ፍሉይ ቃለመጠይቅ - ምስ ስብሓት ነጋ (ኣቦይ) - TMH | 012724
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 22 ต.ค. 2024
- Tigray Media House (TMH) is a US-based television station covering global issues with dues focus on the Horn of Africa.
Join this channel to get access to perks:
/ @tigraimediahouse
gofund.me
www.gofundme.c...
For TMH Membership fundraise.give...
tiphub.co/tmh-...
TMH envisions becoming a world-class and most trusted media network covering major stories that influence Ethiopia and the Horn of Africa delivering swift and reliable news updates and analyses to the Ethiopian people and the global community.
website: www.tmhtv.org
Twitter : / tmhtvnews
Facebook : / tmhtv
Instagram: / tigrai_media_house
Support TMH by becoming a Monthly subscriber by visiting
/ 134425496630143
ቃለመሕትት ስብሓት ነጋ ሰሚዕናዮ!
ሐዚውን ስለመሬት ስለተፈናቐል የላን!
ኹላ ነንፃሕላ እያ🙏🙏🙏''Mengesha Girmay Teka''
❤❤❤
Tigray became felling state because off this men and like him
Tigray is region NOT state! Very small region for that matter
Indeed
True 💯 kumot kulo nub tiggrayi kyitmzolna resuo akuzelwo
ንትግራይ ዓመጽ ኢዩ በጺሕዋ ፈደራይ ምካኣል ሲኢኑ 9ክልላት ጸዊዑ ንሰንውን ኣይካኣላን ኤርትራ ጸዊዑ ንሰንውን ኣይካኣላን ኢማራት ቱርኪ ኢራን ብድሮን ተክኖሎጂ ሱዑዲ ብባጀት ቻይናን ሩሲያን ኣብ UN ድምጺ ብድምጺ ምዕራባውያን ተኢኣዘብትን የተሓሳስበና አንዳበላ ህጽቢ ኣጽኒቶኖኦ ኣጽነቲ ካኣ ይጸንቱ ኣለዉ ታሮኦም በጺሕዎም ገለ ብምንቅጥቃጥ ምድሪ ገለ ብጋሂ ፍልስጤም ኣይሳሓቁን ቆሲሎም ባዓል ኦርዶጋን
Yes because of the criminal monster dictator in Eritrea
ኣቦይ ስፍሓት ንፈጣሪ and ንሸዓብያ ኣመስግኑ
Yes😂
ኩራዕ ኤርትራዊ ኣብ ዓለም.ተራእዩ ዘይፈልጥ ኣቀታትላ ኣሰራርቓ ንዓለም ዘርአኻ
አረ በጀኻ አይ ተረፍ አሳ ደፋሪ በጊዕ 😂
ርሰሓት ነጋ 😊ርሰሓት ትግራይ
በጀባጅ ዝተማረከ ድይስ ወይድማ ብእምኒ ታንኪ ዝማርክ እይ? አየ ስባሐት ነጋ ፀላኢ ትግራይ ቦጅባጅ ምርኮኝ::
Identifying the cause of a problem is getting 50% of the solution. Until the people of Tigrai identify the root cause of their incessant suffering, they will continue to languish for generations. Aboy Sbhat doesn't want to admit the true cause of what has befallen on the people. At least, he should have acknowledged the role of misguided beliefs and shallow personal interests of his "comrades" that resulted in the suffering of the people.
I couldn't put it anymore better than you've!!! Very well said. .... He is prepared to take his ego to grave, sad man!
His political belief is static, he always analyzes the political situation with the baseline of the time they start the struggle. Therefore the lack of dynamism in their political view of him and his few comrades cost the Tegaru people suffering as we see now. I don't buy any excuse now, even though they have had ample time to understand and make the appropriate corrections before the real damage comes and readjust the political course after Abiy came to the political drama platform during the first 3 to 4 months.
Absolutely. Understanding the root cause of the conflict can lead to meaningful discussions and efforts to support peace and stability in the region; however, it's also important to stay informed about the complexities of Issayas and Abiy's actions and the impact they have on Tigray and the region. There is so much going on that wasn't discussed, such as Eritrea’s economic decline. Ethiopia's terrible economic state and the current and past economic sanctions Eritrea has faced and is facing, just to name a few, My heart aches for our brothers and sisters in Tigray, who are suffering from hunger and a lack of medicines. Unfortunately, all of the deaths and tragedies will continue because of one man's abrupt and nonsensical decision.
K@@rommelmehari903
ዓኽኽ...😪😪!! ብገመድ ተንጠልጢልካ ወጺእኻን እዚ ዝመስል ወድኻ አጥፊእኻ'ንስ ኽንድዚ ጃህራ አሎ ? አቢይ ነዚ ሙርከኛ ከየጥፍካ ለቒቅካዮ ? በሉ ኸዚስ ይአኽለና እባ 50 ናይ ጀኖሳይድ ዓመታት ? ስብሐታውያን ህዝቢ ብገበን ጀኖሳይድ ዝኸሰኩም ግዜ ቀረባ እያ። TMH ግዜኹም ተጸበዩ ንግዚኡ ኩልና REPORT ናብ You tube ንግበር ። ጨማዬ ሕወሐት ሕጽቦ ኩላሊት ስለ ልገበረትልኩም ክንድዚ ሃለውለው ።😪😪
ሙሩኽ ስብሓት። እታ ቓሬዛ የስታውሳ ኢንተኾይኑ ቁሩብ አውጋዐና በሎ እዚ ዐንዛር።
The whole cause of the predicament of the people of Tigrai is the total lack of viable vision and strategy of the TPLF leadership for the long-term safety, security, and development of Tigrai. Aite Sbhat's effort is to avoid responding to the real issue and resort to telling confusing stories. He is content to blaming others in lieu of the notoriously shallow and corrupt TPLF leadership. Too bad!
