ሰበር ዜና🔥 TDF ዝፀረጎ ቅኑዕ መገዲ/ ጣልቃነት ኣብይ ተረጋጊፁ/ ምዕባለ ዕርቂ ህወሓትን ሻዕብያን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 51

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanks TIgray Broadcast. Please Dr.Debretsion and Getachew think about the displaced and hunger people whose land is taken not Party and power!

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እወ ጸዊኦ ወራዳ ጌታቸው ረዳ ትግረይን ንሂዚቢ ትግራይ ንምጢፋእ እዩ

    • @hayelom-u2q
      @hayelom-u2q 23 นาทีที่ผ่านมา

      ዓዲ ደናቁር ዘርኢ ፀለመ

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 11 นาทีที่ผ่านมา

      Sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered self-righteous doesn't have a shame at all, the majority of tegaru are behind getachew and thadikan

  • @yohannes8242
    @yohannes8242 59 นาทีที่ผ่านมา +3

    GETACHEW BANDA 100%

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 13 นาทีที่ผ่านมา

      Kkkkkkkkkk there is no as enemy as sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered self-righteous to the majority of tegaru you like it or not

  • @sibhatberhane
    @sibhatberhane 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤

  • @MuleZena-c2t
    @MuleZena-c2t 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አያለው 😍😍😍 ፓለቲካ ሀሁ ዘይፈልጥ በዛዕባ ወዕላማ ውዱቡ ዘይዛረብ ብፀርፊን ብፀለመ ዝነብርዩ።

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሃይሉ ከበደ ዝሓሸ ፖለቲከኛ እዩ ካብ ውድባት ትግራይ

  • @Yeabsraserasra-kl2ql
    @Yeabsraserasra-kl2ql 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ይገርም እዩ ኩናት ተተወሊዑ ኣቦና ወድን ዝቃተልሉ ሰዓት ከም ዝፍጠር መናእሰይ ናቲ ለውጢ ሓሊ እየ ዝብል እዩ ዘሎ

    • @genetbrhane7433
      @genetbrhane7433 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Kemey abon wuladn yitakosu tigray eko nay getachewn debrotsion aykonetn entetokisna nab getachew, tsadqan &debrotsion ena nitkus nmanm gilitsi yikonrlu

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 13 นาทีที่ผ่านมา

    ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ዝኸኣለ ሰልፍታት ማሕበር መንእሰያት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ሰራሕተኛ ነጋዶ ሓረስቶት ኮታ ብቡሉጽ መርገጽ ዝልለ ህዝቢ ሰራዊቱ ሓድነቱ ኣጽኒዑ ነዞም በብእዋኑ ግልብጥብጥ ዝብል መርገጽ መራሕቲ ሰራዊት ጓሶት ደብረጽዮናዊ ሓይሊ ተሪር መጠንቀቕታ ሂቡ ክሎም ከድሕኑ ኣሎዎም። ሻዕብያ ንህዝቢ ኤርትራ ክጭፍልቕ ከኣ ዘሰውድ ኢዩ።

  • @Saron3
    @Saron3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ህጣራ ውኻርያ ካኣ ኣምጺእኪ ሎምስ 😂😂😂😂 ኤርትራ ኣብ ምጥፋእ ዘላ ሸበጥበጥ ትብል ዘላ ሓይሊ ኢሉዋ እምበር ዶከ ኣምር ዓለማዊ ፓለቲካ ኣለዎ እዩ እዞም ኩሎም ዓበይቲ ወኻሩ መራሕትኻ ምስ ምልሻታት ኣሜሪካን እንግሊዝን ኮይኖም ልዕሊ 27 ዓመት ደገፍ ተጌሩሎም መጺኦም ተላጽዮም ጠፊኦምሲ ሎሚ ኤርትራ ገባሪት ሓዳጊት ኮይናትሉ ኣብ ዘላትሉ ግዜ ብወኻሩ ሎቢስት ክትርዕድ ክክክክክ ብዝኾነ ዘጥፋእኩሞ ይተክኣልኩም ንዕና ከተስሕቁ ዝተፈጠርኩም ወዓግ ኤሊት

