ሆ - ሙሉጌታ ማሉዳ x ዮሃንስ ባይሩ - ሓድሽ ደርፊ ትግርኛ - Mulugeta Maluda x Yohans Bayru - New Tigrigna 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @adu141
    @adu141 2 ปีที่แล้ว +226

    ኩሉ ግዜ ቡሉጻት jonoy maluday 💊✊️🤴🤴
    እስከ ን ማሉዳ ን ጆን ትፈትዉ 👍ግጨዉ

    • @abaditgr1629
      @abaditgr1629 2 ปีที่แล้ว +3

      💊😘😘😘✊

  • @ibrahimboru3098
    @ibrahimboru3098 2 ปีที่แล้ว +115

    Watching from Nairobi Kenya, though I don't understand Tigrigna I love the people of Tigray.Tigrayans proved to be best fighters during the war between Tigray and ENDF and EDF from Eritrea combined with Turkish TB2 drones.capturing thousands of ENDF soldiers in the battlefield, Tigrayans are really best soldiers when it comes war.Imagine one ethnic group fighting two Nations Armies on the ground, bombed from the sky and the heroic and heroines of Tigray resisted bravely.May Almighty Allah bless and protect the Tigrayans wherever they are.

    • @ceremelag386
      @ceremelag386 2 ปีที่แล้ว +6

      Thank you so much for saying your observation about the situation in Tigray. When peace is restored in beloved Tigray, May Allah give you the opportunity to see Tigray 🙏

    • @ibrahimboru3098
      @ibrahimboru3098 2 ปีที่แล้ว +7

      @@ceremelag386 🙏 Ameen.Truly to see Tigray was my dream for a long time.

    • @alganeshberhe314
      @alganeshberhe314 2 ปีที่แล้ว +3

      Thenkyou Brother. Love you to. ❤🧡👍

    • @freywelay204
      @freywelay204 2 ปีที่แล้ว +2

      ክፍትወም ኣነስ❤💛💕😔

    • @garedhadera3943
      @garedhadera3943 2 ปีที่แล้ว +2

      10Q so much our brother we love u too!

  • @ጓልራእሲኣሉላ
    @ጓልራእሲኣሉላ 2 ปีที่แล้ว +155

    ቀዳመይቲ ከማየይ ነዞም ኮኸባት ዝፈቱ ላይክ ይሃበኒ ተጋሩ ሕበሩ ሰስኑ ታሪክ ሰንዱ ታሪክ ስርሑ ድመቁ ❤❤❤❤❤

  • @AskalAgmawit
    @AskalAgmawit 2 ปีที่แล้ว +66

    ነዞም ውቅባት ደቂ ሓላል መሬት❤💛❤💛❤ ናኣቶኩም ኣበራቷትዕዎም ጀጋንና ሰላምኩም ይብዛሕ ሰይ ዛም ኣሕዋተይ#ማሉዳ #ጆን ጀጋኑ ፅቡቅ ስራሕ ❤️❤️❤️

    • @fhdfxhgfy2230
      @fhdfxhgfy2230 2 ปีที่แล้ว +3

      ጀጋንና ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓባይ ሃገረ ትግራይና❤❤❤❤💕💕💕💕💕🌹

    • @frehiwettesfay8337
      @frehiwettesfay8337 2 ปีที่แล้ว +3

      Amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥♥♥🌹🌹

    • @ሰላም-ሐ6ሐ
      @ሰላም-ሐ6ሐ 2 ปีที่แล้ว +2

      ሰላም ደቂ ዓደይ ኣብ ትግራይ ኣብፀበባ ዘለኩም🙏ማሉዳይ ጆን ኩቡራት ኣሓትና

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 2 ปีที่แล้ว +55

    ኮኾባትና ኣቱም ጀጋኑ እንካዕ ሰላም መጻኹም.
    ሓሪፍ ስራሕ. ሰላም ነዚ የዋህ ህዝበይ 🙏❤💛

    • @meronmeron3972
      @meronmeron3972 2 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤❤❤💪💪

