"ክፍሊ ሰውነተይ" ሓዱሽ ናይ ንስሐ መዝሙር ብዲ/ን ክብሮም መሓሪ|Kifli Sewnetey New Orthodox Tigrigna Mezmur Dn kibrom 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 615

  • @DeaconSamsonNegash
    @DeaconSamsonNegash 2 ปีที่แล้ว +110

    😭 ❤ክብሩዬ ግሩም ዝማሬ ነው ደጋግሜ ብሰማውም አልጠገብኩም ፀጋውን ያብዛልህ አባቴ

    • @رزينهحبش
      @رزينهحبش 2 ปีที่แล้ว +5

      ብሓቂ ላባም ቃል ህይወት ስመዐልና 🤲🤲

  • @ስብሃትለእግዚአብሔርይኹን
    @ስብሃትለእግዚአብሔርይኹን 2 ปีที่แล้ว +92

    ክፍሊ ሰውነት ናይ ሓጥያት ኮይኑ
    ኩሉ መንገደይ ሰላም ሲኢኑ
    ሰናይ ዘይብለይ ክፍኣተይ በዚሑ
    መንገደይ ጉራ ሰላመይ ብሩሕቅ
    ንስሃ ዘይኣቱ ንስጋይ ከሐንቅቅ
    ነብሰይ ፀሚኣ ትጥምት ንሩሕቅ
    ኩፍእ ነገር ዘሎ ብዓይነይ ይሪኦ
    ማሕማቅ ወረ ዘሎ ብእዝነይ ይሰምዖ
    ከርክበሉ ይብል ብስጋ ተሲዒረ
    ከይደ ናብቲ ዓለም ኩሉ ግዜ ዕረ
    ፆም ፆሎት ረሲዐ ተትሒዘ ብሰሳዕ
    ምፅዋት ዘይ ነቅሕ ሰብ ምኻነይ ተረሲዐ
    ኣምላኽ ብዓል ምሕረት ይቅርታ ሃበና ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብሮም ሓወይ ልንስሃ ዝኾን ዓይነልቦና ይኽፈተልና እግዚኣብሄር ኣሜን

    • @Tigray122
      @Tigray122 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን, 💔ኣሜን 💔ኣሜን 💔😭🙏🙏🙏

    • @mimitekulu7296
      @mimitekulu7296 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን 🙏💖😢

    • @BirrrFinancialContents
      @BirrrFinancialContents 2 ปีที่แล้ว

      ጥዑም ዝማረ አስሚዕኻና ኬቢ ሓውና :: ዝማሬ መላዕኽቲ የስምዕኽካ ብዕድመን ፀጋን የንብርካ :: ነዛ ግጥሚ ንላዕሊ ፒን ግበረልና።

  • @meseluTadesse-j6x
    @meseluTadesse-j6x 8 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ዝሓወይ🙏🙏🙏

  • @susuugirmay4254
    @susuugirmay4254 2 ปีที่แล้ว +19

    ክቡር ድያቆን ሐውና መዝሙራትኻ ኩለን ታይ ክወፀን ሰሚዕካ ዘይምነዋ ኩሉ መሊኡ ዓዲሉኻ አቤት ትሕትና ምስ ጡዑም ድምፅኻ አብ ቤቱ እናዘመርኻ የንብርካ ገና ብዙሕ ንፅበ ኻባካ ዝሐወይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኻ

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 4 หลายเดือนก่อน

    "ንንስሓ ዝዳሎ ልቢ ይዓድለና፡ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልታ"

  • @እመብርሃነይመራሒትመንገደ
    @እመብርሃነይመራሒትመንገደ 2 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ ድያቆን ክብሮመይ ጥዑም ዝማሬ

  • @dhhdhdhd9519
    @dhhdhdhd9519 2 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆነይ ሓወይ ንንስሃ የብቀዐና አምላክ

  • @afarisafari2833
    @afarisafari2833 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዝመር ቃል ህይወት የሰምዐሊና