  • @KassahunGebrmichael
    @KassahunGebrmichael 34 นาทีที่ผ่านมา

    ነዓና ንተጋሩ ዘይጠቅም ኢኹም ዓዘፍዘፍ ትብሉ ዘለኹም። ኣብዝሓ ህዝቢ ትግራይ ዝኣምነሉ መገዱ መኻድ እዩ። ካልእ ካብ ወያነ ዝሕሸ ክሳብዝመፀእ ወያነ ዝመርሖ ምሕደራ ንድግፍ።

  • @genih-t1r
    @genih-t1r ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምሁር መሰል,እንታይ ቁምነገር እዩ ሒዙ መፂኡ?
    "ሕወሓት ተአጃጂሉ አይፈልጥን"ኢሉ እዚአ ሓቂ እያ.ፅንሕኢሉድማካብ68ዓ/ም ጀሚሩ ብምጥፋእ እዮም ዝውድእዎ,
    ምጥፋእ ማለት ትርጉም ንምንታይ እዛቢዑ ይገልፆ?

  • @hagoskahsayhagos3854
    @hagoskahsayhagos3854 20 นาทีที่ผ่านมา

    መን ኢዩ ምስ ሻዕብያ ዝተራኽበ ?ንምታበረዓፅዩም ኢን አማንኤ መላሓሱ ።ጌታቸው አይተራኹ ኢሉ መልስ ሂቡ።

  • @GebrekirosGreat
    @GebrekirosGreat 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    hasawit medanagerit niski lieli generalat hiwetom mulue tekalesula adi kthasbi aytikelin gefaf zarti mechenekit hzbi.........................TDF always hero give life for tigrian people always in order to create peaceful tigray with out division....

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 57 นาทีที่ผ่านมา

    ኣብቲ ከባቢ እከይን ዘይእከይን ዝበሃል የለን። ኩሎም እከያት በ😅ዓል ጻርቃን ወሲኽካ፡ ባዓል ጋውና ወ፡መሽረፈት። ምእንተ ሰላም ተጋሩን ጎረባብቱ ክበሃል ካብ ሽርሒ ወጻኢ ምስ ኣብከባቢኡ ዘለው ሓይልታት ክራኸብን ክዘራረብን መስረታዊ ተፈጥራዊ፡ ሰብኣዊን ሕጋውን፡ ፖለቲካውን ተልእኾ ኩሉ ፈታዊ ሰላም እዩ። ተመስገን ግደፍ። ሰይጣንን መልኣኽን ከም ሓደኢልካ ምውዽልድዳር።

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 9 นาทีที่ผ่านมา

      Sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered self-righteous politics and narrative is over, the majority of tegaru are behind getachew and thadikan you like or not

  • @AlulaEngda-rc2rn
    @AlulaEngda-rc2rn 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    እንኮ ናይ ትግራይ ሽግር መፍትሒ ምስ ኤርትራ ምትዕራቅ እዩ።

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 7 นาทีที่ผ่านมา

      Kkkkkkkkkk as they said a little devil like abiy is better than big devil like isaias, isaias regime over soon kkk

  • @AsmelashHaftu
    @AsmelashHaftu 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አነ ብወገነይ ብዝልዓለ ታሕጓስ ይቅበሎ ጥራሕ ዘይኮነስ ብዓቅመይ ዝቃለሰሉ እዩ ዝኮን ሓቂ እንተኮይኑ ካልእ መዋፅኢ እውን የለን ንክልቲኡ ህዝቢ

    • @abotewilabotewilabotewilab6334
      @abotewilabotewilabotewilab6334 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@AsmelashHaftu
      ኩቡር ሓው : እዚ ዕርቂ ህዋሓትን ሻዕብያን : ረብሓ ክልተ ህዝቢ ኢልካ ዶ ታኣምን :
      ብወገነይ -0 ዩ ረብሓ ክልተ ህዝቢ :
      መኽንያቱ ክልቲኦም ጉጅለታት (ህዋሓት &ህግደፍ : ጸረ ዕብየትን ጸረ ፍጡርን ስለ ዝኾኑ :
      👉እሞ ዳኣ ሕጂ በየናይ መዐቀኒ ዳኣልካ ዕርቂ ክልተ ጉጅለታት ረብሓ ክልተ ህዝቢ እንብል ዘለና :

