ሰበር ካብ ትግራይ ሓድሽ ነገር ተሰሚዑ፣ TDF ንጌታቸውን ደብረፅዮንን ኣጊዱ/ 2 ሓለፍቲ ተባሪሮም/ tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • #tigray #tigraynews #ethiopia #ሰበር #ሰበርዜና #ethiopianews #tigrignamusic

ความคิดเห็น • 107

  • @GideyMulat
    @GideyMulat 7 วันที่ผ่านมา +5

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ቆልዓ ቆለዓ ፀወታ

  • @muluaseged5266
    @muluaseged5266 วันที่ผ่านมา

    ሕሽክርና ወያነ
    ይኣክል

  • @user-cd2rm6hh5b
    @user-cd2rm6hh5b 4 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tesfayreda-y5o
    @Tesfayreda-y5o 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚይ መሕዘኒ ትግራይ መጫወቲ ፍትሒ ኣልባ ትኸውን ኣላ ኩሉ ዝምልከቶን ዘይምልከቶን ኢዱ የአቱ ኣሎ

  • @Mebratu-n2x
    @Mebratu-n2x 7 วันที่ผ่านมา +2

    የፀትታ ሐይል ንመንግስቲ ክእግድ ግቡእ አይኮነን

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack 7 วันที่ผ่านมา +1

    That is very good.👍🏽

  • @FetawyeTegegn
    @FetawyeTegegn 6 วันที่ผ่านมา

    ኣመሓዳሪ ዞባ ማእኸል እንድዩ ክመርሑ ዝኽእሉ ሰባት ናይ ምለማልን ምሻምን ሓላፍነቱ እዩ

  • @WediTekileAhmad
    @WediTekileAhmad 7 วันที่ผ่านมา +1

    ይብል ይታኣለዩ ትግራይ ትዕውት

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሰራዊት ትግራይ ሰላም ትግራይ አብ እድኻ እያ አሻሓት አምበባታት ውን መስዋእቲ ከፍላ እያ ሰለዝኾነ ለባማት አንተሰእንኩም ትግራይ አድሕኑወ ባእልኹም።

  • @gebremedhintimo6695
    @gebremedhintimo6695 6 วันที่ผ่านมา

    እዚ መግለፂ ናብ ሓደ ወገን ዝወገነ እዩ::
    ካብ መጀመርየኡ ታሪኽን ተግባራትን ናይ ሓደ ውድበይ

  • @Tesfay-w3u
    @Tesfay-w3u 7 วันที่ผ่านมา

    ምጭብርባር ኣየዋጽን ዝሃወይ ።ጌታቸውን ደብረጽዮንን ተኣጊዶኢም ኢልካ ድህሪ ምጽሃፍ ዝምልከት ዜና የለን!!!!!!!

