ሙሉጌታ ማሉዳ - ኩሹፍ - Kushuf - Mulugeta Maluda - ሓድሽ ደርፊ ትግርኛ - New Tigrigna Music Official Video 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1.3K

  • @goitomteferi8495
    @goitomteferi8495 2 ปีที่แล้ว +302

    ኩሹፈይ ኩሹፈይ ሽርጠይ ኩሽፈይ
    ዋውውውውው
    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100 %
    ድምፂ100%
    ትግራይዋይነት 100%
    ትግራይ ትስዕር💪🏾💪🏾💪🏾

    • @dhkb348
      @dhkb348 2 ปีที่แล้ว +1

      ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ፈጣሪ

  • @sdtt8603
    @sdtt8603 2 ปีที่แล้ว +1

    ጥዕሙስ ሓሊፊ ጥዑም ዘይ በልናዮ ብሓቂ ኣንታ ጅግና 💔😥

  • @ሰብዶየለይጭንቐትዝርዳኣል
    @ሰብዶየለይጭንቐትዝርዳኣል 2 ปีที่แล้ว +73

    ዋው ኣነ ባዓለይ ቐዲመይቲ ብሹም ማለዳ like ጠውቅኒ 💛❤✊ትግራይ ትስዕር 💛❤✊🙏

  • @khalfeyukulu1221
    @khalfeyukulu1221 2 ปีที่แล้ว +27

    እንቋዕ ብሰላም መፃካ ሙልየዋይ ፅቡቅ ስራሕ ፅቡቅ ድምፂ ፈጣሪ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ንህዝብናን ንዓባይ ሃገረ ትግራይ ኩሉኩም ምእንቲ ህዝብኩምን ምእንቲ ክብርቲ መርየትኩም ኣብ በረካ ዘለኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ትግራይ ትስዕር ትግራይ ትዕወት።

  • @zizi-jv4cp
    @zizi-jv4cp 2 ปีที่แล้ว +70

    ማሉዳ ዓይነይ ሓበን ትግራዋይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ንፍቅ ንፍቅፍቅ ዓደይን ህዝበይን ትግራይ መዓረይ ሰላምን ራህዋን የውረድና ፈጣሪ❤️💛💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @enkuharienku3370
    @enkuharienku3370 2 ปีที่แล้ว +18

    ሙሌይ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፀካ
    ግጥሚ 💯
    ዜማ 💯
    ድምፂ 💯
    ጅግንነት ትግራዋይነት 💯❤️💛💊💊

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +83

    ሙለይ እንኳዕ ብስላም መፃኻ
    ብንብዓት ወዲኤያ !አጆና ክንዕወት ኢና
    ዋጋ ኩሉ መስዋእቲ ንሀገረ ትግራይ እዩ!❤💛😍😢✊

  • @ኣምላኸይመዲሕንህይወተይ
    @ኣምላኸይመዲሕንህይወተይ 2 ปีที่แล้ว +16

    ሙለረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ
    ጀጋኑ ተጋሩ 💛❤️💛❤️
    ሃገረይ ኣጆክ ኣለናልክ ደቅክ ኣብ ጎንክ !!
    ዓወት ንህዝበይ 💘💘(ሙለሪ ዓይነት )🅣🅓🅕

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 2 ปีที่แล้ว +70

    ሙሉጌታ ጅግና እግዚአብሔር አምላክ ይባርኩም ደቂ ሓላል መሬት
    ደቂ ማርያም ጽዮን 😍😍😍✊✊✊✊✊

  • @uh2hejejuwuw7wu2u5
    @uh2hejejuwuw7wu2u5 2 ปีที่แล้ว +1

    ብታሚይ ደሰ ቲብል ደርፊይ ወወወወወወወ

  • @ጓልምድሪገነትሽረ
    @ጓልምድሪገነትሽረ 2 ปีที่แล้ว +79

    ሙለይ እንኮዕ ብስላም መፀካ 😍
    ድንግልይ ምስ ህዝብና ኩኒ 🙏
    ዓወት ንህዝበይ ትግራይ ❤️💛✊️
    Tdfይ ኣምላኽ ምሳኹም ይኩን 🙏
    ን ማሉዱ ዝፈትዎ #ላይክ ❤️

