃገራት ዘይቅበልን ዘተዓናቕፍን ውድብ ህወሓት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ትብል ፈገር ፖለቲካ ሕጂ'ውን ካብኣ ኣይወጸን። ህወሓት ክመሓየሽ ምጽባይ ማለት ከንቱ ትጽቢት እዩ።

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      100% true
      This two guys are working for great tigray
      Brother pls watch the horn politics media N dated 21-8-2024
      Thank you

  • @habtetesfaldet6116
    @habtetesfaldet6116 2 หลายเดือนก่อน +7

    ውርጹፅ መግለጺ ርክብ ጉዳይ ክልተ ኣሕዋት ኣህዛብ ኢትዮጵያን ኣኤርትራን!!!

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ርክብ ክልተ ሀገራት ረብሓ ንክልቲአን ሀገራት እዩ አሕዋት ዶ መንደፍ ዶ ግደፎ አብ ሀገራት አሕዋት ዝበሃል ኤርትራዊ ንኤርትራዊ ሓው እዩ ኢትዮጵያዊ ድማ ንኢትዮጵያዊ ሓው እዩ።ተወዲኡ።

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዋውዋው እስቲፍ ሓውና ወዲ ኤረ👍🇪🇷 ጽቡቕን ዘዕግብን ቡሱል ኣገላልጽ ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ❤🇪🇷ናቱ ሓውና 🇪🇹 ኣምባሳደር ንሰላም እትጽዕር ኤርትራን ኢትዮጵያን ሰላም ይኹነልና❤🇪🇷💯🇪🇷🌿🇪🇷🙏🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ናቶ ሓውካ እስቲፍ ሓውካ ኩሎም ተጋሩ አሕዋትካ ናይ ክልልኩም ግበሩ በሎም መንግስትን ህዝብን ሀገረ ኤርትራ ምስ መንግስታት ይዛረብ እምበር ምስ ሸፋቱ ትግራይ አይዛረብን ን ኤርትራ ክወርር ዝመጽእ ክልል ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንፈጣሪ የፋንዎ ።
      ዓወት ንሓፋሽ።ሕናትትዓብኩራሳ291🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ብሉጽ አገላልጻ እንተደሊኻ
      The horn politics media N ናይ ዕለት
      21-8-2024 ስማዕ እሞ እዚኦም ክልተ ሓደገኛታት ምዃኖም ክትፈልጥ ኢኻ
      ህዝቢ ትግራይ ታሪኻውያን ጸላእትኻ ምዃኖም ክትፈልጥ ኢኻ ።

  • @fitsumgebremichel133
    @fitsumgebremichel133 2 หลายเดือนก่อน +6

    Anbessa Estifanos that's really true . We are 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💖 proud of you . Thankyou

    • @rahelbey1004
      @rahelbey1004 2 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ስለ ዝገበረ ደኣ ኢካ

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ናትናኤልን እስቲፋኖስ ናይ ዓባይ ትግራይ አጀንዳ ዘተግብሩ እዮም አስተውዕል ኤርትራዊ ንብለካ።

  • @fyudtu-tc5dn
    @fyudtu-tc5dn 2 หลายเดือนก่อน +4

    እሰቲፊኖሰ ብጣዕሚ ዝበሰለ ካድር ናይምዝራብ አልያ ኪኢላን በሊሕን መሰተዉዓሊ ይገርም ዩ ሐያል መንእሰይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      እዚኦም ክልተ ሐደገኛታት እዮም
      The horn politics media N
      ናይ ዕለት 21-8-2024 ተመልከት
      እዚኦም ክልተ አጀንዳ ዓባይ ትግራይ እዮም

  • @berekettesfe4338
    @berekettesfe4338 2 หลายเดือนก่อน +2

    G❤🎉good job 👏 👍 yhewate

  • @georgemichael8174
    @georgemichael8174 2 หลายเดือนก่อน +4

    Natu jigna Wedi 🌹 ♥ berta
    Dekhimkalu ekha tea×itka ekha 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹♥️♥️♥️👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏

  • @rahwa-ue2uo
    @rahwa-ue2uo 2 หลายเดือนก่อน +2

    Estfono hwey xbuk agelalxa ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👍👍👍

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ናትናኤልን እስቲፋኖስን አጀንዳ ዓባይ ትግራይ ዘተግብሩ እዮም አስተውዕል ኤርትራዊ አይትተሃመል ።

