ብድሕረይ ዳንዴር ኣይትብቖል! - ትሕቲ ሰማይ ትግራት -

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ย. 2024
  • እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
    © Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
    This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this TH-cam Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Laza Tigrigna Media & Communications
    Email- lazatigrigna@gmail.com
    Mobile- +251962190971
    Central Square Building 3rd Floor
    Mekelle - Tigrai -Ethiopia
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    / lazatigrigna
    / lazatigrigna
    www.tiktok.com...
    www.lazatigrign...
    / lazatigrigna
    / kezahta
    / lazacinema
    / lazaidol
    / lazarecords

ความคิดเห็น • 155

  • @habtetesfaye-p1s
    @habtetesfaye-p1s วันที่ผ่านมา +4

    እንዃዕ ደሓን መፃእኹም ።

  • @kemdlayu
    @kemdlayu 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ባይቶና ይኹን ውናት ትግራይ ንምሕማም እምበር ፖለቲካ ትግራይ ንምፍዋስ ምንም ግደ የብሎምን:: ግደ ተዝህልዎም ገለ ተፅዕኖ ምገበሩ::

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 วันที่ผ่านมา +9

    ዋው ዝገርም ኣተናትናን ኣገላልፃን እዩ:: የቐንየልና 2ቴኹም ኣሕዋትና!!

  • @solomonguish7775
    @solomonguish7775 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ጉጅለ አለም እና ደብረጽዮን ዝካየድ ዘሎ ስብሰባ ክትሪኢ አፈት ዘይብሉ ማአከሉ ስልጣን ዝገበረ ጸለመ ሀሜት አብስብሰባ ክትልም ዘይእክእል ንህና ጡኡይ ንሳቶም ሁሙማት ዝብል ፖለቲካ ሀቲ ሜትር ዘይከይድ ንባአሉ ዘይርኢ ህማሙ ክህከም ዘይደሊይ ምእገሲ ዉሂጥካ ክትከይድ ምድላይ እዩ!!!

  • @MedaGhannes
    @MedaGhannes วันที่ผ่านมา +2

    አየ በዓል ኩስቶ ሙስቶ መጀመሪያንዶ ህዝብኹምን መሬትኩም ክትመልሱ ጻዓሩ ብድሕሪኡ ምርጫ ንትግራዋይ ግደፉሉ አቱም ደናቑር ገጽኩም ትከወል

  • @alayeyehualashet8662
    @alayeyehualashet8662 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Amanhway amlak misaka yekun,kebid eyu

  • @251m91
    @251m91 วันที่ผ่านมา +2

    እንታይ ተረኺቡ?
    ፅንዓት ይሃብካ!
    ክቡር ሓውና!
    በዓል ምጡቕ ኣእምሮ ወዲ መረሳ!

  • @momonaamete8990
    @momonaamete8990 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ትክክል። ሕዝቢ ግን አይተረደኦን።

  • @abrahamkahsay588
    @abrahamkahsay588 วันที่ผ่านมา +2

    Nega please don't interrupt him

  • @seblemeskel9702
    @seblemeskel9702 วันที่ผ่านมา +1

    አሞህ ነበራ ። ያለው ጊዜአዊ አስተዳደር እንጂ መንግስት አይደለም።
    ሁለተኛ የመንግስት ሆነ ህብረተሰብ በሂደት እያደገ ከኢኮኖሚ እድገት ጋር የሚሄድ ነው
    በመፀሀፍ ያነበ ብከውን በሌለ ፋውዴሽን በትግራይ ይተግበር ማለት ኬወስ መፍጠር ነው ።

  • @kahsuberhanugebreslasie7299
    @kahsuberhanugebreslasie7299 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ትግራዋይ ቃልስ ብዘይሮ ድምር ተባዚሑ ማለት ድዩ ዋይ ኣነ ህዝበይ ከሚዚ ዝበለ ውርዴት ሐዚ እሞ ዓቅሚ ዘይውሎም ብመልሓስ ጉጅለ ሐዚ ቃልሲ ነፃነት ክንቃለስ ተጋሩ ንለዓል