  • @tsiongeberegergis5551
    @tsiongeberegergis5551 2 ปีที่แล้ว +9

    ክሹፍ ተጋደልትና ነባርን ሓዱሽን ወለዶ ብጅግንነት ዘተኣሳሰረት ተሪኻዊት ሰራሒት ቅያ💪🏽💪🏽💪🏽💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 2 ปีที่แล้ว +30

    እሰይ ተጋርዋኒ ብኣኹም ንኾርዕ ተመስገን ኣምላኸይ ትግራወይቲ ገይርኻ ዝፈጠርኻኒ ብሃንቀውታ ናተፀበክዋ ፀኒሐ ቀፅልሉ ጀጋንዋይ ማሉዳዬ💛❤✊🙏

  • @ሚሊጋልዓጋመ
    @ሚሊጋልዓጋመ 2 ปีที่แล้ว +26

    ኩሹፈይ ኩሹፈይ!!❤️
    ሽርጠይ ኩሹፈይ!!🥰
    ማሉዳየ ሓበን ትግራይና💛♥️✊

  • @ሕሉፍወዲዓጋመ
    @ሕሉፍወዲዓጋመ 2 ปีที่แล้ว +269

    ከምዚ ከማይ ክጽበያ ዝቀነየ እስከ #like👍
    💚ማሉዳይ❣️ጽቡቅ ስራሕ ከም ወትሩ❤

  • @berhanehailu4842
    @berhanehailu4842 2 ปีที่แล้ว +4

    ሙለር ወድዞም ጀጋኑ ...ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ( ጽቡቕ ደስ ዝብል ደርፊ ) 100% ...ቀጽለሉ ዓይኒ ንዓይኒ ድማ የራኽበና ኣብ ቀረባ ኣሜን

  • @ጓልሰብዓ
    @ጓልሰብዓ 2 ปีที่แล้ว +35

    ሙሉየይ ኣነስ ክፈትወካ ከም ገለ ወድ ሓላል መሬት ሰስኑ ተጋሩዋይ💛💛❤️❤️💛💛❤️💛❤️

  • @biniam2301
    @biniam2301 2 ปีที่แล้ว +1

    I’m in America 🇺🇸 And obviously I have to join the struggle.” And I will

  • @gziehayal9422
    @gziehayal9422 2 ปีที่แล้ว +37

    ምጥዓማ'ኸ 😍
    ሰራዊት ትግራይ ድማ ኣብ ዓዉዲ ፀላኢ ኣዉርስ ክብለሎም, ኣብ ድፍዖም ክዕልለሎም እዩ! ❤💛

  • @maryamm8843
    @maryamm8843 2 ปีที่แล้ว +4

    ወይ ደስ ክብል እግዚአብሔር ምሕረቱ ያዉርደልና ሰላም ድሃገርናን ህዝብናን ብዓወት ይምለስኩ ተጎደለይ ተይሰረፈንን ፈጣሪ

  • @geni12-i2g
    @geni12-i2g 2 ปีที่แล้ว +72

    ሙሉጌታ ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃኻ ፅብቕ ስራሕ ❤💛✊

  • @Miki-ji3gl
    @Miki-ji3gl 2 ปีที่แล้ว +3

    አታ ወዲ ህዝቢ ንሞት ዚቀተልካይ
    TDF ዓይነይ💖💖💖

  • @Selam-vd1hp
    @Selam-vd1hp 2 ปีที่แล้ว +56

    ሙለይ እንካዕ ብሰላም መፃኻ ጅግና ወድ ህዝብ TDFይ ሓይሊኹም ሓይሊ ሓፅን ይኹን❤❤❤💛💛💛

  • @ትንሳኤትግራይ
    @ትንሳኤትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ማሉዳ ብኹሉ መዳይ ጅግና👍👍 ኡፍፍፍ ከብድኻ ትበልዕ ብልፂቲ ደርፊ ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ💛❤👏👏😢😢💖💔

  • @ትግራይትስዕርንፈረቓን
    @ትግራይትስዕርንፈረቓን 2 ปีที่แล้ว +33

    ማሉዳ ጅግና ተጋዳላይ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ብጣዕሚ ፅፉፍ ስራሕ የቐንየልና🙏

