ጸቅጢ ምዕራብ ናብ መን ዝቕነዐ እዩ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 101

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 7 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር ሓው ካልድ ዓብዱ ብጣዕሚ በሳል ሓሳብ ናይ ብሓቂ ርትዓዊ ዝኾነ ትንተና ቀጽለሉ ኣድናቂኻ እየ❤❤❤

  • @tedros-s5b
    @tedros-s5b 7 หลายเดือนก่อน +2

    welcome teacher khalid great analysis🥰😍🥰

  • @getachewatsbehakidanu9771
    @getachewatsbehakidanu9771 7 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ብሓቂ ዝገርም ብሱል ርቱዕ ትንታነ እዩ

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 7 หลายเดือนก่อน +4

    Negero be zeyfelto halew zebele zelo. Merahetna Namen . Thank you Khalid! Felete + mestebahale = Goyta yebareka. Edmen Teanan.❤❤❤🙏

  • @Systematize
    @Systematize 7 หลายเดือนก่อน +1

    I grew up with you my brother. Thanks my brother for your service

  • @gedemb1961
    @gedemb1961 7 หลายเดือนก่อน +1

    Khalid you are honest and intelligent Journalist proud for you.

  • @berhanehagos1712
    @berhanehagos1712 7 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you Khalid

  • @1995mwa
    @1995mwa 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሓው ካልድ ኩሉ ግዜ እትህቦ ትንተና ኣብ መድረኻት ሓቂ ክኸውን እዩ ዝርእዮ ዘሎኹ። ክብረት ይሃብካ ኩቡር ሓው። ቀጽለሊ።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 7 หลายเดือนก่อน +2

    የቐንየልና ኻልድ ዓቢ መምህር ተባረኽ።

  • @sirakefrem7996
    @sirakefrem7996 7 หลายเดือนก่อน +2

    You are always ❤️ the best. Romodan kerim

  • @John-e2m3b
    @John-e2m3b 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣድማስ ፎሩም ኣጆኩም ጽቡቅ ሪኢይቶ ሃሳባት ቀጺሉዎ ኩሉ ግዝየ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gerenseaasefaw4079
    @gerenseaasefaw4079 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሰላም ክቡር ሓው ካልድ ብሓቂ ንጹር መልእኽትን ዝስማዕ ናይ ለባምን ምሁርን ሓሳብካ ኣዝዩ ደስ ዝብልን ብሉጽን'ዩ ዘሎ ምዕዶኻን ልቦናዊ መልእኽትኻን ቀጽሎ ክቡረይ❤

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you.

  • @teshemetekle7274
    @teshemetekle7274 7 หลายเดือนก่อน +2

    ተንተናካ ወትሩ የድንቆ ኢየ።ቡሱል ሓሳብ ኢዩ።

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 7 หลายเดือนก่อน +2

    Kald Abdu you are the best Journalist us usual keep going on bro

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 7 หลายเดือนก่อน +1

    Kibur kalid yekenyelna dekhime tetserife keybelka kalsikha kitkutsilelu tesfa nigebir idmen tina yihabka❤

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 7 หลายเดือนก่อน +2

    ብርቱዕ ተንታኒ። ብናተይ ኣረኣእያ ካልድ ፈላጥ ሰብ'ዩ።

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 7 หลายเดือนก่อน

    Thank you! Keep it up!

  • @kashaygebre-meskel8532
    @kashaygebre-meskel8532 7 หลายเดือนก่อน +1

    yes you are right about that thank you

  • @tesfaydesta6215
    @tesfaydesta6215 7 หลายเดือนก่อน +8

    ሓው ካልድ ዝገርም ዓቢይ
    ዝድንእቅትንተና ይበል ዓቢ
    ስብ::

  • @dawitmebrahatu9950
    @dawitmebrahatu9950 7 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣሚ ነመስግን ከማካ ጾር ዝስሞዖም ይብዙሑልና

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha755 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኻልድ ከማኻ ይብዝሑ እዝም ህዝቢ

