ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

እንታይ ከ ይበሃል ሎ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 เม.ย. 2023
  • ጉዕዞ ሰላም ኢትዮ-ትግራይ፡ ምስ ምምጻእ ሓድሽ ፕረዚደንት ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ከመይ ክቕጽል ኢዩ? ዝብል ሕቶ ኣብ ቅድሜና ጸኒሑ። ብድሕሪ ብዙሕ ውረድ-ደይብ፡ ሎሚ እቶም ቀንዲ መሰረታውያን ዝበሃሉ ጉዳያት እናተፈትሑ ይኸዱ ከም ዘለዉ ንርኢ ኣለና። ዛጊት ክልተ ጉዳያት ተሪፈን ኣለዋ፡ 1. ጉዳይ ሰራዊት ኢሳይያስ 2. ጉዳይ ፋኖን ምልሻ ኣምሓራን። ብሓፈሻ፡ ፍንጭራዕ ኣምሓራን ምዕግርጋር ኢሳይያስን ኣብ ግምት ኣእቲኻ ክረአ እንከሎ፡ ኣብ ቅድሚ ሓድሽ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ዘለዉ ብድሆታት ብዙሓት ኢዮም። ጉዕዞ ሰላም ምእንቲ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ግብሪ ክንርኢ ንጽበ ኣለና።
    Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
    Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.c...
    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org...
    alenamedia.org...
    #TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
    ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | debretsion | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | TPLF | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

ความคิดเห็น • 71

  • @danielgidey4258
    @danielgidey4258 ปีที่แล้ว +12

    ዝቐለለ መንገዲ ናብ መንግስተ ሰማይ ትኣትወሉ ሕጂ:ብየሱስ ክርስቶስ ጥራይ ምእማን ዩ::
    ሰብ ብጸጋ ዲሒኑ:ብጸጋ ከኣ የገልግል:ፍረ ጽድቂ ከኣ የርኢ:: John 1 (ትግ) - ዮሃንስ
    12: ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።
    Galatians 2 (ትግ) - ገላትያ
    16: ሰብ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ እምበር፡ ብግብሪ ሕጊ ኸም ዘይጸድቕ ካብ ፈለጥና ግና፡ ኵሉ ስጋ ብግብሪ ሕጊ ዘይጸድቕ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ ብእምነት ብክርስቶስ ምእንቲ ኽንጸድቕ ብክርስቶስ የሱስ ኣመንና:21 ጽድቂ ብሕጊ እንተ ዚኸውን፡ እምብኣርከ ክርስቶስ ንኸንቱ እዩ ዝሞተ፡ ኣነስ ጸጋ ኣምላኽ ኣይንዕቕን እየ::
    From Jesus christ👇
    Don't go left or right👉
    Say always Jesus christ is Lord,

  • @crownofglory777
    @crownofglory777 ปีที่แล้ว +6

    እንታይከ ይባሃል ኣሎ? ፊልጶስ ተጓሒፉ ይባሃል ኣሎ : የቐንየልና ረዲእ መሓሪ :

    • @eritreanalgebra7704
      @eritreanalgebra7704 ปีที่แล้ว

      Atum sebat hasot zeytigwdfwo plipos wedi kasan bebeinu yu sirhom 🤣🤣🤣🤣

    • @crownofglory777
      @crownofglory777 ปีที่แล้ว

      ​@@eritreanalgebra7704- ብዛዕባ ስራሖም መን ሓቲቱካ ? መን እንታይ ይሰርሕ ካባኻ ሓበሬታ ኣይንጽበን : ብሩኽ ወይ ብርኽቲ:: እዞም ሕጂ ገሊኦም ኣብ ዒራዒሮ ገሊኦም ኣብ መቓብር ሰፊሮም ዘለዉ : ኢሳያስ ዶ ኣይኮነን'ዩ ካብቲ ሓደ ሚነስተሪ ናብቲ ካልእ ከም ድሌቱ ዝገላብጦም ዝነበረ:: እዚ ሕጂ ዝባሃል ዘሎ ግን ካብ መጀመርታ : ኣቕራቢ እዚ መደብ ሓውና ረዲእ : ቤላቤለው ወይ ሓቂ ክኸውን ከም ዝኽእል ኣቐዲሙ ገሊጽዎ ኣሎ:: እቲ ሓሶትን ጥልመትን ምድንጋርን ግን ኣብ ህግደፍን ኣብ ህግደፋውያንን ይበዝሕ::

