መንፈስ ቅዱስ መን ዩ፧ ብነብይ የማነ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 6 มี.ค. 2022
- Subscribe for more coming videos.
Our official web site:-
www.cjfanchurch.com/
Our Official Facebook:- / cjfanationsc. .
join our weekly service Saturday from 1:00pm Toronto time
HEALING ..DELIVERANCE .. PROPHECY
WITH MAN OF GOD PROPHET YEMANE
ZOOM MEETING ID:- 82902374944
PASSWORD:- CJFAN
MUSIC
www.bensound.com
አሜን አሜን አሜን 🤲🏽🤲🏽🤲🏽👏🏽👏🏽👏🏽❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Amen
OMenfes Kidus Amilach Misana Kunnn Amennn❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ሀሌሉይ ክብሪ ንእግዛአብሄር ዩኩን አሜን
እልልልልልልል እልልልልልል እ ልልልልል
Waw baba nska fluy nay amlak seb ika kbri namlak amlak edmen tenan yhabka nska bereketna ika nska fewsi nay hzbna ika ❤❤❤❤❤❤❤
ዋዉዉዉዉ ፡ቀጽል ናይ ኣምላኽ ሰብ።
Amen 🙏Amen🙏
Waw amen 🙏 menfes kudus tedlyeni ekha hallelujah 🙌 goyta ybarkhka dady nmenfes kudus knfelton knefkron slezgeberkana thank you we love you
Amenn✅ Amennnn✅
Holy Spirit is my lord in Jesus name hallelujah🙌🙌🙌👏👏👑👑❤️❤️🐑💡💡💡
Goyta yibark 🙌🙏🔥🙌🙌🙌🔥
Amennnnnnnnnnn
Wonderful
Oh Holy Sprit Locate me in your mercy 🔥 Amen 🙏 🙌
I thankyou God Jesus christ for giving such amazing, humble Dad in our generation to know and love God better.
I love you so much Daddey 🥰🥰🥰
4444444444³33333333332333333333333333333333333
ነቢይ የማነ ሎሚ መንፈሰይ ኣበራቢርካለይሲ ፥ ንመንፈስ ቕዱስ ወይ ከኣ ንመንፈስ ኣምላኽ ክብህጎ ስለ ዝገበርካኒ አዕዚየ የምስግነካ ኣሎኹ ። ሰብ ብመንፈስ ኣምላኽ ኪምራሕ ከምዘለዎ እናፈለጥኩ ፥ ግናኽ ሸለል ምባለይ ገና ሕጂ ኢዬ ካባኻ ዝነቅሕ ዘሎኹ! ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ። ተፈታዊ ሐውይ ሐልዋ ኣምላኽ አይፈለይካ ።
❤🎉
🎉❤
Amen Amen 🙏
You are so blessed Man of God 🙏🙏🙏
Amen 🙏 🙏
Tebarek
Amen Amen Amen 🙏
Yes & Amennnnnnnn man of God , more & more grace our belovde prophet Yemane our gift 🎉❤🎉❤🎉❤
Power off God🙏
God bless you Prophet Yemane 💙💙💙 Come Holy Spirit I Need You🙏
እግዚአብሔር መመሊሱ ይባርክካ
ኢየሱሰይ ጎይታ እዩ ተባረክልና peophet yemane።
አሜን ሃለሉያ
amennn!!!
Amennn
Holly Spirit, I need you, give me your spirit in Jesus name
Nskas bruk eika🌻🌻🌻🌻🌻Amennn Aseyyyyyyyy ktam tmhrtka GBU
Pray to my gusset came t my house
Amennnnnnnnnn Prophet yemane jegna haweyyyyyy ❤❤❤.
Amen i need you Holy sprit🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
❤🎉🎉kndey des kbl
አሜን አሜን አሜን ናይ ብሐቂ ተባረክ
Hizbey ezi qal ezi kitmehar ktsimie goyta zfeqede ybarek daddy memliska tebarek ❤❤❤❤
Hallelujah! Praise to God, to Holy Spirit and Jesus!!
Amennn Amennn Amennn Amennn Amennn
hallelujah praise to god to holy spriit and jesus
Waw this amazing teaching about hollyspret thank you Prophet Yemane God bless you and more Anointing you to preach us my people lost lack of knowledge thank you for sharing about hollyspret preaching us.
