ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዋውውው ንኽገርመኩም እዛ ብሽግለታ ናይ ኣቦይ ወላድየይ እያ ሕጂ ከም ኩሉ ህዝቢ ኣብዚ ሚድያ ምስረኣኽዋ ሰምቢደ ብሓቂ ከምተወሳኺ ክኾኖኩምሲ እቲ ኣዚና ንፈትዎን ነኽብሮን ኣቦና ብሂወት እካ እንተዘየለ ታሪኽ ሂወቱ ዝምልከት ካብ ግዜ ንእስነቱ ማለት ካብ ወዲ 16 ዓመት ኣትሒዙ ምስ ጸዓዱ (ጣልያን) ስራሕ እንዳሰርሔ ብምዕባዩ ክሳብ ዕለተ ዕረፍቱውን ሙሉእ ሂወቱ ንኣስታት 65 ዓመት ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝርከብ ካዛደል ኢታሊያኖ (እንዳ ካዛ )ዝበሃል ኮንስል ጣልያን እንዳሰርሔ የሕሊፍዎ። ስለዚ ኣብ ንብረት ጥራይ ዘይኮነ ኣብስርሑ ኣዝዩ ምስጉን መቦቆል ቃንቓ ጣልያን ዝመልኽ ካብ ኣስራሕቱ ተገልገልቲ ይኹኑ በጻሕቲ ኣዝዮ ፍቱው ኣድናቆት ዝነበሮ ተወሳኺ ኣብኣከዳድኡ ኣካይድኡ ኣብ ኣተዓባብያ ደቁ ከምእውን ኣብ ዝዓበየ እምነት ኣምላኹ ማለት ኣብኩሉ ሂወቱ ኮታ ኣዝዩ ጥንቁቅ ጽፉፍን ነበረ ቕድሚ እዛ ብሽግለታ እዚኣ ቬስቫ ዝዓይነታ ሞተር ብሽግለታ ኔራቶ ንዓኣ ድማ ኣዚዩ ይከናኸና ከምዝነበረ ኣነ እኮ ንእሽተይ እየ ኔረ ግና እቶም ዓበይቲ የሕዋትና የዕሉሉና ተወሳኺ ፋክቱር ወይ ቕብሊት ናይዛ ብሽግለታ ናይዝተዓደገትሉ ከይተረፈ ልዕሊ 60 ዓመት ዝገበረ ክሳብ ሕጂ ኣብ ገዛ ኣሎ እንደገና ሰሌዳ ቑጽራ (ታርጋ) ድማ 97 እዩ ኔሩ ማለት ካብተን ቀዳሞት ብሽግለታ እስመራ ምኻና የረድኣካ ሰፈራ ከይተረፈ ስርሓ ምስወድኤት ኣብ ክላሱ ማለት ለይቲ ይኹን ቀትሪ ኣብ ገዛ ውሽጢ የቀምጣ ኔሩ ከይበዝሓኩም ብዙሕ ታሪኽ እዩ ዘለዎም ኣቦይ ቀሺ ክብሮም ኣቦይ ወላድየይ ቅድሚ ሕጂውን ኣብ ቲቪ ኤረ ብዝተፈላለየ ታሪኽ ወይ ኣርእስቲ ቃለመሕትት ጌሩ ኔሩ ኣብ መወዳእታ ድማ እዛ ብሽግለታ እዚኣ ነቲ ኣዚና ንፈትዎን ነኽብሮን ወላዲናን ከምእውን ናይ ሃገር ቅርሲ ኮይና ክትነብረልና እንዳተመነኹ እፋነወኩም የቐኔለይ: :
ሓወቦይ ጥዑም ቃል እዩ ነይሩ ቅድሚ ሕጂውን ኣብ ቲቪ ኤረ ብዛዕባ እዚ ገረብ እጉሰዕና ኣስመራ ዕላል ጌሩ ንይሩ ዘብርከቶ እጃምቀሊል ኣይነበረን
ዓዲ ጋዓዳድ እዚ ሕጂ ሓድሽ ጢሳ ዘሉ ቀደም እንዳ ሓሰር እንዳ በለስ እዮ ነይሮ ግን እቲ ታርክ ተንቲኖ ኣዊሕድካዮ ኣለካ ወደይ ቡይ ቀሺ እንተኩንካ ንዓይ መሊሰለይ መሊሲ ይሓድገካ ኣለኩ
@@tekeiyayacob8195 ዝሕረስ ግርሑዩ ኔሩ ኣብ ሕጋይ ከእ ሕዛእቲ ከብትና ዝጽግባሉዩ ኔሩ
Are you saying Aboy Keshi Kibrom is your father? How you are having different surname can explain please.
