from what did the WORD created that flesh ? you know from the bible that a flesh can't be created without its own seed. If the seed is human, then you have an earthly flesh which we have. but if the seed is heavenly, then the flesh of that seed should be also heavenly. flesh is given according its own seed (1 Cor 15:38-)
Emmm Yoiny bruk ke Zemarzy, paster meareg aloka mo meas eka Apostl, mejer etbhal wun semie aleku Sm yterfekum eta goyta yesus fetyu zhabekum sega bfre dma tgles eklty ya, twuldy ke entay gedfkmulu ekum khalfu ?????????
ኲሉ ነገራትኲም senseless ዩ።ማለት ስለምንታይ ዩ title ነብይ ሓዋሪያ ፓስተር....ግዜኲም ተባክኑ።እቶም ወንጌል ንብ ኲሉ ዓለም ንከብጽሑ ዋጋ ዝክፈሉ ኣቦታት ነንሕድሕዶም ከምዚ ዓይነት ሸንኵለል ኣይበሉን።ንነብሶም ባሪያ የሱስ ክርስቶስ ,ኣገልጋሊ ወንጌል ,ካብ ኲሉ ድማ ውሉድ ኣምላክ ካብዚ ዝዐበየ ሕያብ የለን።ወንድማማች የበለጠ መጠሪያ።please try to be humble and go back your home close your door and knee down and repent.
ተባሪኸ ናይብሓቂ። ሰብ ልዕሊ ቃል ኣምላኽ ክኸውን ኣይክእልን ዩ።
ን Apostle ezra aqrbelna pastor yonas hawey he is very wise person❤❤❤❤❤❤ ካብ መጽሃፍ ቅዱስ ውን ሰተት ኣይብልን ዩ ጎይታ ይባርኮ
እቲ ዕዮ ዲዩ ዘድልሲ እቲ ሽም።
ንህዝቢ እቲ ሓቂ ብቃል ኣምላክ መሰረት ምግላጽኩም ኣምላክ ይባርክኩም።
Xbuk
መንፈስ ኣምላኽ ኣለዎ ኩሉ መዛሙርካ ፓስተር ዮኒ ብፍላይ ተብኬኒ ምስ የሱስ ተሰማሚዑኒ" ምስ የሱስ ተሰማሚዑኒ ሃሌ ሉያ❤❤❤❤❤❤❤
Apostle Ezra , nay the Lord God bless you!!!
ጎይታ ይባርኩም ጽቡቕ እዋናዊ ኣርእስቲ ኢኹም ኣምጺእኩም ብተወሳኺ ዮኒ ሓውና ከምሓታቲ እሕጽር ኣቢልካ እንተትሓቶም እሞ ነቲ ተሓታቲ ዝበዝሔ ግዜ እንተትህቦምን እንተዘይትኾልፎምን ጽቡቕ ይመስለኒ ነቲ ዝሓዝዎ ሓሳብ ይዝረጎም ስለዝኾነ። ብዝተረፈ ጎይታ ይባርኩም ቀጽልዎ
Apostle ezra one of our generation leader ,he has teaching sprite also it’s indicated us he became apostle
Apostle ezra goyta ybarekkka❤❤❤❤ pastor yoni hawey wn❤❤❤❤❤ bereketey ikum❤❤❤
ስላም ስላም ጸጋን ስላምን ይብዝሃልኩም አቦታት የብልናን ካብ ምባልሲ ነ ቦታትና ኣኽቢርና እንተ ንኸይድ ጸጋ ምበዝሃልና ❤❤❤
ብሰርኹም እታ መንገዲ ሓቂ ክትጽረፍ እያ፡ ዝብል ሓቂ ብዓይንና ንርእዮ ኣሎና።ብጣዕሚ ዘሕፍር ዘመን፡ ክርስትያን እየ ክትብል ዘሕፍር ዘመን ኮይኑ፡ ከከምድላይካ ኮይኑ፡ ዘገርም። እቲ ጐይታ ቤቱ፡ ቤቱ ከጽሪ ጸሎተይ እዩ። ፍርዲ ከም ዘሎ ኣይትረስዑ፡ ፍርዲ ካብ ቤቱ እዩ ዝጅምር ተጠንቅቑ። እዚ ትምኒት ስጋ እዩ፡ ንናይስጋኩም ትምኒት ጐይታ ኢሉኒ ኣይትበሉ፧ Please ስቕ በሉ በጃኹም።
ጐይታ ይባርኻ እዛራ ሓወይ ዝልዓለ ስልጣን ኣብ ቤተክርስትያን መጽሓፍ ቅዱስ ዝበልካያ ኣገዳሲት ብሓቂ እዋናዊት እያ ❤❤❤
ኣምላክ ምሕረት ይግበረሎም ። ንንሳሓ ዝከውን ግዜ ይሃቦም
ሃወይ (ውሉድ ኣምላኽ)ምባል ፎኽሳትኩም ዲያ ፓስተረይ ሃዋሪያው ትብሓሓሉ።
Yoni haway, I want say, as a jornalist, give to them your question only, then
they will get enough time to
flow their idea.
