#ስልከይ_ሓቚፈ_እየ_ዝሓድር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 193

  • @naturesounds4221
    @naturesounds4221 วันที่ผ่านมา +8

    Thanks!

    • @Srgutmedia
      @Srgutmedia  วันที่ผ่านมา

      Welcome! የክብረልና

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ማኅደረይ ፍቅርቲ ጠንካራ❤❤❤ ዙጋዚጠኛለ ደስ ክብል ትሕትንኡ ዘውጽኦም ቃላት ደስ ብሃልቲ❤❤

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs วันที่ผ่านมา +4

    ዓምዲ ናይ ቤተክርስትያና ሰንበት ትምህርት ቤት ስለ ዝኮነ አጀኩም ጠንክሩ አብ መላእ ትግራይ መሃውርኩም ዘርግሕኩም ንክትንቀሳቀሱ ብትሕትና ንላቦ አብ ጎንኩም ድማ አለና አሕናለ❤❤❤😊😊😊😊

  • @AngesomKidane-mz1pd
    @AngesomKidane-mz1pd วันที่ผ่านมา +4

    ፈለማ ን ሥርጉት ሚድያ ከመስግን ይደሊ
    ማህዲ ማለት ንብዙሓት ዘማርያን ትግራይ ኣርኣያ ክትኮን ትኽእል እያ ኢለ ኣብ ቅድሚት ዝሰርዓ ሓፍቲ እያ !
    ማህዲዬ ኣብቲ ቅዱስ ኣጸድ ወትሩ ንስብሓት የበርትዕኺ ዛሓፍተይ ካብ ተመኩሮኺ ብዙሕ ተምሂርና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazgedu6520
    @almazgedu6520 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ተባረኹ ❤❤❤❤❤

  • @Samira-i9y4o
    @Samira-i9y4o 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜንኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኪ❤❤❤

  • @opfddmn
    @opfddmn 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ ዘማሪት ማህደር ሓፍትና❤❤❤

  • @WgshyWhfgh
    @WgshyWhfgh 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይመስገንን ስለኩሉ ነገር ክንደይ ደስምባሉ ልአናናለ ክነመስገን ይሓግዘና🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @mahrrat1866
    @mahrrat1866 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዒም ዝፈትወኪ ማህደረይ ፁጉኡ የብዘሐልኪ ዘሓፈተይ ንኩሉና መሪአያ እኪ ማህደረይ ለባም መስተዋዓልቲ ናይ ዘመና መምህርና እኪ ቀፅሉሉ ዘሓፍተይ ብመንታይ ክገልፀኪ ኮይነ ዋይ ❤❤❤❤❤❤

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 วันที่ผ่านมา +5

    ሰላም እግዚአብሔር ምስ ኹልና ይኹን እንኳዕ ብሰላም መፃኢኩም ሥርጉት ሚዲያ ከምኡ ድማ ዘማሪት ማህደር ገብረየሱስ ❤ጸጉኡ በረከቱ የብዝሓልኩም ሓታቲን መላሲትን ደስ ዝብል ግዜ ጸንሑ ❤ ብኽልተ ነገር ኣብኽያትኒ ሓንቲ ብናይ እመብርሃን ኣዴና አገላልጻ ጾመ ጽጌ ከመይ ከም ዝበለቶ 😢 መበል ኻልኣይ ድማ ናይቶም ከም ኹሉ ትግራዋይ ዝረኸቦ ኩነታት ዝኹላይ ከርተት ዝበለቶ 29 ዓዲታት ( ቦታታት ) ዘይረ ምስ በለት 😢 አምላክ ስለ ዝፈቀዶ ግን ምንም ክብል ኣይኽእልን ኢላ ምምላሳ ከዓ ጽንዓታ የምህረካ እቲ አተዓባቢያ ብሓፈሻ ክትገልጾ ከላ እውን ገሪሙኒ ኣዴካስ ብምንታይ ትግለጽ ብዘይ ኣቦ ዘዕበየትኒ እየ ኣነለ ግን ሓደ መዓልት አስተማስለ የፈልጥይ ኣደይ ስለ ዘላትኒ ተመስገን እየ ዝብል ❤። ድሕሪ ሕዚ ድማ መርዓኪ የርእየና መድኃኔዓለም ክርስቶስ ኣብ ቤቱ የጽንዒኪ " ን ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም መሓሪ ኣቅርቡልና " ናዩ መርዓ ክርኢ እውን ሃረር እየ ዝብል ❤ ን መጀመሪያ ግዜ ብስሩ መዝሙር ታይ ምዃኑ ዘይፈልጦ ከለኹ እውን ብናዩ መዝሙር እየ ኣፈይ ዝኸፈትኩ
    መላእክት እዮም ዘገልግሉ ክብሪ ንዓኻ እናበሉ ትብል ናይ ቀደም መዝሙሩ