Kkkkkkk ya sory Gebreyesus may last name
woow amazing God bless you all Keshi Kibrom's family.
ዋውው ብጣዕሚ ጥንቑቕ ኣቦ ጥንቁቓት ውሉድ የፍሪ፡ ኣይኮነን ዶ ንደቆም ንኹልና በታ ዘላትና ንንውሕ ዝበለ ብጥንቃቐ ክንጥቀም ከም ዘለና ውን ህያው ምስክርን ትምህርትን ኢዩ።ዮናስ ሓውና ድማ በቀርቅርባኻ ምቕሉልነትካ ኣዚና ነድንቐካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ኣቤት ታሪክ ዓዲ ጋዕዳድ ዳኣ ተበርቢሩ ዘይውዳእ ኣሎ ብዙሕ (ጋዕዴ )ኣለኩም ዶ ዘብሄረ❤❤👌
እስካ ሲ ንምንታይ ነዚ ከባቢ ዘይተደረፈሉ እንታይ ትገቢር ኣለካ ሓደ ሓደ ገጥሚ ክበካ ኣብዚ ምሳይ ሰለ ዘለካ ንምንታይ እዚ ከባቢና ዘይተተንከፊ ሃብቲ ኣለና ጉሙቡሎ
Haye bel
ኣለና ክብረተይ
Yonas, you are one of the best journalists if not the best. Keep it up.
God bless my lovely counter and my lovely people long life all 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏♥️♥️♥️
Amazing 👍👍👍👍👍
I remember this bicycle when Aboy keshi was working casa del italiano and aboy kesh is my uncle. RIP.
ንክቡር ኣቦናኣ ኣቦይ ቀሺ መንግስተሰማይ 🌹🔥🔥🌹የዋርሶም ንደቆም ክኣ ሙሉእ ጥዕና ይሃቦም ኣምላኽ 🙏🇪🇷
ሓደራ ቀሺ ስዩም ተባረኽ ብሽግለታ ናይ ሓዎቦይ ሓልው።ኣነአኳ ተጐርቢተላየ።ካብ ዓዲጓዕዳድ ክሳብ አንዳ ዞርዚ ካምፖፖሎ የብጽሓኒ ነሩ ኣባ ቐሺ።ብልክዕ አዝክራየ ሓዳስ ብሽግለታ አያ ነራ፥ ከመለሞ ክርስዓ።
Thank you Yoni hawina sibuk medeb amlak misaka yikun Gbu
beautiful story Abiy keshi family GOD bless!!with Eriy all way!!🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Waw nice yfti aba keshi, & yoni great.
Wowww des zebil tarik 🙏💗🇪🇷
Daboy keshy berukat nice to see you. 💖
Beautiful story Abay Keshe kebrom R.I.P
Wow 👏👏👏👏👏
እየ ጥንቃቀ ካብ ተሐዚኡ እዩ እንበር ቀድእም ምተሰብረት.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
This bicycle and its history should be at the display of Eritrean Betemezeker or sport commission for viewing.
ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ዕቃበ።ዕቃበ ማለቲ ዝኮነ ባህራዊ፡ይኩን ብልሓታዊ ብውሕልነት ክትጥቀመሎም ኮለካ ዕቃበ ይብሃል።ስለዚ እዞም ቀሺ ከኣ ካብ ኣባኦም ዝወረስዋ ከምዚ ገርካ ቃል ወለዲካ ብምጽናዕ ኣዝዩ ክታባባዕ፡ዘለዋ ባህሊ ኢዩ ሞ ኩላትና ናብ ዉሉድ ዋሎዳ ክንዕባ ይግባእ።ኣብ ኤርትራ ዉርሻ ናይ ኣባታት ኣሎን ንሱ ከኣ ናይ ቃል፡ንግስነት፡ማዓርግ ማለት(ክህነት)ወይ (መሻይክ)፡መሬት፡ንብረት፡ሽም፡•••ወዘተ።ደኣ መሰሉ ካብ ዉሉድ ዋሎዶ ብውርሻ ይማሓላለፉ ካብቲ ውርሻ ብዝኮነ ምክንያት እታ ሕድሪ ዝሃቡካ ወይ ዝገደፉካ ምስ ተፍርሳ ወይ ምስደይትግደሰላ ግን እታ ናይ ኣታታትካ ዓጽሚ ኣብ መቃብሮም ኾይና ኢያ ትወገኣካ።ምክንያቱ ውርሻን፡ሕድርን እቲ ዘይቅየርን፡ዘይጥለምን ኢዩ።ሳላ ነዚ ኩሉ ናይ ኣባሓጎታትና ውርሻን፡ሕድርን ዝዓቀብና ከኣ ንዘላእለም ዝመሓላለፍ ዘሎ።ስለዚ እዛ ንብረት እዚኣ ኣብ ሳልሳይ ዋሎዶ ናይ ኣርባዓታት ንብረት ተባሂላ ኣብ ቤተመዘክር ከም መስሕብ ቱሪዙም ክትከውን ኢያ።ስለዚ ኣባይ ቀሺ ከኣ ንሱኩምን፡ይሕዋትኩምን ሓደራ ከምታ ኣባኩም ዝተላበወኩም ይብለኩም።ምክንያቱ እዚ ንብረት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ኢያ።ዮናስ ከኣ ዋላ ኣብ መዋእል ዝገበረ ንብረት ተገዲስካ ከምዚ ገርካ ኣብ Masmidea ብምቅራብካ ፉሉይ ምስጋና ምስ መሳርሕትካ።
Your program is very nice
Wow keep for long
Yibel respect yoni
Nay behaky zegerm Tarik , nbret kab waneu kem zbhhal ezom abona abi abnet eyom ,neana aby tnhrty u. EMN thank you for sharing the amazing story👌👌👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንፉዓት ገዛ
I knew this bike since 1983, when we knew each other with Dawit Keshi Kibrom. The older son of Keshi Kibrom even then the bike it looks band knew.
ጽብቅቲ መደብ ኣላትኹም ኔትወርኽ ሜድያ ሶ ቀጽልዎ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
WELCOME
አንዳ ኣቦይ ቀሺ ብታኤሚ ጹቡቅ ኣታሕዛ ዝድነቅ ኣታሕዛ ኣለኩም ቀጽልዎ ከምኡ ወን ዮናስ አዚ ኩሉ ተላልየና ዘለኻ ብታኤሚ አየ ዘድንከካ ቀጽሎ
Woow amazing 😀😀
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
Endaboy Keshi Kibrom aziye zifetwomin zekbromin geza eyom.❤️Bihaki bizeymignan ab Kahawta etom bithtnan bisrah Kia azyom tiguhat gezan eyom. Aboy Keshi Kibrom Kia buruk Abon Abo kulnan nairom bihaki ,RIP🙏Keshi Siyum hawna Egziabiher amlak niakan n kulom ahwatkan betesebkan Edmen tienan yihabkum.🙏🙏❤️
Thankyou yorda habtey kbret yhabki amennnn
ዬኒ ጥሕሻ ብተቕርቦ መደብ ብጣዕሚ ሕጉስቲ እየ ቀጽሎ ኢኻ
