"ነባሪ ሽረ ዳርጋ መንግስቲ ዘይብሉ ህዝቢ'ዩ"Interview with ato Aregay Ayele

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024
  • ኣቶ ኣረጋይ ኣየለ ንእሽተይ ሓው ንሓደ ካብ መስረትቲ ህወሓት ኣቶ ገሰሰው ኣየለ [ስሑል] እዮም። ንሶም ስድራ ስሑል እግሪ ብዘትከልዋ ውድብ ኮነ መሪሕነት ከምዘይተኻሕሱ’ዮም ዝገልጹ። ሕሉፍ ሓሊፉ ሓደ ካብ መራሕቲ እቲ ውድብ ዝነበረ ኣቶ ስብሓት ነጋ ነቲ ስድራ ዘጉሃየ ዘረባ ተዛሪቡ ከምዝነበረ የዘንትዉ።
    ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ / @lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ።
    ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና።
    Facebook: / lilaytv
    TH-cam: / @lilaytv
    Twitter: / lilaytv1
    Website: lilaytv.com/

ความคิดเห็น • 57

  • @TagelaregayAyele
    @TagelaregayAyele 2 วันที่ผ่านมา +8

    That's my dad

    • @habugebremedhin689
      @habugebremedhin689 2 วันที่ผ่านมา +1

      You have a dad who is brutally honest and coldly objective . You should be proud of him.

  • @goitomabebe1872
    @goitomabebe1872 2 วันที่ผ่านมา +3

    የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 3 วันที่ผ่านมา +7

    ሓሶት እስታሊን እንትዓላዕ
    ኡፍፍፍ ትግራይ ዓደይ
    ፈትሊ ሓቂ መቸም አይትብተክን

  • @TigrayFirst-xu5iq
    @TigrayFirst-xu5iq วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ለባም ኣቦ
    የቀንየልና ክብሪ ይሃበልና🙏🙏

  • @Berheize
    @Berheize 2 วันที่ผ่านมา +4

    ብጣዕሚ ብሱል ዝኾነ ሓሳባት ካብ ክቡር ፈታዊ ዓዱ ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና🙏🏽

  • @YM-86
    @YM-86 3 วันที่ผ่านมา +6

    የቐኒልና ኣቦና እረ ጉድ ኢና ረኺብና ቦዞም ዝይረብሑ ጌታቸው ዝጎዶሎ ይብሉን ዝሐሽን ዝበለጸን ምበር

  • @samsam-nm1cp
    @samsam-nm1cp 3 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you for telling us the truth ur a hero just like ur brather very honorable.

  • @breyefkrsew5240
    @breyefkrsew5240 3 วันที่ผ่านมา +3

    ክቡር ኦባና የቅንየልና ሓቂ ኣይቀብሩን ❤❤❤

  • @naseralhabshi3895
    @naseralhabshi3895 2 วันที่ผ่านมา +5

    ትክክል እቲ ሓቂ እዚ እዩ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ቅርሲ እዳህላሴና እኹም ንበርልና

  • @ftsumbrhanberha3803
    @ftsumbrhanberha3803 3 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 วันที่ผ่านมา +1

    Waw Thanks so much ❤❤❤❤

  • @teamegenreyesus2735
    @teamegenreyesus2735 3 วันที่ผ่านมา +3

    ሓቂ ይሃብኩም ክቡር ወላዲ

  • @abrahamleakemariam6502
    @abrahamleakemariam6502 3 วันที่ผ่านมา +4

    ዓብይ ሰብ።

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 วันที่ผ่านมา +1

    ኣያና ኣይተ ኣረጋይ ኣየለ ዕድመን ጥዕናን ወሲኹ ወሲኹ ይሃቦም !!!!❤

  • @danielwelearegay9173
    @danielwelearegay9173 วันที่ผ่านมา +1

    29:05 he is right as a witness.

  • @MarsLOVE-hi6he
    @MarsLOVE-hi6he วันที่ผ่านมา +1

    የቐንየልና ክቡር አቦና ነዊሕ ዕድመን ፅቡቕ ጥኢኛ ይምነየልኩም❤❤❤

  • @gueshmebrahtom3443
    @gueshmebrahtom3443 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ጥዕናን ተባዕን ለባምን ወላዲ ኣቦይ ኣረጋይ።

  • @Tirhas-rs2od
    @Tirhas-rs2od 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Very good explanation. I personally like the way he expressed himself, he is mature person. He deserves credit.

