ዕርቀሰላም ኣብ መንጎ ግምትን ህወሓትን?
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
- GoFundMe Link: gofund.me/c3a2... [መንዩ ነዚ ዕርቂዚ ዘሰላስሎ ዘሎ?]
TIRA-TPLF Mediation: Prospects and Challenges?
02/10/2025 © 2025 Tigrai Press
Please join this channel to get access to perks: / @tigrai_press
Please support TP via Zelle: 1 945-444-0102
Please consider supporting Tigrai Press through Super Chat & Super Stickers! / @tigrai_press
Email: TigraiPress@gmail.com
Twitter Page: / tigrai_press
Facebook page: / presstigrai
Facebook Profile: / bisrat11
#Ethiopianews #Eritreanews #SeifuOnEBS #Tigraitv #BBC #VOA #EAL #JawarMohammed #KushMedia #OMN #CNN #Somalinews #Somaliland #AsmaraEritrea #IsiasAfewerki #TheHeritageFoundation #GetachewReda #DebretsiyonGebremichael #Biden #GeneralWorede #GeneralTsadkan #AwrambaTimes #DawitKebede #DrShinn #LidetuAyalew #StalinZaraMedia #EthiopianAthleticsFederation #EphraimIsaac #RedSea #Asmara #Mekelle #DiasporaAgainstChildHunger #Canada #InternationalCommissionofHumanRightsExperts #TigrayanChurch #EOTC #OromiaChurch #TPLF #TigrayGovernment #IntremAdminstrationofTigray #TDF #DawitWeldegiorgis #OLF #ENDF #TDF #SudanWar #StateDept #WaElaTigray #TigrayGlobalProtest #AmharaProtest #FestivalTigray2023 #Ashenda2023 #Amhara #EthiopianParliament #Weyane #ZeresenayAlemseged #EmperorHaileselassie #MengistuHaileMariam #MelesZenawi #HaileMariamDesalegn #TigraiPress #UAE #SaudiArabia #KingCharles
Many thanks
ብስራት በርትዕ ቀፅለሉ
ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ።
❤💛Thank you, we’re proud of you❤️💛
Do not worry, Bisrat. You’re doing great work-take care of yourself. Thank you for your service and for fighting for the Tigray people.
❤❤❤❤❤❤ጅግና ብርሂን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉኹም ንትግራይ ትለፍዑ ፈጣሪ ይሓግዝኹም ኣሜን🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
ተጋ /አረጋይ እዩ ተጋ/ብርሃነ አይኮነን
ተጋ/ ኣረጋይ ነቲ ኩነታት ፅቡቕ ይትንትኖ ኣሎ የቀኔልና፡፡
ሽንግልና ዝባሃል መዘናግዒ ግዘ መግዝኢ እዩ
አታ ጅጋና
ሀቂ እዩ አእምሮና ሴላም ሲእና ንነብር አሉና
ትከኽክል እዛ ዕርቂ ዝብሉዋ አይመስለንን : መግዚኢ ግዜ ኢዩ::
ኣጆኹም ክንዒወት ኢና ትግራይ ትስዕር
yessssssss excellnt
Tigrai shall win
❤️💛WOW ❤️💛
Tegdaly Berhane Abyi Tefioo❤❤
ግምምት ክሻብ ዝሐሰቦ ዝዳሎ እዬ ዕርቂ እናበለ ዘደናግር ዘሎ ብግዜ ካብስልጣኑ ይተኣለ. ዝለዓለ ሐደጋ ከየብፅሕ ዕርቅ ክንደይ ግዜ ተፈቲኑ የሰረሕን. 😳
Good news
🎉🎉🎉❤
ተጋ/ ኣረጋይ እቲ ኩነታት ብደንቢ እዩ ተረድእዎ ፅቡቅ ከዓ ይትንትኖ ኣሎ የቐኔልና፡፡
ስበር ዜና እዩ እዙይ ፅቡቅ ተኪድ ከመአይላ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
DTF❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Hi BSRAT how are you Brother congratulations for your succes
ትግራይ እግዛአቢሄር አለዋ ጸማም እግዚኣብሔር እዩ ዝቀጽዓካ ዘሎ ሐሰዉቲ ሰረቅቲ ስለዝኮንኩም . እቲ ምብላዕዉን ናብ ርእስኩም ይግበረልኩም .
