ፀገምና እቲ ስርዓት ወኒኑ ዘሎ ሓይሊ ንሓደ ትግራዋይ ክንዲ ትግራይ ዘይርኢ እዩ! ብሺሻይ ኣማረ (ዶ/ር)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 20

  • @tesfaygebrearegawi
    @tesfaygebrearegawi 3 หลายเดือนก่อน

    Wow, I was very impressed throughout the panel. 'GURU' must be very well noted by the public!

  • @tesfaygebrearegawi
    @tesfaygebrearegawi 3 หลายเดือนก่อน

    Weldone Dr. Shishay, and Aximawyan media. Very informative panel based on facts, indeed.

  • @zenebeteka9810
    @zenebeteka9810 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you Axumawian media network

  • @HayatMohammed-k4w
    @HayatMohammed-k4w 3 หลายเดือนก่อน

    Well explained doctor Shishay and Axumawian media. separation of state and party as well as check and ballance should be applied in Tigray in particular and Ethiopia in general.

  • @MajorityRespectul-j6l
    @MajorityRespectul-j6l 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks Dr.

  • @issacharheylu6002
    @issacharheylu6002 3 หลายเดือนก่อน

    Very good analysis.

  • @senbetohaileu5188
    @senbetohaileu5188 3 หลายเดือนก่อน

    You have perfectly explaind the then leadership

  • @zenebeteka9810
    @zenebeteka9810 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you Dr.shishay for your explanation.

  • @alenewoldu8974
    @alenewoldu8974 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks Doctor shishy for your honest

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 3 หลายเดือนก่อน

    Axumawian media, your guest welcome back.

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 3 หลายเดือนก่อน

    Important topic- that is exactly what is happening.

  • @AdhanomAdhanom-qc5ty
    @AdhanomAdhanom-qc5ty 3 หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይ ካብ ሚክሊኻል ሓሊፉ ንጹር ዝኾነ ዕላማ ሃልዩዎ አይፈልጥን።
    አብ ግዜ አጸይ እንተሪእና ፡እቲቃልሲ ንትግራይ ሃገራውነት ድዩ ነይሩ ወይስ ንዓባይ ኢትዮጵያ ንጹር ከይኮነ አብመጨረሻ ምዕራብ ትግራይ ንሚሊሊኽ አረክቡ ተወድኡ።
    ደሕሩ ድማ ቀዳማይ ወያነ ብላታ ሃይለማይራም ድማ ዕላማኡ ዘይፍለጥ ቃልሲ ን5ተ ዓመት ምስተገብረ ደቡብ ትግራይ ንኑጉስ አረክቡ ተዛዝሙ።
    ደሕሩ ድማ ካልአይ ወያና ተጀሚሩ ፡ትግራይ ወየ ሞት ተባህሉ ን17ተ ዓመት ትግራዋይ ካብ ሑሉፍ መረርቲ ጭቆናታት ንምውጻእ ተአሚር ዝበሃል ሰሪሑ መንግስቲ ደርጊ አወግዱ አብ አድስ ደበኽ በለ።
    ብድሕሪኡ ድማ አድስ ምስተበጽሐ ትግራትግራይ ንብል ዝነበርና ንስልቲዩ ነይሩ ስቅ እልኩም ዓድኹም ተመለሱ ንሕና ዝደለናዮ ረኽብና አሎና በቃ ብምባል ንምሕደራ ክምችየሎም ተባህሉ ሽጉጥ እትመስል ዓቅላ ዝጸበባ ብቀሊሉ ሙሊእ ብሙሉእ ክትዕጾ እትኽእል ትግራይ ብምፍጣር ተዛዚሙ።
    ሐዚኸ??????

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 3 หลายเดือนก่อน

    An independent council needed to assess and evaluate the whole system and our people's endless sufferings, to planning the way going forward. They can't assess & evaluate their own failures.

  • @HayatMohammed-k4w
    @HayatMohammed-k4w 3 หลายเดือนก่อน

    Intellectuals should come front to the leadership

  • @michael-7474
    @michael-7474 3 หลายเดือนก่อน

    ንህዝቢ ትግራይ ክንድ ምንታይ ድኣ ይሪኦ ክንዲ ኣመሪካዊ ዋላ ክንድ ኢትዮጵያዊ ዋላ ክንዲ ኣፍጋኒስታን
    መንግስቲ ብሰልፊ ኢዩ ዘቀውም ወያነ እንተተዓዊቱ ግድን መንግስቲ የቀውም ንወያነ እንተጸሊእካዮ ብምርጫ እለዮ

