KING OF TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ KING OF TIGGER TIGRIYANS TDF❤ TPLF BORN FOR PEOPLES REVOLUTION FRONT & POWERFUL TO THE TIGGER TIGRIYANS TIGRAY PERIOD❤ TPLF MEANS TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤ LONG LIVE TPLF + TDF + STATE TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤ FOR EVER ብቅልፅምና ❤
PP will never give western tigray in peace. PP is holding western tigray as a collateral to satisfy the amahara. Otherwise, if PP was genuine to peace with tigray they could have solved it in the first two months. Instead, PP has planned to divide tigray and that's the best winning they have now. Better than the war. The tigrian group that is working with PP right now must rethink 10 times to solidify tigray. Because there is no guarantee tigray will get its land in the future. In fact if they deny you at first why would they change their mind on next 53:18 ? What guarantee did getachew and Tsadikan get from PP? Or else they will be accountable for tigray.
We Tegaru always talk of people's problems. When can we talk of solutions and give lasting stability so that Tigrai will stay in peace and become prosperous ?
Joshua 1:5 ESV. No man shall be able to stand before you all the days of your life. Just as I was with Moses,so I will be with you. I will not leave you or forsake you.Rufaeal ✋️ ✋️ ✋️.
ሓድነትና ወሳኒ እዩ ኣብዙይ ኩሉ ትግራዋይ ከስተውዕል ይግባእ Thanks for General JOHN MEDID
Thank you, my beloved hero General John! Much respect and appreciation for your courage. You're true heroes.
ዕድመን ጥዕናን ንጅግና ተጋዳላይ ጀነራል ዮሃንስ (መዲድ)! 💛❤
ጅግና ተጋዳላይ ወዲ መዲድ ዕድመን ጥዕና ይሰብክ ክሳብ ዝፈልጦ ሓቀኛ ተቃላሳይ ከምዝፍለጥ ድሕሪ ጆኖሳይድ ትግራይ እሞ ናይ ፌደራል ስልጣን ዘይሓዝካ ፀገማት ምፍታህ ብጣዕሚ አፀጋሚ እዮ እንካን ተፈላሊካ ሓድነትካ አስጢምካ ከባድ ምካኑ እናተፈለጠ አብውሽጥ አብደገ ዘለው ክራይ አከብትን ስልጣን ደለይትን ተላላእክቲ ምካኖም ተረዲእና ብመረዳእታ ብትረት ብምቅላስ እዮ ዝፍታህ ነዚ ድማ 2ወርሒ ይእከቡ አለዉ አብ ሽግር እሃለና ብምባል ምሽምማቅ እቲ ዋና ፀገም ከይፍታህ ዘይደልዮ ስለዝኮነ ብትረት ተቃሊስካ ካብ ምፍታሕ ወፃኢ ካሊእ መማረፂ የብሉን
ጀግና ጆን ሓድነትና እቲ ወሳኒ ነጥቢ እዩ አቱም ሓደ ሓደ በኸይቲ ተጋሩ ካብ ብኽያት ወፂእኹም አብ ሓድነት አድህቡ!💪✊
Long live regardless tough In the world faster fighter TIGGER TIGRIYANS GENERALS ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰራዊት ትግራይ ኢልኩም በትሙልእ ሸሙ ፀውዕዎ
ወይን ጅግና ሽኮሪና ወድህዝቢ ቀፅለሉ
ጀጆን መዲድ ጅግና ሓቀያ ዋሕስ ህዝቢ ትጅግንነትን ሓቅነትን ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏❤💛❤💛💪💪
Thank you ወይን ነዚ ብሉፅ ጅግና ዓዲምኩም ክንሰምዖ ዕድል ስለዝሃብኩምና ! ንበረልና ናይትማልን ሎምን ጅግና ጀነራል ወዲሓላል ትግራይ!🙌🏾🫶🏽
ጅግና እካ ብሓቂ ተስፋና ካባክም እዩ ጆጋኑና
መዲድ ጅግና👌 ወዲ-ህዝቢ ዝበልካዮ ኩሉ ቅኑዕ ,ዩ። ኣያና ብጣዕሚ ንፈትወካ ካብ ናይ ትግራይ ጀነራላት ዘዕገበኒ ብሱል ኢኻ።👌💊🤴
ብጣዕሚ፡በሳል፡መራሒ፡ጅግና፡ናይሕዝቢጅግና፡ልሕዝቢ፡ልነብር፡ጅግና፡ዕላምኡ፡ለረሰዐጅግና፡ቃደም፡ጅግና፡ሕጅዉን፡ጅግና
መራሕና ዘሃበና ሓሳብ ትክክል እዩ ጀግና
ናይ ባሓቂ ብሱል ፖሎቲካዊ ትንተና ንሰምዕ አለና መኒኻ ነዞም ብሱላት ሰባት ክትፀሪፍ ትውዕል ዘለኻ ፡፡
Thank you for your service !
