Evening News in Tigrinya for May 22, 2024 - ERi-TV, Eritrea

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ค. 2024
  • Evening News in Tigrinya for May 22, 2024 - ERi-TV, Eritrea

ความคิดเห็น • 57

  • @user-ug8wb7fo6b
    @user-ug8wb7fo6b 27 วันที่ผ่านมา +1

    ዩሃና ምዓልቲ ናጽነት ንሙሉኡ ህዝቢ ኤረይ፡ኢግዛብሄር ሰላምና ይሓልወልና

  • @akberetabraha4950
    @akberetabraha4950 27 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷መርሃባ ሃገር ኩቡርተይ ኤርትራ 🇪🇷

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7k 27 วันที่ผ่านมา +1

    በዐል ናጽነትና ወትሩ አብ ሂወትና ሂያብ ሰማእታትና ቅሰኑ አሎኹም ምሳና አብ ልብና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @alem2627
    @alem2627 27 วันที่ผ่านมา

    እንቋዕ ሓጎሰና!
    ብኩቡር መስዋእቲ ዝተረኽበት መዓልቲ ናጽነትና ❣️
    ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና❤️🇪🇷❤️

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 27 วันที่ผ่านมา +1

    ንናጽነትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንጸንብል ንሳዕስዕ ምደሰት💐ግን ነዛ ክብርቲ ዕለት ንምዕቃባ ዓቢ እጃም ከም ዘለና ንዘከር ብደምን ዓጽምን ስለ ዝተነድቀት❤ ኩሉና ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዘለና ብሓደ ህርመት ❤ ክንሕልዋን ከነልመዓን ግዴታ እዩ❤ ሓላፍነትና እዩ❤
    ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ነቶም ናእንታና ዝሓለፉ ሰማእታትና❤
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷✊

  • @fanabaire2247
    @fanabaire2247 27 วันที่ผ่านมา +1

    God bless Eritrea❤❤❤🎉🎉🎉

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 27 วันที่ผ่านมา +1

    ንፍልስጤም ዝወሃብ ዘሎ ደገፍ ብጣኦሚ ዘተባብዕ እዩ። ተስፋ ንግብር ኣብ ቀረባ ግዜ ሓዳስ ሃገር ኽንብሰር። ሰላምን ዓወትን ንህዝቢ ፍልስጤም።

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 27 วันที่ผ่านมา

    እንቋዕ ኣብዚ ክቡር በዓል ናጽነትና ህያብ ሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣብጸሓና ደቂ ሓላል መሬት❤

  • @weldeabsolomon5741
    @weldeabsolomon5741 27 วันที่ผ่านมา

    Happy Independence Day to all Eritreans living in and out of Eritrea with our EDF! 🎉🎉🎆🎆👌👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsegewoinigebremichael5224
    @tsegewoinigebremichael5224 27 วันที่ผ่านมา

    Happy Independence Day my Lovely Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒🇪🇷🕌🇪🇷💒🇪🇷🕌🇪🇷My Cuntiry god blessed beautiful people Inside outside.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 27 วันที่ผ่านมา

    Happy 🎉 Eritrea 🇪🇷 33rd Independence day !!!
    ❤️ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @terhassebhatu3211
    @terhassebhatu3211 27 วันที่ผ่านมา

    Happy Independence dayto my beloved Country Eritrean people .and President Esayas and his military .

  • @user-lh2zi4yn6q
    @user-lh2zi4yn6q 27 วันที่ผ่านมา

    Viva Eritrea Viva Hgdef ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mu6co4zu8r
    @user-mu6co4zu8r 26 วันที่ผ่านมา

    Rhus beal Natsnet Erey nkubur haylitat mklkal Eritrea hzbban🎉❤️🇪🇷🎉❤️🇪🇷🎉❤️🎉🎉🇪🇷❤️

  • @mitslaltekle6437
    @mitslaltekle6437 27 วันที่ผ่านมา

    እንቃዕ ናብዛ ክብርቲ መዓልቲ ዕለት 24/5/2024 በዓል ናጸነት ኣብቅዓና
    ደቂ ኤረይ ጻዕዳ 🇪🇷❤
    ውሕሰነት ሰላም ብመከተ 🇪🇷❤

  • @AliIbrahim-fj7sr
    @AliIbrahim-fj7sr 28 วันที่ผ่านมา +5

    33rd Independence day!
    May it be a year that leads prosperity, tranquility and upliftment in all aspects.
    Happy independence day to all us!