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
👍👍👍👍
ተጋዳላይ ብርሃነ ናበይ ከይዱ??
ደሃዩ አስመዓና!
ብስራት ኣማረ እውን ኣለዎ ኣቲረስዕ👍🏾🙏👍🏾🙏👍🏾🙏
ብሰራት እቲ ዕርቂ ናብ ህዝቢ ክብፅሕ ግብሩ ኣይታዓፈንው
ትዕዝብተይ ዝሰርሕ ክጋገ ይኽእል ዘየሰርሕዝጋገዮ ግን መዘናን መጠንን የብሉን።
ናሃቱ ትንታነቆራፅን ተስፍ ዝህብን ጎበዝ ተጋደላይ እዩ
ዕርቂ ናይ ዓቅሊ ፅበት ፈተነ ምድንጓይን ዕንክሊልን እዩ:: እቲ ከልቢ ይነብሕ ግመል ግን ጉዕዝኡ ይቕጽል
ኣጆካ ብስራት
dedeb
ንህወሓት ገንዘብ ኣይተዋፅኡ ፤ ንለካቲት 11 ገንዘብ ንዝልምኑ ይርዳእኹም በልዎም ዝብል ፃውዒት በፂሑና ኣሎ ! እንተኾነ ግን ንብረትና ሂወትና ለጊስና ንዘጥረናያ ህወሓትን መግለፂ ዓወትና ንዝኾነት ለካቲት 11ን ገንዘብ ዘይኮነስ ካብ ሓደ ገዛ 7ተ 8ተ ዝእዩ ብዘይርዳእኹም ተኸፊልዋ ፤ ስለዙይ እቲ ፃውዒት ተቐባልነት ኣይረኸበን !! ካሊእ ግን ንለካቲት 11 እቲ ሓደ ተመዛባሊ ኮይኑ ብርዳእታ ብዝረኸቦ የኽብራ ! እቲ ሓደ ንኽትክበር ልምን ይውዕል ! እቲ ካሊእ ድማ ለካቲት 11 ኣነ ገንዘብ ኣለኒ ከኽብራ እየ ፤ ናተይ እያ ፤ ህወሓት እውን ናተይ እያ ፤ እነኽብራ ግን ምስ ፌደራል ዝተስማዕማዕና ኣብ ኣዋሽ ዘሎ ብፃይ ይኹን እቲ ነባር ጉዱእን ስዉእን ብፃይ ዝረሳዕና ኢና ዝብልዘይጥዑይ መልእኽቲ ምዃኑ ተረዲእና ! ብዓል ዋና ህወሓት ድማ መን ምዃኑ ተረዲኡና ኣሎ ! እሕሕስያ ዘይተሓነቐ ይኽእላ !!!!
Hi
አነ ዝሓቶ ህወሓት ማለት ዕለምኡን ልእኹቱኡን ዋንኡን እንታይን መንን እዮም?
ምድረ ደናቁር ዝገርም
በሰራት አብቲ ዕርቂ ዝብሃል ጥንቃቄ ያድሊ እዩ ብሽም ዕርቂ ግዜያዊ ግዜ መሸቀጢ እግሩ ከይተክል ከይዳራጀው ወታደራት ያሰልጡኑ ከም ዘለው ይፈለጥ እዩ ገነረ ግን እቲ ዕርቂ ግዚ መገዝኢ ከይክን
ብጻይ ብሥራት ንኣባል ምዃን ዘይኮነስ ንሓደ ግዘ ጥራይ ዝኽፈል ኢዩ። ንመጻኢ ንሓስበሉ። በርትዑ
Besirat you are right,don’t be hot,you are strong,go head.