  • @gebmeb1193
    @gebmeb1193 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዛሬም ነገም ህውሐት ህውሐትነው :መልካም መቃጠል 😁😁😁😁

  • @coffeepulseexportingco.5207
    @coffeepulseexportingco.5207 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ውናት ደአ ሞ ዝሞተ ዝባኣሰ ውድብ ።ስድሮኦም እካ ከመሓድሩ ዘይኽእሉስ ህዝቢ ከመሕድሩ? ኢዶእ፧😢

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ይበል ወዲ መረሳ !
    ንገሮም ነዞም ደናቑር አደመ !!!

  • @gebmeb1193
    @gebmeb1193 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    TPLF KING of King 100%ዛሬም ነገም ህውሐት ህውሐትነው :👌👌👌👌❤❤

    • @yadomabreha5547
      @yadomabreha5547 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      .mun agubah

  • @haileatsbeha5697
    @haileatsbeha5697 วันที่ผ่านมา +1

    Sorry to see Tigray out of pease under political complexity still Tigray is in the name of peace Tigray under genocidal situation . Our people those displaced form their local area within and out side Tigray in Sudan so no body from the politicians never heal the pain of our people

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደብረጼን ከምቲ ዶ/ር ሙኡዝ ዝበሎ ጥዕንኡ ክምርመር ኣለዎ

  • @hirayndahray
    @hirayndahray 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አንታ ወዲ መንግስቲ አበይ እዩ ዘሎ እቲ መንግስቲ ምዕሳብ አይጀመረን ድዩ

  • @nigistig7492
    @nigistig7492 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ይበል ትንታኔ ክልቴክም ብጣዓሙ ጀጋኑ👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሕውሓት ዝመስል የለን።ሕውሓት ማላት ህዝቢ ትግራይ ማከት እዩ።ግዝያዊ ምምሓዳር ህዝቢ ትገኣይ ሸይጥዎ እዩ።
    ግዚያዊ መንግስቲ እማ ፈዲራል ፊደራል ክብል ልቡ ጣዕ ኢሉ አሎ።

    • @yonatanakalu-tk2xl
      @yonatanakalu-tk2xl 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Chid lemani Adwa

    • @yadomabreha5547
      @yadomabreha5547 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Ayi nayi network nugur 😅😅😅😅😅

  • @kahsuberhanugebreslasie7299
    @kahsuberhanugebreslasie7299 วันที่ผ่านมา +1

    ታይ ኾይኑ ኣማንኤ ኣይተረዳኣኒ
    ፅንዓት ይሃብኻ

  • @Muller-best5j
    @Muller-best5j 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዝገርም ትንታነ & tnx !

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe วันที่ผ่านมา +5

    “ብድሕረይ ዳንዴር’ኳ አይትቡቐላ” ማለት ድሕረይ ምንም ነገር አይቡቐል ማለት እዩ።

    • @alwayskeepthefaith8272
      @alwayskeepthefaith8272 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      I was also saying. It means " let everything be good after me"