  • @meazitsadik3440
    @meazitsadik3440 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጥዕምቲ ልሳን ማህደር ሓፍትና ብጣዕሚ ኢኺ ጠንካራ 😢ዝተሰውኡ አሕዋትና ለ ብሰላም ይዕረፉ

  • @ተስፋ-ኀ2ቐ
    @ተስፋ-ኀ2ቐ วันที่ผ่านมา +7

    ደስ በሃሊ መደብ'ዩ ቀፅልሉ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ፣ኣብ ቤቱ የንብርኩም።
    ምናልባት ኣብ ቀፃሊ ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም መሓሪ ኣብ ዝቀርበሉ ግዜ "ሳላ ቃልኪዳንኪ" እትብል መዝሙር ከይዘመረ ከይከድ ።ናማነይ'የ የቀለድኩይ😁 ስርጉት ምድያ ከይትሓልፉኒ። እታ መዝመር ንጉሆ ተልዒለ ተዘይ ሰሚዐያ ምሽት እውን ተዘይሰሚዐያ ከምቲ ሓደ ነገር ዝረሳዕኩ እዩ ዝመስለኒ።
    "ፍቅራ ኣብ ልብና ትስኣለና!
    ከምቲ ከማይ ኪዳነምህረት ኣብ ስደት ህይወቱ ኣብ ኩሉ ብኩሉ ዝረደአቶ ዝሓገዞቶ መን ኣሎ ደቂ እመብርሃነይ?

    • @selamburuk
      @selamburuk วันที่ผ่านมา

      ኣነ አለኩ እመ ብርሃን አደዊተይ ዋሕስ ናይ ሂወተይ ፍቅራ ይፍለ እዩ❤🙏

  • @mulualemkidanu7376
    @mulualemkidanu7376 วันที่ผ่านมา +1

    ዘማሪት ሀፍተት ማህደር ቃል ሂውት የስምኣልና ፍሉይ ድምፂ ትህትና ልመልኦ ሂወት. እድመ ይሀብኺ ፀግኡ የብዝሀልኺ🙏❤️❤️

  • @ኪዳንጋልተዋሕዶ
    @ኪዳንጋልተዋሕዶ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘማሪት ማኅደር ሓፍተይ ጥዕምቲ ልሳና ጸግኡ የብዝሓልኪ ተይሞነክዎይ ተወዲአ ዛእንተሪቢው
    ብጣዕሚ ኢኺ ጠንካራ😥 ዝተሰውኡ አሕዋትና ብሰላም ይዕረፋ
    ዝምድያ ነዕብዮ ለይክ ኣናገበርና ኩላትና አብ ዘይጥቅምስ ለይክ ንዝገበሮ ኢና

  • @ygjvjch3324
    @ygjvjch3324 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ ይስመዐልና ክብረተይ

  • @WgshyWhfgh
    @WgshyWhfgh 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አብመጨረሻግን መዛሙራን አሕዋትና ሙሉእ መዝሙር ተዝዙሙርልና ደስመበለና ብሓቂ ተመስገንን አምላክ🎉🎉🎉