ክብሪ ይግበአካ ጅግና ጆን መዲድ❤❤❤
ጅግና መዲድ ♥️♥️♥️♥️
Jegena wedi jegena hawena Ayana edeme tiena yihabeka 🙏🙏salakhum kebirena 💕🐆💪💪
ጀግና መራሒና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ
ህዝብይ ትግራይ ❤❤❤❤😢😢😢😢
Thank you so much 💓
You are our hero ❤️
ኣጀኻ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ሀኒፁ ዘዕበየካ በሳል
አቦ ትዕግስትን ጀግንነትአኻ ነኾርዓልካን ነኽብረካን💪🌲💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤💛❤
ወይን ሎሚ እየ መጀመርታይ ገዛኹም ይእልሸኩም ነይረ❤❤❤❤ጅግና ጀነራል መዲድ ነኽብሮኹምን ንፈትየኹምን ጀነራላትና ኣናብስ❤❤
ወይን ዓበይቲ ሰባት እናቅረብኩም ትገብርዎ ዘለኹም ቃለ መሕተት ፅቡቅ እዩ ። ውልቀ ታሪኽ ዓበይቲ መራሕቲ ሰራዊትን ስቪላትን ብሂወት እናሃለው ቃለ መሕተት ገይርኩም ከይሓለፉ ታሪኾም ኣትርፉ
GOD bless you our beloved hero GOD bless you 🙏
ጀግናና አያና እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪
ኩሉ ስብ ክስምኦ ዘለዎ ❤️
ጀነራል ብዙህ ነመስግን 🙏
ከም ሎሚ ሞራል ረኺበ አይፈልጥን
የቀንየልና 🙏🙏
መዲድ ጅግና ተጋዳላይ
Keberet yehabelena abey edemen teanane yehabelena fetari 🙏🙏🙏🌺🌷🌺💯
ጀግኑ ይንፍሱ ጆን መዲድ ህዚቢ ብዙሕ ይጲበ ካባካትኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you 🙏 for your service our hero’s ❤
❤❤❤❤❤❤ተባዓት ጀነራላትና ነኽብረኩም ንፈትወኩም ኢና
የቀንየልና ብፃይ
እወ ልክዕ ኣለኻ ክብር ጀነራል መዲድ ህዝብኻን ዓድኻን የሕልፍካ ኣይወሀውን እዩ ሰለዝይ ትግራዎይ እየ ትብል ሰብ ንቃሕ ሓድነትና ነፅንዕ ምኽንያቱ ፀላእትና ከየጥፍኡና ኣይህሩሱን እዮም እዝይ ተረድእና መሰመርና ነፅንዕ ሕድር ከይንጠልም ናይ ፓለቲካ ፍልልይ ክህልወና ይክእል እዩ ንሱ ንጎኒይ ገድፍና መጀመርያ ህዝብና መሬትና ነድሕን
ኩሉ ከማኻ ተዘኸውን ፅቡቅ ነዬሩ እታይሞ ጌታቸው ን ፃድቃንን እንደሃለው ትግራይ አብዕንክሊል እእትዮምና የሕዝን
ጆን መዲድ ደስ ዝብል መግለፂ እዩ።ዓድን ህዝብን ንስኹም ኣብ ርእሲ መሬት እናሃለኹም እይሽየጥን
❤❤❤❤❤❤❤❤
ክድመፅ ዝግብኦ ረዚን መልእኽቲ።
