ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።ኣብዚ ስደት ካብ ዝመጽእ ከምዚ ስሒቐ ኣይፈልጥን 😂😂😂
Same eway kezi yelen.😂😂Beruk yowhans yegberelna
Memhr fsum nice to see you! Eza Ab social media mzrab hmak zbelkaya sbkti endya, qendi gn n daka sied eya tedlyo, kemu elka mkero eske.
Sihqe sle zbelka tray yreya aleka tezey sihqe gn 😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ buruk awdiamet
ዋሪ ሽኮር እዚ ናይ ቀደም ሰብ ኣደማዓዮ 2 ክፋል ግበረሉ ከምዚኦም ኣዝማሪኖ ሰባት ኩሉ ዝርከቦም ናፊቅምና ኣለዉ።🎉🎉❤❤
ናይ ብሓቂ ዝድነቅ ዕላል ኣዝዩ ምሃሪን ኣገዳስን❤❤❤ ዕድመን ጥእናን ይሃብኩም
The best interview in my life .OMG .Adino pls Wari ኣምጻኣልና እዚ ዓቢ መምህር
ኣምጺእዎ እንድዩ ንሰምዖ ዘለና
እዚ ዘይሸነኽካ ኣይትብላዕ ገለ ጽቡቕ ብንብዓት'ዩ ዝምህረካ ኩሉዝበልካዮ ትኽክልዩ ክብርታትናዩ ውን።🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏🙏🙏👌👌👌👌👌
ናይ ብሓቂ መምህር ። ኣጋልልጻን ምክርን ይበል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
መምህር ወዲ ዓዴ ብጣዕሚ ጽቡቕ መሃርን ኣዛናጋዒን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ዘይጠቅም ኢንተርቪው ንሰምዕን ንርእን ብዙሕ ኢና ኣቑጺርና ንወዲ ዓዴ ደጋጊምኩም እንተ ተምጽኡልና ኣይምጸላእናን ኔርና።
ደስ ዝብል ዕላል ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ርሑስ አውድአመት ይግበረልና❤❤❤❤❤
በጃኹም ፓርት 2 ግበሩላ ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤❤❤❤
ዓዳዊ ኣርማ ሻውል ኣያና ሎሚ ስለ ዝራኣናካ ደስ ኢሉና። ብሽም መተዓቢቲ ኣባሻውል ኣብ ድያስፓራ ብዙሕ ሰላም ንብለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💐💐💐💐💐💐💐
መምህረይ ኣዝማሪኖታት ደቂ ኣስመራ ኢልና ንምካሕ ከምዝኢታት ሕክያ ስለ ዘለዎም ኢና ስሒቕና እኮ ሰሓቕ ጥዕና ዩ
ኣዝማሪኖ ኣይትበል ዓዲ ገሊኦም ከይትግጉ ።ኣዝማሪኖ ዘይምኖ ❤መኽሰብ
@@samitihabte34 ሸቐቕ ይበሉ ዘይ ማይ በላ ቃላት ክዛረቡ ረብሾምና ዘለዉ
ተማሃር እባ እሞ ካብ'ቲ ኣዝማሪኖኻ መምህር ፍጹም
ኒፈልም ጌዜ ጽቡቅ መደብ ኣቅሩብኩምልና ሄኖክ ዋረ ይቀንልና መምህር ፉጹሙ ካ ኩሉ ጌዜ ሳሓቅ ይግበረልካ ብጣዒም ታሓጉስና🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Teacher fitsum one of the best teacher he was teaching me at elementary school I miss him God bless you Thank you
ብጣሚ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ርሑስ ኣውድኣመት ብሩኻት ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Hé was My english teacher in 1997. Hé was really a good teacher❤❤❤
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ዋዛ ምስቁመነገር አዚዩ ጽቡቅ መደብ ርሑስ ዓዉድዓ አመት ።መምሕር ዕላሉ ክምቅር ክበረልና እድመን ጥእናን ይሐብካ ዋሪ ሽኮር መንፈስና ዘኸድስ ምንጪ ሰሐቅና ሐጎስና ዝኾነ ዓቢ ሰብ ዘቅረብካልና ነመስግን እፎይ አይትሳአኑ ሲሒቅናኳ ሳሓቅ ረሲእናዮ ኔርና መምሕር ፍጹም አይትጥፋአናባ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ ብሓቃ መምህር ኣባናን ኣያናን❤❤❤❤
ተንኪዉ ዋሪ ነዚ ዓቢ ሰብ ዘቕረብካልና ናይ ብሓቂ ስሓብን ኣዘናጋዒን ምሃርን መደብ ኣዝዩ መሲጥኒ ደስ ኢልኒ ቀጽሎ
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ዘረባ መምህር ተኸታታሊ ምርኢታት ይገብር ምኽንያቱ ዝሓሸ ካብ...