  • @Lemishe
    @Lemishe วันที่ผ่านมา

    እኛ ኢትዮጵያዊያን እንደ ወንድም ህዝብ
    ዛሬም ነገም ለትግራይ ህዝብ ደጋግመን
    የምንመክረው የአድዋ የሺሬ የአክሱም
    ባንዳን አዝሎ በነጠላ ግልድም አዝሎ
    ዳግም በኢትዮጵያ ውስጥ አይደለም
    በምስራቅ አፍሪካ ቀና ብሎ መኖር
    ህልውናን ማሰቀጠል አይቻልም
    ከዚህ ዘመን ቡኋላ የምታምኑት
    በዱላ ከሆነ አይደለም ዛሬ ላይ
    ትላንት ታንኩ ባንኩን ፋይናስ ወጪ
    ገቢውን አየር ምድሩን በዘር
    ተቆጣጥራችሁ ከሰማይ በታች
    ያለን ክህደት ስፈፅሙ ኖሯችኋል
    ከዚህ ዘመን ቡኋላ የኢትዮጵያ
    ህዝብ የሰፊው አማራ ህዝብ
    ምን ማድረግ እንዳለበት ጠንቅቆ
    ያውቃል
    የአማራ ህዝብ ከዚህ ዘመን ቡኋላ
    ለናተ አናሣዎች ለናተ እንደ ዱቄት
    ለተበተናችሁ እጅን አያቆሺሺም
    ኢኮኖሚውንም አያባክን ለናተ
    መዳኒት አለው
    መንገድ ባንክ የተባለን ጠርቆሞ
    መዝጋት መብራት ስልክ ኢንተርኔት
    የባለን ለዘላለሙ እንጨጋግደዋለን
    ባጀት የሚባል ርጥባን የሴፍትኔት
    የተቀቀለ ስንዴ ሳይቀር ወደ መንደር
    ከተማችሁ ብቅ እንዳይል አርገን
    አንጠረቅመዋለን
    በውንብዴና በሌብነት በዝርፊያ
    በነጠቃ በባንዳነት በክህደት
    በጭፍጨፋ በማረድ ለ27
    አመት ቆይታችኋል ከዚህ
    ዘመን ቡኋላ ግን ያንን የተረገመ
    መንደራችሁን በሰላም
    አኖሩበትም ወንበዴ ቀማኛ ሌባ
    ዝሙት ህዝብን ነፃ አውጥቶ
    አያውቅም እናተ የሌባ ዘሮች
    ማጂራታችሁን አንቀንዋል ወደ
    ኋላ የለ ወደፊት ተከባችኋል !

  • @taddessebeyene458
    @taddessebeyene458 49 นาทีที่ผ่านมา

    ሪፎርም ዝብል ቴማ መጺዩ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ንምብታን ትግራይ ለኣላዊ ክብርታት ንዘይምምላስ ተፋናቀልቲ ነዘይ ምምላስ ዝትዓልመ ሽጣራ ኢዩ።
    ዓብ ምምላስ መሬት ትግራይ ትግራዋይ ሃደ ኦዩ። ዓብ ሪፎርም ግን ምፍልላይ ባህራዊ ኢዩ። ስለዚ ንዘይምብታን ሓይሊ ትግራይ ነቀድም ምምላስ ተፈናቀልቲ ዳሃር ንበጽሃሉ ፖለቲካ ትግራይ።

  • @Gira1995
    @Gira1995 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ነዚ ሓውና ጨሓም ክትሰምዖ ኣብዛ ናይ ሎሚ መደብ። ኣጸቢቁ ኣቀሚጥውን ኒቲ ጥፍሽና ናይ ህዋሓት። ተጋሩ ከኣ ንኣና ኤርትራውያን ኣብነታውያን ኢኹም ኣብ ማእከል መቀለ ኮፍ ኢልኩም ከምዝደለኹሞ ኽትዛረቡ ብዘይ ፍርሕን ሽቁረራን 🎩 respect!

  • @EndalkachewHiluf-k3d
    @EndalkachewHiluf-k3d 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነጋ ባክህ መሀል እየገባህ ትንታኔ አታቋርጠው ። ጥያቄዎችህ ግን አሪፍ ናቸው ።

  • @FunnyFlipFlops-et5hx
    @FunnyFlipFlops-et5hx 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስርዓታዊ ሕሽክርና ካብ ኣላማ ወፃኢ ንጥቅሚ ተባሂሉ ዝተዋቀረን ዝሓስብን ካድረን ባዓልስልጣን ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ስለዝተዘርገሕ እዩ፡፡ መፍተሒኡ ድማ ንጥቅሚ ተባሂሉ ዝሕሽክር ካድረን ባዓልስልጣን ክጠፍዑ ዘኽዕለሉ ኣሰራርሓ ክፍጠር ምግባር እዩ፡፡