  • @1990selina
    @1990selina 7 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙

  • @temesgenberhe632
    @temesgenberhe632 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣገዳሲ ሰብ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 7 หลายเดือนก่อน +1

    ናብ ትግራይ ኢዩ ክቡር ሓውና ኻልድ፡ ኣጸቢቕካ እስከ ምሃረና ቁሩብ እንተሓገዘና ጸላኢና መን ምዃኑ ከነለሊ።

  • @robelamanuel8509
    @robelamanuel8509 7 หลายเดือนก่อน +2

    Khalid ati hqeyna gazetena ❤❤❤

  • @yordag9538
    @yordag9538 7 หลายเดือนก่อน +4

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @SimonMe2
    @SimonMe2 7 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 7 หลายเดือนก่อน +2

    ነመስግን ስለቲ ኩሉ ትገብሮ ትንተናን ሚዛናዊ ትህቦ ሓሳብን ኣዚና ነመስግን ❤❤❤

  • @MulugetaArafe
    @MulugetaArafe 7 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙♻️♻️♻️♻️♻️💙💙💙💙💙

  • @goitompaulos6794
    @goitompaulos6794 7 หลายเดือนก่อน +1

    Kalid hawey wedi gezawutey kemaka smart seb yelen bzaoba olet zizarebu olet bizaoba haymanot zizarebu buzuh melding aytihibi bitaomi eye zednikeka ((I like you my friend) you have to continue

  • @GIRMAIGEBRESLASIE
    @GIRMAIGEBRESLASIE 7 หลายเดือนก่อน

    Abzi zimeka zelewu kulom komalat yegame eyum neaka hawiska kab roses eritrea wuredu komalat

  • @mengissolomon4037
    @mengissolomon4037 7 หลายเดือนก่อน

    Arbaete netbi zibuli hwteta

  • @Wedifish
    @Wedifish 7 หลายเดือนก่อน +1

    Ms zkone seb beti zerakbeka eka trakeb, tekebabirka dma ktkeyd ygbae.

  • @senaytfshaye7905
    @senaytfshaye7905 7 หลายเดือนก่อน +1

    Kald btaemi ena nkbreka kemaka yebzhalna

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 7 หลายเดือนก่อน

    ዝቀንዐ" ዶሥ "ዝቀነዐ"

  • @hdhjsjns
    @hdhjsjns 7 หลายเดือนก่อน +1

    Khalid bjeka " mierabawian " mbal kalie aytfelten dika ? Mierabawian kitbl ktarg ika

  • @shamsham-pj8fm
    @shamsham-pj8fm 7 หลายเดือนก่อน +1

    ከም ኩሉ ግዜ ንፉዕ ካልድ በሊሕ ዝድነቅ ሰብ

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha755 7 หลายเดือนก่อน +2

    በጃኹም አስተማቕርዎ ዘረባ ኻልድ ምእንቲ ክንዕወት

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 7 หลายเดือนก่อน +1

    ካልድ ንፉዕን ተንታኒ።

  • @tesfaldetleghesse2679
    @tesfaldetleghesse2679 7 หลายเดือนก่อน +1

    thanka hawi Abdu

  • @mahmudhassen-v1o
    @mahmudhassen-v1o 7 หลายเดือนก่อน

    Ustaz abdu, tegaru they don't have leverage in this fight, they don't have no option except to accept the reality..

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks Kalid Abdu for your analysis. What bothers me is hybrinating the educated Eritreans.Wish Abiy can be Assab.

