ካብ ኣላማጣ ተወሳኺ ዜና TDF ("ኣይትስግዑ" ፕሬዝደንት ጌታቸው)/4ኪሎ ሕቡእ ኣኼባ ወሳኒ ሰዓት ትግራይ/ብሕቡእ ድርድር ይካየድ ኣሎ/ tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • #ethiopia #tigray #ethiopianews #tigraynews #tigrignamusic #ሰበር #ሰበርዜና #tefetawitalkshow #eritreanmovie #jstudio

ความคิดเห็น • 25

  • @NebriTiger
    @NebriTiger 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዘይኮነ እስከ ኣይትቀደዱ ገታቸው ከማ ኡ ኣይበለን እንተተካኢሉ እዩ ዝበለ በጀካትኩም ኣብሓቂ ዝተደረከ ሓቤሬታ ኣምፅኡ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 5 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ትግራዋይ ኣታ እንካዕባ ትግራዋይ ኮንኩ #TDF king africa

  • @b4p2max82
    @b4p2max82 5 หลายเดือนก่อน

    Egziabher zibelo kikewun eyu hizbi Eritrea Kone hizbi tigray biselam zi nebrlu zemen kimethiea eyu

  • @AftomAftom-yi8oo
    @AftomAftom-yi8oo 5 หลายเดือนก่อน +1

    ከም በዓል ብንያም ተወልደ ጥንቃቀ ክግበረሎም ኣለዎ

    • @hilinayohannes4310
      @hilinayohannes4310 5 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 5 หลายเดือนก่อน +1

    እነ ኣብ ጎኒ ኦሮሞ እየ ን ኣምሓራይ ሞይተ ኣየሽቃብጥን ንሴ ዘቦኹዖ እዩ ኣብትግራዋይ መዓት ዘውረደልና

  • @kalayuasefa1517
    @kalayuasefa1517 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብዉሽጢ ግምት ዝኾኑ አባላት ምስ ብልፅግና ርክብ ዘለዎም አመራርሓ ግምት ትግራይ ክፍለጡ ይግባእ እዚ ሓደገኛ ስለያ ዩ ዝኸዉን ዘሎ ።

  • @lemlemtigray8788
    @lemlemtigray8788 5 หลายเดือนก่อน

    ሀገር ናሎማአንቲ ዜናኻ ዝብርቅርቅ አቢልኻዬ You have a great voice but sometimes it doesn’t sound like you be your self and take your time we are here to support you and I hope I didn’t offend you 🙏🏽🙏🏽🥰

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 5 หลายเดือนก่อน

      ታእዩ ትፀገም መዓረይ

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 5 หลายเดือนก่อน

    ክሳብ ምዓስ ኢና ክንፀንሕ?

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጌቾ ሓሶት እንዶ ለሚዱ

  • @FissehaMulugeta-wr4kk
    @FissehaMulugeta-wr4kk 5 หลายเดือนก่อน

    ውፃዓ በሎ ካብ አላማጣ ህውሀትን ቧይ

  • @user-es9be4rc1y
    @user-es9be4rc1y 5 หลายเดือนก่อน

    አብ ኢትዮጱያ :
    ናይዛ ኹላ ሕምስምስ ዘብላ ዘሎ ሰብ :
    ብሕቡእ ብመሪሕነት ዝዋሳእ ዘሎ : ከም ዝመስለኒ ቢልየነሩ አባዱላ እዩ ።
    አመራርሐን ሰራዊትን ትግራይ : ብአራት ኪሎን ብሰራዊት ፌደራል ዝበሃል ድዮም ዝእዘዙ ? :
    ናይ ባዕሎም አቃምን ዓላማን የብሎምን ድዩ ? :
    ፅንሑ እንትበሃሉ ዝፀንሑን :
    ሐይሉ አሰባሲቡ ንኪናት ንዝመፅእ ሰራዊት :
    ሎሚ ተወረርና መንእሰይ ውፈር ተበገስ ናበልካ : ንመስዋእቲ ምድጋንስ : መረሕቲ ትግራይስ: ዘልአለም አብናይ ድሕረት ሐሳብ ክትነብሩስ አይተሕዝኑን ዶ ።
    እዋይ ውርደት።

  • @user-iy2gu2nj8z
    @user-iy2gu2nj8z 5 หลายเดือนก่อน

    Kelele benefits zebelewo asemena hasawi

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu6214 5 หลายเดือนก่อน

    ፍርቂ ግዜ ፈነዋኻ ኣብ ኣርእስቲ ዜናኻ ተቕርቦ ሕቶን መልስን ኢዩ።

  • @sabellamogess6372
    @sabellamogess6372 5 หลายเดือนก่อน

    Welkait, Tegede , Tselemt & Raya was quietly and methodically annexed to the Tigray region by TPLF Nazi Melse or Legese whatever his name was during their three decades in power to create the artificial construct of “Western Tigray”. TPLF and ONEG can Enjoy their dream Welkait, Tegede , Tselemt & Raya never was part of Tigray and never will be. Amhara did not create boundaries TPLF did.