Tigrai is proud of you our hero ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀጋኑ ናይ TDF መራሕትና ካብ ንእስነቶም ጀሚሮም ምእንተ ህዝቦምን ዓዶም ክብርቲ ህይወቶም አሕሊፎም ህይቦም ዝነበሩን ዘለው በወታደራዊ ፍልጠቶም ዓለም ጉድ ዘበሎ መራሕት ክብር ንዓኹም ይኹን።።
ናይ ፃድቃን ተንኮል ትግራይ ብግዝኡ ክትረክቦ ዝነበረት መሬታ ተመንጥላ ትርከብ
Wow our hero thank you❤🙏
Keep up the good work Woyne
KING OF TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ KING OF TIGGER TIGRIYANS TDF❤ TPLF BORN FOR PEOPLES REVOLUTION FRONT & POWERFUL TO THE TIGGER TIGRIYANS TIGRAY PERIOD❤ TPLF MEANS TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤ LONG LIVE TPLF + TDF + STATE TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤ FOR EVER ብቅልፅምና ❤
Tesfana abakum eyou jganuna❤❤❤❤❤
God bless you guys 💛❤️💛❤️👍👍👍👍👍👍
Bravo weyn n alem g/wahid entetekrbwo👌👌👌
ጅግና ጆን መዲድ ግዝያዊ መንግሰቲ ትግራይ /ገታቸው/አዲሰ አበባ ካሊእ አብ መቀለ ከሊእ እዩ ዝንሄ
አብይ መሬትና ህዝብና ክምል ኢልኩም ትሐሰቡ እንተሊኩም እንድዒ
ህዝቢ ተዛሪቡ እዩ
መራሕቲ ትግራይ ግን አዲሰ አበባ ከይዶ ም እዳራሸ አሚቆም ከብምምፃእ ከሊእ ለዉጢ አይረአናን
ህዝቢ ግን ይዛረብ አሎ ሰማዒ የለን ግን
beloved hero
ንፈተናታት ህዝቢትግራይ ብትኽክልን ፡ ብዕምቐቐትን ፈሊጥካ ፡ ሽግራት ትግራይ ንኽትፈትሕ ፡ ብዝኻኣልካዮ መጠን ፡ ትፅዕር ከምዘለኻ ፡ ዘመላኽት ፡ ገምጋምካን ሪኢቶኻን ኣድኒቐ ፣ ምስ’ቶም ፡ ከማኻ ዝበሉ ፡ ብስቓይ ህዝቢትግራይ ፡ ድቃስ ዝሰኣኑ ብፆትካ ፡ ብምትሕግጋዝን ብምትሕብባርን ፣ መፍትሒኡ ፡ ከምትረኽቡን ፣ ከም’ተምፁን ፡ ተስፋይ ሓፍ ዝበለ’ዩ ። እግዝኣብሄር’ውን ክሕግዘኩም እፅሊ ። ህዝቢትግራይን ፡ እቶም ጀጋኑ ተጋደልቲ ደቁን’ዉን ፡ ብኹሉ ዓቕሞም ፡ ከምዝሕግዙኹምን ፡ ከምዝታሓባበርኹምን ፡ እኣምን ። ኸማኻትኩም ዝበሉ ፡ ንፁር ዕላማን መርገፂን ፡ ዝሓዙ ፡ መሪሕነት ፡ እቲ ጅግና ሰራዊት ትግራይ ፣ ናይቲ መኸተትግራይ ፡ ዋ’ና/ጠቕላሊ መራሕቲ ፡ እንተቲኾኑ ነይሩ ድማ ፡ እቲ ቓልሲ ነኸተና ፡ ብሙሉእነት ምተዓወተ ነይሩ ፡ ኢለ እግምት ። ዝኾነስ ኾይኑ ዋ ፡ ሕይ’ውን ፡ ዝዓዘዘ እጃም መሪሕነት ረኺብኩም ፡ ንኽትመርሑን ፡ ንኽተዕውቱናን ንምነ!!! ኣዮና!!!!!!!
100% ። ሐቂ
❤❤❤❤❤
A hero general. Long live wedi medid.