Hegdef
That is exactly what happened.
@@dBEritrea,I don't like sibhat but a lot better than your evi*le diablos isaias, Shabia denakurt mhyme most of you are elementary school drop out mhyme, who is komal every where else in tigray refuge and every where denkor.
Dade was also weak in his questions.
@@ninaabay2140.....ዕልልልልል…መጀመሪያ: እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
ሕጽቦ ጽቡቅ ተሰላሲሉ ምስክርነትክም እንዃዕ አረጋገጽኩም ሕዋሐት ።
ኣብ ክንደይ ኣላ እዛ ዝበላ ሲኢነያ
አቦይ ስብሃት ከምዚ ጌርኩም ሂይወት ዝሰኩአልካ ቀዳማይ ንፈጣሪካ ካልአይ ንሻዕቢያ አመስግኑ
Shabia denakurt mhyme, leave alone to care about sibhat you don't give a shi*t more than 70,000 thousands innocent young Eritrean who lost their life at the tigray war for no purpose and reason, khdamat Shabia..
@@befairbalance7507stop lying please lol
ሕጂ ትንታነ ፖሎትካ ትህቦሉ ዘይኹነ ሕጂ መጸሓፍ ቁዱሰኩም ሕዝኩም ምሰ ፈጣርኹም ትታዓረቁሉ ግዜ እዮ ይትረፈኹም ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዶ ኤርትራ ሓያል ጹሎት የድልይኩም እዚ ህዝቢ ትግራይ አብ ከብድ ጥምይትን ሸግርን አሎ
ፃድቅ ትመስልዎ ነገር እዩ ዘግርመለይ ....ግደታ ኣይኮነን ዕድመ እንትትደፍእ መፅሓፍ ቁዱስ ምሓዝ 😏
@@selam12121 እሱ ግድታ አይኩነን ምሰ ዓበኻ ክትጸሊ ግን አብ ግዜ ንእሰነትካ ቡዙሕ ክትጋግ ትክእል እኻ ልቢ ጎቦዝ አብ ድረቱ እዃ ዝባሃል ሰለዚ እቲ ናይ ግጋ መንግዲ ግድፈካ ምሰ ፈጣርኻ ምትዕራቅ ጹቡቅ እዮ ፈጣሪ ገዳፈ ሰለ ዝኹነ
@@selam12121ግዴታ እምበር፣ ዕድመ እና ነውሐ ምስ ከደ፣ ተረፈ ዕድመ ምስ አምላኽ ምትዕራቅ፣ ጸሎት ምግባር እዩ እቲ ጉቡእ። ወዲ 89 ክሕሱ ደኣ ይሓይሽ?
Yes tekkli
አይባሀልን ፀገምና ክንፈልጦን ተረዲእና ክንፈትሆ ይመርህና እዮ
አቦና ቤተ መፅሀፍ እዮም ጅግና
ኣረጊት ዝብኢ ! ትግራዋይ ባ ኣጥፊክሞ ዓኽ!
በክቲ ባርያ ባንዳ አቅምካ ፍለጥ ቆሳል አድጊ ባንዳ አብ ትግራይ ግንባሩ ትጉህፎ ከማካ ጠበቅ ውፃእ ገፅካ ትርሀቅ አቅምካ ፍለጥ ቆሳል
@@aronyonas7563 wey neskum?
@@aronyonas7563 ንዓይ ወላ ነዚ አረጊት ዝብኢ ለሓሲ መዓኮር ኢሳያስ?
@@aronyonas7563ሬሳ! ርሹን ወዲ ርሹን!! ምሩኽ ወዲ ምሩኽ!!
ንዮ በል ዓዋን እዚ ዕነ ሰብኣይ ሓቂ እዩ መንእሰይ ትግራይ ዝረብሕ ኣይኮነን ኢሉ ዘጥፋኣኩም @@aronyonas7563
ጎይታና ገዲም ብናዮም ርእሲ ክልል ትግራይ ኣይተቐየረትይ'ዋ: ሱቕ ኢሎም ንስሐ ይእተው ፣ ሥጋ ወደሙ ይቀበሉ ፣ ናይ ሰማይ መንገዶም የስተኻኽሉ🙏🙏🙏
ሃማኹም ልበለ ኣብ ዓለም ዕድለኛ ሰብ ኣይረኣናይ. . . እግዚአብሔሮም የመስግኑ ጎይታይ
ክቡር አያና ዓንዲ ትግራይ
የሕዝን እዩኮ ንዞም ዝቀረዩና ጀጋኑ አሕዋትና እዮምኮ ቅተልዎም ዝብሉ ዘለዉ። ንፃርቃን, ነጌታቸው ወዘተ እዮም እኾ ይቀተሉ ዝብሉ ዘለዉ። የሕዝን እቱ ሸግላጥ ዕሉል ካድረ ክሪአ እዩ።
ኣቦይ ስብሓት እግዝኣቢሄር ነዊሕ ዕድመ ሂብኩም ኣብ ምሉእ ዕድመኹም ንዝበደልኩሞም ይቕረታ ሕተቱ ።
ካበይ አምፂኣ እያ TPLF ትሕክመኩም ህዝቢ ትግራይ ምባል ዶ አይምቀለለይ ኔሩ
27 years EPRDF had enough time to work for Tigray, if acted early on to avoid the #Tigraygenocide. But EPRDF did not prioritize Tigray issues, after paying all these prices of 17 years struggle. Lack of accountability main problem.