kemzian shegelta dea nay abotatna habotan akotena azekiratni
Merhaba Dki Halal Meret Welcome Ruhus Bea Fenikl Ygberelna Dki ERITREA
መርሓባ
ኣቦይ ቅሺ ክብሮም ኣብ ብሽክለታ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኩሉ ሂወቶም ጥንቁቅን መስተውዓን መኻርን መዓድን ኣቦ እዮም ኔሮም እዛ ብሽክለታ ቅርሲ ስለ ዝኾነት ተኻናኺንኩም ሓዝዋ ሓደራ።
Thankyou dani hawna
Hi yoni kemay alka ab hiwetka mulue tena ab serahka asaleto yemniyelka bi miksal ane kibleka zedali medebka bitami xebuk alo kexilo hji gin zekal tekoynu mis gazetiya asmorom habtemariam interview kitgebrelna bitehtena yehateka
ሰማዕ ዮናስ ቅድሚ ዕጂ ብዛዕባ አደያ መአዛ ክልተ ደቆም ዝሐመመኦም ቃለ መጠይቅ ጌርካ ኔርካ ብከመይ ክሕገዛ ትደሊ ሽም፣ሸምአቦ፣ሸምአበሐጎ የለን ብከመይ ክንሰዶ በጃካበዛ ኮመንት ጸሐፈለይ
Please call Mama Meaza and find out
wwwww btami zehegusmesati eyu mahari eu
Syumey hawey yehtsirkayo eti tarik beal Eyasu kihgizka nerwom gin bitaemi tehagise zirakuka Amlak ybarkka
ብሩካት ገዛ እዮም ኩሎም ካህናት
Wwwww
Seb kedemin haxin kedemen bekelil ayrikeben eyu
ዮናስ በዚ እተቕርበልና ዘለኻ እንዳመስገንኩኻ ናይ ተሾመ ወዲ ሸቃ ዝበሃል ካብቶም ቀዳሞት ኣብ ኪናት ዓይነ ስውር ዝኮነ ኣብ 77 መስተንክር ዝኾነ ኣወጋግእኡ ክትርኸልና እንተተቕርቦ ብትሕትና የሓተካ ሞባይሉ 07125647ኣብ ነርወይ ኮይነ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ
eway aboy keshi kebrome meytom diyom eway alem godolo belu abe gentu yesferkum. des zebel behaki medeb eiyu kexlwo
Rip
Yonas kea bitaemi nifue kemzi gerka kitdihsis tsibu sirah selamin tienan mis kulom mesarhtika ymineyelka
Guadie halal sefria miss you ❤❤🙏
Kurub dia eti gezaweti zeytruna zenberkum nafkotina ekio mewexina nerna
I don't believe that. Coz it is a phoenix and Chinese. They started making them on Eighties
nklu gzieka wefka nxgumat ab mhgazn filuyat ageremty fixametatn ab mzrgah tigebro zeleka bzuh ymesgekaYonas hawena
Eway mergem anta akhilka dyu hatmtem kitzareb