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254 27 วันที่ผ่านมา

    الله يرحمهم ويغفر لهم شهيدانا الأبرار يارب و الله يحفظ ارتريا وشعبها يارب من كل شر 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @akberetabraha4950
    @akberetabraha4950 27 วันที่ผ่านมา

    Happy Independence day Eritrea 33 🎆🎆🎆🎆💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @Titi-sx2wx
    @Titi-sx2wx 27 วันที่ผ่านมา +2

    Happy Eritrea day my people🍾🎆🎉👸🫅🦁🦸‍♂️🥷✊️🫶 🇪🇷

  • @venusvenus1654
    @venusvenus1654 28 วันที่ผ่านมา +3

    Happy independence day to my beloved Eritreans🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 27 วันที่ผ่านมา

    Happy independence day eri 🎉♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 27 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @user-mb5rh2ut5m
    @user-mb5rh2ut5m 27 วันที่ผ่านมา +1

    Asey. Asey. Deki. Eriy. Rehus ball. Naxenetna. Keberen. Mogesen. Nehaltat. Mekelka. Kumu. Dema. Nemengestne. Hizeben❤❤❤❤❤

  • @hermonrobel4451
    @hermonrobel4451 27 วันที่ผ่านมา +1

    Happy Eritrean independence day abzi elfi kelwlaw menetawiyan mes tegaru koynom yerebshuna alewu dasena kafresu yeseru alewu komalat zekonu Eritrea fahfah kebelwa gen never ,Eritrea 🇪🇷 forever awet nehafash

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 28 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome deqi Rimiy ERI TV❤❤❤❤❤❤

  • @yerdanosbayru8042
    @yerdanosbayru8042 27 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🌹🌹🌹🌹

  • @hadishyemane-rt5os
    @hadishyemane-rt5os 27 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 27 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aronmehari917
    @aronmehari917 27 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @IdrisAbdalla-un7cy
    @IdrisAbdalla-un7cy 27 วันที่ผ่านมา

    happy independence day 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 28 วันที่ผ่านมา +2

    Happy birthday to you my country end deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎂🎂🎂🍾🍾🍾🥂🥂🥂🎊🎊🎊🎊🎊🎊🎊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhanezegeyetv9977
    @berhanezegeyetv9977 28 วันที่ผ่านมา +2

    ❤️❤️❤️💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @TekesteFutwi
    @TekesteFutwi 27 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @lemlemwolday2976
    @lemlemwolday2976 28 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤😍🎉🎉🎉🎉

  • @aberhet
    @aberhet 27 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @astergilegabr4695
    @astergilegabr4695 27 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom6238 26 วันที่ผ่านมา

    🐪🇪🇷❤✊🙏

  • @selamhadgu4628
    @selamhadgu4628 27 วันที่ผ่านมา

    ዮሃና ንመበል 33 ዓመት ጽንብል ናጽነት ኤርትራ ደቂ ኤረይ ብፍላይ ንምክልኻል ሓይልታትና ዮሃና ይብል ንኺድ ጠራይ ብርሃን ዩ ቅድሜና ኣለና ወትሩ ኣብ መኸተ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @astermogos3105
    @astermogos3105 27 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @galaxy7056
    @galaxy7056 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @Aman80770
    @Aman80770 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @habtomrussom3689
    @habtomrussom3689 28 วันที่ผ่านมา

    Welcome Eritv & Petros mengs YOHANA may 24

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 27 วันที่ผ่านมา

    ዮሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀና እልልልልልልልል
    እልልልልልል ዮሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀና ህዝበይ ርሑስ በዓልናጽነት ይግበረልና ሰላም ብዝያዳ ነቲሕቡን ምክልካል ሰራዊትና ተሐበን ብዝያዳ ንስኻ ፍረጻማኻ እዩ ተሐበን ክቡርመራሒና ፕረስደንቲ ኢሰያስ አፈወርቂ ተሐበን ዕድመካ የንውሐዮ ርሑስ አውድአመት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹💐💐💐💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌹✝️✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🎇🎇🎇🎇🎇🌺🌺🌺🌺ካብሽወደን ለተንስኤ ፍስሀየ

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 27 วันที่ผ่านมา

    Merhaba 🌼🇪🇷💖💖🌾👍🌼🌼💕🤍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🌹💖🌾👍 Jeganu 🕊️🤍🌼🕊️🤍

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa7336 27 วันที่ผ่านมา +1

    ሻዕብያ ንዘልኣለም ንበሩልና ኩላ ሓደ ጌሮማ ላዕሊ የለ ታሓቲ የለ ኣስላማያን ክርስታናያን ሓደ ጌሮማ ሃገር ጸጊቡ ዘዕገርገረ ካኣ ሲሂብካ ምውታፍ እዩ