Stupid no excuse for genocide
Ayee Hegdef
Well said
Very True
So True
ኣብ ትግራይ ሰብ ብጥምየት ይመውት ኣሎ ::
እንዃዕ ሞተ አይግድሸካን ፍልፍል pp
@@aarontsegaye2261 ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
ፕረዝደንትኩም ጌታቸው ረዳ እዩ
ኣቦይ ስብሃት ኣይኮነን😅
አብ ኤርትራ ድማ ኩሊት ይሸየጥ አሎ!
@@kidusgirma7909 kidusድያብሎሳትgirma ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
ዕንክሊል ክብል ሓንቲ ጥዕይቲ መልሲ ከይመለሰ ኮለል ኢሉ ወዲእዋ 😂
ናይ ኢሳያስ ዕድመ ኩሎም ከምኡ እዮም😂😂
@@kerkebedeleyኢሳያስ ደኣ ዓለም ዘዛረበ! ንዓለም ተቖጻጺሩ ዘሎ ጂግና! ምስዞም ሬሳታትክትቆጽሮ!! ቶጓር ሓንጎል ትግራዋይ!!
@@kerkebedeleyzeymflat eu natka si
@@kerkebedeley ...ዕልልልልል…መጀመሪያ: እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
@@UserUsers-d2yናትኩም ድንቁርና ክዓ መወዳእታ ኣይብሉን:: ዓለም ክንዲ ኣስመራ ኢኹም ትሓስብዋ ይመስለኒ::
ዋይ ኣነ እርጋን ኣቦይ ስብሓት ንህዝቢ ጓቲማላ ሓራ ከየውፅኡዎ ረሲዖምዎ😂😂😅😅
ኣንታ እዚኦም ዲዮም ዝመርሑ ነይሮም እዋይ ህዝበይ ኣይትሓግዝዎም ገንዘብ ይምቱ ትሕግዙ እንተ ኮንኩም ናብ ህዝቢ ትግራይ ሓግዙ።እዋዕ፨
1.5 million kids. Daied because of you
100k😂😂
Tegaru entemotna menti mennetnan rstnan eina teref fano natkum dea ab mntimnti tesewiena eilkum mengstkum htetwo demkum deme kelbi koynu terifu resehat resi
ጥምየት ህዝቢ ትግራይ ዕሸል ህዝቢ ትግራይ ዘይስቆሮም መሃይማት
Wala kelewu Hizbi Tigray Temet nerewo
😂😂😂Game Over tebahilkum ekum qedem Shaabya jigna kemaa eyu zgebr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪👍🙏🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አቦይ ስብሓት አቦ, ሓበን ትግራይ እንቋዕ ብሰላም ናብ ቅድሚ ህዝቢኹም መጻኹም ሕጂ አን አምላኽ ዕድመን ጥዕናንን ወሲኹ ወሲኹ ያሃብኩም ዘርእኹም ይባረኽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትግራዋይ ደንቆሮ ሙሩኽ ኢዩ
ክቡር ዓያና እንታፍቱ ዘይግበኦም ፀበባ ተላቃቆም እንዃዕ ናብዙይ በፅሑልና ኽቡር ጥዕናም ንምንየሎም!
ምሩኽ!!ኣብ ስሪኡ ጻሕጺሑ ዝተማረኸ፡! ኩሉ ሚስጢራት ኣሕሊፉ ዝሃበ! ኣይትቕተሉኒ ኩሉ ሚስጢር ክነግር ኢየ ኢሉ ነብሱ ዘድሓነ!!
ወድ ሸርሙጣ
ቕሩብ ሕፈር ወዲ ሰማንያ ማሪኸ ክትብል ኣዋሪድኩምና ህግድፍ መንደፍ
@@aarontsegaye2261 ንኖኻ ትሽርሙጠላ!!!
@@hailetek49ፍቱሓት ስረ! ምልእቲ ትግራይ ማሪኽናያ! ሕድገት ጌርናልኩም።ኩሉኹም ምሩኻት።
ረሳሕ ንስካ ወጣት ኮይንካ ዘይትሰርሖ ዝሰርሑ ጅግና ወላዲና እዮም ክብሪ ይግበኦም
ወፊሩ ጥራይ ኢዱ ዝኣቱ ሕወሓት ጥራይ ኢዩ መሕዘን ኢዚ ኹሉ መስዋእቲ
ምስ ዓለም ገጢሙ ዝተዓወተ ኣሎ ድዩ ኢራን ኢማራት ቱርኪ ኢትዮ ምስ 9 ክልል ኤርትራ ሶማል ጁቡቲ ኣሲራ ኣረኪባ ዋላ ተዘይተዋገአት ቻይናን ሩሲያን ድምጺ ብድምጺ ኣብ ዩኤን ኤመሪካ ረዲኤት ምክልካል ብሸጠፍ ተሰሪቁ ግን ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ ምስ ህዚቢ ትግራይ ደው ዝበለ ብውሕዱ ህዝቢ ኤርትራ አዩ ካለአ ህዝቢ ሱዳን
😂😂😂😂😂😂 ዋይ ሃለውለው ኣቱም በጃኹም ነብስኹም ኣይተታልሉ ባአ አ😂😂😂😂@@hailetewelde-q1i
ሙሩኽ
ወፊሩ ልዕሊ 1ሚሊዮን መንእሰያት ኣጢፊኣ ዝተምልሰት ማሌሊት ትግራይ ክኣ ናብ በሻሻ ተቕይራ 100 ዓመት ንድሕሪት ተመሊስና
መቸም እዛ ቃለመሕተት ኣዝያ ታሪኻዊት ሰነድ እያ። ሓዝዋ ግርም ጌርኩም። ኣነ ከም ኤርትራዊ መጠን ህግደፍ ብገጹ ወዲቁ ሩዑ ጠቅሊሉ ኣብ ዓዲ ሓሎ ትኸርዲኑ ምራየይ ሕጉስየ። ፖለቲካ ትግራይ ዘይምልከተኒ ዋላንተኾነ ትግራይ ምስ መሪሕ ዉዱባ ጨዲዳ ምውጻኣ ግን ኣዝዩ ባህ ኢሉኒ። ህግደፍ ረኣዩዎም ኣብዚ ኮመንቲ ልዛይ ንልዛይ ተጠላቅየን። ነዊሕ ዕድመ ክቡር ኣቦይ ስብሓት።
አቦይ ስብሐት ድምፅኻ ስለዝሰማዕና ተመስገን ዕድመን ጥዒናን ፈጣሪ ይሃብካ 🙏❤️👍✅
Tplf is under intensive care right now
How?
