#Dedebit_2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • Copyright @Dedebit Media Official
    ደደቢት ሚድያ ንምሕጋዝ / To support Dedebit Media
    *********************************************
    GoFundMe: gofund.me/8aa9...
    PayPal: www.paypal.com...
    ቀዋሚ ኣባል ንምዃን/To be a member: / dedebitmedia
    A raffle organized by Dedebit Media ብደደቢት ሚድያ ዝተዳለወ ሎተሪ/ዕጫ: go.rallyup.com...
    ደደቢት ሚድያ ንምስዓብ | To follow Dedebit Media
    ************************************************
    ዌብሳይት/Website፡ dedebit.org/
    ቴሌገራም/ ፡ t.me/dedebitme...
    ፌስቡክ/Facebook (Mekelle Studio)፡ / dedebitmediastudio2
    ፌስቡክ/Facebook (Australia Studio)፡ / dedebitmedia
    ትዊተር/Twitter፡ / dedebitmedia
    ዩቱብ/TH-cam (Mekelle Studio): / @dedebitmediaofficial
    ራምብል/Rumble፡ rumble.com/c/D...
    ቪሞ/Vimeo: vimeo.com/user...

ความคิดเห็น • 112

  • @Tilahun-fl9lj
    @Tilahun-fl9lj 3 วันที่ผ่านมา +23

    ሰላም ዶር ሃይለ ጀግና ወዲ ትግራይ ኣየካ ትግራይ ሃገር ክትከውን ኢያ። ካባኡ ድማ ርሑስ በዓል መስቐል ንኩሉ ትግራውይ።

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane2068 3 วันที่ผ่านมา +11

    መፂካለይዶ ክፅበየካ
    ልሳን ሓቂ ብርሃን ገፅካ
    እንኳዕ ነስካስ ናትና ኮንካ
    እንኳዕ ንመስቀል በዓል አብፅሓና አብፅሐካ።

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 3 วันที่ผ่านมา +9

    ደደቢት ሜድያ እንኳዕ ንብርሐነ መስቀሉ ኣብፅሓኹም አብፅሕንና ❤❤❤❤

  • @gebregziabher3211
    @gebregziabher3211 3 วันที่ผ่านมา +12

    እንዃዕ ኣብፀሐኩም ደደቢት ሚድያ❤❤❤❤

  • @KirosBahta
    @KirosBahta 3 วันที่ผ่านมา +9

    ዶ/ር ሃይለ ስራሕካ ብህዝቢ ትግራይ ተመስገመንካ ኢኻሞ በርቲዕኻ ቀፅለሉ።

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b 3 วันที่ผ่านมา +7

    ሰላም ደኩተረ ሃይለ ጅግና ሃዉና ደዎል ህዝብ ትግራይ ።

  • @AlazarHadgu
    @AlazarHadgu 3 วันที่ผ่านมา +8

    ሃይለ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ምስገናይ ብቃላት መግለፂ የብለይን ንደደቢት ሚድያ ብጣዕሚ እየ ዘምስግና ደደቢት ሚድያ ህዝቢ ትግራይ ዘመስገናን ዝፈተዋን ሚድያ እያ ኣጀካ ቀፅለሉ

  • @etheth5034
    @etheth5034 3 วันที่ผ่านมา +7

    ዶ/,ር ሐይለ ❤🙏🙏🙏

  • @AsmelashAregawi-lc6ym
    @AsmelashAregawi-lc6ym 3 วันที่ผ่านมา +4

    ደደቢት ሜድያ እንኳዕ ንብርሐነ መሰቀሉ አበፅሓኹም❤❤❤❤

  • @etheth5034
    @etheth5034 3 วันที่ผ่านมา +5

    ጋኔን ክስረት እንታይ ዘይበለ እት ዝገርም ንባአል ዳንኤል መልስ ክንድንህብ ንንባአልና ንባላእ አለና እታ ኢትዮጵያ ትባሀል ነአና ካያጥፈእት አትድቅስን እያ ተጋሩ ንበራበር💊

    • @fthi3585
      @fthi3585 3 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤

