ዓደየ ሓውዜን - ንጉስ ኣባዲ ኣብ መድረኸ ዝተፃወታ ናይ ኪሮስ ኣለማዮ ጥዕምቲ ደርፊ -

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 659

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 2 ปีที่แล้ว +204

    እዋይ ኣቱም ሰባት ዳግማዊ-ኪሮስ ተፈጢሩ ብዝገርም ብቕዓት ገሩ ደጊምዋ ♫︎ ⏸️ እዚ ሕጂ ከመይ ጌርካ ሰሚዕኻ ትመንዎ🤔 ንጉሰ ኣባዲ ዓብዪ ክብሪ ይግበኣካ💖 ትግራይ💊 𝒍𝒊𝒌𝒆 ኣጽግቡለይ።

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 2 ปีที่แล้ว +6

      ኪሮስ ኣለማዮ ኣቦ-ዜማ ,ዩ ኔሩ ብሓቂ
      ንጉሰ ኣባዲ ከኣ ዳግማዊ-ኪሮስ ኮይኑ
      ይስመዓካ ዝገርም ጌሩ ደጊምዋ 💖😘

    • @michaelalazar6468
      @michaelalazar6468 2 ปีที่แล้ว

      @@imissmama3978 ,nk.
      .
      M..
      ,
      ,.

  • @add5601
    @add5601 2 ปีที่แล้ว +127

    ኣቦ ጥብብ ንጉስ ኣባዲ 1000 ዓመት ንበረልና ዝፎትዎ artist (ዓደየ ሓዉዜየ) ኣድነቅቲ ለይክ💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

    • @funnybaby6848
      @funnybaby6848 2 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/5NwTDfm0w3A/w-d-xo.html

    • @ambayituteddy5532
      @ambayituteddy5532 ปีที่แล้ว

      Ab gzi nesnty bzuht artistas ríe eyehone gnomos jamás nuestro abadía ayiraknrgtsga eyehone kilos tezhlu negrura hazuley Bhgi kbl neyiru e you mes ya tu hlifkayoyo eka silezih ketslelu

    • @abebela8901
      @abebela8901 22 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤TDF

    • @abebela8901
      @abebela8901 22 วันที่ผ่านมา

      አቦጥብብንጉሰኣባደ1000000 ዒመት

  • @ቁሱጋልትግራይ-ኰ2ዘ
    @ቁሱጋልትግራይ-ኰ2ዘ 2 ปีที่แล้ว +66

    ንጉስይ ኣቦ ጥበብ እካ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆና ተጋሩዋይ ትግራይ ትስዕር 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +30

