ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብወንጌሉ ዝኣመንኩም እንቋዕ ንበዓል ጥምቀት ብሰላም ኣብፀሐኩም🙏
ንኩልኩም እምነት ክርስትና እንቋዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም ኣብፀሐኩም ሰናይ ኣውድኣሞት ኣብኣ ከለኩም ከዓ ብሽም ኣያ ዘርኣብሩክን ለምለም ዓይነይን like ኣግርጭው
ኣሜን
Amen amen
👍👊
Amen amen amen
አታ ኣነስ ክንደይ ግዜ ኮመንት ፅሕፈ እሞ ግን like ተዋሂብ ዘይፈልጥ እስኪ ሎሚ ብሽም ገሬ እሙን like ሃቡኒ
ቡና
እዚ ዘራኣብርኹ ዝብሃል ሰብኣይእንበር ኣቁሲሉኒ!!
ኣያ ዘርኣብሩኽ ሃባ እምበር እንካ ዘይሕቢ ሰብኣይ ክክክ ኣለኩም፡ዶ ኣድነቅቱ
ንዞም ተዋሳእቲ ካማይዝፈትዎምይህልዶ እስቲላይክ ጠውቅለይ
Ane leku sebey
👍👍
Btaemi eye zfetuwem ane 👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖💖
ዝተባረኸ ዝተቀደሰ ሰምበት ይግበረልና ግን በጃኹም ላይክ በሉኒ ኣብ ክንደይ ምዓልቲ እየ ላይክ ልልምንለኹ
አሜን
ዝተባረኸ ዝተቀደሰ ርሑስ ባዓል ጥምቀት ይግበሮሉኹም
*ንሱ ኢዩ ኣብቲ ጠረበዛ ኮፍ ኢለ ኣነ ከኣ ኣብቲ ወንበር ኮፍ ኢለስ ዓሰርተ ሽሕ ኣይብለንን ኣብ ቀረባ ዘለኹ ሰብኣይ ኣስቱኽ ከብለኒ ክክክክ*
ተጋሩ ዝፈቱ ላይክ ኣግርጭው!ካብ ሓውኹም ወዲ ሓማሴን ፈታዊ ተጋሩ።
Tigrinya Nation kale rasah hamasien dey tegaru ikum wedaeitkum tmxae
ወዲ ሓማሴን ፅቡቅ ሽም ኣለካ
ወዲ ሓማሴን ሓላል ንሕናውን ፍትውትው💕💕💕
ደቂ ትግራይ ፍቕሪ ኢኹም፡ ብዘይ ቀልዓለም!! እንቋዕ ኣሕዋትና ኰንኩም።
ንፈተዊካ ዕፅፈ ገረካ ፍትውውው ነብለካ
ቐዳማይ ኣነ like እስከ ኣገርጭው ኣብሉኒ from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kab gorobietekum
Ygbeaeka eyu
ኣብቲ ላይክ እንታይ ይርከብ ንገሩና እንዶ
@@ጋልዞምተጋሩ ጅንጀና
ጅንጀና do belukum eski ላይክ ateumuna kkk hadashi lemanit
@@ፍቅሪጥዑም-በ2ፀ ኣጥም ኣብለካ ፍረሽ ለማኒ ክክክ
ዝፈልጦ ጉዳይ የብለይን ወዲ ተስፋይ! ርሑስ ሰንበት እሞ።
ዋውውውውውውውው ፍትዉትዉትውውውው እንካዕ አብፀሐኩም
ርሑስ በዓል ጥምቀት subscribe ግበሩኒ ኣሕዋተይ መዓረይ 🙏🙏🙏
አንቓዕ ብሰላም መጻኩም ዳ ገሬ፡ዘራኣብሩክ ከምዛ ከማይ ዝፈትዎ ላ ዋ ጠፊእኩም ዶ ኣይትብቀቁልና፡ርሑስ ጥምቀት ካኣ ንኩላትኩም ኣመንቲ ክርስትና።
*ድሕሪ ክንደይ ከርተት ሎሚ ሓሊፍለይ 2020ዓመተይ ኢያ ትመስል ሎሚ ኣውስትራልያ ኣትየ ኣብ ቀረባ እዋን ድማ ክህፍትም ኢዩ መደበይ*
እንኳዕ ደስ በለካ ሓውና ውሰደኒ😎 ናውኡ ብሃመይ ክመጽእ ይኽእል
Sorry emo kenzi faire (hawi) minded dehan dika
Hasb lbka yfetsmelka
እንኳዕ ሰላም ኣተውካ
@@eden9876 ናምበርኪ ስደድለይ ሓፍተይ ብገንዘብ ኢዩ ፕ
ርሑስ ጥምቀት ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና እንቃዕ ኣብጸሓኩም ይሕዋተይ
ኣሜን ምቁር
እሰይ ኣቱም ጀጋኑ
💒እንቋዕ አብጸሐክሙ💒💒እንኳን አደረሳችሁ💒💒እንኳዕ ኣብጸሐኩም💒 “ያመነ የተጠመቀም ይድናል ያላመነ ግን ይፈረድበታል። - ማርቆስ 16፥16
Eden ወለተ ኪዳነ ምህረት አሜን ኣብሮ እንካን ኣደረስን ቃለሂወት ያስማልን
@@monamanoo3856 አስኪ ውዶቼ በቅኒነት ሰብስክራይብ በማረግ ኣበረታቱኝ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Enkae habiru abtsehena
አሜን(3)
Waww nay lomi kea feley zebelet belexetie serah
ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት & ርሑስ ብዓል ጥምቀት ይግበረልና ብሩኻተይ 🙏🙏🙏💛💖💙💚💞
Amenn
@@ፍቅሪጥዑም-በ2ፀ ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
አሜንንን
@@tige7761 ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
@@fyoritube አሺ ምቅርቲ ፍጥረት
እንኳዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ ብስላም ኣብፀሓና ኣብፀሓኩም 🙏🙏ምቁራተይ መልካም ባዓል ይግበረልና ብጣዕሚ እየ ዝፍትውኩም ገሬ እሙን 🌹🌷🌹🌻❤👈
ኣሜን ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
Amen Amen Amen
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓብሩ አብፀሐና
እንካዕ ን ብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም አብፀሐኩም ፍትዋት ናይ ኦርቶዶክስ እምነት ተኸተልትይ የሕዋተይ በቢለናዮ ፈጣሪ ይሐልወና አሜን በሉ