  • @aferanigus2926
    @aferanigus2926 5 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ሓወይ ንተበግሶኻን ድምፂ ህዝብኻ ስለዝኾንካ ምስጋናይ ዝለዓለ እዩ። ይኹን እምበር ዘለካ ጉድለት ክሕብረልካ
    1 ተቅርቦም ዜናታትን ምስልታትን ምንም ኣይራኸቡን
    2 ሓቅነቶም ዘይተረጋግፁ ዜናታት ተቅርብ ኢኻ እዙ ናይ ሎሚ ዘቅረብካዮ ሓደ ኣብነት እዩ ። እዚ ዜና ካብ ሰብ ዝሰኣነ ሰብ ዝተብሃለ ሓሳዊ ኢኻ ወሲድካዮ ። ባዕልኻ ክተፃሪ ፈትን ።

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  5 หลายเดือนก่อน

      የቅንየልና። ዜና እንመርፀሉ ሓደ መንገዲ እቲ ምንጪ ዜና ነቲ ዜና ዘለዎ ቅርበትን ከምኡ ድማ ዕላማ ፕሮፖጋንዳ እቲ ዜና ክሳብ ክንደይናይ ክረብሕ ይክእል ዝብል እዩ መምረፂ ረቋሒና።ናይ ሰብ ዝሰኣነን ካልኦትን ሓበሬታ ኣብዚ እነቅርቦም ዘለና ዋና ዕላማና ኣደዳ ፕሮፖጋንዳ ፀላእቲ ከይንከውንን ኣብዚ ኣቅሪብና ልክዕ ከምቲ ሕዚ ዝሃብክምዎ ርኢቶ ኣብዚኣ ኣብ ናይ ባዕልና መድረክ ንክንካታዕን፣ክንላዘብን ካብ ናይ ፌስቡክ ሕንፍሽፍሽ ንምድሓን እዩ። እምበር ንሕና እውን ኣሚናሉን፣ሓቂ እዩ ኢልና ኣይኮናን ነቅርቦም።ክብረት ይሃበልና!

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 5 หลายเดือนก่อน

    ብዕራይ ወለደ ሓሶት ንህዝቢ ትግራይ ትርጉም የብሉን እንትርፎ ሰገናት ትግራይ ከጥፎእ ትሰርሕ አለኻ ዕሱብ ንጽንተት ሰገናት ኢኻ

  • @ahmedkassa2952
    @ahmedkassa2952 5 หลายเดือนก่อน

    ኢዚ ዳኣ ናይ ስብ ዚዘኣነ ስብ Facebook report ኢዩ credit ሀቦ

  • @user-qp4zk3iv2p
    @user-qp4zk3iv2p 5 หลายเดือนก่อน

    ውሸት

  • @saratsegay2309
    @saratsegay2309 5 หลายเดือนก่อน

    ትፍክሩ ድሓር ምስ ተደከርኩም ትእውዩ ተጋሩ ሓሰውቲ ፍጥረት ፣ መጥፊኢትክን ኩናት ባዓልካትክን ጀሚርክናኣ ኣለክ ።

    • @Danidanicho3411
      @Danidanicho3411 5 หลายเดือนก่อน

      ጓል ፀጋይ ኣንቲ ፋራ
      እንታይ ከም ንገብር እስኪ ንገርና።
      ከማኺ ባርያ ምዃን ዶ ይሕሽ።
      ሞት ንሞቱ እንዳተቃለስካ ምሟት ድማ ተዓመቲ ኢና።

    • @meazatekle4498
      @meazatekle4498 5 หลายเดือนก่อน

      ተጋሩ እናበልካ ትግራዌይነትካ ዝረሳእካ 😂 ዓሻ ሻእቢያ ስቅ ኢልካ ስማእ ጽባሕ መእቀቢትካ ክትኾውን እያ ትግራይ