PP will never give western tigray in peace. PP is holding western tigray as a collateral to satisfy the amahara.
Otherwise, if PP was genuine to peace with tigray they could have solved it in the first two months.
Instead, PP has planned to divide tigray and that's the best winning they have now. Better than the war. The tigrian group that is working with PP right now must rethink 10 times to solidify tigray. Because there is no guarantee tigray will get its land in the future. In fact if they deny you at first why would they change their mind on next 53:18 ? What guarantee did getachew and Tsadikan get from PP?
Or else they will be accountable for tigray.
Jigna jignaTegadalay General Medid tigray tesfa alewa abaka👍👍💛♥️
Proud of you I have a lot respect for you thank you for your service ❤
Long live ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ thanks, that's true .
❤️❤️❤️❤️✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊
Wow 👌
great idea
ሳላም ወይን
ንጋሻኹም ብጣም ዓብይ ክብሪ ኣለኒ;ክብሪ ዝግበኦ ትግራይ ካብ ዘፍረየቶም ቡሉፃት ጄነራላት ሓደ እዩ መድድ: ከም ፈታዊ ህዝብ ትግራይ እንኮርዖሉ መራሒ እዩ'ሞ በርትዕ በሉለይ።
Thanks General Jon Long live
❤🎉❤🎉❤🎉
We Tegaru always talk of people's problems. When can we talk of solutions and give lasting stability so that Tigrai will stay in peace and become prosperous ?
ካብ ሕሉፍ ታሪኽ ወያነ ብሕጊ ተቐይዱ ኣይፈልጥን እዩ
🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
በሓጺሩ አት ናይ ዎርቂ ስራሕ የጽነሓአልkum ሞ ናይ ደብና ጉዳይ
Ayee Hegdef
ለባም መስተውዓሊ ዝኾነ ሰብ እዩ ጆን መዲድ 1000ዓመት ነበር!!!
Joshua 1:5 ESV. No man shall be able to stand before you all the days of your life. Just as I was with Moses,so I will be with you. I will not leave you or forsake you.Rufaeal ✋️ ✋️ ✋️.
ምሰ ዘይበሰሉ ዘይምጥኑ መራሕቲ ተቀርቂርካ ከምዝተፀገምካ ይርደእና አሎ ዩ
አንበሳ ትግራይ
ሐቅኻ ኢኻ ጀግናና ሐደ ይኾሪ ሐደ ይቀየም ምስ ሐቂ ጠጠው ምባል እዩ ኩሎም መራሕትና ድማ ከማኻ አብ ሐቂ ጠጠው ክብሉ ይግባእ
Good job my hero
You are the 2 Alula
Beameharegna do tezkeren mehesh meenet kesemeawo 🙏
ጀግና እቲ ተሕቦ ሓሳብ TDF ብመሪሕነት ኣብ ቸግባር ብቅልጡፍ ምዉኣል ።
ናይ መዲድ ጅግንነት
ተዛሪብካ ኣይዉዳእን፣ ይብል ሓደ ተጋዳላይ ከም ዘዕለለኒ ዉቁዑ ገዲፉ ዘይወጽእ ኣብ ዂናት ዘይዳናገጽ
ሓርበኛ እዩ።ክብሪ ይግበኦ
ግን ከም ኣነ ዝስመዐኒ ነገር ኣሎ
ወታደራዊ ብቅዓት ትግራይ ክትሑሉ
ናይ ዝኾነ ፓርቲ ጽግዕተኛ ክኾዉን
የብሉን ኣብ ገለ ሓደ ጀነራላት ምስቲ ሓደ ክዉጉኑ ይረአ እዩ ጌጋ እዩ
ወታደር ናይ ህዝቢ እዩ ንህዝቢ ክሰርሕ ኣለዎ። እዚ ንሕንሕ ናይዞም ክልተ ኣዉዕር ሳዕቤን ሓደገኛ እዩ።
ስለዚ ናይ ወታደር ኣዘዝቲ ቀልጢፍኩም ዝጉዳይ መዕለቢ ክትገብሩሉ ኣለኹም።🙏
🎉🎉❤🎉🎉❤
ብዙሐት አዕዋፍ ጫውጫው ይብላ ግን አይድሕና ን ዘይንቁሐት ጫ ውጫው ክስራኡ ብዙሕ ዩአስተውዕል ሕዝበይ
I love him wedi medid,Yohannes wedinowani.
