294: ህግደፍ ደቂ ሕድርትና ድዮም? Are PFDJ fairies? هل الجبهة الشعبية من الجن؟

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 76

  • @henockberhane601
    @henockberhane601 2 หลายเดือนก่อน

    Tnx Saleh!!!

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      🙏

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks Negarit .

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      Ahlan. You are welcome dear

  • @ERReniassance
    @ERReniassance 2 หลายเดือนก่อน

    You are amazing Saleh, keep going. I do hope as well you get the kind of recognotion you deserve. Best Regards// Ephrem Tewelde

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน +1

      Your recognition is enough for me. Thank you 🙏

    • @ERReniassance
      @ERReniassance 2 หลายเดือนก่อน

      I will build you a statue in Eritrea if I make it :). What you have built is a heritage!
      P.s I was looking for "miriam was here" lately, a hard copy for my self but I couldnt on the net

  • @mehariemehazion9718
    @mehariemehazion9718 2 หลายเดือนก่อน +3

    Selam selam salh ❤❤❤

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      Hello dear🎉

  • @mahmudshki8112
    @mahmudshki8112 2 หลายเดือนก่อน

    Nice voice

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      Glad you like it. 🤚

  • @rttr3992
    @rttr3992 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      ❤️❤️🌹

  • @idrisomar8368
    @idrisomar8368 2 หลายเดือนก่อน

    استاذ صالح لخصت حال ارتريا في 17 دقيقه

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน +1

      لسة في باقي😁

    • @idrisomar8368
      @idrisomar8368 2 หลายเดือนก่อน

      @@NEGARIT في الانتطار يا استاذ

  • @nakfakarura5670
    @nakfakarura5670 2 หลายเดือนก่อน

    I really appreciate most of your opinions, lately I don't know if it's on my side but I am having hard time listening half what you are saying because of your sound system.
    Try to fix it please.

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      You are right. Not many though! This one has a sound problem and I pinned an apology for that on top of the comment section. I am sorry

  • @kokob5310
    @kokob5310 6 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkkk eskaka ka 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      🤚

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh1601 2 หลายเดือนก่อน +1

    በጃ ህግደፍ ጋሕ በሉ ከሐድቲ ሀገር.

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      ሕራይ።🤮ግን ኣብ @11:10 ደቂቃ ዘሎ ንስኻ ኢኻ ይነስለኒ!

  • @tahirmohamed4621
    @tahirmohamed4621 2 หลายเดือนก่อน

    واتا ءاخر زمن لدام اتا غرب بدي بيلا سيدنا مصطفي

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      رجاء اكتب لي الاقتباس بالكامل لم اسمعها من قبل. تشكر

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 2 หลายเดือนก่อน

    كما كان معتقدا في الصقر ان ደቂ ሕደርቲና كان بوعبوعا ليليا فقط وأما HEGDEF فهو بوعبوع ٢٤ ساعة.

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      خطاء ، بل 48 ساعة في اليوم😁

    • @mmsaed4630
      @mmsaed4630 2 หลายเดือนก่อน

      اذا كان اليوم يساوي عندكم ٤٨ ساعة نحن قادمون إلى كوكبكم حتى لوكان المسار عبر المحيطات. ​@@NEGARIT

  • @Menkem10
    @Menkem10 2 หลายเดือนก่อน

    Ajoka

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      Thank you 🙏

  • @MeseretBitow
    @MeseretBitow 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም እስታትሳልሕ ብዝደለኻዮ ፀውዓዮ ምኽንያቱ ንዓኻ እዩ ዝቀርብ ንስኻ ናይ ዓዋተ ተተግብር አለኻ ንሱውን ከማኻ ፍልልዩ ንስኻ አብ ደገ ንሱ አብ ሃገረ ኤርትራ ነተን ዓተሩናይ ማይካ ትብለንዝነበርካ ይሕልው አሎ ዱዓ ፀሎት ይገብር አሎ ህዝቢ አልሐምዱሊላህ ከአ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ደሓን አለዋ ናፍቆት እንተ ኮይኑ ግን ኪድ እንዶ ወረ መረሮ ከማን ተምፅአልና ተዳፊረ ከይከውን አይትሓዘለይ የቀንየለይ !!!