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      The horn politics media N
      ናይ ዕለት 21-8-2024 ፈነወ ስማዕ
      እቲ ሓቂ አብኡ አሎ እስቲፍኖስ ናይ ዓባይ ትግራይ አጀንዳ ዘተግብር እዩ ንዮ በሎ።

  • @محمدعواتي-ذ2ف
    @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน +4

    ከም ኤርትራውያን ክልል ዶ መንደፍ ዶ አይንአምነሉን ኢና ኢትዮጵያን ኤርትራን ኢና ንፈልጥ ሰላም እነተዳኣ ሃልዩ ምስ ሀገር እዩ ምስ ሸፋቱ ክልላት ዝግበር ሰላም የለን ክልል አደብ እነተዘይገበረ ይሕምሸሽ

  • @ተጀምረንስ
    @ተጀምረንስ 2 หลายเดือนก่อน +10

    ናቱ ጅግና ደላይ ሰላም ግን ኣብዛ ዝበልዋ ሕውሓት ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዘይብልን ንምንታይ ህዝቢ ጥራይ ዝብል ኣይጸረዩን ኣለዉ

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ተጋሩ ታሪኻውያን ጸላእቲ ሀገረ ኤርትራን ህዝባን እዮም ።
      ሓቂ ምስ ትደሊ
      The horn politics media N
      TH-cam 21-8-2024 ሰማዕ

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ናቶን እስቲፋኖስን አጀንዳ ዓባይ ትግራይ
      ዘተግብሩ እዮም አስተውዕል ኤርትራዊ

  • @mussiewoldeselassie49
    @mussiewoldeselassie49 2 หลายเดือนก่อน +1

    Estif, like wise you're a star. Nati, you are the best.

  • @ttlove-nk4dl
    @ttlove-nk4dl 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይታሐወሶ ሰላም ይሕሸና 🙏🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ሰላም ምስ ክልል ሸፋቱ ዘይኮነ ሰላም ምስ ሀገር ማለት ምስ ኢትዮጵያ ክልል ክወረና እንተመጺኡ ሽዑ ንሽዑ ንፈጣሪ ነፋንዎ ናይ ሸፋቱ ወራር ስለዝኾነ ።

  • @محمدعواتي-ذ2ف
    @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኤርትራ ከም ሀገር ምስ ሀገር ሰላም ትገብር እምበር ምስ ክልላት ትገብሮ ሰላም የለን ሱቅ ኢልኩም ሃለውለው አይትበሉ ንብለኩም ።
    ዓወት ንሓፋሽ። 🇪🇷

  • @selamwoldegergish4015
    @selamwoldegergish4015 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤Selam ne hezibi tegeraye ❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Selam ne eritera ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ egezabeher obi ❤❤❤❤❤

  • @MichaelZeregaber
    @MichaelZeregaber 2 หลายเดือนก่อน +5

    Estfanos thank you my brother

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      Yr estifanos and yr nato are worrying abt their tigray pls wake up

  • @GTekle
    @GTekle 2 หลายเดือนก่อน +6

    ህዝቢ ኤርትራ ካብ መንግስቲ ፈሊኻ ናይ ሰላም ጻዊዒት ካብ ልቢ ዝተበገሰ ዘይኮነስ ንህዝቢ ካብ መንግስቱ ንምፍልላይ ዝሃቀነ ብተንኮል ዝተላዕጠጠ'ዩ :❓❓❓❓❓