  • @natsi617
    @natsi617 2 ปีที่แล้ว +15

    ማሉዳይ &ጆነይ ዝፈተኩም ብሉፃት 😍🙏

  • @ጓልእንዳባጉና
    @ጓልእንዳባጉና 2 ปีที่แล้ว +66

    እንኳዕ ደሓና መፃኹም ከዋኽብትና ቅጭናት❤❤

  • @ሕልመይ
    @ሕልመይ 2 ปีที่แล้ว +53

    ክልተ ሓደ ጀግኑና ደቂ ትግራይ ወርቂ ♥💛♥😇😇🙏🙏✌✌✌

  • @ኣሕፈሮመይደመይ
    @ኣሕፈሮመይደመይ 2 ปีที่แล้ว +17

    ሙላተይ & ጆኒተይ መግለፂ የብለይን ንዓኩም ዝኮን 🥺♥️
    ብዓወት ተመለሱ ምስ ኩሎም ብፆትኩም ❤️🙏
    ዓወት ንውፁዕ ህዝበይ 😪♥️✊

  • @ጋልወየንቲየጋልቶምጀጋኑ
    @ጋልወየንቲየጋልቶምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +14

    ክልተ ዝፈትዎምን ዘክብሮምን ዘፍቅሮምን ልዕሊኡ መግለጺ ቃላት እተዝህልየኒ ምገልጽክኩም ነይረ ሶ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናተይ ጀጋኑ ናይዚ ዘመን😘💛❤😍💟

  • @markoslemlem7483
    @markoslemlem7483 2 ปีที่แล้ว +24

    ጀጋኑ ደቂ አባይ ትግራይ እድመን ጥዕና ይሐብኩም

  • @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ
    @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ 2 ปีที่แล้ว +19

    ብሉፅ ሰራሕ ጀጋኑና ትግራዋይነት መግለፂ ጅግንነት :ሓድነት :ፍቅሪ:ሓልዮት.........
    ትግራይ ዛዓደይ ሃገረይ መፃእኪ ለምለም ይግበረልኪ ዛዓደይ ማዓረይ

  • @ዓዲኣላትኒ
    @ዓዲኣላትኒ 2 ปีที่แล้ว +41

    ጀጋኑ ደቂ ዓባይ ሃገር ትግራይ ❤💛ንብሩና ለዘላለም ❤💛🔥✊

  • @bsratbeyene705
    @bsratbeyene705 2 ปีที่แล้ว +15

    ዋውውው ብልቢ ብሉፅ ስራሕ ብፋሉይ ክኣ ዘንታውን ዘይሃስስን ስራሕ❤ቀፅልዎ ታሪኽናን ጂግንነትና and ግፍዕታት ህዝብና ብቡሉፅ ስራሕኩም ባዕ ኣብልዎ ❤
    ደቂ ሓላል መሬት ኣጆኩም ካብ addis ጓሓፍ

  • @haditube3
    @haditube3 2 ปีที่แล้ว +10

    እሰይይይ እንካዕ ደሓን መፃእኩም ደስ ዝብልን ብሉፅን ስራሕ ዩ ቀፅልሉ ጀጋኑ ብሉፃት ንፈትወኩም ኢና ብዘይ መጠን ኣጆኩም ትግራይናለ ቀሪባ እያ ከም ድላይና ክንኮነላ💛❤👌👌👌🙏

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 2 ปีที่แล้ว +11

    ኩሉ እኸያት ሓሊፉ አብተስፋ ሰላምን ራህዋን ናፅነትን ሓርነትን ክንበፅሕ ኢናሞ ሓደራ እታ ኒኩለር
    ሓድነትና ሓደራ ህዝበይ !!!🤝🤝🤝✊💪✌️👌👏

  • @ትግራይዓሳዲኹለን
    @ትግራይዓሳዲኹለን 2 ปีที่แล้ว +12

    ፈጣሪ ዳኣኹም ዳሃበና ክብሪ ምስጋና ይብፆሖ

  • @aha8765
    @aha8765 2 ปีที่แล้ว +10

    ማሉዳይ& ጆነይ ዝፈተኩም ብሉፃት💖💖💖

  • @ሓፍቲራሚሮስ
    @ሓፍቲራሚሮስ 2 ปีที่แล้ว +36

    ዋውው ደስ ትብል ደርፊ ደቂ ዓደይ ጆነይ ማሉዳይ🥰💜

  • @fjhhhe
    @fjhhhe 2 ปีที่แล้ว +9

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ኮዋክውቲ ትግራይና ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ጀጋኑና