  • @Zewgu-c1e
    @Zewgu-c1e 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣማኑኤል ንዝጠጠመካ ሓዘን ፅንዓት የሃብካ። ብስሩኸ ህዘሓት ትግራይ መሰረት ዝገበረ ስም ሒ ዙ ተበጊሱ ንትግራይ እንቴይ ንፁር ዒላማ ነይርዎ?

  • @kissivlis
    @kissivlis 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አማኒኤል ፣ ፅቡቅ ሰነ አእምሮ አለካ ፣ ግን አርሒቅካ ኽትእምት ፣ ዘይምኸአልካ ፣
    ግን የሕዝን ፣
    1.ሓደ መንግሰቲ ንኸባሃል መሓውር እንታይ ኸምዘማልእ ዘይምፍላጥካ ፣ ይገርም ።
    2.ግምት ፣ እተውሃበኦ መሰረታዊ ዋኒናት አለዎ ፣ ንሰን እንተይገበረ ሰለምንታይ ኻልእ ንምግባር ይጓየ አሎ ? ኸሓብኦ ዝደለየ ገበን ዘሎ ።
    3.በሓቂ እዩ በሓደ ዊሰኪ ሰለትሰትዩ ፣ አይተሓዘልካን ፣ ግን ውልቃዊ ረብሕ ኸም ዓዲ ረብሓ ፣ ዓዲ ብኸብዲ ሰፍሓት እትምዝና ፣ እተኾይን ውድቀትካ አብኡ እዩ ።
    4.ጌታቸዉ ቮድካ፣ ብገንዘብ ተገዚኡ ምሰጢራት አኼባ ሕወሓት ንብአዴን ንብዙሕ እዋናት ዝህብ ዝነበረ
    5. አብፅንተታዊ ፣ውግአት ትግራይ ፣እሸላት ቆልዑ ንዑዑ ኸድሕኑ እንትኳሸሑ ኸፍ ኢሉ ሰዋን ቢራን ዝጭልጥ ዝነበረ
    6. ቁሱላት ራሕሪሕዎም አብ ኢድ ፀላኢ ዘውደቀ
    7. ተጋደልቲና ፣ እልፊ ለይቡ ንኸሰርቁ ዝተጋደሉ እዬም ኢሉ ዘቃለለ
    8. ገበናት ፅንተታት ትግራይን ህዝባን ዘነዓዓቐን ፣ አብ በልጄም መፂኡ ኻልእ አካል ኸምርምረልና አይንደልን ኢሉ ዝሸጠ
    9.ሕወሓት ብምፍራሰ ውዕል ፕሪቶሪይ ንኸይፍፀም ፣ ግዛአታዊ ሓድነት ትግራይ ኸም ካሸሚር ገይርካ ምንባር ዝብል ባህግን ድሌት ዘለዎ ሰብ ምሕጋዝ ገበን እዩ ። ናተይ ወለዶ ካብ ፓለቲካ ኸእለ አለዎ ትብል ግን አብ ፓለቲካ ተዘፍዚፍካ እሞ ብኸብድኻ ተገዚእኻ ! ነዙ ኹሉ ግዕዘ ሰራሕቲ ኸም ምኸኒይት እተቅርብዎ ፣ እንተሎ ኸምልሙድ 15:20 ምሰራሕ ኸሊአምዎ ፣ (እንዳዐንቀፍዎ ) ፣ መዐንቀፍቲ ተዝኾኑ አፅዋር እንተርክብ እንተሎ ዘይመዐንቀፍዎ ነይሮም ? ምሰ ፌደራል መንግሰቲ ጥራሕ ዝግበር ግዝኣታዊ ሓድነት ምምላሰ ከ መን ኣዐንቀፎ ፣ ሰራዊት ንኸይሕከም ከ መን አዐንቀፎ ፣
    10.ገበን ዝፈፀሙ ሰራዊት ኢትዬጰይ አብ ምሰዳድ ድአ ዘይዐንቀፍዎ ፣
    11.ወለድና አብ ምውራድ ኸ
    12. ሰዋ እትሸጥ ወላዲት ሒዝካ ናይ ራሻ ቮድካ ፣ ናይ እንግሊዝ ዊሰኪ አብ ምጭላጥ ከ ዘይዐንቅፍዎ ኢልካ አብ ምሕታት የለኻሉን ? የሐዝን