  • @dawitzerai2207
    @dawitzerai2207 2 หลายเดือนก่อน +2

    አነ ብወገነይ ህዋሓት ፈጺሙ ዝእመን ውድብ አይኮነን ።

  • @NegisteBahra
    @NegisteBahra 2 หลายเดือนก่อน +1

    Estf lebam wed lebamat sdira edimen tenants yhabika ❤❤❤

  • @Aditse
    @Aditse 2 หลายเดือนก่อน +7

    Selam yewrdelna❤️

  • @bqse6142
    @bqse6142 2 หลายเดือนก่อน +8

    ሰላም ናቱ ሓወይ ዓቢ ሰብ
    & እስቲፍ ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቕ ገሊጽካ ጽቡቕ ስራሕ ከምዚ ብ'ክልቲኡ ኣካል ተራኺብካ ብዛዕባ ክልተ ህዝቢ ዘተ ሰላምን ፍቕርን ኣወንታውን ኣሉታውን ዝርርብ ክቕጽል ኣለዎ ንፉዓት🇪🇷👏🇪🇷✊🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ምስ ትግራዋይ ተራኺብካ ሰላም አይፍጠርን ሀገር ምስ ሀገር እዮም ሰላም ዝፈጥሩ ለብም ኤርትራዊ ሓደገኛታት ተጋሩ ናዓኻ መሲሎም ዘታልሉ ብዙሓት እዮም ንናትናኤል አሽመላሽ አብ ጉዳይ ኤርትራውያን ብዙሕ ሸተት ይብል አሎ ናይ ሀገሩ እንተገበረ ይሕሾ ።

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ናቶ ሓውካ እስቲፋኖስ ሓውካ ን ዓባይ ትግራይ ዝሰርሑ እዮም።
      ሓቂ እንዳኣ ደሊኻ
      The horn politics media N
      TH-cam ዐለት 21-8-2024 ስማዕ

  • @georgemichael8174
    @georgemichael8174 2 หลายเดือนก่อน +4

    Pess the right one
    Yes yes yes 🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @tsehaitesfai4665
    @tsehaitesfai4665 2 หลายเดือนก่อน +1

    ወያነ ዘይእመን ሕዝቢ ዉን ዘይእመን ጸላእቲ ሕዝቢ ኤርትራ እዮሞ ኣኣብ ዘለናዮ ሰላሞ የውርድልና

  • @georgioskomenis5160
    @georgioskomenis5160 2 หลายเดือนก่อน +3

    Intelege Programm 🇪🇷 hawena ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      እዚኦም ክልተ ን ዓባይ ትግራይ ዝሰርሑ እዮም።
      እቲ ሓቂ ካብ
      The horn politics media N youtube
      ስምዓዮ ናይ ዕለት 21-8-2024
      Thank you

  • @tedyeli6517
    @tedyeli6517 2 หลายเดือนก่อน +3

    🎉🎉🙏 Natu bro 🇪🇷

  • @abelmaygayla922
    @abelmaygayla922 2 หลายเดือนก่อน

    Kemey wielka Natnael azi nay selam mezmur dzmer xubuk antekone aqa hzbi mshzbi keykones ms Mengsti demakele k kewun alewo♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @luwamlove
    @luwamlove 2 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏👍🌹👍❤️❤️❤️🌹🌹👍

  • @nebiatghebremariam51
    @nebiatghebremariam51 2 หลายเดือนก่อน +11

    ንመንግስቲ ኤርትራ መለስ ሙሉእ ህዝቢ ኢትዮጵያ አበግሱ ደጋግሙ ወርሩ ዘይተዓወተ ካልኦት እንተ ፈተኑ ሰራዊት ኤርትራ ኪኣ ከም ቀደም ባሕሪን ሃገርን ኪዕቅብ ኺከላኸል እዩ። 💪🏻🇪🇷✊🏼🇪🇷✅

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዘይንፈልጣ ናይሰላም ዶ ይካየድ አሎ እዩ
    ቡዙሕ ከአ የሕዋትና ተጋሩ አብዚሕካዶ ንሳቶም ደአ ደይ ንሳ ታይደልዩ ጎረቤትና ተጋሩ ተትብል መሐሸ

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      Brother ናትናኤል እስቲፋኖስ አጀንዳ ዓባይ ትግራይ ዝሓዙ እዮም።
      The horn politics media N youtube
      ናይ ዕለት 21-8-2024 ስማዕ
      Thank you brother

  • @berekettesfe4338
    @berekettesfe4338 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @NegisteBahra
    @NegisteBahra 2 หลายเดือนก่อน