  • @RedaHaile-t8l
    @RedaHaile-t8l 3 วันที่ผ่านมา +2

    ደደቢት ኣብ በረኻ እንተለና ብሬድዮ ሀዚድማ ብሚድያ ካብ ትግራይ ካብዘይተፈለዩና ሓደ ተቃላሳይ ሚድያ ህዝቢ ንሓቂ ዝቆመት እያ። ዝመረሮም ኣለው ግን ንእኣቶም እንተሐጊሳ ኣብ ፅቡቅ ከምዘየላ መረጋገፂ እዩ።

  • @samiadisaba1268
    @samiadisaba1268 3 วันที่ผ่านมา +3

    ደደቢት ሚድያ ሽግ ትግራዋይ ተጋሩ እያ ካፍተን አለዋ ተባሂለን ብእምነትን ፅንዓትን ካብ መትከል ህዝቢ ትግራይ ፈተኽ ዘይበለ ደደቢት ሚድያ ልቢ ተጋሩ

  • @abatasew942
    @abatasew942 3 วันที่ผ่านมา +7

    እንኮዕ ኣብፃሓካ በርትዕ 🙏🙏🙏

  • @BefkaduAsmelash
    @BefkaduAsmelash 2 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ደ/ር ሃይለ እንዃዓ ንባዓል መስቀል ኣብፃሓካ ኣብፃሓና ኩሉ ግዜ ኣብ ህዝቢ ትግርይ ኩሉ ኣብ ጉድንካ እዩዩዩ

  • @Tek23109
    @Tek23109 3 วันที่ผ่านมา +5

    ርሑስ በዓል መስቀል

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 3 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ዶ/ር ሀይለ በታ ንፈልጣ ሁቂኦም ስለተስበሩ ሽጣራ እዩ ንእርቂ ዝመስል እዩ አቅሊ ፅበት ዘይገብሮ ዘይብሉ ትግራይ ብአቃማ ፅንእቲ ሙካና ረሲኦሞ ህልመኛታት ስለዝኮኑ ፋራ ኮካኮላ ጃዊሳ ሽጣርኦም ካብኦም ንላእሊ ንፈልጦም ኢና ❤❤❤❤

  • @skylimit1423
    @skylimit1423 3 วันที่ผ่านมา +2

    የትግራይን ትምህርት ቤቶች አውድመው በምትኩ የኦሮምኛ ትምህርት ቤት ትግራይ ውስጥ ሲከፍቱ ;የንቀታቸውን ጥግ ያሳያል !!

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 3 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ዘበን ጥራሕ እንተይኮነስ ንዘለኣለም ዘይንቀስ እሾኽ ኣብ ወለዶ ትግራይ ጉሮሮ ዝስካዕ ግራጭ እዮም ንዘለኣለም ዘይንቀስ እሾኽ እዮም

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣወሉአርባ ለዓፋር ህዝብ መራብ ጥፋት ብቸኛ ተጠያቂ ነው:: 😢😢

  • @solomonzerat7043
    @solomonzerat7043 2 วันที่ผ่านมา +1

    Dr.Haile እዚኦም ሰላም ዝደልዩ አይኮኑን "ለመጭ" ኢዮም እንዳ ተለሳለሱ ነቲ ህዝቢ ካብ ምብታን ንድሕሪት ከምዘይብሉ ምርዳእ የድሊ : Dr.Haile እቲ ምቅላዕካ ቀፅለሉ : ጀግና ሐውና ::

  • @eyob-h1r
    @eyob-h1r 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሕማም ጎረቤት ተመሐላለፋይ ዶ በሉ አቦታት አቱም ምሁራት ትግራይ ከምዞም ሙሁራት ኤርትራውያን ዓድኹም እንዳተሸጠት አጽቅጥኩም ስቅ ትብሉ ድምጽኹም አይተስሙዑን ነቶም ሰበስልጣን ሕራይ ጽልእዎም ህዝቢ ትግራይ ከ እንታይ በደለኩም ደቁን ህወቱን ስለዝኸፈለ ከም እቶም ፀላእቲ ደው እልኩም ትዕዘቡ አለኩም ዘሕዝን እይ ልብ ይሃብኩም ደክተር ሃይለ ዚወለደት ማህፀን ትባረኽ

  • @MichaelKidane-b5t
    @MichaelKidane-b5t 3 วันที่ผ่านมา +1

    ደደቢት ሚድያ ከመይ አለኹም ሓዱሽ ዓመት ናይ ቃልስን ዓወትን ክኾነልኩም እናተመነኹ ናይ ጀነራል የውሃንስ (ተጋ.መዲድ) አብ ወይን ሚድያ ዘቕረቦ ቃለ መሕተት ናብ ኩሉ ተቓላሳይን ወያናይ ሓይሊ ክመሓላለፍ ስለ ዝግባእ ክተቕርቡልና ብአኽብሮት ይሓተኩም አለኹ::ሰናይ ሓዱሽ ዘመን ናይ ቃልስን ዓወትን ይግበረልና::ወዲ ክልተ እየ.