ዋውውው ንኽገርመኩም እዛ ብሽግለታ ናይ ኣቦይ ወላድየይ እያ ሕጂ ከም ኩሉ ህዝቢ ኣብዚ ሚድያ ምስረኣኽዋ ሰምቢደ ብሓቂ ከምተወሳኺ ክኾኖኩምሲ እቲ ኣዚና ንፈትዎን ነኽብሮን ኣቦና ብሂወት እካ እንተዘየለ ታሪኽ ሂወቱ ዝምልከት ካብ ግዜ ንእስነቱ ማለት ካብ ወዲ 16 ዓመት ኣትሒዙ ምስ ጸዓዱ (ጣልያን) ስራሕ እንዳሰርሔ ብምዕባዩ ክሳብ ዕለተ ዕረፍቱውን ሙሉእ ሂወቱ ንኣስታት 65 ዓመት ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝርከብ ካዛደል ኢታሊያኖ (እንዳ ካዛ )ዝበሃል ኮንስል ጣልያን እንዳሰርሔ የሕሊፍዎ። ስለዚ ኣብ ንብረት ጥራይ ዘይኮነ ኣብስርሑ ኣዝዩ ምስጉን መቦቆል ቃንቓ ጣልያን ዝመልኽ ካብ ኣስራሕቱ ተገልገልቲ ይኹኑ በጻሕቲ ኣዝዮ ፍቱው ኣድናቆት ዝነበሮ ተወሳኺ ኣብኣከዳድኡ ኣካይድኡ ኣብ ኣተዓባብያ ደቁ ከምእውን ኣብ ዝዓበየ እምነት ኣምላኹ ማለት ኣብኩሉ ሂወቱ ኮታ ኣዝዩ ጥንቁቅ ጽፉፍን ነበረ ቕድሚ እዛ ብሽግለታ እዚኣ ቬስቫ ዝዓይነታ ሞተር ብሽግለታ ኔራቶ ንዓኣ ድማ ኣዚዩ ይከናኸና ከምዝነበረ ኣነ እኮ ንእሽተይ እየ ኔረ ግና እቶም ዓበይቲ የሕዋትና የዕሉሉና ተወሳኺ ፋክቱር ወይ ቕብሊት ናይዛ ብሽግለታ ናይዝተዓደገትሉ ከይተረፈ ልዕሊ 60 ዓመት ዝገበረ ክሳብ ሕጂ ኣብ ገዛ ኣሎ እንደገና ሰሌዳ ቑጽራ (ታርጋ) ድማ 97 እዩ ኔሩ ማለት ካብተን ቀዳሞት ብሽግለታ እስመራ ምኻና የረድኣካ ሰፈራ ከይተረፈ ስርሓ ምስወድኤት ኣብ ክላሱ ማለት ለይቲ ይኹን ቀትሪ ኣብ ገዛ ውሽጢ የቀምጣ ኔሩ ከይበዝሓኩም ብዙሕ ታሪኽ እዩ ዘለዎም ኣቦይ ቀሺ ክብሮም ኣቦይ ወላድየይ ቅድሚ ሕጂውን ኣብ ቲቪ ኤረ ብዝተፈላለየ ታሪኽ ወይ ኣርእስቲ ቃለመሕትት ጌሩ ኔሩ ኣብ መወዳእታ ድማ እዛ ብሽግለታ እዚኣ ነቲ ኣዚና ንፈትዎን ነኽብሮን ወላዲናን ከምእውን ናይ ሃገር ቅርሲ ኮይና ክትነብረልና እንዳተመነኹ እፋነወኩም የቐኔለይ: :
ሓወቦይ ጥዑም ቃል እዩ ነይሩ ቅድሚ ሕጂውን ኣብ ቲቪ ኤረ ብዛዕባ እዚ ገረብ እጉሰዕና ኣስመራ ዕላል ጌሩ ንይሩ ዘብርከቶ እጃምቀሊል ኣይነበረን
ዓዲ ጋዓዳድ እዚ ሕጂ ሓድሽ ጢሳ ዘሉ ቀደም እንዳ ሓሰር እንዳ በለስ እዮ ነይሮ ግን እቲ ታርክ ተንቲኖ ኣዊሕድካዮ ኣለካ ወደይ ቡይ ቀሺ እንተኩንካ ንዓይ መሊሰለይ መሊሲ ይሓድገካ ኣለኩ
@@tekeiyayacob8195 ዝሕረስ ግርሑዩ ኔሩ ኣብ ሕጋይ ከእ ሕዛእቲ ከብትና ዝጽግባሉዩ ኔሩ
Are you saying Aboy Keshi Kibrom is your father? How you are having different surname can explain please.
Kkkkkkk ya sory Gebreyesus may last name
woow amazing God bless you all Keshi Kibrom's family.
ዋውው ብጣዕሚ ጥንቑቕ ኣቦ ጥንቁቓት ውሉድ የፍሪ፡ ኣይኮነን ዶ ንደቆም ንኹልና በታ ዘላትና ንንውሕ ዝበለ ብጥንቃቐ ክንጥቀም ከም ዘለና ውን ህያው ምስክርን ትምህርትን ኢዩ።
ዮናስ ሓውና ድማ በቀርቅርባኻ ምቕሉልነትካ ኣዚና ነድንቐካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ኣቤት ታሪክ ዓዲ ጋዕዳድ ዳኣ ተበርቢሩ ዘይውዳእ ኣሎ ብዙሕ (ጋዕዴ )ኣለኩም ዶ ዘብሄረ❤❤👌
እስካ ሲ ንምንታይ ነዚ ከባቢ ዘይተደረፈሉ እንታይ ትገቢር ኣለካ ሓደ ሓደ ገጥሚ ክበካ ኣብዚ ምሳይ ሰለ ዘለካ ንምንታይ እዚ ከባቢና ዘይተተንከፊ ሃብቲ ኣለና ጉሙቡሎ
Haye bel
ኣለና ክብረተይ
Yonas, you are one of the best journalists if not the best. Keep it up.