    Natural deley selam edimen tena yhabika ❤❤❤

  • @adirar7045
    @adirar7045 2 หลายเดือนก่อน +2

    Great job Natu and Estifanos Indeed commendable Job

  • @samimasawa898
    @samimasawa898 2 หลายเดือนก่อน +6

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ዝሐወይ ኢዝ ኢዩ እቲ ሐቅ

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน +1

      አበይ ዘሎ ሓቂ ኤርትራ ሀገር እያ ምስ ክልል ትግራይ ናይ ሸፋቱ መአከቢ ሰላም ዝግበር የለን ሀገር ምስ ሀገር እዩ ሰላም ዝገብር ናትናኤል ከም ትግራዋይ ዘይኮነ ከም ኢትዮጵያዊ ሰላም ምስ ኤርትራ ክግበር ጻዕሪ እንተዝገብር ቁቡል እዩ እንተዘይኮነ ዝሓቦኦ አጀንዳ ከማቃርሕ አይንፈቅደሉን ኢና አብ ሀገር አሕዋት ኢና መንደፍ ኢና ዝበሃል የለን ልቢ ግበር ኤርትራዊ ጓና አብ ጉዳይካ ክሕምብስ ክተፍቅድ የብልካን ሐደራ ይብለካ ።
      ዓወት ንሓፋሽ።ሕናትትዓብኩራሳ291🇪🇷

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ እንተደሊኻ አብ
      The horn politics media N
      TH-cam ዕለት 21-8-2024 አሎካ እስቲፋኖስ እንኮ አፍልጦ የብሉን።

  • @lichan-d4e
    @lichan-d4e 2 หลายเดือนก่อน

    Natu, thank you for your relentless and tireless effort to bring peace between the peoples of our region. God bless you.

  • @georgioskomenis5160
    @georgioskomenis5160 2 หลายเดือนก่อน +2

    Braawo Des zebel Programm ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋❤️

  • @tesfaytewelde8499
    @tesfaytewelde8499 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣምበሳ ናይብሓቂ❤❤❤❤❤❤❤

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      The horn politics media N
      TH-cam ሰሚዕካ ዳሓ አንበሳ ወይ ድማ ውኻርያ በል ናይ ዕለት 21-8-2024 ፈነወ።

  • @lichan-d4e
    @lichan-d4e 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you Estif, articulate and insightful analysis.

  • @andebrhanmehari6739
    @andebrhanmehari6739 2 หลายเดือนก่อน +1

    እስቲፎ ዓቢ ሰብ

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      እስቲፎ ምስ ናትናኤል ንዓባይ ትግራይ ይሰርሕ አሎ።
      The horn politics media N
      አብ youtube ስማዕ ናይ ዕለት 21-8-2024
      ኩሉ ክበርሃልካ እዩ።

  • @asushkor1407
    @asushkor1407 2 หลายเดือนก่อน

    Estif hawuna edmen tienane yehabka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @محمدعواتي-ذ2ف
    @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

    እስቲፋኖስ ናይ አሕዋትካ ተጋሩ ታሪኾም አንብብ ንሕና ኤርትራውያን ተጋሩ አሕዋትና አይኮኑን ሕርያንካ ተጋሩ ስለዝኾኑ ምስኦም ቀጽል ንብለካ ።
    ዓወት ንሓፋሽ።ሕናትትዓብኩራሳ291🇪🇷

  • @georgioskomenis5160
    @georgioskomenis5160 2 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samsonermias6303
    @samsonermias6303 2 หลายเดือนก่อน +3

    This is our biggest opportunity for a lasting peace and development I hope and pray our government accept it and I hope and pray TPLF don’t betray us again and it’s from the heart

    • @mehretsolomon6562
      @mehretsolomon6562 2 หลายเดือนก่อน +2

      #Shame on them if they fulll as once, #shame on us if they full as twice.. 1234...10.. 100 times betreyal enough is enough nononono

    • @chuchusolomon8614
      @chuchusolomon8614 2 หลายเดือนก่อน

      @@mehretsolomon6562I do Agree with you!!! Yes, we had enough!! We suffered Enough!!! NO

  • @christinemabratu5053
    @christinemabratu5053 2 หลายเดือนก่อน

    ናተቱ ክብረት ይሃብካ እስተፍ ሃወይ በጣእሚ እየ ዘመስግነካ I am going to sleep a very good nights sleep thank you so much, bro. You are a lion.🇪🇷❤

  • @hirut4901
    @hirut4901 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናቱ የኔ ቤተሰቦቦች በወያኔ ሞተዋል ተጏድተዋል ስለዚህ ወያኔ አልወድም

  • @FreBer-e4w
    @FreBer-e4w 2 หลายเดือนก่อน +3

    Siyum Mesfn hasawi bhisot ni alem kabuu yedhinena,selamta ayresaekun Natu hawey ❤❤❤