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ ትግራይ መሠረታዊ ናይ ፖለቲካ ለውጢ እንተዘይተገይሩ: በቲ ደብረፅዮን ኣብ ሆራይዞን ሚዲያ 1 ሚልዮን ህዝቢ ጀኖሳይድ ኣይተፈፀሞን ኢሉ ዝተዛረበሉ ሓበሬታ መሠረት: መሪሕነት ህወሓት ስልጣኖም ንምፅናዕ ኣብ ዝግበር ድርድር ኣብዪ ኣህመድ ብደብረፅዮን ዝምራሕ ህወሓት እየ ዝደሊ እንተዝብል: እቲ ኣብ ትግራይ ዝተገብረ ጨፍጫፍ ኩሉ ሓሶት እዩ ኣይተገብረን ንዓኻ ኣይምልከትን ክብልዎ ከም ዝኾኑ ዝሕብር( ዝጥቁም) እዩ::ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ፍትሒ ክረጋገፅ ዝደሊ እንተኾይኑ እዞም ብበዓል ደብረፅዮን ዝምርሑ ጉጅለ ናይ ግድን ክእለዩ ኣለዎም:: ኣብዚ ልሂቅን ተቓወምቲ ፖለቲካ ፓርትታትን ብዕምቆት ተረዲኦም ብቐፃሊ ክትንትንዎን ሳዕቤኑ ንሕብረተሰብ ከረድእዎን ይግባእ::

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ሙሁር እየ ዝብል ችኮ መንቻካ ዋይ መሕፎሮ ንህዝቢ ትግራን ትግራይን ሸይጥካስ ክእንደረለይ እቲ ዘይተምሃረ ሓረስታይ ትግራይ ይሕሽ ካባኹም እቲ ከይተምሃረ ዘምሃረኩም ህዝቢ ሓላል ህዝቢ 100% ይበልፀጉም እቱም ሙሁራን ኢና ኢልኩም መን ኢዝሁም ንስሃትኩ ህውሃት አምሂራትኩምስ ንሕውሃት ክተፍርሱ ህውሃት ናይ ህዝቢ እያ ተመንጭውዎ. ሓሳብ ዘይብልኩም ብጀካ ምፅራፍ ህውሃት ግን ናይ ህዝቢ ትግራይ ሓሳብ እያ።

  • @MulugetaGebre-uc5mf
    @MulugetaGebre-uc5mf 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I think ሽግር ትግራይ ኩሎም ናይ ፖለቲካ ተፃወቲ ን ኢሊት/ሙሁራትን እዯም እንተላይ ናይሚድያ ሰባትን እዯም ! አብክንዲ ምስህዝብን ድሌት ትግራይን ምርዳእ እትሓደ ንትሓደ ብምድጋፍ አብመወዳእቱኡ ህልም ናብዝበለ ናብዘዝተወለደሉ እትፀብብ እንዳራአየ ሓሸውየ ይፃወቱ ኢ/ያ ዝአክል አጀንዳ ሂቦምን መሳራሰርቲ አጀንደኦም ጌሮሞ! እንትርፊ ጀኖሳይድ ተፈፂሙልናን መሬትና ይመለስ ህዝብና ናብቦቱኡ ይመለስ አብክንዲ አጀንዱኡ ዝገብር መን ንጌታቸው/ፃድቃን ይድግፍ መንከ ንህወሓት ይድግፍ ኮይኑ አብዛሓ ህዝቢ ናይ ፀላኢ ትግራይ ባዕልትና ኢና ዋናታቱ::