4c
Amen,
Yes 🙏👍👍👏👏🫒✅🫒✅✅🙌🙌🙌❤
Amennnnnn Amennnnn Amennnnnnn 🙏🙏🙏🙏
You are our blessing daddy 🙏🙏💕💕
Amlak mesgen kamaka agelgaly zhabena
God bless u paster Yemane❤❤❤❤we love you
Amazing teaching 🔥🙏 keep going and shining prophet
You are blessed
Amen goyta yibrieka nay amlek seb
Amen Amen
@@genettesfazghi862ttträa😊😅
you are one of theme dady
the best Mon of God
Pray t my husband t fly t america
እተፈትፈተ ምኣዲ ነቲ ጥምየትን ጽምኣትን ማለት (ሃረርታ ) መንፈስ ቁዱስ ዘለዎ።
ኣምላኽ ነቲ ዘፍቅሮ ወይ ምሕረት ዝገበረሉ ህዝቢ ሰብ የተሳኣሉ፡እሞ ንሕና ውን ተኻፈልቲ እዚ ዕጫ ኮና።
የቐንየና ጎይታ የሱስ።
We L❤ve you JESUs !
ነቢ የማነ ዝብሃል ኣቦን መምህርን ሂቡና።
Praise God hallelujah thank Jesus Christ prophet Yeman God bless you so humble Man of God 🎉love ❤🎉❤
Pray to me to get house to marry get job
🔥🔥🔥🔥👍🏾👍🏾👍🏾💕💕💕💕🤲🤲🤲
Memelisu goyta b menfesu nabti berkiti yedeybka buruku eka
Menfes kdus tedlyeni aika
ኣብ live ብከመይ ክሳተፍ ይኽእል?
Rip Rip Rip Rip menafekan seytawnti 🙊🙊🙊🙊
Menfes qudus Amlak eyu
ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2019 መጺአ
ዕድመይ 29 ኣሎ ኣብዚ 2023
ን ክርስቶስ ከም መድሓኒ ዝተቀበልክዎ ቅድሚ ንውሕ ዝበለ ዓመታት ኢዩ ጌጋ ይክልኣለይ ወዲ 18
ግን ክሳብ እታ ናይ ስደት ግዜይ መንፈስ ቅዱስ ማለት ንዓይ ትርጉም ኣይነበሮን
ናብ ስደት ምስ መጻእኩ ምስ ክልተ ኣብኡ ዝጸንሑ ብ ሰብ ዝረከብክዎም ኣመንቲ ገዛ ተካርየ
ካብቶም ክልተ እቲ ሓደ ኣዝዩ ቆራጽ ክርስትያን ነበረ እቲ ሓደ ግን ፈሪሳውነት ክርስትያን....
ምስኦም ሰለስተ ኣዋርሕ ጸኒሐ
ምስቲ ቆራጽ ክርስትያን ግን ሂወተይን ሂወቱን ክሰማማዕ ኣይክኣለን
ንሱ ምስ ጎይታ ክነብር ዝቆረጸ ነበረ ኣነ ግን ብ ኣንጻሩ
ኣብ መወዳታ ግን ብ ትሕትና ገዛ ክደሊ ነጊርኒ ምክ ምስ ኣበልክዎ
ቅድሚኡ ግን ብዛዕባ ሂወተይ ሓቲትኒ ኔሩ ማለት ምስ ጎይታ ክመላለስ ዘይምውሳነይ
ኣነ ድማ ጎያታ ከምቲ ን ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ ስግኡ ግራጭ ዝገበረሉ
ንዓይ ድማ ጎይታ ዝኮነ ናብኡ ከጠምተኒ ዝክእል ነገር ተዘይ ጌርለይ ልበይ እሺ ዝብል ኣይመስለንን ኢለዮ
ሓቀይ እየ ክኣ ምክንያቱ ልበይ ካብ ፍርሃት ኣምላክ 99% ወጽዩ ነሩ
ንሱ ግን ካብ መዝሙር ዳዊት ጥቅሲ ኣምጺኡ ማለት ኣምላክ ብ ከበሮ ዳጸዋካ ስለምንታይ ብ በትሪ ትደሊ ኣለካ ኢልኒ ኣይሰማዕክዎን
ምስ ተፈላለና ኣብታ ዝተካረክዎ ሓዳስ ገዛ ድሕሪ ወርሒ ኣቢሉ ይከውን
ኣብ ከቢድ ድቃስ ወዲቀ ለይቲ ብሕልመይ ሓደ ሽማግለ ዝመስል