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ናቶ ኢትዮጵያዊ እዩ ሓውካ አይኮነን ትማሊ አብ ባድመ ይዋጋኣካ ነሩ ጽባሕ ድማ እንታይ ሒዙ ክመጻካ እዩ ፈጣሪ ይፍለጦ ሕጂውን ምስ እስቲፋኖስ አጀንዳ ዓባይ ትግራይ ብስልቲ ይፍንወልካ አሎ አይትተሃመል ሓውካ ኤርትራዊ እዩ ናቶ ድማ አሕዋቱ ኢትዮጵያውያን እዮም።
      The horn politics media N
      አብ youtube ናይ ዕለት 21-8-2024 ስማዕ

  • @AA-xb7em
    @AA-xb7em 2 หลายเดือนก่อน +2

    Natu God bless you ❤❤❤❤

  • @abrehatetibarek744
    @abrehatetibarek744 2 หลายเดือนก่อน +4

    MRRRRRRRR ELNA ALO enough is enough

  • @KebedeGenre-th4gr
    @KebedeGenre-th4gr 2 หลายเดือนก่อน +5

    ወሓት ነት ዝበደልዎ በደል ንህዝብ ኤርትራ ይቅሬታ ከሓትዎ ኣለዎም።

  • @kumbraza
    @kumbraza 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሐውሶ ሐውሶ ድባሀል ሰላም የለን,,, ዶብ ኤርትራ ብሐጹር ከይተመልከተ ህዝቢ ኤርትራ ንሕዋሐት ክአምና የብሉን.

  • @kirosgebremeskel9166
    @kirosgebremeskel9166 2 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 2 หลายเดือนก่อน

    Keep it up Natu! It is a matter of time!

  • @FreBer-e4w
    @FreBer-e4w 2 หลายเดือนก่อน +4

    TPLF hasawit eya Natu hawey, ane 1% eya emnetey ab lieli weyane. Anen Natun ab gnbar Badme kinwagae zgeberet weyane eya shabiya aykonen Natu hawey ❤❤❤❤

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      መጀመርያ ናቶ ሓውካ አይኮነን ሓውካ ኤርትራዊ እዩ ናቶ ትማሊ ብረት ሒዙ አብ ባድመ ይዋጋኣካ ነሩ አሕዋቱ ኢትዮጵያውያን እዮም ናቶ አጀንዳ ዓባይ ትግራይ ዘሎዎ ሓደገኛ ሰብ እዩ እስቲፋኖስ ድማ ከምኡ ።
      ክበርሃልካ
      The horn politics media N አብ youtube ስማዕ ናይ ዕለት 21-8-2024

  • @lulieymekseb531
    @lulieymekseb531 2 หลายเดือนก่อน +2

    Selam selam bhabera ❤❤❤❤❤❤❤

  • @simonteclesenbet
    @simonteclesenbet 2 หลายเดือนก่อน +2

    እኹል መግልጺ ኣይኮቅነን። ካብዚ ንላዕሊ ክኸውን ይግባእ።

  • @michaelhabte4789
    @michaelhabte4789 2 หลายเดือนก่อน

    Natu xbuk srah kemaka ybzhu
    ❤❤❤❤

  • @dawityebio9753
    @dawityebio9753 2 หลายเดือนก่อน +1

    I FULLY SUPORT YOU....

  • @Gebremariam-l1s
    @Gebremariam-l1s 2 หลายเดือนก่อน +2

    Natu & estifanoseambasader ambasader

  • @tesfaldettekeste8577
    @tesfaldettekeste8577 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @trussom647
    @trussom647 2 หลายเดือนก่อน +5

    ናቱ ዘራጊ ማይ ከሎ ጹሩይ ማይ ነይስተ ከም ዝባሃል ሕጂ ዉን ካብ ሑሱማት ዘረግቲ ሰላም የድሕነና ንኽልቲኡ ህዝቢ ንሰላም ትገብሮ ጹቡቅ እግዝአብሔር ይሓግዝካ ህዝቢ ኤርትራ ሓዳግ ኢዩ ረሳዒ ግን ኣይኮነን ብዙሕ ስለ ዘሕለፈ 🙏🏼🙏🏼