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b 3 วันที่ผ่านมา +1

    ዳንኤል ጋኔን 4 ኪሎ አማካሪይ አብይ አህመድ ጆኖሳደረ ልጌታቸዉ ረዳ ድግምት ጌሩ እዩ ሰርተፍክየት ህብቦ አሎ ብቅልጡፍ ላብፀብ ዳባሃደራ ልዎሰዶ ቤተሰብ አልሹሉ ???

  • @teklaygebretsadik5864
    @teklaygebretsadik5864 3 วันที่ผ่านมา +1

    ደደቢት ሚድያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብጣዕሚ ወሳኒት ምድያ እያ ። ደወን ተግ ተቪ ን ግን ካብፋናን ዋልታን ምንም ፍሊሊይ የብለን ናይ ለያቡ ድምፂ ክይነን ኣለዋ ።

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 3 วันที่ผ่านมา +1

    ዳንኤል ክስረት እባብ ደህ ደምህ ይፍላ::😢😢

  • @ZabibaHassan-h2u
    @ZabibaHassan-h2u 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሰለም ኩብረ ሃዉና ደ/ረ ሃይለ እንኮዕ አብፅክ ንመስቀል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 3 วันที่ผ่านมา +1

    እቲ ጣፍ ዝተፈጠረሉ አብ ትግራይ አክሱም እዩ ❤❤❤

  • @mmjjjhh
    @mmjjjhh 3 วันที่ผ่านมา

    እኔ እኮ ግርም የሚለኝ በአድ በኩል ብቻ የሰላም ፍላጎት ብታሳይ በመግሰት በኩል የሚታየዉ ያለዉ ነገር መቆሰቆሰ ነዉ የሚታየዉ በመግሰት ሚዲያ የመግሰት ባለሸልጣኖች በትግራይ ህዝቦ ጥላቻ ጦርነት ነጋሪት እየጎሰሙ እደነዉ የኛ የጊዛዊ የትግራይ አሰተዳደር ገታቸዉ ከፈደራል መግስት ጋ እየተነጋገርነ እየሰራን ነዉ እያለ ህዝባችን እያዘነጋ እደሆነ ነዉ የምሰማኝ አዝናለዉ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 3 วันที่ผ่านมา +1

    ዶ/ር ሓይለ ተጋሩ ምስ ተጋሩ እምበር ምስ ካልእ አይንሀስቦን ሀይለ ❤❤❤

  • @abrahamaregay3188
    @abrahamaregay3188 3 วันที่ผ่านมา

    እናነተ ትግሬዎች ይህ ሰውዬ ያጠፋችሃል ከአሁን በፊት በዙ መርዝ ብዙ ሺ ትግራዋይ አልቃል አሁንም አልጠገበም በድጋሚ ሺዎችን ለመሰስጨረስ መርዙን እየተፋ ነው

  • @abrhamgebreslassie
    @abrhamgebreslassie 3 วันที่ผ่านมา +1

    ንመላእ ተጋሩ ኣመንቲ ክርስትና ንደደቢት ሚዲያ እንኳዕ ንብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ሰናይ በዓል ።

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 3 วันที่ผ่านมา +1

    ትማሊ ሀሙስ እዚ ስካራም ወሎየ ጌታቸው መራህቲ ንሀይማኖት መራህቲ እሮቁና ይብል ነይሩ ዝገርም ህልሚ
    Understandable Human Ambition ታይ አይነት ህልሚ ከመይ ይስርህ ሀንጎሎም ይገርመኒ ስለዚ ሀይለ ንመራህቲ ሀይማኖት ሀዲኡ በል ❤❤❤

    • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
      @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 2 วันที่ผ่านมา

