ትንቢታዊ መልእኽቲ : ናይ ምውታን ጥምቀት : ናይ መንፈስቅዱስ ጥምቀት : መንነት የሱስ : ቃል ኣምላኽ: ምግዝዛእ : ምስ ሓው ነብይ የማነ ወልደትንሳኤ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 เม.ย. 2021
  • Subscribe for more videos like this!.
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 203

  • @elshaddai5047
    @elshaddai5047 3 ปีที่แล้ว +22

    ሰላም ንዓኹም ይኹን፡ ናይ ሎሚ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝርርብ ፡ ርእየ ኣሎኹ፡ እዚ የማነ ክኣ ብዙሕ ፡ ጽቡቕ ነገር ኣለዎ ፡ ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኮ። ራሕቦት ውን ጎይታ ይባርኽካ፡ ልዙብ ኣተሓታትታን ነቲ ዘይትሰማምዓሉ እኳ ብልዙብ ትምልስ ኔርካ፡ ከምዚ እንተ ቀጺልና ክንዓቢ ኢና።
    ፍልልያትና ኣጽቢብና ንድያብሎስ ስፍራ ከይሃብና ፡ ናብቲ ናይ ወንጌል ዕዮ ንጉየ። ተባረኹ።

    • @miliondebesay292
      @miliondebesay292 3 ปีที่แล้ว

      Tebarek Ibrahim hawey kabe islmna dika nabe goyta mesika wala shimka eyu Ibrahim mknyatu buzuhate arebe nabe goyta ymesu alewu tebarek

  • @Rahwa_34
    @Rahwa_34 2 ปีที่แล้ว +5

    Wow glory to God 🙏God bless you prophet Yemane 🙏❤⚘🍇🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🍇🍇

  • @lemlemmisghana4802
    @lemlemmisghana4802 ปีที่แล้ว +2

    God bless you Abundantly prophet Yemane hawey. We so blessed to have you.

  • @Via-Jesus-to-heaven
    @Via-Jesus-to-heaven 3 ปีที่แล้ว +13

    ሰላም ክርስቶስ ንኹላትኩም ይብዛሓልኩም። ብዛዕባ የማነ ውልቃዊ ኣፍልጦ የብለይን ናይዚ ጽሑፍ ዕላማውን ኑዑዑ ንምፍራድ ዘይኮነ ነቲ ዝማሃሮ ጉጉይ ትምህርቲ ዳግመ ግምት ክገብረሉ ንምሕባርን ነቶም ነዚ ትምህርቲ ከይመርመሩ ዝዋሓጥዎ ድማ ንኽምርምሩ ንምዝኽኻር እዩ። ነቲ ትምህርቲ ናይ ምምርማርን ቓል ኣምላኻዊ ድዩ ኢልካ ምፍላይ ግና ሓልፍነት ነፍሶከፍ ክርስትያን ስለዝኾነ። ኣነውን ብጌጋ ጽሒፈ ተኾይነ ክእረም ድሉው እየ። ነዚ ምላሽ ከይህብ ወሲነ ኳ እንተነበርኩ መንፈስ ቅዱስ ግዲ ስለዝበለኒ እየ ዝጽሕፍ ዘሎኹ
    ካብ እዚ ቃለ መሕተት እንተ ዋሓደ 5 ቓል ኣምላኻዊ ዘይኮኑ ነጥብታት ክጠቅስ እዬ፣
    1. መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ እዬ። ዋላ ኳ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ናይ ኣምላኽ፣ ሰብ፣ ሰይጣን ወዘተ ተሃለወ ቶም ዝጸሓፍዎ ብመንፈስ ኣምላኽ ተደሪኾም(2 ጢሞ 3፡16) ስለዝጽሕፍዎን ቲመልእኽቲውን ካብ እ/ር ስለተቀበልዎ ቃል ኣምላኽ ይባሃል፡፡ ናኣብነት ኣብ 1ይ ተሰሎንቄ 2
    13፤ ምእንትዚውን ነቲ ብኣና እተሰብከ ቓል ኣምላኽ ምስ ተቐበልኩምዎ እሞ ንሱ ኣባኻትኩም እትአምኑ ዘሎኹም፡ ዚዓዪ ዘሎ፡ ከምቲ ብሓቂ ዀይንዎ ዘሎ ቓል ኣምላኽ እምበር፡ ከም ቃል ሰብ ስለ ዘይተቐበልኩምዎ፡ ንሕና ኸየብኰርና ንኣምላኽ ነመስግኖ አሎና።ይብለና ብሓቂ ተሪእና ተዛራባይ ዊን ቓል ዘውጸአ ጳውሎስ ክንሱ ከም ቓል ኣምላኽ ስለተቐበልዎ ንእ/ር ከመስግን ንሪኦ
    2. መንፈስ ቅዱስ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ዝጋጮ መልእኽቲ ክህብ ኣይክእልን እዩ፡፡
    ወንጌል ዮሃንስ 16፡13 እቲ መንፈስ ሓቂ ምስ መጸ ግና፡ ንሱ ዝሰምዖ ዘበለ እዩ ዚዛረብ እምበር፡ ካብ ርእሱ ኣይዛረብን እዩ እሞ፡ ንሱ ነቲ ዚመጽእ ኬፍልጠኩም፡ ናብ ኵሉ ሓቂውን ኪመርሓኩም እዩ። ሰብ ቲዝብሎ ቓል ሰብ ከይምርምሮ መንፈስ ቕዱስ ኢሉኒ ምባል ልሙድ ኮይኑ ኣሎ፡፡ ሰብ ግን መንፈስ ቕዱስ ኢዩ ኢሉኒ ስለዝበለ ኣይምርመርን ኢዩ ዝብል ሓሳብ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ኣይኮነን፡፡ ሰብ ብስሚዒት ተደሪኹውን እ/ር ዝተዛረቦ ክመስሎ ይኽእል እዩ፡፡ እት ህያውን መስለጥን ዝኾነ ቓል ኣምላኽ ጥራይ እዩ ነፍስን መንፈስን ዝፈላሊ እብ4፡12 THE TRUTH AND THE SPIRIT OF TRUTH can never conflict each other.
    3. ኩሉ ኣማኒ ብጎይታ ምስኣመነ ብመንፈስ ቅዱስ ብምጥማቕ ስጋ ክርስቶስ ንኸውን 1ይ ቆረንቶስ 12
    13፤ ኣይሁድ ወይስ ጽርኣውያን፡ ባሮት ወይስ ጭዋታት እንተ ዀንና፡ ንሕና ዂላትና ሓደ ስጋ ምእንቲ ኽንከውንሲ፡ ብሓደ መንፈስ ተጠሚቕና ኢና እሞ፡ ሓደ መንፈስ ሰቴና። ይብል ስለዚ ኣማኒ ዘበለ መንፈስ ኣምላኽ ኣብ ውስጡ ይሓድሮ ንዚ ውሽጥና ዝሓደረ መንፈስ እዩ ብመንፈስ ዘጠምቐና፡፡ ወንጌል ዮሃንስ 7
    38፤ 39 ብኣይ ዚኣምን፡ እቲ ጽሑፍ ከም ዝበለ፡ ካብ ከብዱ ርባታት ማይ ህይወት ኪውሕዝ እዩ።
    የሱስ ገና ስለ ዘይከበረ መንፈስ ቅዱስ ኣይወረደን ነበረ እሞ፡ እዚ ብዛዕባቲ እቶም ብእኡ ዝኣመኑ ኪቕበልዎ ዘለዎም መንፈስ እዩ እተዛረበ። ዝለዚ ብመንፈስ ምጥማቕ ንኹሉ ኣማኒ ዝተዋህበ ብእምነት ድማ ንቕበሎ እምበር ንውሕዳት ጥራይ፡ኣይኮነን
    4. universal churchን local church ዝበልካዮውን ፈጺሙ ቓል ኣምላኻዊ ዘይኮነ ምስቲ ፍቓድ ኣምላኽ፡ብቐጥታ ዝጋጮ ኮይኑ ረኺበዮ፡፡ ኣብዚ ሕጅ እዋን እ/ር ብlocal church ኣቢሉ እዩ ስርሑ ዛዓዩ. Local church is the manifestation of the universal church. ኣብ እብ 12፡22 ዝጠቐስካዮ ብዛዕባ local church ከምዝዛረብ “ንስኻትኩም” ዝብል ቓል ይረጋግጸልና፡፡
    5. ንዝሞቱ ምጥማቕ ዝብል ሓሳብ ኣብቲ ኣነ ዘንብቦ መጽሓፍ ቕዱስ የለን፡፡ እታ ዝጠቐስካያ 1 ቆሮ 15፡29 ግና ብዛዕባ ትንሳኤ እያ ትዛረብ፡፡ ሓንቲ ጥቕሲ ቅድሚ ምትርጓምና ነት ዓውዲ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ፡፡ ጻዓዱ እንታይ ይብሉ a text out of a context is a pretext ብቕጥታ ተተርጒመያ ‘ክበልዕዋ ዝደለይዋ ኣባ ጉምባሕ ሲ ዛግራ ይብልዋ’ ከይትኸውን
    ብዝተረፈ ብክርስቶስ እፈትወኩም እዩ፡፡ ብሩኻት ኢኹም