A
Amen
ሰላማዊተይ ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
@@radarada6602 ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
Well com እንዳ ገሬ ኡሙን ንባዓል ጥምቀት እንካዕ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና 👍
Kusu shkor
ኣሜን ኣታ ንኽንደይ ሰብ ኣሜን ክንብል ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Tr7as Aa, nukulu hakay
Kkkkkkkkkkkk o my God
ሓውኹም ኣስላማይ እየ ናትኩም ሓጎስ ሓጎሰይ እንካዕ ኣብፀሓኩም ንተኸተልቲ እምነት ክረስትና ሰብ ብሰብኣውነቱ ኣኽብሮ ሃይማኖት በዘየገድስ
ኣሜን ፍትወይ
አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓውና የቀኒየልና
ኣብቲ ኣኽሱም ኬድካ ኣነ ኣስላማይ እየ ሓውኹም ኢየ ወላ መሰለይ ክልኡኒ ወላ መስጊድ ክልኡኒ በሎም ሰነፍ።
Amen kezi kemaka lebam yebzahayo ftwey
እንቋዕ ናብዚ ክቡር ብዓል ጥምቀት ኣብጸሓና ንኩልኩም ህዝቢ ኤረትራ and Ethio ኦርቶዶክሳውያን
@@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ amen amen amen
እንኳዓ ብስላም መፃኩም ደገሬ እሙን እንካዓ አብፀሓና አብፅሓኩም ርሑስ ባዓል ጥምቀት ንኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ብስም ገሬ እሙን ላይክ በሉኒ
ኢለኪ ኣለኹ
ዘብረአብሩ ዓይነይ ትፈትዉ like በሉኒ
ክክክክክክክ ዘብረአብሩክ ዓይነይ ዓሰርተ ሽሕ ሞይቱ 😀😜
Kkkkkkk
ገዲዳዶ ሓቐይ ዘብረአብሩክ ዓይነይ
😝🤣🤣🤣🤣🤣
ኣቦይ ዘራብሩክ ናይ ሓቂ ተዋሳኢ ተሓጉሰ ብጣዕሚ100%
ተልዓል ኣታ እንታይ ኮይኑሲ ምህራስ ኣብዩኒ ባባ ዘራብሩክ ሓቢቢ ኣና
ክክክክክክክ ንሕንክ ታይ ከይና ድና ደቀስና
@@samerasamera553 ነዓይ ኣሚንኩም ግዲ ክክክክ
Hahaha part kndey mkana ngeruni
ኣድነቕቲ ዘርኣብሩኽ ኣለኹምዶ
ንመላእ ተከተልቲ እምነት ክርስትና እንካን ንብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።ኣብ ስደት ዘለና እውን ኣብዘለናዮ ሰላምን ፍቅርን ጥዕናን ቅሳነትን ይሃበና ።ምስ እንፈትዎም ቤተሰብና ንምርካብ የብቀዓና ፈጣሪ ።ንሃገርና እውን ሰላም የውርደልና
ኣሜንኣሜንምቁራት ንኩላትና
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሙቅራተይ ንኹልና ኣመንቲ ክርስትና እንካዕ ኣብፀሐና
ኣሜን miki ሓወይ
@@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል ተባረክ
ንመላእ ህዝበ ክርስትያን እንኳዕ ንበዓል ጥምቀት ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም
"ጉድ" ብ እንግልዜና እንተዝኮነለይ ዘረኣብሩኽ ጅግና ahahhhh
ርሑስባዓል ጥምቀትይግበረልና ደቂ ትግራይ ኩሕሎ🌷🌲❤🌳🌹🌹💐💐💐💐🌺🌺🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌲🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷❤❤🌲🌷🌹🌺🌻💐
Amen(3)
አሜን አሜን አሜን😍😍😍😍
ኣያ ዘርኣብሩኽ mara eye zfetweka ketslelu mara eika eti ካራክተር ትፃወቶ
እንዳ ገሬ ኣነ ከማን ምንም ኣይተረዳኣነን😁😁😁 ፈጽም ባሕቲ ባሕቲ ትሕጸቡ😂😂😂 ቤላ ስራሕ
እንዳ ገሬ እሙን ተናፈቅቲ እንኳዕደ ደሓን መፃእኩም ኣጀኩም በርትዑ 😍😍ርሑስ በዓል ጥምቀት ንመላእ ኦርቶዶክስ እምነትተ ከተልቲ
ዋውውውው እንዃዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ትግራይ ዓደይ ❤ ንኩልና ህዝቢ ክርስትያን እንዃዕ ኣብፀሐና ንባዓል ጥምቀት ኣሜን በሉ ደቂ ድንግል ማርያም ❤
@@እጥበኝቆሽሻለውአምላኬጋል ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
ኣሜን ጮማ ሓፍተይ
Amen (3)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሹኮሪናታት 😍😍
እንቋዕ ንብርሃን ጥምቀት ብሰላም ኣብፀሐኹም ደቂ ዓደይ💖❤ ናይ ኣያ ዘራኣቡሩክ ዓፈና ከብደይ እዩ ዘቁስለኒ😄😃
እንካዕ ዳሕን መፀእኩም ለማዓቲ ሓደ ሰብ ኣይቀድመነን እንካዕ ለብርሃን ጥምቅት ኣብፀሕኩም ኣብ ዘለኩም ሃልኩም ሰላምን ፊቅሪን ናዓኩም ይኩን
@@fyoritube ahwat ላይክ bmgbar sbaratuni
ሮዳስ ምቅርቲ i love u abey ኣትፌኹማ ታ ዋይዋይ
ኣቦይ ዘርኣብሩኽ ዝፈቱ ከጸልለኒ እዪ እዚ ሰብኣይ
አንኮዕ ብሰላም መፃአኩም አንዳ ገረ አሙን ተ ናፈቅቲ አንኮዕ ንባዓል ጥምቀት ብሰለም አብፀሐኩም አብፀሐና ሓባይብ💋💋💋💋አሜን አሜን አሜን👍👍👍👍👈💞💝💜💛💝💞👍👈💪💪💪💪💪