  • @ፅሪቲጓልትግራይኣጆኪዓደይ

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ኩቡር ዲያቆን ሓውና ናይ ኣገልግሎቶ ዘመንካ ይባረክ"👏👏

  • @hayagfds1950
    @hayagfds1950 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @Taemo767
    @Taemo767 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐና 😥

  • @Aregawi3798
    @Aregawi3798 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት ይሰመዕልና

  • @ddrr9297
    @ddrr9297 ปีที่แล้ว

    ኣሜን (3)🙏🙏🙏 ዝማሬ መላኣኽት የስምዐና

  • @samrawittafere3168
    @samrawittafere3168 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና 🙏🙏🙏

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መልእክት የሰመዐልና ክብር ሓዉና ናይ አገልግሎት ዘመንኻ እግዚአብሔር ይባረኽ

  • @Selam-ko8gf
    @Selam-ko8gf 9 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓውና ዲያቆን ጸጋካ የብዘሓልካ ኣምላክ ጥዑም ዝማሬ

  • @sababirhanu2180
    @sababirhanu2180 ปีที่แล้ว

    አማላክ ዕድመን ጥዕናን ያሀብካ
    ልቢ ዝነክእ ዝማሬ🙏🙏🙏

  • @21-ot6dm
    @21-ot6dm 9 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና ድያቆን ሓወይ እግዚአብሄር ይባርኽካ አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏

  • @salamas176
    @salamas176 ปีที่แล้ว

    አሜን ፫ ዝማሬ መልእክቲ የስማዓልና ዲያቆን ሓወይ ጸጉኡ የብዛሓልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን ፫

  • @ጓልትግራይ-ጠ6ደ
    @ጓልትግራይ-ጠ6ደ ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጥዑም መዝሙር እዩ እግዚአብሔር አምላክ ዝጠዓስ መንፍስ ይዓድለና

  • @AsyAsy-e5w
    @AsyAsy-e5w ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መልኣክቲ ይስማዕ ላብ ንስሃ ሞት የብቅዐና 😢😢😢😢😢

  • @aximtube6963
    @aximtube6963 2 ปีที่แล้ว +4

    በስመ ስላሴ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
    ክፍሊ ስብነተይ
    ክፍሊ ስብነተይ ኣካላ ኩሉኹም
    ንስሃ እተው ኣክብሩ ኣምላኹም
    ምሃብ እዩ ፅቡቅ ኣየድልን ስርቂ
    ኢደይ ታኣረም ተመለስ ናብ ፅድቂ
    ካብ ሞት ዘድሕነካ ምፅዋት እዩ ባሓቂ2)
    እዝ
    ዓይነይ 'ውን ታኣረም ደግም ያኣክለካ
    ካብ ክፍኣት ተመለስ ጎይታ ከም ዝብለካ
    እንተፍልጥካዬስ ናይ ፆም ሕጊ ኣለካ(2)
    እዝ
    ምስ እግዚአብሔር ከይተባእስኒ
    ንክፍኣት ሳሓኩ ፆም ኣለዎ እዝኒ
    ሕማቅ ወረ ምስማዕ ሕደጎ ንጎኒ(2)
    እዝ
    መንገዲ ኣበሳ ሕርሚ በሎ እግረይ
    ቃል ኣምላክ ተመገብ ኣይትስስዕ ከብደይ
    ንስብ ኣየንብሮን ናይዚ ዓለም ስሳይ(2)
    ክፍሊ ስብነተይ ኣካላ ኹሉኹም
    ንስሃ እተው ኣክብሩ ኣምላኹም
    ዝማሪ መላእክት ያስማዓልና ፀጋ በረከቱ የብዛሓልካ ዲ.ን ኪብሮም ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክና ተነሳሂ ልቢ ይሃበና::
    #ፕሮፍይልና ብምጥዋቅ መንፈሳዊ ሕቶን መልስን ት/ት ኣለው ንዑ ፍቁራተይ ኣታባብዑና::
    ወስባሓት ለእግዚአብሔር ልዑል
    ወለወላድቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ
    @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ 5 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድንስሃ ሞት የብቀዐና 🤲😥