  • @WerkeKahsay-wj3vb
    @WerkeKahsay-wj3vb 5 วันที่ผ่านมา

    ኣሽኳዕላል እዩ🍇

  • @GdeyTewele
    @GdeyTewele 7 วันที่ผ่านมา

    Tkkl❤❤

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 7 วันที่ผ่านมา

    ንአለም ዘጀነቖኩም ኘትግራይ ምዃን አይትስእኑን ይበል ብሓቒ ሰራዊት ትግራይ ሀዬ።

  • @Mjdbchdjhgjsmxnr
    @Mjdbchdjhgjsmxnr 7 วันที่ผ่านมา +1

    ባህላዊ ጀነራል በዓል ምግበይ ምግቢ ዓሳ ይግበርካ

  • @efremghebregziabher2971
    @efremghebregziabher2971 6 วันที่ผ่านมา

    😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥 so sad Agame

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 7 วันที่ผ่านมา

    ሰራዊት ትግራይ ንትግራይ ሀዬ

  • @GebreegziabherGebreselam
    @GebreegziabherGebreselam 7 วันที่ผ่านมา +3

    ትድኤፍ፡ካብኩሉ፡ነፃኮይኑ፡ከምዙይ፡ዓይነት፡ስጉምቲ፡ምውሣድ፡በሐቂ፡ጠስሚሰትዬ፡እሰይ፡ዘብል፡ስርሒት❤

  • @tomastom-bj6qp
    @tomastom-bj6qp 7 วันที่ผ่านมา

    ፁቡቅ ሓሳብ ዩ

  • @hadushgebrezgiher1431
    @hadushgebrezgiher1431 7 วันที่ผ่านมา +2

    TDF ንገታቾቅን ደብረፅን ኣጊዱ ዝብል ዜና ረሲዕካ ::🇻🇳👍🏾🇻🇳👍🏾🇻🇳👍🏾👍🏾ኣበይ ኣሎ?

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  7 วันที่ผ่านมา

      ሰልፊ ዝተከልከለ ንክልቲኦም እዩኮ። የቅንየልና

  • @fff-g3q
    @fff-g3q 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤

  • @KalaebKifle-uq8qz
    @KalaebKifle-uq8qz 7 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን

  • @AlemJuventus
    @AlemJuventus 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብተግባር ይዋዓል ስጉምት ይጀመር

  • @Asmera-s2o
    @Asmera-s2o 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሰለሙን ሞዐሹ ዝበሃል አብ ትግራይ ዝነገሰ አሎ ድዩ

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 7 วันที่ผ่านมา

      እቲ ብጌታቸው ዝተሾመ ሸዋጢ ጨው ናይ ሳህለወርቅ ዘውዴ ልኡኽ እዩኮ ኣንባግፕነን ኮይኑ

  • @isurafelkif
    @isurafelkif 7 วันที่ผ่านมา +1

    ማኸላይ ዞባ ምህድዳር ዘወገድ ኾነ ኢሉ ትግራይ ልምብታን ዝሰርህ ዘሎ ሰለሙን መኣሾ ዝብሓል ሰብኣይ TDF መራህቲ ታይ ኢዮም ዝገብር ዘለዉ በዘይ ባይቶ ከምድላዩ አባገንነት ምግምጋም ዘይብሉ በዋኒኑ ዝወርድ ዘደይብ አበገነንነት ኢዩ አሰተውእል በኸዚኡ ዝነቆየ ዝበኢ ይብሓል ሰለሞን ማኣሾ ዝብሓል ከእለ አለዋ

  • @Mnbarbmelamnbarbmela
    @Mnbarbmelamnbarbmela 6 วันที่ผ่านมา

    ትኪድ ከምኣ ኢላ ፅቡቅ ዜና

  • @user-wt8yh6yc6c
    @user-wt8yh6yc6c 7 วันที่ผ่านมา +1

    እታይ እዩ ዝኾን ዘሎ ስልጣን ህዚቢ ይሾሞ ህዝቢ አዉረድ እበር ጌጋ አካይዳ እዩዝከድ ዘሎ

  • @genetfantu2109
    @genetfantu2109 7 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ይሕሰብሉ 👌

  • @haftommichael
    @haftommichael วันที่ผ่านมา

    ዘራባ ብቻ ኦፋፋፋፋ😭😭😭😭

  • @teklaygebremicael1373
    @teklaygebremicael1373 7 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ዘሐዝን ተግባር ዓቅሚ ዘይብሉ ሰብ ልምንታይ ዘይልዓል