    ኩርዓት ኢና በኣኩም ጀጋኑዋይ ሰላምን ዓወትን ንዓኩም ኣቱም ሓላላት ደቂ ወይነይ💛❤💛❤✊✊✊✊✊

  • @alemamichanal82
    @alemamichanal82 2 ปีที่แล้ว +31

    ጅግና ...
    ብፃሓይ ብቁሪ በረካ ዝወፀ
    ንግርሎይ ንመናእሰይ ትግራይ
    ድምፂ ይስማዕ አሎ ናይስላም ህዝበይ
    ይፀበ አለኩ ክውል ሽምዓይ.
    ብሰንኪ ወራሪ ዘይንሱ መስልኩም
    ዝመፀ ይምፃእ እልኩም ብሓቦ ዝቆምኩም
    አህብንኩምኒ ንዓይስ ቃላት ስእነልኩም..
    እድኩም ዘይፈለጠ መፅኢ እናጨብጨበ
    ትግራይ ቆሎያ ኮይናስ ብጎይላ እናጨፈረ
    ዓምኩናያም በለ አብ መድረክ ወፅኡ ምንም ከይሓፈረ
    ፀላእቲ ተሓጎሱ ስልፍ ወፁ ዝተሓወሶ ተኩሲ
    ነንባዕሎም ተጣፍኡ ሹዑ ራኣናዮ ናይ ጌታና መልሲ...
    ደስታ ናብ ሓዘን ተቀየር ናይ ፅሩይ ህዝብና ደም ወድያው መለሰ ሰማይ ከይዓረገ
    ትዕብተኛ ከይዱ እናደከመ ምብላዕ ምስታይ ኮነ
    ናይማቱ ጥሪት ጭራሽ እናሓረደ
    ክክክ አብ ከተማ ምውዓል ጀመረ አብ ደገስ ናብሪ ምህላዉ ከይዱ እናፈለጠ.
    ናይ ክሮስ )).ምቅናይ ዋላ ሓደ ሰሙን እትብል ምዝቃ ግዲ ሰምዑስ ንዓኣ መረፀ.
    ስራዊት ትግራይ ጅግና ንፈታዉኡ ማዓር ንፀላኡኡ ዕረ
    ናይ ሽመልስ.ፃሃየ.ገዛኢ.ስዩም እና ሳዓረ ታሪክ እናዘከረ
    ንህዝቡ እናሓሰበ ጠምየ ፅምኤ ከይበለ
    ይስጉም አሎ ጅግና በቲ ውሑሉል ወነ...
    ውላታኩም ብዝሕ እዩ ዘይካአል ክትገልፆ
    ቃላት ሓፅሩኒ ኩሉ ንከይፅሕፎ
    ይፅበ አለኩ ናይ ትግራይ ትንሳኤ ብሽምዓይ ከውዕሎ......ትግራይ ክትስዕር እያ ብሓይሊ ፈጣሪ ትብፃሕ ናብ ስራዊት ትግራይ

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +87

    ጀጋኑዋይ ፅኑዕ የርግፅኩም እፍፍፍፍ ዝኩናት እዚ ዝጠፍአልና ዘበንና ኣምፅአልና ጌታየ😭✊✊✊✊✊

    • @ፅዮነይፍጡራትኪሓደራ
      @ፅዮነይፍጡራትኪሓደራ 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዛኣብሄር ሰላም የውርደልና🙏🙏🙏

    • @abebagebreargay178
      @abebagebreargay178 2 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን💔🙏🙏

    • @azmarahkedane1803
      @azmarahkedane1803 2 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

    • @መንደላይ-ፀ7ቀ
      @መንደላይ-ፀ7ቀ 2 ปีที่แล้ว +1

      Ajaqs what wedza leba kndmsskum ena

    • @abigaltigray-ur2ih
      @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +1

      @@መንደላይ-ፀ7ቀ ኣለካ ድምሱስ ሓንጎልለ ንመኒካ ትድምስሶ ጠራጢ መዓዝ ክትእከቡ ኢኩም ፋሕፋሕ ኢልኩም ዘለኹም ከም ዛግራ ኤርትራውያን ደቂ ፀሊም ታሪክ ተመስገን ብጭርጭር እንካዕ በልኩም ነፃነት ዘለዎ ሃገር እንካን ዘይሃለወትኩም ፍርቅኩም ኣብ ባሕሪ ፍርቅኩም ብባርነት ዓነውነው ኢልኩምኩም እልልልልልል👏👏👏👏👏

  • @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ
    @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ 2 ปีที่แล้ว +52

    ናይ ኪሮስ ኣለማዮ ደርፊ ደሪፉ የኮነይ ዋላ ካሊእ ደርፉ እዩ ኪሮስ ዝመስለኒ ኣነስ😥🙏🥰

  • @mizanhailu6677
    @mizanhailu6677 2 ปีที่แล้ว +82

    ኣታ ኣነ ነዚ ድምፃዊ መግለፂ ስኢነሉ ❤️❤️❤️
    I fall in love with this musician ❤️❤️❤️

  • @ፅዮነይፍጡራትኪሓደራ
    @ፅዮነይፍጡራትኪሓደራ 2 ปีที่แล้ว +70

    ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና ናይ ሎምን ናይ ዝሓለፈን እግዛኣብሄር ሰላም የውርደልና🙏🙏🙏

  • @mahletkidane2243
    @mahletkidane2243 2 ปีที่แล้ว +24

    ክብርን ሞጎስን ንናይ ሎምን ትማልን ሰማእታትና 💔🙏🙏
    ንጉሰይ አቦ ጥበብብ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ዓወት ነቲ ውፁዕ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ 💛❤💛❤❤💛