  • @samiladu4274
    @samiladu4274 2 ปีที่แล้ว +12

    መን ከም ተጋዳላይ ♥እንካዕ ደሓን
    መፃኣኹም ጀጋኑና

  • @አልጋጓልትግራይ
    @አልጋጓልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +26

    እንኳዕ ብሰላም መፃካኩም ጀጋኑና መን እዩ ከማይ ዝፈትወም ላይክ አይወሕድ😍😍😍❤❤❤

  • @umtgking8270
    @umtgking8270 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋውው ብሃንቀውታ ካብ ዝፅበዮም ዝነበሩ ኣርቲስታት💝 እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ጀጋኑ ደቂ ሪመይ ይበል ብሉፅ ስራሕ ብብሉፃት ከየንቲ ተጋሩና ኣጆና ሐዚ እውን ተዓወቲ ኢና ታሪክ ደጋጊሙ ናትና እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና💞🙏💞

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 2 ปีที่แล้ว +7

    ጀጋኑና ሳላኩም አብዚይ ብጽሕና ንሰማእታት ክብርን ሞጎስን ሕድራርቶም አይነዕብር ኢና አጆና

  • @afarisafari9879
    @afarisafari9879 2 ปีที่แล้ว +9

    ጀጋኑና እንክዓ ብሰላም መፀኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽም ፈጣሪ ሓላላትይ🥰😘🥰😘💛❤️💛❤️💪💪

  • @abebakahsay7762
    @abebakahsay7762 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ዓደይ ብርሃንኪ የሪኣና ፈጣሪ ጥዑም ባህልና አብዓድና ንፃወተሉ ነክበሮ ማሪያም አክሱም ተውግሓዮ

  • @rahelra865
    @rahelra865 2 ปีที่แล้ว +15

    አጆኩም አቱም ጅጋኑ ናህና ኮሪዐ ብአኩም
    I Love my Tigray people

  • @ጋልትግርኛ
    @ጋልትግርኛ 2 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩዋይ ፀላኢ ዓይንኩም ይደፋእ💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💛💛💛💛💛

  • @ሃዉልቲጓልትግራይ
    @ሃዉልቲጓልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +7

    ተጋሩዋይ ንበሩልይ መንባሩኩም እዩ ምንባርና ልህዝብና ላዓድናን ሰላም የዉርደልና💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍😍😍😍😍

  • @FikirtGebiregZihabr
    @FikirtGebiregZihabr ปีที่แล้ว

    መአዝ እየ ዝርክበካ ወደነይ ወዲ ትግራይ ሀወይ ሙልጌታ ማለዳ ❤❤❤❤ ካብ አዲሰ አበባ ንኩለኩም ተጋደልቲ አህዋተይ ሀፈተይ ሰላም ናኩም ሳላ እሰኩም ትግራይ ቀሰና ❤❤❤❤❤ደቂ ትግራይ ወርቂ

  • @dyrt1727
    @dyrt1727 2 ปีที่แล้ว +12

    ብሰላም ምፁና ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ትግራይ ትስዕር ✊✊✊✊✊💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @mediymediy4807
    @mediymediy4807 2 ปีที่แล้ว +9

    ክልተ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ደቂ ትግራይ ዓደይ 💖💖💖❤️❤️

  • @الال-م9ل
    @الال-م9ل 2 ปีที่แล้ว +8

    እንካዕ ዳሓን መፀእኩም ብልፃት ከየንትና (ጆን) ማሉዳ❤️💛👊✊

  • @MåëbélTubéChannel
    @MåëbélTubéChannel 2 ปีที่แล้ว +22

    ጀጋኑና "ኳዕ ብሰላም መፃእኹ
    ፅብቁ ስራሕ ንፉዓት💜

  • @gdsf3612
    @gdsf3612 2 ปีที่แล้ว +8

    ጀጋኑ ትግራይና ንኾርዓልኩም አቱም ቡሉፃት ❤❤💛💛💞💞💞💞

  • @merimeri381
    @merimeri381 2 ปีที่แล้ว +7

    ደቂ ዓደይ ሙሉእ ሰላም ይግብረልና እሞ እብ ሰደት ዘለና ይኩን ዓዲ ከሉ ሓሉፉ ብሓደ ንሰሕቀሉን ንፃወተሉን ግዜ የምፀአልና 🙏💛💛💛❤❤❤

  • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
    @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ 2 ปีที่แล้ว +40

    ብድሓን ምፁና ክልተ ከዋክብቲ ትግራይና💛❤️🥰

    • @ኣቤልትግረዋይ
      @ኣቤልትግረዋይ 2 ปีที่แล้ว +1

      ናበይ ዳኣ ክሞፅካ ደሊካ🤔

    • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
      @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ 2 ปีที่แล้ว +2

      @@ኣቤልትግረዋይ ቭድዮ ኣይተለቀቀን ነይሩ ብደረቅ ጥራሕ እዮም ሸር ኢልምዎ ነይሮም ድሕሪ ቁሩብ ስዓታት ክዓ ቭድዮ ሰዲደምዎ ሓወይ ናተይ

  • @azebnegash3459
    @azebnegash3459 2 ปีที่แล้ว +8

    ተጋሩዋኒ ፀላእኩም ዓይኑ ይደፈን❤❤❤❤✊🏼

  • @mulutigray
    @mulutigray 2 ปีที่แล้ว +17

    ኣሰይይይ ደስ ክትብሉ ኩሉ ትክእሉሉ ተጋሩዋይ❤💛😍

  • @nebeyatamare5032
    @nebeyatamare5032 2 ปีที่แล้ว +15

    ናይ ባሓቅ ዘም ይሕዋተይ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏❤💛❤💛❤💛

  • @ውፃዕማዓትዓደይ
    @ውፃዕማዓትዓደይ 2 ปีที่แล้ว +8

    ጀጋኑና ንበሩልና ማሉዳ ጆን ፊትይይይይይ ያብለኩም❤💛

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen 2 ปีที่แล้ว +8

    ፅብቅ ስራሕ ምስ ጥዑም ድምፂ
    ሙልጌታ ና ጆን ዝፈትዎኩም❤🥰

  • @Tigray22
    @Tigray22 2 ปีที่แล้ว +29

    የኔ ጀጋኑ ውቅባት ኮዋክብት ትግራይና ህዝብና ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ❤️💛❤️

  • @bellaaxumawi6284
    @bellaaxumawi6284 2 ปีที่แล้ว +1

    ነቲ ብዘይ ተንኮል ንህዝበይ ወይ ካዓ ንትግራይ ዓዲ እና ሕድሪ ኣቦይ ከይዓብር ኢሉ ግንባሩ ዝሃበ መናኣሰይ ትግራይ ክብርን ሞጎሰን ንዘላኣለም ይድረሰኩም እንተ ኣብ ደርፍን ፈከራን ዝቀረኩም ግን ዳሓን 🥺🥺😭✊

    • @mediymediy4807
      @mediymediy4807 2 ปีที่แล้ว

      ዋይ ከመይ ማለት ማዓረይ ???

  • @تابلت-ك4ش
    @تابلت-ك4ش 2 ปีที่แล้ว +7

    አሰይ አሰይ አስይ ደቂ አሉላ ጀጋኑ እግዚአብሔር ዕደመ ጥዕና ይሃብኩም ትግራይ ትስዕር❤❤

  • @ተመስገንኣምላከይ-ተ6ዠ
    @ተመስገንኣምላከይ-ተ6ዠ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ተጋሩዋ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ዓወት ንውፁዕ ህዝቢ Love my TDF Tigray 💊💊💊💕💕💕💕💪💪💪💪💪

  • @merimeri381
    @merimeri381 2 ปีที่แล้ว +7

    እወ ሓሊፉ ክውጋዕ እንተሎ ክጥዕም እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ብሉፃትናJ@M❤❤❤💛💛💛

  • @masho4931
    @masho4931 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዓሚ ደስ ዝቡል ደርፊ ጅግና ተጋደልቲ ሃገር ትግራይ ኩሳብ ትፍጠር ኡጁኩ💖💖💖💖💊