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ናትናኤል ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ እዩ ናይ ሀገሩ እንተዝገብር ይሕሾ ኤርትራ ዋናታታ አሎውዋ ውዒላ ሐዲራ ምስ ኢትዮጵያ ሰላም ክትገብር እያ እቶም ሓለይቲ ኤርትራ መሲሎም ዝንቀሳቀሱ ተጋሩ ምልላዮም አድላይ እዩ ዝኾነ ትግራዋይ አብ ጉዳይ ሀገርካ ኤርትራ አይትእመኖ አስተውዕል ኤርትራዊ ።

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      ኩቡር ሓው አብ ሀገራት ሰላም ዝፍጠር ብክልተአን ሀገራት እምበር ብክልል ናይ ሀገር አይኮነን ክልል ንሀገር እንተወሪሩ ሽዑ ንሸዑ ትድምስሶ ተጋሩ ንኤርትራ እንተዳኣ ወሪሮም ንፈጣሪ ነፋንዎም ከም ሀገር ምስ ሀገር ኢና ሰላም ንገብር ማለት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሽፍትነት ተጋሩ ሎሚ ዘይኮነ ናይ ጥንቲ ባህሎም እዩ ።

  • @buonavita4175
    @buonavita4175 2 หลายเดือนก่อน

    Selam Natie and my beautiful people… I was away family emergency matter… great to see you again

  • @yohannestekle3195
    @yohannestekle3195 2 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ቁሩብ ክእረም ዘለዎ መግለጺ እዩ ብመሪሕነት ትግራይ ንሰላም ዝሰርሕ ዝነበረ ን ዘሎን ትብል ክትእረም ኣለዋ ይብል ንሰላም ዝሰርሐ መሪሕነት ትግራይ የለን ሕጂ ንሰላም ክንሰርሕ ኢና ብዝብል ክእረም ኣለዎዎዎዎ።
    ድሓር እቲ ኣፈ ጨሌ መለስ ዜናዊ ዝበሎ ቁስልኹም ኣይትሕከኹ ኢሉ ንቁስሊ ኤርትራ ሓዊ ወሲኹሉ እዩ ከምኡ ውን ወዲ በሻሻ ከማን ከምኡ ስለዚ ብኣፍ ጥራይ ክከውን የብሉንንንን
    ብዝተረፈ ንስኻ ኣቕራቢ ከምኡ ውን ንዓኻ ዝመስሉ ስጋብ ሕጂ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ጽቡቕ ምኽርታት ኣብ መሪሕነት ክትህሉዉ ኣለኩምምምምምም ❤❤❤

  • @selamwoldegergish4015
    @selamwoldegergish4015 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤aseyyyyy esetefaye god bless you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abebahaile2552
    @abebahaile2552 2 หลายเดือนก่อน

    ሳላም:የሕዋት:❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mimihassan5162
    @mimihassan5162 2 หลายเดือนก่อน

    Natu. 🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @saragirmay5179
    @saragirmay5179 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏

  • @mimihassan5162
    @mimihassan5162 2 หลายเดือนก่อน

    NT ❤🇪🇷🇪🇷💪

  • @ZeradawitSenayAraia
    @ZeradawitSenayAraia 2 หลายเดือนก่อน

    ባዕልኹም በአንደበትኩም አብ ትግራይ መሬት ከምዘለኹም ምስክሩ አለኹም thank you guy for your witness.

  • @isaakiyasu205
    @isaakiyasu205 2 หลายเดือนก่อน

    Dblaee zereba i am proud wedi erey jigna

  • @محمدعواتي-ذ2ف
    @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

    ንሕና ኤርትራውያን ተጋሩ ታሪኻውያን ጸላእቲ ህዝብን ሀገርን ኤርትራ ምዃኖም አዳዕዲዕና ንፈልጥ ክልተኹም አብ ትግራይ ሸቁጡሉ ንብለኩም ።
    ዓወት ንሓፋሽ።ሕናትትዓብኩራሳ291🇪🇷

  • @BhhrtGfurf
    @BhhrtGfurf 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @teklemedhanie7104
    @teklemedhanie7104 2 หลายเดือนก่อน