  • @NegashGebremedhin
    @NegashGebremedhin 7 วันที่ผ่านมา

    ከደ ዓበደ

  • @GebremedhinTewelay
    @GebremedhinTewelay 7 วันที่ผ่านมา

    ጀነራልና ክብረት ይሃበልና ከማካ ዝበለ ፓለቲካ ዝርዳእ ኣመራርሓ ሰራዊት ሰለ ዘለና ንኮርዕ።

  • @Tilahun-fl9lj
    @Tilahun-fl9lj 7 วันที่ผ่านมา

    ጀግና

  • @HazaMelody
    @HazaMelody 7 วันที่ผ่านมา

    Tsebuk eyu❤❤❤ HAZA Melody like follow share

  • @hagosabezgi3504
    @hagosabezgi3504 6 วันที่ผ่านมา

    አብ ትግራይ ዝፍጠር ዘሎ ችግር ብቐንዱ ናይቶም ፖሎቲከኛታት ችግር ዋላካ እንትኾነ አብ ትግራይ አትኪረን ዝሰርሓ ሚድያታት ከምኒ ናትና ፎሩም አብ ክንዲ ፍትሓዊ ኮይነን ንህዝበን ዝዝግባን ነቲ ሓቂ ዘቃልዓን ፣ንሓደ ቡድን ብምድጋፍን ነቲ ካሊእ ብምንቃፍ ተሰማርየን ትግራይ ናብ ዝባአሰ ምስቅልቅል ክትዳረግ ዝለዓለ ሚና እንተፃወታ ይርከባ፡ አብ ወጪ ሃገር ይኹን አብ ውሽጢ ትገራይ ዘለና ተጋሩ ሓደ ሓቂ ክንስሕቶ ዘይብልና ክልቲኦም ወገናት ናይ ደብረፅየን ይኹን ናይ ጌታቸው ዓብይ ጌጋ እዮም ዝፍፅሙ ዘሎ፣ኩሎም ስሕተተኛታት እዮም፣ ነቲ ሓደ ነቂፍና ነቲ ሓደ ነምጉሰሉ ነገር ክህልወና የብሉን፣፣ ህወሓት ከም ህወሓት ተዳኺማ፣ ዓቕሚ ሲኢና፣ መራሒ ሲአና፣ አብ ምንዕዓቐን ናይ ህልኽ ፖሎቲካን አትያ ትርክብ፡፡ ሰለዚ አብዚ ግዜ እዙይ ኮይና ቡድን እናመረጽና ምድጋፍን ሆይሆይ ምባልን ካብ ጥቕሙ ጉድቱ ከምዝዓቢ እናረአናዮ ዝመፃና ሓቂ እዩ፡፡ ስለዝኾነ ኹልና ተገሩ ናብዝኾነ ቡዱን ከይወገና አፈላላዮም ብዘየግድስ ክሳብ መረፃ ግዜ ዝበፅሕ አብ ንክልቲኦም ከስማዕምዕ ዝክእል ዋና ዋና ዕማማት ንአብነት ግዘታዊ ሓድነት ትግራይ ምምላስ ...ወዘተ ጥራሕ አትኪሮም ንኸሰርሑ ፀቕጢ ንግበር፡፡ ንዝቕፅል ግን አቶም ተፈጢሮም ዘለዉ ቡዱናት እንተደልዮም ይተዓረቑ፣ እንተደልዮም ተፈላልዮም ነናይ ባዕሎም ፓርቲ ይመስርቱ ከይተገደስና ፣ ካብዙይ ብምምሃርን ሕዚ መን ከምዝብፅብፅ ዘሎ፣ መንከ ብቕንዕና ንምስራሕ ይምኩር አሎ ብደመቢ አስተውዒልና መሚና ፣ አብ ቀፃሊ መረፃ ዝአመንሉ ፓረቲ ዋላ ካብኣብአቶም ወፃኢ ካሊእ ናይ ትገራይ ፓረቲ ንምምራፅ ካብ ሕዚ ጀሚርና ብምድላው ብኻርዲ ፍርዲ እንተንህቦም ዝበለፅ እዩ ኢለ ይአምን፡፡

  • @Matebkom
    @Matebkom วันที่ผ่านมา

    ግደፎ ወዲ ወረደ እቲ ለውጢ ዝተቀበሎ አይመስልን

  • @gezaeamare7382
    @gezaeamare7382 3 วันที่ผ่านมา

    Tdf ኣጊዱ ዝብል ኣብይ ኣሎ ይጥፋእ ካብቲ ርእሲ።

  • @Bofiemedia-ze3ne4qu1p
    @Bofiemedia-ze3ne4qu1p 7 วันที่ผ่านมา

    ስራዊት ትግራይ በዞም ሽማግለታት ውስናት መድሕን ጀነራላት ኣደመ ምጭዋዩ ብጣዕሚ የሕዝን። ኮነ ተባህሉ ነዚ ደምን ስልጣንን ዘይፀግብ ኣርዮስ ጉጅለ ህወሓት ስልጣን ዘቐፅል እዩ ዝመስል።
    የህ ታደሰ ወረደ ድቑልቑል ያውርድኻ