  • @زيتونهه-ك4و
    @زيتونهه-ك4و วันที่ผ่านมา +1

    ዝማሬ መላእኽቲ ቃለ ህይወት የስመዕልና ክብርቲ ሓፍቲና ዘማሪት ማህደረ ብሓቂ ብርቲዕት ዝኾነት ሓፍቲና ዋውውውው ህይወት ታረክ ናዓይ ብዙሕ ትምህርቲ ህቡኒ መዝመሩኪ እውን ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ቀፅሉሉ ብዛዕባ ኣሕዋትኺ ድማ እግዚአብሔር ኣምላኽ የክእልኪዮ አጆኺ
    ኣብ ኩልና ትግራይ ዝወረደ ሰለዝኾነ
    ሥርጉት ሚድያ ድማ የቀንየልና ነምስግን ኢና👏❤

  • @Melatgrmay21
    @Melatgrmay21 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ኩናት እዚ ዘይፈተኖ ሰብ የለን 😢እግዚአብሔር ኣምላኽ ብርተዓ ይሃበና እምበር
    አሜን አሜን አሜንዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዘማርት ማህደር ሓፍትና አብ ቤቱ የፀንዕኪ ንብዛሓት ኣሕዋትኪ ማርኣየ እኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @user-hiwen
    @user-hiwen วันที่ผ่านมา +2

    እግዚኣብሔር ይመስግን ክብር ሓወና ፃሓይ ግፁ ❤ ኣር 10k,ንብፅሕሎሙ ኣዋይ ወልዶይ ኣብይ ኢካ ተዉዓል ዝልኻ ቡሩካት ኣቦታትና ዝቃርቡሉ ምዲያ እዩ ዎ መወዓሊና ነፍልጥ🎉🎉❤❤❤❤

  • @TesfitMhreteab
    @TesfitMhreteab 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብመጅመርታ ቃል ሂወት የስማዓልና ማሓደር ሓብተይ ኣጆኪ ኣማላኽ፡ ቅዱሳን ምሳኪ ይኩን❤❤❤❤❤ ብጣዓሚ ክብደይ በሊዓትኒ ኣጆኪ ዛሓብተይ

  • @Grmi-wr5lu7do5x
    @Grmi-wr5lu7do5x วันที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ ቀፅሉሉ ማህደር ሓፍተይ እግዚኣቤሄር ኣምላክ ፅጉኡን ጥበቡን ይዓድልኪ ዛሓፍተይ ብርግፅ ድሕሪ ፈተና ዓወት ኣሎ እዩ ኣብ ትሕቲ እግዚኣቤሄር ኣምላክ ❤❤❤ ስላም ንኩሉ ዎድስብ ❤❤ ምሕረቱ ይላኣከልና እግዚኣቤሄር ኣምላክ❤❤❤❤

  • @ሳምሪ-ጐ5የ
    @ሳምሪ-ጐ5የ วันที่ผ่านมา +1

    ዘማሪት ማህዲዋይ ሓፍተይ እግዚአብሔር አምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ የንወሓዮ ጠንካራ ሓፍተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዛናተይ መዝሙርኪ ውን ኻብ ልቢ ተመሲጠ እየእየ ዝሰምዖ ❤❤

  • @tsegahadush9764
    @tsegahadush9764 วันที่ผ่านมา +1

    ዘማሪት ሓፍትና ማህደር ፀጋ ኣምላክ የብዝሕ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና በርትዕልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራተየ

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ วันที่ผ่านมา +3

    ኣየ ተጋሩ ማኣዚ እና ናይ ኣቦን ኣዶን ፍቅሪ ኣሰተማቃሪና ከም ህዝብ ዓለም እናሓለፎ ብኩናታ ኩሉ ግዜየ ካብ ወለደና ምሰ ተገለሊና እሰኪ ልቢ ንግበሪ መፃኢ ወሎዶ ከይስበር😢 ኣሰይ እዲዊቲ ፈጣሪ ዕድመ ያሃብኪ ጋልነይ❤🙏ዘማሪ ዶ/ን ክብሮም ማሓሪ ወን ኣቃሪቡሉና❓