  • @VgBb-ok9sv
    @VgBb-ok9sv 2 หลายเดือนก่อน +1

    ትምርትኻ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ ነቢ የማነ ግዚያብሀር ይባርኽካ

  • @fnanzewengl
    @fnanzewengl 4 วันที่ผ่านมา

    God blesse you Prophet Yemane ❤
    Thanks Pastor Rahbot Bruke ❤

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +7

    ገላትያ 3
    26-27፤ ብክርስቶስ እተጠመቕኩም ዘበልኩም ንክርስቶስ ለበስኩምዎ እሞ፡ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ ኵላትኩም ውሉድ ኣምላኽ ኢኹም።

  • @gewrahashelit2732
    @gewrahashelit2732 3 ปีที่แล้ว +3

    RAHBOT HAWEY GOYTA YBARIKIKAAA " KIZAREBU KELEWU AYTIKAWOMOM ZITERAEYOM KIZAREBU MIKINIYATU HASABOM KIGELISU ALEWOM DESSS ELUKA SIMIAYOM....THANKS "

  • @habtsegy2663
    @habtsegy2663 3 ปีที่แล้ว

    Goita ybarka neby Yemane hawina bzuh tsibuk aleka gelegele zeynredadilo abti agelalitsan bitsinana iyu tebarek Pa. Rohabot zeleka fqir goita

  • @tirhashabrham2943
    @tirhashabrham2943 ปีที่แล้ว +2

    thank you Jesus for giving us prophet yemane!!!!

  • @sabatesfai749
    @sabatesfai749 3 ปีที่แล้ว +2

    PROFET Yemane Goyta ybarka kezilo

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +4

    I like what he says Prophete about people trying to defend the bible but they don’t even live according to it,thank you pastor for been respectful not judgemental ❤️

  • @sabatesfai749
    @sabatesfai749 3 ปีที่แล้ว +1

    PROFET Nay Amlak Seb Tebarek memeliska

  • @zebibghirmay6445
    @zebibghirmay6445 3 ปีที่แล้ว +1

    Just wawwww 🥰👏👏 amlak ybarkum brukatey. Specially prophet Yemane i love your school, man of God !! Amlak agolguletka ybark 🙏

  • @wintawinta6619
    @wintawinta6619 ปีที่แล้ว +1

    God bless you prophet Yemane ❤I wish I meet you one day❤❤❤❤❤❤❤

  • @hagosandemeskelgodkindofli1630
    @hagosandemeskelgodkindofli1630 3 ปีที่แล้ว +7