  • @geryekfle3127
    @geryekfle3127 28 วันที่ผ่านมา

    Erey bruk hzbi msakum akakbo yfxerlna rhus naxnet

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 27 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራዊ ምዃነይ ይሕበን፡
    ንኹልና ኤርትራውያን'ከ ከምኡ'ዶ ይኸውን?
    ነቲ ለባም ኤርትራዊስ እወ ናዓይን ናዓኹምን፡
    ነቲ ንሃገሩን ንህዝቡን ንነብሱን ዘኽብርን፡
    እወ ነይርናን ሕጂ'ውን ኣለናን፡
    ምእንቲ ህዝብናን ንሃገርናን ክንውፈ ፍጹም ኣይንበቅቕን፡
    ንዝመጸ ጸላኢ ፍጹም ኣይንፈርሕን፡
    መርገጽና ንሓቅን ንድሌት ህዝብን ስለዝኾነን።
    ካብ መሬትና ዋላ ስድሪ ትኹን ኣይንህብን፡
    ዘይናትና መሬት'ውን ዋላ ትሕቲ ስድሪ ትኹን ኣይንደል፡
    ስለዙ ካኣ ኣለና ኤርትራውያን ሕጅን ካብ ቀደምን፣
    ክምህ ዘይንብል ብናይ ጸላኢ ብዝሒ ብረትን ሰራዊትን።
    ከምኣ ኢልና ነይርና ሕጂ'ውን ኣለና፡
    ኩሉ ግዜ ዘይንፈርሕ ምእንቲ ሓቀኛ መስመርና፡
    መመሊስና ንተብዕ ንምንጉድ ነምበርክኽ ንጸላእትና፡
    ንረትዕ'ውን ናብ ሕጊ ምስ ቀሪብና፡
    ምስ ሓያላን'ውን ንገጥም ሓቂ ሒዝና፡
    ስለዚ እነሀ'ዶ ኩሉ ግዜ ንዕወት ሓቂ ሒዝና፡ም፣
    ፍጹም'ኮ ተሸኒፍና ኣይንፈልጥ ኢና።
    ኣብ'ቲ እዋን ገሊ'ሞ ንመለስ ንርኣዮ ተመሊስና፡
    ሓያላት ዓለም ጠጠው ኢሎም ከለዉ ኣብጻርና፡
    ኣንጻርና ኮይኖም ብንዕቐት ምስ ራኣዩና፡
    ንብረታዊ ቃልስና ከም ጽላለ ምስ ራኣዩና፡
    ንዓወትና ካኣ ከም ሕልሚ እዮም ነይሮም ዝርእዩና፣
    ምስ ሳዓርናዮም'ውን ኣበይ'ከ ገዲፎምና፧
    መሊሶም እዮም ዓጢቖም ኣንጻርና፡
    ንሕና ግን ማዓስ'ሞ ተምበርኪኽና፧
    ማዓስ'ሞ ንዘይግባእ ሕራይ ኢልና፧
    ከይፈራሕና ንህዝብናን ጅግና ሰራዊትናን ኣሚና፡
    ንሓቂ ሒዝና ኣብ ህዝብና ተመርኲስና፡
    ኩሉ ነገር ካብ ህዝብና እንዳረኸብና፡
    እነሀ'ዶ ጨቢጥናዩ'ቲ ርጉጽ ዓወትና።
    ስለዚ እነሀና ካኣ ሕጂ'ውን ነታ በትሪ ሓቂ ጨቢጥና፡
    ኣብ ህዝብናን ጀጋኑ ሰራዊትናን ተኣምሚና፡
    ሕጂ'ውን እታ ዓውት መመሊስና ንደግማ ኣለና።
    በትሪ ሓቅስ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን ስለዝኾነ መስመርና፡
    ኩሉ ግዜ ኣለና ዓበይትና ናኣሽቱና፡
    ሰብኣይና ሰበይትና ቆልዓና ኩልና፡
    እነሀና'ታ በትሪ ሓቂ ዓቲርና፡
    ኩሉ ግዜ ኣብ መትከልና ጠጠው ኢልና።
    ምኽንያቱ ሕቡናት ኤርትራውያን ስለዝኺና።
    እታ በትሪ ሓቂ ካኣ ኩሉ ግዜ ኣላ ኣብ ኢድና።
    ኣይንሓፍርን ኢና ስለ'ቲ ሓቅና፡
    ስለዚ ካኣ ኢና ዘይንሽነፍ ውሑዳት ከለና፣
    ምኽንያቱ ንሓቂ ስለንብገስ ቆሩጽና፡
    ንፉዕ ህዝብን ሓያል ሰራዊትን ስለዘለና፤
    እነሆ ካኣ ኩሉ ግዜ ንዕወት ኣብጻር ኩሎም ጸላእትና።
    ምኽንያቱ ካብ ቀደም ንሓኛ ሕቶ ናጽነት ተበጊስና፡
    ንግቡእ መሬትና'ውን ማይንህበን ኢና።
    ዝመጸ እንተመጸ መሬትና ኣይንህብን ፈሪሕና፡
    ዘይናትና ካኣ ኣይንደልን'ቲ ናህና ጥራሕ ስለዝኣኽለና፡
    እታ ተራር በትሪ ሓቂ ካኣ ኣይትፍለን እያ ካብ ኢድና
    ንፉዕ ህዝብን ጅግና ሰራዊትን ካኣ ስለዘለና።
    ዘይናትና ኣይንደልን ኣይንህብን ካኣ ናትና።
    ኩሉ ግዜ ካኣ ዓወት ንሓፋሽ ህዝብና።

  • @demkaweldie5413
    @demkaweldie5413 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