  • @ሳምሪቃባጽጋልዓጋመ
    @ሳምሪቃባጽጋልዓጋመ 2 ปีที่แล้ว +1

    ሙሉዳ shkor ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣጆና ተጋሩዋይ ምቁራት ብጣዕሚ አያ ኬፍ ሂባትኒ ኩሽፈይ ካኣ so ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ድምጺ 100%ግጥሚ 100%ጽሬትኩም ካኣ 100%🏖️ኬፍ ኣለኩም TDF ጅጋኑ ♥️💛💊🌎🦁🥀♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💊💛💛💛💛♥️♥️♥️♥️💛💛💛♥️♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💊♥️💊♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💊♥️💛♥️💛♥️💛♥️🥰

  • @abebaabraha2478
    @abebaabraha2478 2 ปีที่แล้ว +11

    ትግራይ ብእግርኩም ደው ኢላ ኣላ ብዓይንኩም ትርእይ ኣላ💝💖❤🧡💛💯 የቐንየልና ማሉዳ ጀግና ትግራይ ትስዕር💝,👌🙏

  • @lieltwerkalem9868
    @lieltwerkalem9868 2 ปีที่แล้ว

    ጥበብ ምስ ትግራይ ብቻ እያ ትመስል።hero TDF

  • @manphotographer8571
    @manphotographer8571 2 ปีที่แล้ว +154

    ብትግራውነትኩም ትኮርዑ like ገይርኩም ሕለፉ 🙏

  • @desaleykahsay4383
    @desaleykahsay4383 2 ปีที่แล้ว +1

    My brother's best job❤❤❤

  • @merkebgerye7217
    @merkebgerye7217 2 ปีที่แล้ว +103

    welcome ሙሉጌታ ሓወይ 😍😍

    • @gssgseu7696
      @gssgseu7696 2 ปีที่แล้ว +1

      💘💘💘💘💘💘💋💋💋💋💋💋💋💞💞👍👍👍👍🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀

    • @nabiabi9023
      @nabiabi9023 2 ปีที่แล้ว +2

      ኪዲ እስከ ቅድም ትግርኛ ኣጽሪኺ ልመዲ ሕማም

    • @ጓልሃገረትግራይሓፍቲያለመ
      @ጓልሃገረትግራይሓፍቲያለመ 2 ปีที่แล้ว

      @@nabiabi9023 ኪዲ ኣይበሃልኒ ነውሪ

    • @natsi617
      @natsi617 2 ปีที่แล้ว +2

      @@nabiabi9023 ጌጋ ምዓረይ ክብሪ ሰብ ካብ ቤትካ እዩ ዝጅምር 🙏🏻

    • @nabiabi9023
      @nabiabi9023 2 ปีที่แล้ว

      @@natsi617 እሺ baby girl

  • @የድንግልማርያምልጅእየ
    @የድንግልማርያምልጅእየ 2 ปีที่แล้ว +7

    ሙሉጌታ ሓውና ደስ ባሃልት ደርፍ ጅርጋኑን ባኣኻትኩም ኮርዕና ፍጣር ምሳኣኹም ይኩን❤❤ ✊

  • @berihu07
    @berihu07 2 ปีที่แล้ว +19

    ፍልይቲ ስራሕ እያ ደስ ባሊ መልእክቲ ዝሓዘለት ቀፅል ኣጆካ ትግራይ ዓደይ ሰምኪ ይርእየና ❤️ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ❤️

  • @mashotigray3899
    @mashotigray3899 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይ ሙሉጌታ ጅጋና እንኮዕ ብሰላም መፃእካልና ተጋሩዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓይሉ ይኩንኩም እመብርሃን ፅላላ ተንብረልኩም ጀጋኑና 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💘💘💘💊💊💊

  • @tsegabrhanhafte4449
    @tsegabrhanhafte4449 2 ปีที่แล้ว +10

    ጅግና ሓውና ሙሉጌታ ደስ ዝብል ደርፊ ሒዝካልና ብምምፃእኻ ሕጉሳት ኢና።

  • @እናቴእወድሻለሁ-ዐ2ደ
    @እናቴእወድሻለሁ-ዐ2ደ 2 ปีที่แล้ว +1

    ምርጥ ሙዚቃ የሚያምር ድምፅ እናመሰግናለን ሙለር ሽኮር

  • @eduedu332
    @eduedu332 2 ปีที่แล้ว +14

    ሙለረይ እንኳዕ ደሓን መፃካ ብጣዕሚ ፅቡቅ
    ስራሕ እዪ በርትዕ ሓወይ ናተይ
    ዓወት ንጀጋኑ ሰራዊትና እዚኩሉ ምእንቲ ህዝብኩምን ክብሪ ዓድኹምን እዪ እሞ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን

  • @ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ
    @ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ 2 ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ሙላተይ እግዚአብሔር ፍፁም ሰላምን ራህዋን የዉርደሉ ነቲ ለዋህን ዉፁዕን ህዝብና ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @netsanet7155
    @netsanet7155 2 ปีที่แล้ว +32

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ማሉዳ ጅግና ወዲ ትግራይና ❤️💛💪

  • @lidiyafshaye2017
    @lidiyafshaye2017 2 ปีที่แล้ว +1

    Asyyyyyyyyyyy enkoe dhan mexeakaleyyyy muluda hawey mearey ILOVE you 😍🤩😍😍❤😍❤❤😍❤❤❤❤

  • @ጓልሸረኒ
    @ጓልሸረኒ 2 ปีที่แล้ว +34

    ሙለይ እንኻዕ ብስላም መጻካ ወዲ ህዝቢ ጀግና ኣነስ ከፈተወካ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤

  • @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ
    @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ 2 ปีที่แล้ว +11

    እንኳዕ ድሓን መፃካ ሙልጌታ ጅግና ሓወይ እግዚአብሔር አምላኽ ምሳካትኹም ይኹን ጀጋኑ ኣሕዋተይ

  • @merysaleh461
    @merysaleh461 2 ปีที่แล้ว +18

    ወዲ ትግራይ ጅግና እንካዓ ብሰላም መፃካ ብጣዓሚ ደስትብል💪💪💊💊💊💊

  • @tigraylove4084
    @tigraylove4084 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይይይ ጀግና ሙልጌታ ሚራ እዩ ዝፈትካ ወዱ ትግራይ ሓላለ 🧡❤🥀🥀🥀

  • @ጓልሃገረትግራይሓፍቲያለመ
    @ጓልሃገረትግራይሓፍቲያለመ 2 ปีที่แล้ว +14

    ማሉዳየይ ጠስሚ ልበይ 💋♥️♥️♥️
    ውፁዕ ህዝበይ ሰራዊተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 ปีที่แล้ว +1

    ማሉደይ ጀግና እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ክብረተይ ክፅበያ ፀኒሐ ሶ ፍትውትው ህዝበይ ማሉደይካዓ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ነክብረካን ወዲ ትግራይ ቆራፅ ኣገንዕ ኣምላክ ብርሃንኩም የርእየና ህዝበይ I Musis You Tdf Demeyyyyyy💋💋💋💊💊💛💓💛💓💛💓💖💝💞💝💝💞💝💝💞💝💞💪💪💪💪💛💊💙💛

  • @ትግዓደይምልባማ
    @ትግዓደይምልባማ 2 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ በስላም መፅእካ ወዲ ሃገር ትግራይ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣር ብዓውት ተመለሱ ዛም ናይናይ✊❤️🙏

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome Tegaru eniqa dehan mixakume jiganuuuuu AIJOKUMEEE kulu MIKIRA HALIFU. AB RAHIWA YEBIXHEKUME. DEKI HIZBIII TIGRENA LOVE YOU FROM 🇪🇷

  • @ጓልሃገረትግራይ-ጸ2ዠ
    @ጓልሃገረትግራይ-ጸ2ዠ 2 ปีที่แล้ว +15

    ማሉዳ ጅግና ወድ ህዝቡ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ

  • @ሚጣፈቃርነቡኣ
    @ሚጣፈቃርነቡኣ 2 ปีที่แล้ว +1

    መን ኣሎ ኸምዚ ኸማይ ንሙለረይ ማራ ዘድንቆ ኡፍፍፍ ቋዕ ናትና ኮንካ🥰💚💋

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 2 ปีที่แล้ว +31

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ጀጋኑና
    ዓወት ንዓኹም ይኹን tdfy 💊
    ሰላም ንህዝብ ትግራይ🙏♥️