  • @Miketigray2025
    @Miketigray2025 2 ปีที่แล้ว +8

    ሰላም ፅብቕ እዩ! ሰላምና ሙሉእ ይግበረልና🤲🏿 ግን ብጣዕሚ ብዙሕ ኣሎ ዝተርፈና!!! ከይርሳዕ & Good job 👏

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩ ሕበሩ
    ስመሩ ፀላእትኩም ኣሕርሩ
    ማሉዳይ ጆኒየይ ናይና ኩርዓትና💊👊

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 2 ปีที่แล้ว +16

    Welcome Mulugeta Maluda and Yohanes 🎉❤🎉. WE LOVE YOU TDF❤❤❤🎉🎉🎉

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 2 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑና ንበሩሉና ጆን ሙሉዳ ኣናብስ ፅሩያት ዘርኢ ተጋሩ ክብርን ምስጋናን ንዓኩም🙏🙏🙏💖💛💊💊💊💝💝💝💝💘💘💘💘💘💞💞💞💞💞💐💐💐💐💐💋💋😘😘😘😘😘😘😍😍

  • @hrititsegay242
    @hrititsegay242 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይ ደቂ ዛ ኣባይ ሪምና ሽኮሪናታት እንኻእ ብሰላም መጻኩም ኩሉ ትኽእሉሉ ኩሉ ዘምሕረልኩም ማዱ and ጆነይ ጀጋኑና ኢኹም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ካባኹም ብምፍታረይ ኣዝየ እየ ሕብንቲ 😘❤️💊 ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ጽቡካተይ 😘❤️❤️❤️

  • @hntsaalem2736
    @hntsaalem2736 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ድሓን መፃኹም ጀጋኑ ደቂ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ዕብየትን ንኣኹም

  • @ተባዕ
    @ተባዕ 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይ ተጋሩዋይ እንኳን ካባኩም ተፈጠርኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ጀጋኑና💚🙏💊

  • @mukalamat9115
    @mukalamat9115 ปีที่แล้ว +1

    Asey deki rimey zfetyekum sne tvebawuyan hagere tgray amlak idmen tinan yhabkum 💊❤💘

  • @yalemtesfu679
    @yalemtesfu679 2 ปีที่แล้ว +7

    ጀጋኑና እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ኣሰይ ዞም ኣሕዋተይ ጥዑም ድምጾም🙏❤️💛😘👈

  • @geret1212
    @geret1212 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ጀጋኑ❤️❤️❤️❤️😘😘😘❤️

  • @ህያብ
    @ህያብ 2 ปีที่แล้ว +11

    ሓባይብ ኣነ ድፎትየኩም ጀጋኑና😍🙏

  • @aadffaadff9137
    @aadffaadff9137 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዓም ቆንጅ ስራሕ ብጣዓም እዬ ዝድንቅክም ጅንይ ማልድይ ኣብ ስራሓክም ዓወት ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ዪመንየልኩም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ቀፅሉሉ ናዓድና ንህዝብን ምልእ ሰላም ዬውርደልና ፈጣሪ

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +11

    ጀጋኑ ደቂ ትግራይ መን ከማኩም ደቂ ትግራይ ፁሩያት ❤️❤️❤️💛💛💛🌹🌹🌹❣️❣️❣️⛱⛱⛱😍😍😍

  • @peace8494
    @peace8494 2 ปีที่แล้ว +1

    እነዚ ሰዎች ቀጠን ብለወ ጀግንነታቸውና አድነታቸው ግን የሚገርም ነው

  • @hghbghh9255
    @hghbghh9255 2 ปีที่แล้ว +11

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት ማሉዳየይ ሽኮር ጆነይ 😍😍😍❤️❤️❤️❤❤️❤️❤️

  • @ጓልትግራይጓልትግራይ-ቸ7ፀ
    @ጓልትግራይጓልትግራይ-ቸ7ፀ 2 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ከዋኽብትና ❤
    ሰላምን ፍቕሪን የወረደልና ፈጣሪ ንዞ ለባም ህዝብና ❤❤❤❤❤