  • @WgshyWhfgh
    @WgshyWhfgh 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለት የብለይን ፀጉኡ የብዘሐልኩም በርቱዑልና 🎉❤🎉🎉❤

  • @አንቲዉኡቱተስፋሁለኣዳም
    @አንቲዉኡቱተስፋሁለኣዳም วันที่ผ่านมา +2

    አብ ሰድት ተሰፈ ዘክናኒ ናይ አቦዋይ ቅዱስ ያሬድ ገደሊ አዩ

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዓሚ ደስ ዝብል ትምህርት ወስድና ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሐልኩም ንኩልኩም ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወና ❤❤❤

  • @ስለኩሉነገርኣምላክይ-ኈ5ቸ
    @ስለኩሉነገርኣምላክይ-ኈ5ቸ วันที่ผ่านมา +1

    ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር. ክቡራትን ፍትዋትን ደቂ እመብርሃን
    ዘማሪት ማህደር ካብ ሰደት ብሰላም እንተተመሊሲ አብ መርዓት ክዕድመኪ እሞ ክትመፅኒ ተስፋ ይገብር ናይ ኩሉ ግዜ ትምንተይ እዩ።

  • @ትርሓስዩቲብTrhasYube
    @ትርሓስዩቲብTrhasYube วันที่ผ่านมา +2

    ዘማሪት ማህደር ሓፍትና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ በርትዕልና ወለላይ❤ 2ይ ኣልበምኪ ብጉጉት ክንፅበ ኢና ወለላ

  • @zayidzayid3467
    @zayidzayid3467 วันที่ผ่านมา +1

    አቤቱ የንብርኪ ዘማሪት ማህደረይ ካብኪ ቡዝሕ ንፅበ በርትዕና ❤❤❤

  • @MengediHaki9324
    @MengediHaki9324 วันที่ผ่านมา +2

    ማህደርዋኒ ጥዕምቲ ልሳን ብጣዕሚ እየ ልፈትወኪ❤❤❤

  • @selamburuk
    @selamburuk วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ደስ በሃሊ ግዜ ነይሩ ዝማሬ መላእክት የስመአልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዘሐልኪ ዛሓፍተይ❤🙏 ከምኡ ድማ ንሓታቲ ክቡር ሓዉና ቀጽለሉ ጸግኡ ከኣ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን ፫🥰🙏

  • @Phrsfora_Media
    @Phrsfora_Media 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ማህዲ ሓፍተይ ጠንካራ ኢኺ ምኽንያቱ ኣምላኽ ስለተቐድሚ እና መጨረሻኺ የፀብቐልኺ ❤❤❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ วันที่ผ่านมา +1

    _እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኩም ዮብዘሐዮ ክቡራት ኣሕዋተይ ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና መፈጸምታኪ የፈፅመልኪ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ❤❤❤_
    _ዘማራት ሔይዋን ገብርኤናን ብፍቅሪ ቆላሕታ ናብ ዝጥምት ኣዓይነቲ ኣምላኽይ ኣይበኹረና ካብ ሓለወይ ትብል ተዘምረና💞_

  • @TeklehaymanotKiros-x3p
    @TeklehaymanotKiros-x3p วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዘማሪት /ማህደረይ/ ሓፍተይ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk วันที่ผ่านมา +1

    በሓቂ ደስ ዝብል መደብ ቀፅልሉ❤
    ክብርቲ ሓፍተይ እግዚእብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱ የብዘሐልኪ ናይ ኣገልግሎትኪ ዘመን ይባርከልኪ❤🙏