  • @sahlegmichaelwkidan6919
    @sahlegmichaelwkidan6919 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዝገርም እዩ እዚ ጀግና ኣያና ፣ ትግራይ ሰብ አለዋ

  • @BarnabasKidman
    @BarnabasKidman วันที่ผ่านมา

    ትኽክለኛ ዛንታን ሓሳብንዩ።ክብረት ይብኩም።

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 3 วันที่ผ่านมา +2

    ኣይተ ገሠሠዉ ኣየለ ኣብ ሽረ ቡኡን በዲኡን ተፈላጢኳ እንተኾነ በንዳዲኡ ግን ብጣዕሚ ፉሉጣት እዮም እስካብ ፀለምቲ ዝበፅሕ ቤተሰብ ነይርዎ። ኣብ ደደቢት ሕዉሓት ሓንቲ ለይቲ ኣይምሓደረን ግን እስካብ እግሪ ዝተኽሉ ተጠቒሞሙሎም። ብዝኾነ እንዳሕዉሓት ነዉረኛታት ኢና።

  • @JohnAbrham-f5m
    @JohnAbrham-f5m 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የቐንየልና ዝከበርካ ኣቦና

  • @gebreabraha880
    @gebreabraha880 2 วันที่ผ่านมา +3

    ክብረት ይሃበልና ክቡር ኣያና

  • @NigusDimtsu
    @NigusDimtsu วันที่ผ่านมา

    Hero

  • @hanahagos7732
    @hanahagos7732 วันที่ผ่านมา

    እድመን ጥእናን ይሓበልና ኩሉ እተዛረብዎ ካብ መጀመርያ ቃልሲ ጀሚሩ እተዛረብዎ ኩሉ ሓቂ እዩ እቲ ቃልሲ ጅማርዑውን ብእንዳ አቶ ገሰሰው አየለ መሪህነት እዩ ልዙብ ዘረባ ሓቀኛ እዪም በቲ ሸግር ግዜውን ግዴተኦም እተዋጸዑ አቦ እዮም ብጣእሚ ነመስግኖም. ምሳአ ድማ አብ ሚድያ ንትዝመጸ ተቀቢልና ንትሓደ ድማ ስንቂ ነቀብል ነይርና አይባሓልን ቁምነገር ብልቢ እዩ ዝትሓዝ ንዳህራይ እንታይ ይመጽእ ስለዘይፍለጥ እምነት አይክህልወምን እዩ እሞ ንዛረቦ ንፍለዮ.

  • @BerhaneKidane-lx7fh
    @BerhaneKidane-lx7fh 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Aboy beqa bdewom ezom sebay edmen tenan yhabkum

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቶ ኣረጋይ ኣብዚኣ ጌጋ ኣብ ዉሽጥኹም ዘይትሕዝዋ ስንቂ ንሰድድ ነይርና እንታይሞ ትርጉም ኣለዎ። ክንደየናይ ነፃ ወፂና ኢልና ንሓስብ መን ፅባሕ ይመፅእ ኣይንፈልጥን።

    • @millioncr7538
      @millioncr7538 2 วันที่ผ่านมา

      ሓሶት እዩ ኣሹንኳይንዶ ሰንቂ ክሰዱስ ኒ መንእሳይ ትግራይ እጥቂ ዘፍትሁን ከይቀለሱ ዝቅስቀሱ ዝነበሩ ባንዳ እዩ። ሰብ ከይታለል

  • @Tirhas-rs2od
    @Tirhas-rs2od 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I wish to ask him a question. Was Sehul for seccetion or reformation?

  • @SolomonDirar-tz9ex
    @SolomonDirar-tz9ex 2 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ኣቶ ኣረጋይ ኣየለ ትኽክል ግን ካብ ዓመት ዘገልገለ ቀውዒ ሰፍኢ ዘቀበለ ኮይኑ ነገሩ የሕዝን

  • @NigusDimtsu
    @NigusDimtsu วันที่ผ่านมา

    Lebam wedi lebamat weladi!!!

  • @FeshaTeklehaymanot
    @FeshaTeklehaymanot วันที่ผ่านมา

    እብር ወደዓበት ሓቀኛ ሰብ

  • @teferihailesslasieassefa2986
    @teferihailesslasieassefa2986 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጠንካራ ገሰሰ ብለቡ አይምዘንን። ግዘ ሓሊና ክነክብሮ ኢና።