God bless you Pastor Ezra 💐💐💐
ሰላም ቅዱሳን የሕዋት - ዮሃ 1 እቲ ቃል' ድማ አምላኽ ነበረ - ቃል ስጋ ኾነ ጢሞ 3፤16 - - ንሱ ብስጋ እተገልጸ - ንሱ መን እዩ - ንሱ ወዲ አምላኽ እዩ ካብ ዘለአለም ንአምላኽነቱ. መጀመርታ የብሉን. አብ መወዳእታ ዘመን ወዲ ሰብ ኮይኑ (ስጋ ኮይኑ) አብ መስቀል መስዋእቲ ሐጥያትና ኮነ. ክርስቶስ ሐደ እዩ - አምላኽ ሰብ. አምላኻዊ ባህርይ ሰብአዊ ባህርይ አብ ሐደ ክርስቶስ (ሐደ አካል Person) - ቅድሚ አብርሃም ዝነበረ ንሱ ንሱ እዩ ንሱ እዩ ስጋ ዝኾነ. አነ ምዃነይ እንተ ዘይ'አሚንኩም ብሐጥያትኩም ክትሞቱ ኢኹም ዝበለ ዮሃ 8፣24
ጲጥሮስ መን እየ ምስ በሎም - ንስኻ ወዲ ህያው አምላኽ ኢኻ ምስ በሎ - ስጋን ደምን አይገለጸልካን ናይ ሰማይ አቦይ እምበር ማቴ 11፤25-27 ጎይታ ይባርኽኩም.
ፓስተር ኮንካ ናይ ሃዋርያ ኣገልግሎት ክግልገል ኣይካኣልን ድዩ ፡ብዙሓት ኣገልገልቲ እኳ ኣገልገልቲ እንዳተባህሉ ሃዋርያዊ ኣገልግሎት ዘገልግሉ ኣሎዉ ከምባዓል ዳዊት ፋሲል ።
ዮኒ ጐይታ ይባርኽካ ስለቲ ዕዮኻ። እዚ ኣገልጋሊና ብግቡእን ስሩዕን መገዲ ጓሳ ማሕበር ኰይኑ ምቕብኡ ሰናይ ንፉዕ ኣገናዕ ንብሎ። ሃዋርያነት ግና ምንዝዕ ኣቢልካ ትልጥፎ ጉዳይ ኣይኰነን። ቅድሚኹሉ፥ ብምግላጽ ክርስቶስ ወይ'ውን ክርስቶስ ብግልጺ ዝተገልጸሎም ባሮትን ማሕበር ኣምላኽን ተገሊጹን ነጺሩን ዝወረደ ከምኡ ድማ ነቲ ማዕረግ ብዝበቕዕ ፍንቱው ኢሉ ዝተገልጸ ሰፊሕ ዕዮን ፍረን ዝተመስከረ ምስ ዝኸውን እዩ እምበር ንሓደ ሰርጌንቲ ዝማዕረጉ ወተሃደር ብዘይወዓል ሕደር ጀነራል ከም ምባል እዩ።
እቲ ዕላማ ነቲ ትምህርቲ ምእራም ክኸውን ጽቡቕ እዩ።ኮይኑ ግን ንዕኡን ንኣገልግሎቱን ዘጥቅዕ ከይከውን ጥንቃቐ የድሊ እዩ።
ክቡር ሓዉ ሃዋርያ /ፓስተር አዝራ ንዓይ ጸገም የብሉን ሓዋርያ ወይ ፓስተር አንተተበሀልካ ግን ሓዋርያ ከይተበሃልካ ሓዋርያዊ ስራሕ ምስራሕ ኣይክኣልን ድዩ ምክንያቱ ኣብዚ ስዓት እዚ ሓዋርያዊ ተግባር ዝይብሎም አካ ድኣ ቤተክርስትያን የጽርፉዋ ኣለው !!!