    • @ታደስኦየሩስ
      @ታደስኦየሩስ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@aboteከሚያዉቅጅቁት መልአክ የሚቁት ሤጣን ይሻላል ፓለቲካ ጥቅምት ነው ኦርቶዶክሥ ትግርኛ አጠፉለሁ ሥ ሥር ጉሽ ነው ባሬንቱ ከሢሜ እድር የሚያጋራ እራት ክልል ሥላል እንድ ምሠሉ ቃቃችሁን ተዉ የሚል ሥላልሥላል አንድ መሆን የግድ ነዉ wilabotewilabotewilab6334

    • @ታደስኦየሩስ
      @ታደስኦየሩስ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      የግድ ነው በግድ እርም ሁኑ የሚለን ሥላል አንድ መሆን አክሡምን ከሡሜ ባራቱን የሚል ሥላል አንድ መሆኅ ግድ ነው

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክሳብ ክንደይ እዩ ወሪዱ ኣተሓሳስባ ተማሂርና በሃልቲ ተጋሩ። ኮፍኢልካ ምውቃስ እታ ዝቐለለት ስራሕ ሰናፋት እያ። ነቲ ዝሰርሕ ገዲፎም ነናይባዕሎም ስራሕ ንምንታይ ዘይሰርሑ? ጌትውቸው ንእብዪ ተኣማሚኒዶ ኣይኮነን መን ሓታቲኣለኒ ኢሉ ኣብ ልዕሊ ስወኣትመኸተን ህዝብን ዘሽካዕልል ዘሎ? እንትይ ማለት ድዩ ግዲ ውድባዊ ስራሕና ውግእ ክኽፈትልና እንዳበለ ብዕሊ ዝኣወጀ? ሕግታት ኢትዮፕያን ሉኣልውነትን ድሕሪ ወራር ንትግራይን ተጋሩን ዝምልከት ዋላ ሓንቲ ሕጋዊ መሰረት የብሉን።

  • @mulugetatemesgen3352
    @mulugetatemesgen3352 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መድህን ጀጋል ኩሮኒክ ብኽፍኣት ግብሪ የዒንታ ክትኣውር ያ።

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 3 นาทีที่ผ่านมา

      Sibhatawian corrupted group guhilatat mouth piece cadre guhilatat,we are sick and tired of Sibhatawian shabia sympathizer narcissistic, communist dogmatic arrogance politics and narratives,the majority of tegaru are behind getachew and thadikan

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 44 นาทีที่ผ่านมา

    ኣብ ዱፏዓት ውዕል ውጫሌ ምንክብላል የብቅዕ። ኣብዚመዋእል ዘለኻ ወለዶ? ብስትራተጂ ፖለቲካ ሕብረትን ሓድነትን ትግራይ+ኣፋር+ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተወ ጂኦፖለቲካ መጻአውቲ ኮዓሻሹ ናይርሑቕን ቀረባን ክንገዝእ በሃልቲ ኮይንካ ምቕፃል ይኣክል🎉🎉🎉

  • @hailetekie9205
    @hailetekie9205 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አባል ሳልሳይ ወያነ ሀይሉ ከበደ ካብቶም 2 ፍጫላት መራሕቲ ፋሺሽቲ ህውሓት ይኹኑ ካልኦት ፖለቲከኛታት ትግራይ ሽርሒ ዓዱ ሃሎን 4 ኪሎን ጎንደርን ጠንቂቁ ዝፈልጥን ዝቃለስንዩ አብ ሚድያታት አዲስ አበባ ከም ፖለቲከኛ ክሕተት ከሎ ንኽብሪ ህዝቢ ትግራይን ግዝአትን ትግራይ ዝምጥን መልሲ ክህቦም ከሎ ክትርኢ ከለኻ ብጣዕሚኻ ትሕበንን ትኾርዕን ዳግማይ መምህር ገብረኪዳን ኢዩ