Aftu erqi ...qinieneten ...n Tigray kab shigir zedhin entekoynu ...ayitsilaen...erqi mizrirab eyu...blzbn bselamn shigirka miray eyu...let's see it and start it.
ኣብ ቅንዕና ዘይብሉ ዕርቅን ሽምግልናን ዝኣትዉ ሰባት ባዕልቶም ከየዋርዱ ይጠንቀቑ ። እዚ ጉዳይ ሱር ዝሰደደ ቂም ዘለዎም ሰባት እዮም ዝራግሑ ዘለዉ ። ቀደም ጀሚርና እዞም ሰባት ናይ ዓሰርተ ሸውዓተ ዓመት ቃልስን ናይ ዕስራን ሸውዓትን ኣብ መሪሕነት ዝነበሩሉ ዝተኣከበ ቂም እዩ ሓኒቑ ሒዙዎም ዝኒሆ ። ስለዚህ እዞም ጉጅለታት ብሙልኦም ክለግሱ ኣለዎም ። ንሳ ጥራሕ እያ መፍትሒ እተምጽእ TDF ወጢሩ ይሓዝ ።
ትግራይ ትበሃል ክልል ንድሕነታ ናብ ኤርትራ ክጥቅለል ኣለዋ ግን ፈትዮም እንተዘይገሮሞ ብሓይሊ ኣብ ትሕት ኤርትራ ክቁረኑ ኣለዎም
እዚአ ድያ ወያ ናይ ጌታቸው 3 ምዓልቲ ተጸበዩኒ
ውሼታሞች ውሼት ኬመዜር ሌላ ስራ አይሴሩም ምን ግዜም አይቄናቸውም አይዞሽ ትግራይ እጊዚአብሔር አሌሽ ካለፈው ችግር አይቤዛብሽም ጌታ ሐቁን ያውቃልና
were is Berhane ?
ብስራት ምስተጋዳላይ አረጋይ እንካዕ ብሰላም መፃኹም መደብኩም ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ወገን ህዝቢ ኢኹም ብስራት ብጣዕሚ ፅቡቃት ሰባት ኢኻ ተቅርብ የቀንየልና ።ብርሃነ ግና ብጣዕሚ ጠፊኡና አቅርቦ በጃኻ ።
💊💊💊👌👌👌💪💪💪💪👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Brie bhaki wufuy eka ...blebi kbri aleni and Tigray press
Please Berhane
I was wondering where is Tegadly Berhane?
Brat nay hwaht msael tegadalay brhane adrasha nigerena
ሜን እዩ ጌታቸው? ትግራዋ ድዩ ስለምታ እዩ ዝርብሽ ዜሎ አዱ እቴዴአ ትግራይ ኬማሓድር እንቴ ኾኑ ሕቡ አኽሩ ሕዝባዊነቱ ዜርዕ ስራሕ ኼርእይ ኔሩዎ እንቴ ኾኒ ግን ብዙሕ ነጌሔ ጼብሔ ፕሪቶሪያ እኔቤልካ ብዘይ ስራሕ ስልጣን ምናዊሒ አንቅቤሎን ይአክል ብሕልክ ዝምሬሕ አዲ የለን ጌታቸው ሓዝቢ ክጼልኤካ ይትረፌኒ እልካንምርጫ ቅ ድሜ ምርጫ ቴዜጋጆ
ኣታ መሳርሕቲ ክእልሹ ክደክሙ እትድቅስ ውድብ ድያ ዘላትና ?
I don’t know why tplf and tdf has created this situation. It is a reason to procrastinate the process.