ዘፍጥረት ምእ
1:1
ኣምላኽ ብመጀመርታ ሰማይን ምድርን ፈጠረ እቲ ዝፈጥር ዘሎ ቃል ዶ ኣይኮነን ስለዚ መጀመርታ ስጋ ኣይኮነን ፈጣሪ ቃል ኢዩ ፈጣሪ ቃል ኢዩ ንስጋ ዝፈጠረ ስጋ ኣይኮነን ፈጣሪ ቃል ምስ ኣዘዘ ኢዩ ስጋ ዝፈጠረ ቃል ከይፈጠረ ስጋ ክፈጥር ኣይክእልን ስለዚ ሓድሽ እምህሮ ኣይተምጽእ የው ወ ምእ 1:1 ከኣ ብመጀመርታ ቃል ነበረ እቲ ቃል ከኣ ኣባና ሓደረድሕሪ ምባል ወ የው ምእራፍ 1:14 ከእቲ ቃል ስጋ ኮነ ይብለና ካብ 66 ውጽእ እንተ ኢልና ከኣ መ ቐልሜንጦስ ከምዚ ይብለና ካብ ጋል ጋልካ ተወሊደድሕሪ 5:1/2 ከድሕነካ ኢየ ብምባል ንኣዳም ቓል ኣተወሉ ስለዚ እቲ ነዚ ኣዳም ኪዳን ዝኣትወሉ ዘሎ መን ኢዩ እንተ ኢልና ቃል ኢዩ እቲ ቃል ድማ ኣብ መጠረሽታ ዘመን እንታይ ኮነ ሰብ ኮነ ሓቅን ቅንዕናን ሓዲርዎ ድማ ኣባና ሓደረ ይብለና ስለዚ እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ
Yes it's true
brother YONAS I have a lot respect for both God bless you
እቲ ዝገረመኒ እቲ የማነ ዝብሃል በዚ ናትካ ኣዘራርባ ፍጹም ክምለስ ኣይክእልን እዩ
ኣምልኽ ዝደልይ ባሪያ ዝኾነሉ ኩሉ ሰብ ዝደልይ ኣገልጋሊ ኮይኑ ክኽበር ክጉይተት
እዝራን ይማነን ዝተዘራረብዎ ቪዳ እባ እታ ሊንኪ ኣብዚኣ ኣውሩዱለይ
brother YONAS if you said fathers whay not call pastor BIRHENE KAHISAY ; BUTSU-AEMLAK ; Professor TEWELDEMEDHIN and Pastor EISAK
Yonaya howay tbrek you are belsed we love you your song keep going😊
Apostle Azra hawina btami agalalxa kalatka bitami xbuk.goita yibarkkum.ankolay yoni.