ኣሜን መረባተይ
@ሳባዊት ቲዩብ አሺ ንስኻ አዉን ግን ግበረኒ ክክክክ
አሜን ምቅርቲ
@@ሰሉየድንግልማርያምልጅ tgrina comodi
@@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል./
መቅሰናት እንዳ ገሬ አሙን! 👌❤ንቅድሚት ሰጉሙ ጥራይእንቋዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ አብፀሓኩም ኩቡራት ደቂዓዲ!🙏🙏🙏
Kab shire endasilase da maz temeliskum enda gerewa ?😀Bzikone welcome ele eye.Love you so much guys.❤Bruk senbet yigiberena dima.🌾☘🌷🌺
Well come እንዳ ገረዋኒ ዘብረብሩኽ ዓይነይ ኩፍተዎ
ረአዮ እባ ገሬ ንርግኣት ኣባሪሩዋ ድዩ ካብታ ድንዃን ናበይ ኣጥፊእኩምዋ
ጥንስቲ እያ ዘላ አነውን ፈትየያ ነይረ
@@youaremylifemom9510 ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
@@youaremylifemom9510 kemey felitka nska dika atniskaya
@@youaremylifemom9510 ካብ መን ካብ ገሬ ድዩ ?🙆🙆😃
ትጥፋእ ንሳስ ሓንቲ ላዛ ዘይብላ
Lemlem ayiney & aya zerabruk zifetu Like habuni hawikum kab eritrea
ዋውውውው እንካዕ ዳሓን መፅእኩም ቀደመይቲ እየ ለይክ ሃቡኒ። ንመላኣ ንኣመንቲ ክርስትና እንካዕ ኣብፀሐኩም ንባዓል ጥምቀት ።
Amen aehebru
ንመላእ ተኸተክቲ ክርስትና እንቃዕ ኣብጸሐኩም ንባዓል ጥምቀት 🙏❤️
አሜን አሜን አሜን ዝያዳይ
አሜን አሜን አሜን ማዓረይ🙏
wowwwww እንካዕ ኣብፀሐኩም ለጌታችን ጥምቀት ያገሬ ልጆች ሰለም ይስጠን ለሁላችን
ኣሜን ዉድ ወንድሜ
እንዳ ገኝየ እሙን እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልናንኹለኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ጥምቐት ብሰላም ኣብፀሓኩም
ኣሜን ፀግሽ ሓላል ረኪበኪ
💋💋
እንካዕ ብሰላም ናብ ባዓለ ጥምቀት ኣብፀሐኩም ንመላእ ተከተልቲ እምነት ክርስትና # እንዳ ገሬ ተነፈቅቲ እውን እንካዕ ብዳሓን መፃእኩም
አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፅሓና
ንዘርኣብሩኽ ኣይተሕሙሙለይ ዋላ ናይ ማይ ኣነ ክኸፍለሉ የ ባእ
ማራ ለውጢ ኣለዎ ስራሕኩም ምቁራተይ እንኳዕ ናትና ኮንኩም እንኳዕ ኣብፅሓኩም ካዓ
Kfetwekum mat eye ane Ethio 🇪🇹 yehwat ruhus bal tmket hzibi 🇪🇷 🇪🇹 Kab Eritreawi hawkum
እንኳዕ አብፃሓኩም ንብዓል ጥምቀት
ባሕቲ ባሕቲ ትሕጸቡ ኣየ ዝርኣብሩኽ ቆራጽ ማዓንጣ
ሩሑስ ባዓል ጥምቀት ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ንሰራሕተኛታት ድራማ ገሬ እሙን ከምእዉን ንተዛረብቲ ትግርኛ ኩላትኩም
Well ዳገሬ እሙን 😘😘እንኳዕ ኣብፀሐና ንባዓል ጥምቀት ንኹለና ህዝበ ክርስትያን።
እንኳን በስላም መፃእክሙ ፉትዋተይ እንኳን ንብሪሃን ጢምቀት በስላም እብፀሐኩም❤
እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ብርሃን ገጾም ተጋሩ ሽኮሪናታት ርሑስ በዓል ትምቀት ንኩሉኩም ኣመንቲ ክርስትና
ኣየ ወ ብርሃን ገጾም
ኣያ ዘራኣብሩኽ ብዘይ ወዓሎ እንዳ ፌንቲ ኣትዩ ነይሩ ኩልኻ ተለዓል።
ብሩኽ ሰምበት ብሩኽ ናይ ጥምቀት በዓል ይግበረልና🙏🙏🙏 መሓዛይ 💋❤
በየን ኣቲኺ ዳኣ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናተይ
@@hiwethaylay6387 ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
@@ድንግለይሩፍታልበይ-ረ5ሰ ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ ኩሑሎ
እንኳዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም ና ብጥዕና ኣብፀሐና ብሩክ በዓል ሰንበትን ይግበረልና ኣብ ስደት ዘለና እውን ብሰላም ናብ ዓድና ይምለሰና ልዓመታ ብሰላም የፅንሐና ገሬ እሙን እንኳዕ ድሓን መፃእኩም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ቀፅልሉ🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ሃቢብቲ ኣና
amen amen amen
እንቋዕ ናብ በዓለ ጥምቀት ኣብጸሐኩም።
ኣያ ዘርኣብሩኽ ኢተን ገንዘብ ኣነ ክከፍለልኩም ኢየ ኣድራሻኹም ስደደለይ እንበር ስድራ ምልእቲ ክትኩስትራ ካብ ሙቕጻር እንጀራ ናብ ማይ ምክትታል ክትሰግር ኢኻ ካዕካዕካዕካዕ
እንካዕ ንብርሃን ጥንቀት አብፀሕኩም ሙቁራት
እንኮን ደህና መጣችሁ ጌሬ እሙኖች
ተጋሩ ናትና ከምዚ ከማይ ድፈትዎም like እስከ
እስከ ነዚ ሓድሽ ቻነል subscribe ግበሩ ደቂ ኣግኣዝያን