    እዋይ ፓስተር ረሓቦት ብሩኽ።ልብኻ ፈትየዮ።
    "ዋላ ጭንቂ ትኹነኒ ክሰምዖ" ምባልካ ደስ ኢላትኒ።
    ካብ ናይዝሓለፈ ብዙሕ ኣማሕይሽዎ ኣሎ ኣበሃህልኡ።ገለገሊኡ እኳ ተረዲእናሉ ኣሎና ።ገሊኡ ከኣ ምናልባት ካልእ ግዜ ወይ ንሱ ኣማሕይሹ ይመጽእ ይኸውን ሞ ሽዑ ንርድኣሉ ንኸውን።

  • @blessedfamily41
    @blessedfamily41 3 ปีที่แล้ว +3

    ናትካ ትርጉም ኣይትሃቦ ቃል ኣምላኽ ኣጣሚምካ፡ ነቲ ናትካ ዝምቡዕ ትምህርቲ ከተጽንዖ ኢልካ ቃል ኣማልኽ ኣይትሓዋውስ።
    ኣምላኽ ፍቓድካ ዘይኮነ ዝገብር ፍቓድካ ክትገብር ይሓድገካ፡፡ እግዚኣብሄር ክግለጽ ኣይክእልን ዘይኮነ እግዚኣብሄር ብቓሉ ተገሊጹ ኣሎ፡ ካብኡ ንላዕሊ እንታይ ትደሊ፡፡
    ሓሰውቲ ነብያት ዝበዝሕሉ ዘመን ሓድ አካብኦም ንስኻ ኢኻ። እግዚኣብሄር ብፍታው ፍቓዱ ይግለጽ ንስኻ ኣይትውስኖ፣ ናትካ ምስ ኣምላኽ ዘሎካ ርክብ ኣይውስኖን እዩ። ኣምላኽ ከም ፍታው ፍቓዱ እዩ ዝገብር። እቲ ናትካ ኣቦ ትብሎ ዘሎኻ ዝተነበዮ ክንደይ ዘይተፈጸመ ኣሎ። እቲ ዝበሎ ዘይተፈጸመ ንሱ ሓሳዊ ነብይ እዩ ኢሉና ኣሎ ቃሉ። ተመለስ ጠፊኢካ ኢኻ ዘሎኻ።

    • @astertsegai3690
      @astertsegai3690 8 หลายเดือนก่อน +1

      Goyta yebarekum, profit and paster, better is to live the judgement to mighty God, as this is also God's will. To say something with out deep knowledge is so scary, what is good for all of us is to pray, to pray for our profit and for all of us, we need to encourage one another and not give access to the devil. I am blessed in all area of his teaching and the rest I will ask my Lord to reavel me. So let us love one another and encourage one another. Praise God

    • @user-xi1sx7st4s
      @user-xi1sx7st4s 4 หลายเดือนก่อน

      መን ፈራዳይ ጊሩካ?

  • @berherussom2343
    @berherussom2343 5 หลายเดือนก่อน

    Thanks Almighty God once more Again and Again Forever for using you! Prophet Yemane Weldetnsaie you reached Jesus Christ AMD yoù represent Him, His supernatural Mighty Power!!!He Has Almost meet you! You Knows Him personaly!
    Halleluyah!!!

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +12

    ፊልጲ 3
    15፤ እምብኣርሲ ፍጹማት ዘበልና ዅልና እዚ ንሕሰብ ብገለ ነገር ሓሳብኩም ንበይኑ እንተ ዀይኑ ድማ፡ ንእኡውን ኣምላኽ ኪገልጸልኩም እዩ።🔥❤️🙏🤝

  • @asterhailu1954
    @asterhailu1954 3 ปีที่แล้ว +1

    Wow, ብሐቂ እግዚአብሔር ይባርኽካ ናይ አምላኽ ሰብ፣ ብሐቂ ብዙሕ ተማሂረ ፣ ፍቓድና ዘይኮነስ ፍቓዱ ከነገልግል ብመንፈስ ቅዱስ ምጥማቅ ይኩነልና፣ አነ ሞይተ ክርስቶስ ግን ህያው ኮይኑ አባይ ይንበር ። ዘመን ሂወትኩም ይባረኽ🙏🙏🙏

  • @liyaabraham5266
    @liyaabraham5266 3 ปีที่แล้ว

    Amlak ybarka nebiy yemana mefes kudus kem zmerhaka ketslo btami bereketn eka paster rhabot buruk nay bhaki buruk eka tebareku

  • @agelgiloterkiblessed6907
    @agelgiloterkiblessed6907 3 ปีที่แล้ว

    ራሓቦት ሓወይ ብዛዕባ ንምዉታት ምጥማቅ ብሓጺር ገሊጽካያ ግልጺ ጎይታ ይባርኻ። ነብይ የማነ ድማ ተባረኽ።

  • @solianaghbretnsaie4342
    @solianaghbretnsaie4342 3 ปีที่แล้ว +1

    Prophet yemane tebarek

  • @user-ly9of2uj9e
    @user-ly9of2uj9e 3 หลายเดือนก่อน

    Nay bhaki nay amlak seb goyta ybarka prophet

  • @natsnetaraya6026
    @natsnetaraya6026 2 ปีที่แล้ว

    Rahbot haweyyyy Bereket na eka Tebareki

  • @akberetghebremariam9105
    @akberetghebremariam9105 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አብዚሑ ጸጉኡ የብዝሐልኩም 🙏🙌❤

  • @asterwolde130
    @asterwolde130 3 ปีที่แล้ว +2

    GOD bless you prophet yemane I love your teaching

  • @letofisehaye4386
    @letofisehaye4386 3 ปีที่แล้ว

    Wawwww zgerm u prohet yemane hawey bzuh ye temahire kab tmhrtka goyta aezizu ybarka meliska wesk rhbot hawey thank u sle thtnaka 🙏❤❤❤❤.

  • @kalebkelati1378
    @kalebkelati1378 3 ปีที่แล้ว +1

    Ane nay yemane menfes btami nay amlak seb you

  • @senaitkahsai9127
    @senaitkahsai9127 ปีที่แล้ว

    Nebi yemane zeben hiwetkua ybark.