ኣታ ብሩክ ተመስገን ኣምላክ ተሻቂለካ ነይረ ብሓቂ ተሓጉሰ ብዛይ በኣካ ዝኮነ ይኩን ሸው ኣይጥዕሙን እዩ ዋሪ ሓወይ ኣታ ምቁርርርርርር ዝኮነካ ወዲ ኣይትጥፋእ ጽቡቅ ኣይኮነን ክተሻቅለና
I know
Waw waw ናይ በሓቂ መጽሓፍ ድኾነ ሰብ ኣምጺእኻልና የቀንየልና ዋሪ ሓወይ ካልኣይ ክፋል ክንጸበ ኢና
Waw nay bhaki azmarino malet ❤ 🥰🥰🥰 edmen tenan yehabkum deki Eriey marey 🙏🙏🙏
Thank you for inviting teacher Fizum
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ምስ ሕክይኡ- ካልእ ግዜ ድገሙና ወዲ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Memeherye fache long time’ Azemarino zeyemno elalelu ❤👍👊!!!
I love it. It’s Amazing unique ,and unbelievable. You are really a good teacher. Thank you for that.
ብዙሕ ከምዚ ዓይነት እኮ ክሳብ መወዳእታ ሪኣ ኣይፈልጥንየ😊😊እዚኣ ክሳብ መጨረሽታ ሪኢያ ደስ ትብሉ ቀጽሎ መምህረይ ክትመውሊዕ❤❤❤❤❤❤❤
ዋሪ ሐወይ አኩሪዕካና ነቲ ዝምነዮ ዓቢ ስነ ጥበባዊ ዘምጻካልና thanks
ፍጹም (ዓዳዊ ) ጅግና ዘይምኖ ዕላሉ 🇪🇷🇪🇷👏👏🥰🥰🙏🙏💕💕👌👌👋👋
Wariti titefeana endika enakonka❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብ ስም ዋሪ ኩልካ ላይኽ
ኖ
እዚኦም፡ከምዚኦም❤ ኩሉ ግዜ ክዝከሩ❤ ደለዎም ኢዮም ❤ሀኖክ ዋሪ የቀንየልና❤❤❤
Welcome Deqi Eriyyyy Ademen tenant yehabekum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ዋሪ ሓወይ ምስ ኣዴ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ የቐንየልና ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና ተኺእልኩም ካለኣይ ክፋል ግበሩልና ብዙሕ ዝንበብ ኣለዎ በጃኹም.