😄😄Kkkkkk ወይ ኣያ ዘብራኣብሩኽ ከም ሎሚ ሲሒቀ ኣይፈልጥን😂😂 ኣይትሳኣኑ ኸ ደቂ #ዓባይ ትግራይ👏😍😍 ብሩኽ ጥምቀት ንኩለኹም ተከተልቲ ሃይማኖት ክርስትና 🙏❤😘
ኣነስ ዘረኣብሩክ ዓይነይ ምስ ለምለም ዓይነይ ሲኢለ ፍትው እየ ዘብሎም like እባ
ብሩክ በዓል ጥምቀት ንዓመታከምዚ ብሰላም የፅነሐና ኣሜን(3)
ብሽም ኣያ ዘብራኣብሩክን ለምለም ዓይነይ እስኪ Like ሃብኒ ሙቁራት
እንካዕ ንባዓል ጥንቀት ብሰላም አብፀሐኩም ንመላእ ህዝበ ክርስትያን አሕዋተይ እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ፅሩያት እመ አምላክ ትሓሊኩም በቢ ዘለኩምዋ ምቁራተይ
ብርሃን ገፆም subscribe እስከ ግበሩለይ🙏🏾🙏🏾 enda gere kea welcome elna ena
ትግራይ ዓደይ abey tinebiri
I live in love abzi😃
Miqrti text me in box
ትግራይ ዓደይ kumneger eye hariteki
Enka bselam mexakum xbukat eza video tekamit koyna rekibeya aleku emo nskum wen subscribe mgbar ktketatelwa yedmekum. ነቲ ሰይጣን ንዓና ንምቁጽጻር ዝጥቀመሉ ዝተራቐቐ ምስጢራት እተቃልዕ ቃለመሕትት ካልኣይ ክፋል ቐሪባትልኩም ኣላ እሞ ሰናይ ምክትታል። ጠቓሚት ኮይና እንተረኪብኩማ ድማ ናብ ፈተውትኹም ኣካፍልዋ።th-cam.com/video/omA9avUm8vY/w-d-xo.html
ደቂ ትግራይ ሽኮር ኣነስ ክፈትወኩም♥♥ ዘብራኣብሩክ ዓይነይ ሳሓቅ ቀቲልካኒ
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ ደሞ ንባዓል ጥምቀት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና🙏🙏🙏
እዉይ ዘብራኣብሩኽ መቁሰል ማዓጣይ ቆሲለ በቃ ባኻ
ሞይተደ ገለ ብሳሓቅ አፉፍፍፍ አዋይ ዘረኣብሩ ናይስ like pice .
ርሑስ በዓል ጥምቀት ይግበረልና ይግበረልኩም ደቂ ትግራይ መዓረይ
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ንባዓል ጥምቅት እውን አብፀሓኩም አብ ፀሓና
ኣሜን ጋል ሓይቅ
ዌል እንዳ ገሬ ዓይነይይይይይይ ብርክ ሰንበት እንዳበልኩ ቋዕ ኣብፀሐኩም ንበዓል ጥምቀት ፉትዋተይይይይይይ
እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ኣቱም ተናፈቅቲ እንኳዕ ንብርሃኑ ጥምቀት ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏 ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ሓባይብ ። 🙏🙏
እንዃዕ ደሓን መፃእኹም ኣቱም መቀሰናት❤❤❤💟
ኣነ ከም ኣያ ዘራኣብሩክ (ዮውሃንስ ኣለማት) ብጣዕሚ ዘድንቆ የለን
ኣያ ዘራኣብሩኽ 1ይ ተዋሳኣይ እዩ ንፉዕ ቀፅለሉ
ZK👍👍👍👍👍👍👍👍
ትዕበ ለጋስ ልፎቱ!🙌❤
*ካካካካካካካካካካካካ**እዋይ ከኒፈ ሰሓቅ*
I am the first today
Kexebeya zexenehe like yergex🤗🤗🤗
ቀፅልሉ ደስ ዝብል እዩ ዘርኣ ብሩክ ዓርከይ አይይ ጆኬር እዚ ገዛ ሸይጣን አትይወ ክክክ ሂውት ፈተና ክክክ እንቋዕ አብፀሐኩም ንጥምቀት እውን እንዳ ገሬየ እሙን ንኩሉኩም ።
Aboy zere-abruk argenom 22:29aresiewom ezi 10.000
ዋው እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ሙቁራት ዶሞ እንካዕ ኣብፀሐኩም ንብዓል ጥምቀት 😍
Calculeter mesilwo koxarit tewiku 😂😂😂
ኣመንቲ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ኩልኩም አንቋእ ናብ ብርሃን ጥምቀቱ ብሰላም ኣብጽሃኩም አንዳበልኩ ከም ጀማሪት ዩቱብ ሰብስክራይብ አንዳገበርኩም ክተታባቢኡኒ ይላበው ኤርትራዊት ሃፍትኩም ፍዮሪ አየ
ፍዮራ ፅርቲ ጋል ኤራ ፃዕዳ ሃፍትኩም ትግርይ
እንዳገሬ እሙን ካብ አጀማምራኩም ጽብቅ ነይሩ ሕዚ ግን ተመናዊ አሰልቻዊ ስራሕ ኢኩም ትሰርሑ ዘለኩም በተለይ አያ ጆኮርን ቤቲን ገሬን ኩሉ ግዜ ተመሳሳሊ ቃላት አይትጠቀሙ በይዛኩም ቤቲ ከዓ ኦኦ ኢኢ ዝብል ናይ ዓያሹ ቃላት አይትጠቀሚ በልዋ ልዝብ ዝበለ ንሰብ ዘየሰልችው ቃላት ተጠቀሚ በልዋ ኩሉ ግዜ ሓደ ዓይነት ቃላት እናተጠቀምኩም አጽልኢኩምኒ ዳርጋ ሓዲገኩም እየ ንአያ ዘብረአብሩክ ክርኢ ጥራይ እየ ዝአቱ
ብወንጌሉ ዝኣመንኩም እንቋዕ ንበዓል ጥምቀት ብሰላም ኣብፀሐኩም🙏
ንኩልኩም እምነት ክርስትና እንቋዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም ኣብፀሐኩም ሰናይ ኣውድኣሞት ኣብኣ ከለኩም ከዓ ብሽም ኣያ ዘርኣብሩክን ለምለም ዓይነይን like ኣግርጭው
ኣሜን
Amen amen
👍👊
Amen amen amen
Amen amen amen
አታ ኣነስ ክንደይ ግዜ ኮመንት ፅሕፈ እሞ ግን like ተዋሂብ ዘይፈልጥ እስኪ ሎሚ ብሽም ገሬ እሙን like ሃቡኒ
ቡና
እዚ ዘራኣብርኹ ዝብሃል ሰብኣይእንበር ኣቁሲሉኒ!!