ከም ኣምፑል ነብሱን ክዳኑን ዘብርህ
ኣብ ኢዱ ድማ ብ በርቃዊ ነገራት ዝተዓለሰት ከባብ ነገር ሒዙ "ቶማስ ኢሉ ጸዊዕኒ"
ኣቤት ምስ በልክዎ ድማ
"ካብ ሕጂ ንንየው እትኾኖ ካብ ናተይ ጸጋ ኢዩ በለኒ እሞ ካብታ ኣብ ኢዱ ዘላ ዝተወሰነ ኤለክትሪካዊ ዝመስል ጨራዕራዕ መዝሒቁ ብ ምውጻእ ናባይ ነጸጎ
መሬት ወጊሑ ምስ ተሳእኩ ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ድቃስ ከም ዝጸናሕኩ ተፈለጠኒ እሞ እቲ ሕልሚ እውን ኣብ ልበይ ጸናሐኒ
ከምታ ዝበላ ድማ ሂወተይ ከምቲ ኤለትሪክ ዝሓዞ ሰብ ፈንጠርጠር ዝብል ሰላም ናይ ዓለም ሓሪምኒ ንሞት ተመንየ ክነብር ጀሚረ
ብዙሕ ሳዕ እውን እቲ ነገር ካባይ ክእለ ብ መሪር ንብዓት ን መጀርያ ግዜ ጸልየ
ከምኡ ዓይነት ናይ ጸሎት ታሪክ የብለይን
ኣብ ነዊሕ ዘይኮነ ግዜ ግን ባዕሉ የሱስ ኣብ ድቃስ ከለኩ መጽዩ " ቶማስ ንዓናይ ናብ ሰማይ ክወስደካ በለኒ
ከምኡ ይጽሊ ስለዝነበርኩ ማለት ከምቲ ኢልያስ ዝገብሮ ዝነበረ ናይ ዓቅሊ ጽበትክክክክክክ
ሐራይ ውሰደኒ ታይ ሕቶ ደሊካሉ በልክዎ
እሞ ክዳን ቀይር ከምዛ ዘለካያ ኣይትፍቀድን እያ በለኒ ኣነ ድማ ኮርየ ሓዲገዮ ከይደ
ምስ ተሳእኩ ግን ተረዲእኒ
ግዜ ከይዱ ግንለካ ኣምላክ እዩ ዝመርሕ ክሳብ ሕጂ ምስ ግራጨይ ኣለኩ ግን ኩሉ ክኣ ሰላም እዩ
ናይ ኣምላክሰብ የማነ ስለይይ ጸሊ
ናይ ሓሶት ነብይ ።ቁሩብ ግን ኣይትሓፍሩን፡ ዝተነበኹሞ ትንቢት ከይተፈጸም ክተርፍ ከሎ ካብ መን ኢዩ እዚ ትንቢት ኢልኩም ኣይትሓቱን ግን !??
Selam bruk etay tenebu zeytefexeme alo du
@@zebibmichael7289 እዚ ሓሳዊ ነቢይ ሓደ ግዜ ጎይታ ኢሉኒ ኢሉ ዝተነበዮ ቪድዮ ሪእየ ኔረ። ዶክተር ደብረጽዮን ብሓይልታት ክማረኽ ሙኻኑ ዝገልጽ ትንቢት ተነብዩ፡ ቀጺሉ ከኣ ኣነ ዝደሊ ግን ንሱ ክተሓዝ ኣይኮነን ከኣ በለና። ሲጀመር ትንቢት መጻወቲ ኣይኮነን፡፡ ናይ እግዚኣብሄር መልእኽቲ ኢዩ ፡ኣይቅየርን ይፍጸም ከኣ። ጎይታ ነጊሩኒ ኣነ ከኣ ስቕ ኢለ፡ ደጊሙ ከኣ የማነ እንታይ ኮይንካ ዝበልኩኻ ዘይነገርካ ስለዝበለኒ ይነግረኩም ኣለኹ በለና። እቲ ቪድዮ ተደሊኺያ facebook ኣድረስ ጽሓፍለይ ክሰደልኪ ኢየ፡ ኣዒንቲ ልቦናኹም ይኽፈተልኩም።
Entay tbil wedey tmhrtu gin dehan ymesil eza nay menfeskudus tmhrty mo smeaya tnbit nsu tegagu kikewin alewo amlak aygagen u
@@zebibmichael7289 ሓሳዊ ነብይ ሓሳዊ ነብይ ኢዩ፡ ተጋግዩ ዝበሃል ነገር የለን፡ ክልተ ግዜ ተዛሪቡኒ እናበለ ተጋግዩ ክንብሎ?? ሕሳዊ ነብይ ደኣ ከመይ ዝበለዩ?? ሰይጣንንውን መልኣኽ ብርሃን ይመስል ኢዩ ከምስል።ኣነ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢየ፡ መናፍቓዊ ዓለም ዝኽተሎ ጸረ መንፈስቅዱስ ዝኾነ ኣሰራርሓ ኣይክተልን። ካብ ሓደ ዒላ ሓደ ዓይነት ማይ ኢዩ ዝቕዳሕ፡ ካብ ሓሳዊ ነብይ ከኣ ብመዓር ዝተሸፈነ መርዚ እምበር ሰናይ ኣይርከብን።
ዕቩድ መናፍቅ ከልቪ
ናይ ሓሾት ነቭዪ
ብርያል ሰይጣን
Amen
Amen 🙏 🙏
Amen
Amen
Amen
Amen
Amen