Wari shkor welcome mara kef zelewo sabiaye amexiekalna ruhis awedamet yegberlkem deki remiy ❤
Very talented and intertaining😄. Thankyou
Thank you teacher ❤Henok wari Part 2 gebrela please
እውይ ድፈትዎ ተዋሳኣይ ኣንታ ኣበይ ጠፊኡ ❤❤
ወዲ ዓዴ" ዝዓበየ ሻውል ዝዓበየ ወዲ ማቸሎ ሻውል ዝዓበየ። ተደፋኒቀ ምስ ርኣኹኻ ዝዓበኹሉ ኣዘኻኺርካኒ። ጥዑም ዕላል ምስ ቁም ነገር ከም ኩሉ ግዜ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ምሉኣት ስድራቤት። ዋሪ የቀንየልና ካልኣይ ክፋል ግበረልና በጃኻ። ብዝተረፈ ርሑስ ኣውደመት ይግበረልና።
Wawawawawa gele aynet memhr Fisum bejakum tekeatali gberulna ❤❤❤
ወዲ ዓዴ መምህረይ ኣብ ዳሉል ሻብዓይ ክፍሊ ናይ ሂስትሪ ሚሂርኒ ንፉዕ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Wawww memher fexum memherey eyu nyru demxu mara eyu regid koynus bandi awxinalu nyrna saga😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤
መርሓባ ይሕዋት ሩሑስ ኣዉዳመት ብፍላይ ዋሪ ሽኮር ቀመም ዝኾንካ ሰብ👌❤🎉🎉🎉
Thanks memhreyyy bsahaq jemire wdieya ❤❤😂😂
Wawwwww zfetwo memhrey GBU ❤❤❤❤❤❤
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ብጣዕሚ ጥዑም ዕላል ንበር ክበርኣዝዩ ፍሉይን ጥዑምን ዝሳጉኡወዲ ዓዲ። ሓው ሄኖክ ከኣ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ነዚ ክቡር ጋሻ ብምቕራብካ። ኣዚኻ ዓቢ መምህርብሓቂ፣ ብፍላይ ሰባት ኣብ ኣዛራርባና ብጣዕሚ ክንጥንቀቕ ከም ዘለና ንዝብል ኣዛራርባ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
Wedi Adi Azmarino zifetwo nay Junior History teacher memhrey zinebere God bless u My teacher❤❤🥰🥰🙏🙏
ኣበይ ማለት ዩ መዓስ ዓ.ም ከ ኣብ 1999 ናዓይ 5ይ ክፍሊ ናይ ትግርኛ መምህረይ ኔሩ
Good blessed Eritrean people ❤❤❤ yes yes yes
Wawww thank you memhrey btaemi asihiqkana 🎉❤❤❤❤
ርሑሰ ኣዉዳኣመት ን'ሙሉኢ ህዝብ ኤርትራ ሄኖክ ጠፍካና ኣትጥፋኢ ናፊቅናካ ጽቡቅ መደብ ጽቡቅ ዕላል 🙏🏾🙏🏾🙏🏾👍🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷🌽🌿🌽🌿🌻🌻🌻🌻🌻🌿🌿🇪🇷💗👏🏾
Waw des eluni disemaekuwa elal thank you both ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi adye u r the best, smart, wise, funny man
Geli aynete hikiya dqi Eru tseda selamkum yebzaha Wari asli Ms memhere 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ዋውውው❤❤❤ መ/ም ፍጹም ዘገርም ዋዛምስ ቁነገር ማሃርን ኣዛናጋዒን የቐንየልና ርሑስ ኣውደኣመት❤❤❤ ቀጽልዎ ዋሪ ደጋጊምካ ኣምጻኣዮ በጃኻ❤❤❤
Thanks ❤❤ both of y funny 😂 i love yr studie 👍🏽🥰
Thank you! 😃