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንስኹምስ፣ፖለቲከኛታትተባሀሉ?.ኣዘራሪባኹም፣ኣይረብሕ፣ስምኩም፣አይረብሕ፣መንይኸተለኩም?በሸረጥረጥ፣እልካክትዘረብ፣እንታይማለትዩ፣ዘረባኹም፣እሩም፣ይኹን።

  • @ውህደት
    @ውህደት ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወዲ ትግርኛ ጉራሕ

  • @gezuyeson
    @gezuyeson 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Who made signed the agreement, i think you always made such prostitution politics sorry i decided you are no speaking tigrigna

  • @mekonnengebreal8969
    @mekonnengebreal8969 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በሽራጥ በሎ

  • @mahariluul7724
    @mahariluul7724 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝደንቆረ ሰብ! ቲቦር ናጂ ስለዝመጸ ሲ ናይ ህላወ ሕቶ ኮይኑ ይስማዓካ ኣሎ ማለት ዲዩ? ኣንቱም ሰባት እዞም ኣብ ትግራይ ዘለው ሙሁራት ኢና ባሃልቲ ሲ እንታይ ዓይነት ትምህርቲ ዲዮም ዝምሃሩ ኔሮም? ፖለቲካ ኣፍልጦ የብሎምን። ማስመድያ ስለዝረከቡ ጥራይ ዓጀውጀው ይብሉ። በጃኩም እስከ ከምዚ ናይ መምህር ኣብርሃ ዝሓስቡ ንኩሉ ዜሮም ዝጥምቱ ሰብ ኣምጺኢ። ባዓል እዚ ሲ ደናቁር እዮም።

    • @ታደስኦየሩስ
      @ታደስኦየሩስ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሀሀሀሀሀሀሀ

    • @rutafruh6588
      @rutafruh6588 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@mahariluul7724 እስኻ ወዲ ኩን ሰብይቲ ስነ ስርዓት የብልካን እስኪ መጀመርታ ባዕልኻ ምልስ ኢልካ ርእስኻ መርምር 😱😱😱😱😱idiot

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌታቸውረዳ አቢዱ ትግራይ ንምጢፋእ ይገዩ አሎ ጌታቸው ረዳ ናበይ😅😅😅

  • @Ala-o3x
    @Ala-o3x ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እወ ፊደራል ክኣቱ ኣለዎ ምክንያቱ ጀነራላት ትግራይ ጉጉይን ብዑሉጉን ወገንነት ገይሮም ነዞም ከዳዓት እንድሕር ዝውግን ፀፅታ ትግራይ ኣትዩ ነዚኦም ወጊድካ ብብልፅግና ክትማሓደር ኣለዋ

    • @yohannes8242
      @yohannes8242 54 นาทีที่ผ่านมา

      Khshasha banda

  • @saimonananiya6021
    @saimonananiya6021 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዞም ኣብስርቂ ተዋፍርኩም ድጸናሕኩም ተጋሩ ነቲ ህዝቢ ትግራይ ንምትላል ብሽም ኤርትራ እንዳበልኩም ፖሎቲካ ትሰርሕዎ ክትዕወቱሉ ኣይትኩሉን ኢኩም ሓሶት ስርቂ ትግራይ እዩ መበቆሉ ሕጂ ድዘራኩሞ ናይ ስርቂ ናይ ሓሶት ውጺትኩም እዩ ሰላሕ ኢልኩም ተቀበልዋ

  • @BBIINNIIAAMM
    @BBIINNIIAAMM 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂 ደሃን ደኒንኹም ጥራይ ስቅ በሉ ። ኣየ ምሁራት እዛ በሽቃጥ ክልል 😂😂😂

  • @wteklutwubshet9180
    @wteklutwubshet9180 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ሀሜት ዘረባ እዩ እኒዚኦም ተቅርቢ ሰብ ሲኢንኪ ዘይረብሁ አካልብ።