  • @mirymeiryy6932
    @mirymeiryy6932 2 ปีที่แล้ว +50

    ክብርን መጎሰን ንሰማኣታት ናይ ሎምን ናይ ዝሓለፈን እግዚአብሔር ሰላም የዉርደልና😢🙏❤

  • @tegarushow527
    @tegarushow527 2 ปีที่แล้ว +86

    ብሉፅ ካብ ኩሎም ተበልክዎ ታይ ይመስለኩም ደቂ ዓደይ !!❤

    • @pj6930
      @pj6930 2 ปีที่แล้ว

      ይግቦኦ እዩ

    • @yiuf1522
      @yiuf1522 2 ปีที่แล้ว

      ይግቡኦ እዩ ጀግናና🙏🙏🙏

    • @missqueen4725
      @missqueen4725 2 ปีที่แล้ว

      ይግብኦ እዩ

    • @MeriMeri-mv3ss
      @MeriMeri-mv3ss 2 ปีที่แล้ว

      ይግበኦ ኡዩ ኣያና ንጉስ ኣባዳ💖💖💖💖💖💖💖

    • @brhaneye7451
      @brhaneye7451 2 ปีที่แล้ว

      ይግበኦ እዩ 😍

  • @efrem7433
    @efrem7433 2 ปีที่แล้ว +57

    ኪሮስ አለማዮ ግን
    ዳርጋ ብሂወት ከምዘሎ ኢዩ
    ኩሉ ጥበብ ኪሮስ አብ ንጉስ አባዲ ሓሊፍ ኢዩ
    ንጉስ አባዲ ብርትዕ ሓየተይ ፍጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሀበለይ ይሀበና ትግራይ ትስዕር!!!

    • @titititi4937
      @titititi4937 2 ปีที่แล้ว +2

      ባሓቂ💪💊💋👌

    • @fsgsffdgdgff7261
      @fsgsffdgdgff7261 2 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ ኑጉሰይ ጅግና😢💔💔💔💪

  • @كيروسكيروس-ث8ر
    @كيروسكيروس-ث8ر 2 ปีที่แล้ว +69

    ኪሮሰ አለማዮ አይሞተን 😭😭
    ንጉሰይ ንጉሰ ናይ ጥበብ💛❤👌

    • @SaljAhnav
      @SaljAhnav 9 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ😢❤

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 2 ปีที่แล้ว +6

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ንጉሰ ሓወይ ተባዕ ጅግና ወዲ ጀጋኑ በዓል ጥዑም ድምጺ ደሃይካ ኣይተሓባእ

  • @ሳምሪቃባጽጋልዓጋመ
    @ሳምሪቃባጽጋልዓጋመ 2 ปีที่แล้ว +13

    ኩቡር ንጉሰ ኣባዲ ወዲ ህዝቢ አንካዕ ብሰላም መጻካና ማራ ኢና ንፈትወካ ጅግና ወዲ ዓደይይይ ✊️♥️💛💊🙏

  • @tigraySebalwa16
    @tigraySebalwa16 2 ปีที่แล้ว +27

    Thank you zehawey welelay ❤️💛 Kiros the iconic beautiful😭 . Nugusie hawey what a gifted voice. You are a treasured. Adey Hawzine👌❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 2 ปีที่แล้ว +5

    አቲ ትግራይ ዓደይ እቱ መሬትኪ ቁዱስ
    ዘዝተወለደ ኩሉ ከክንዳኪ ዓደይ ከሰል
    እቱ ማሕዘል አዴታትና መባፅሒ ጀጋኑ 💪💪
    እንኳዕከ ናይ እማተይ አማዕድየ ዝቀነአልኩም ዘይኮንኩ ተመስገን 🤲🤲🤲

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +14

    ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን የኔ ዓለማት ህዝበይ ሰራሒ ቅያ❤💛✊✊✊✊✊

  • @seli-saiiat.tigray
    @seli-saiiat.tigray 2 ปีที่แล้ว +44

    ክብርን መጎሰን ሰማእታትና 💛🙏

  • @asdawe1414
    @asdawe1414 2 ปีที่แล้ว +21

    ጅግና ጅግና እዩ ዝወልድ ብኣኩም እና ልብና ነፊሕና ንከይድ

    • @funnybaby6848
      @funnybaby6848 2 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/5NwTDfm0w3A/w-d-xo.html