ብሩኻት ቃል ስጋ ክፈጥር እዩ ዝኽእል እምበር
ቃል ስጋ ኣይኮነን
ቃል ንኹሉ ይፈጥር ኣቦታት ብሓቂ ተጋግዩም ኣለዉ ኣፍታ ጥቅሲ ጥራይ ገጋቶርጊሞማ እምበር ኩሉጹቡቕ ኣሎ ህድኢልኩም ኣብዘፍጥረት ኣምብብዎ ብሩኻት።
from what did the WORD created that flesh ? you know from the bible that a flesh can't be created without its own seed. If the seed is human, then you have an earthly flesh which we have. but if the seed is heavenly, then the flesh of that seed should be also heavenly. flesh is given according its own seed (1 Cor 15:38-)
እሞ ክንዮ ቃል ኣምላኽ ኣይንሓልፍን። ቃል ኣምላኽ ን ሰብ ዪቒይሮ እምበር ሰብ ን ቃል ኣምላኽ ኣይቅዪሮን ዩ ። ካብተንጽሑፋት ኣይተጉድል ኣይትወስኽ ዝብል ኣንብቦ ኣብ ራኢኢ 22 ኣብ ምሳሌ ውን ኣለካ።
God bless you more and more all ❤❤❤❤
We have a lot of fathers
ዘማረመ የናስ ኣብ ዝሓለፈ፡፡ናይ ሓሶት መምህር የማነ፡ብድፍረትን ትዕብትን፡ቃል ስጋ ኮነ፡ጌጋ እዩ እናበለ ሱቅ ምባልካ፡ተሰምዑና ነይሩ፡ሕጅ ግና ምምላስካ የዕርፍካና፡፡ሃዋርያ እዝራ ካብ መጀምርያ ዝነበረ፡ዝበልካዮ ኣቅስንካና እኻ ሞ ተባረኽ
❤
ዘማራይ ዮናስ ካባኻ መንፈሳዊ መልእኽቲ ይወጽእ ተባረኽ
ኣቃውማ ወንጌላውያን ኣቤተ ክርስቲያናት ክፍለጥ ኣለዎ ነዚ ጸቒትኩም ጽዓርሉ
እዝራ ማራ ኣጋኒንካዮ ይኮነ ከምዚ ትብሎዘለኻ ኣይኮነንን የማነ
ኖርማል ንሱ እዩ መምህር ማለት እዩ ንኹሉ ተርዲኡ ከርድእ ዝኽእልእዩ
እዝራስ መምህርካ እዩ የማነ
ብትግርኛ እና ተዛረብካን እና ጻሓፍካይ ፍትወት እንግልሽ ምሕዋስ እንታይ እዩ።እዚይ ከም ዋዛ ናይ ደቅይ ሹቅ ኣዘራርባ እንታይ እዩ።
እዚይ ክስርሓሉ ዘለዎም ጉዳእ እዩ።ብፍላይ እዞም ናብ ህዚቢ ዚቀርቡ።ክእረሙ ኣለዎም ስርዓት ኣብ ክሉ ፡ስርዓት ኣብ በተክርስትያን ስብከት፡ስርዓት ኣብ ህዚብይ ክትቀርብ፡እዩ ይብል።ብዛዕባ ትውልድይ ምውራስ ይዛረብ ግን እቶም ኣብ ደገ ዚተወልዱ ትግርኛ ክማሃሩ ዚጽዕሩ እንታይ ይግበሩ።፧
ቃል ስጋ ኮነ( ኣምላኽ ስጋ ኮነ)። ቃል ኣብ ስጋ ሓደረ(ክርስቶስ ኣብ ስጋ ሃደረ) ንኣይ ኣብ ስጋ ሓዲሩ ትብል ሚዛን ኣለዋ። እብራውያን 10፥ 5 -ናብ ዓለም ክመጽእ ከለኹ ይብል ስጋ ኣዳለኻሎይ እምበር መስዋእቲ ሕሩድን መስዋእቲ ብልዕን ኣይደሎኻን።
Pastery Bruku berketna eka❤
ne gega zelo gega mebal its a big thing.
❤🙏👍
Yemane bzuhu eyu zgage zelo.. agelgelti b/krstian eritera tesu aredewa nezi hedsh welodo
Profet yemane nay amlak seb iyu.kibri niamlak yikun
Goyta rediena alo ,Eritrea bi profet yemane hzibna yiredie alo temesigen
Thank you guys
Prophet hawey enabelka baelika Ken baal Yemane slemintay tiedmom?