      ካብ መጀመርታ ንገይታቸው ኣይደገፍኩዎን ብድሑርነት ኣታሓሳስባ ዎለየ ተባሂሉ እንተይኮነስ ንመሪሕነት ስለዘይምጥን እዩ ። ኣንዳዕዲዑ ትግራዋይ እዩ ። ትግራዋይ ካብ ቆቦ ክሻዕ ዛላምበሳ ካብ መተማ ዮውሃንስ ክሳዕ ኣዱሊስ ካብ ራማ ክሳብ ሰቖጣ ተዘርጊሑ ኣብ ትግራይ ዝነብር ኩሉ እዩ ።

  • @ZabibaHassan-h2u
    @ZabibaHassan-h2u 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሐንት ትግራይ ❤❤❤

  • @Makelesh
    @Makelesh 3 วันที่ผ่านมา +1

    ዉድቀት ጥፍአት ሞት ንጎሓሉ ንሰረቅቲ ንዘረፍቲ ንግቦኛታት ኮታስ አነፃር ተጋሩ ዝልዓሉ ሕዉየት ንፅሩያት ሓላያት ብየማን ተጋሩ ጠጠዉ ዝበሉ
    ሃገረ ትግራይ ንዘልአለም ትንበር ብዘይ እዞም ተካላት

  • @Nathnahom
    @Nathnahom 2 วันที่ผ่านมา

    ችክእይትበል ሃይለ እብ ሓደአርእስቲ መዝናነውን ቁምነነርን ዘለዎ ትሕዝቶ ግበሩ

  • @WediKnfe-vr6sr
    @WediKnfe-vr6sr 3 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤ አጆኳ ጅግና ቀፅለሉ

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 3 วันที่ผ่านมา +1

    ድምፂ ወያነ ከዳዕ ጥራሕ ኣይገልፆን ! ገረድ

  • @BerihuBerihu-nk3do
    @BerihuBerihu-nk3do 2 วันที่ผ่านมา

    ባዓል ሃፍቲ ትግራይ ኮነ ኢትዮጵያ ተፀጊዖም ስለዝሃፍተሙ ሃፍቶም ክቕፅልን ከይጎድልን ስለዝደልዩ ካብ ንመንነቱ ንኸብዱ ዝሰርሕ እዩ። እቲ ዝበዝሕ ፖለቲከኛ ይኹን ሙሁር ትግራይ ውን ካብ ንመንነቱ ንብሄሩን ንኸብዱን ዝነብር እዩ ። ኣብ ትግራይ ውን ናብ ስልጣን ዝወፅእን ንስልጣን ተቐሪቦም ዝርከቡ ካድረታት ውን እንተኾነ ኣብ ትግራይ ክሰርሕ ንዝደሊ ባዓል ሃፍትን መንእሰይ ደኣንትን ከይሰርሕ ፈለማ መስርሒ መሬት ከይረክብ ዓቢይ ሽግር ብምፍጣር ሓኒቖም ይሕዝዎ።ብዝገበረ ጌሩ ስራሕ እንተጀሚሩ ድማ ብንግዲ ፈቓድን ብኤለትሪክን ላሕ ኣቢሎም ተስፋ የቕርፅዎ።ንዞም ኩሎም ሽግራት ብዝገበረ ጌሩ ሓሊፉ ስራሕ ዝጀመረ ኣብ ዕዳጋ ከይወዳደር ይገብርዎ። ነዚ ኩሉ ዝሓለፈ ድማ ዘይሰርሖ ሰሪሕኻ ብምባል መስገደል ዝኾነ ግብሪ ብምትማን ሓፍ ከፍ የብልዎ። ኣብ መጨረሻ ወይ ኢዱ ሂቡ ተመሳሲሉ ዝወሃብ ሂቡ ይነብር ወይ ድማ ናብ ማእኸል ዓዲ ኢትዮጵያ ይኸዱ።ስለዚ እቲ ዋና ሽግር ናይ ፖለቲካዊ መሪሕነት ሕመቕ ዘምፆ እዩ።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 3 วันที่ผ่านมา