@@emteemte3985.....ዕልልልልል…መጀመሪያ: እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
TPLF is under dialysis in America and he give interview this TPLF guard.
Isayas afeweki word. Seraki leba
Not TPLF, TPLF is not alive! “EU is under intensive care” PIA!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊👊Xahxahi kkkkk Shaebiya Anabs Ena....Srekn Aftihnakn💪💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተሓንጊርካ መጺካ ጃህራ። ርእስካ ክኢልካ ዘይትፍትን ?
1.ፌደራል ሰራዊት
2.ኣምሓራ ልዮ ሃይል
3.ኦሮሚያ ልዮ ሃይል
4.ዓፋር ልዮ ሃይል
5.ደቡብ ልዮ ሃይል
6.ሶማል ልዮ ሃይል
7.ጋምቤላን ቤንሻንጉል ልዮ ሃይል
8.ሻዕብያ
9.ሶማል
10.ዮናትድ ዓረብ ኤሜረት ን ቻይናን ኣጽዋርን ድሮንን ።
11.በዘይንም ሎጅስቲክ ኣጽዋርን መግብን መድሃኒትን።
..
ኤርትራ ከምዚ ገጢምዋ ኣብ ሓደ ሰሙን ታሪክ ሙኾነት ።
ሓንቲ ክውስከልካ ሻዕብያ በይነይ ክፍትን ኢሉ በዓፋር በራሕለ ክፍትን ኢሉ መጺኡ መንገሪ ዘይብሉ ተሪፍ። ሎሚ ውን ቲዲፈ ኣሎ ። ጉዳዮ ገና እዮ።
@@johnki8665 ሕጅውን ሻዕቢያ እዬም ሰዒሮምኻ ሻዕቢያ ደው ምስ በለ ደብረብርሃን በጺሕካ መንደላይ ምስ ጋዘመ ፕሪቶርያ ተራኢኻ አመሪካ ኸ አይሓገዘትካን ድያ ሰዕረትካ ተቀበል ተሓጺብካ ኢኻ መዓረይ
@@helenukbe4886 ኣይኮነን ሄለን ህግደፍ....ድሮን ድሮን ድሮን ቱርኪ እዮ እቲ ነገር ዝቀየሮ ።
2017 ኣብ መቀለ 52 መዓልታት ዝገበርኩሞ ናይ ህወሓት ግምገማ ሽዑ ዝተዛረብካዮ ስብሓት ነጋ ብስርቅን ሓሶትን ሙሱና በስቢስና ዝበልኩሞ ረሲዕኩሞዶ ብሓሶት ትነብሩ መራሕቲ ህወሓት ።
ጅግና አቦይ ስብሓት ነጋ
Thank you Abona Aboy Sebhat. It is nice to see you after all that suffering and sickness. Tigray is so lucky having you. I wishing you fast recovery and everlasting happy life. I pray God to show you independent Tigray. 🙏 🙏🙏
ABOY IS EATING BURGER TEGARU ARE EATING KUINTI THANKS ABY
ናይ ታሪኽና አካል ስለዝኾነ ክነኽብሮን ክንማሃረሉን አለና
🇪🇷🇪🇷 GAME IS OVERRRR WEYANE 🇪🇷✅❤ 🇪🇷✅❤ VIVA SCHEBYAAAA!!!!!!
😂መስሎሻል ወደ ምድረበዳ ምንመልስቹ ቀን ቅርብ ነው።
kkkk shabia denkurt mhayme most of you are elementary school drop out mhyme . it is a matter of time you will be responsible for what you have done
እቲ ዋና ናይ ዐኸር ፀዋቲ ገና ሰለዘኾነ ኣይትህፀፁ መንደላይ ኣራዊት። መቸስ ከማኹም ንምዀን ፍለጠት ዘይኮነስ ፉሉ..ይ ድንቁርና.ጥራሕ እዩ ዝሓትት።
@@tigray460
kkkkkkkkkkkk,የ30 ጉራ እስከ ኣሁን ምን፡የቀራቹ ነገር ኣለ ልማዳቹ ነው እና ምድረ በዳ ምናምን ስትሉ ራሳቹ ምድረበዳ ሁናቹ እኮ በባዶ ሜዳ ልቀቁኝ ያዙኝ ጉራ ፉከራ ሽለላ ብቻ ከዚ የዘለለ የለም የናንተ ነገር እና የትም ኣትደርሱም ከፉከራ ብቻ ምድረ እፉኝት መርዛሞች
ህ ግደፍ የበግ ደፍሪች እዚህ page ምን አባትክ ትሰራለህ ወያነ is still Alive ይመጣል ዎጋቹ ይሰጣቹኃል
ምሩኽ ስብሓት ነጋ!!
ወሽላኽ!