  • @okellobusha1351
    @okellobusha1351 2 หลายเดือนก่อน

    th-cam.com/video/W0goQO0lnSE/w-d-xo.html
    July 26, 2024
    ኣናብስ ትግራይ ከምዙይ ኢሎም ቧዕ ውልዕ ኢሎም እዮም ዝወፁ። እዞም መሪሕነት ማእኸላይ ቁጽጽር ኮሚሽን - ህወሓት ናይ ጀጋኑ ጀጋኑ እዮም። ብደም ስዉኣት ሽም ጠላዕን ስርቂን ጥውያን ንዘካይዱ መልሱ ከምዙይ ዝበለ ምቅላዕን ምምጓትን ስብእናን እዩ ዘድሊ። ህዝቢ ትግራይ ውሉድ ትግራይ ዝኾንካ ኩሉ ብፍላይ ድማ ሓይልታት TDF እቲ ናይ ህዝቢ ትግራይ መሰረታዊ ጸገም እንሄልካ ብትኽክልን ብሓቂን ቀሪቡልካ እንሄ። ኣብ ትግራይ ዝንሄ ፖለቲካ ፀገም/ውጥረት መልዓሊኡ ብሓደ ወገን ብትኽክል መንገዲ ማእኸላይ ቁጽጽር ኮሚሽን ከምዘቃልዕዎ ናይ ህዝቢ ሰላምን ደሕንነትን፡ ናይ ስውኣት ዕላማን ጅግንነትን ብትረት/ብጽንዓት ነድሕን ነቕድም ኣብዝብሉን ሓይሊ ሓቂን ቅኑዕ መስመርን ኣብዝሓዙን እንትኸውን። ብኻልእ ወገን ድማ ብደማዊ/መዕነዊ ዕዉር መንገዲን መስመርን ዝኸዱ፥ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ጥፍኣት ናብ ጥፍኣት ዝመርሑን/ዘእትዉን፥ ኢሎም ኩለይ ኣብ ውልቃዊ ጥቕሞምን/ስርቆምን ተደሪኾም ናይ ህዝቢ ትግራይ ልዕልናን ደሕንነተን ህልውናን ገዲፎም ንቁሸታዊን ጉጂላዊን ውድቦም ነድሕን ካብ ዝገበርናዮ ገበንውን ንድሓን ኣብ ዝብሉ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ እዩ። ብሓጺሩ ብቕኑዓትን ንፁሃንን ሓፋሻዊያን/ህባዊያን ዴሞክራሲያውያን ሓቀኛታት መረሕቲ ማእኸላይ ቁጽጽር ኮሚሽን - ህወሓትን ብኣንጻሩ ድማ ብፀበብቲ/ፀረህዝቢ ዓብለልቲ ስታሊናውያን ሓሰውቲን/መፀለምቲ ማእኸላይ ኮሚቴ - ህወሓትን ዝካየድ ዘሎ ወሳኒ ቃልሲ እዩ። ኣብዚ ወሳኒ ጊዜ እዙይ ህዝቢ ትግራይን ውላዱ ዝኾነ ኩሉ ነቶም ህዝቢ ነድሕን ኢሎም ብጅግንነት ዝቃለሱ ንዘለዉ ብህፁፅ ናትና ኢኹም/ኣለናልኩም/ምሳኹም ኢና ኢሉ ክለዓልን/ክድግፎምን/ክምርቖም የድሊ ። ብኣንጻሩ ድማ ነቶም ብሽሙን ብስዉኣት ደቁን/ኣሕዋቱን ጠላዕ ዝጻወቱን ዝንግዱን ከሓድቲ/ኩይናት ወለዕቲ/መጥፈእቲ/ንጉጂለኦምን ክብዶምን መቐደምቲ እንስሳታት ክኹንኖምን/ክርሕቖምን/ንኹሉ ተሓታቲ ክገብሮምን/ከባርሮምን ግዚኡ ሎሚ እዩ ጽባሕ ኣይኮነን። ውሉድ ትግራይ ህዝብኻ ኣብ ጎንኻ ገይርካ ቆሪጽካ ተላዓል!!!! መሰልካን/ክብርኻን ኣኽብር!!!!

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 3 หลายเดือนก่อน

    Many in power are not according to their competencies or to our people but loyal to the party. Sad.

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 3 หลายเดือนก่อน

    we need all the servants of TPLF not the people to expose its trick of abusing meetings by organizing people of opportunity for their own benefit.

  • @MajorityRespectul-j6l
    @MajorityRespectul-j6l 3 หลายเดือนก่อน

    1. Meles and Azeb
    2.Abay abd Tirfu
    3. Tsegay and kdusan
    4. Gobezay and Kiros
    5. Abadi and Hrity
    are couples.

  • @tomastom-bj6qp
    @tomastom-bj6qp 3 หลายเดือนก่อน

    አነ ነፃ ሓሳብ
    ንትግራይ ዝጠቅም እየ ዝትንትን ዘለኹ ትብለና አለኻ ግን ንውግንነትካ ካብ ክልቲኡ ጫፍ ምኻንካ ዘርኡ ትንተና አይረአኹን እዙይ ናይ ግለይ አርአያ ዩ እቱ ዝሕዝን ግን ትግራይና ንበዕሉ ብዝጥሞ ዝጎተካ ተንታኒ እያ እያ ምበር ናይ ህዝቡ ሽግር ዘቅድም ኡያ ሲኢና ዘላ