  • @samsamsun367
    @samsamsun367 7 วันที่ผ่านมา +1

    TDF ደብሮፂዎን ጌታቸው ፃድቃን አብትህቲ ቁፅፅር አእቲው ንግዚኡ TDF ከማሀዳዳር አለዎ

  • @Girmay-j8w
    @Girmay-j8w 7 วันที่ผ่านมา

    መንግስቲ ልቋወም ናይ ኢዱ ከግኒ ኣለዎ ናይ ጌታቸው ውሳነ ልክዕ እዩ....ወዲ ወረደ ትሕቲ ፕረዝደንት እምበር ልዕሊኡ ኣይኾነን ፀጥታ ምኽባር እምበርናይ ኣብ ዝግበር ምሻምን ምውራድን ኣይምልከቶን ።።

  • @kunama1170
    @kunama1170 7 วันที่ผ่านมา

    ሶሎሙን ማዓሾ ፍፁም ከልዕል ኣይክእልን ኩሉ ዝውስን ናይቲ ዞባ ምክር ቤት እዩ ማእከላይ ዞባ ንሰሎሙን ማዓሾ ውሳነ ከዕርፍሉ ይግባእ።

  • @ይግዝኡይደውሉ
    @ይግዝኡይደውሉ 5 วันที่ผ่านมา

    ከምኡ ኢሉ ይቀፅል።ንህዝቢ ዘይሓስብ በዓል ስልጣን ናብ ማሕረሱ ክምለስ ኣለዎ።

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 7 วันที่ผ่านมา +1

    ጌታቸውን መሓውሩ በዓል ሰለሙን መዓሾ ን ሰራዊት ትግራይ ዘለዎም ንዕቐት እዩ ዘርኢ ሰለሙን መዓሾ ሕጊ ሰራዊት ትግራይ ብምጥሓስ ናብ ሕጊ ቐሪቡ ክፍረድ ኣለዎ
    እዚ ብ ሃፍቱ ኺሮስ ዝተንዓቐ ሕጊ ፀጥታ ትግራይ ካልእት ከኽብርዎ ማለት ዘይሕሰብ እዩ ፀጥታ ትግራይ ኣብዞም ሰባት እዚኦም ሕጊ ከኽብር ንፅበለና ተዘይኮይኑ ፀጥታ ትግራይ ምንም ሓይሊ ከምዘይብሉ ኢና ንዕዘብ ዓለም እውን ብዚ እያ ትርድኦ

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 7 วันที่ผ่านมา +2

    ኩሉ ጊዜ ሓይልታት ፀጥታ ዘይሻራዊ ስጉምትታቶም እናኾራዕና ነይርና ሕዚግን ካብግቡኡ ገዲፋ ኣብ ምምሕዳራዊ ውሳነታት መንግስቲ ክእዝዝ ምጅማሩ መዘዝ ዘምፅእዩ. ቀሊል ይመስል ነገረ ግን ዋጋ ከኽፋለናዩ። ቀይሕ መስመር ሓሊፎም።

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 7 วันที่ผ่านมา

    መዓሾ እዚ በትኪ ክፍንፈን እዩ። ዘምፀኦ የብሉን እዚ ዳጋል ድርዕቶ ናይ ፒፒ

  • @onlneroutubyEer-by4rj
    @onlneroutubyEer-by4rj 7 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ እቶም ፈከርቲ ሓፊሮም ኣለው ገና እውን ከሓፍሩ እዮም
    ኣዮካ ደብሪፀይ💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 7 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏❤❤❤💊