  • @Kebtineamlak
    @Kebtineamlak 7 หลายเดือนก่อน +1

    ስምምዕ ኣልጀርስ ከይተተግበረ ውዕል ፕሪቶሪያ ክትግበር ኣይክእልን ኢዩ። ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃውን ሰላም ኣይመጽእን ኢዩ

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 7 หลายเดือนก่อน +1

    ካልት ❤

  • @botulabdu9886
    @botulabdu9886 7 หลายเดือนก่อน +2

    👍

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 7 หลายเดือนก่อน +2

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤👏👏👏👏👏👏

  • @tesfaldettesfamariam8310
    @tesfaldettesfamariam8310 7 หลายเดือนก่อน

    ቅድሜ ኪናት ምጅማሩ ትብሎ ዝነበርካ እባ ዘክር

  • @amlesetmisghina3268
    @amlesetmisghina3268 7 หลายเดือนก่อน +3

    👍🏼👍🏼👍🏼💙💙💙👌👌👌

  • @X5avatar
    @X5avatar 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዘግረመኒ ነገር ን ወያነ ክቶቖናጁ ጉድ ረኺብካ ቕደማይ ሕማም ትግራይ ሕውሓት እዮም ንምንታይ ባድመ ናትና እንዳበሉ ድኣ ዘይትዛርብ

    • @tesfaldetleghesse2679
      @tesfaldetleghesse2679 7 หลายเดือนก่อน +1

      sk bel shaebia kewel

    • @X5avatar
      @X5avatar 7 หลายเดือนก่อน

      Shabiya yekewel ember aykwelen eyu Asha

    • @TesemaAlemu-d2c
      @TesemaAlemu-d2c 7 หลายเดือนก่อน

      Bequk

  • @freweiniyemane6679
    @freweiniyemane6679 7 หลายเดือนก่อน

    ክክክ(ክ

  • @johnhazard7416
    @johnhazard7416 7 หลายเดือนก่อน +3

    🦁🦁🦁💙💙💙🌿🌿🌿🌿😇😇🪼

  • @yemanefissahaye9006
    @yemanefissahaye9006 7 หลายเดือนก่อน

    የመስግካ ኩነታት ሃገርና ኣብ ከቢድ ወጥሪ ወዲቑ ኣሎ፡ሙሁራት ኤርትራዉያን ኣብዚ ግዜ ንምድሓን ሃገርን ህዝቢ ሽቅ ምባሎም የሕዝነኒ።ትግራዎት ምሁራት ኣብ ጉዳይ ሃገቶም ዝሎውም ተገዳስነት የቕንእካ፡ ዝፈልጥን ዘይፈልጥን ክጨቓጨ ግዜና ባኺኑ።

  • @dawitgebremeskelberhe
    @dawitgebremeskelberhe 7 หลายเดือนก่อน

    Kalido darga mebzaht'u gize kulom etedalwom tntenatat kelbey mulu'e sebsibe eye zedamtso slezi keep it up do not quit.Hanti hto khateka ydeli...hji ab addis ztegebere nay politica discussion kemey riekayo eski give me a clue.

  • @mahmudhassen-v1o
    @mahmudhassen-v1o 7 หลายเดือนก่อน

    Kab hizbi eritra tefeteru kubur president Isayas afwerki embar nesu aykonen n3 hizbi eritra fetari... hizbi eritra teba hizbi eyu 6 million Isayas alewo ab eritra. 😊

  • @AnwarSaeed-lm7fi
    @AnwarSaeed-lm7fi 7 หลายเดือนก่อน

    😅

  • @tesfayetiffo623
    @tesfayetiffo623 7 หลายเดือนก่อน

    ናመንታይ ዘንፈጥፈጥ እዩ መጀመሪያ ኢትዩጽያ ኣቢቲ ኣዲ ምካና እምን ? ይትረፍ እስካ EU and BRICS economic analyses put Ethiopia under the largest economy in the world in the next few decades.

  • @freweiniyemane6679
    @freweiniyemane6679 7 หลายเดือนก่อน +7

    አርትራ ንኤርትራውያን ኢዩ ዝምልከት ኣይትሰከፍ ኣናብስ መራህቲ ኣለውዋ ዓደይ ኣይትሰክፍ

  • @P4all-b
    @P4all-b 7 หลายเดือนก่อน

    100 ሹሕ ቅድሚ ሐጂ ዝተፋነው እምበር ሓደሽቲ ኣይኮነን

  • @ka7484
    @ka7484 7 หลายเดือนก่อน

    ኣባሳንጆ'ኮ ሰብ ይበልዕ'ዩ ግን ነዚ ትፈልጡ ክንደይ ኢኹም?