ንህዝቢ ኤርትራ ደም ኣንቢዕካ ብሰላም ክነብር እዬ ኢልካ ምሕሳብ እዚ እዩ ፋይድኡ::
ኢድ ጸናሒት ሸናሒት!!!
ናይዚ ሰብ እዚ ቃለመሕተት ክሳብ መወዳእታ ብትዕግስቲ እትሰምዑ ሰባት ተዓዲልኩም።
መሊእኻ ስለዘይሰማዕኻዮ ታይ ከምዝኮነ ክርድኣካ ኣይክልን ባንዳታት ኮንዶም ሻዕብያ
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ንደንቆሮ የደንቁሮ እዩ ወሲኹ ንለባም ግን ይውስኸሉ።
ሰራዊት ኤርትራ 🇪🇷👑 ጅግና ፈዳይ ሕን ከምዝኾነ እንካዕ መስከርካ ፡፡ ዝዘራኣካዮ ኢካ ትዓጽድ 1998-2000 ዝገበርክሞ ሕነና ፈዲና ኢና ፡፡
ሻዕብያ ሰሪሕኩም ሻዕብያ ኣጥፊኢኩም🇪🇷👑፡፡
ፈጣሪ ጥዕና ይሃብካ ኣቦና
ሻዕብያ ሰሪሕኩም ሻዕብያ ከአ ኣጥፊኩም🇪🇷 ሻዕብያ ሓጺቡ ሰጢሕና ቃል ኣቦይ ሰብሓት😂
ኣይተስሕቀና በጃኻ......ዕሻ ኣይሙት፤....።ኣይተዕግርግር ፅሊም ጥልያን....ታ በትርና ጢዕምካያ ኢኻ።ኣልግስ!
Kkkkkkkk nesa eya ata haki
እንታይ ተኣምር ዝፈጠርካ ትመስል:: ሹሻይ TDF እኮ ኢኹም ነይርኩም:: መሬት ወርቀ ዲኖ፣ፀድያ፣ነበለት፣ኣድያቦ፣ማርያም ሸዊቶ፣ ፈላፍል ይመስክር:: 70,000 መንእሰይኩም ገቢርኩም ወፂኹም:: ሰለማዊ ህዝቢ ምቅታል ዘኹርዕ ኣይኮነን:: ኣብ ሜዳስ ንፋለጥ ኢና:: ተሓዚልኩም መፂእኹም ተሳዒርኩም ወፂኹም::
ሰነ 21 ሰራዊት ብልፅግናን ኣምሓራን ብወፍሪ ኣሉላ ሸውዓተ ሕጉም ምስተደምሰሰ ካብ ነበለት ክሳዕ ሽረ ዝነበረ ሰራዊት ሻዕብያ እግረይ ኣውፅኒ ኢሉ ዝሃደመሉ ምኽንያት ምስ TDF በይኑ ክዋጋእ ዘኽእል ዓቅምን ቁሞናን ስለዘይብሉ እዩ::
@@semerezeru8055 kkkkk
3/4th of your people are suffering outside of the country and 92 percent of people in eritrea doesn't get balanced food/basic education and even internet connection.you don't have stable financial system nor reliable economic plan. People in the eritrean military died for isaias narcissism and egocentric ambitions not for their country!!!
ከመይ ረኺብክሞ ሻዕብያ 💪💪
Leysomna eyom haxibom setihomna eyom🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ኣመለኛ እዮ ነቶም ዝቃለሱ ይፍርጆም ኣሎ ።እዚ ዕድመ ይኣኽለኒ ኢሉ ምስ ክብረይ ክስዋእ ዘይበለ ምሩኽ ናይ ትንበኾ።
After wedi afom , Aboy Sibhat is the one we should follow. Pls understand. I am 200% Eritrean. Awet ni Hafash
I’m glad you you’re alive!
እዞም ሰባት ኣዛ ጀኖሳይድ ትብል ጽውጽዋይ ኣብ ኣፎም እዮም ተወቒጦማ መስለኒ፤ ነዚ ሰብእይ የዕርፍ ይቅረ በሉለይ በል ናብ ቤት ኣምልኽ እቶ ኣብ ክንዶ ምባል ዲዩ፧
Nab bet Amlak keiatu dea hwehat ash hat kefila tehkmo alla tegadelti kea deki dekom zkonu mehkemi sinom yisakeyu alewu btami yehzen
Very insightful interview, I appreciate Aboy Sebhat and TMH for bringing him to the media after some time. The root of our current problems are because we don’t properly know our intricate history, among many other things. TPLF leadership and organization throughout the years has changed but there’s still so much to learn from our elders. We can’t change the past but we can better our future. Much love and respect and Tigray T’sier.