  • @Russomfstokecoine
    @Russomfstokecoine 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ን እንታይ ዕላማ እዩ ሕወሓት ንሕዝቢ መከራ ሞት ዘውረዱ ?
    ትግራይ ሃገር ኣይኮነትን ወያነ መራሕ መንግስቲ ኣይኮነን ካብ መንግስትን ውድብ ወያነ ክልተ እዮም ሕወሓት ክልተ ኣይኮኑን ድሕሪ 27 ዓመት ኢትዮጵያ ም ስ ገዝኣ ምስተሰጎገ ንሕዝቢ ንትግራይ ተመሊሱ ሞትን ስደት ሕማም ዘኸፈላ ብ ዋጋ ደቃ ነይሩ ጽሊኢ ሕነ ክፈዲ ትግራይ ዘይውክል መከራ ዝኸፈተ
    ሃገር ኢትዮጵያ ምምሕዳር ተሰጊጉ ዝመጸ ውድብ ቢትዮጵያ ተሰጊጉ መቀለ ምስመጸ ትግራይ ተከቢባ ክቀትሉኻ እዮም ኢሉ ንሕዝቢ እንታይ ምስገበርና ኢልና ከይሓተትና ኣብኪናት ከፊቱ ምስተሰዓረድማ ጀነሳይድ እናበለ ንሕዝቢ ኣብ ጽሊኢ የኢትዩ ካብ ቤትና ኣውጺኡ ብጥምሜት ከምንቃተል ዝገብር ንምታይ ዕላማ ኣይበልናን ።
    ኮይኑ ኒትዮጵያ ካብዘያመሓደርኩ ምስ መዕራብ ተዓሲቡ መኒሰይ ትግራይ ኣብ ግሓነብ እሳት ዝደርበየ ሃብቲ ትግራይ ሸይጡ ዝደለበ ከሓዲ ዘመናዊ ሽፍታ መዕራብ ሕዝቢ ትግራይ ብዘይበቁል ስንዳይ ካናዳ 30 ከይሓርስ ብሕማምን ድራግን ምንዝርናን ጸጥታን ዑስባት ባህላውያን ጀነራላት እኸፈለ ሓንቲ መዓልቲ ንናጽነት ትግራይ ክቃለስ ከይበለ ሚልዮናት ተጋሩ ድራር ኣሞራ ኮይኑ ንቡር ክብረት ሞት ደቅና ከም ኣድጊ በረኻ ሞይቱ ኢሉ ክብሪ ትግራይ ዘይኮነ ናዓላማ ዘይብሉ ብረት ኣሸኪሙ ደቅና ብለውጢ ቅርሺ ኣመሪካ ቀይሮም ዘመናዊ ወክል መዕራብ እዮም ኣብዚ ንሕና ሕዝቢ ንበገስ እዩ ካብ ሕወሓት ኣይንጸበ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እሞ ብፖሎቲካ እኮ ህዝቢ ኤርትራ ሕብሪ ዓንኻ ተባሂሉ 90 ሽሕ ቆልዓ ሰበይቲ ከተባርሩ ኸ ጀነሳይድ ዶ ክንብሎ ንኽእል እታ ገመድ ኣብ ክሳድኩም ክትኣቱ እያ እንታይ ማለት ድዩ ሕብሪ ዓንኹም ባዘወይ ሎሚ ድኣ ተቀይሩ ድዩ የሕዋትና እዳበልኩም ትውዕሉ ክክክክክ