ምስ ከበሬታ፡ pastor ኣሮን መንፈሳዊ ኣቦይ ኢልካ እሞ። መንፈሳዊ ኣቦይ ምባል ትድግፋ ኣይመሰለንን ነይሩ። እግዚአብሔር ይግረም ኣሎ። ክዘውር ዝቀነየ ትምህርቲ ትብሉ። ምሳኻ ዘየለ pastor, prophet ኣልዒልካ ምዝራብ ነውሪ። ጸዊዕኩም ዘይተዛርብዎም ምስ ከበሬታ። ናይ English ጸገም ኣሎና ዘይትብል ካብ ኣለዎ ክምሃር ኣለዎ English ትብል። ትሕትና ናይ እየሱስ ክርስቶስ ይምልኣና ክቡራት ኣሕዋት። ድሓር ከኣሲ ናትኩም ትምህርቲ ዘይትምህሩ ካብ ሰባት ዝመሃርዎ ክትግምግሙ። ምግምጋም እንተኾይኑ ንዓኹም ዝግምግሙ መንፈስ ቅዱስ ዝዛረቦም ይምጽኡ። ጽምኣት ክርስቶስ ኣሎና please ንሓድሕድኩም ተኸባበሩ ኣርኣያ ኹኑና ።
ስላም ኩብር ሓው መዝሙር ክዝመር ስለምንታይ። ኢንስትሩመንት ትጥቀሙ
ክምኡ ድማ ጽናጽልን ኮቦሮን ኢዩ ምስጋና ን ኢግዚኣብሔር ዝቅርበሉ
2 Chronicles 5 ትግ - 2ይ ዜና
13: ኰነ ኸኣ፡ እቶም ነፋሕቲ መለኸትን መዘምራንን ንእግዚኣብሄር ብሓንሳእ ኬመስግኑን ኪውድሱን ድምጾም ከም ናይ ሓደ ምስ ኣስምዑ፡ ብመለኸትን ብጸናጽልን ብኻልእ ዓይነት መሳርያ ሙዚክን ንእግዚኣብሄር ኬመስግኑ ኢሎም፡ ንሱ ሰናይ እዩ እሞ፡ ምሕረቱ ንዘለኣለም ይነብር፡ እናበሉ ድምጾም ምስ ኣልዐሉ፡ ሽዑ ነቲ ቤት፡ እወ ነቲ ቤት እግዚኣብሄር ደበና መልኦ።
ናይ ዘረባ ካድር
ሓቃ'ያ ሰበይትኻ ጽናሕ ክትብለካ
ሐደ አከሉጉዛይ ሐደ አሸር አምሐራይ እንዳምጽኡ ከምስሉ ስርሖም መሳርሒ ይገብርኹም አለዉ ለብም እዝራ ምስቶም ተቛወሞቲ ወንጌላውያን ንጠፍ ሃለዉለዉ ገዲፍካ ብህዝብኻ ኢኻ ትጣላዕ ዘለኻ
ፕረፎት ብትግርኛ እንታይ ማለት እዩ።
ንጎይታ እንዶ ሕተትዎ ብሩካት ። ታይገዲስኩም ። ዝዛረብ ጎይታ እዩ ዘለና ኣብታ ውሻጠኩም ኬንኩም ሕሽክ በለና በልዎ። ጀነርሽን ብናህና ሓልዮት እንተዝከውን ንምንታይ ስጋብ ሕጂ ሃገርና ኣምርኮ ጸኒሑ። ፡ስለዚ ነቲ ደም ዝኸፈለልና ጎይታ ስ ክትሕግዝዎ ደሊኩም ይመስለኒ ። ኣጆኩም ንጀነረሽን ዝተዋህበ ውህብቶናን ውህብተኩምን እዩ። ፈቲና ጸሊእና ጎይታ ኣብ ነብይ የማነ ከቢሩ እዩ።
please, brorhers why don't ask the holy spirit??? coz prophet yemane has already got the holy spirit he knews what does mean the verses.
ምዉታን'ዶ አብ ክንዲ ህያዋን ይሕተቱ እዮም?- ኢሳይያስ 8፥
19: ነቶም ብሕሽዂሽዂን ብሰላሕ ላሕን ዚዛረቡ ጠንቈልትን ኣስማተኛታትን ጠይቑ፡ እንተ በሉኹም፡ ንስኻትኩም ከኣ፡ ህዝቢዶ ንኣምላኹ ኣይሐትትን፡ ብዛዕባ ህያዋንሲ ንምውታትዶ ይሐትት እዩ፧ ኢልኩም ምለሱሎም።
Oh, hhhhh, my God nabey gexu eyu ezi g'day habirna kenreyo ena gebri eyu zezareb endablka be dema txewo aloka
ትግርይና እንተ ኰንካ ትዛረብ ዘለኻ ትግሪይና ተዛረብ generation ወለዶ ኢዩ ዚበሃል
He is Anointed Man of God ❤❤❤
Prophet Yemane behaqi nay Amlake Seb eyu we Love him
❤
Nehaki do da keytmskru dnzuzat
ብሽምኩም ዘይትጸዋውዑ።ፓስተረይ ኣፓስትል ትበሓሓሉ?ወንድም ዮናስ ወንድም እዝራ።ውድቀትኲም ካብዚ ይጅምር።ሰብ ካብናትኩም እንታይ ይመሓር?መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ናትኩም ይጸዋው one example please?