  • @dhce7gv447
    @dhce7gv447 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ድያቆን ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ልንሳሃ የብቀዐና 😥❤👏

  • @salamahb8652
    @salamahb8652 2 ปีที่แล้ว +27

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብሮመይ ሰሑል ጎሮሮ ኣነስ ክፈትወኻ ተመስገን እንዃዕ ናትና ኾንኻ ሰላምና ይመልሰልና ኣሜን ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ እንዶ እናገበርና ነበረታትዐዮ ሓውና በጃኹም እዚ ዝመስል ዘማሪ ሒዝናስ ሰማዒ ዘየለ 💔

    • @Meaza882
      @Meaza882 2 ปีที่แล้ว +4

      ናይ ንስሓ መዝሙር ዕልል ኣይበሃልን ዕልል ዝበሃለሉ መዝሙር ናሸብሸቡ ዝዝምርዎም መዝሙራት እዩ።
      ንኣብነት
      ይረደኣነ አምላክነ ኣምላክነ ወመደኃኒነ
      ኣምላክነሰ ኣምላከ ኣድኅኖ
      ስብሃት ለኣብ ሰብሓት ለወልድ ስብሓት ለመንፈስ ቅዱስ/፪ ....
      መላእክት እዮም ዘገልግሉ ክብሪ ንዓካ እናበሉ
      ከነፍ ረግብ በበሩር ዘግቡሩ ወገበዋቲኃኒ ኃመልማለወርቅ
      አንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ጸሓየ ጽድቅ
      አማን በኣማን/፪ እይኃልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክ/፪
      ንጽኅተ ንጹኃን ከዊና ከመ ታቦር ዘዶር ዘሲና
      ውስተ ቤተ መቅደስ ነበረት በድንግልና ነበረት
      ሲሣያ ኅብስተ ምና ወስቲኃኒ ስቴ ጽሞና/፪
      ዝመሳሰለ ዕልልል ይበሃል እዩ

    • @salamahb8652
      @salamahb8652 2 ปีที่แล้ว +2

      @@Meaza882 የቀንየለይ መዓረይ 🙏🙏🙏

  • @user-qh5xs4kn6g14
    @user-qh5xs4kn6g14 2 ปีที่แล้ว

    😢😢😢😢😢ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ስደትና ኣሕፁሩ ድንሰሐ ሞት የብቀዐና 😢😢😢😢

  • @abitefera1585
    @abitefera1585 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ቀሪ ዘመንኻይባሪኮ ክብሮመይ 👏👏👏👏

  • @AzmeraGalTewahdo
    @AzmeraGalTewahdo ปีที่แล้ว

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ዲያቆነይ👏💚🥺
    ኦ ጎይታይ ሓቀኛ ንስሃ ከም ናይ ቅዱስ ጴጥሮስ ጣዕሳ ብኽያት ሃበና አሜን ፫ 🤲😢😢

  • @kiflayteklebrhan2714
    @kiflayteklebrhan2714 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲ/ን ክብሮም ሓወይ ብጣዕሚ ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር ።

  • @girmayabrha4969
    @girmayabrha4969 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ድያቆን ክብሮም

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላእክት የስመዐልና🤲🤲😢😢🥺

  • @እግዚኣብሄርጓሳየይእዩ
    @እግዚኣብሄርጓሳየይእዩ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና 🙏🙏🙏

  • @tekleageba9071
    @tekleageba9071 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen
    Amen
    Amen Zemari Melakite yesamalna

  • @ሂወትጓልተዋህዶ
    @ሂወትጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዲያቆን ክብሮም ሓወይ

  • @selamgerezher2241
    @selamgerezher2241 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ናብ ነስሃ የብቀዐና እግዛቢሔር ኣምላክ😥

  • @alemakahsay4706
    @alemakahsay4706 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስማዕኹም ኣምላኽ

  • @Wahsey21dngley
    @Wahsey21dngley 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @GalaxyA-oh9uk
    @GalaxyA-oh9uk 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የሰመዐልና ኩቡር ሓዉና