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +2

    ኤፌሶን 2
    22፤ ንስኻትኩምውን ኣብኡ ማሕደር ኣምላኽ ብመንፈስ ክትኰኑ ሐቢርኩም ትህነጹ አሎኹም።

  • @VgBb-ok9sv
    @VgBb-ok9sv 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ብጣዕሚ ኢየ ትምርትኻ ዝፈትዎ ነቢ የማነ ኆይታ ይባርኽካ

  • @akberetadhanom9554
    @akberetadhanom9554 ปีที่แล้ว +2

    ፕሮፊት የማነ ሰለትዕግስትኻ ጎይታ ይባርኽካ።።

  • @godslove3524
    @godslove3524 3 ปีที่แล้ว +1

    Wawu What a beautiful teaching, Ur blessed prophet yemane God bless you all time, I Love you bro.....

  • @habtsegy2663
    @habtsegy2663 3 ปีที่แล้ว

    Goita ybarka paster Rohabot hawey fqri Goita memelisu ybzahalika

  • @fiorihaile7988
    @fiorihaile7988 ปีที่แล้ว

    Amen nay bhaqi rahbot hawna azikha brukh seb memeliska tebarekh 😇

  • @haiokb7063
    @haiokb7063 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen tsubuk tmhrti gele gele nmrdau shinki eyu goyta kea bmaltu kgeltso eyu tebareku brukat

  • @dawittaff5661
    @dawittaff5661 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኣምላኽ ንዓኻ ይኹን ፓስተር ራሓቦት.
    ምስ ሓውና ነብይ የማነ ሕቶን መልስን ክትገብረሉ
    ከለኻ ናብኡ ተቕልብ ዝነበርኻ ኾይኑ ኣይተሰማዓንን ምኽንያቱ ነቲ መልሲ ዝሃበኻ ዳርጋ ትደግሞ ነይርኻ
    ብዝተኻእለካ መጠን ነቶም ትሓቶም ስባት ናብኦም ከተቅልም ጽቡቕ ኾይኑ ይሰማዓኒ ስለዚ እየ ርኢቶይ ዝህበኻ ዘለኹ ተባረኽ።ሐውና ነብይ የማነ ስለቲ ሙቑሉል መልስታቱ ጓይታ ይባርኾ።

  • @blessedfamily41
    @blessedfamily41 3 ปีที่แล้ว +9

    ረሓቦት ሓወይ ንምንታይ ተመሳምስ ሓሶት እዩ ዘይትብል፡፡ የሱስ ተቐቢልናዮ ክንብል ከሎና እቲ መንፈስ ናይ ክርስቶስ ኣብ ኩልና ኣሎና። ዝሞቱ ኣብ ሰብ ይኣትዉ ዝብል ኣጋንንታዊ ምህሮ እዩ። ተቢዕካ ዘይምሕታት ጌጋ ጌርካ። ዝምቡዕ ምህሮ ክምህር መድረኽ ምሃብካ ንስኽውን ተሓባባሪ ኢኻ፡፡ ንኹሉ ሓቂ ክንብል ኣይግባእን እዩ፡፡ ዘመኑ ግና ናይ Compromise ዘመን እንድዩ ኣብ ሓደ እምነት ስለ ዘሎ ምስኡ ግና ኣይተሓዘልኣካን እዩ።
    ነብይ ድዛረቦ፡ ኣብ ሰማይ ኣብ ጉባኤ ተኣኪቡ እዩ ሰሚዑ ዝመጽእ ከም ነብይ ምልክያስ። ሕጂ እውን ተመለስ እንተትብሎ ምሐሸ ኔሩ።
    ሰብ መለኮታዊ እዩ ምባሉ ጌጋ እዩ ። እዚ ናትካ ትሕትና ዝመስል መስሓቲ እዩ፡፡

    • @mistlalhabtu9348
      @mistlalhabtu9348 2 ปีที่แล้ว +1

      ባጃኹም እዚ ደረቅ ኣመላልሳ ዋላ ሓንቱ ፍታሕ ኣየምጽእን 'ዩኩሉ ብፍቕሪ እዩ እምበር ሓደ ስለዝኾንኩም ትሕትና ብዝመስል ናትካ መስሓቲ 'ዩ ትብል ብጣዕሚ ኩሉ ነገር ብፍቕሪ እዩ ዝዕረይ እምበር ብምስዳድ ክፉእ ቃላትን ኣይኮነን ብሩኽ ብህዱእ መንፈስ ንሓውኻ ምቕናዕ እዩ እምበር ብምግጫዉ ዝርከብ ነገር የለን እንትርፎ ንሰይጣን ከተሕጉሶ እንተዘይ ኮይኑ ንሓድሕዳ ዝፈረሰት መንግስቲ ኣይትቐውምን ገዛ ብዘይ ኣዕኑድ ትፈርስ:: ቁሩብ ኣስፊሕናን ንሕሰብ ቁሩብ ንሱ ወይዉን ንሱ ዝበጽሖ ለብል ኣይበጻሕኩዎን ስለ ዝኾንኩ እዩ ክትብል ፈትን ንሰብ ብመንፈስ ክትቐትልዎ ካብ መርዛም ቃላት ተቆጠብ :ካልእ ጸሊ ንጎይታ ሕተቶ ጸጋ በበይኑ ኮይኑ እቲ መንፈስ ግና ሓደ እዩ ዩኤል, 2: 7-8

    • @mistlalhabtu9348
      @mistlalhabtu9348 2 ปีที่แล้ว

      ራኣዮም እዞም ሰራዊት እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ኣይደፍኦን ነናቶም መንገዲ ሒዞም ይጎዩ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ብጻዩ ኣይንኽፎን 'ዩ 🙏🏻