እዝራ ሓውና ኣቢልካ ኣቢልካስ ናብ ካቶሊክ ተመሊስካ ምሽ
I don't understand why you invite someone and you don't let speak, pastor Yonas. You can make your own video alone to explain your ideas.
እዚ ዝገጥመኩም ዘሎ ቅልውላው ካብታ መሰረታዊት ናይ ሓዋርያት ሰንሰለት ብፍቓድኩም ስለዝወጻእኩም እዩ። ንሱ ከኣ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ናይ ኩሉ መልሲ እዩ ምባልኩም እዩ። ኣቦታት ትብልዎም ዘለኹም ንመን ኢኹም? ኣቦታትኩምሲ እቶም ገዲፍኩሞም ናብ ጰንጤ ቖስጠ ዝኸድኩም ዶ ኣይኮኑን?
ብዝኾነ እንቋዕ ናብ ኣቦታት ተቋምቱሉ ግዜ መጸ። ጌና ውን ናብቲ ሱርካ ምምላስ ከድሊ እዩ።
ኣቦታት ደኣ ሃዋርያት ኩሎም ትምህርቲ ክርስቶስ ዘመሓላለፉልና። ሕጂ ውን መጽሓፍ ቅዱስ ጥራሕ ንብል። እንታይ ደኣ ተክሊየ ድብትርናን ጥንቆላን ጽውጽዋያትን ዝሓዘ ትምህርቲ እንታይ ክገብረልና።
@@AbedomBerhane-wk8qm ምስ ሓዋርያት ዘራኽብ ሰንሰለት ኣበይ እዩ ዘሎኩም እዩ ናተይ ሕቶ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣካታዒ ነገራት ምስ ተረኽበ ንመን ትውከሱ? ሓባራዊ ርድኢት ናይቲ እተንብብዎ መጽሓፍ ቅዱስ ከ ብኸመይ ተምጽኡ? ወላስ ከከም ዝመሰለኩም ተርጒምኩም ትፈናጨሉ? ናይ ድብትርናን ጥንቁልናን ኣበይናይ ናይ ቤተክርስትያን ስርዓት ኣሎ ኢልካ ትኣምን? እምበር ሰብ ደኣ ድላዩ ክሓጥእ ይኽእል እንድዩ?
Emmm Yoiny bruk ke Zemarzy, paster meareg aloka mo meas eka Apostl, mejer etbhal wun semie aleku
Sm yterfekum eta goyta yesus fetyu zhabekum sega bfre dma tgles eklty ya, twuldy ke entay gedfkmulu ekum khalfu ?????????
እዞም እግልሽ ዚስዕረኩም ትግርኛ ክትዛረቡ ከለኩም ዚስዕረኩም ዘለኩም ትግርኛ ኣገልግሎት እንተ ትገድፍዎ እሞ እዞም ጭዋታት ትግርኛ ተዛረብቲ ዚመልኩ ትግርኛ ከገልግሉ ሰባት ኣለውና።እዞም እንግልሽ ትዛረቡ ወሸለ ክእልኩም ዓለም ለካዊ ኣገልግሎት ከተገልግሉ ብእንግልሽ ውጹ።ትግርኛ ሕውስውስ ኣይተብልዎ ሓሳብ ጥልያን ሓንሳእ ዓረብ እንግልሽ ደቅ ሹቅ ኣብ ሓደ ሓዙ ወይ እንግልሽ ወይ ትግርኛ ።
ምስ እንግሊዛውያን ከኣ "ትግርኛ"እዩ ዝስዕሮም 😂😂ፋሽን እዩ እዩ እንግሊዝያ ዘር ምባል
Gyta ybreka yonaya howay tbrek
ዮናስ እንታይ ማለትካ ኢዩ እታ ምድሪ ጋሻ ትምርቲ ከይኣትዎ ማለት----? ኣብ ርእሲ ነፍሲ ወከፍዶ ይዝርጋሕ የለን! እዘን ነፍሳትዶ ኣይዓብያን ካብታ ምድሪ ------?።
ኲሉ ነገራትኲም senseless ዩ።ማለት ስለምንታይ ዩ title ነብይ ሓዋሪያ ፓስተር....ግዜኲም ተባክኑ።እቶም ወንጌል ንብ ኲሉ ዓለም ንከብጽሑ ዋጋ ዝክፈሉ ኣቦታት ነንሕድሕዶም ከምዚ ዓይነት ሸንኵለል ኣይበሉን።ንነብሶም ባሪያ የሱስ ክርስቶስ ,ኣገልጋሊ ወንጌል ,ካብ ኲሉ ድማ ውሉድ ኣምላክ ካብዚ ዝዐበየ ሕያብ የለን።ወንድማማች የበለጠ መጠሪያ።please try to be humble and go back your home close your door and knee down and repent.