  • @IgigfuUifigig
    @IgigfuUifigig 7 หลายเดือนก่อน

    Kemey amsika haw kald selam dyu haw kald ezi nay brgied zkeyd keydi btami eye zednko xbuk ykeyd alo kazi zelewo nlali nkkeyd gn nety ab wshti hager zelo hzbna mbrbar yedli nabnet ab geterat hagerna fenewe redyo nay deleyti fthi kgberelu alwo televjn alewa gn dkmet nay aletric alo frhi wn alo smey gn ytakebeley

  • @mulugetakebede7429
    @mulugetakebede7429 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሐው ካሊድ ሰላምዶ
    ደገፍቲኽ ኢና ደቂ ትግራይ

  • @lifemotivation6784
    @lifemotivation6784 7 หลายเดือนก่อน

    ኻልድ ሓውና ኣቢን ኢሰያስን ክበኣሱ ኣይክእሉን ዮም ንወያነ ንምትላል ዝግበር ዘሎ ሽርሒ ኢዩ

  • @ራእሲወልደሚካኤልሰለሙን
    @ራእሲወልደሚካኤልሰለሙን 7 หลายเดือนก่อน

    ቆንዳፍ ዓጋመ

  • @meharitezare3404
    @meharitezare3404 7 หลายเดือนก่อน

    መዓል ነዊሕ መልሓስ ሺሕ ናይ እንዳታት ሰልፍታት መስሪትኩም ነቶም ድሰርሑ እንዳቃለልኩም ሃገረ ኤረትራ ንምጥፋእ ዝተዓጠኩም ኢኹም ብመልሓስ እትህነጽ ሃገር የለን መን ክኣምነኩም ብኣኹም ዝታለል የለን ንህዝቢ ግብራዊ ስራሕ እዩ ዘድልዮ

  • @forobia-ss7ye
    @forobia-ss7ye 7 หลายเดือนก่อน

    KALID, AGAME, AGAME, AGAME, AGAME

  • @mebrahtomabraham8281
    @mebrahtomabraham8281 7 หลายเดือนก่อน

    shaw us when they talk so we can believe you!

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 7 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዘሕዝነኒ ፡ እቶም ኣብ አርትራ ለውጢ ንኽመጽእ ዓቕሞም ዘበርክቱ ዘለዉ ፡ ብ ኢሳያስ ዝተጨውየ ሕድሪ ስዉኣት ንራህዋ ህ/አርትራ ፡ ሸቶኡ ንምህራምዩ ። ህ/ አርትራ ኣብ ር ኡይ ሕሰም ሓሳረመከራ ፡ ብዘይ ሕገመንግስትን ፡ተወከልቲ ህዝቢን ( ሃገራዊ ባይቶ ) እናተሳቐየ ፡ ዕጅብ ዘይብሎም ፡ ርግጸኛየ ፡ እቶም ብውልቀረብሓ ዝዓወሩ ዘይኮኑ ፡ እቶም ሰኣን ፍልጠት ህደፍ ይንበረልና ዝብሉ ዜጋታት ግን ዘይወጽእ ጣዕሳ ክኾኖምዩ ። ከምቲ ኣብ ሓደ እዋን ኢሳያስ ሰኺሩ ፡ ነርትራ ኣብ ዘይተርክቡዋ ሰቒለያ ክኸይድየ ዝበሎ ፡አርትራውያን ኣብ ሓደ ጋ ኢና ዘለና ፡ዝሰኸረ ጓል ሃበኒ ዝበለካ ኣይትኽላዮ ይብሉ ኣቦታትና ፡ ብልቡ ዝሓስቦ ዝነበረ በጨቕ ስለ ዝሎዩ ። በጃኹም ኣሕዋት ,፡ በጊዐይ በጊዐየ ባዕለይ ተዘንጊዐየ ከአይከውን ።