ብድንግላ ዕላልል ኣዝማሪኖ ኮሜ ✅❤👌
ከይገፍሕት ኣርኪበላ ተመስገን ርሑስ ኣዉድኣመት 😂😮
❤❤❤❤❤❤❤ርሑስ ብዓል ንህዝቢ ክርስትያን ብሓበራ🎉🎉🎉
Memhrey harif kulu gize eye zzkrom hkiyatatka dhri class thkna znebrka waza ms kumneger 👍👏👏🇪🇷
Ruhus awdeamet deqi eri ❤Wari tefiekana eko
ብሓቅይ መምህር 🙏😍100%
ዕድመን ጥዕናን መምህር ዋሪ ጽብቅ መደብ ብሰፊሕ ተተምጸልና ንመምህር ክኣ ጽብቅ ኔሩ ርሑሰ በዓል ኣውዳእመት 🇪🇷🇪🇷🐪☪️🙏✝️🐪🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Good to see you ❤❤❤❤
❤❤❤❤ Really Asmarini ❤❤❤ nice to see you ❤❤❤ Thank you Wari Shikor
ሩሑስ ኣውዳመት ❤❤❤❤ብሓቂ መምህር ቁምነገር ምስ ማዕዳ ምስ ሰሓቅ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሐቄ መምህር ከምዜኦም ዓይነት አዝዬም የድልዮናዬም የቀንየለና ርሑስ አዉደአመት
ዓዳዊ ማራ ኣከይፍካና ቡዙሕ ምበልና ግን ቃላት ሓጺሩ
Kulegeza endeher amtsikeyo kehalfelkum eyou ❤❤❤❤❤
Adwai Aslawi ✌️🇪🇷 ❤️ Ya part 2 enda gebrka Amxulena yeak kem zeyom ena nedli memharan ናይ hiwet
Thanks Bela medeb Waka TM ❤️🥰👌🏿
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ፍጹም
የቀንየልና ንወዲ ሻውል መትዓቢቲዘምጻኻልና ( ካላኣይ ክፋል ግበረልና)።
I love both of you ♥️ teacher. I flow you on Facebook I love the stories you right. Thank you
Ms fltet hikyn wazatatn 👏👏👏🇪🇷🇪🇷
Wel came deqi erey 🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🥰🥰💯💯🌹🌹🌹❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
The best 🎉🎉🎉🎉
ወዲ ዓዴ ኡኑቃዕ ናትና ኮንካ ብአካ ኩሩዓት ኢና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
ወዲ ዓዲ ብስሓቕ ቀቲልካና። በጃኻ ተልፎኑ ጸሓፈልና፤ ፍቓደኛ እንተኾይኑ።
Wari bro xbuq medeb semieka zeymno lsan memhr fache seb Abi aemro Edmen tienan yhabkum deqi erey ❤❤❤👍👍👍
😂😂😂😂😂😂😂😂 beqa mara sihqna part 2 ygebrela tubulu like gberub
Nay behaki kumneger zimelio tium ilal wari n adawi thank u
ዋሪ መሕጎል ምስ ዓርክኻ ርሑስ ኣውድኣመት ንኹሉ ህዝቢ ኤረይ🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
Great message Fache.
ይደገም ዓዲ ይቀጽል ትብሉ ላይክ ሃቡኒ
ሄኖክ ዋሪ ከመይ ኣለካ ዕደም ጥዕናን ይሃብካ እግዝኣቢሄር።ከምዛ ልሺ ኤርትራ ውልዕ ጥፍእ እንዳበልካ እኮ ሞክ ኣቢልካና 😂😂😂።Keep up wari hawey
Wedi adie ab 2003/2004 ab biet tmhrti DEKSEB memhrna nieru. Dmxu burtue sle znebere memhr "BAND" nblo nierna. Abzi hiji ab England ab Nottingham university ymehar aleku. So thanks teacher.