  • @Yordanos-g9y
    @Yordanos-g9y วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና ዘማሪት ማሂሌት ብጣሚ ካብዝፈትወን መዝሙርኪ መፀናኒዒ መዝምርኪ ክሰምዕ ከለኩ ትብዓት ይስምዓኒ እና ቀፅሉሉ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yetewhadoljoch
    @yetewhadoljoch วันที่ผ่านมา +5

    ማህዲ ለባም አዶ ትሕትና ጥዕምቲ ልሳን ❤ኣነ እውን ብዘይ ኣቦ እየ ዓብየ ኣዴታት ተጋሩ ጠንከራታት እየን youtube ተሊዋ ሊንክ አቅሙጡልና

    • @Srgutmedia
      @Srgutmedia  วันที่ผ่านมา +2

      ተቀሚጡ

  • @ፊደለይኢኪማርያም
    @ፊደለይኢኪማርያም วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብረተይ አምላኽ ይሓግዝኪ ናብ ዘሓሰብክዮ የብፀሕኪ ብሓቂ ደምፅኪ ንኩሉ ዘጣዕመ ደምፂ አለኪ ቀፅሉሉ ክብርተይ መዝሙርኪ ብጣዕሚ ደሰሰሰ ዝበሉ እየም ቀፅሉለ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ልእልቲ-ዘተዋህዶ
    @ልእልቲ-ዘተዋህዶ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጸጉኡ የብዘሐልኪ ዝማሪት ሓፍትና ❤🎉

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
    @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ วันที่ผ่านมา +1

    _ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ማህደር እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልኪ🥰🥰🥰_

  • @مريم-غ1م4ظ
    @مريم-غ1م4ظ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ቃለ በረኸት የስምዐና ክቡራት ኣሕዋተይ 💚❤️💚👏
    ዘማሪት ማህደረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ንዘልኣለም ኣብ ቤቱ የንብርኪ ክብርቲ ሓፍተይ 💚❤️💚❤️👏
    ሰርጉት ሚዲያ ብጣዕሚ ብኣንደበታን ትሕትኒኣን ዝማሬኣን ዝፈትዋ ስለ ዘቅረብኩምና የቀንየና ከምዙ ናይ መንፈሳዊያን ኣሕዋትና ቀፅልሉ ኣቅርቡልና ብዙሕ ኢና ንማሃር ካብተቅርብዎም ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ ዝዓበየ ደረጃ የብፅሕኩም ❤💚❤️👏

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መህደረይ ምጭዉቲ❤

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ደስ በሃሊ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዘሐልኪ ዛሓፍተይ❤❤❤❤ ከምኡ ድማ ንሓታቲ ክቡር ሓዉና ቀጽለሉ ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 5 นาทีที่ผ่านมา

    ኣየኪ ማህደረይ ኣንቢዕክኒ 😔

  • @Tgyhchxhxg
    @Tgyhchxhxg วันที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ ከቢድ እዩ የኮነይ ፍቅሪ ሓፍትኻ ኣሕዋትኻ ፍቅሪ ብጻይኻ ዃ ልብኻን ተስፋኻን ሰባሪ😢 ማህደረይ በርትዒ ተጋሩ ኣሕዋትኪ ንፎትየኪ ኢና

  • @helengebreyesus855
    @helengebreyesus855 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ሚሂ ሓፍተይ ናተይ ፀግኡ የብዝሓልኪ ዓባይ ሰብ ተባረኪ እመብርሃን ምሳኪ ትኹን ❤❤❤

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ማህደረይ የጽንዕኪ የፈጽምኪ መላእ ዘመንኪ ዛናተይ ቀጽሉሉ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ብዙሕ ንማሃረሉ መደብ እዩ❤❤❤❤❤❤
    ካብ ኢ/ያ ምድሪ ኣጋኣዚት ተዝብል ምሓሸ ግን ብካልእ ምክንያት ኣይኮነን ኣብ ኤርትራ ውን እቲ ዜማ ዚ ናይ ቅዱስ ያሬድ ስለ ዝጥቀምሉ ንምባል እየ ቀጽለሉ ብጣዕሚ ንፍዓት❤❤❤❤❤❤