dedeb ye shabia dekala
Stupid people like you should be ashamed. Tplf history is being a traitor
Mekelawit adawit zim eske beli
Allah ydfash
ABOY IS EATING BERGER TEGARU ARE EATING KUINTI TIGRAY LAND OF MISERABLE PEOPLE
ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም። ዕድመ ልክዕ ንዝዝቦምን ንዓዶምን ዘገልገሉ ብሉፅ ኣቦ እዮም። ትግራይ ሚድያ ሃውስ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ክቅፅል ኣለዎ። ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝቀርብ ፀለመ ንሪኦ ኣለና ኢና። ዝኮነ ይኩን ሰብ ወይ ሚድያ ኣብ ረብሓ ዓዱን ሕብረተሰቡን ኣድሂቡ ክሰርሕ ኣለዎ። ብፅልኢት ዓይኑ ዝዓወረን፣ፅልኢ ዝሰብክን ሙሁር እየ በሃሊ ኣብ ዝበዘሐሉ ሰዓት ጥንቃቀ ዝሓትት ጉዳይ ምኳኑ ድማ ምግንዛብ የድሊ። ደጊመ ንኦቦይ ስብሓት ነጋ ሰፊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነ። TMH እውን ዓብይ ስራሕ ስለ ዝሰራሕኩም ክብረት ይሃብኩም።
ክብረትካ ይጥፋእ ምስ ኣቦኻ
እታ ንፍዕቲ ጋዜጤና ንጌታቸው ኣጀውጆው ዘበለቶ ንፍዕቲ ትግራወይቲ ንሳ ኢያ ክትሓቶ ኔርዋ ነዚ ሰብኣይ ንደብረጼን ሕቶ ጌራ ኣዋጢራቶ ኣይገምገምና ኢሉ ወዲእዋ ኢንተርቪው
Kkk you right
እንታየዴኻ ኣእተወካ ? ዘይምልከተካ
ግዳ ናትኩም ዘይትገብሩ
@@ErmiasBlood ንሕና ደኣ ጎይቶትካ እንዲና ተጎንባሒ
ሰብ ስኢንኹም ነዚ ደርጋግ ክተቅርቡልና
አቦይ ስብሓት ነጋ ዓንዲ ሑቀ ቃልሲ ትግራይ እዮም'ሞ ዕድመን ጥዒናን።❤
Wedey kemeom zamsele wlad yahbka fetari
Be hiwet kolu zexawet 😢😢😢😢😢
እሞ ተማሪኾም'ንዶ
ሕቆኻ ይጎዘዝ መሃይም😂😂
Shaebiaya endo hkokum sieru ab mekele guhifkum eber ewe dhan gn ezi gefih sfhat nega tried his best it wasn’t enough sorry 😂😂😂😂😂
ጅግና
መዓርጎም ደኣ ረሲዕካዮ ሙሩኽ ኣቦይ ስብሓት
እንቓዕ ብህይወት ተረፍኩም ኣቦይ ስብሓት ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ንጎይታ የሱስ ናይ ግል መድሓን ን ጎይታን ጌርኩም ኣብ ህይወትኩም ኣንግስኩም መገድኹም ከተዓርዩ ልዑል ኣምላኽ ዕድል እዩ ህብኩም ዘሎ ሞ ተጠቐምሉ ብጀካ ብጎይታ የሱስ ብኻልእ ምድሓን ናይ ዘልኣለም ህይወት የሎን ::
ባች ዓጀዉጀዉ ዕሞ በዚ ዕድመ ናይ ሐሳዊ መሲሕ መገዲ ፅራጊ ኩኑ ድዩ??
ሸይጣን ባንዳ እዪ
ካብ 90 ንላዕሊ እንታይ ነዊሕ ዕድመ ኣድልይዎ😂 ሕሰም ዘይጸግብ ህዝቢ ደነዝ😂
ሃበስ ቀደስ ደፋር . አቦይ ስብሓት ክርስቲያን ወዲ ክርስትያን ኢዪ ባአኻትኪም እልፊ ዑሱባት ባንዳታት ዘንጠልቲ ጻሕሊ አፍ ዝልስሓል አኮነን.👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@@Dawitsieleተምባኽ ሳኽራን ዑሱብ ብንዳ ብደም ህዝቢ ከብድኹም ትሞልኡ ደቂ ሰረቕቲ ቴኖ.
This man was the main leader along Meles who fought against Tigray's strategic interest. This man deserves to be in prison.
Not really
How about abiy Ahmed? He sold his soul for money and fame. He sold you as well. Can you please explain? For this?
he did not have to, cause this guy (aboy sibhat) is real satan with flesh
ንባዕሉ ተማሪኹስ ምሩኽ ይብል ኣሎ
You are just idiot he is 89 years old in America he will be in nursing home. When he was young he accompanied a lot than you and your kid. He is 89 years old. You think he get captured while I war front holding A.K -:))
aytmarkun elu eka eu kkkk
ስብሐት ነጋ ያዙኝ ልቀቁኝ ሲል ነበር ከጥቅምት 24 በፊት በሺዎች ጁንታ ደምስሰን ይዘን ለቀቅናት 😅😅😅😅
ኣቦይ ስብሓት እስያስ ለባምን ዝብሎ ዝፈልጥን: ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝላዓለ ኣኽብሮት ዘለዎ እዩ:
ኩቡር ስለ ዝኾነ ኸኣ ህይወት ኣቦይ ስብሓት ማንም ከይትንክፍ ብምባል ሕዘም ብሂወትኩም ተፈኒኩም!
እዚ ክብሪ ንትግራይ ክብሪ ነቦይ ስብሓትእዩ!
እስያስ እዩ ሚሒርኩም!!
ኣብ ከምዚ ዕድመ ኮይንካ ከምዚ መሳጥን መምሃሪን ቃለ-መሕትት ምሃብ ተዕድልቲ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ተመንየ ኣቦ
፦ TMH ፅቡቅ ግይርኹም ንአቦይ ሰብሓት ምቅራብኹ።
ብስፍሓት ቀፅሉሉ። ቀፃሊ ብዝኾ ዝርዝር ታሪኽ ህውሓትን ህዝቢ ትግራይን አብ 17 ዓመት ቃልስን ብድሕሪኡ ድማ አብ ናይ 27_30 ዓመት ግዕዞ ናይኢሃደግ ታሪኻት ተቀበልዎ።
Entaymo hashot endo kone 😂😂😂
@@Only-true91ናይ ምንታይ ሕሶት ለማስ ረሳሕ
@Only-true91 well said and Well explained, this sbhat is the most selfis😢h corru*pted human being on earth,.he doesn't care he cares about himself
ምሩክ
Hegdef
@@ninaabay2140yes deki hezbawi genbar harent Eritrea
አቦይ ስባሀት ነጋ እድሜ ከጤና ጋ ይስጥልኝ እዳሁም ከመላአ የኢትዮጵያ ህዝብ አንድ አንድ አመት ተቀንሶ ይስጥልኝ የኔ ጀግና ❤️💛❤️
Ke tigray wetat yewesedut aybeqam. Miskin eshelat beliom eko kurtif abilom
Good discussion.