እብራውያን 10፡ 5 ስለዚ ናብ ዓለም ኪኣቱ ኸሎ፡ ይብል፡ ስጋ ኣዳሎኻለይ እምበር፡ መስዋእቲ ሕሩድን መስዋእቲ ብልዕን ኣይደሌኻን፡ ይብል ። ነቢ የማነ ዝመሃሮ ቆራሪጽኩም ኣይተምጽእዎ please.ዝሰማዕናዮን እትብሉናን ዘለኹም በበይኑ እዩ። ዘይተረድኣከም እንተኾይኑ ሕተቱ። እየሱስ ክርስቶስ መንፈስ እዩ ናብ ስጋ ኣትዩ። ሓጢኣት ዘይብሉ ገንሸል ፋሲካና ኸኣ እዩ።
ስጋ ድአሉ ኮይኑ እምበር ናብ ስጋ አይአተወን።
እታ ጥቅሲ ጽቡቕ ገይርካ ርአያ።
እቲ ዝተዳለወ ስጋ ንሱ ስጋ ክርስቶስ እዩ።
ጎይታ የሱስ መንፈስ ኣይኮነን ኮይኑ መጺኡ ሰብ ኮይኑ እዩ መጺኡ ፡ሕጂ ጎይታ የሱስ መንፈስ እዩ ።ቅድሚ ናብ ዓለም ምግላጹ መንፈስ ኔሩ ትክክል ፡ናብዚ ዓለም ክመጽእ ኮሎ ግን ሰብ ኮይኑ መጺኡ ፡፡
Philippians 2 ትግ - ፊልጲ
6: ንሱ ብመልክዕ ኣምላኽ ክነሱ፡ ነቲ ማዕረ ኣምላኽ ምዃኑ ኸም ምምንዛዕ ኣይረኣዮን።
7: መልክዕ ባርያ ወሲዱ ርእሱ ኣሕሰረ፡ ሰብውን መሰለ፡ ብንብረቱ ኸም ሰብ ኰይኑ ተረኸበ።
John 1 ትግ - ዮሃንስ
1: ቃል ብመጀመርታ ነበረ፡ እቲ ቓል ድማ ኣብ ኣምላኽ ነበረ። እቲ ቓልውን ኣምላኽ ነበረ።
መጽሓፍ ቅዱስ ኣየንቡቡን እዮም followers ናይ ነቢ የማነ ኽትብል ። ኬድካ ሕተቶም ሽዑ እንታይ ከምዝምሉሱልካ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ክትሰምዕ ። ኣነ በዛ ነብሰይ ከምዘንብቡ መጽሓፍ ቅዱስ እየ ዝፈልጥ። ይምህሩ ኸማን ምሽ ምንባብ ጥራይ። ንሕና ካብ ዝተፈላለየ ናይ ክርስትና ሃይማኖት መጺእና መጽሓፍ ቅዱስ ክንምሃር ዝመጻእና ዝሰማዕናዮን ዝርኣናዮን ንምስክር ንነግርን ኣሎና። ንስኻትኩም ገዳይም ተኸተልቲ ጴንጤኮስት ማሕበር ኢና ትብሉ ንምንታይ ንሓድሕድኩም ከምዚ ዘረባ ኣብ media ወጺእኩም ብዛዕባ ነቢ የማነ ትዛረቡ ኣለኹም ገሪሙና ኣሎ። ኩሉ ትምህርቱ ብዛዕባ እግዚአብሔር ፡እየሱስ ክርስቶስ ፡ መንፈስ ቅዱስ ከምዝኾነ ንሰምዖ ኣሎና። ደም እየሱስ ክርስቶስ ክንዲ እቲ ነቢ የማነ ዝጽውዖ ንጽውዖ ዶ ንኸውን ኣሎና ኢልና ነብስናን ንነብሲ እንዳ ኣማትናን ንሕተት/ ሕተቱ እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልና። ደፊረ ስለዝጸሓፍኩ ይቅሬታ። ብፍቅሪ ክርስትያናት ንሕጎስ ብጽልኢ ሓድሕዶም ንጉሂ ኣሎና። ንሓድሕድና እንተተባኢስና ደኣ ንእየሱስ ክርስቶስ ዘይፈልጡ ከመይ ኢልና ናብ እየሱስ ከነምጽኦም። ብፍቅርኹም ሰባት ናብ ክርስቶስ ኣምጽኡ ክቡራት ኣሕዋት። እግዚአብሔር ንኤርትራ ባሪኽዋ እዩ። ስጋብ መጨረሽታ ተኸታቲለኩም ዝተረድኣኒ ኸኣ ጽሒፈልኩም። እግዚአብሔር ንኹልና ይባርኽ። ነቢ የማነ ንመምሃራኑ ዘኽብር ንወንጌል ዝመሃርዎ ዝዝክር፡ ኣቦታትና ይብል እዚ መጽሓፍ ቅዱስ ክትርጉሙ ክንደይ ከምዝጸዓሩን ከምዘመስግኖምን ንኣብ Canada sponsor ኮይኖም ዘእተዉዎ ኸይተረፈ ዘኽብርን ዘምስግንን ከም ዝኾነ ብእዝንና ሰሚዕና ኣሎና። please እታ ደፋር ኢኻ ዝበልካያ ቃል ጌጋ እያ ዘማሪ ዮናስ እንታይ ዓይነት ጽልኢ ኣለኩም ክርድኣኒ ኣይክእልን ካብ ኣዘራርባኹም ተበጊሰ እየ ። I wish and pray ነቢ የማነ ጸጋ ኸብዝሓሉ ጎይታ እየሱስ። ኣብ ክንድኡ እግዚአብሔር ይመልሰልኩም። ንዒቁ ኣይፈልጥን ንወንጌላውያን ኣቦታትና ። ዘማሪ ዮናስ accuse እንዳገበርካስ ብጌጋ ኣይትረድእዋ ኽትብል። ዝኣኽለን ጥሒነንሲ በዓለ ማርያም እዩ ይብላ ይብሃል ኣብ ሃገርና ኤርትራ፤ እንድዒ ኣብ ጎሮቤታችን እዛ ምስላ ኣላ ድያ የላን ኣይፈለጥኩን።
😂😂😂 ፖሎቲካ ትሰምዒ ኢኺ ኣብ ጎድኒ ሃገረይ እዩ ኢኺ ካኣ ትብሊ?
ኒኩሩሲቶ፡አሚካ፡ናገር፡አይቲላ፡ኒሲኻቲም፡ወጺኪ።ሀገር፡አይተዲል ኪሚን፡ጰንጠ፡ሰላማዊ፡ሰሊፍ፡ገሪኩም፡ቲፈሊጢ፡ሚሲቢርገድ ፡ተሰሊፕኩም፡ቲፈሊጡ፡በጃካ፡ዚታአሲረት፡ኒኺደይ፡ዑዐመት፡ሄለን፡ቢሪሀነ፡፡ሐደጴኒጡ፡ሲሉኡሲሪ፡አሙኒቲ፡ዐበይቲ፡ይኩኝ፡ናኡሺ፡አዋጻ፡ሲሂዚቢ፡ዲሚጻ፡ሂባኪም፡ቲፈላጢ፡፡አመንቲ፡እና፡ኩሩሲቶስ፡፡ሂውት፡ዘሊአሉም።ሂቢና፡ናሀገርና፡ሐቢርና፡ናጺኑት፡ከነዉጻአ፡አይጊባአናን፡፡፡ደገፍቲ፡ነቶም፡ረሲአን፡ቢጻአን፡ኒቢልም፡አለና፡፡ከሚቲአሚኪያስ፡፡ዚቦሎ፡፡ኡይቲናአዲን፡
እንታይ እዩ እዚ ቋንቋ እብራይስጥ ክክክክክክ😅
😂😂😂
❤