ኣያ ዘርኣብሩኽ ሃባ እምበር እንካ ዘይሕቢ ሰብኣይ ክክክ ኣለኩም፡ዶ ኣድነቅቱ
ንዞም ተዋሳእቲ ካማይዝፈትዎምይህልዶ እስቲላይክ ጠውቅለይ
Ane leku sebey
👍👍
Btaemi eye zfetuwem ane 👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖💖
ዝተባረኸ ዝተቀደሰ ሰምበት ይግበረልና ግን በጃኹም ላይክ በሉኒ ኣብ ክንደይ ምዓልቲ እየ ላይክ ልልምንለኹ
አሜን
ዝተባረኸ ዝተቀደሰ ርሑስ ባዓል ጥምቀት ይግበሮሉኹም
*ንሱ ኢዩ ኣብቲ ጠረበዛ ኮፍ ኢለ ኣነ ከኣ ኣብቲ ወንበር ኮፍ ኢለስ ዓሰርተ ሽሕ ኣይብለንን ኣብ ቀረባ ዘለኹ ሰብኣይ ኣስቱኽ ከብለኒ ክክክክ*
ተጋሩ ዝፈቱ ላይክ ኣግርጭው!
ካብ ሓውኹም ወዲ ሓማሴን ፈታዊ ተጋሩ።
Tigrinya Nation kale rasah hamasien dey tegaru ikum wedaeitkum tmxae
ወዲ ሓማሴን ፅቡቅ ሽም ኣለካ
ወዲ ሓማሴን ሓላል ንሕናውን ፍትውትው💕💕💕
ደቂ ትግራይ ፍቕሪ ኢኹም፡ ብዘይ ቀልዓለም!! እንቋዕ ኣሕዋትና ኰንኩም።
ንፈተዊካ ዕፅፈ ገረካ ፍትውውው ነብለካ
ቐዳማይ ኣነ like እስከ ኣገርጭው ኣብሉኒ from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kab gorobietekum
Ygbeaeka eyu
ኣብቲ ላይክ እንታይ ይርከብ ንገሩና እንዶ
@@ጋልዞምተጋሩ ጅንጀና
ጅንጀና do belukum eski ላይክ ateumuna kkk hadashi lemanit
@@ፍቅሪጥዑም-በ2ፀ ኣጥም ኣብለካ ፍረሽ ለማኒ ክክክ
ዝፈልጦ ጉዳይ የብለይን ወዲ ተስፋይ! ርሑስ ሰንበት እሞ።
ዋውውውውውውውው ፍትዉትዉትውውውው እንካዕ አብፀሐኩም
ርሑስ በዓል ጥምቀት subscribe ግበሩኒ ኣሕዋተይ መዓረይ 🙏🙏🙏
አንቓዕ ብሰላም መጻኩም ዳ ገሬ፡
ዘራኣብሩክ ከምዛ ከማይ ዝፈትዎ ላ ዋ ጠፊእኩም ዶ ኣይትብቀቁልና፡ርሑስ ጥምቀት ካኣ ንኩላትኩም ኣመንቲ ክርስትና።
*ድሕሪ ክንደይ ከርተት ሎሚ ሓሊፍለይ 2020
ዓመተይ ኢያ ትመስል ሎሚ ኣውስትራልያ ኣትየ
ኣብ ቀረባ እዋን ድማ ክህፍትም ኢዩ መደበይ*
እንኳዕ ደስ በለካ ሓውና ውሰደኒ😎 ናውኡ ብሃመይ ክመጽእ ይኽእል
Sorry emo kenzi faire (hawi) minded dehan dika
Hasb lbka yfetsmelka
እንኳዕ ሰላም ኣተውካ
@@eden9876 ናምበርኪ ስደድለይ ሓፍተይ ብገንዘብ ኢዩ ፕ
ርሑስ ጥምቀት ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና እንቃዕ ኣብጸሓኩም ይሕዋተይ
ኣሜን ምቁር
እሰይ ኣቱም ጀጋኑ
Amen amen amen
💒እንቋዕ አብጸሐክሙ💒
💒እንኳን አደረሳችሁ💒
💒እንኳዕ ኣብጸሐኩም💒
“ያመነ የተጠመቀም ይድናል ያላመነ ግን ይፈረድበታል።
- ማርቆስ 16፥16
Eden ወለተ ኪዳነ ምህረት አሜን ኣብሮ እንካን ኣደረስን ቃለሂወት ያስማልን
@@monamanoo3856 አስኪ ውዶቼ በቅኒነት ሰብስክራይብ በማረግ ኣበረታቱኝ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Enkae habiru abtsehena
አሜን(3)
Waww nay lomi kea feley zebelet belexetie serah
ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት & ርሑስ ብዓል ጥምቀት ይግበረልና ብሩኻተይ 🙏🙏🙏💛💖💙💚💞
Amenn
@@ፍቅሪጥዑም-በ2ፀ ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
አሜንንን
@@tige7761 ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
@@fyoritube አሺ ምቅርቲ ፍጥረት
እንኳዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ ብስላም ኣብፀሓና ኣብፀሓኩም 🙏🙏ምቁራተይ መልካም ባዓል ይግበረልና ብጣዕሚ እየ ዝፍትውኩም ገሬ እሙን 🌹🌷🌹🌻❤👈
ኣሜን ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
Amen Amen Amen
Amen amen amen
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓብሩ አብፀሐና
እንካዕ ን ብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም አብፀሐኩም
ፍትዋት ናይ ኦርቶዶክስ እምነት ተኸተልትይ የሕዋተይ በቢለናዮ ፈጣሪ ይሐልወና
አሜን በሉ
A
Amen Amen Amen
Amen
ሰላማዊተይ ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
@@radarada6602 ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