ሰብሰባ ኣይታብዝሑ ናብ ተግባር እትው ክለተ ዓመት ሙሉእ ሰብሰባ እንታይ ኣምፂኩም ህዝቢ ብጥሜት፣ በሰደት ፣ አርባተ ዓመት ሙሉእ ሕሞራ ተወሪሩ ብሚሊዮን ገንዝብ ይሓፈሰዎ አለው ብቃ ይአከል ህዝብና መልሱልና
በዓል ስዬስ ገንዘብ በሊዖም በዓልደብረፅዬንግን ሠብ እዮም በሊዖም ገንዘብ እውን ለዕሊኦም ዝበልዔ የለንከይሕተቱ ምስርስሓቶም ናብጉባኤ ኣትዮም መሣወርቲ ኢኹም እዙይ ንትግራየ ኣይጠቅማን ፃሕተርቲ ሓዊንኣኹም ማእቶት ንትግራይ ፅንተት ኮይኖዋ ሠሪሕኩም ዘይትነብሩ ጋዓግዕ።
ተጋዳላይ ብራሃነ አብይ ክይዱ?
ማለሊት ንኤርትራ ዝሐሰብክዮ ዕረ ዋሐጥዮ እምበር ናበይ ድሕር ድሕርየ ናበይ ድሕር ድሕርየ ባህር በረከት መንግስትአብ ዝርዳአካ እንተኮይኑ ኤርትራ ሃገር እያ ማይ አይዓምከትን እቲ ኩሉ መሳርያ መጨፍጨፊካ እዩ ወረግ ማዓስ ኢኩም ልቢ ትገብሩ .
9 ልቢ እዩ ዘለዎም ግን ንሰላም ዘይኮነስ ንሁከት እየን ዝሰርሓ
unconstitutional political power by corrution 50 years enough in the Tigrai people and Eritrean people number one Isayas Afewerki you should understand the young Eritrean people Refugees everywhere in the worldwide becuase no Education no University healthcare no jobs working responsibility Isayas Afewerki professional Adveser to Dr Debretion the same idea
በቲ እቲኽእሎ ቓንቓ ምፅሓፍዶ ኣይመሓሸካን? እንግልዝኛ እልካ ዝፀሓፍካዮ ምንም ትርጉም የብሉን ዝሓወይ
??
እዞም ሓደ እዬም ክልቲኦም ዝብሉ ታክቲክ እዬ ወይ ንሱ አብ ስልጣን ክነብር ተዘይኮነሉ ህወሓት ሒዙ ክፈርስ ይሰርሕ አሎ ስለዚህ እዞም ክልቲኦም ሐደ እዬም ክልተ ህወሓት ዝብሉ ብጉርሖም እዬ ጥንቃቐ የድሊ ናይ ግምምት ታክቲክ እዪ ክንፀጉ እዬ ዘለዎም
እዞም ሰባት እዚኦም በህዋሓት ዝሃፈተሙ እዮም ግን ዝበልዕሉ ሻሃኑ ዝሰብሩ እየም ምንም አይጠቅሙን
liar media
What an idiots! They never learn from their past failures. They think they own Tigray for ever! Tigray deserves better than TPLF criminals. Decades of TPLF failure has damaged Tigray! The criminals must face justice!
Who are you to talk about Tigray. This is not to voice for TIgray people I think you are so worried about the fate of PP bandas in Tigray. Viva TPLF and TDF!
As of recent times I have come this is the most unfair and biased media. At this time you could have encouraged the reconciliation process and could be part of it. To be honest, I am very neutral and was happy to hear about the reconciliation. But you are spoilers and pretend to be knowledgeable.
It is unfortunate to have such a media which is dreaming to see war and devadtation of Tigray at the expence of the common people.
Subdued you are! Try to understand ask these infestations!
An abc tactic of mediation. A political difference keeps going as a political difference. Period! Form a party and contest to win an election.
Such kind of negotiation is null and void. Who is to reconcile at this stage? "Showawi" and "Tegaru"? that's absurd!
❤️💛WOW ❤️💛
👍👍👍👍👍