🎉🎉🎉❤❤
በጣም የማደንቅህ አንደበተ ጭዋ የተረጋጋህ ሰው ነህ
አታ ጅግና ዛአዲ አበኻትኹም እያ ሃደራ
ኩሎም መራሕቲ ሰራዊት፣ መራሕቲ ፖለቲካዊ ውድባት፣ መራሕቲ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ፣ መራሕቲ ሀይማኖት፣ መራሕቲ ማሕበራዊ ትካላት፣ መራሕቲ ሚድያታት ወዘተ ከምዚ ናትካ አተሐሳስባን አራአእያን እንተዝህልዋም ትግራይ ኩሉ ጸገማታ ቀደም ምስ አለየቶ ነይራ።
እወ ሐቂ ተዛሪብክ። ጸላእትና አይደቀሱን ንብድሕሪ ሕዚ እውን አይድቅሱን እዮም። እቲ ኩይናት መልክዑ ቀይሩ ይቕጽል እዩ ዘሎ።
ሕዚ እውን እታ እንኮ መፍትሒ ኩሉ ዓቕሜታትና አዋዲድና ሐድነትና አስጢምና አንጻር ጸላእትና ምቅላስ ጥራሕ እያ።
Tigray Must have Peace security to rebuild Tigray and to attract investors.
❤
ኣንታ ጅግና ቆራጽ
❤❤❤❤
ከም ኣኻ ዝበለ ኣብ ትግራይ የለን ገራም መራሕ ጅግና ገራም መሓጎስ
ወይን መዋልዲ ቀዳመዎት መዋዕልቲ ዳሕረዎት ክሳዕ ሐዚ አብ መፅሔትንን ዩቱዩብን ጥራሕ ክትኮኑ አይግባእን እሞ ሓደ ዓብዪ ናይ ትግራይ መማረፂ ሚድያ ክኸውን ይግባእ ።ጠንኪርኩም ከም ዕድመኹም ክትሰርሑ ይግባእ።
ዳግማይ ዮሓንስ
ጆግና አዩካ ናይና በርትዕ
መን እዪ ኣሕሊፉ ዝሃበ?
መንእሰይ እዘን ቃላት ኣስተባሃለን።ንተሸውዶ ከይኸውን።ከምዚ እንተኾይኑ ፀጥታ ንጉጅለ ደብረዕንክሊል ኣደብ የትሕዝዎ።
❤️🤲❤️
ሰላምን ጥዕናን ምሳኻ ይኹን ምስ ለባም ሕዝበይ እቶም ጠላማትን ሰረቕቲ ግና ግዘ አለዎም በሳብስ ኸብዳማት
እዚ እዩ ትሓቂ መሬትና አይመልስዋን ባዕልኻ ኢኻ ትምልሶ
ብቲ ውዕሊ መሰረት እየ ብቲውዕሊመሰረትእየኢሉ ❤
Keep a growths mindsets.
ያቕኒኻቱም ኩሉኹም።ቀደሙውን ተጋደልቲ ጀነራላትና ብትግራይን ብትግራዋን ዋርዲያ ምስወፃእኹም ኢኹም።እቱ ቃለ ምሕትት እዋናዊ እዩ።ንኩሉኹም ያቕንየልና።
ስልጣን ጥራሕሕሕ
ኸዚ እውን አይመሸየን ነጋዳይ ይኹን ሓረስታይ ይኹን ፀላእትና ጨካናት እዮም አያሓድጉን ስለዚህ አሕዋተይ በርትኡ እግዚአብሔር ፕገስፆዎ ፀላኢ ሰናይ ።
Bekayi gena betin betin techeflikin….kitefa ekin..💊💔
Sawa ragtag! SERAKI MANKYA! I am laughing at you, clown 🤡 Thanks to heroic TDF! You got your behind whooped. You have seen TDF balls.
ነዚ መግለፂ እንታይ ኮይነ ን ሚዲያታት ትግራይ ዘየማሓላሊፎኦ ?