  • @kidanehailu6332
    @kidanehailu6332 7 วันที่ผ่านมา

    Theta above intriegovernment

  • @Adrieltsegaslase
    @Adrieltsegaslase 7 วันที่ผ่านมา

    ሰለሞን ማዓሾ ኾነ ጌታቸው ረዳ ምክሪቤታት ዞባን ወረዳን ሕግታት ጢሒሶም ፣ብምኽሪበት ዝፀደቆሎም ሹመኛታት በዲክታተርነት ከውርድዎም ስልጣኖም ተጠቂሞም ካብ ሓላፍነት የውርድዎም አለውሞ ዓገብ ግበሩ ይበሎም አብ ኩሉ ወረዳታት ትግራይ ሰራሕተኛ መንግስቲ ደሞዞም ተነፊጎም ካብ ስራሕ ይእገዱ አለውሞ ጌታቸው ካብ ስልጣን ክእለ አለዎ ንብል።

  • @samsam-d2b
    @samsam-d2b 7 วันที่ผ่านมา

    ውግንና እያ

  • @EfremAsgereme-z5p
    @EfremAsgereme-z5p 7 วันที่ผ่านมา

  • @DanielMulat-iv5jz
    @DanielMulat-iv5jz 7 วันที่ผ่านมา

    እዚ ተንታኒ ኤርትራዊ እዩ አይትእመንዎ። ህዝቢ ትግራይ ብዘይ መራሒ ክተርፍን በኤርትራ ክግዛእ ስለ ዝደልዩን ከምዚ ዝበለ ናይ ሓሶት መረዳእታ የቕርቡ አለው። ተጋሩ ንንቓሕ

  • @goitomhabte7925
    @goitomhabte7925 7 วันที่ผ่านมา

    Xbuk bitaem kab tdf kikewn alowo

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 7 วันที่ผ่านมา

    Etom zibeasu zelewu kulom kiwigedu alewom.Getacjewn debretsionin aweg8diwom selam Tigray kimiles eyu.

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 7 วันที่ผ่านมา

    ወታሃደር ንመንግስቲ ስርሑ ከይሰርሕ እንተኣጊዱ ብጉልበቱ ስልጣን ወሲዱ ማለት እዩ ። እኒ ታደሰ ወረደ ኣደብ ግበሩ። እቱ ጊዚያዊ መንግስቲ ስርሑ ከይሰርሕ ኣይትኸልክሉ ። መብቲ የበረልኩሙን ። ህዝብና ናብ ሕማቕ መገዲ ኣይትምርሑ ።

  • @GebremeskelTadesse-n6o
    @GebremeskelTadesse-n6o 5 วันที่ผ่านมา

    Tikikil eyou hezi zemahidir zello mengsti gizayawi slezelo mkuwam geaga eyou gngizayawi

  • @KirosHadish
    @KirosHadish 5 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ወረደ አዘራርብኡ ትርጉም የብሎምነ

  • @dawittesfgaber5484
    @dawittesfgaber5484 7 วันที่ผ่านมา

    Tedaru hasadat aygudaynan eu rukusat

  • @HaileTekilt
    @HaileTekilt 7 วันที่ผ่านมา +1

    ትኽክል እዩ ወድወረደ ጅግና

  • @amanelTeklay-mk7uv
    @amanelTeklay-mk7uv 7 วันที่ผ่านมา

    ደንጉዩ

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td 7 วันที่ผ่านมา

    ንምታይ ድአ አብቲ መግለፂ ምሻም ምወራደ ኣይካአልን ኢሉ መገለፂ ዛውፅኡ ሕጊ ጢሒሶም ዶ አይኮነን

  • @TediWedibashay
    @TediWedibashay 6 วันที่ผ่านมา

    ከምኡ የሓይሽ ዶ

  • @ፀጋይፍሰሃ
    @ፀጋይፍሰሃ 7 วันที่ผ่านมา

    000

  • @SenaytHaylu
    @SenaytHaylu 7 วันที่ผ่านมา

    እዞም ሐምሳ ዓመት አብስልጣን ፍዝፀንሑ ካድረ ካደብረጽዮን ጀሚሮም
    ክእለዮ አለዎም ህዝብ እፅኒቶም ደም ህዝቢ ትግራይ ሰትዮም እዮም
    ብሕጊ ክሕተቱ አለዎም ፀጥታ ፀቅጢ
    ንህዝቢ ትግራይ ይገብረልና አሎ
    ለውጢ ፍትሒ ከይንረክብ