  • @ፀጋጋልኣባሰላማ
    @ፀጋጋልኣባሰላማ 2 ปีที่แล้ว +10

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ድያቆን ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ልንሳሃ የብቀዐና

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና

  • @mtslalmtslal4826
    @mtslalmtslal4826 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ

  • @ጓልስሑልሽረ
    @ጓልስሑልሽረ 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ዝማሬ መላአኽት የሰመዐልና ክብሪ ሓዉና

  • @ዝፋን
    @ዝፋን 8 หลายเดือนก่อน +2

    በሰመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ ኣምላኽ
    ክፍሊ ሰዉነተይ አካላት ኩሉኹም
    ንስሃ እተዉ አክብሩ አምላኩም
    ዉሃቢ እዩ ፅቡቅ አየድልን ስርቂ
    ኢደይ ተአረም ተመለስ ናብ ፅድቂ
    ካብ ሞት ዘድሕነካ ምፅዋት 'ዩ ብሓቂ (2)
    ዓይነይ 'ዉን ተአረም ደጊም ይአክለካ
    ካብ ክፍአት ተመለስ ጎይታ ከም ዝበለካ
    እንተዘይፈሊጥካዮስ ናይ ፆም ሕጊ አለካ (2)

    ምስ እግዚአብሔር ከይተባእሰኒ
    ንክፍአት ረሓቆ ፆም አለዎ እዝኒ
    ሕማቅ ወረ ምስማዕ ሕደጎ ንጎኒ (2)
    መንገዲ አበሳ ሕርሚ በሎ እግረይ
    ቃል አምላክ ተመገብ አይትሰስዕ ከብደይ
    ንሰብ አየንብሮን ናይዚ ዓለም ስሳይ (2)
    ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዕልና

  • @እግዚአብሔርጓሳየእዩ
    @እግዚአብሔርጓሳየእዩ ปีที่แล้ว

    አሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ክውር ሓውና መዝሙርካ ስብከተይ እዮም ናይ አገልግሎት ዘመንካ አምላኽ ይባርኸልካ

  • @Mነኝየድንግልልጅ
    @Mነኝየድንግልልጅ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃልህዉት የሰሚዒሉና ኩቡረ ሒዊኒ አግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የቡዘሓሉከ

  • @Saudi-gg5kj
    @Saudi-gg5kj 2 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ዘማሪ ዲ/ን👏☘️👏☘️👏⛪️!!!☘️

  • @ለምለምጋልትግራይስደተኛ
    @ለምለምጋልትግራይስደተኛ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መልኣክት የስመዐልና

  • @kibromjebs16
    @kibromjebs16 2 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭 kale hiwiot yesimelena kibrom Hawiy

  • @ልፅቡቅኺእዩትግራይዓደይ
    @ልፅቡቅኺእዩትግራይዓደይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆነይ

  • @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ
    @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ንዓብዪ ፆም ጎይታና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝፆሞ ፆም ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኹም ብክርስቶስ ክርስትያን ብወልድ ዉሉድ ብመንፈስ ቅዱስ መንፈሳውያን ዝተሰመኹም ህዝበ ክርስትያን ብምሉእኹም
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ክቡር ሓውና ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም

  • @ssrssr355
    @ssrssr355 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና

  • @ghiwethagos9982
    @ghiwethagos9982 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ጥዑም ዝኾነ መዝሙር

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና ፍቁር ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋን በረከትን ኣብዚሑ ይሃብካ 🙏🙏🙏

  • @hiwetkahsay6395
    @hiwetkahsay6395 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ድያቆን ሓወይ

  • @HamereNoh-Tube
    @HamereNoh-Tube 11 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን

  • @mebrihit8962
    @mebrihit8962 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝመሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና

  • @yordigaltigray
    @yordigaltigray 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣብ ልበይ ኣትያ ኩሉ ሓጥያተይ ክራኣየኒ ዝገበረትኒ መዝሙር 😥😥ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲ/ን ክብሮም ሓውና መዝሙራትካ ኩሎም ረዚን መልእክቲ ኣለዎም እዚኣ ግን ፍልይ ዝበለት እያ ብንስሃ ኣብ ቤቱ ይኣካክበና እግዚአብሔር 💒✝️🤲🤲🤲🥰🥰🥰🥰

  • @medhini7477
    @medhini7477 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ድያቆን ክብሮም ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤

  • @rshangaltigeray1109
    @rshangaltigeray1109 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክቲ ይሰመኣልና🙏🙏🙏❤❤❤❤🤲🤲🤲😭😢

  • @kattyfarhan1336
    @kattyfarhan1336 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና

  • @ኣሰረቅድሳንቻናል
    @ኣሰረቅድሳንቻናል 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜንኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ክቡር ሓውና

  • @hshheh5641
    @hshheh5641 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ደስ ክትብል

  • @salamsalam6471
    @salamsalam6471 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ድያቆን ሓውና

  • @shshsbs3425
    @shshsbs3425 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለኣክት የስመዐል ና

  • @ሃገርና
    @ሃገርና 7 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ናትካ ዝማሬ ንበይኑ እዩ ዲያቆነይ ኣካላት ዘለምልም ልቢ ናብ ንቡሩ ዝመልስ🥹 ተመስገን ኣምላኸይ ተዋህዶ ምዃን ክጥዕም 👏

  • @gtiti9656
    @gtiti9656 2 ปีที่แล้ว +7

    አእፅምቲ ዘለምለም ናይ መላእክቲ ዝማሬ የስምዕልና ዘማሪ ሓውና
    ስለ ኩሉ ነገር እግዚ አብ ሔር ይመስገን

  • @Tewahdo519
    @Tewahdo519 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብሮመይ

  • @masho2392
    @masho2392 2 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ዲያቆን ሓወይ
    ክፍሊ ሰውነተይ ኣካላት ኩልኩም😭😭
    ንስሓ እተው ኣክብሩ ኣምላክኩም 😥
    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልካ ክቡረይ🌾🌾🌾🌾

  • @ንግስቲጋልንግስቲሳባ
    @ንግስቲጋልንግስቲሳባ 2 ปีที่แล้ว +12

    አሜን አሜን አሜን
    አዕፅምትካ ዘረስርስ ናይ ንስሃ መዝሙር
    እግዚአብሔር አምላክ ብንስሃ ተሓፂብና ንክንከይድ ይሓግዘና🤲🤲🤲

  • @Axumawit21
    @Axumawit21 2 ปีที่แล้ว +6

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጡዑም ዜማ አዕፅምቲ ዘለምልም 🙏🕊

  • @salmeabrha6562
    @salmeabrha6562 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @almazalema
    @almazalema ปีที่แล้ว

    ዝማሬ ምላኣክት የስመዐልና ክቡር ሓውና 🙏♥

  • @dengleyrufutalbey958
    @dengleyrufutalbey958 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓውና

  • @berihunbest2410
    @berihunbest2410 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና 👏👏

  • @milimili3587
    @milimili3587 2 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዳያቆን ሓውና ዓይነ ልቦና ይክፈተልና እግዚአብሄር👏

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 2 ปีที่แล้ว

    ምዝሙራትካ ሰሚዕካ ኣይፅገቡን ኣምላክ ፀጋካ የብዝሓዮ ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና

  • @betelihemyirgalem
    @betelihemyirgalem 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩክ ሐዉና

  • @alukonjo7033
    @alukonjo7033 2 ปีที่แล้ว +9

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ድያቆን ክብሮም ሓወይ ብሓቂ ነብስካ ዘፈትሽ መዝሙር ዝማሬ ዳዊት ዝተቀበለ ኣምላክ ዝማሬኩም ይቀበል ።

  • @yordanosandemichael2450
    @yordanosandemichael2450 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen zmare melaekt yesmealna hawna dyaqon des zebl zmare ezgabihier xegeu yebzhalka