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      ኣይተዳፈርካን ኣጆኻ። ግን ተጋጊኻ። ንስ እነተደለየ ይኣስረካ ይደጎካ ይጭቁነካ፣ ኩሉ። ኣነስ እንታይ ሓይሊ ኣለኒ ኣብ ልዕለኻ? ኣይከማኻ ዘጋ እንድየ? ነዚ ሰለዘይሓሰብካሉ ኢኻ ተጋጊኻ። የቀንየለይ👍

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 2 หลายเดือนก่อน +1

    ከክንድዚ ናትካ library አብዚ አለኒ ቡዙሕ ከአ ንቻሪቲ ይህብ እየ። እቲ ናይ ዶኖሽን ነገር ምዝኽኻር ከአ አይተቋርጽ do it everyday

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      ልክዕ። ብዙሕ ስለዝግዕዝ ይውፊ እየ። የቀንየለይ

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 2 หลายเดือนก่อน

    Sheinka Dekhisss.
    Adeb Giber.
    Itto Addiii.
    Welcome.
    Don't waste your time, brother.

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      Weygoood
      Adeb zedliyeka nskha doykonkan? Sedenet sle zeyfotu KeHalfa eyye gn aytlmed. Naymen teHalaqi ikha? B’serAat mesieka bserAat kid. And I am do not have vulgar brother

    • @MoReal2
      @MoReal2 2 หลายเดือนก่อน

      Aye kuffar, kamera kefitka zeytezareb geda. Hasaoos

  • @mussieasmorum3206
    @mussieasmorum3206 2 หลายเดือนก่อน

    Esseyas nebari aykonen sene hasab hzbawi gnbar iu nzelalem so dhri esseyas wedu way hawo abseltan kmexu eti zhashe

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      @@mussieasmorum3206 እሞ ከምኡ እንተኾይኑ ንግስነት ንመስርት ካብ ኣቦ ናብ ወዱ ዝመሓላለፍ። ብዛዕባ ስልጣን ሓሳብካ ብሩህ እዩ ዘሎ፣ ብፍትሐ‍እን መሰልን ትሓስብ ዶ?

  • @mussieabraha2014
    @mussieabraha2014 2 หลายเดือนก่อน +6

    ክቡር ሓውና፡
    ኤርትራ ብኩለንተናአ ናይ ኢሳያስ እያ። ሕጂ ክንሓስቦ ዝግበኣና ድሕሪ ኢሳያስ ዘላ ኤርትራ እዩ።
    ብሰንኪ ሕመቕና ሓንቲ ርምስቲ ሃገር ኣረኪቡና ይሓልፍ ኣሎ። ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ኢሳያስ ናብ ከቢድ ፈተነ ክወድቕ እያ።
    ኩሉ ይዕዘቦ ከምዘሎ፡ ህልው ውሽጣዊ ኩነታት ህግደፍ፡ Legacy ኢሳያስ ንምዕቃብ ዝግበር ሸበድበድ እዩ።
    ምናልባት'ውን ናብ ኣብረሃም ኢሳያስ ንምትሕልላፍ ዝግበር ቅድመ-ምድላዋት ይመስል። እዚ ሓቂ'ዚ ከም ዔረ ክንጭልጦ ይግበኣና።
    ካልእ ኩሉ ድኻም እዩ።