  • @salmasalm8448
    @salmasalm8448 2 ปีที่แล้ว

    ሙለረይ ጅግና ወድቶም ጀጋኑ ዓወት ንሰብ ስረ ውድቀት ንፀላእትና

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- 2 ปีที่แล้ว +30

    እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ማሉዳ ጅግና
    ፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ💛❤💛❤

  • @ematigraway4713
    @ematigraway4713 2 ปีที่แล้ว +9

    ማሉዳ እንካዕ ብሰላም መፀካ
    የኔ መልካም
    ግጥሚ _100%
    ዜማ _100%
    ድምፂ _100%
    💪💪💪💪💪
    💊💊💊💊💊🌍

  • @ጓልቶምሰብታሪኽተጋሩ
    @ጓልቶምሰብታሪኽተጋሩ 2 ปีที่แล้ว +20

    ማሎዳየ ብሉፅ ሽርጥና አርማ መንነት ጀጋኑ ወለድና✊🔥❤

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 2 ปีที่แล้ว

    አሰይ ደቂ ትግራይ ሹኮራት አስኪ ዕድመና ጥዕናና ያሃበለይ ፈጣሪ

  • @bereketkidey2487
    @bereketkidey2487 2 ปีที่แล้ว +27

    ኩሽፍ ገይረ እየ ሰሚዐያ ምስኡ ወናም ወዲ ተምቤን እየሞ ኣውርስ እናበልኩ እየ ።ትግራይ ትስዕረ ብቅልፅማ

  • @kdusankdusan7789
    @kdusankdusan7789 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ♥️
    ሙለረይ ጅግና ምስ ኩሎም ብፆትካ ኣክሱም ፅዮን ትሓሉውኻ💊🤲

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 2 ปีที่แล้ว +90

    ቀዳመይቲ ባዕለይ ❤💛 እንካዕ ብሰላም መፃኻ ጅግና ወዲ ጅግና ትግራይና ትዕወት ❤💛💊✊ቻይናለይ ሳብስክራይብ ግብርለይ የሕዋተይ

  • @ውፃዕማዓትዓደይ
    @ውፃዕማዓትዓደይ 2 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ማሉዳ ናተይ ወድቶም ጀጋኑ ይሕበን ብኣኻትኹም ሰላም ያውረደልና ፈጣሪ🙏 ትግራይ ትዕወት♥💛💊

  • @maysurutube2849
    @maysurutube2849 2 ปีที่แล้ว +4

    ግጥሚ ተግባር ትግረዋይነት
    ዜማ ፍቅሪ ትግረዋይነት
    ምስሊ ትብዕት ትግረዋይነት
    ብሉፅ ስራሕ ብሓቂ ትግራይ ትስዕር

  • @nahomentertainment3633
    @nahomentertainment3633 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃልስና+ቀጻሊ+ንዓወት ናጻ ሃገር ትግራይ፡ፈጣሪ ምስ ህዝብና ይኹን !!!! 🙏🙏🙏❤️❤️💛❤️❤️✌️✌️✌️💪💪💪

  • @adu141
    @adu141 2 ปีที่แล้ว +23

    ማሉዳዋይ ናይዚ ዘመን ቡሉጽ ድምጻዉን ተጋዳላይን ኮሪዕናልካ ባሓቂ ቡሉጻት ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለካ ♥️💛🙏🏾

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว

    ማሉዳየይ ኩሉ ዘጥዕመሉ ጀጋኒና ትዲኤፈይ ዋሕስ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ዘኾንኩምና ዋልታ ህዝብና❤💊❤💊❤💊❤💊❤💊❤💊❤💊💊🍀💊🍀💊🍀💊🍀💊🍀💊🍀❤💊

  • @tgstbrhane2641
    @tgstbrhane2641 2 ปีที่แล้ว +24

    ማሉዳየይ እንካዕ ብሰላም መፃካ መኣረይ💛❤🔥

  • @Reem-iy8pz
    @Reem-iy8pz 2 ปีที่แล้ว +1

    ሙለረይ ሽኮር ዋውውውውው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ትግራይ ዓደይ ብርሃንኪ የርእየና