  • @ተመስገንአምላክ-ጐ3ዐ
    @ተመስገንአምላክ-ጐ3ዐ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ክብሮም ሓውና 🙏🙏🙏

  • @ክዝምረልኪኢየድንግለይክዝ
    @ክዝምረልኪኢየድንግለይክዝ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡረይ

  • @eduedu332
    @eduedu332 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ክብሮም ሓውና

  • @ድንግለይዋሕስህይወተይ
    @ድንግለይዋሕስህይወተይ 2 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓወይ

  • @mmmmm2701
    @mmmmm2701 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብር ሓውና

  • @ዛይድዮኣኪን-አ2ሸ
    @ዛይድዮኣኪን-አ2ሸ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ዝማሬ መላእክት ይሠመዐልና ድያቆን ክብሮም ሓወይ እግዚአብሔር አምላክና ናብ ንስኃ የብቀዐና

  • @መዝሙረይእኪድንግልማርያም
    @መዝሙረይእኪድንግልማርያም 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና

  • @awtaras4538
    @awtaras4538 2 ปีที่แล้ว +3

    ክንደይ ደስ ይብል ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ዲ /ን ክብሮም ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @ASeTube-b4o
    @ASeTube-b4o 2 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማራ ክብሮም ሓወይ ጥዑም ዝማሬ ንንስሃ የብቀዐና እግዚአብሔር ኣምላኽ ይቅር ይበለልና😭😭😭

  • @ጋልትግራይክሕሎ-ቨ7ቨ
    @ጋልትግራይክሕሎ-ቨ7ቨ 2 ปีที่แล้ว +14

    ደሰሰ ዝብል መዝሙር ልብካ ዘረሰርሰ ዝማሬ መልኣክት የሰምዐልና ፀግኡ የቤዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና 👏👏🌺🌹🌹🌺👏🌺🌹👏🌺

  • @goasd8257
    @goasd8257 ปีที่แล้ว

    ውሽጥኻ ዝነክእ ዝማሬ 😢😢😢 ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና በዕድሜይ ጥዕኛይ ይሓልኹም

  • @gdyjgy8068
    @gdyjgy8068 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ

  • @askalearegawi9403
    @askalearegawi9403 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ ማላእክቲ የሰመዕና

  • @salama9687
    @salama9687 2 ปีที่แล้ว +1

    ጥዑም ዝማሬ መዝሙርካ ክፍትዮ ዝማሬ መልኣክት የመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ

  • @ዓደይዓደዞምጀጋኑ
    @ዓደይዓደዞምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +10

    ጥዑም መዝሙር ኣምላኽ ንንስሓ ያበቃዒና😢😥

  • @fae2537
    @fae2537 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የሰመዕልና ፅግኡ የብዝሐልኩም 🌺🌻🌺🌺🌺🌺🌻🌻🌺🌻

  • @ጓልትግራይጓልትግራይ-ቸ7ፀ
    @ጓልትግራይጓልትግራይ-ቸ7ፀ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት ያስመዐልና ንሰሃ ምት ይበቀዕና እግዚአብሔር ኣምላኽና

  • @hadas4015
    @hadas4015 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆንሕወይ ናይ አገልግሎት ዘበንካ ይባርከልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @ዮዳሄአምላክይፈልጥ
    @ዮዳሄአምላክይፈልጥ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ብሓቂ ኩቡር ዲያቆን ሓዉና ፀግኡ ያብዘሐልካ🙏
    ክፍሊ ሰዉነተይ
    ንስሐ እተዉ 😢😢
    አምላኬ ይቕበለኒዶ ይኸዉን ምስኩሉ ሓጥያተይ😢😢😢😢አምላክ ናይ ንስሐ ዕድመ ይሃበና😢🙏

  • @aberashgebremdhin7687
    @aberashgebremdhin7687 2 ปีที่แล้ว +1

    Zimara MELAEKITI yesmealna 🙏biteami desss zibil Mezmur

  • @wediberhe906
    @wediberhe906 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናብ ሓቀኛ ንሳሃ ሞት የብቅዐና