  • @teheshhagos4420
    @teheshhagos4420 2 ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ሃገረ ትግራይና❤💛💛🏖🏖🏖

  • @adugere6470
    @adugere6470 2 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ ተጋሩ መን ከማኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ tdf ❤️❤️❤️❤️

  • @hewethagos1805
    @hewethagos1805 2 ปีที่แล้ว +11

    ድምቀት ትግራይና ንብሮልና ጅጋኑ🔥♥️⭐️♥️

  • @abitube3753
    @abitube3753 2 ปีที่แล้ว

    ናይ እንባዓል ዮኒ ድምፂ እምበር ሓሊፉኒ ነይሩ አሰይይይይይ ድቂ ትግራይ ዓደይይይ ❤❤❤🙏🙏🙏 ዮኒ ሓዉይይ እንዃዕ በሰላም ተመለሰካ ክብረተይይ❤❤🙏🙏

  • @milajegna8671
    @milajegna8671 2 ปีที่แล้ว +19

    Nice work love you guys. long life to all Tegaru!!

  • @tgtigraweyti1231
    @tgtigraweyti1231 2 ปีที่แล้ว +9

    ተጋሩ ንሕበር ንስመር ንዕወት ትግራይ ንቅዲሚት 💛❤️🥰🥰🥰

  • @محمداحمد-ث7ه
    @محمداحمد-ث7ه 2 ปีที่แล้ว +3

    አንኳዕ ብሰላም መፁኹሞ አሕዋተይ ማዓረይ ድምፂ ወለድና ንሰምዐሉ ህዝብና ኮብ መንከራ ዘዕርፈሉ ንሓመመ ዝፍወሰሉ ግዝየ ይግበረልና ።

  • @selam2865
    @selam2865 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ጀጋኑ እንኳዕ እዚ አርአያና 🥰🥰ሰላም ንኩሉ ወዲ ሰብ

  • @weditigray5782
    @weditigray5782 2 ปีที่แล้ว +27

    GREAT COLLAB MULUGETA AND YOHANS 💯
    TEGARUS stay STRONG AND VIGLIANT at all TIMES. Whether PEACE matures or not we should NOT let our guard down. A lot is changing at a RAPID SPEED across Ethiopia not for the better it seems.

  • @tgiigoaltigiray4117
    @tgiigoaltigiray4117 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውው ብጣዕም ደሰ ትብል ብሉፁት ሲራሕ ማሉዳይ /ጆነይ ቀፁሉሉ ዞም ናተይ💗💗💗💊💊💊💗💗💗

  • @ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ
    @ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ 2 ปีที่แล้ว +18

    _ትግራይ ዛዓድና ዛወለሎ ዓድ ጀጋኑ ዓድ ቅዱሳን ትግራይና ንዘልአለም ትንበር አሜን♥♥♥♥_

  • @ሜሪጓልዓጋመ
    @ሜሪጓልዓጋመ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣበይ ኣሎኩም ተጋሩ ኣሕዋትና ነታባብዕ ኣሕዋተይ ኣምላክ ሰላም ንዓድናን ህዝብናን ይግበርልና ኣምላክ

  • @ጊዜዳኛሁን
    @ጊዜዳኛሁን 2 ปีที่แล้ว +9

    ማሉዳ & ጆን አሪፍ ስራ ነው በርቱልኝ 👌👌👌 አጆኩም ክወግህዮ🙏🙏🙏

  • @selugaltgray2683
    @selugaltgray2683 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑና እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ኮባኩብ ናይ ትግራይ❤❤❤

  • @alsaassefa3300
    @alsaassefa3300 2 ปีที่แล้ว +10

    ማንም ኣይነበረይ ሃም ትግራዋይ ኣይነብሪለ ዕድመ ምስጥዕና ይሃበኩሙ ደቂ ህዝቢ ❤❤❤❤

  • @hagoshagos1067
    @hagoshagos1067 2 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑና እንካዕ ሰላም መፃእኩም❤❤

  • @kfloumkiras636
    @kfloumkiras636 2 ปีที่แล้ว +9

    እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም ጀጋኑና ❤️❤️💘

  • @ጓልሰረትብርጌደይ
    @ጓልሰረትብርጌደይ 2 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ ፡ ደስ ፡ ክትብሉ ፡ ጀጋኑ ፡ እንኮዕ ፡ ብድሓን ፡ መጻኩም🙏❤️🥰❤️