  • @ልዕልተወይኒጓልገርዓልታ
    @ልዕልተወይኒጓልገርዓልታ 2 ปีที่แล้ว +37

    _ኽብርን ሞጎስን ንኽቡራት ሰማእታትና_
    _ዓደየ ሓውዜን😢 ትግራይ ትስዕር_😊🕊

  • @sofiat3079
    @sofiat3079 2 ปีที่แล้ว +13

    ክብርን መጎስን ነቶም ንዓና ክብሉ ዝተሰውኡ ጀጋኑ ሰማእታትና 🙏🙏💪💪

  • @GereHaile-b5d
    @GereHaile-b5d 9 หลายเดือนก่อน +1

    Fetawi hzbi tigray eretrawie selam nzelalem yewrdelna yehwatey qdmekum ytstehani 😢😢😢

  • @ተስፋ-ለ4ቈ
    @ተስፋ-ለ4ቈ 2 ปีที่แล้ว +34

    ተጋሩ የሕዋተይ ተነባዕኩም ይነብዕ ተተሓጎስኩም ይሕጎስ ኣነስ😭😭😭💔

  • @ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና
    @ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና 2 ปีที่แล้ว +4

    ዓደየ ሓዉዜን ዓደየ ሓዉዜን ከመይ ኢላኮን ትኮንየ መረበት መዕበይተይ ተመሊስ መዕበይ ሓመድ ሓዉዜን ክረግፅ ተስፋ ይገብር !!!
    ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ!!!

  • @vxnn4818
    @vxnn4818 2 ปีที่แล้ว +7

    ሰላምኩም ይመለስ ተጋሩዋይ አጀኩም ክወግሕ እዩ ❤️💛❤️💘🤝🙏💪

  • @enkuharienku3370
    @enkuharienku3370 2 ปีที่แล้ว +20

    ንጉሰይ ጅግና ኣቦ ጥበብ 😍❤️💛💊

  • @mohammedkemal8985
    @mohammedkemal8985 ปีที่แล้ว +1

    በጣም የሚገርም ድንቅ ሙዚቃ።ትግራዋይ እወዳችሃለሁ።

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 2 ปีที่แล้ว +7

    ያኣኽኩም ሎምስ ተጋሩ ኣሕዋተይ ሃገርኩም ኣውጁ ኣብ ጎንኹም ኣለና !!

  • @ኬቢ-ፐ6ዐ
    @ኬቢ-ፐ6ዐ 2 ปีที่แล้ว +13

    እግዚአብሔር ሰላም ግበረልና ዓድና

  • @aaa8749
    @aaa8749 2 ปีที่แล้ว +6

    ጀጋኑና ኣምላክ ይሓልክም

  • @zewdu756
    @zewdu756 2 ปีที่แล้ว +3

    አጀኻ ኒጉስ ጀግና ኪራኸቢና አብ ሀገረ ትግራይ ኪራኸብኢና አማዳ ትግራና

  • @ትግራይዓደይሰላምኺይመለሰ
    @ትግራይዓደይሰላምኺይመለሰ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኡውይይይ ዓደይ ስለምክ የርእየና ጀጋኑና ፅኑዕ ያሪጉፁኹም

  • @solomondarge375
    @solomondarge375 2 ปีที่แล้ว +1

    Tigrawaynet kubur meninete Nigus Abadi Nay behaki jegna fetawi hizba 🙋❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🍓🍓💪✅

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv ปีที่แล้ว +1

    ንጉሰይ ጅግና መተካእታ ክቡር ዶኩቶር አርቲስቲ ኪሮስ አለማዮ ኢካሞ ንበረልና ❤❤❤❤እዋይ ዓደይ ሓውዜን ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ጓልሃገረትግራይሓፍቲያለመ
    @ጓልሃገረትግራይሓፍቲያለመ 2 ปีที่แล้ว +8

    ንጉሰይ ንጉስ ትግራይና ጅግና ተጋዳላይ💋 💊♥️ተጋሩዋይ ነበራታታትዓዮም ታሪክና ንፍለጥ

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 2 ปีที่แล้ว +14

    Wawww what a voice god bless you 🙏🙏🙏🥰🥰🥰 KIROS darga zeymote

  • @fdrss9210
    @fdrss9210 2 ปีที่แล้ว +4

    ንጉሰይ ኣቦ ጥበብ ኢካሞ ብርዕካ ይሰሰን ብዓወት ተመለሱና ዲቂ ዓባይ ትግራይ💪💪💪

  • @tigrayrimey6418
    @tigrayrimey6418 2 ปีที่แล้ว +15

    Excellent, extraordinary artist! #Tigray and #Tigreans are lucky to have such an articulate and well-oriented artist in these hard times of struggle for freedom! VIVA Tigray Adey!

