'' ኣርባዕቲኦም ምሁራት ደቆም ሓሚሞም ብተኣምር እግዚኣብሄር ምሕረት ረኺቦም፣፣ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 78

  • @መርሂዋትጓልተዋህዶ
    @መርሂዋትጓልተዋህዶ ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እግዚብሄር ይመስገን♥️🙏

  • @HaileWerede
    @HaileWerede 38 นาทีที่ผ่านมา

    ኣሜን

  • @arbes7588
    @arbes7588 56 นาทีที่ผ่านมา

    ኣሜን(3)❤❤❤❤

  • @AdhanomKiros
    @AdhanomKiros 2 นาทีที่ผ่านมา

    ክብርን ምስጋናን ይክን ንእግዚኣብሄር❤

  • @welduberhe7353
    @welduberhe7353 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣምላኽ ጥዑም🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @elsafessahaye2083
    @elsafessahaye2083 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሃቂ ስራሕ እግዚኣብሐር ትአምር እዩ
    እግዚኣብሐር አምላክ ዝተመስገነ ይኩን ።❤❤❤

  • @moges381
    @moges381 10 นาทีที่ผ่านมา

    Amen amen amen Amlak ymesgen memhrna kale hiwet yesmealna ❤❤❤❤❤

  • @abrihabelaytafere5289
    @abrihabelaytafere5289 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏ዕልልልልልልል

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እግዚኣብሔር❤ይመስገን❤ዝሰኣኖ❤የብሉን❤ኣምላክና❤ናኣናዉን❤ልቦናና❤ይክፈተልና❤

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 28 นาทีที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይመስገን❤

  • @meazaabrham2629
    @meazaabrham2629 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen amen amen kalehiwet yesmealna Egziabhere amlak xegau ybzihaleka memher kasahoney ❤❤❤❤

  • @elimbeyin4253
    @elimbeyin4253 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen ❤❤

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይመስገን❤❤❤❤👏👏🙏

  • @senaitgebrekidan2841
    @senaitgebrekidan2841 38 นาทีที่ผ่านมา

    Amen amen amen amen amen 🙏 kbri n medhanialm .mulue mhret yegberelum .

  • @FedFeed-kh8by
    @FedFeed-kh8by ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏 ❤Kalehiwet Yesmealna

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ክብርን ምስጋናን ነቲ ንዓና ክብል ካብ ሰማየ ሰማያት ዝወረደ ካብ ቅድስት ድንግል ማርያም ዝተወልደ ኣብ ማየ ዮርዳኖስ ዝተጠምቀ ኣብ ዕጸ መስቀል ዝተሸንከረ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይኹን ንኩሎም ዝሓመሙ ምሕረት ይሃቦም ኣሜን።

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክብር ምስጋና ነቱ ልኡል አምላክ ንዝአመኖ አብ ቀረባ እዩ እምነት ስለ ዝጎድለና እምበር አብ ሕድሕድና ብዙሕ ታአምር አሎ ግን ካብቱ ዝግበረልና እቱ ዝጎደለና ጥራሕ ስለ እነስተውዕል እዩ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና አሜን ✝️🙏💟✝️🙏💟✝️🙏💟

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን እስመ አልቦ ነገር ዘይስአኖ ለእግዚአብሔር ተመስገን❤❤❤

  • @azebgebretensay7853
    @azebgebretensay7853 22 นาทีที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏 Egziabher ykber ymesgen 🙏

  • @umsaad6493
    @umsaad6493 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ተመስገን ኣምላኸይ ታይ ይስኣነካ ጎይታይ❤❤❤❤

  • @AbieTklsh
    @AbieTklsh 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እግዚኣብሄር ይመስገን

  • @YoelDebesay-q4y
    @YoelDebesay-q4y ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Asey amlak ymesgen qal hiwet yesmealna hawna kasahun amen amen

  • @HabenAsmerom-v4d
    @HabenAsmerom-v4d ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen egzabiehier ymesgen

  • @Rahwa-n5n
    @Rahwa-n5n 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Temesgen Amlak Entay Yiseano 🙏🙏🙏💙

  • @natsenettewelde
    @natsenettewelde 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Amen (3)

  • @FedFeed-kh8by
    @FedFeed-kh8by ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እስመ አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ለእግዚአብሔር ብሓቂ እግዚአብሔር ንኩሉ ግዜ አለዎ❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጥዑም ብስራት ሪኢና እመብርሃን ብቃል ኪዳና ኩሎም ቅዱሳን ብበረከቶም አሜን❤❤❤

  • @YordanosGebru-o8s
    @YordanosGebru-o8s 8 นาทีที่ผ่านมา

    N.ygzabhier entay ysano,kbri n lul amlak ykun❤❤❤

  • @yorsyosief6807
    @yorsyosief6807 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eghzabhiier ymesgen, mlue. Mhret ygberelkum yehwatey mealtey.