    ፈከኩታ አቢሺ ንሰቲ ብደንቢ ሐቢሪና ነኪብር እና ደክተር ሐይለ እነካእ አብጸሄካ ንብርሐነ መሲቀል❤❤❤❤❤❤❤

  • @sunrise3139
    @sunrise3139 2 วันที่ผ่านมา

    ኣቲዮ ደደቢት ሙሽ ንክትምዕብልን ንክትዕምብብን #ንክተዓኑ # ኢና ንሰሪሕ ለለና ደደቢት ናይ ኣሽበርቲ ናይ ሓሳዳት ናይ ካዳዓት ናይ ሰረቕቲ ናይ ዘረፍቲ ናይ ዘይ ንብረቶም ዘይገንዘቦም ዘይመረቶም ዘይባሕሮም ዝሰርቑ ዝሕስዱ ዝምነዩ ዝሃርፉ ሰብ መሰል ግን ኣጋንንቲ ዝኮኑ ትካል ኢያ ቐንዲ ኣሻባሪ ኣይተ ሃይሌ ኣሻባሪው ኢዩ ዘካይዳ ስለዚ ደደቢት ክትዓኑ ኢኒኤዋ !!!!!

  • @Adu2002Ta
    @Adu2002Ta 2 วันที่ผ่านมา

    አነ ግርም ዝብለኒ አብ ሃይማኖት ክርስትና መስቀል እንዳኽበርና ቤተክርስትያን ሙስሊም ተመፅዩ ካባና ዳአ ታይ ይፈልዮም ወይለይ ስለዚ ጌጋ እዩ ሓቂ ሓቂ እየያ ስለዚ መራዓ ተስካር ተተሓዋወስና ድስተኛ እየ እንተ ሃይማኖት ግን ተዘይንታሓዋወሰ

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 3 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ጌታቸው ! ኣብታ ኣከባብራ በዓል መስቀል ሕቱኽቱኽየ ዕንክሊልየ ኣጀንዳ ገዲፍና ናብ ልምዕት ነትኩር ኢልካ ካብ ምዝራብ ፈለማ ግዝኣታዊ ሓድነትካ ኣረጋግፅ ስዕብካ ተመዛበልትኻ ናብ መረበቶም መልስ ድሕሪኡ እንተስ ተልምዕ እንተስ ግድኻ ክትስደድ ህዝቢ ፍውቐዶ በቲንካ ፍርቂ ትግራይ ኣረኪብካ ጥር እትብል ልምዓት ኣይሕሰብን ኩነታት ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘሎ እውን ረሲዕካዮ ኢኻ እሞ ኣይትቐልድ

  • @ZabibaHassan-h2u
    @ZabibaHassan-h2u 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዶኒኢል ሕሲሪት 😂😂😂😂

  • @HayelomE
    @HayelomE 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ስየ እዩ GSTS ሰድድዎ

  • @abrahamaregay3188
    @abrahamaregay3188 3 วันที่ผ่านมา

    አታ ደደብ መአዝ እዮም አፋርን ትግረዋይን ሀደ ድኾኑ? አፈር በምንም ምክንታት ትግረዋይ አይደለው እስሀ ፈላጥ ኾይንሃስ ደአፋር ትሀዝን?ድርብ ድርብርብ ደደብ ደደብ

  • @EtopiQwert
    @EtopiQwert 3 วันที่ผ่านมา +1

    በርትዕ እንካዕ ኣብፀሐካ ❤

  • @mekonnengurmesa4121
    @mekonnengurmesa4121 3 วันที่ผ่านมา +2

    👋👋👋❤️💛❤️💛❤️💊💊💊💊💊💊

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 2 วันที่ผ่านมา +1

    Dedebit 💪💪💪💪❤💛❤💛

  • @ftsumbrhanalemngus9052
    @ftsumbrhanalemngus9052 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @fsdsdgwsf971
    @fsdsdgwsf971 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤🤲🤲🤲👏👏👏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍

  • @rezaabraha5804
    @rezaabraha5804 3 วันที่ผ่านมา +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LetebrhanTeferi
    @LetebrhanTeferi 3 วันที่ผ่านมา

    በደንቆሮ ተመኺራ እትዓቢ ሃገር የላ 16:28 ን አይተርአየትን

  • @Berhun-zw9uw
    @Berhun-zw9uw 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @KokobNguse4321
    @KokobNguse4321 3 วันที่ผ่านมา +1

    🎉

  • @teklehiwottareqegnteklay
    @teklehiwottareqegnteklay 3 วันที่ผ่านมา

    ፋራ ሀ ሁ ኩልሻእ አደአይነት ሃዲስ ሃብ አምፅእ

  • @selamdelina2568
    @selamdelina2568 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nay mecheresha hasawi
    Where do you get your education