  • @ማዕቢላገረዚሄር
    @ማዕቢላገረዚሄር วันที่ผ่านมา +1

    ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዛንቤተዋይ ከማኪ ዝበላ የብዘሐልና ክብርተይ ጉዳይ መርዓ ግን ሕሰብላ 😅 መንፈሳዊ ጥንካሬ ስለ ዘለኪ እኩል እዩ ብወገነይስ እስካብ ሐዚ ምጽናሕ ለዝአስማእክነ መዝሙር ጥቀ ንሴብሃኪ እህትነ❤❤❤❤

  • @assh1200
    @assh1200 วันที่ผ่านมา +1

    ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱ የብዘሐልኪ 🙏❤♥️

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ วันที่ผ่านมา

    _ጅማሬኪ ዘይኮነ ፍጻሜኪ የጸብቀልኪ ማህደረይ ፍቃድ ኣምላክ ይኹን ኢልና ሃዳእና ሥለዚ ፍቃድ እግዚኣብሔር ይኹን ኢልና 😢💔ንብዕ ልብና ሥብር ኢልና ስደትን ናፍቆትን ሞትን ክመርር እህህ_

  • @ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ
    @ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይመስግን በለ ዳመስግኖ እግዚአብሔር በቸገር ሰለ ደዓበዩኹ ቸገር አይቃትለካይ ካጥንክርካዳአምይ ተስፋ ደስ ደብል ስቃይ እዩ ገንካአ በጭርሻኡ እንደሕር ጡዑም ኾዩን ሰቃይ ኹሉ እኻትርሳዓ በስንክ ጦሩንት አቦይ ወደነይ ደወስድት ሓደማዑለት ያማራ ገን አብ ተስፋ ደይደሓዘ ደስታ ሰቃይ አሎ😢😢😢😢😢😢

  • @zafutesgay1439
    @zafutesgay1439 วันที่ผ่านมา

    ዘማሪት ማህደር ብጣዕሚ ዝፈትዋ ሓፍተይ ጥዕምቲ ልሳን መዝሙራ ምስጋናይ ፀሎተይ መፀናንዕየይ እዩ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ማህደረይ ሥርጉት ሚድያ ክብረት የሃበልና ብጣዕሚ ደስ ልብል መደብ እዩ ቀፅልሉ

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ጠንካራ እኪ ማሂደሪ ሓፍተይ ዝማሬ መላእክት የስመዐላ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ስርጉት ምድያ ንምዕባይ ተገብሩ ዘለኩም ካባኩም ክንደይ ትምህርት እና ንፅበን ንህንጦን ኣትጥፉኡና ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣምላክ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @stegahiayluhiaylu1843
    @stegahiayluhiaylu1843 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመአልና ማህደረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ካብዚ ብላዓሊ ከተግልግሊ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ዛምቤተይ ብጣዓሚና ኢና ንፍተወኪ ንሰጉረት መድያዉን ብጣዓሚ ኢና ነመሰገን ክብራተይ ንዓናዉን ሰደት ኣሕፂሩ ናቤተ መቀደሱ የበቀአና ቤቱ ናፊቅናሉ 😢😢❤❤❤

  • @መብሪሂትጋልተዋህ
    @መብሪሂትጋልተዋህ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማህደረይ❤

  • @6Tgcy
    @6Tgcy วันที่ผ่านมา

    ፀጉኡ የብዘሐልኪ ማህደረይ ናይ አጎልጉለትኪ ዘመን ይባርከልኪ 🎉

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ วันที่ผ่านมา

    ዘማሪት ማህደር ሓፍትና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጉኡ yebzehelki ❤❤