    • @eritreanalgebra7704
      @eritreanalgebra7704 ปีที่แล้ว

      @@crownofglory777 kla gdefuna meriet bi MENFIT ya hiji hasewti fegerat medenagerti

  • @Bereket-Helina2003
    @Bereket-Helina2003 ปีที่แล้ว +3

    ኣያና ረዲእ ✨⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️✨👍

  • @hagosminia6431
    @hagosminia6431 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤

  • @gilbertm2332
    @gilbertm2332 ปีที่แล้ว +8

    Hyena eating Hyena ,tomorrow is Abraha Kassa...

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly ปีที่แล้ว

      That criminal is already dying from AIDS

  • @vodahallo9499
    @vodahallo9499 ปีที่แล้ว +2

    ✌✌✌✌✌✌✌✌🇪🇷

  • @afrikaafrika8362
    @afrikaafrika8362 ปีที่แล้ว +2

    👍👍👍👏👏👏🌹🌹🌹

  • @danielgebre1644
    @danielgebre1644 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ረዲእ መሓሪ ካብ ፋጲ ትግራይ

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 ปีที่แล้ว +3

    Welcome ❤🎉

  • @kubromzewde9008
    @kubromzewde9008 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ሓበረታ ኢዩ ሓደ ገበል ለሚሱሎ

  • @afewerkiwoldeslassie1727
    @afewerkiwoldeslassie1727 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Alena tv

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 ปีที่แล้ว +2

    SELAME SELAME KEBUR HAWENA

  • @debrebizen7738
    @debrebizen7738 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ክቡር አያ ስለ እቲ ዘይሕል ቃልስካ።

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏🌹🌹🌹💐💐💐❤️❤️👍👍

  • @eyasuwedikeshi8226
    @eyasuwedikeshi8226 ปีที่แล้ว +3

    ኢድ ሸናሒት ጸናሒት እያ አበይ እም እንተዝምንጥሎ ጽቡቅ እዩ ብተራ ኩሎም ክበጽሖም እዩ ዝግባእ ንበል ጥራይ ሓቂ ይኹን አይኹን ብዘየገስ ኢሰያስ ንኹሎም ክበጽሖም እዩ

  • @peacelover5890
    @peacelover5890 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👌👍👍

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 ปีที่แล้ว +5

    እዞም ኩፉኣት
    ህዝቢ ለኪሞሞ እምበር
    ንሳቶምስ ግደፍዎም ደኣ
    ከምቶም ቀዳሞት ብጾቶም
    በብሓደ ይብልዓዮም
    እቶም ሓድሽ ስልጣን ዝወስዲ ዘለው
    ክብሉዑ እዮም ተቐሪቦም ዘለው☝️
    ይፍጠረሎም!!!

  • @usersmart.
    @usersmart. ปีที่แล้ว +3

    ሰብ ጸውዕ እንተበልካስ ኣመንቲ ንሓደ። ዝሾሞም ዘውርዶም ባዕሉ እቲ ሓደ።
    ፋይዳ ኣልቦ ንኤርትራ እንትርፎ ንሓደ።
    እንታይ ከየፍርዩ በጀካ ዋላ ሓደ ።
    ወጮ እንተ ገልበጥካዮስ ኩሉ ሓደ።
    ደይቦም ወሪዶም ኩሎም ንሓደ።
    ኣላ ግን ዘይትምሕር ጽንተት ሓደ ብሓደ።

  • @dawitmebrahatu9950
    @dawitmebrahatu9950 ปีที่แล้ว +1

    እዛ ምጭውቲ ዓድና ሰብ ሲኢና። ብሓደ ሰብ ትሽክርከር አላ። ለሚስና ማዓስዩ አብ ሃገርና ሕጊ ክነግስ።

  • @etcetera3282
    @etcetera3282 ปีที่แล้ว

    Redae Mehari'n zey'blon Tie'l zey'tbel'on yelen.