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 2 วันที่ผ่านมา

    ንሳቶም ኽፍኣት እዩ ስረሖም ክፉኣት ድማ ክፍኣት ዘይሰረሑ ኣይሓድሩን

  • @ኣማኒኤልመንግስቱ
    @ኣማኒኤልመንግስቱ 2 วันที่ผ่านมา

    አንኳዕ ኣብፃሕኩም ደደቢት ምድያ ❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤❤

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 3 วันที่ผ่านมา

    Enekon abetsehakum Dedebit media 🎁💐🌷🌺💐🌷🌺🌸

  • @meridtafesse2867
    @meridtafesse2867 2 วันที่ผ่านมา

    Hewatt created Fano, indirectly. Lack of seeing past your feet

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 3 วันที่ผ่านมา +1

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @Am1n3_456
    @Am1n3_456 2 วันที่ผ่านมา

    ጫፍ

  • @ትግራይትስዕር-ደ5ጐ
    @ትግራይትስዕር-ደ5ጐ 3 วันที่ผ่านมา

    ብርዚ

  • @tsegazeabkahsu9356
    @tsegazeabkahsu9356 วันที่ผ่านมา

    Kemakan Kem akokan diyyu sini atsmi.

  • @helenzewede3802
    @helenzewede3802 2 วันที่ผ่านมา

    Awo, Dr. Debretsion need to be evaluated for not seeing his and his party enemy. Or he needs to give us an explanation

  • @leonkahssai1637
    @leonkahssai1637 2 วันที่ผ่านมา

    Happy meskele too all of Tigrain you Tigrain

  • @SamuelTesfay-m8x
    @SamuelTesfay-m8x 2 วันที่ผ่านมา

    Debretsntet diaspora b gsts ywekel ab gizyawi mmhdar zbele gsts n fsaha asgedom zwklelu mesilwo dyu
    Neyru hayle dedeb . Mhur gn kulu gze muhur sle zkone kab natatkum tfat adhinomuna . Kbri n GSTS tfat n ademe.

  • @ወዲዕትባን
    @ወዲዕትባን 3 วันที่ผ่านมา

    ክክክክክክክ ጋና ክትዓፍር ኢካ መን ንመን ከቀይም ኩሉም ተጋሩ ኢዮም

  • @KidisMikial
    @KidisMikial 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ ኣጆኳ ደደቢት ሚድያ ከይት ስልቹው

  • @weghta3315
    @weghta3315 3 วันที่ผ่านมา

    Thank you so much Dr.💔🇻🇳💖🌍💐💖🌍💐🌍💐💐💐💐💐💐💐💖🌍🇻🇳💔💖🌍💐💖🌍🇻🇳💔💖🌍💐🇻🇳💐

  • @shewitabayhzkias5166
    @shewitabayhzkias5166 วันที่ผ่านมา

    Say No For #HateSpeech all #Tigray Medias

  • @brhanu1214
    @brhanu1214 3 วันที่ผ่านมา

    Eshi merzi betani hzbu anta gojali

  • @leonkahssai1637
    @leonkahssai1637 2 วันที่ผ่านมา

    Ok if you think that I'm going to lobby for you to be our leader

  • @SamuelTesfay-m8x
    @SamuelTesfay-m8x 2 วันที่ผ่านมา

    Zhred zelo beray teteferagete motu yefatn ember temelisu beray koynu khres aykeln. Nskatkum kaa degim wdub koynkum temeliskum adi ktmerhu zeykones amawutakum ktefatnu ekum tferagetu zelekum.

  • @SamuelTesfay-m8x
    @SamuelTesfay-m8x 2 วันที่ผ่านมา

    Zhred zelo beray teteferagete motu yefatn ember temelisu beray koynu khres aykeln. Nskatkum kaa degim wdub koynkum temeliskum adi ktmerhu zeykones amawutakum ktefatnu ekum tferagetu zelekum. 58:38

  • @SamuelTesfay-m8x
    @SamuelTesfay-m8x 2 วันที่ผ่านมา

    Zhred zelo beray teteferagete motu yefatn ember temelisu beray koynu khres aykeln. Nskatkum kaa degim wdub koynkum temeliskum adi ktmerhu zeykones amawutakum ktefatnu ekum tferagetu zelekum. 58:38