    ትኽክልልልልልልልል❤❤❤

  • @wintana2464
    @wintana2464 2 หลายเดือนก่อน +1

    መጀመርያ ይቅረታ ክሓቱ ኣለዎም

  • @mehretsolomon6562
    @mehretsolomon6562 2 หลายเดือนก่อน +3

    with all do respect, ንስቲፋኖስ ዝምልከት==even though u r reflecting your opinion, ሐሳብካ ምስ ኩሉ ኤሪትራውያን አይውክልን፡፡ ን100 ዓመት ዝኸውን ምስ ትግራይ /ኤሪ ሕሉፍ ታሪኽ አሎ ስለዚ ትግራይ ናይ ኢትዬ ክልል እያ፣ ኤሪትራ ድማ ሃገር እያ፣ ክልል ትግራይ ምስ ኢትዮ ሰላም ይፍጠረሎም፣ ምስ ሃገር ኤሪትራ ድማ ከም ጎረባብቲ ተኸባቢሮም፡ ነጋዶ ናብቲ ናብቲ እናኸዱ ክሽቅጡ ጸገም የለን፣፣ ግን ከካንቸሎኻ እናተቆጻጸርካ፣፣ ዓባይ ትግራይ ዝበሃል ግን it's not going to happen.

  • @gergeshkeleta907
    @gergeshkeleta907 2 หลายเดือนก่อน

    Thank so much better good chosen

  • @aduliszula7991
    @aduliszula7991 2 หลายเดือนก่อน

    Peace for the people of Tigray and the people of Eritrea. If there is a peace there is dovelemnt of two people. From peace everyone benefit.

  • @zeremebrahtu2083
    @zeremebrahtu2083 2 หลายเดือนก่อน

    Keep going my brother 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @salihomer9554
    @salihomer9554 หลายเดือนก่อน

    Yes Yes Yes Yes ❤

  • @emmanuelnezereab6231
    @emmanuelnezereab6231 2 หลายเดือนก่อน

    Selam yigberelna

  • @walkthewalktalkthetalk6371
    @walkthewalktalkthetalk6371 หลายเดือนก่อน

    ሻዕብያን ህወሓትን እናሀለዎ ህዝቢ ክልቲኡ ህዝቢ ሰላም ክረክብ አይኽዕልን።

  • @محمدعواتي-ذ2ف
    @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน +1

    ህውሓት ቀጠፍቲ ሰረቅቲ ሸፋቱ እዮም ዝኾነ ኤርትራዊ አይኣምኖምን እዩ አደብ ገሮም አብ ክልሎም ብሰላም ይንበሩ ።

  • @dawitzerai2207
    @dawitzerai2207 2 หลายเดือนก่อน

    A 🐆Leopard Never Changes its Spots ...

  • @zowdi810
    @zowdi810 2 หลายเดือนก่อน

    You are amazing thanks you are right wow that's good job thanks wade erterawe

    • @محمدعواتي-ذ2ف
      @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน

      If you are an Eritrean dont be humble this two guys are talking by TPLF mouth say them go hail thanks

  • @ag3656
    @ag3656 2 หลายเดือนก่อน

    thanks good exiplation

  • @biniamtekie2716
    @biniamtekie2716 2 หลายเดือนก่อน

    ተንኮል ሕውሓት

  • @NohMussie-w7i
    @NohMussie-w7i 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷 thanks estif bro hawi eritrawian nhna wn nqbelo Ena selam 2tu wegen ente eti hade zbluwo gn bshimom znegd bshim eritrawian temesasali military zlebesu wegen anxar hzbi tgray zneberu shefatu eu shefatu dma nezi teteqimomlu

  • @hagosgebremeskel4068
    @hagosgebremeskel4068 2 หลายเดือนก่อน +1

    በአንደበታቸው በቅርብ ጊዜ ሲሉት የነበረዉን በመግለጯ ይቀየራል ማለት ዘበት ነዉ። ወንድሜ ምኞትህ ባልከፋ ነገር ግን በመጀመረያ ላደረሱት በደል የቅርታ መጠየቅ ሲቀጥል የአኤርትራን ሉአላዊነትና ግዛቷን ያለማወለወል መቀበል የመሳሰሉት ማድረግ በመጠኑም ቢሆን ተአማኒነት ይ ኖረዎል አለበለዚያ ግን ጊዜ መግዢያ ያረጀ የማይሰራ ታክቲክ ነወ። (ዉሀ ቢወቅጡት እምቦጭ ነዉ ነገሩ)