  • @HWT2024
    @HWT2024 2 ปีที่แล้ว +21

    Excellent asimmulation and bring me back to the 1980 martrsys of Hawzien
    Thanks Abadi, you are an icon artist of the grand people

  • @yteeddhdv2677
    @yteeddhdv2677 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንጉሰይ!!
    ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንናይ ሎምን ትማልን ሰማእታትና።

  • @tigistwalday4962
    @tigistwalday4962 5 หลายเดือนก่อน +2

    ይሄን ዘፈን ስሰማ ሁሌም ልቤ ይሰበራል 😢😢😢😢

  • @adhanomzewde2958
    @adhanomzewde2958 2 ปีที่แล้ว +8

    I come from tsrona I love tdf for ever tigray tewat❤❤❤❤

  • @hiwetagidey7316
    @hiwetagidey7316 2 ปีที่แล้ว +3

    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ቀደሞትን ዳሕረወትንነጊየ ዕድመንጥዕናንይሃብኻ አምላክ❤

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +8

    ከምዝከማይ ይህልዶ ዛደርፈ ሰሚዑ ዝነብዕ😭😭

  • @Sara-en3gb
    @Sara-en3gb 2 ปีที่แล้ว +35

    ኣደየ ሓውዜነይ 😭😭ንጉሰዋይ ንጉስ ጥበብ🥰

    • @yafetz2469
      @yafetz2469 2 ปีที่แล้ว +1

      Very nice music nguse abadi thank you

  • @jossigebreweditigrai1344
    @jossigebreweditigrai1344 2 ปีที่แล้ว +15

    😭😭😭😭♥️ዳግማይ ኪሮስ ኣለማዩ

  • @ewuybeleritrawi312
    @ewuybeleritrawi312 2 ปีที่แล้ว +2

    Hazenkum hazeney hagosekum hagosey tegarwani (hawkum kab Eritrea)

  • @WereTabe8823
    @WereTabe8823 2 ปีที่แล้ว +6

    አነስ ከብደይ አብዩን እንድዕለይ ንባዓት ይቅድመን ግን ደጋግመ ይሰሞዖ አየ ትግራይ ብሪሃንኪ የሪእየና ጓል ራያ ትግራይ እየ💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @alugoltigray5301
    @alugoltigray5301 ปีที่แล้ว +3

    ክብርን ሞጎስ ንሰማእታትና ሰላም ንኩሉ ትግራዋይ💖💔💔

  • @ytrt3379
    @ytrt3379 2 ปีที่แล้ว +3

    ኑጉሰ አባድ ናትግራይ ጅግናና 1000ዓመት ንብረልና 💘💘💘💘💘💘

  • @haymanotzewede2528
    @haymanotzewede2528 2 ปีที่แล้ว +1

    ዘማይ ሀወይ በጣም ነዉ የምወድህ የማከብርህ ፈጣሪ ይጠብቅህ ዘማይ አይኔ

  • @melakualemu3447
    @melakualemu3447 2 ปีที่แล้ว +3

    ክሮስ አለማየሁ አይሞተን ጅግና ተገዳላይ ንጉስ አባድ ተተክኡ አጆክ ትግራይ ኩሉ ንዓኺ እዩ 100%

  • @kidangebreslase8782
    @kidangebreslase8782 2 ปีที่แล้ว +2

    አቱም አሕዋተይ አነስ ንብዓተይ ወዲአ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አቱም ጀጋኑ ደቂ ዛ ዓባይ ሃገር ንጉሰ ጀግና ንበረልና