Very nice program ❤please invite him again ❤very wisdom man funny man❤ ❤😂
Part 2 pls ❤
Please bring him back again, he is amazing 🤩
ወዲ ዓዲ we love you
Waw mesatn azenagen medeb realty show amazing henoka
Rehus awedamt deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks a lot ❤very nice 👍🫶✅
ብሓቂ ጽቡቕ መደብ ዋዛ ምስ ቁም ነገር።
wawww wed gezawitey end aboyn.❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Waw Adawi des zebel elal GBU ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Very very good l love you deli eritrean
እዊይይይይይ ፍጹም ወዲ ዓደይ ብጣዕሚ ገሪሙኒ ኣብ ኣዱሊስ ወዲ ክላሰይ ነይሩ 4 ክፍሊ ካብቀደሙ ደፋር እዩ ነይሩ ኩሉ ተማርሃራይ ይፈትዎ ነይሩ ተማሃሮ ነጻነት ስለዝደለና ንፍጹም ሞኒተር መሪጽናዮ 🌷🌷🌷ኡፍፍፍፍ ናይቀደም ሰብ
Rhus Awdeamet 🇪🇷❤ Wari hawey n memher Efreim Fqadu abzi ente teqrbo xbuk neiru bjaka
Wari tetefana aleka wari hawey rhus awdamet wediadie❤❤
Awdiamet Awdiamet achnikuma eza TH-cam edmen tienan deqi Erey 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።ኣብዚ ስደት ካብ ዝመጽእ ከምዚ ስሒቐ ኣይፈልጥን 😂😂😂
Same eway kezi yelen.😂😂
Beruk yowhans yegberelna
Memhr fsum nice to see you!
Eza Ab social media mzrab hmak zbelkaya sbkti endya, qendi gn n daka sied eya tedlyo, kemu elka mkero eske.
Sihqe sle zbelka tray yreya aleka tezey sihqe gn 😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ buruk awdiamet
ዋሪ ሽኮር እዚ ናይ ቀደም ሰብ ኣደማዓዮ 2 ክፋል ግበረሉ ከምዚኦም ኣዝማሪኖ ሰባት ኩሉ ዝርከቦም ናፊቅምና ኣለዉ።🎉🎉❤❤
ናይ ብሓቂ ዝድነቅ ዕላል ኣዝዩ ምሃሪን ኣገዳስን❤❤❤ ዕድመን ጥእናን ይሃብኩም
The best interview in my life .OMG .Adino pls Wari ኣምጻኣልና እዚ ዓቢ መምህር
ኣምጺእዎ እንድዩ ንሰምዖ ዘለና
እዚ ዘይሸነኽካ ኣይትብላዕ ገለ ጽቡቕ ብንብዓት'ዩ ዝምህረካ ኩሉዝበልካዮ ትኽክልዩ ክብርታትናዩ ውን።🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏🙏🙏👌👌👌👌👌
ናይ ብሓቂ መምህር ። ኣጋልልጻን ምክርን ይበል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
መምህር ወዲ ዓዴ ብጣዕሚ ጽቡቕ መሃርን ኣዛናጋዒን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ዘይጠቅም ኢንተርቪው ንሰምዕን ንርእን ብዙሕ ኢና ኣቑጺርና ንወዲ ዓዴ ደጋጊምኩም እንተ ተምጽኡልና ኣይምጸላእናን ኔርና።
ደስ ዝብል ዕላል ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ርሑስ አውድአመት ይግበረልና❤❤❤❤❤
በጃኹም ፓርት 2 ግበሩላ ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤❤❤❤
ዓዳዊ ኣርማ ሻውል ኣያና ሎሚ ስለ ዝራኣናካ ደስ ኢሉና። ብሽም መተዓቢቲ ኣባሻውል ኣብ ድያስፓራ ብዙሕ ሰላም ንብለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💐💐💐💐💐💐💐
መምህረይ ኣዝማሪኖታት ደቂ ኣስመራ ኢልና ንምካሕ ከምዝኢታት ሕክያ ስለ ዘለዎም ኢና ስሒቕና እኮ ሰሓቕ ጥዕና ዩ