God bless my lovely counter and my lovely people long life all 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏♥️♥️♥️
Amazing 👍👍👍👍👍
I remember this bicycle when Aboy keshi was working casa del italiano and aboy kesh is my uncle. RIP.
ንክቡር ኣቦናኣ ኣቦይ ቀሺ መንግስተሰማይ 🌹🔥🔥🌹የዋርሶም ንደቆም ክኣ ሙሉእ ጥዕና ይሃቦም ኣምላኽ 🙏🇪🇷
ሓደራ ቀሺ ስዩም ተባረኽ ብሽግለታ ናይ ሓዎቦይ ሓልው።ኣነአኳ ተጐርቢተላየ።ካብ ዓዲጓዕዳድ ክሳብ አንዳ ዞርዚ ካምፖፖሎ የብጽሓኒ ነሩ ኣባ ቐሺ።
ብልክዕ አዝክራየ ሓዳስ ብሽግለታ አያ ነራ፥ ከመለሞ ክርስዓ።
Thank you Yoni hawina sibuk medeb amlak misaka yikun Gbu
beautiful story Abiy keshi family GOD bless!!with Eriy all way!!🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Waw nice yfti aba keshi, & yoni great.
Wowww des zebil tarik 🙏💗🇪🇷
Daboy keshy berukat nice to see you. 💖
Beautiful story Abay Keshe kebrom R.I.P
Wow 👏👏👏👏👏
እየ ጥንቃቀ ካብ ተሐዚኡ እዩ እንበር ቀድእም ምተሰብረት.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
This bicycle and its history should be at the display of Eritrean Betemezeker or sport commission for viewing.
ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ዕቃበ።ዕቃበ ማለቲ ዝኮነ ባህራዊ፡ይኩን ብልሓታዊ ብውሕልነት ክትጥቀመሎም ኮለካ ዕቃበ ይብሃል።ስለዚ እዞም ቀሺ ከኣ ካብ ኣባኦም ዝወረስዋ ከምዚ ገርካ ቃል ወለዲካ ብምጽናዕ ኣዝዩ ክታባባዕ፡ዘለዋ ባህሊ ኢዩ ሞ ኩላትና ናብ ዉሉድ ዋሎዳ ክንዕባ ይግባእ።ኣብ ኤርትራ ዉርሻ ናይ ኣባታት ኣሎን ንሱ ከኣ ናይ ቃል፡ንግስነት፡ማዓርግ ማለት(ክህነት)ወይ (መሻይክ)፡መሬት፡ንብረት፡ሽም፡•••ወዘተ።ደኣ መሰሉ ካብ ዉሉድ ዋሎዶ ብውርሻ ይማሓላለፉ ካብቲ ውርሻ ብዝኮነ ምክንያት እታ ሕድሪ ዝሃቡካ ወይ ዝገደፉካ ምስ ተፍርሳ ወይ ምስደይትግደሰላ ግን እታ ናይ ኣታታትካ ዓጽሚ ኣብ መቃብሮም ኾይና ኢያ ትወገኣካ።ምክንያቱ ውርሻን፡ሕድርን እቲ ዘይቅየርን፡ዘይጥለምን ኢዩ።ሳላ ነዚ ኩሉ ናይ ኣባሓጎታትና ውርሻን፡ሕድርን ዝዓቀብና ከኣ ንዘላእለም ዝመሓላለፍ ዘሎ።ስለዚ እዛ ንብረት እዚኣ ኣብ ሳልሳይ ዋሎዶ ናይ ኣርባዓታት ንብረት ተባሂላ ኣብ ቤተመዘክር ከም መስሕብ ቱሪዙም ክትከውን ኢያ።ስለዚ ኣባይ ቀሺ ከኣ ንሱኩምን፡ይሕዋትኩምን ሓደራ ከምታ ኣባኩም ዝተላበወኩም ይብለኩም።ምክንያቱ እዚ ንብረት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ኢያ።ዮናስ ከኣ ዋላ ኣብ መዋእል ዝገበረ ንብረት ተገዲስካ ከምዚ ገርካ ኣብ Masmidea ብምቅራብካ ፉሉይ ምስጋና ምስ መሳርሕትካ።
Your program is very nice
Wow keep for long
Yibel respect yoni
Nay behaky zegerm Tarik , nbret kab waneu kem zbhhal ezom abona abi abnet eyom ,neana aby tnhrty u. EMN thank you for sharing the amazing story👌👌👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንፉዓት ገዛ
I knew this bike since 1983, when we knew each other with Dawit Keshi Kibrom. The older son of Keshi Kibrom even then the bike it looks band knew.