ኣነ ግን ዝገርመኒ ኣብ እርጋኑ ኣብ እርጋኑ መርዚ ዝነዝሕ ኣብሞንጎ ህዝቢ ትግራይ ከምህዝቢ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ኣረጊት ሰብኣይ ንስሃ እዩ ዝግበኦ ነይሩ ብዝኮነ ካብ ናይ ትማሊ ህልቂትን ጥፍኣት ዝዕድም ሰብኣይ ። ብደም ዕሸላት ከምዝነብር ሲሒትዎ ማለት ድዩ እንካብ ዝስተርስ ይግተር ረሳሕ
ዘይልወ ሓፂናዊ መስመር ክቡር ኣቦና ኣቦይ ስብሓት ነጋ።
ምምራኽ ይሓይሽ ።
Why is Isayas released Aboy Sibhat alive while he killed Siyum Mesfin, Abay Tsehaye and Asimelash W/Giyorgis?
Because he was his messenger
You right this dumb leader served for nothing in Tigray, Ethiopia, Eritrea...
.
Correct answer
Ask Isayas why
He left him to witnessed the truth
ዓጠቕጠቕ ኮሞ አቢልኩም/ና
ጀግናዉ የኢትዮጵያ መከላከያ ይመስገን ስበሃትን ከጉድጏድ አዉጥቶ ለዚሁ ያበቃዉ::
Long live our leader PM Dr. Abiy Ahmed . The merciful leader
ምርኮኛ ስብሓት ነጋ ነንስኹም ተመሊሳ ብሰንክኹም ብኣሽሓት መንእሰያት ትግራይ ተቐዚፎም
እቶም ናይ ኤርትራ ከ? አንታ ዓጢነ
ሓጻጺቦም ወዲኦም ኮፍ ኢሎም ኣብ ዓዶም ኣለዉ
@@aklilukaleab1758 እቲ ዝሰረቅዎ ጨርቀመርቂ
@@henmel1581
ኣብ ኤርትራ ደሎ ጨርቂ ይጽብቕ ይበዝሕ:: ካብ ትግራይ ምስይል ዩ ኣግድፍዎም ወጺኡ:: ስዑር ተረፍ ሕርቃኑ ጸለመ ዩ ድዛረብ
@@aklilukaleab1758 መዓስ ክርድኦ እዮም ናይቶም 60,000
ሰዓትን ጊዜን ሓልካ ህወሓት ንምድሓን ዝተገብረ ቃለ መጠይቕ፡ እንተኾነ ንዝሞተ ቀብሪ እንበር ህይወት ክትዘርአሉ አይካአልን ትርጉም የቡልን
if the producers of this channel want to disseminate the information contained in this clip, they should add subtitles as the language is not spoken by many in Ethiopia. It only serves a greater purpose if all hear what this subject has to convey to Tigrayans or anyone else in Ethiopia. Please take this comment as a constructive feedback.
To who should you want this to be disiminated??
@@yibelghebre6265 To the rest of the people in Ethiopia. Tigrai is only a fraction of the total population of Ethiopia. Not many speak the language, even Meles Zenawi didn't communicate in his native language, knowing it wouldn't be understood across the country. This oversight is to the detriment of the producer. So, it is a weird question you asked. At any rate, I already heard the translated version from other media that matters and the old geezer had nothing good to say about his OWN people or others. Some folks never learn from their mistakes.
@@danielm.5250 so why worry ! Aboy will only speak in Tigrinia, to the fraction of Ethiopia. Don't worry you do not need to hear it and he will always do that in Tigrinia. Sleep well my frined ...don't bother about it and you shouldn't force anything. It is how it is and I don't think they need your attention.
His Marxist ideology is still with him. No remorse at all. After all this ongoing atrocities, he is giving analysis about class struggle. Such kind analysis isn't helpful anymore. He and his colleagues are still in illusion. People of Tigray is in dangerous situations.
●The displaced people should return home
●They should have get secured environment
●The people should get food aid, medicine etc...
●Justice should be able to serve.
I opposed firmly the translation of this interview because, it is not up-to-date. It is half a century behind this generation. We need more friendly, more intelligent and genuine interviews. He know nothing about accountability. He still believes the ideology of tplf is absolute!!(100% correct),he is still thinking that America is enemy, the constitution is unique and perfect, there is no perfect party in Africa but one, that is tplf, CIA is infiltrating the generals of Tigray blah blah blah....No minute room for regret. It is unfortunate.
Sorry, I am not opposer or supporter of tplf. But I am worried about the people of Tigray. No one is interested neither the federal government nor the regional party. I feel the agony of my family!
ወያኔ የደናቁርት ስብስብ የሐገሪቱን ሠፊ ሕዝብ አጋር እያለ በሗላ ቀር አስተሳሰብ ለመምራት የሚፈልግ ስግብግብ ነበር
ጀግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይምነ
ጽሩይን ጥዑይን: ናይ ኣትሓሳስባን: ኣመለኻኽትን ዓቅሚ: ናይ ኣቦና ትዓዚበ።
Thank you.
Intay teuy neger semeika
😂😂😂😂
ካብ ምሩኽን ኩሉ ሚስጢራት ዘርጊፉ ኣሕሊፉ ብምሃብ ነብሱ ለድሓነ!!