  • @1abahta
    @1abahta 2 ปีที่แล้ว +9

    Amazing performance. እወ ስውአት መወዳድርቲ የብሎምን:: እታ ዘይትምለስ ሕይወቶም ወፍዮም ብሕይወት ንዝተረፉ ሕዝቦም መታን ብነጻነተ ንክነብሩ:: ሐደሐደ ሰባት ካባይ ጀሚርካ ሕይወትና ከይነዉፊ ትብዓት ከምዘይብልና ርዱእ እዩ:: ክብርን ሞገስን ንስዉአትና: ንናይ ስውአት ቤተሰብ ጽንዓት: ንስንኩላንን ብሕይወት ዝተረፉ ተቓለስቲ ክብርን ምስጋናን:: ትግራይ ትዕወት::

  • @SelemonGezai
    @SelemonGezai หลายเดือนก่อน

    ንጉሰይ መግለፅ የብለይን ንአካ አግዛብሔር ይሃልውካ ❤️❤️❤️❤️

  • @fsgsffdgdgff7261
    @fsgsffdgdgff7261 2 ปีที่แล้ว +4

    ኑጉሰይ ኑጉስ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ህዝብካ👏👏👏👏💊💊💊💊💪💪💪💪

  • @manjussegen6987
    @manjussegen6987 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓቲ ቃል ክዛራብ ዕድመን ጥዕናንን ይምነየልካ ንጉሰ ሓወይ እቲ ኩሉ ተጋሩ ይሕዋተይ ስለዝትዛራብዎ!

  • @SaraSara-zu2vl
    @SaraSara-zu2vl 2 ปีที่แล้ว +3

    ዓደየ ሓዉዜነይ ናፊቀኪ፣ ትግራይ ዓድና ሰላምኪ ይመልሰልና ፈጣሪ፣ ክብሪ ሞጎሰን ነቶም ጀጋኑና

  • @bnyammkal1942
    @bnyammkal1942 2 ปีที่แล้ว +8

    በቃ ንዓኻ ዝኸውን ቃል የብለይ ንጉሰይ ❤️🧡❤️🧡❤️🙏🙏🙏

  • @eyasualhasa6311
    @eyasualhasa6311 2 ปีที่แล้ว +2

    ንጉስይ ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኻ ፈጣር

  • @ahmedelmahab1424
    @ahmedelmahab1424 2 ปีที่แล้ว +18

    I love ❤ you tigery people and this musician 🎵 Khartoum.

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- 2 ปีที่แล้ว +5

    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና❤💛✊️

  • @eyasualhasa6311
    @eyasualhasa6311 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣኮዋኒ ክብርን ሞጎስን ምስብፆትኻ

  • @መንሽማ-ዠ1ከ
    @መንሽማ-ዠ1ከ 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውው ዶ/ር ኣርቲስት ኪሮስ ዳርጋ ዘይሞተ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏

  • @okbaygoitom9636
    @okbaygoitom9636 2 ปีที่แล้ว +2

    100%100 ኩሉኩም ተጋሩ ጀጋኑ ኢኩም ከማኹም ዝበለ ህዝቢ ክሳብ ምጻት ኩርቶስ ክህሉ ኣለዎ ዓወትኩም የርእየንን የስማዓንን ኣምላክ

  • @rahelfissaha8472
    @rahelfissaha8472 2 ปีที่แล้ว +20

    ሓዉዜን ዓደይ መዓረይ ❤❤❤❤

  • @alemhanti1696
    @alemhanti1696 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣቤት እዛ ዓለም መጣቆሲት፣ ቢላ ቢላ ናብ ሕዝቢ። ሰላም ይፍጠረልና ኣምላክ ኩሉ ዓለም። ካብ ዂናትን ወረ ዂናትን ይሰውረና። ኣፍሪቃውያን ንለብም፣ ሕዝቢ ዓለም ንለብም።