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 7 วันที่ผ่านมา

      ልዕሊ ኢሳያስ ኣረጊት የለን

  • @DanielWorku-bh6vq
    @DanielWorku-bh6vq 7 วันที่ผ่านมา

    እዚ ዝምልከት ነቱይ ፋሉል ጉጅለ ሰከኺሩ ንዝነበረ እዩ

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian3784 7 วันที่ผ่านมา

    Abiy ahmed ali himak seb hager atfi serawitu abhagerom ersebierse awadiewomsi hijy ni egypt enkabey amsu eyu kwaga ke terati.

  • @ፀጋይፍሰሃ
    @ፀጋይፍሰሃ 7 วันที่ผ่านมา

    00

  • @eyersalemgebregergs3583
    @eyersalemgebregergs3583 7 วันที่ผ่านมา

    General Tadese werede jigna

  • @AregayArex
    @AregayArex 2 วันที่ผ่านมา

    አብ ጠረቤዛ ኮፍ ኢሎም ክራዳድኡ አለዎም ሎሚ ከ እንታይ ደልዮም

  • @hailehabte8854
    @hailehabte8854 6 วันที่ผ่านมา

    ፖሎቶኻ ትግራይ ብተጋሩ ጥራይ ኢዩ ዝፍታሕ ማይክ ሃመር ወዲ በሻሻ ህግደፍ መልሶም ከጋዱዱ እንበር ዘምሱእዎ ፍታሕ የሎን

  • @EfremAsgereme-z5p
    @EfremAsgereme-z5p 7 วันที่ผ่านมา

    Ajoka

  • @samiadisaba1268
    @samiadisaba1268 6 วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊ

  • @ariamdawit9894
    @ariamdawit9894 7 วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊ ካበይ እምጺካዮ እዚ ወረ ኤርትራ ዝተመልሱ ስደተኛታት አይተቀበለትን ሓሳዊ ኢካ

  • @eteneshtesfatsion5879
    @eteneshtesfatsion5879 7 วันที่ผ่านมา

    It’s your business talk about Eritrea??????????? West

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 7 วันที่ผ่านมา

    Solomon masho ዝገብሮ ዘሎ ዓገርገር ተቀባልነት የብሉን ህዝቢ ትግራይ ጠጠዉ ከብሎ አሎዎ .እዙይ ናይ ጌታቸዉን ናይ ፃድቃን ሸርሒ እዩ.ናይ UNDP ገንዘብ መጫወቲ አይኾንን😢😢😂😂❤❤

    • @CheerfulDirtBike-bf2mb
      @CheerfulDirtBike-bf2mb 7 วันที่ผ่านมา

      ጀግና ሰሌ።ህዝቢ ዘይደልዮም መራሕቲ ይውረዱ

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 7 วันที่ผ่านมา

    dictatorship on the making . ተጋሩ ከብ ካሊዕ ዓዲ ንምሃር ። መናእሰይ ሓዱሽ ወለዶ ዓድኹሙን ህዝብኹምን ኣብ ሓላፍነቱኩም ወዲወቑ ኣሎ ።

  • @berhanegebreselasie2639
    @berhanegebreselasie2639 7 วันที่ผ่านมา +2

    Wedi worede please save Tigray and Tigrians from this pollotical savagery. No more war in Tigray!!!