  • @ጓልሓውዜን
    @ጓልሓውዜን 2 ปีที่แล้ว +7

    ጀጋኑና ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ዞም ናተይ ኣጆኩም♥️💛✊

  • @rosiehailu2221
    @rosiehailu2221 2 ปีที่แล้ว +26

    Amazing song. Made me remember the resilience of our people. There is really no one like us our strength and our pure resilience. Beyond thankful to be from Tigray. Grateful. Through it all. 💛❤️💛❤️

  • @edentesfaye6195
    @edentesfaye6195 2 ปีที่แล้ว +15

    Thank you our tigaru brothers and sisters!!We love you and forever greatful for your sacrifice!!OUR HEROS💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @ytbarekyepanayo6469
    @ytbarekyepanayo6469 2 ปีที่แล้ว +2

    ገራሚ ስራሕ ሓበና

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 2 ปีที่แล้ว +7

    ጀጋኑና ፅቡቅ ስራሕ ንበሩልና🙏🙏🙏💛💛❤❤💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊ደኻም ጥሜት ፃምእ መከራ ከርተት ቃንዛ መቁሰልቲ መስዋእቲ ህዝብና ናፅነት ትግራይና ናይግድን እዩ ✊✊ሰላም ትግራይና የርእየና❤🕊💛🕊❤

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይ ፅርያተይ ጀጋኑና ደቂ ወይነይ ኣምላክ ምሳኹም ይኹን 🥰🥰🥰🥰

  • @Saudi-mq1dp
    @Saudi-mq1dp 2 ปีที่แล้ว +5

    ጀጋኑና ጡዑማት ድምፅ ❤💊ተመስገን ትግራወይቲ ገይርካ ዝፈጠርካን ❤💛🙏

  • @maryamaaqq2400
    @maryamaaqq2400 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ኑእሳተይ ጀጋኑ ኣሕዋቱይ ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣምላክ ይሓሊኩም❤❤❤❤🙏🙏

  • @AsdAsd-sj4xd
    @AsdAsd-sj4xd 2 ปีที่แล้ว +6

    ፅብቅ ስራሕ ደቂሪመይ ብክልተ ኣድማዒ አዩ ቀፁሉሉ💛❤

  • @alaymak08
    @alaymak08 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚሚ ዘገርም ፅቡቅ ሰራሕ ኣጀኩም በርቱዑ

  • @mashengu6718
    @mashengu6718 2 ปีที่แล้ว +3

    አቱም ጀጋኑ አቱም ተጋሩ አቲም አነብስ አነብር ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ አሕዋተይ M.Y 💚💚💊💊🙏

  • @MULEY12
    @MULEY12 2 ปีที่แล้ว +2

    ይበል ግጥሚ ዜማ ድሚፂ ጀጋኑና

  • @መንከምኣዶሓላል
    @መንከምኣዶሓላል 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ብሉፃት ጀጋሩ ፈጣሪ ሰላም የውርደልና 💛❤️💛❤️

  • @Mamiye_alemey_21
    @Mamiye_alemey_21 2 ปีที่แล้ว +3

    ክልተ ብሉፃት እንታይ ክወጾ ይበል እዩ💯✅️

  • @ዕባይዓጋመ
    @ዕባይዓጋመ 2 ปีที่แล้ว +9

    ፅብቅ ስራሕ ጅጋኑ ከየንቲ💛❤👑

  • @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ
    @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ 2 ปีที่แล้ว +6

    ክልተ ቡሉፃት ደስ ዝብል ስራሕ 💊✅❤🌿🌾
    ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ💊❤🌿🌾🌾

  • @zedishakonjo7985
    @zedishakonjo7985 2 ปีที่แล้ว +21

    እንኳን ደና መጣቹ መልካም እድል ስወዳቹ❤💛❤💛❤💛💪💪💪💪

  • @freweinikahase3222
    @freweinikahase3222 2 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ነድንቕኩምን ንፈትወኩምን ብሉጻትና እንኳዕ ደሓን መጻኹም።