ጽብቅቲ መደብ ኣላትኹም ኔትወርኽ ሜድያ ሶ ቀጽልዎ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
WELCOME
አንዳ ኣቦይ ቀሺ ብታኤሚ ጹቡቅ ኣታሕዛ ዝድነቅ ኣታሕዛ ኣለኩም ቀጽልዎ ከምኡ ወን ዮናስ አዚ ኩሉ ተላልየና ዘለኻ ብታኤሚ አየ ዘድንከካ ቀጽሎ
Woow amazing 😀😀
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
Endaboy Keshi Kibrom aziye zifetwomin zekbromin geza eyom.❤️Bihaki bizeymignan ab Kahawta etom bithtnan bisrah Kia azyom tiguhat gezan eyom. Aboy Keshi Kibrom Kia buruk Abon Abo kulnan nairom bihaki ,RIP🙏
Keshi Siyum hawna Egziabiher amlak niakan n kulom ahwatkan betesebkan Edmen tienan yihabkum.🙏🙏❤️
Thankyou yorda habtey kbret yhabki amennnn
ዬኒ ጥሕሻ ብተቕርቦ መደብ ብጣዕሚ ሕጉስቲ እየ ቀጽሎ ኢኻ
kemzian shegelta dea nay abotatna habotan akotena azekiratni
Merhaba Dki Halal Meret Welcome Ruhus Bea Fenikl Ygberelna Dki ERITREA
መርሓባ
ኣቦይ ቅሺ ክብሮም ኣብ ብሽክለታ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኩሉ ሂወቶም ጥንቁቅን መስተውዓን መኻርን መዓድን ኣቦ እዮም ኔሮም እዛ ብሽክለታ ቅርሲ ስለ ዝኾነት ተኻናኺንኩም ሓዝዋ ሓደራ።
Thankyou dani hawna
Hi yoni kemay alka ab hiwetka mulue tena ab serahka asaleto yemniyelka bi miksal ane kibleka zedali medebka bitami xebuk alo kexilo hji gin zekal tekoynu mis gazetiya asmorom habtemariam interview kitgebrelna bitehtena yehateka
ሰማዕ ዮናስ ቅድሚ ዕጂ ብዛዕባ አደያ መአዛ ክልተ ደቆም ዝሐመመኦም ቃለ መጠይቅ ጌርካ ኔርካ ብከመይ ክሕገዛ ትደሊ ሽም፣ሸምአቦ፣ሸምአበሐጎ የለን ብከመይ ክንሰዶ በጃካበዛ ኮመንት ጸሐፈለይ
Please call Mama Meaza and find out
wwwww btami zehegusmesati eyu mahari eu
Syumey hawey yehtsirkayo eti tarik beal Eyasu kihgizka nerwom gin bitaemi tehagise zirakuka Amlak ybarkka
ብሩካት ገዛ እዮም ኩሎም ካህናት
Wwwww
Seb kedemin haxin kedemen bekelil ayrikeben eyu
ዮናስ በዚ እተቕርበልና ዘለኻ እንዳመስገንኩኻ ናይ ተሾመ ወዲ ሸቃ ዝበሃል ካብቶም ቀዳሞት ኣብ ኪናት ዓይነ ስውር ዝኮነ ኣብ 77 መስተንክር ዝኾነ ኣወጋግእኡ ክትርኸልና እንተተቕርቦ ብትሕትና የሓተካ ሞባይሉ 07125647
ኣብ ነርወይ ኮይነ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