  • @heligirmay9020
    @heligirmay9020 2 ปีที่แล้ว +1

    ንጉሰይ ንጉስ ሙዚቃ ግርማዳዊት መዓረይ ኩለኩም ተጋሩዋኒ ሰላምኩም ይብዛሕ ጎተተይ

  • @kassahunmelese6151
    @kassahunmelese6151 ปีที่แล้ว +2

    Anbesa tigrai ❤❤❤

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +5

    ንጉሰይ ኦቦጥበብ ንበረልና ጎይታዋይ ዓወት ንህዝበይ ኣጆኪ ትግራይ ዓደይ✊✊✊✊✊💋💛❤💛❤💋💋💋💛❤😍😍😍✊✊✊✊✊✊✊✊

  • @genetkidane1698
    @genetkidane1698 2 ปีที่แล้ว +3

    😭😭😭😭😭😭 i can't stop crying, Ngusey Tikiel eka edmey tienay ymneyelka Nberelnaaaaaaa😍😍😍😍😍😍😍

  • @zinash7534
    @zinash7534 10 หลายเดือนก่อน +38

    እኔ አማራ ነኝ ግን ትግራይዋን ከድሮም አሁንም በጣም ነው የምወዳችሁ ተስፋአለኝ ሰላም እደሚሆን 😢😢😢😢 ሰላማችሁ ይብዛል❤❤❤❤❤❤🎉🎉

    • @HritHaftay
      @HritHaftay 7 หลายเดือนก่อน

      Ymechsh

    • @wiznatiboss1901
      @wiznatiboss1901 7 หลายเดือนก่อน +1

      Tnx yene eht

    • @YohannesAraya-j3y
      @YohannesAraya-j3y 6 หลายเดือนก่อน +1

      hi, I appreciate the good hope

    • @ሄራንሄራን-ዠ2ኸ
      @ሄራንሄራን-ዠ2ኸ 6 หลายเดือนก่อน

      የኔ ቆንጆ ፈጣረ ሰላም ላገራችን ያምጣልን እና ደግመን እንደምንተያይ ተስፋ ኣደርጋለው ግን እዳቺ ፍቅር የሆነ ያብዛልን ትለያለሽ ማርያምን 😘😘😘

    • @abadittadesse5892
      @abadittadesse5892 4 หลายเดือนก่อน

      yane yemot awaj titawejibin ehin sibenash kasayesh ewunetim sew nesh

  • @mesigaltigray9656
    @mesigaltigray9656 2 ปีที่แล้ว +6

    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 💊🙏♥️

  • @zenemchanne
    @zenemchanne 2 ปีที่แล้ว +11

    ንጉሰይ ኣቦ ጥበብ ❤️

  • @yohannesdesta4251
    @yohannesdesta4251 2 ปีที่แล้ว +13

    Im in love this singer and song writer...NIGUS KING

  • @msgnazeru3431
    @msgnazeru3431 2 ปีที่แล้ว +15

    ንጉስ ኣቦ ጥበብ ከብድና ሓፍሓፍ ኢሉና እንታይ ገዲፋም እዞም ጨካናት ኣሪመን ናይ ሰብ ሰብኣውነት ዘይብሎም ግን ኣጆኩም ትግራይ ክትስዕር እያ ሓቅነታ ሒዛ ሲዓራ ኮ ኣሎ ግን መሊኣ ትስዕረሉ የርእየና ኣብ ቀረባ ግዜ ኣምላክ መልእክቲ ካብ ሓውኩም ደጋፊኩም ኤሬትራዊ ስደተኛ

    • @expm1605
      @expm1605 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ሓወይ አረ ናይዙይስ ከብዲና ኣይኮንን ብኒብዓት ኣዕኒትና ሓፂብዎ✊✊😥🥰🥰

  • @yordanosequar2938
    @yordanosequar2938 2 ปีที่แล้ว +18

    ንጉስ ጥበብ ❤️💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @funnybaby6848
      @funnybaby6848 2 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/5NwTDfm0w3A/w-d-xo.html

  • @shewitbahta4494
    @shewitbahta4494 2 ปีที่แล้ว +8

    ትግራየ ሰላምኪ የብዛሓዮ 🙏 : ግርምሸይ ሓወይ ❤💛

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 ปีที่แล้ว +1

    We r proud of u our brothers. We will put in to garbage the name eritrea. We must return to our real identity. I we r the sons and daughters of the mighty king ezana will never called by the dirty name eritrea.