  • @GIRMAIGEBRESLASIE
    @GIRMAIGEBRESLASIE 7 หลายเดือนก่อน

    Kondaf kkkk
    Kondaf
    Komal
    Agame
    Kkkkkk

  • @WedebMassawa
    @WedebMassawa 7 หลายเดือนก่อน

    ኤሬትራዊ ዲካ ከልድ ዋይ ወዲ ዕደይ መሲሊኒ ሽሬ እየ ዕደይ

  • @misghinaghebre9419
    @misghinaghebre9419 7 หลายเดือนก่อน

    ኻልድ ዓብዱ ኣስመራ ተወሊድካ እምበር ትግራዋይ ዓጋመ ምኳንካ ነጊርካና ኔርካ።ስለዚ ብዛዕባ ኤርትራ ኣናብስ ኣለዉዋ ኣይትሰከፍ።

  • @africa2014.
    @africa2014. 7 หลายเดือนก่อน

    Merab ? Merab? Merab ?

  • @GIRMAIGEBRESLASIE
    @GIRMAIGEBRESLASIE 7 หลายเดือนก่อน

    Kkkkk ata kondaf sahsah komal agame kkkk

  • @danielasfha8898
    @danielasfha8898 7 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ሐዉ ኻልድ ዓብዱ ኢሰያስ አመንዝራ እዩ አመንዝራ ከአ ገንዘብ ሒዙ ንዝመጻ ኩሉ እያ ተስተናግድ ስለዝስ ቀለዓለም ዝገብር አይመስለንን

  • @mesfinabraham5081
    @mesfinabraham5081 7 หลายเดือนก่อน

    ተንኮል ተጋሩ እታ መርዚ ነዊሕ ምስተዛረቡ ምስ አድከሙኻ እንዲዮም ዘምጽእዋ እዚ ድማ ድሕሪ 29 ደቂቅ ሃለውለው አምጺእዋ። ሓዝ በል ምዕራባውያን ንውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያውያን ንምፍታሕ ብመሰረት ውዕል ፕሪቶርያ እዮም ተአኪቦም። ኤርትራ አካል ፕሪቶርያ አይኮነትን አብ ዘይምልከታ ጉዳይ ንምንታይ ከሳትፍዋ ተጸቢኻ? ኤርትራን ኢትዮጵያን ውዕል ሰላም ፈሪመን ዶበን ፈሊጠን አለዋ። ሓደ ዕቡድ ክልል ሽግር ምስፈጠ ብሓባር አምኪኔነኦ ተፈጸመ። ኤርትራ ዝያዳ ሓይላን ሞንጊዳን እያ ወጺአ ኩለን ሃገራት ድማ ምስ ኤርትራ ክሰርሓ ይጓየያ አለዋ። ኩነታት የመን ይኹን ሱዳን ሶማል ኢትዮጵያ ን ኤርትራ ዝያዳ ተደለይት ዝገብራ እምበር ዘድክማ አይኮነንን ወዲ ሓወቦይ።

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 7 หลายเดือนก่อน

    ዝኸበርካ ካልድ "ኢሳያስ ንኣቢይ ድሕሪ ሕጂ ኣይኣምኖን" ዝበልካዮ ኣርዳድኣ፡ ቁሩብ ብቐሊሉ ዝረኣኻዮ ይመስለኒ። ኢሳያስ ጸላእቱ ክፈልጥ፡ ምስ ዓርኩ ኢዩ ዝበኣስ። ናይ "ይምሰል-የይስሙላ" ዝብሉዎ ኣምሓሩ። ከም'ቲ ነቶም ኣብ እስርቤት ዘሎዉን ኣብ ደገ ዝነበሩን ጸላእቱ ገለ እሱራት ኣምሲሉ ገለ ከኣ ድስኩላት ኣምሲሉ ተጻዊቱሎም ኢዩ። ኣቢይን ኢሳያስን ኮርሊዮነን ኮዛኖስትራን ኢዮም።

  • @berhewoldelibanos5284
    @berhewoldelibanos5284 7 หลายเดือนก่อน

    If it was against Eritrea now you were bitting your drum, but the decision is against Weyane and you are crying.