  • @sinit2016
    @sinit2016 ปีที่แล้ว +4

    ክንደይናይ ዘይከውን ነገር ኢዩ ፡ ፊሊጶስ ገበነኛ ብመንነቱ ይኹን ብዓላማ ምስ ኢሳይያስ ሓደ ስለ ዝኾኑ እዚ ትብሎ ሓቅነት ክህልዎ ዘለዎ ተኽእሎ ታሕቲ ኢዩ ፡ 03 ዘውረይዎ ኢዩ ጥንቃቕ ግበር ዘዝመጽ ሓበሬታ ከይጋግዩኻ ። ብወገነይ ክውንነት ከም ዘይይብሉ ርግጸኛ ኢየ ጻባሕ ርእ ።

    • @sinit2016
      @sinit2016 ปีที่แล้ว

      @@hermonmlash8823 ፊሊጶስ ቦጅባጅ ሰራቒገበነኛ ብደም ዝጨቀወ ኣርሓ ኣንስቲ ብኤይድስ ዝሳቐ ዘሎ ዝመርሖ ኲናት ተዓዊቱ ኣይፈልጥን ኢዩ ፡ ንኣብነት 99-2000 ዝነበረ ንሱ ዝመርሖ ግንባር ብምልኡ ፈሪሱ ክሳብ ባረንቱ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣትዮም ፡ ሕጂ ድማ ከምቲ ኢሳይያስ ዝበሎ ተኾሊፍና ዝበሎ ኣይተዓወተን ኣብቲ ኲናት ፡ ንብላሽ ግን ኤርትራውያን ኣሻሓት ኣጥፊኡ ፡ ወያነ ትርእያ ኣለኻ ኣብ ስልጣን ኣላ ኣይጠፈአትን ባዕሉ ኢሳይያስ ውን ኢልካ ኢዩ ኣበይ'ሞ ይርድኣኩም ባረይኡ ።

    • @sinit2016
      @sinit2016 ปีที่แล้ว

      @@hermonmlash8823 ኣልግስ ባርያ ተምቤናይ ኢሳይያስ እንዳገዝኣካ ሲ ንሰብ ትግራዋይ ትብል ኣይትሓፍርን ን ንፊሊጶስ ከማኻ ብስእሊ ኣይኮንኩን ዝፈልጦ ብወተሃደራዊ እቲ ዝሓመቐ ሰብ ኢዩ ፡ ስረቕ ዘሙ መሳኪን ቅተል ጥራይ በሎ ፡ ዶ ቤተሰበይ ኢዩ ኢልካ ኢኻ ታሪኹን ስርሑን ልዕሌኻ ምስኡ ዝነበሩ ኢዮም ዝፈልጥዎ

  • @meb.g.1558
    @meb.g.1558 ปีที่แล้ว

    ንዕርቂ ለመኑ ተስፋ ምስ ቀበጹ
    ኩሉ ክንድርጉሖ ብኡንኮ መዓልቲ
    አይተ መሽረፈት ንሐፋሽ መጽነቲ
    ምስ መኸርቱ ጓህሪ መሳወርቲ
    አባአስቲ ነኃዋት ሐዊ መላምንቲ ።
    ሐመድ ዓደቦኡ ምስ ለሐሰ
    አብ አኽራን ዓረደ ምድሪ እንከይመሰ
    ተባህለ'ውን ከም ሐርጭ አብ ንፋስ ነፈሰ
    አስግኦም ወረርቱ ሽዑ ዝበአሰ ።
    ንቤቱ ንርስቱ ዘንጊ ዝተኸለ
    ሐውቱ ከይትድፈር ዝተኸላኸለ
    አሕሊፈ አይህብን አቐዲሙ በለ ።
    አንታ ጅግና ሕዝቢ ሐደራኻ
    እንተናቘቱኻ ምስ ሐውኻ
    ከይመስለካ ኩሉ ጸላኢኻ
    ነዊሕ ሱር አለዎ'ቱ ዘርእኻ
    ሱር ዳዕሮ'ኮ ኢዩ ወለዶኻ ።
    ብብዙሕ ወገናት ዘራይ እንተመጹ
    ብሰማይ'ውን መጹ መሬት ከይረጉጹ
    ተጨፍለቑ ደአ ከም ሽሾ አናጹ
    ንዕርቂ ለመኑ ተስፋ ምስ ቀበጹ ።