    • @asterkidane3093
      @asterkidane3093 2 หลายเดือนก่อน

      ምሰ ዘሎ ኢካ ትቃወም እምበር ምሰ ዘየሎ አይኮነንን እቲ ዝመጽእከ ክትቃዎሞ ድካ ትጸበ ዘሎካ ዋላስ ክተአሪ ኢካ

    • @BusyLine-fw6oj
      @BusyLine-fw6oj 2 หลายเดือนก่อน

      ካሊእ ኩሉ ድኻም'ዩ ክበሃል ኣይከአልን'ዩ : ምኽንያቱ ናይ ደሎን ናይ ድሓለፈን ምፍላጥ ኣድላዪ ስለድኾነ እዚ ድማ እቲ ድሓለፈ ሕማቅ ክንእርሞ እቲ ጽቡቅ ድማ ክንዕቅቦን ከነደልድሎን ቡኡ ንቡኡ ድማ ብዛዕባ መጻኢትን ጸናሒትን ሃገርና ምሕሳብ እንተተኻኢሉ ድማ ናይ መጻኢ መደባት ምድላው ወይ ምንዳፍ ገና ኤሪትራና ኣብደይነርክባ ከይበጽሔት ::

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      ዝመጽእ ስርዓት ጥዑይ ክኸውን እምነ። ግን ድማ ቅኑዕ ቃልሲ የድሊ። ዝኾነ ዝመጽእ ፍትሓውን ሓላይን እንተዘይኮነ ግን ሸንኮለል እያ ትኸውን

    • @mussieabraha2014
      @mussieabraha2014 2 หลายเดือนก่อน

      @@NEGARIT ኩሉ ተፈቲኑ እዪ። ከምህዝቢ ጸገም ከምዘለና ኣመስኪርና ኢና። ምናልባት'ውን ናይ መንነት ጸገም። ዳሕራይ ከኣ ንህዝቢ ኣጽኒቱ ዕምሩ ዘናውሕ "ስርዓት" እዪ ዘለና። ካብ ምጽናት ከኣ ንኻልእ ግዜ ምጽባይ ይሓይሽ።
      ምድጋፍ፥ ምቅዋም፥ መሰልካ ምሕታት ምስ መንግስቲ እዩ ዝግበር። ኤርትራ ግን ዛጊት መንግስቲ የብላን። ሓደ እግርን ርእስን ዘይብሉ፥ ከም ሮቦት ብሓደ ሓንጎል ዝንቀሳቕስ ናይ ማፍያ ጉጅለ እዩ ዘሎ። ከምዚ ዝኣመሰለ ጉጅለ በቲ ንቡር ፖለቲካዊ ተቓውሞ ክተውግዶ ኣይትኽእልን ኢኻ። ሓደ ዓቢ ጸገም ናይ ደምበ ተቓውሞ ይኹን ናይቶም ደገፍቲ ዝበሃሉ ካብ እንስሳ ዘይሕሹ፡ ነዚ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ጉጅለ ዘይፈልጥዎ ምኻኖም እዩ።

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 2 หลายเดือนก่อน

    Saleh, are sure Isayas is a "human being"? At this stage I doubt it very much!!!
    Thank you, anyway. Take care....

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน +1

      That’s what I asked! My dear, now I am even wondering , are we all humans? Human beings can’t tolerate all that we see

  • @AlganeshFord
    @AlganeshFord 2 หลายเดือนก่อน +1

    Salh pay by Meles

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      T’mali leyti Melake mot rekhibuni etti meles zsededo genzeb bgega nab Alganesh arekibomo sle zelewu kabaa teqebelo iluni’lo. Bzey waAl Heder nabay sdediyen. Zeynatki aytewsedi. Hray do!

    • @asterkidane3093
      @asterkidane3093 2 หลายเดือนก่อน

      I thought Meles died a long time ago how is he pay salh just wondering

    • @BusyLine-fw6oj
      @BusyLine-fw6oj 2 หลายเดือนก่อน

      ኑፉዕ ሰብ ኩሉ ይፈትዎ ኩሉ ድማ ይኸፍሎ እቲ ደይብሉ ይምርቆ : : ሓሳድን ቀናእን ግን ይሰሚዕ ይከታተል ድገብሮ ግን የለን :: ለማስ ሓንጎል እንታይ ክገብር ኢልክዮ ! ከም ነፋሒቶ ሽሙ ይቅይር ተኸዊሉ ይዛረብ ከም ደቂ ሕድርትና ::