  • @የቅዱስሚካኤልልጅነኝHዬየ
    @የቅዱስሚካኤልልጅነኝHዬየ วันที่ผ่านมา

    አሜን፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተና❤

  • @user-hiwen
    @user-hiwen วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዝመንኪ ይባርክልኪ ኣሜን፫

  • @alialii8730
    @alialii8730 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስመዐና የስመዐና😢😢😢⛪️⛪️⛪️✝️✝️🙏

  • @FycgXhu
    @FycgXhu วันที่ผ่านมา

    አሜን ፫ ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኺ ፍትዉተይ ኽብረት ይሃበልና ዘቕረብኹምልና ኣሕዋትና❤❤

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs วันที่ผ่านมา +1

    ማህደረይ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዛናተይ ❤❤❤

  • @lemlemgalabaselama8421
    @lemlemgalabaselama8421 วันที่ผ่านมา +1

    ፀጉኡ የብዘሐልኪ ማህደረ ሓፍትና የፈፅምኪ❤❤❤

  • @abdullhsjd8715
    @abdullhsjd8715 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሄር ፀጋኺ የብዝሓዮ ክብረተይ ብጣዕሚ ፁቡቅ መደብ ቀፅልሉ..

  • @TetemkeGirmay-nh8ti
    @TetemkeGirmay-nh8ti วันที่ผ่านมา +1

    ማህዲ ዓባይ ሰብ ፅንዕቲ ጠንካራ ተባረኺ ፀግኡ የብዝሐልኪ ሓፍተይ❤🙏

  • @HdSd-lc1nt
    @HdSd-lc1nt วันที่ผ่านมา

    አሜን ፫ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኺ ክብረተይ❤❤❤

  • @SOLYANA434
    @SOLYANA434 วันที่ผ่านมา

    ዘማሪት ማህደር ሓፍተይ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ክብርተይ ደስ ልብል ጸጋ💚🥰💚👏ንሕናለ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ💚👏

  • @ሚዘር
    @ሚዘር วันที่ผ่านมา +1

    ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
    ክብራተይ❤❤❤

  • @እግዚኦተዘከረነበውስተመን
    @እግዚኦተዘከረነበውስተመን วันที่ผ่านมา

    ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ ፍቁራት ኣሕዋትና ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ❤

  • @tmesegenthreaten1249
    @tmesegenthreaten1249 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፀጉኡ የብዝሐልኪ ክብረተይ ❤

  • @አንቲዉኡቱተስፋሁለኣዳም
    @አንቲዉኡቱተስፋሁለኣዳም วันที่ผ่านมา

    ዕልልልልል ዝማሪ መላአክት የሰመዕልና ክብርቲ ሓፈተና❤አንሰ መንፈሳዊ ቀኒኢ አዩ ዘሓድራን ክመዘኦ ዘብል መንፈሳዊት አሕዋትይ ክርእ ኩሉኩ

  • @YeshuAbrha
    @YeshuAbrha วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ዝሜሬ ምላኣክቲ የስመዐልና❤❤

  • @mulualemkidanu7376
    @mulualemkidanu7376 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምኣልና ሀፍትና🫶🙏🙏

  • @ሰላምሃማርያም
    @ሰላምሃማርያም วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ኢኪ ጠንካራ ሓፍትና ዘማሪት ማህደር🙏

  • @AsRd-k1q
    @AsRd-k1q วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤እሰይ ከጥዑም ሞቅርተይ❤

  • @GantaNegse
    @GantaNegse วันที่ผ่านมา

    ፀጋ የብዚሐልኺ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡርቲ ሓፍተይ 🎉❤ ብጣዕሚ ጠንካራ ጋል ህዋን 🎉

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 วันที่ผ่านมา

    Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Ahwatey. Selam. Tigray. Selhm. Tigray. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿

  • @SalemNGuse-k4y
    @SalemNGuse-k4y วันที่ผ่านมา

    ኩሉነ ገራ ደስ ክትብለካ ማህደረይ ፅርይቲ እና ፀግኡ የብዘሐልኩም

  • @YohanaKahsay-il7mx
    @YohanaKahsay-il7mx 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Btaemi mehari hywet tarik eyu kale hiwet yesmealna yekbrelna srgut media kemu ewn zemarit mahder haftna🙏🙏🥰🥰🥺

  • @Fatemhh-z1l
    @Fatemhh-z1l วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት ይስምዓልና ፀግኡ ይብዝሐለኪ ምቅረተይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hiwen
    @user-hiwen วันที่ผ่านมา

    እንካዕ ብሰላም ምፃኣኪ ክብርቲ ሓፍትና ሰርጉት መዲያ ይቅኒይልና ቡሉፃኣ ኣሕዋትና ሰል ኣትምፅኡሉና ቃፅልሉ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @shewithaylemaryam-b8q
    @shewithaylemaryam-b8q วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም በርቱዑልና🥰♥️♥️🥰

  • @SelamHagos-e3y
    @SelamHagos-e3y วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና🥰🥰🥰

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 วันที่ผ่านมา

    Egziabher. yemasgen. Kale. Hiwet. yesmalena. Keberte. Haftey. Llllllllllllllll✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿

  • @HappyBlackberries-hd8hb
    @HappyBlackberries-hd8hb 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤

  • @amazonamazon9832
    @amazonamazon9832 วันที่ผ่านมา

    እግዝኣብሂር ኣምላክ ፀገኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ

  • @kibramoges7272
    @kibramoges7272 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና ኣሕዋት ተባረኩ ኑፈዓት ቀጽሉሉ

  • @huu7115
    @huu7115 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህወት የስመዐልና ዛም ሓተይ ፀግኡ የብዘሐልክም በርትዕልና ዛም አሕዋተይ❤

  • @JgfgKhff
    @JgfgKhff วันที่ผ่านมา +1

    ሂወት ተራክ ስደተኛ እውን በሎሚ ፅባሕ ክድውሉ ናበልና ስልክና ኣብትርኣስና ድቃስ ከይወስደና ድምፂ ሞባይልና ናይ 😢መወዳእታ ድምፂ ሳውንድ ጌርና ከንድቅስሞ ያኢይ ክድውሉሞ ከይሓልፈና ከይሰማዕናዮ ድምፂ ደቅነና ክንሰምዕ መወዳእታ ለካ ተሰዊኦ😢😢😢😢😢😢😢

  • @የቅዱስሚካኤልልች
    @የቅዱስሚካኤልልች วันที่ผ่านมา

    ንጋዘጠኛ ሰመረ ብርሃነ ኣቅርበልና ወገናተይ❤
    ማህደለይ ጸግኡ የብዝሕ መኣረይ

  • @roorogarah-dz8cq
    @roorogarah-dz8cq วันที่ผ่านมา

    ፀጉኡ የብዘሐልኪ ማሕደር ሓፍተይ ❤❤❤❤

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 วันที่ผ่านมา

    ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣቢሔር አምላክ ማህደር ሓፍተይ❤

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari วันที่ผ่านมา

    ማዲዋይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ፅጋበይ ቀፅልሉ የኔ ጠንካራ❤👏 ❤

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube วันที่ผ่านมา

    ዕድለኛ እኪ ክብረተይ ጸጉኡ የብዘሐልኺ ማህደረይ❤❤🎉

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤መታደል 😢

  • @majedmousa
    @majedmousa วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣጆኩም ቀፅሉሉ 😍❤❤❤❤❤

  • @ኣዛሄልእ
    @ኣዛሄልእ วันที่ผ่านมา +3

    ኮሞንቲ 43 ላይክ ግን ዋላ ዘየለ ምስማዕኹም ዘይቃሪ ላይክ ናገበርና ተንሰምዕ ❤❤

    • @user-hiwen
      @user-hiwen วันที่ผ่านมา

      ግን ከም ዝይሰርሕ እዩ ኽየኑ ዝሎ