ኣዝማሪኖ ኣይትበል ዓዲ ገሊኦም ከይትግጉ ።ኣዝማሪኖ ዘይምኖ ❤መኽሰብ
@@samitihabte34 ሸቐቕ ይበሉ ዘይ ማይ በላ ቃላት ክዛረቡ ረብሾምና ዘለዉ
ተማሃር እባ እሞ ካብ'ቲ ኣዝማሪኖኻ መምህር ፍጹም
ኒፈልም ጌዜ ጽቡቅ መደብ ኣቅሩብኩምልና ሄኖክ ዋረ ይቀንልና መምህር ፉጹሙ ካ ኩሉ ጌዜ ሳሓቅ ይግበረልካ ብጣዒም ታሓጉስና🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Teacher fitsum one of the best teacher he was teaching me at elementary school I miss him God bless you
Thank you
ብጣሚ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ርሑስ ኣውድኣመት ብሩኻት ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Hé was My english teacher in 1997. Hé was really a good teacher❤❤❤
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ዋዛ ምስቁመነገር አዚዩ ጽቡቅ መደብ ርሑስ ዓዉድዓ አመት ።መምሕር ዕላሉ ክምቅር ክበረልና እድመን ጥእናን ይሐብካ ዋሪ ሽኮር መንፈስና ዘኸድስ ምንጪ ሰሐቅና ሐጎስና ዝኾነ ዓቢ ሰብ ዘቅረብካልና ነመስግን
እፎይ አይትሳአኑ ሲሒቅናኳ ሳሓቅ ረሲእናዮ ኔርና መምሕር ፍጹም አይትጥፋአናባ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ ብሓቃ መምህር ኣባናን ኣያናን❤❤❤❤
ተንኪዉ ዋሪ ነዚ ዓቢ ሰብ ዘቕረብካልና ናይ ብሓቂ ስሓብን ኣዘናጋዒን ምሃርን መደብ ኣዝዩ መሲጥኒ ደስ ኢልኒ ቀጽሎ
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ዘረባ መምህር ተኸታታሊ ምርኢታት ይገብር ምኽንያቱ ዝሓሸ ካብ...
ኣታ ብሩክ ተመስገን ኣምላክ ተሻቂለካ ነይረ ብሓቂ ተሓጉሰ ብዛይ በኣካ ዝኮነ ይኩን ሸው ኣይጥዕሙን እዩ ዋሪ ሓወይ ኣታ ምቁርርርርርር ዝኮነካ ወዲ ኣይትጥፋእ ጽቡቅ ኣይኮነን ክተሻቅለና
I know
Waw waw ናይ በሓቂ መጽሓፍ ድኾነ ሰብ ኣምጺእኻልና የቀንየልና ዋሪ ሓወይ ካልኣይ ክፋል ክንጸበ ኢና
Waw nay bhaki azmarino malet ❤ 🥰🥰🥰 edmen tenan yehabkum deki Eriey marey 🙏🙏🙏
Thank you for inviting teacher Fizum
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ምስ ሕክይኡ- ካልእ ግዜ ድገሙና ወዲ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Memeherye fache long time’ Azemarino zeyemno elalelu ❤👍👊!!!
I love it. It’s Amazing unique ,and unbelievable. You are really a good teacher. Thank you for that.
ብዙሕ ከምዚ ዓይነት እኮ ክሳብ መወዳእታ ሪኣ ኣይፈልጥንየ😊😊እዚኣ ክሳብ መጨረሽታ ሪኢያ ደስ ትብሉ ቀጽሎ መምህረይ ክትመውሊዕ❤❤❤❤❤❤❤
ዋሪ ሐወይ አኩሪዕካና ነቲ ዝምነዮ ዓቢ ስነ ጥበባዊ ዘምጻካልና thanks
ፍጹም (ዓዳዊ ) ጅግና ዘይምኖ ዕላሉ 🇪🇷🇪🇷👏👏🥰🥰🙏🙏💕💕👌👌👋👋
Wariti titefeana endika enakonka❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብ ስም ዋሪ ኩልካ ላይኽ
ኖ
እዚኦም፡ከምዚኦም❤ ኩሉ ግዜ ክዝከሩ❤ ደለዎም ኢዮም ❤ሀኖክ ዋሪ የቀንየልና❤❤❤
Welcome Deqi Eriyyyy Ademen tenant yehabekum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ዋሪ ሓወይ ምስ ኣዴ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ የቐንየልና ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና ተኺእልኩም ካለኣይ ክፋል ግበሩልና ብዙሕ ዝንበብ ኣለዎ በጃኹም.