  • @SamuelTesfay-m8x
    @SamuelTesfay-m8x 2 วันที่ผ่านมา

    Zhred zelo beray teteferagete motu yefatn ember temelisu beray koynu khres aykeln. Nskatkum kaa degim wdub koynkum temeliskum adi ktmerhu zeykones amawutakum ktefatnu ekum tferagetu zelekum. 58:38

  • @SeidAhmed-s5d
    @SeidAhmed-s5d 3 วันที่ผ่านมา

    Arakibo nishacbiya

  • @EtopiQwert
    @EtopiQwert 2 วันที่ผ่านมา

    ጎበዝ ቀፅለሉ

  • @SeidAhmed-s5d
    @SeidAhmed-s5d 3 วันที่ผ่านมา

    tedalo TDF ARatkilo hiji cidil

  • @JoJo-ii6ur
    @JoJo-ii6ur 3 วันที่ผ่านมา

    ከም ነፋሕት

  • @Men1109
    @Men1109 3 วันที่ผ่านมา

    Dedebit nationalists well done

  • @GRHSfkrgeher-wp5cx
    @GRHSfkrgeher-wp5cx วันที่ผ่านมา

    D.r hayle hero

  • @lemlemwoldegerima3598
    @lemlemwoldegerima3598 2 วันที่ผ่านมา

    Selme ❤

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow3197 3 วันที่ผ่านมา +1

    🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @t.b4065
    @t.b4065 3 วันที่ผ่านมา +2

    ሃይለን ድያቆን ክብረትን መማህራን ፅልኢ እዮም፡
    ክልተ ሰይጣዉንቲ ኣነ በለፅኩ በሃልቲ እዮም

  • @SamuelTesfay-m8x
    @SamuelTesfay-m8x 2 วันที่ผ่านมา

    Thanks

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 3 วันที่ผ่านมา

    Hezebna meshewdi eyu baalat nay Tigray

  • @እርገጤሞላተሰመ
    @እርገጤሞላተሰመ 3 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ንብርሃነ መስቀል አብፅሓኩም ።አብፅሓና ።ጀነራል ፀይቂ ዝበልካዮ ጉዱ ፀሃይ ወቅዒዎ መሕፈሪ።

  • @KokobNguse4321
    @KokobNguse4321 3 วันที่ผ่านมา

    16:23

  • @abrahamaregay3188
    @abrahamaregay3188 3 วันที่ผ่านมา +1

    ለመሆኑ ዶክቶር ነህ phd በምንድነው phd ይዘህ የመሀይም ስራ አትሰራም ነበር ምስክን የትግራይ ህዝብ ሳያውቅሁ ዶር ይሉሃል አሳፋሪ

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 3 วันที่ผ่านมา +1

    ሃይለ ኣረፋይነ ዓፋሪ ተሓዚ ሽምዓን ከዳሚ ጉጅለ ስድራቤትን።

  • @danielsemunugus
    @danielsemunugus 3 วันที่ผ่านมา +1

    መሃይም 😂

  • @YtbarekMoges
    @YtbarekMoges 3 วันที่ผ่านมา +1

    ትወገር

  • @AbelTesfay-r8f
    @AbelTesfay-r8f 3 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ እንተሃልዩካ ንክልቲኦም ህወሓት አምፅእዬም መጉቶም ሳይድ አይትሓዝ ጀ/ፃድቃ ገ/ትንሳኤ ጀግና እዩ

  • @abrahamaregay3188
    @abrahamaregay3188 3 วันที่ผ่านมา

    ዳመስገነካ ተጠቀምቲ አባል ህዋህት ጉጅለ 1 ለ5 ይኦም ነገር ግን ተራ ህዝብ ስኦል ብልካሎ እስሀማ አንፃር ህዝቢ ትግራይ የኻ ወንበዴ

  • @PIA70s-hf8lk
    @PIA70s-hf8lk 3 วันที่ผ่านมา

    😂 # 1 General in African History.. General Txadkan

  • @yonatanakalu-tk2xl
    @yonatanakalu-tk2xl 3 วันที่ผ่านมา

    Selam wedi Adwa wedi Sebhat Nega wedi etu aregit hamasyen 😂

    • @Tilahun-fl9lj
      @Tilahun-fl9lj 3 วันที่ผ่านมา +1

      ባንዳ ባንዳ