  • @selamhaile8324
    @selamhaile8324 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አግዚኣብሀር ዪመስገን ከምዚ ተሃጉሰ ኣይፈልጥን ካብ መጀመርያ ስለ ዚራኩዎ ን አግዚኣብሀር አንታይ ኢሰኣኖ ክብሩ ዪስፋሕ ኩሉ። ሚስጋናን ውዳሰን ኣምልኮን ነዕኡ ዪኩን ኣመን🙏🙏🙏

  • @MigaMiga174
    @MigaMiga174 นาทีที่ผ่านมา

    Aman❤❤❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 41 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉እልልልልልልልልልል፡ተመስገን፡ፈጣር፡ኩሉ፡ዘይስኣኖ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ብዞም ስድራ ዘይሓዘነ ዘይተጨነቀ ኣይነበረን ሐዚ ዉን ምሕረቱ ብዙሕ ዝኾነ እግዚአብሔር ኣምላኽና ድማ ፈዉሰ ምሕረት ረኺቦም ብጣዕሚ እዩ ተሓጊስና ኣምላኸ ኣብነ እንድርያስ ይኽበር ይመስገን ኣብ ትሕቲ እግዚአብሔር እዉን ገበርቲ ሰናይ ገዳም ምድያ ምኽንያት ብምኻን ምሕረቱ ሊኢኹሎም ንኹላትና ደቂ ሰባት ታሪኽና ይቀይረል
    ናይ ብሓቂ መምህረይ ኩሉ ዝከኣሎ ኣምላኽና ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህና🙏🙏🙏

  • @fyu7tt457
    @fyu7tt457 6 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @yordanosweldezghi5434
    @yordanosweldezghi5434 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mulue mehreat yegebrlom.

  • @aleygoitom8369
    @aleygoitom8369 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kibur hawey Kassahun. Egzabiher missaka yikun. Nezom sidrabeat behabar Egzabiher redom. Temesgen fetari.
    Selam yigberelka liul fetari endegena Kassahun. ❤🎉🎉🎉❤

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር መምህርና❤❤🎉🎉😢

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 44 นาทีที่ผ่านมา

    ቃለሂወት የስመዓልና መምህርና ሎሚ ነዛ ቤት ድሕነት ኮነላ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን እዞም ገዛ ብጣዕሚ ዮም ዘሕዝኑ ነሮም ሀዚ ግን ተመስገን ብሓቂ ደስ ኢሉና አምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም🙏

  • @arbes7588
    @arbes7588 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተመሰገን❤❤❤❤❤❤

  • @norahabashi6554
    @norahabashi6554 58 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @BerhaneKebrom
    @BerhaneKebrom 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዛኣቤሂር የመስግን እንቓዓ ሓጊሶኩም ኩሉ ንጽቡቅ እዩ ኣጆኩም በርቱዑ።

  • @fyu7tt457
    @fyu7tt457 6 นาทีที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
    @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    _እግዚአብሔር ይመሥገን❤_

  • @ZahraZk-e9u
    @ZahraZk-e9u 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እግሕብህር ይምስግን 🙏⛪

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ❤❤❤❤❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    _ብሓቂ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይክበር ይመሰገን እልልልልልልልልልልል 🌹💞💞_

  • @suhhd
    @suhhd 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስለማይነገር ስጦታዉ እግዚአብሔር ይኽበር ይመስገን ኣሜን👏💒🌅🌅🌅🌅🌅🌅🌅❤❤❤❤❤❤

  • @user-mt4op5ov1y
    @user-mt4op5ov1y 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤🎉🎉 Ameen Ameen Ameen Ameen

  • @lemlemabrham1190
    @lemlemabrham1190 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    N egzsbher zamene ayhafrn eyou enka hagosom ❤❤❤

  • @LIONESS266
    @LIONESS266 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kemzom geza geyru kebdey zbeleani ayneberen,mlue mhret ygberom fetari Tay yseano

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    EGZIABHER Ymesgen ❤🙏

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 35 นาทีที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @HappyBlackberries-hd8hb
    @HappyBlackberries-hd8hb ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @selamamlakey7787
    @selamamlakey7787 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግሕብህር ይምስግ😍🤩😘

  • @mosoberitrea
    @mosoberitrea 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Behaki teamri zbehalkemzi eyu Amlik ymesgen❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Egziabher. yemasgen. behake. Lllllllllllll. Temasgen. Amlak. ✝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿

  • @mhretgaltewahdo3459
    @mhretgaltewahdo3459 24 นาทีที่ผ่านมา

    ብሓቂ እግዚኣብሔር ይመስገን ቀያሪ ታሪክ እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሰኣኖ😢 ገዳም ሚድያ ነበራታትዓዮም ብዙሕ ሰናይ ነገር ናሰርሑ ውሑድ ሰብ እዩ ዘሎ ቻነሎም ንክዓቢ ሳብስክራይብ ንግበረሎም❤🎉