Wari shkor welcome mara kef zelewo sabiaye amexiekalna ruhis awedamet yegberlkem deki remiy ❤
Very talented and intertaining😄. Thankyou
Thank you teacher ❤
Henok wari Part 2 gebrela please
እውይ ድፈትዎ ተዋሳኣይ ኣንታ ኣበይ ጠፊኡ ❤❤
ወዲ ዓዴ" ዝዓበየ ሻውል ዝዓበየ ወዲ ማቸሎ ሻውል ዝዓበየ። ተደፋኒቀ ምስ ርኣኹኻ ዝዓበኹሉ ኣዘኻኺርካኒ። ጥዑም ዕላል ምስ ቁም ነገር ከም ኩሉ ግዜ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ምሉኣት ስድራቤት። ዋሪ የቀንየልና ካልኣይ ክፋል ግበረልና በጃኻ። ብዝተረፈ ርሑስ ኣውደመት ይግበረልና።
Wawawawawa gele aynet memhr Fisum bejakum tekeatali gberulna ❤❤❤
ወዲ ዓዴ መምህረይ ኣብ ዳሉል ሻብዓይ ክፍሊ ናይ ሂስትሪ ሚሂርኒ ንፉዕ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Wawww memher fexum memherey eyu nyru demxu mara eyu regid koynus bandi awxinalu nyrna saga😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤
መርሓባ ይሕዋት ሩሑስ ኣዉዳመት ብፍላይ ዋሪ ሽኮር ቀመም ዝኾንካ ሰብ👌❤🎉🎉🎉
Thanks memhreyyy bsahaq jemire wdieya ❤❤😂😂
Wawwwww zfetwo memhrey GBU ❤❤❤❤❤❤
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጥዑም ዕላል ንበር ክበር
ኣዝዩ ፍሉይን ጥዑምን ዝሳጉኡ
ወዲ ዓዲ። ሓው ሄኖክ ከኣ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ነዚ ክቡር ጋሻ ብምቕራብካ። ኣዚኻ ዓቢ መምህር
ብሓቂ፣ ብፍላይ ሰባት ኣብ ኣዛራርባና ብጣዕሚ ክንጥንቀቕ ከም ዘለና ንዝብል ኣዛራርባ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
Wedi Adi Azmarino zifetwo nay Junior History teacher memhrey zinebere God bless u My teacher❤❤🥰🥰🙏🙏
ኣበይ ማለት ዩ መዓስ ዓ.ም ከ
ኣብ 1999 ናዓይ 5ይ ክፍሊ ናይ ትግርኛ መምህረይ ኔሩ
Good blessed Eritrean people ❤❤❤ yes yes yes
Wawww thank you memhrey btaemi asihiqkana 🎉❤❤❤❤
ርሑሰ ኣዉዳኣመት ን'ሙሉኢ ህዝብ ኤርትራ ሄኖክ ጠፍካና ኣትጥፋኢ ናፊቅናካ ጽቡቅ መደብ ጽቡቅ ዕላል 🙏🏾🙏🏾🙏🏾👍🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷🌽🌿🌽🌿🌻🌻🌻🌻🌻🌿🌿🇪🇷💗👏🏾
Waw des eluni disemaekuwa elal thank you both ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi adye u r the best, smart, wise, funny man
Geli aynete hikiya dqi Eru tseda selamkum yebzaha Wari asli Ms memhere 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ዋውውው❤❤❤ መ/ም ፍጹም ዘገርም ዋዛምስ ቁነገር ማሃርን ኣዛናጋዒን የቐንየልና ርሑስ ኣውደኣመት❤❤❤ ቀጽልዎ ዋሪ ደጋጊምካ ኣምጻኣዮ በጃኻ❤❤❤