  • @kalebkelati1378
    @kalebkelati1378 3 ปีที่แล้ว +2

    Yemane menfesu nay amlak seb you

  • @deborafoto2917
    @deborafoto2917 2 ปีที่แล้ว

    Pastor hawey sle tiegistika Amlak ybarka seb kem zibexiho eyu zimelales

  • @kudusanhaile2890
    @kudusanhaile2890 2 ปีที่แล้ว +1

    Aessy goyta eyesus ybarakm amen amen amen amen amen amen amen amen

  • @senaitgebremedhin4533
    @senaitgebremedhin4533 2 ปีที่แล้ว

    thank you for sharing Man of God keep it up God bless you more

  • @SamsungIphone-sg8mp
    @SamsungIphone-sg8mp 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ንዓኻ ይኽን ኢዚ ነቢ የማነ ዝንበዮ ዘሎ ብልቡ ንዓይ ኢዩ ለንቅነ ኣብ ትግቶግ ኣተርግመዮ ከይትረዳኣኣኒ ምስ ዝተፈላለየ ሃይማኖት ዘሎዎም ሰባት ቶሎፎን ናይ ነቢ የማነ ጽሓፈለይ

  • @ogbaizerabruck4381
    @ogbaizerabruck4381 3 ปีที่แล้ว

    እቶም ኣብ መዓልቲ ክምቲ ቃል ክርስትን ትንቢት የውሀንስ ብሓውን መንፈስ ቅዱስን ዶ ኣይኮነን ተጠሚቖም እቲ ገዛ ብትኪ ምልአ መንፈስ ቅዱስ ከኣ ተምልክኡ ተጠምቁ እቲ ትንቢት ናይ ይሃንስ ተፈጽመ ኮይኑ ይስማዓኒ ከመይ ትርድእዎ? ጎይታ ይባርኩም ተባረኩ!

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +5

    እብራውያን 12
    22፤ ንስኻትኩም ግና ናብ ከረን ጽዮንን ናብታ ኸተማ ህያው ኣምላኽ ሰማያዊት የሩሳሌምን ናብቶም ኣእላፋት መላእኽትን ኢኹም ዝበጻሕኩም፡

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ክርስትያን ህዝበይ ነቲ ሓቂ ሓቂ በሎ፡ ነቲ ጌጋ ኸኣ ጌጋ በሎ። ኣምላኽ እንተሊኡኻ ብሓቂ ኣምላኽ ጸዊዒኑ እዩ ቃሉ በሪሁለይ እዩ ትብሉ፡ በጃኻትኩም፡ ነዚ ኣደናጋሪ ትምህርቲ እዚ፡ መልሲ ሃብዎ፡ ኢኹም። ኣይ የማነ ንቤተ መንግስቲ ደብዳቤ ጽሒፍካ ሂብካዮምሲ፡ ክንደይ ኣሎ እኮ በብውሽጥና ምስ መራሕቲ፡ ዓለም፡ ምራኻብና ፡ ዓብይ ነገር ጌርና ፡ ኣይንውሰዶ፡ ስለዚ ፡ ብዙሕ ትምክሕቲ ኣብ ርእስኻ ትገብር ኣለኻሞ፡ ኩሉ ቃላ ኣምላኽ ካብ ዘፍጥረት፡ ስጋብ ራእይ፡ እንደገና በቲ ሓቂ መንፈስ ፡ ቅዱስ ኮይንካ ኣንብቦ። በጃኻ እልምነካ፡ ኣሎኹ፡ ግዜ ከለካ ግዜ ኣይትውሰድ እብለካ።

  • @SamsungIphone-sg8mp
    @SamsungIphone-sg8mp 2 หลายเดือนก่อน

    መልከይ ጠባየይ ክሉ ብልቢ ክገልጸኒ ጸንሑ ሓንሳብ የሰፍ ክብለኒ ጸንሑ ሓንሳብ የሱስ ክሓቶ ደልየ ነይረ ኣንበሳ ስእሊ ኻ ይፈተኡ ኢየ ንዑኡ ዶ ይኾውን ትዕቢት ዝበሎ

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +2

    ወንጌል ማቴዎስ 22
    29፤ የሱስ መለሰ በሎምውን፡ መጻሕፍቲ ወይስ ሓይሊ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጥኩም ትጋገዩ አሎኹም።

  • @jesusistheonlywaytoheaven2440
    @jesusistheonlywaytoheaven2440 3 ปีที่แล้ว

    Rehabot bruk tebarek hedat zeleka feqri wen aloka amlak xegeu yebzehalka nekulu texewer ber ke ket semo wen akli yedeli u tebarek

  • @natsnetaraya6026
    @natsnetaraya6026 2 ปีที่แล้ว

    Tebareku

  • @yordanosmihreteab8563
    @yordanosmihreteab8563 2 ปีที่แล้ว

    Wawww wawww reset amlak bezihulkum kibri ni amlak yikun tebarekie tebarekie🙏🙏🙏

  • @sabakindshih8910
    @sabakindshih8910 3 ปีที่แล้ว +9

    ነብይ የማነ ዘመንካ ይባረክ: ብትምህርትካ ብጣዕሚ ተባሪኬ እየ:

    • @aronhidray69
      @aronhidray69 3 ปีที่แล้ว +1

      ትፍልጥዮ ዲኪ ትምህርቱ
      ዝሞቱ ሰባት ትመሊሶም ናብ ቁዱሳን ይኣትው ኢዮም !

    • @semayawittiti6186
      @semayawittiti6186 3 ปีที่แล้ว +1

      Amelak mestwalka ykfto

    • @user-bp5ut2zf3u
      @user-bp5ut2zf3u ปีที่แล้ว +1

      @@aronhidray69
      ኩሉ ስውብ ነናቱ ርዲኢት እንድዩ ዘለዎ so ንሳ ከኣ ብናቱ ትምህርቲ ተባሪኻ ትኸዉን ብዙሕ ጽቡቕ ትምህርቲ ዉን ኣለዎ

    • @senaitkahsai9127
      @senaitkahsai9127 ปีที่แล้ว +1

      NY beheki euye tebarike zbarek zleku.