  • @ጓልትግራይ-ቐ1ሠ
    @ጓልትግራይ-ቐ1ሠ 2 ปีที่แล้ว +12

    ማሉዳይ ጅግና እንካዕ ደሓን መፃኻ🥰❤💛🥰

  • @luwamdesta9957
    @luwamdesta9957 2 ปีที่แล้ว

    ብሰላም ይመልስኩም
    ቀደም ነታ ሓሳድ ሃገር መስዋአቲ ከፊሊና
    ሐዚ ግን ነታ ንምነያ ትግራይ ይኩን ኡፍፍፍፍፍ የአክል 😪😪😪❤❤❤❤👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ጋልወይንአየ
    @ጋልወይንአየ 2 ปีที่แล้ว +12

    ሰላምን ዓወትን ንመላእ ህዝብናን ትግራይናን ኣጆና ንፅናዕ ❤💛🙏

  • @SalamSalam-ut2bo
    @SalamSalam-ut2bo 2 ปีที่แล้ว

    በሓቂ ህዝበይ የዋሃ ዘይ ኢዲና ረክብና ክብሩን መጎስን ናስወአትና 😭😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @ጓልሓውዜን
    @ጓልሓውዜን 2 ปีที่แล้ว +14

    ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ ጀግና ናትና♥️💛💪

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 2 ปีที่แล้ว

    ሙሉጌታ ሓወይ ብሉፅ ስራሕ ተጋደልትና ሰብመትካል

  • @Deludelina-f1g
    @Deludelina-f1g 2 ปีที่แล้ว +11

    ማሉዳ ኩሹፈይ ኩሹፈይ ሽርጠይ ኩሹፈይእንካዕ ዳሓን መፃእካ ወዲ ህዝቢ❤💛❤💛💪💪

  • @tsadkanabrha109
    @tsadkanabrha109 2 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ፅቡቅ ስራሕ ሙሌጌታ ሃውና ትግራይ ትስዕር ብደቃ💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @habenhaben11
    @habenhaben11 2 ปีที่แล้ว +9

    ሙሉዋይ ጀግናና እንቋዕ በስላም መጻካ ❤❤❤

  • @liligaltigray2089
    @liligaltigray2089 2 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ እንካዕ እካ ካባኩም ተወለድኩ ካባኩም ንበሩለይ እሰከ ብዓወት ተመለሱ ማርያም ጽዮን ፅላል ትኩንኩም ኣሜን 💛❤️💊🙏ማሉዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💛❤️👈💊🙏

  • @zuafngray12
    @zuafngray12 2 ปีที่แล้ว +15

    ማሉዳ እንካዕ ደሓን መፃካ❤💛

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 2 ปีที่แล้ว +1

    Fetari misakum yikun deki jeganu weyenti edme mis tiena temeniyelkum tigray tisier tigray tiewet 👍💪👍💪👍💪👍💪👍💪👍

  • @soliwan1932
    @soliwan1932 2 ปีที่แล้ว +13

    ንፉዕ! አገናዕ ሙሉጌታ ሓወይ። ክላእ! አርቲስት ተበሉኻስ ኸምዚ 'ዩ 'ምበሪ

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
    @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 2 ปีที่แล้ว

    እንካዓ ብሰላም መጻእካ ብርከይ ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ እኩም ትሕቡኑ ተጋሩ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌿🌿🌿🌿🌿🌿💯

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen 2 ปีที่แล้ว +7

    ሙልጌታየ❤👑
    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ድምፂ 100%
    ብጣዕሚ ፅብቅቲ ስራሕ❤🥰
    ተጋሩዋይ ኣጆና ቀሪብና ኢና።
    ትግራይ ትስርዕ ብደቃ🥰

  • @ngstik2kahsu699
    @ngstik2kahsu699 2 ปีที่แล้ว

    ይበል ማሉዳ ቀፅለሉ ኩብር ሓውና እንካዕ ደማ ነዛ ታሪካዊት ሽርጥ ወይ ኩሽፍ ዘየምካላ
    ብደቡብ ትግራይ ከባቢ ራያ ሽርጥ እያ ትበሃል

  • @ኣዜብጓልትግራይ
    @ኣዜብጓልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +19

    ሼር እንዳበልና ኣሕዋትና ነበራታትዕ ክብርን ምስግናን ንሰራዊት ትግራይ♥♥

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 2 ปีที่แล้ว +4

    Wonderful job. Thank you Tegadalay Mulugeta Maluda and all others involved in this work!
    #Tigray 🙏♥️🙏 #TDF forever!