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey วันที่ผ่านมา

    ኣጋ እርጋን ዝርጋን ይበሃል እዚ። ንሕና ፍቕርን ሓድነትን ህዝብና እንበር ኣውራጃዶ ገለዶ እንዳበለ ጽልኢ ዝዘርእ ኣይደለናን። ሓው ጅግና ስለዝኾንኩም በቐዳማይ ብዝበጽሓኩም ምንግልታዕ ደገፍና ገሊጽናልኩም ኢና፡ ዝኾነ ይኹን ናይ ቀደም ቂም እንዳምጻእኻ ኣብ ህዝብና ኣፈላላይን ጽልእን ዝፈጥር ነገር ግን ክንሰምዕ ኣይንደልን። ብዛዕባ ትግራይ ምድሓን እንበር ብዛዕባ ዝሓለፈ በደል፡ ብዛዕባ ፍትሒ ንዛረበሉ ግዜ ኣይኮናን ዘለና

  • @Kahsay-r5s
    @Kahsay-r5s วันที่ผ่านมา

    ለባም ውርዙይ ሰብእይ ነዊሕ ዕድመ ይሃበም

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 3 วันที่ผ่านมา +4

    ኣቶ ኣረጋይ ታይ ማለትዩ ተስማሚዖም ይግዝኡና? ይኣክል ባርነት እኮ እዩ ሕዝቢ ዝብል ዘሎ ለዉጢ ንደሊ ኢና።

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 วันที่ผ่านมา

    ንሙኻኑ ጅግና ህዝቢ ሽረ እምበር ዶ ብውኒኡ ኣሎ? ክጅመር ቅድሚ ናይ ሓየሎም ሓወልቲ ናይ ገሠሠ ኣየለ ( ስሑል) ሓወልቲ እዩ ኣብ ማዕኸል እንዳ ስላሰ ክስራሕ ዝነበሮ: ካብኡ ቀፂሉ ናይ ጅግና ሓየሎም ይስራሕ:: ካልእ እዚ ኹሉ መሠረተ ልምዓት ኣብ ካልኦት ከተማታት እንትስርሕ; ንምንታይ ኣብ ከተማ ሽረ ዘይተሰርሐ? እንተወሓደ ናይ ሕርሻ ትራክተር መገጣጠሚ ፋብሪካ; ናይ ኮንጎ ጫማ ቆፅሊ ኣብ ዓዲ ሃገራይ ዝቦቅል ክንሱ: ፋብሪካ ኮንጎ ጫማ ኣበይ ኣሎ? ብዝኾነ ጀግንነት ህዝቢ ሽረ ዝተሰለበ ( ካብ ኢዱ ዝተመንጠለ) እዩ ዝመስል ዘሎ ሞ ሕዚ ንለውጢ ይለዓዓል ንብል::

  • @ብጂግኑኡሰነፍ
    @ብጂግኑኡሰነፍ 2 วันที่ผ่านมา

    ሰብ ቂኑ ክዋጻእ እንዳበለ ንህዝቢ ናብ ዓዘቅቲ ክኣቱ ኣይግበሪን።ብግሉኹም ተራዳድኡ።

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ วันที่ผ่านมา

    ዋላ ንስሕል ንሙሴን ውን ስፍሓት ኢዩ ረሽንዎም መኽናቱ ኣብቲ ግዜ እቲ እቶም ብቃዓት ዓበይቲ ብስሚዕት ዘይኮነ ብርድእት ዝከዱ ዝነበሩ ስለ ዝኾኑ ክቅተሉ ስለ ዘለዎም ረሽንዎም ብሽርሕ ድሕሩኦም ህዋሓት ናይ ውልቀ ሰብ ወይ ናይ ቤተሰባዊ ከይና ኢያ መጻኣ ንካቦኦም ብሓሳብ ፍልይ ዝበለ የጸልምዎ ወይ ይርሽንዎ ኢዮም ነይሮም ዘለዊ ዋላ ሕጂ ። ግን እዚ ሓዊ ስሕል ብጣዓሚ ገልጽዎ ንህዋሓት ስሕል መስርትዋ ተበልጽቲ ዓለታዋይ ካኣ ንስሕል ኣጥፍኦም ናይ ውልቆም ገይሮም ተጠቅመምላ ንበይኖም ንህዝቢ ዳሳደዱ ዳዓፈኑ።

  • @letina_gualT
    @letina_gualT 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈስፋስ ሓሳዊ

  • @EeEe-r8x
    @EeEe-r8x วันที่ผ่านมา

    ኣይኮነን ዝሰብኣይ ተማኮን ቁፅፅር ኮምሽንን ውን ተዓዲጎም እዮም እቲ ግዜ ሓሚቁ እዩ ።

  • @letina_gualT
    @letina_gualT 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕሱብ ሺማግለ 👎👎👎

    • @maetebtesfamariam4072
      @maetebtesfamariam4072 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቆንዳፍ ለማኒት ዓድዋ ። ጨናዊት