    • @user-pl5ue4zb3g
      @user-pl5ue4zb3g 11 หลายเดือนก่อน +1

      Brokat. ekum

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +3

    1ይ ተሰሎንቄ 5
    21፤ ንዅሉ ተዓዘብዎ፡ ነቲ ሰናይ ሐዝዎ።

  • @MedhanieJesus-iz8kb
    @MedhanieJesus-iz8kb 2 ปีที่แล้ว

    Tebarek rahbot And yemane

  • @kudusanhaile2890
    @kudusanhaile2890 2 ปีที่แล้ว +1

    God bless you

  • @selamselam9830
    @selamselam9830 3 ปีที่แล้ว +1

    Mulue xega bezey xegem zmls buruk.

  • @Samuel-mq5uc
    @Samuel-mq5uc 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ bitaimy dess zebil timhirt iu🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 3 หลายเดือนก่อน

    ስለዚ ንስኻስ ንኹሉ ትቕበል ኢኻ ማለት እዩ። ጽቡቕ እዩ መንነትካ ብምፍላጥካ ነመስግነካ፡ ህዝበይ በጃኻ ካብ ከምዚስቶም ዘኣመሰሉ ተጠንቀቑ።

  • @tsegatewolde7592
    @tsegatewolde7592 9 หลายเดือนก่อน

    Love you prophet yemane

  • @twothousandfourteeneritrea3892
    @twothousandfourteeneritrea3892 3 ปีที่แล้ว +6

    i love you Priphet Yemane. Tigrinja ppl are very hard, so Ajoka you are a blessing.

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +2

    1ይ ቆረንቶስ 2
    10፤ እቲ መንፈስ ግና መዓሙቚ ኣምላኽ እኳ ኸይተረፈ ንዂሉ ይምርምር እዩ እሞ፡ ንኣና ኣምላኽ ብመንፈሱ ገይሩ ገለጸልና።

  • @henokasmorom8435
    @henokasmorom8435 10 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ብሩኽ እንኴዕ ተወለድካ ❤

  • @SamsungIphone-sg8mp
    @SamsungIphone-sg8mp 2 หลายเดือนก่อน

    መልከይ ጠባየይ ክሉ ብልቢ ክገልጸኒ ጸንሑ ሓንሳብ የሰፍ ክብለኒ ጸንሑ ሓንሳብ የሱስ ክሓቶ ደልየ ነይረ

  • @LuchiaEsey-xu2nb
    @LuchiaEsey-xu2nb 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak ybarkum

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +1

    ገላትያ 1
    11-12፤ እምብኣርስ ኣሕዋተይ፡ ኣነ ድማ ብምግላጽ የሱስ ክርስቶስ እየ እምበር፡ ካብ ሰብ ኣይተቐበልክዎን ኣይተመሃርክዎንውን እሞ፡ እቲ ብኣይ እተሰብከ ወንጌል ከም ቅዲ ሰብ ዘይምዃኑ ኤፍልጠኩም አሎኹ።

  • @helensam976
    @helensam976 3 ปีที่แล้ว

    Wawaea god bless you pastor rahebot

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว

    ግብሪ ሃዋርያት 13
    2፤ እዚኣቶም ንእግዚኣብሄር ኬገልግሉን ኪጸሙን ከለዉ ኸኣ፡ መንፈስ ቅዱስ፡ በርናባስን ሳውልን ነቲ ዝጸዋዕክዎም ዕዮ ፍለዩለይ፡ በሎም።

  • @maryhabtab6142
    @maryhabtab6142 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen 🙏

  • @sabatesfai749
    @sabatesfai749 3 ปีที่แล้ว +1

    Perofet asey bereket.Nay betey.

  • @segidbrhane2738
    @segidbrhane2738 2 ปีที่แล้ว +1

    "ናይ ኣምላክ ፍቃድ ዘይኾነ ናትኻ ፍቃድ ተኾይኑ ኣምላኽ እንኳ ከይደለየ ይገብሮ እዩ...ኣምላኽ ከይደለያ ከሎ ፍቃድኻ ይፍጽም" ናይ የማን ቃል! እዚ ቃል ኣምላኣካዊ፡ዲዪ? Lool at 28min
    "ሰብ ብዘይ ኣምላኽ ኣምላኽውን ብዘይ ሰብ ክነብር ኣይኽእልን እዩ..." የማነ ካብ ዝበሎ። ኣምላኽ ብዘይ ሰብ ክነብር ኣይኽእልንዶ?
    "ጳውሎስ ጽሁፍ ኣይድግፎን ነበረ" yemane kemzbeloየማነ ከምዝበሎ

  • @ogbaizerabruck4381
    @ogbaizerabruck4381 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ንዓካትኩም ይኩን ብዛዕባ እዛ ኣብ ክንዲ ምውታት ምጣምቅና እትብልስ ብክምዚ ክንርድኦ ኣሎና። ኣብቶም ቀዳሞት ወለድና ጥምቀት ኣይነበርን፡ ዘይተጠመቅ ኣይድሕንን ንዝብል ትምህርቲ ክርስቶስ ኣይምልከቶምን'ዩ።
    ግን በቲ ናትና ጥምቀት በቲ ንሕና እንጥሞቖ ምእንቲ ምስቲምቃል ክርስቶስ ይመስልዎ እዮም። ነብዪ የማነ ዝሃቦ ምግለጺ ቅቡል' ኮይኑ እስማዓኒ፡ ብዙሕ ዘጨቓጭቕን የብልና ኣብ ዳግመ ምጽእቱ ክበርሃልና እዩ። ትባረኩ!