  • @Z-oneandonly
    @Z-oneandonly ปีที่แล้ว +3

    ዘይተፈስወ ኮ አይጨንን'ዩ :: መን ዶ ስብሓት ኤፌሬም ከምዘልምስዎ ዝሓስቦ ሰብ ኔሩ'ዩ :: ሕጂ እንተኾይኑ ይኹን እንተዘይኮይኑ ከኣ ዘይተርፎ እንድዩ :: ኢሰያስ ተጠቂሙ ከምዝድርብዮም ግን ፍሉጥ ኮ ኢዩ

    • @simret639
      @simret639 ปีที่แล้ว

      ህግድፍ ምጥፎም ኣይተርፍን ኢዩ. ኤርትራ ብኤርትራውያን ደቀባት ክትመሐደር እያ. ኣብዘይውራይም ጠብለቅሎቅ ዝብሉን ብገንዝብ ዝተዓስቡን ወይለኦም.

  • @eritreanalgebra7704
    @eritreanalgebra7704 ปีที่แล้ว

    Halo adi halo 🤣🤣🤣🤣aleki diki kkķkk

  • @antwibamfo6045
    @antwibamfo6045 ปีที่แล้ว

    thanks for the good info

  • @estifanosmassias686
    @estifanosmassias686 ปีที่แล้ว +2

    Eta zferahnaya 🤷‍♀️👿 the devil is doing his mao lesson plan ⁉️

  • @rigatgirmay8848
    @rigatgirmay8848 ปีที่แล้ว

    ትደልዮኦሞ ይዝንግዓክን😂😂😂😂

  • @andomangosom9843
    @andomangosom9843 ปีที่แล้ว +1

    መጀር ጀነራል ብብርጋዴር ጀነራል ይምራሕ😂
    ደስ❤ዘብል ኣዛራረባ ኣያና ረድኢ ማሓሪ

    • @hailewolde1816
      @hailewolde1816 ปีที่แล้ว

      እቲ መ/ጀነራል ንመማቅርቲ እንደኣሉ ተማሊኦምዎ 😂😂😅😅

  • @teweldeberhantzeggai7854
    @teweldeberhantzeggai7854 ปีที่แล้ว +4

    Interesting indeed!!! Thank you, Red'i!

  • @ephremressom450
    @ephremressom450 ปีที่แล้ว

    አንታ አያ እንታይ እሞ ክበሃል ፀቢባትና አላ!!?
    እንሆ ምደሪ ምድሪ ክንርኢ ኸሪምና ሐጊናሉ
    ከም አርሐ አንበሳ ዘመድ ቤተሰብ ጎረቤ አልቦ
    ኾይናትና ብገዛእ ወርቂ ዝኾነት ሀገር ነይራትና
    ነይራትና ሕጂውን ነይራትና ይብል አሎ ትርአስና
    አይደቀስ ድቃስና አንታይ እሞ ክባሃሎ አንታ አያ
    ናይሕጂ ገደደ ሰማይ ሰማይ ናይ ምድሪ ዘይከአልካ
    ተመፀት ሮኬት ተመፀት ድረን ይመሰለኩም ከራባታ
    ተገይሩ ሸናዕ ዘይብልና ድቃስ መስ ለይቲ ምሉኳስ
    እኳ ባዕልና ኢና ሎኪስናያ ምስመዛርብትና ከይንዛተ
    ሎሚ ፈሊጦምና ምሳኹም ዝተማኸርናሎ ጌጋ መዓልቲ ንሕና እውን ተሰኪፊና ሞይትና ብጠጠውና
    እዚ ይረአየኒ አብ ካርሸት ህግደፍ እንታይ
    ይበሀል አሎ እዚ ይበሃል አሎ ካብ ሐውኩም ኤፋሬም
    ተበዚሑ ተጎዲሎ አሩሙኒ

  • @ghebremedhinzerai8053
    @ghebremedhinzerai8053 ปีที่แล้ว

    ሐው ረድኢ ሃገራዊ ድሕነት ዘይኮነ ሃገራዊ ጥፍአት ኢዮም ሃገራዊ ድሕነት ኢልካ አይትጸውዓዮም በጃኻ ጥፍአት እምበር ድሕነት የለን

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh1601 ปีที่แล้ว

    You became " warlock".

  • @danielaraya9609
    @danielaraya9609 ปีที่แล้ว +1

    Gdefom yetfayom hizbi telimom nsom kea tetelimom kkkk

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 ปีที่แล้ว +1

    ISU AB WEREDATAT SERAYE KEYDU BUZUHAT BARAYU ZETEREFU KEREKEB YEKHEAL EYU.