  • @Solomon-j3n
    @Solomon-j3n 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስስ በሃሊ እዩ ትንተናኹም ቀፅልሉ አብ ገኑኹም አለና ።አታ ሓፋሽ እዚኦ ናይ ሰለስተ ወለዶ ጀጋኑ እዩ አካል እዉን ዘወፈዩ ዮም አበረታትዕዎም

  • @tewoldetessema9317
    @tewoldetessema9317 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣንትም ኩርዓት ህዝቢ ትግራይ :: እቲ ምኽሩኹም ደስ ዝብል ትግራይ ካብ ፀገም ዘውፅእ ነይሩ:: እንተኾነ ግን: እዚ ዓለታዊን ኣውራጃዊን ብደብረፅንተት ዝምራሕ ጉጅለ. ህወሓት ኣብ እዋን ቃልሲ ካብ ህዝቢ ትግራይ ዝኣከቦ ገንዘብ ብሓደ ቤተሰባዊ ዓለት ተወኒኑ :: ነዚ ብሕጊ ከይሕተት እዚ መጭበርበሪ ዓለጃዊ ጉጅለ ካብ ስልጣን ወፃኢ ክነብር ኣይኽእልን:: እዚ ጉጅለ እዚ ህዝቢ ወይ ትግራይ ናይ ምምራሕ ዓቕሚ ኣተሓሳስባ ደጊም ሒዙና ክጠፍእዩ ፀንቒቑ ኣብቂዑዩ:: ሰለዚ ህዝቢ ትግራይ ክጉሕፎ ኣለዎ :: ጊዜያዊ መንግስቲ ትግራይ ድማ: ነዚ ዓለታዊ ብሰንኪ ኣምረራሓ ጉድለት ህዝብና ዘጨረሰ ደብረፅንተት ምስ ኮራኹሩ ክኣስሮም ኣለዎ:: Arrest Debretsintet and his members.
    ላዛ የቐንየልና::

  • @awetahegngebreyesus899
    @awetahegngebreyesus899 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሕዋት እቲ ትደልዎ ለውጢስ ኣነውን ይደልዮ ኢየ:: ኮይኑ ግን እዚ ግዝያዊ ምምሕድዳር ካብዝፈፀሞም ዓበይቲ ጌጋታት
    ናይ UN መፃረይቲ ስረሖም ከየቋርፁ ሕቶ ዘይምቕራቡ; መሬት መን ትቖፃፀረ ብዘየገድስ ዝተፈናቐሉ ይመለሱ ምባሉ; ወንጀለኛታት/ ጀነሳይደራት/ ብነፃ ምስዳዱን... ብዙሓት ዘይተጠቐሱን ጥፍኣታት እንታይ ሪኢቶ ኣለኩም?

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህዝብና ዝደፈሩ ህዝብና ዝጨፍጨፉ ፈቲሕካ ምስዳድ ማለት እንታይ ማለት እዩ?
    እሞ እዚ እንዳ ዞረ መረበትኩም ክትምለሱ ኢኹም እንዳሰራሕና ኢና እንዳበልካ❤ ብሕዝብና አሽካዕላል ምጵዋት እዩ።ብሓጲሩ ካብቲ ቦታ ክለቕቕ እዩ ዘለዎ።
    ይነግሩና አለው እኮ ወልቃይት ክኸብድ ይኽእል እዩ ዝብሉ ተሳማሚዕም መጲኦም ህዝብና ይጳወትሉ አለው።ንምንታይ እዩ እዚ ክረየኩም ዘይክእል ዘሎ? ሕውሓት ሕውሓት እንዳተባሃለ እቲ ግዝያዊ መንግስቲ ምስ ኢትዮጵያ ስርሑ እዩ ድሰርሕ ዘሎ ።ህዝቢ ትግራይ የጥፍእዎ አለው።ኩሉ ሰብ ክንግንዘበሉ ዘለና ናይ ሕዋት ጵለት ገዲፍና ንህልውናና ንኽብርና ክንቃለስ አለና።ተመሊስና አብ ትሕቲ ጰላእትና በላዕቲና ከይንወድቕ ክንደይ ሂወት ከም ዝኸፈልና ክንዝንግዕ የብልናን።
    ኩሉ ትግራዋይ ከስተውዕሎ ዘለዎ ግዝያዊ መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ሓንቲ ብሓንቲ ልቢ ኢሉ ክምልከቶ ዘለዎ እዩ።
    ጀጋኑ አዴታት ትግራይ ዘብኪ ውጊድ ክብሃል አከውፕ