  • @Hagerawi25
    @Hagerawi25 2 หลายเดือนก่อน +1

    Mengistin hizben zeyblu

  • @SaraSemer-fv3wy
    @SaraSemer-fv3wy 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Asmara1991
    @Asmara1991 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሎሚ ዝሰማዕናዮ፡ ብዛዕባ ሰለማዊ ርክብ ኣብ መንጎ
    ኤርት/ኢትዮ፡ ብፍላይ ከኣ አብ መንጎ ኤርትራን ትግራ
    ይን ዝሰማዕናዮ ትንተና ተስፋ ዝህብ እዩ ።ንናትናኤ
    ልን እስጢፋኖስን ናእዳይ ከኣ ወሰን የብሉን።
    እብዚ ቁሩብ ዓመታት ይገብር፡ ገለ ካብ መራሕቲ ሕወሓት፡
    ኣብ ኣመሪካ ዝሃብሉ ሰሚና
    ር፡ ትግራዋይ ዝሓተትዎ ትዝ
    ይብለኒ። ሕትኦም፤
    "ስለምንታይ ትግራይ ዓመት
    ዓመት፡ ዓውደ ውግእ ትኸው
    ን? ስለምንታይ ግራውቲ ትግራይ ብታንክ ይሕረስ?
    ባድመ ስለምንታይ ንኤርት
    ራውያን ኣሕዋትና ዘይንህ
    ቦም? ንሕና ባድመ ሂብና፡
    ካብ ኣሕዋትና ኤርትራውያን
    ዝበለጸ ክንረክብ ኢና"፡ ዝበ
    ልዎ ናይ ለባማት ማዕዳ ኩሉ ግዜ ይዝከረኒ።
    ህዝቢ ትግራይ ኣብ ክንዲ ነዚ ናይ ለባማት ዝሰምዕ፡
    ደድሕሪ ክፉኣት መራሕቱ
    ምኻድ መሪጹ ልዕሊ ሓደ
    ሚልዮን ህይወት ዝፈትዎ
    ም ደቁ ከፊሉ።
    እቲ ዘገርም፡ እቶም እከያት
    ኣብ ቦትኦም ጌና ከለዉ፡ ገለ ቁሩብ ናይ ሰላም ቃላት
    ኣምሊቆም ኢልና፡ኣብ ግብሪ
    ከይርኣና ኣይንትሃመል።
    በዞም እከያት መራሕቶም
    ምኽንያት ዘተሰውኡ ደቅና
    ኩሉ ግዜ ክንዝክር ይግባእ፡

  • @meazatesfamicael2346
    @meazatesfamicael2346 2 หลายเดือนก่อน

    Betaemey xebuke zaraba Egzeabher yehagezkum xebuke serhie ekum tesarhu zalakum Natu Egzeabher amlak berkie yabelka selam zemaslewo yalen nesalam kulaten nexamer wegie wara wegie kabe dam mefesase yeakelakum yebalanan be sem Eyasuse baka yebalna in Jesus mighty name 🙏

  • @Gebremariam-l1s
    @Gebremariam-l1s 2 หลายเดือนก่อน

    Natu diplomat anbasader u r smart minde

  • @eritreanhiwot4667
    @eritreanhiwot4667 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ወያነ ኣውጽኦማ ዘለዉ ናይ ሰላም ጻውዒት፡ ኩሉ ጊዜ ዝብልዋ እያ። ብድፍኑ ህዝቢ ምስ ህዝቢ እያ እትብል። ኣብይ ባጀትን ኣገልግሎትን ንኸይዓጽዎም ንምፍርራሕ ዝተማህዘት እያ። እምበር ኣብይ ኵናት ክኸፍተልና እዩ፡ ኢሎም እንተ ዝሓስቡ ጉባኤ ኣይምገበሩን።

  • @KelatiDawit
    @KelatiDawit 2 หลายเดือนก่อน +1

    አዚ ዝበሃል ዘሎ ዒርቂ ንህዝቢ ኤርትራ ኣይውኪል ንህዝቢ ትግራይ ኣይውኪል ብሓቂ ሰላም ዚደሊ አንተዚከዊን ሕወሓት 2019 ሰለም ሚገብሩ ነሮም አዚ ሰላም አዚ ንሒወሓት መድሓኒ ዩ
    ሰላም ወን ጹብቅ ዩ ካብ ኪናት ዝረከብ የለን