  • @ትግራይዓለመይእያናዓይ
    @ትግራይዓለመይእያናዓይ 2 ปีที่แล้ว +7

    ሙሉጌታ ጀግና እንካዓ ብሰላም መፃካ ወዲ ሪመይ ትግራይ ትስዕር ብደቃ👏 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ግፍንመፍራትጥሩነው
    @ግፍንመፍራትጥሩነው 2 ปีที่แล้ว +5

    ለነፃነት ብለው ለማንነት ብለው ቅድሚ ተሰለፍ❤️

  • @ራኪጓልትግራይ
    @ራኪጓልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +11

    ብጣዕሚ ፅብቅቲ ስራሕ ማልዳየ ስሑል ጎሮሮ😘ሕንቅንቅ እኮ ኢሉኒ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ዞም ሓተይ😢🙏💊

  • @alama6784
    @alama6784 2 ปีที่แล้ว

    Enkae beslam metaeka maluda jegena wdi rimey betami zefetewekan zedenkeka bulute nay zi amet artist e.r mesaka yekun tigray hager eya tigray tiser ✊✊✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊🇻🇳🇻🇳✊✊💪💪💪

  • @bellaaxumawi8050
    @bellaaxumawi8050 2 ปีที่แล้ว +6

    ብሰም ምዕራብ ትግራይ ላይክ ወቅጡ

  • @ፅዮነይትግራይዓደይሓልውለ
    @ፅዮነይትግራይዓደይሓልውለ 2 ปีที่แล้ว +2

    ማሉዳ ኣታ ጅግና እንካዕ ዳሓን መፃካ💛❤💛

  • @abbybugale9366
    @abbybugale9366 2 ปีที่แล้ว +13

    I love all your songs wedi adey🙏💛♥️

  • @abebawabebe6954
    @abebawabebe6954 2 ปีที่แล้ว

    ሙሊ ወዲ ጽብቅቲ ስርሓ ሰላም የውርዳልና ፈጣሪ ካብ ሳእሱ ዕግርግር ይድሕነና ፈጣሪ ህዝቢ ትግራይ ህዚቢ ኤረትራ ሰላም ይምነየሉ ደላዪ ሰላም ካብ ኤረትራ ዝኮን ሰላም ዘይ ደሊ ከይ ምለሰለይ ደላዪ ሰላም ንቅድሚት

  • @rozzvhhh8969
    @rozzvhhh8969 2 ปีที่แล้ว +4

    ማሉዳየ እንካዕ ብሰላም መፃእካ ዝያደይ💪

  • @yrodonossolomon2060
    @yrodonossolomon2060 2 ปีที่แล้ว

    አግዚኣብሔር ምስ ህዝቢ መንግስቲ ሰራዊት ትግራይ ይኹን አሜን

  • @_mahdertigray6122
    @_mahdertigray6122 2 ปีที่แล้ว +8

    ሙሌ ወዲ ህዝቢ ፅቡቅ ስራሕ 💖💖

  • @dhdh9993
    @dhdh9993 2 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰም መፃካ ማሉዳይ ሱሑል ጎሮሮ❤️✊
    ኣጆና ከኣ ኩሉ መስዋእትን መቁሰልትን ንሃገረ
    ትግራይ ዩ። TDF ይ መረርቲ ሓሞት⭐️♥️✊🥰

  • @meazzeynfqekumkoynesdray7469
    @meazzeynfqekumkoynesdray7469 2 ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ሙሉጌታ ሓወይ❤💛

  • @hsdshxi6156
    @hsdshxi6156 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ማሉዳ ሓወይ እንቋዕ ብሰላም መፃእካ

  • @believeyourself1903
    @believeyourself1903 2 ปีที่แล้ว +20

    This is powerful song !!!!!
    TDF IS GOING TO WIN 100% SURE!!!!!
    From ERITREAN ,
    I love TEGRAY PEOPLE!!!!!

  • @salmaisrael5975
    @salmaisrael5975 2 ปีที่แล้ว +1

    ማሉዳ ብሉፅ እንቋዕ ደሓን መፃካ 💛❤💛❤💛⛱⛱⛱⛱❤💛❤💛❤💛❤💛♥️♥️♥️