  • @eritreanalgebra7704
    @eritreanalgebra7704 ปีที่แล้ว

    Aleka dika ata feger 🤣🤣🤣🤣

  • @berhanefesshaye1493
    @berhanefesshaye1493 ปีที่แล้ว

    መርሃብ ረዲእ ሃዉና ጂግና።

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 ปีที่แล้ว

    Nabey gexu abilwo kon ykewun ?

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 ปีที่แล้ว

    ኣንታ። ክሳብ ኣለኻ ዲኻ ! ንሕናስ ሕማም ወቕዒ ርእሲ ቦግ ኣቢሉካ ዝተፋኖኻ መሲሉና ኔሩ። ንታሪኽ ዛግር ብሓፈሻ ከኣ ናይ ካርነሽም ተበሹ ኣለኻ።

  • @LeliKulufetari
    @LeliKulufetari ปีที่แล้ว

    ብዝኾነ ኣኮሎጉዛይ ብዝተወስደ መጽናዕቲ ኣዝዮም ሓያላት ሰለይቲ ኢዮም
    ዘጉህየካ ግን ብእሳያስ ምምራሖም ዩ::

  • @betrihaki3884
    @betrihaki3884 ปีที่แล้ว

    yigdef =mendef and the few BELIATI SEB YIGDEF MERIHATI
    have to go

  • @godisthefristways6465
    @godisthefristways6465 ปีที่แล้ว

    Kkkkk iway hawbey kendey zetegebre gn yelen

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 ปีที่แล้ว

    ሀጠው ቀጠው እዩ ናይዞም ጉዳማት

  • @danielteame4033
    @danielteame4033 ปีที่แล้ว

    Ezi sebay kendey haleflef kebel eu Ab teheti Isaias kulu b geber i tegber eu zekeyed filipos mes Isaias teshahebu gele elka seb I tedenager filipos kea hamimu Ab dubay eu zelo

  • @debraiandehanes9356
    @debraiandehanes9356 ปีที่แล้ว

    ኣለና ከምወትሩ ኣዚዩ ኣገዳሲን ግዝያውን ሐቤሪታ ኢኻ ተካፍለና ዘለኻ:: ብብዙሕ መኣዝናት ክንሐስብ ኣበራቢርካና:: መንእሰይ ኤርትራ ተጸንቂቑእዩ:: እቲ ውሑድ ኣብ ዐዲ ዘሎ እንተኾነ’ውን ናብ ህድማ እዩ ቐልቡ:: እዚ ምስ ምዕላም ኣምሐራ ኣብ ኤርትራን ምድስካል ወደባት ጀነራል ቪሊፖስ ኣግድን; ኣይግድን: ምጻእተ ደቀባት ኢርትራ ዝተቓረበ ይመስል::

  • @mensurnuru6612
    @mensurnuru6612 ปีที่แล้ว

    ኢሰያስ ንአምሐሩ አብ ጥራሕ ጎልጎል ራሕሪሑ ጠሊዎም ዝብሃል ከ ክንደያናይ ሓቅነት አለዎ?

  • @ttek9180
    @ttek9180 ปีที่แล้ว

    ብዘይካ ሃናፍጽን ደቓሉን ምሻምን አብ ልዕሊ ኤርትራውያን ምጉይታትን እንተዘይኮይኑ ኢሳያስ ድአ እንታይከ ዋኒን አለዎ። በሎ ደርጉሐዮ ወዲ መሐሪ!!

  • @modernanimalfarm2022
    @modernanimalfarm2022 ปีที่แล้ว

    እሰያስ እህብ እሰያስ እከልእ። ንህዝባዊ ግንባርን ንህግደፍን ከም ፖለቲካዊ ትካል ዘይኮነ ከም ሓደ ካምፓኒ ገይርካ እንተ ሪእካዮ ዋኑኡ ኢሰያስ ኢዩ። ብፍሉይ ካብቲ ናይ ካምፓንታት ምሕደራ እሰያስ ንኣብቲሕቲኡ ዘለዉ ክሳብ ምቅታሎምን ምስዋሮምን ዕደል ስለዘለዎ ኢዩ። ስለዚ እሰያስ እንተ ኣውሮዶም እንተ ሰዎሮም ክገርመና የብሉን። ከውርዶምን ከደይቦምን ጥራይ ዘይኮነስ ክሳብ ብሂዎቶም ክስውሮም ከሎ ብዘይ ዕሚም ጥልዕ ጉንቡሕ እንዳ በሉ ተተርኦም ክጽበዩ ጥራይ ኢና ሪኢናዮም። ስለዚ ብዙሕ ኣይትገደስሎም፡ ከገድሰና ዝግብኦ ናብ እግሩ ዝመርሖ ዝጠፍእ ዘሎ መንእሰይና ብሰንኪ እዞም ተወፋሮ ኢሰያስ ኢዩ ከሕመና ዘሎዎ።

  • @jjjkkk2651
    @jjjkkk2651 ปีที่แล้ว

    Bambula daa emo bmntai melekee eyu ktahalalek jalbuu tihila entekoina hanti kgebro zkeelo yelen Adey kbexni tray mbal eyu ember nkulu enquaa arkebkulu dea emo wiilka hadirka zeiterf Wala ezi zbehal zelo belabelo entekone kkkkkkk

  • @mussieghidey8701
    @mussieghidey8701 ปีที่แล้ว

    Entay gedeseka serihika wey turotaka zeytbela abzi admieka si nab sgdan xolot mkedka enberey ab halewulewu

  • @iskiashabte9581
    @iskiashabte9581 ปีที่แล้ว

    Ha Ha Ha
    ነዞም ለኽባጣት ጸላእቲ ህዝቦም ዝኾኑ ኤርትራውያን እቲ ገበነኛ ጸላኢ ኢሳያስ አፈወርቂ ብከምዚ ዕንክሊል ክጻወተሎም ከሎ ዘሕዝን እዩ.
    ወዲ ካሳ እቲ አምሐራይ ድማ ደም ንጹሃት ኤርትራዎያን ሰትዩ ዝጸገበ እቲ ዑሉል ተደላዪ ገበነኛ እዩ.
    ስለዚ ገበነኛ ኢሳያስ አፈወርቂ ማዕረ ክንደይ ንዕቀት አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዘለዎ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጥ አለዎ.
    ተላዓል ተንስእ አንታ ተዓዚምካ ዘለኻ ኤርትራዊ ወገን.
    ወዲ ኾማሪት መድህን በራድ በዓል ሐሐይለ እቲ መጽጓዕ ሐሳዊ ይሁዳ መብረስን መዕነውን ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ተታሒጰዙ ኣንዳ ተንቀጥቀጠ አብ ማርቻፔዲ ከም ከልቢ ሞይቱ ክትድርብዮ ምእንቲ ዋርሳይ ጅግና ሐላፍነትካ ምዃኑ አይትዘንግዕ ሎሚ እዩ እዋኑ.
    ነቲ ደም ንጹሃት ኤርትራውያን ሰተዩ ዝጸገበን ስግኦም መንጭቱ ዝበልዔን ንመቃብር ሐርበኛታት ሰማእታት ብንዕቀት ተወጢሩ ዝረገጾን ዘንጠቅጠቀን ከይተናሕስየሉ ሐደራ

  • @abrahagere2745
    @abrahagere2745 ปีที่แล้ว

    ቁሩብ ዘይጸንሓልካ መን ከማይ ክትባሃል ትጎዪ ይደስክል ይውረድ ፍልጶስ ኢንታዩ መኽሰቡ ካብ ኢንተ ኢልካ ዜና ተቅርብ ህድእ ዘይትብል ረዲኢ ማሓሪ

  • @kabod-bd6zv
    @kabod-bd6zv ปีที่แล้ว

    ከምዛ ኢሳያስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ሞይቱ ትመሳሰል መስለኒ

  • @davidcooper177
    @davidcooper177 ปีที่แล้ว

    ONE MILLION DOLLAR FOR ISSAIS AFWERKI 🗣️🗣️🗣️ HEAD! NO HIS HEAD IS WORTHLESS A PENNY FOR HIS HEAD!!!!!

  • @SebNkun
    @SebNkun ปีที่แล้ว +1

    ከምዚ ናይ ኢሳያስ መይቱ ኢሎም ዘጋገዩኻ *ሓደ መዓልቲ ከምኡ ከይከውን ረድኢ መሓሪ፡ ኣብ ጭቡጥ ጥራይ ደኣ ወስ በለና*