  • @SalmSalm-nv9qw
    @SalmSalm-nv9qw 6 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑዋይ ፅኑዕ የርግፅኩም ኣሕዋተይ ክብርን ምስጋናን ንዓኩም ደቂ ዓደይ ከብደይ ትበልዓና ደርፊ እምበር ንጉሰ ንጉስ😢😢❤❤❤

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 2 ปีที่แล้ว +1

    Hizbi Tigray ahwatey kisanet , ebyet , fikri hadnet , temeniyelkum fetari fusum birhan selam yiadilena amen Tigray tiewet tigray tisier awetina bikilsimna 🙏🏽🙏🏽💕💕👍👍💪💪

  • @htruthc5813
    @htruthc5813 2 ปีที่แล้ว +1

    የኔ ጃግና ወድ ጃግና ወድ ትግራይ ሃግሪ ትግሪይ አነስ ብትግራውነተይ ኩሩዕት ፍጭ በሉ ተጋሩ ዋየ እልልልልልልል እዩ ካባኹም ምፍጣሪና ተጋሪ ዋይ ተመስገን ትግራዋይ ምኻን

  • @احمدصهلولي-ت9ك
    @احمدصهلولي-ت9ك 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣቱም ሰባት ዳግማይ ኪሮስ ኣለማዩ ተፈጢሩ🤔 ጅግና ንጉሰይ ኣቦ ጥበብ ኣጀኩም ተጋርዋይ ትግራይ ትስዕር💊💊👈💪💪💪💪💪

  • @tsritigaltigray6720
    @tsritigaltigray6720 2 ปีที่แล้ว +14

    ንጉሰይ ንጉስ ከም ሽሙ💜🎼💊

  • @peacetoall8451
    @peacetoall8451 2 ปีที่แล้ว +1

    ሐውዘኔዬ፡ አዲ፡ ባዜን፡ሳባ።
    Thank you

  • @azanunega8285
    @azanunega8285 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ዝገርም ብቅዓት

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129 2 ปีที่แล้ว +6

    ክብርን ሞጎስን ንትመልን ሎምን ምእተ ዓደሙን ህዝበሙን ዘይትድገም ሂወቶም ዝኸፈሉ ሰማእታትና💯✅💊💔😔ቅሰኑ ስውአትና ሰማእታትና😔

  • @sooqusabya3493
    @sooqusabya3493 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ደቂ ረመይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኹም

  • @abel3140
    @abel3140 ปีที่แล้ว +1

    Neguse Abdi extraordinary talent 🔥🔥🙌🙌

  • @bangeb1884
    @bangeb1884 2 ปีที่แล้ว +16

    God be with you Tigray people!! 🙏🙏I love this Artist and all his songs so meaningful. Praying for Peace!! ❤️🙏🙏🙏

  • @jvffyt8123
    @jvffyt8123 2 ปีที่แล้ว +2

    ኪሮሰይ አይ ሞተን🖤😭😭😭
    ንጉሰይ አቦ ጥበብ♥️ንበረልና ጉርዓትና♥️♥️♥️

  • @meara6819
    @meara6819 ปีที่แล้ว +1

    Tegadalaye kuduseye💛❤💛❤💛❤

  • @برهانبرهان-خ4د
    @برهانبرهان-خ4د 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋንና ብዓወት ተመለሱ ዓደየ ሓውዜን ተናፋቅት

  • @afffahha6493
    @afffahha6493 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀግን ንጉሰየይ ኣቦ ጥበብ❤️💛❤️💛💊💊💊

  • @nardoskahsay3945
    @nardoskahsay3945 2 ปีที่แล้ว +6

    ኑጉሰይ ኑጉስ ከም ሽሙ ክብሪን ሞገስን ንሰማእታት ናይ ሎሚን ንዝሓለፉን ዓወት ንህዝቢ ትግራይ እግዛብሔር ሰላም ይመፀአልና

  • @mablen2124
    @mablen2124 2 ปีที่แล้ว +4

    U're the best singer ever 👑👌🏾🥰adeye Hawezenye😭😭

  • @ትግራይሰብኣለዋ-ኀ5ዐ
    @ትግራይሰብኣለዋ-ኀ5ዐ 2 ปีที่แล้ว +11

    ኑጉሰይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ምስ ብፀትካ 🙏💊❤👈

  • @Lovetigray-h2d
    @Lovetigray-h2d 2 ปีที่แล้ว +2

    ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