በጃኹም ኣይተስሕቑና😂
በዉ ዳኣ ይብልካ እምበይ ደንቆሮ ዋሒድ
ሙሩክ
ዓብይ ኽብሪ ንኣቦና!!!❤❤❤
ናይ ኣቦይ ስብሓት ኣናሊስስ ኣብ መሬት ዝነጥብ ነገር ኣይብሉን! ኣቦይ ስብሓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ብጣዕሚ የሕዝን ሕጅውን ብትግራይ ምሕሳብን እቲ ዝወደቆም ሽግር ሃገራዊት ትግራይ ዘይምፍጣር ምኾኑ ኣይኣመነን::
ብዙሕ ዝሰርሐ ዘይኮነስ ብዙሕ ዘበላሸወ እዩ፡፡
Happy to see you my hero much respect ❤
One of the corrupt ones
Aboy sebihat I glad to see you again
ስብሀት ነጋ ነ 1,5 ሚሊዮን ሕዝቢ ትግራይ ቅትለትን ጥሜትን ተሀታታይ ኾይኑ ናብ ፍርዲ
ክቀርብ ዝግበኦ ሰብ እዩ ።
It is well designed project from western and Eastern before 10 years
መኒኹም ኢኹም በዓል ምርኩዝ?
😂😂 Dade eu beal murkuz.
Aboy Sbhat dea neay nwedi 32 keman aeriguni eu🤭.
Nice to s y, Wow, I appreciate him to clarify and analyze the current situation of Tigray, and Ethiopia.
Really ? You must be stupid as you look
ከም ኤርትራዊ ክርአዮም ከለኹ ኣይተ ስብሓት ካብ ኩሎም መራሕቲ ወያነ አቶም ብድፍረት ዝዛረቡ ሰብኣይ ምበልኩ፡ አቲ ቀንዲ ዓቢ ጌጋ ናይ ወይን ግን አታ ምስ ሻዕቦያ ዝተባአስኩምላ መዓልትያ።
በትግራይ ህዝብ ላይ ለደረሰው መከራና ለሚሊየን ወጣቶች እልቂት ተጠያቂው ይኼ ሰውየና መሰል አረመኔ የህውሃት አመራሮች ናቸው
እድመን ጥእናን የሃብኩም አቦና ካብዚ ኩሉ ሞት ወፂእኹም ነዚ ቃለ መሕት ንህዝብኹምን አድኹምን እቲ ትህብዎ ማእዳ ኸዚ እውንም እግዚአብሔር እድመን ጢእናን የሃብኩም !!!
ዓብይ ሰብ ናዐኻ ጉኒ ዕድመን ጥዕና ይሀብኻ
❤ህቶ ክትሓትት ከለኻ ምስመልሱ ካልእ ሕቶ
ምኽንያቱ ዐድሚኦም
❤ ክትሓዙ ከለው ዝነበረ ኩነታት
❤ ትግራይ ትስፋታት ጽገማት እንታይ አዩ?
ጂግና መራሒ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ። በዚ ዕድመኻ ምስ ህዝቢኻ መከራ ሪኻ ወድኻ አሰዊካ። ከምቶም ጠላማቲን ከሓድን ሃደምትን አይኮንካን ወላ’ኮ ድራማ ክሰርሑልካ እንተ ፈተኑ ሰብኣይ ሙኻንካ አሪኻና እንበር አይተምበርከኽካን። አብ ቃሊቲ ሓፍትኻ ቁድሳን ወን ከሙ። አብ ልዑላዊነት ኤርትራ ከም ትዓምኑ 100% አዛ እዋን ሳላ አብይ ሕቶ ባሕሪ ተረዲኡና’ዩ። ❤🇪🇷
Ekekam Kimalam 🐙💊 Agamae Tigre 🦗 kid( ACT as Tigre 🪱 you are Tigre 💊 Not Eritrean ♥️🇪🇷)
@@aledwake ከንዳንተ አህያ ለመጣው የሚጫን እና የሚጣል ከመሆን ትግራዋይ መሆን እንዴት ጸጋ እንደሆነ ከ ፋኖ/TDF እያየህ አይደለም እዴ? ኣቦይ ስብሓት አይሻልህም ከ ደመቀ መኮነን? ኣህያ
Hadami kkkk aregit sytan 🤮🤮🤮👎🤮👎🤮🤮
ታማ ብቋንቋኻ ዘይትፅሕፍ ድቓላ ዒሉ@@aledwake
ጅግና ተጋዳላይ ኣቦይ ስብሐት 110 ዓመት ንበረልና ንደቅኻ ነዓና ክትብል
ምቀኞች (ሐሳዳት ) ኣይናቹ ይፍሰስ
እሞ ከመይ ረኺብኩሞ ስርሒት ሕጽቦ ተጋርዋኒ! ኢልና ኔርና:ግደፉ! ባርያ ምዕራባውያን ኣይትኹኑ:ግን ትሰምዕ እዝንን ዘስተውዕል ኣእምሮን የብልኩምን።ስለዚ ኣቦኹም ኣይተ ርስሓት ነጋ ሓቢርኩም ኣሎ:ተሓጺብኩም ነቒጽኩም ኢኹም😅😂
ጀግና ኣርባዕተ መድረኽ:: ዕድመ የሃብካ ጀግናና!
Minrak wela diy jigna bi tigray
Donkoro
Abiy ahmed Ali amesgen temareku tesededu nay meas eu jegna 4 mederek
Huge respect to you Aboy Sebhat ❤❤❤❤❤
Life time hero
ምሩኽ
Nice to see you Aboy Sebhat. The father of Tigray