  • @lilihafithalofom270
    @lilihafithalofom270 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈጣር ኣምላከ ታይ ይሳኣኖ ኩቡራተይ ኣነ ውን ናይ ገዛይ ታሪኽ እሕፅር ኣብለ ክፅሕፈልኹም ንምእማን ዝኣክል🙏
    ኣነ ኣበ ከባብ ራያ እዩ ገዛይ ንእሽቶን ሓወይ ቆልዓ 3ተ ዓመት ሓሙሙኒ መጀመሪያ ጉራ እጉሩ ሓንከሰ ምባል ጀምሩ ምሰ ኣደኡ ውን ኣይቀሪብን
    ካብኡ ሕዝዮ ተክለ ሃይማኖት ላጥየ ዝባሃል ፀበል ሕዞዮ ከይደ ወርሕ ተቀምጠ ገድድዋ 2ተ እግሩ2ተ ኡዱ ሃስሱ ካቡኡ ደንግፀ ዓደይ ኣትየ መልሰ ስላሴ(7) ማጮው ሕዞዮ ከይደ ወርሕ ተቀምጠ(ድጋም መድሃን ኣለም)ውን የስተዮ ነብሪኹ ዳሓር ፈጣር መሰገን ካበ ስላሴ ማጮወ ወድነይ 2ተ እግሩ ዶወ ኣቡሉለይ ዓደይ ኣትየ ሐዝ ግን ታርኽ ኮይኑ ናይ ንብዓተ ዋጋ ግን ረኽበ ፈጣር ወድነይ ሙሑሩለይ❤🙏🙏🙏ኩቡራተይ ኩሉኹም ኣበ ሕማም ዘለኹም ፈጣር ፎውስ ይላኣኸልኹም❤🙏🙏🙏🙏

  • @ZahraZk-e9u
    @ZahraZk-e9u 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amrn❤❤❤❤🎉🎉😢

  • @abnerkem6389
    @abnerkem6389 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    To day I am the first to comment ❤❤❤❤❤❤

  • @GhenetTesfay-lw7ow
    @GhenetTesfay-lw7ow ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ካሳሁን ሓወይ ዝከኣል አንተኮይኑ ክረክበካ መደለኩ ጸገም ዘይብሉ አንተ ደኣ ኮይኑ ብምንታይ ከ ክረክበካ ይክእል?
    Thank you.

  • @bisratberhane4457
    @bisratberhane4457 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nay behaki maichelot azyu fewsi eyu mehari eyu kuburt yehwatna mulo mehert ygberlkum xegakum yebzhalkum memherna kasahun kea admen teanan yehabka kuburat weldi enka hagosekum zehlfe mekrakum zemxe zemnkum hagoskum ygberlkum fetari kebrn mesganan yekuno ne Egzeabihiar abune endrias aboy xelokum amaladnetkum ayfelyna

  • @merhawikhasay43
    @merhawikhasay43 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኪድ ሓሶት ማይጨሎት ዘሕዊ የሎን። ሞ እቶም ካለኦት ማይጨሎት ከይዶም ዘይሓውዩን ዘይሓወዩን እቲ ማይጨሎት ድዩ ዘይጠቅም ኮይኑ ነንበይኑ ውጺኢት ዝህብ? እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ። ዘጸአት 15 - 26 በለ ድማ፡ ድምጺ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ተጠንቂቕካ እንተ ሰማዕካ፡ እቲ ኣብ ዓይኑ ቕኑዕ ዝዀነ ኸኣ እንተ ገበርካ፡ ንትእዛዛቱውን ጽን እንተ በልካ፡ ኵሉ ሕጋጋቱ ድማ እንተ ሐሎኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ፈዋሲኻ እየ እሞ፡ እቲ ናብ ግብጻውያን ዝሰደድክዎ ሕማም ኣይሰደልካን እየ።
    ማዕልታ ደኣ ኣኺላ እግዝኣቢሄር ጽላል ኢዱ ገይሩ ዝፍውሰላ ነዛ ስድራ። ሞ ኣብ ኤውሮፓ ዘለና ማይጨሎት ስለዘይንረክብ ዘይንሓዊ፡ እቶም ማይጨሎት ዝረኸቡ ናይ ዓድና ነበርቲ ክሓውዩ ማለትካ ድዩ? ኢድ እግዝኣቢሄር ኣብ ዘለኻ ሃሉ ብየሱስ ከምዝፍውስ ኢዩ እቲ ሓቂ።

    • @ጓልዓጋመእየ
      @ጓልዓጋመእየ ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ተመስገን ስለ ኩሉ ነገር ሓውዮምስ ትሪኦም ኳ ኣለካ ወዮ ኣዕንተልቦናኩም ስለ ዝዓወረ ዘይትሪኡ ኮንኩም እምበር አምላክ ከምቲ ንስካ ትሓስቦ ኣይኮነን ምክንያት ናገበረ ዘሕውያና ዘምሕረና ሩሕሩሕ አምላክ እዩ ዘለና ጸበል ከኣ ንሕና ክንፍወሰሉ ባዕሉ ባሪኩ ዝሃበና እዩ

  • @adjhdyr6672
    @adjhdyr6672 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚኣብሄር ይመስገን🙏🙏🙏

  • @albadralbadr945
    @albadralbadr945 20 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @hgdxhhdjd8182
    @hgdxhhdjd8182 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏❤

  • @teklitteklit4925
    @teklitteklit4925 41 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @fioriwerke8374
    @fioriwerke8374 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