  • @tirhashabrham2943
    @tirhashabrham2943 ปีที่แล้ว

    ፕሮፈት ሃወይ ጠቕሲ ኣሰንይ ኣብለሎም ምኽንያቱ እቲ ዝበጻህካዮ ክሳብ ዝበጽሑ ክርድኦም ኣይክእልንዩ

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +2

    ፊልጲ 3
    16፤ እዚ ጥራይ፡ በቲ ዝበጻሕናዮ መጠን ብሓደ መገዲ ንመላለስ።

  • @senaitabebe7388
    @senaitabebe7388 ปีที่แล้ว

    Wowwww amazing message. God bless you both ❤😇🙏

  • @segidbrhane2738
    @segidbrhane2738 2 ปีที่แล้ว +1

    "ብስጋ ዝደቀሱ (ዝሞቱ) ናብ ሰብ አትዮም ሕጂ ከገልግሉ ይኻሉ ድዮም ዝብል ቅኑእ ትምሕርቲ እዩ" የማነ ከምዝበሎ። እዚ ቃል ኣምላኻዊ ድዩ? 1፥26ሰዓት

  • @aleneneguse2153
    @aleneneguse2153 ปีที่แล้ว

    ከይወድአ ናብ ካልእ ሕቶታት ኣይተናጥሮ በጃኻ ራሕቦት

  • @okbanegassi3797
    @okbanegassi3797 3 ปีที่แล้ว

    Tebaraku

  • @whaki9540
    @whaki9540 11 หลายเดือนก่อน

    ኤእ፡ ክርስቶስ ሰብ ዝኾነ ኣብ ከርሲ እኖና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ሓደረ እዩ፡፡ ሕጂ ውን ሰብኣውነቱ ኣይገደፈን፡ ስጋ ቅድሚ ምልባሱ ግና ክርስቶስ ኣምላኽ ጥራሕዩ ነይሩ፡፡

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +1

    እብራውያን 12
    23፤ ናብ ጉባኤ ዅሉ፡ ናብ ማሕበር እቶም ኣብ ሰማያት ተጻሒፎም ዘለዉ በዅራት፡ ናብ ኣምላኽ ፈራድ ኵሉ፡ ናብ መናፍስቲ እቶም ፍጹማን ጻድቃንን፡

  • @user-bp5ut2zf3u
    @user-bp5ut2zf3u ปีที่แล้ว +1

    ፖስተር የማነ ብትሕትናኻ ንኩሉ ሲዒርካዬ ኢካ ከምቲ ኣምላኽ ዝሓረየካ ኮይንካ ንበር ሰብ መንቕብ ከዉጽእ ግዲን እዩ ኣምላኽ በቲ ሂብካ ዘሎ ብጽሕና ናብቲ ኣምላኽ ዝመደበልኻ ብጻሕ ዘመንኩም ይባረኽ

  • @princeofpeace794
    @princeofpeace794 3 ปีที่แล้ว +2

    ሙሴ ንደቂ እስራኤል ብግልጺ ንእግዚኣቤሄር ኣርኢዎም ኢዩ: ኣነ ውን ከሙኡ ን ጎይታ የሱስ ፍቃዱ እንተኾይኑ ኢሉ: ቃል ኣምላኽ ኣቦን ወድን ኣባኣና ከምዝሓደሮን ምሕደሪ ምኻናን ኢዩ ዝነግርና: ቤት መቅደስ ዝብልና ውን ነዚ ኢዩ: ካብዚንላዕሊስ እንታይ ምውራድ ኢና ደሊና?

  • @michaelsolomon8409
    @michaelsolomon8409 3 ปีที่แล้ว +1

    ኤፌሶን 1 (Ephesians)
    13፤ ንስኻትኩምውን ብእኡ ቓል ሓቂ፡ ናይ ምድሓንኩም ወንጌል፡ ምስ ሰማዕኩም ብእኡውን ምስ ኣመንኩም፡ ብናይ ተስፋ መንፈስ ቅዱስ ተሐተምኩም።
    14፤ ንሱ ንምድሓን ጥሪቱ፡ ንውዳሴ ኽብሩ፡ ዕርቡን ርስትና እዩ።
    ኤፌሶን 4 (Ephesians)
    30፤ ነቲ ንመዓልቲ ምድሓን እተሐተምኩምሉ ናይ ኣምላኽ መንፈስ ቅዱስ ኣይተጕህይዎ።

  • @kalebkelati1378
    @kalebkelati1378 3 ปีที่แล้ว

    Wawwweee btami nay amlak seb

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว

    1 Corinthians 4
    20 For the kingdom of God is not in word, but in power.

  • @semharstota2309
    @semharstota2309 3 ปีที่แล้ว

    Btaemi u zgerm bzaeba kal amlak zeleka aredadia tkawoma aleka ab kal amlak bfxum gega yeblun

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +1

    1ይ ቆረንቶስ 4
    5፤ ስለዚ እቲ ኣብ ጸልማት እተሐብኤ ናብ ብርሃን ዜምጽእ፡ ሓሳባት ልቢ ኸኣ ዚገልጽ ጐይታ ኽሳዕ ዚመጽእ፡ ቅድሚ ጊዜኡ ሓንቲ እኳ ኣይትፍረዱ። ሽዑ ድማ ነፍሲ ወከፍ ነንእዶኡ ኻብ ኣምላኽ ኪቕበል እዩ።

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +2

    ናብ ሰብ ሮሜ 12
    17፤ ነቲ ኣብ ቅድሚ ዂሉ ሰብ ጽቡቕ ዚኸውን ደኣ ሕሰቡ እምበር፡ ንሓደ እኳ ኽፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ ኣይትፍደይዎ።