Thanks ❤❤ both of y funny 😂 i love yr studie 👍🏽🥰
Thank you! 😃
ብድንግላ ዕላልል ኣዝማሪኖ ኮሜ ✅❤👌
ከይገፍሕት ኣርኪበላ ተመስገን ርሑስ ኣዉድኣመት 😂😮
❤❤❤❤❤❤❤ርሑስ ብዓል ንህዝቢ ክርስትያን ብሓበራ🎉🎉🎉
Memhrey harif kulu gize eye zzkrom hkiyatatka dhri class thkna znebrka waza ms kumneger 👍👏👏🇪🇷
Ruhus awdeamet deqi eri ❤
Wari tefiekana eko
ብሓቅይ መምህር 🙏😍100%
ዕድመን ጥዕናን መምህር ዋሪ ጽብቅ መደብ ብሰፊሕ ተተምጸልና ንመምህር ክኣ ጽብቅ ኔሩ ርሑሰ በዓል ኣውዳእመት 🇪🇷🇪🇷🐪☪️🙏✝️🐪🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Good to see you ❤❤❤❤
❤❤❤❤ Really Asmarini ❤❤❤ nice to see you ❤❤❤ Thank you Wari Shikor
ሩሑስ ኣውዳመት ❤❤❤❤ብሓቂ መምህር ቁምነገር ምስ ማዕዳ ምስ ሰሓቅ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሐቄ መምህር ከምዜኦም ዓይነት አዝዬም የድልዮናዬም የቀንየለና ርሑስ አዉደአመት
ዓዳዊ ማራ ኣከይፍካና ቡዙሕ ምበልና ግን ቃላት ሓጺሩ
Kulegeza endeher amtsikeyo kehalfelkum eyou ❤❤❤❤❤
Adwai Aslawi ✌️🇪🇷 ❤️ Ya part 2 enda gebrka Amxulena yeak kem zeyom ena nedli memharan ናይ hiwet
Thanks Bela medeb Waka TM ❤️🥰👌🏿
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ፍጹም
የቀንየልና ንወዲ ሻውል መትዓቢቲ
ዘምጻኻልና ( ካላኣይ ክፋል ግበረልና)።
I love both of you ♥️ teacher. I flow you on Facebook I love the stories you right. Thank you
Ms fltet hikyn wazatatn 👏👏👏🇪🇷🇪🇷
Wel came deqi erey 🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🥰🥰💯💯🌹🌹🌹❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
The best 🎉🎉🎉🎉
ወዲ ዓዴ ኡኑቃዕ ናትና ኮንካ ብአካ ኩሩዓት ኢና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
ወዲ ዓዲ ብስሓቕ ቀቲልካና። በጃኻ ተልፎኑ ጸሓፈልና፤ ፍቓደኛ እንተኾይኑ።
Wari bro xbuq medeb semieka zeymno lsan memhr fache seb Abi aemro Edmen tienan yhabkum deqi erey ❤❤❤👍👍👍
😂😂😂😂😂😂😂😂 beqa mara sihqna part 2 ygebrela tubulu like gberub
Nay behaki kumneger zimelio tium ilal wari n adawi thank u
ዋሪ መሕጎል ምስ ዓርክኻ ርሑስ ኣውድኣመት ንኹሉ ህዝቢ ኤረይ🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
Great message Fache.
ይደገም ዓዲ ይቀጽል ትብሉ ላይክ ሃቡኒ
ሄኖክ ዋሪ ከመይ ኣለካ ዕደም ጥዕናን ይሃብካ እግዝኣቢሄር።
ከምዛ ልሺ ኤርትራ ውልዕ ጥፍእ እንዳበልካ እኮ ሞክ ኣቢልካና 😂😂😂።
Keep up wari hawey