  • @goitomasefa6494
    @goitomasefa6494 7 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ኮይኑሎ እዚ ሃታፍ ዓብይ

  • @meharibrhane7524
    @meharibrhane7524 7 หลายเดือนก่อน +1

    Hasawi ga ka twaalf lakbax

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 7 หลายเดือนก่อน

    አሕ መራሕቲ ኩሉ ግዜ ክእዘዙ ክነብሩ ወዓጋት 🙈🙈

  • @hallioussempre8444
    @hallioussempre8444 7 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ክንደይ ትልፍልፍ ኢኻ ሓወይ ?
    እንታይ ይምልከተካ ?
    Battery ever ready ዝዋሓጥካ ኢኻ ትመስል……. ምሕረት የውርደልካ!!!!
    ኣብ ጾም ወቅቲ ሮመዳን ምድሪ ክሳብ ክንድዚ ሃለውለው
    ብዛዕባ American policy ትፈልጦ ነገር የብልካን። ኣይተታልሎም እዞም ዕድል ናይ ትምህርቲ ዘይረኸቡ መንእሰያት

  • @tsigeasfaha9942
    @tsigeasfaha9942 7 หลายเดือนก่อน

    ስርዓት ኤርትራ ለይትን መዓልትን ኣብ ልዕሊ ምዕራባዊ ዓለም ዘካይዶ ጠቐነ ከይኣክልሲ፡ ንስኻ ከኣ ዳርጋ ኵሉ ዘረባኻ ንምዕራባዊ ዓለም ብሽርሕን ብኣሉታን ስኢልካ ምቕራብ ኰይኑ ስራሕካ። በጃኻ እዚ "ዝሕሰብን ዝግበርን ዘሎ ኵሉ ኣነ እፈልጠልኩም" ዝቓንኡ መደረ ነቶም ሞያኦም ዲፕሎማስን ዓለም-ለኻዊ ፖሊቲካን ዝዀነ ግደፈሎም።

  • @62427
    @62427 7 หลายเดือนก่อน

    ወንደም ኣለም እንታይማ ኣግኒዎም ውዕልይ ፒሪቶርያ ወያነ ልፋረምዎ ውይ ምስ ተዳዕኩ ፥ምስ ተቖሽሞዶ እዩም ፈሪሞም ውይ ። ። ስቕኢልካ ሽንኮለል ኣይትበል
    ጌርካዮ ዘለካ ክራባታ ክጽብቅ ወደይ!!

    • @MikiafeMikiafe
      @MikiafeMikiafe 7 หลายเดือนก่อน

      Sharmuta asid gerka eyu mqxalki kelbi qedad metar

  • @fitbrfilwha7171
    @fitbrfilwha7171 7 หลายเดือนก่อน

    You guys have nothing shame!! What do you care about Ethiopians politics?

  • @adhanomg9315
    @adhanomg9315 7 หลายเดือนก่อน

    I watched most of your show, but I know this is your opinion but You are very biased & you are 100% pro-TPLF & against Eritrea 🇪🇷 in general because you don't have any good thing to say about Eritrea 🇪🇷.
    You used scary tactics to manipulate people.

    • @afewerkemha2894
      @afewerkemha2894 7 หลายเดือนก่อน

      so, stop watching this channel.

  • @ibrahimabdoulkdir8577
    @ibrahimabdoulkdir8577 7 หลายเดือนก่อน

    Dont Spike about Éthiopie. You are étaient.

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu3507 7 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @selmer5439
    @selmer5439 7 หลายเดือนก่อน +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 7 หลายเดือนก่อน +1

    🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ghenetgerezgiher3351
    @ghenetgerezgiher3351 7 หลายเดือนก่อน +1

    💙💚🩵🌿🌿🌿