  • @Eri-9n6
    @Eri-9n6 3 ปีที่แล้ว +2

    ምሽ ጎይታ ክግለጸሎም ንጽሊ ኢና፡ ንምንታይ እዩ ዓቐብ ዝኸውን? ሃይማኖተኛታት።

  • @meron5311
    @meron5311 ปีที่แล้ว +1

    ብዙሕ ጌጋ ትምህርቲ ሰሚዔ እየሞ ከምዛ መዓልቲ እዚኣ ጌረ ግን ሰሚዔ ኣይፍልጥን እየ ፡
    ንኹሉ ጌጋታቱ መኣረምታ ክጽሕፍ ኢለ ይሓስብ ኔረ ዳሕራይ ግን ይጋገ ዘይኮነ ዘሎስ ፡ ለካ ኣእምሩኡ እዩ ሲሒኡ ፡
    ኣብቲ ንሱ ጎይታ ዝተቀበለሉ እዋን ኣነ ኣብ ሕክምና ይሰርሕ ስለዝነበርኩ ፡ ናይ ኣእምሮ ጸገም ንዝገበሩ ጠርኒፈ ናብ ሰምበል ሒዘዮም ይኸይድ ኔረ ፡ ኣብቲ እዋን ነቶም ኣብኡ ተዓቒቦም ዘነበሩ ብቀረባ ይዕዘቦም ኔረ ፡ ድሕሪ 20 ዓመት ከኣ ንዕኡም ኣዘኪሩኒ ፡
    ብምኽንያት እዚ ሓውና ከኣ ነታ ናብ ነብይ ጆሽዋ ዝተበገሰላ መዓልቲ ረጊመያ ፡
    ብኻ የእጋሩ ተሴረን ኣብቲ ምድረበዳ ተሪፉ ፡
    ካልእግን ራሕቦት ኣታዊኻ ጥራይ ከምዘገድሰካ ብሩህ ኮይኑ ፡
    ግን ዋጋ ኸኽፍለኩም እዩ ።

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 3 หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ ኢኻ ንቲቪ ጆሾዋ ከም ኣምላኽ ትሪእዎ፡ ኣነ ግና ከም ቃል ኣምላኽ ዝመርመርክዎ ኣይቅበሎን እየ።

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +1

    1ይ ቆረንቶስ 2
    14፤ እቲ ስጋዊ ሰብ ነቲ ኣብ መንፈስ ኣምላኽ ዘሎ ኣይቅበሎን፡ ብመንፈስ ዚምርመር ስለ ዝዀነ፡ ንእኡ ዕሽነት እዩ እሞ፡ ኬስተውዕሎ ኣይከኣሎን እዩ።

  • @senaitdebesay2784
    @senaitdebesay2784 11 หลายเดือนก่อน

    Ephesians 4 ትግ - ኤፌሶን
    5: ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡

  • @user-rl1ox4nx6n
    @user-rl1ox4nx6n 3 หลายเดือนก่อน

    ዝኸበርካ ነብዪ የማነ
    ሕቶ ኣላትኒ
    እንድሕር እቲ ትብሎ ዘለኻ ተረዲኤዮ ኮይነ እቲ መንፈሱ ናይቲ ካብዛ ዓለም ዝሓለፈ ኣማኒ ወይ ናይ ክርስቶስ መጺኡ ኣብ መሬት ናብዘለዉ ኣገልገልቲ ይእቱ ክንብል ኮንና ኣብ ሓደ ግዜ ኣብ ብዙሓት ኣገልገልቲ ክኣትዉ ይኽእሉ ማለት ድዩ ዋላስ ኣብ ሓደ ግዜ ኣብ ሓደ ሰብ ጥራይ እዮም ክህልዉ ዝኽእሉ?
    እንተ ድኣ ኣብ ብዙሓት ክኣትዉ ዝኽእሉ እንተኾይኖም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ንዕዑ ዝድግፍ ቃል ኣሎ ድዩ?
    እንተ ድኣ ኣብ ሓደ ሰብ ጥራዮም ዝኣትዉ ኢልና ድማ ስለምንታይ ድኣ ብዝሓት ኣገልገልቲ ብናይ ሓደ ኣገልጋሊ ዝነበረ ቅብኣት ክዓዩ ዝረኣዩ? ንኣብነት ኣብዛ ዘለናያ ህሞት ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝርከበ ኣገልገልቲ ናይ ኤልያስ ቅብኣት ኣለኒ ዝብሉ ክህልዉ ከምዝኽእሉ ርዱእ እዩ መስለኒ ዋላ ናይ ጸልማት ዓለምውን ናይ ኤዛበል መንፈስ ዘለዎ መንፈስ ዘለዎ ሰብ ክናገፍ ኣብ ብዙሕ ቦታ ኣብ ሓደ ግዜ ክናገፉ ትርኢ። ስለዚ ነዚ ከመይ ምገለጽካዮ? የቐንየለይ።

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว +1

    1ይ ተሰሎንቄ 1
    5፤ ኣባኻትኩምን ምእንታኻትኩምን ከመይ ከም ዝነበርና፡ ከምቲ እትፈልጥዎ፡ እቲ ወንጌልና ብሓይልን ብመንፈስ ቅዱስን ብብዙሕ ምርዳእን ከኣ እዩ እምበር፡ ብቓል ጥራይ ኣይመጸኩምን።

  • @bahri5530
    @bahri5530 ปีที่แล้ว

    Selam nakum ✝️

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว

    1ይ ቆረንቶስ 15
    29፤ እንተ ዘይኮነስ፡ እቶም ኣብ ክንዲ ምውታት ዚጥመቑ ደኣ እንታይ ይገብሩ ኣለው፡ ብሱሩ ምውታት ዘይትንስኡ እንተ ኾይኖምሲ፡ ንምንታይ ደኣ ዚጥመቑሎም፡if we are saying he wrong can anyone explain it please, I have this question for 12 years but nobody give the answer

    • @ermiasmebrahtu2852
      @ermiasmebrahtu2852 3 ปีที่แล้ว

      @Phill Abacha I don’t mind are you in U.K.?

  • @merontekle2255
    @merontekle2255 2 ปีที่แล้ว

    Lemech zereba netom zeshatikumen hasewti hasewti hasewti

  • @ghenettsegay2762
    @ghenettsegay2762 2 ปีที่แล้ว

    እታ ኣብ ስጋ ዝነበረት ግዝረት ብመንፈስ ኣብ ልቢ ግዝረት እያ ኢሉዎ ኢዩ ። ስለዚ እቲ ኣብ ስጋ ዝነበረ ብመንፈስ ኮይኑ ስለዚ እቶም ብመንፈስ ዘይተረድኦም ጽሑፍ ዝጠሓሰ ይመስሎም ኔሩ።

  • @yohaneswoldu7057
    @yohaneswoldu7057 2 ปีที่แล้ว

    Pastor God bless you ,you are blessed