    • @BusyLine-fw6oj
      @BusyLine-fw6oj 2 หลายเดือนก่อน

      @@asterkidane3093መለስ አቲ ትፈልጥዮ ደይኮነሰ : መለሥ እቲ ወዲ ሕድርትና'ዩ :: መቸስ ከምእነበዓል ኣልጋነሽ ድኣመሰለ ዝለመሰ ሓንጎል ተሸኪመን ድጓዓዛ መሃርን መሳጥን ሪኢቶ ክህባ ወይ ዘበት'ዩ ወይ ሕልሚ ደቂ ሕድርትና ኢዩ::

    • @BusyLine-fw6oj
      @BusyLine-fw6oj 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@NEGARITዘይናታ ትወስድሲ እንታይ ምተባህለት!

  • @Joe123_
    @Joe123_ 2 หลายเดือนก่อน

    አብዚኣስ አይትሓጎስኩልካን አሕጽርን አግህድን አቢልካ አኽላባትኩምን አእድጉኩም ሓዙልና ዘይትብሎም

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      ብትእዛዝ ይኸውንኢልካ? ኣነስ ወላ 1% እንተሰሚዖም ዕጉብ እየ። ደሓን፣ በብመገድና ንፈትን። 👍

  • @africamymom5163
    @africamymom5163 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 higdef deqehdertena

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      ማማ ሓሚማትና’ላ ኢሎም እንድዮም🌹🌹🌹

  • @Eri.detective7524
    @Eri.detective7524 2 หลายเดือนก่อน

    ኢሳያስ ከም ሰቡ ክሓልፍዩ።ሻዕብያ ግን ብውሑዱ ክሳብ 2061 1.09 ኣሎ 🇪🇷

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      ክግምት፣ ዕድመኻ 33 ኣቢሉ እዩ። እንተወሓደ ክሳብ ብሂወት ዘለኻ ክህሉ እዩ ትምኒትካ። ሓቀይዶ?😁

  • @simontekali2738
    @simontekali2738 2 หลายเดือนก่อน

    ክቡር መምህር ሳልሕ: እዚ ናይ ሃገርና ነገር ኣብ ዲቅ ዝበለ ህልወሳ ኣትዩ ኣሎ። ዝገርም እዩ እዙይ ድንቁርናን ኣምልኮ እዚ ጨካን ስርዓት ኢሰያስ ንቡዙሓት ስድራቤታት በታቲኑ: ሓዳር ፈንጢሑ: ዐርክነት ኣካሒዱ ብዓቢ ማርሻ ዝሕነበብ ዘሎ ጵረ ሰብኣውነት ዝኮነ ኣምልኮ እዩ።
    ካብ ተመኩሮይ እንክዕዘቦ ነፍስወከፍ እኤርትራዊ ብ ሓያል ናብራ ነውጲ መደቡን ኩነታቱን ክምርምርን ሕሳብ ከወራርድን ተሸጊሩ ኣሎ።
    እዙይ ኣስተዋጵኦ ተገብሮ ዘሎካ ዓቢ ጥቅሙ ህዝቢ ብልምዲ: ብዘይ ምስትውዓል ዝከዶ ዘሎ ቁም ኢሉ ክሓስበሉ ገለ ኣፍደገን ጩራን ዘአንፍት የግበረልና።

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      ልክዕ። ብቀንዕና ምቅላስ እያ ፈውሱ። የቀንየለይ

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 2 หลายเดือนก่อน

    ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ተረዲኡ ፈሊጡ ሓሲቡ እዉን ካብ ነዊሕ ኣንጻርና ኮይኑ
    ንሕና ግን ኣይኒፈልጦን

    • @NEGARIT
      @NEGARIT  2 หลายเดือนก่อน

      እወ ደቂስና፣ ገና ኣይተበራበርናን ዘለና