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 7 วันที่ผ่านมา

    መን እዪ?ኣጋዲ

  • @adeyalways1750
    @adeyalways1750 4 วันที่ผ่านมา

    Ab adi men koynu euuu solomon masho ezuy ztsehef zelooo

  • @Hareg675
    @Hareg675 7 วันที่ผ่านมา +1

    ይሐሽ ዶ? ይኹን ልቢ ይሃቦም እቶም ፖጦሊከኛታት እውን😢🤲

  • @efremtewelde5052
    @efremtewelde5052 7 วันที่ผ่านมา

    Ethiopia alemawee higee enna tehaset higee kithatit aytikielin . Somal mikififal kitesidig wey Embacy kigebir bizey somal mengisti aflito yigibae do?

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 7 วันที่ผ่านมา

    ናትና ፎሮም እተቕርብዎ ፀብፃብ ፍፁም ሓቂ ዝሓዘለ እዩ።
    ስግኣተይ ጄኔራል ታደሰ ወረደ ዝሃቦ ሓሳብ ድጋፍን ተቓውሞን ከይካየድ፣ ምደባ ምውራድን ምድያብን ደው ክብል ኣለዎ ኢሉ ኣሎ ፅቡቕ ይብል ብወገነይ። ኮይኑ ግን ክልቲኦም ተነሓናሕቲ መራሕቲ ህወሓት ተቐቢለሙዎ ዲዮም?? ምውራድን ምድያብን ይቕፅል ኣሎ ካብ ናይ ወዲ ወረደ ኣይጋጮን ዶ፣?
    ንግ/ም/ትግራይ ዝቃወሙን ካብ ምቅዋም ሓሊፉ ዓንቃፊ ስራሕቲ ንዝሰርሑስ? ሱቕ ኢልካ እንተተሓሊፎም ህዝቢ ኣይጉዳእን? ውዕል ፕሪቶርያስ ምዕንቃፍ ኣይኸውንን ዝብል ሕቶ ኣለኒ ሃገር ተኽለብርሃ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 7 วันที่ผ่านมา

    ሰራዊት ትግራዬ አደራ ትግራይ አደይ ሀዬ።

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 7 วันที่ผ่านมา

    ካብዚኦም ንሓደ ጉጅለ ዝእዘዙ ፌደራል መንግስቲ ይሓሸና።

    • @BekiMan-z7q
      @BekiMan-z7q 7 วันที่ผ่านมา

      ኣዲስ ኣበባ ኬድካ ኣማሓድረኒ በሎ ፈደራል መንግስቲ 😅

  • @kebedetilahun7940
    @kebedetilahun7940 7 วันที่ผ่านมา

    መንግስቲ ናይ መንግሰቲ ስራሕኻ አይትስራሕ ዶ ይባሃልዩ

  • @hadasg702
    @hadasg702 6 วันที่ผ่านมา

    Tdf is not leading Tegray we know that same of general are in the other side , they don’t even update their mind. So Hager I don’t understand you bring up this news military job is different so doesn’t make sense unless otherwise you are supporting those evils

  • @ABISTRUCKING
    @ABISTRUCKING 7 วันที่ผ่านมา

    ባህልዊ ጀነራል

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER 7 วันที่ผ่านมา

    መኒኻ ንስኻ? ግምት መሰሉን ግዴትኡን ናይ ምስቃል ምውራድ ሓላፊነት ኣለዎ። ኾራኹር ብሽም ውድብ ትግራይ ደቃን ሃፍታን ወሪርኩም ሕዚ ድማ ገበንካ ኽትሃብእ ነዚ ደንቆሮ ደ/ፅዮን ትውግን ኣለኻ ኣንታ ዓባቅ! እነትካ ዶ! TDF ምስ ጸላኢ ዳተዃሽሀ ደቅኻ ዝኾና ተጋደልቲ ተጥንስ ነይርካ! ምስ ባንዳ ኤርትራዊ ሙሉወርቅ ኾይንካ ድሕሪ ውዕል ፕሪቶርያ ደ/ፅዮን ኣምሪጽካ ብፈደራል ተቀባሊነት አይረኸበን።
    ጌታቸው እኮ ንኣኻውን ኸልእለካ ይኽእል እዩ ኣንታ ለኻት ቆማል! መቦቀልካ አድዋ ምዃንካ ንፈልጥ! ዘይትሓፍር እዙይ ኢልካ መግለጺ ሒዝካ ትወጽእ ቦኽባኽ! ዘይኸውን ኣይተምጽእ! ደ/ጽዮንን ወድብካን ኽትእለዩ ኣለኩም ደቂ ሻዕብያ! ተስፋ እገብር ፈደራል ኣትዩ ናብ ጸግዕኻ ኸምዘትሕዘካ! ብስብስ!!!😮