Well com እንዳ ገሬ ኡሙን ንባዓል ጥምቀት እንካዕ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና 👍
Amen Amen Amen
Kusu shkor
ኣሜን ኣታ ንኽንደይ ሰብ ኣሜን ክንብል ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Tr7as Aa, nukulu hakay
Kkkkkkkkkkkk o my God
ሓውኹም ኣስላማይ እየ
ናትኩም ሓጎስ ሓጎሰይ
እንካዕ ኣብፀሓኩም ንተኸተልቲ እምነት ክረስትና ሰብ ብሰብኣውነቱ ኣኽብሮ
ሃይማኖት በዘየገድስ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ፍትወይ
አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓውና የቀኒየልና
ኣብቲ ኣኽሱም ኬድካ ኣነ ኣስላማይ እየ ሓውኹም ኢየ ወላ መሰለይ ክልኡኒ ወላ መስጊድ ክልኡኒ በሎም ሰነፍ።
Amen kezi kemaka lebam yebzahayo ftwey
እንቋዕ ናብዚ ክቡር ብዓል ጥምቀት ኣብጸሓና ንኩልኩም ህዝቢ ኤረትራ and Ethio ኦርቶዶክሳውያን
Amen
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
@@ፍቅሪጥዑም-በ2ፀ ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
@@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ amen amen amen
እንኳዓ ብስላም መፃኩም ደገሬ እሙን እንካዓ አብፀሓና አብፅሓኩም ርሑስ ባዓል ጥምቀት ንኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ብስም ገሬ እሙን ላይክ በሉኒ
ኢለኪ ኣለኹ
ዘብረአብሩ ዓይነይ ትፈትዉ like በሉኒ
ክክክክክክክ ዘብረአብሩክ ዓይነይ ዓሰርተ ሽሕ ሞይቱ 😀😜
Kkkkkkk
ገዲዳዶ ሓቐይ ዘብረአብሩክ ዓይነይ
😝🤣🤣🤣🤣🤣
ኣቦይ ዘራብሩክ ናይ ሓቂ ተዋሳኢ ተሓጉሰ ብጣዕሚ100%
ተልዓል ኣታ እንታይ ኮይኑሲ ምህራስ ኣብዩኒ
ባባ ዘራብሩክ ሓቢቢ ኣና
ክክክክክክክ ንሕንክ ታይ ከይና ድና ደቀስና
@@samerasamera553 ነዓይ ኣሚንኩም ግዲ ክክክክ
Hahaha part kndey mkana ngeruni
ኣድነቕቲ ዘርኣብሩኽ ኣለኹምዶ
ንመላእ ተከተልቲ እምነት ክርስትና እንካን ንብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።ኣብ ስደት ዘለና እውን ኣብዘለናዮ ሰላምን ፍቅርን ጥዕናን ቅሳነትን ይሃበና ።ምስ እንፈትዎም ቤተሰብና ንምርካብ የብቀዓና ፈጣሪ ።ንሃገርና እውን ሰላም የውርደልና
ኣሜን
ኣሜንምቁራት
ንኩላትና
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሙቅራተይ ንኹልና ኣመንቲ ክርስትና እንካዕ ኣብፀሐና
ኣሜን miki ሓወይ
@@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል ተባረክ
ንመላእ ህዝበ ክርስትያን እንኳዕ ንበዓል ጥምቀት ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም
"ጉድ" ብ እንግልዜና እንተዝኮነለይ ዘረኣብሩኽ ጅግና ahahhhh
ርሑስ
ባዓል ጥምቀት
ይግበረልና ደቂ ትግራይ ኩሕሎ🌷🌲❤🌳🌹🌹💐💐💐💐🌺🌺🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌲🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷❤❤🌲🌷🌹🌺🌻💐
Amen(3)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን😍😍😍😍
Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣያ ዘርኣብሩኽ mara eye zfetweka ketslelu mara eika eti ካራክተር ትፃወቶ
እንዳ ገሬ ኣነ ከማን ምንም ኣይተረዳኣነን😁😁😁 ፈጽም ባሕቲ ባሕቲ ትሕጸቡ😂😂😂 ቤላ ስራሕ
እንዳ ገሬ እሙን ተናፈቅቲ እንኳዕደ ደሓን መፃእኩም ኣጀኩም በርትዑ 😍😍ርሑስ በዓል ጥምቀት ንመላእ ኦርቶዶክስ እምነትተ ከተልቲ
ዋውውውው እንዃዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ትግራይ ዓደይ ❤ ንኩልና ህዝቢ ክርስትያን እንዃዕ ኣብፀሐና ንባዓል ጥምቀት ኣሜን በሉ ደቂ ድንግል ማርያም ❤
Amen amen amen
@@እጥበኝቆሽሻለውአምላኬጋል ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
ኣሜን ጮማ ሓፍተይ
Amen (3)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሹኮሪናታት 😍😍
እንቋዕ ንብርሃን ጥምቀት ብሰላም ኣብፀሐኹም ደቂ ዓደይ💖❤ ናይ ኣያ ዘራኣቡሩክ ዓፈና ከብደይ እዩ ዘቁስለኒ😄😃
እንካዕ ዳሕን መፀእኩም ለማዓቲ ሓደ ሰብ ኣይቀድመነን እንካዕ ለብርሃን ጥምቅት ኣብፀሕኩም ኣብ ዘለኩም ሃልኩም ሰላምን ፊቅሪን ናዓኩም ይኩን
ኣሜን ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
@@fyoritube ahwat ላይክ bmgbar sbaratuni
ሮዳስ ምቅርቲ i love u abey ኣትፌኹማ ታ ዋይዋይ
ኣቦይ ዘርኣብሩኽ ዝፈቱ ከጸልለኒ እዪ እዚ ሰብኣይ
አንኮዕ ብሰላም መፃአኩም አንዳ ገረ አሙን ተ ናፈቅቲ አንኮዕ ንባዓል ጥምቀት ብሰለም አብፀሐኩም አብፀሐና ሓባይብ💋💋💋💋አሜን አሜን አሜን👍👍👍👍👈💞💝💜💛💝💞👍👈💪💪💪💪💪
ኣሜን መረባተይ
@ሳባዊት ቲዩብ አሺ ንስኻ አዉን ግን ግበረኒ ክክክክ
አሜን ምቅርቲ
@@ሰሉየድንግልማርያምልጅ tgrina comodi
@@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል./
መቅሰናት እንዳ ገሬ አሙን! 👌❤ንቅድሚት ሰጉሙ ጥራይ
እንቋዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ አብፀሓኩም ኩቡራት ደቂዓዲ!🙏🙏🙏
Kab shire endasilase da maz temeliskum enda gerewa ?😀
Bzikone welcome ele eye.
Love you so much guys.❤
Bruk senbet yigiberena dima.🌾☘🌷🌺
Well come እንዳ ገረዋኒ ዘብረብሩኽ ዓይነይ ኩፍተዎ
ረአዮ እባ ገሬ ንርግኣት ኣባሪሩዋ ድዩ ካብታ ድንዃን ናበይ ኣጥፊእኩምዋ
ጥንስቲ እያ ዘላ አነውን ፈትየያ ነይረ
@@youaremylifemom9510 ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
@@youaremylifemom9510 kemey felitka nska dika atniskaya
@@youaremylifemom9510 ካብ መን ካብ ገሬ ድዩ ?🙆🙆😃
ትጥፋእ ንሳስ ሓንቲ ላዛ ዘይብላ
Lemlem ayiney & aya zerabruk zifetu Like habuni hawikum kab eritrea
ዋውውውው እንካዕ ዳሓን መፅእኩም ቀደመይቲ እየ ለይክ ሃቡኒ። ንመላኣ ንኣመንቲ ክርስትና እንካዕ ኣብፀሐኩም ንባዓል ጥምቀት ።
Amen aehebru
አሜን
ንመላእ ተኸተክቲ ክርስትና እንቃዕ ኣብጸሐኩም ንባዓል ጥምቀት 🙏❤️
አሜን አሜን አሜን ዝያዳይ
አሜን አሜን አሜን ማዓረይ🙏
wowwwww እንካዕ ኣብፀሐኩም ለጌታችን ጥምቀት ያገሬ ልጆች ሰለም ይስጠን ለሁላችን
ኣሜን ዉድ ወንድሜ
እንዳ ገኝየ እሙን እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና
ንኹለኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ጥምቐት ብሰላም ኣብፀሓኩም
ኣሜን ፀግሽ ሓላል ረኪበኪ
💋💋
እንካዕ ብሰላም ናብ ባዓለ ጥምቀት ኣብፀሐኩም ንመላእ ተከተልቲ እምነት ክርስትና # እንዳ ገሬ ተነፈቅቲ እውን እንካዕ ብዳሓን መፃእኩም
Amenn
አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፅሓና
አሜን
ንዘርኣብሩኽ ኣይተሕሙሙለይ ዋላ ናይ ማይ ኣነ ክኸፍለሉ የ ባእ
ማራ ለውጢ ኣለዎ ስራሕኩም ምቁራተይ እንኳዕ ናትና ኮንኩም እንኳዕ ኣብፅሓኩም ካዓ
Kfetwekum mat eye ane Ethio 🇪🇹 yehwat ruhus bal tmket hzibi 🇪🇷 🇪🇹
Kab Eritreawi hawkum
እንኳዕ አብፃሓኩም ንብዓል ጥምቀት
ባሕቲ ባሕቲ ትሕጸቡ ኣየ ዝርኣብሩኽ ቆራጽ ማዓንጣ
ሩሑስ ባዓል ጥምቀት ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ንሰራሕተኛታት ድራማ ገሬ እሙን ከምእዉን ንተዛረብቲ ትግርኛ ኩላትኩም
Well ዳገሬ እሙን 😘😘
እንኳዕ ኣብፀሐና ንባዓል ጥምቀት ንኹለና ህዝበ ክርስትያን።
እንኳን በስላም መፃእክሙ ፉትዋተይ እንኳን ንብሪሃን ጢምቀት በስላም እብፀሐኩም❤
እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ብርሃን ገጾም ተጋሩ ሽኮሪናታት ርሑስ በዓል ትምቀት ንኩሉኩም ኣመንቲ ክርስትና
ኣሜን
ኣየ ወ ብርሃን ገጾም
ኣያ ዘራኣብሩኽ ብዘይ ወዓሎ እንዳ ፌንቲ ኣትዩ ነይሩ ኩልኻ ተለዓል።
ብሩኽ ሰምበት ብሩኽ ናይ ጥምቀት በዓል ይግበረልና🙏🙏🙏 መሓዛይ 💋❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
በየን ኣቲኺ ዳኣ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናተይ
@@hiwethaylay6387 ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
@@ድንግለይሩፍታልበይ-ረ5ሰ ኣህዋት ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራቲኡኒ
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ ኩሑሎ
እንኳዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም ና ብጥዕና ኣብፀሐና ብሩክ በዓል ሰንበትን ይግበረልና ኣብ ስደት ዘለና እውን ብሰላም ናብ ዓድና ይምለሰና ልዓመታ ብሰላም የፅንሐና ገሬ እሙን እንኳዕ ድሓን መፃእኩም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ቀፅልሉ🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ሃቢብቲ ኣና
amen amen amen
እንቋዕ ናብ በዓለ ጥምቀት ኣብጸሐኩም።
ኣያ ዘርኣብሩኽ ኢተን ገንዘብ ኣነ ክከፍለልኩም ኢየ ኣድራሻኹም ስደደለይ እንበር ስድራ ምልእቲ ክትኩስትራ ካብ ሙቕጻር እንጀራ ናብ ማይ ምክትታል ክትሰግር ኢኻ ካዕካዕካዕካዕ
እንካዕ ንብርሃን ጥንቀት አብፀሕኩም ሙቁራት
እንኮን ደህና መጣችሁ ጌሬ እሙኖች
ተጋሩ ናትና
ከምዚ ከማይ ድፈትዎም like
እስከ
እስከ ነዚ ሓድሽ ቻነል subscribe ግበሩ ደቂ ኣግኣዝያን
😄😄Kkkkkk ወይ ኣያ ዘብራኣብሩኽ ከም ሎሚ ሲሒቀ ኣይፈልጥን😂😂 ኣይትሳኣኑ ኸ ደቂ #ዓባይ ትግራይ👏😍😍 ብሩኽ ጥምቀት ንኩለኹም ተከተልቲ ሃይማኖት ክርስትና 🙏❤😘
ኣነስ ዘረኣብሩክ ዓይነይ ምስ ለምለም ዓይነይ ሲኢለ ፍትው እየ ዘብሎም like እባ
ብሩክ በዓል ጥምቀት ንዓመታከምዚ ብሰላም የፅነሐና ኣሜን(3)
አሜን
ብሽም ኣያ ዘብራኣብሩክን ለምለም ዓይነይ እስኪ Like ሃብኒ ሙቁራት
እንካዕ ንባዓል ጥንቀት ብሰላም አብፀሐኩም ንመላእ ህዝበ ክርስትያን አሕዋተይ
እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ፅሩያት እመ አምላክ ትሓሊኩም በቢ ዘለኩምዋ ምቁራተይ
ብርሃን ገፆም subscribe እስከ ግበሩለይ🙏🏾🙏🏾 enda gere kea welcome elna ena
ትግራይ ዓደይ abey tinebiri
I live in love abzi😃
Miqrti text me in box
ትግራይ ዓደይ kumneger eye hariteki
Enka bselam mexakum xbukat eza video tekamit koyna rekibeya aleku emo nskum wen subscribe mgbar ktketatelwa yedmekum. ነቲ ሰይጣን ንዓና ንምቁጽጻር ዝጥቀመሉ ዝተራቐቐ ምስጢራት እተቃልዕ ቃለመሕትት ካልኣይ ክፋል ቐሪባትልኩም ኣላ እሞ ሰናይ ምክትታል። ጠቓሚት ኮይና እንተረኪብኩማ ድማ ናብ ፈተውትኹም ኣካፍልዋ።
th-cam.com/video/omA9avUm8vY/w-d-xo.html
ደቂ ትግራይ ሽኮር ኣነስ ክፈትወኩም♥♥ ዘብራኣብሩክ ዓይነይ ሳሓቅ ቀቲልካኒ
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ ደሞ ንባዓል ጥምቀት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና🙏🙏🙏
እዉይ ዘብራኣብሩኽ መቁሰል ማዓጣይ ቆሲለ በቃ ባኻ
ሞይተደ ገለ ብሳሓቅ አፉፍፍፍ አዋይ ዘረኣብሩ ናይስ like pice .
ርሑስ በዓል ጥምቀት ይግበረልና ይግበረልኩም ደቂ ትግራይ መዓረይ
ኣሜን
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ንባዓል ጥምቅት እውን አብፀሓኩም አብ ፀሓና
ኣሜን ጋል ሓይቅ
ዌል እንዳ ገሬ ዓይነይይይይይይ ብርክ ሰንበት እንዳበልኩ ቋዕ ኣብፀሐኩም ንበዓል ጥምቀት ፉትዋተይይይይይይ
እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ኣቱም ተናፈቅቲ እንኳዕ ንብርሃኑ ጥምቀት ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏 ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ሓባይብ ። 🙏🙏
እንዃዕ ደሓን መፃእኹም ኣቱም መቀሰናት❤❤❤💟
ኣነ ከም ኣያ ዘራኣብሩክ (ዮውሃንስ ኣለማት) ብጣዕሚ ዘድንቆ የለን
ኣያ ዘራኣብሩኽ 1ይ ተዋሳኣይ እዩ ንፉዕ ቀፅለሉ
ZK👍👍👍👍👍👍👍👍
ትዕበ ለጋስ ልፎቱ!🙌❤
*ካካካካካካካካካካካካ*
*እዋይ ከኒፈ ሰሓቅ*
I am the first today
Kexebeya zexenehe like yergex🤗🤗🤗
ቀፅልሉ ደስ ዝብል እዩ ዘርኣ ብሩክ ዓርከይ
አይይ ጆኬር እዚ ገዛ ሸይጣን አትይወ ክክክ ሂውት ፈተና ክክክ
እንቋዕ አብፀሐኩም ንጥምቀት እውን እንዳ ገሬየ እሙን ንኩሉኩም ።