    • @BekiMan-z7q
      @BekiMan-z7q 7 วันที่ผ่านมา

      ኣድጊ ረሳሕ እንታይ ይምከቶ ፈደራል ጌታቸው ሎቆታ ብሰራዊት ኣይእዘዝን እንተይሉ ክጋደም ጥራሕ እዩ ዝከብዳም ዕሱብ 😅

    • @AksumawianTRUTHPOWER
      @AksumawianTRUTHPOWER 7 วันที่ผ่านมา

      ኣንታ ጸማም! ደንቆሮ ሠሃይም! ርዕስኻ ቆሚጠ ዶ ኻሊእ AI ክተኽለልካ!
      ባእላ ህወሓት ኮ እያ እግሪ ፈደራል ስኢማ ንጌታቸው ዘሸመቶ። ህወሓት ኸምዝደለየቶ ኽትዝውሮ ንጌታቸው ስለዘየሰክኣለት ናብ ምሕማስ ትግራይ አትያ ጉጅለ ደንቆሮ ደ/እንክሊል ኣንታ ኢሉ ! ዘይትሓፍሩ ደናቁር ደፋእቲ ድንኩል። በኽቲ! ፈደራል ኽኣቱማ ግድን እዩ ሥራሕ ዘይተስርሑ ተኾይንኩም! ቆያን ጨናዊ ካድረ! ሠራቂ ሕሩጭ!! ብኣኹም ሕዝበይ ይሕመስ ኣሎ ደናቁር!!!

  • @hadushgebrezgiher1431
    @hadushgebrezgiher1431 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሕሶት ኣይቲ ጀምር ኣይቲ ሓሱ ናትና ፎርም🇻🇳👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🇻🇳👍🏾👍🏾👍🏾🍾

  • @SenaytHaylu
    @SenaytHaylu 7 วันที่ผ่านมา

    ደብሮፅዮን ፓርቲ እዮ ጌታቸው መንስቲ እዮ ማእረ ክረአ ማለት ድዮ የሕዝን

  • @fantahunsharew3780
    @fantahunsharew3780 7 วันที่ผ่านมา

    ገቾ ንታደሰ ወረደ ውን አውርዶ

    • @bibatigray4002
      @bibatigray4002 7 วันที่ผ่านมา

      Gecho danda gaming yeblun ni wedi Werede kewrid TDF Gecho kitaliu alewom Solomon mahasho kiwerid alowo shifta sile zikone

  • @AfariMadSleuth.ExportedSalt
    @AfariMadSleuth.ExportedSalt 5 วันที่ผ่านมา

    ቀውስ ውሻ ተደፋ

  • @HTT6892
    @HTT6892 7 วันที่ผ่านมา

    የውርድካ

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 7 วันที่ผ่านมา

    dictatorship on the making . ተጋሩ ከብ ካሊዕ ዓዲ ንምሃር ። መናእሰይ ሓዱሽ ወለዶ ዓድኹሙን ህዝብኹምን ኣብ ሓላፍነቱኩም ወዲወቑ ኣሎ ።

  • @hadushgebrezgiher1431
    @hadushgebrezgiher1431 7 วันที่ผ่านมา

    TDF ንገታቾቅን ደብረፅን ኣጊዱ ዝብል ዜና ረሲዕካ ::🇻🇳👍🏾🇻🇳👍🏾🇻🇳👍🏾👍🏾ኣበይ ኣሎ?