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነጋን ወዲ መረሳን ብአሉታዊ መረረን ክስን መርገምን ትንተናኩም ፅምለዊያ ትግራይና ብዝበለፀ አሕሚምኩም ከይትቀጥልዋ የፍርሕ እዩ ??? ዃሓሎያ መሲለንስ መንቆሮ ከምዝበሃል ንህወሓት ክተንቁሩ ጠቅላላ ንተጋሩ አንቁርኩም ነበሩ ከይትገብሩና የፍርሕ እዩ እኒ ፍታሕ አልቦታት አሉታዊ ዝፍታሕኩም ናይ ደናቁር ደናቁር ኢኩም !!! ምክንያቱ ግዘ ኩነታትን ቦታን ኽዉንነትን አበይ ከምዘለኩምን ናይ ትግራይና ክባን ዕፅዋን አብ ኢትዮጵያ እኳ ዘየለ አብታ ፅንተትን ጆኖሳይድን እተኻየዳላ ክልል ሕንግን ስርዓትን ብሓደ ዉልቀ መራሒ ሃፀይ አባይ አሕመድ እትምራሕ ሀገር ፈፂምኩም ዘይትርድኡ ዕሉላት ደናቁር እኩም እሞ በይዛኩም ህዝብና ብአሉታዊን አፍራስን ሸርሻርን ህዝብና አይትበትንዎ በይዛኩም ??? ብአብ መሬት ዘየለ ህልምኩም ጠጠው አቢልኩም ናብ ኽዉንነትን ዝኮውን ዘይኮውን ዝግበርን ዘይግበርን ከይተረዳኣኩም ብቲኦሪ ናብ ተግባር ዘይሽረፍ ብመርገምን መረረን ዝዓበድኩም ኢኩም ትመስሉ እሞ በይዛኩም በታናይን አሉታዊን መርገምኩምን ጠጠው አብሉ ????🤬💀👺👹🥶😭😭😭🤮🤮🤮🤮

  • @mezmurebirhan8711
    @mezmurebirhan8711 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    TDF ኣብ ትሕቲ ጊዚያዊ ምሕደራ ይኹን ዝብል ሓሳብ ፍፁም ጌጋ እዩ። ኣብ ትግራይ ተመስሪቱ ዘሎ ጊዚያዊ ምሕደራ እምበር ጊዚያዊ መንግስቲ ኣይኮነን። ንምምሕዳር ዝጠቕሞ ፖሊስን ምልሻን ክህልዎ ይኽእል እዩ ካብዚ ወፃኢ ግን ሰራዊት ከጣይሽ ወይ ከመርሕ ኣይግበኦን።ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰራዊት ብህዝቢ ዝቖመ ሰራዊት እዩ ስለዝኾነ ብህዝቢ ዘይተመረፀ ምሕደራ ብኲናት ዝተፈጠረ ዘይምዕሩይ ኩነታት ከረጋግእ ተሓሲቡ ብጊዚያውነት ዝቖመ ጊዚያዊ ኣማሓዳሪ ዝእዘዝ እንተኾይኑ ዓብይ ሓደጋ ስለዘለዎ ንሱውን ምልካዊ ስርዓት ስለዝፈጥር እዩ።ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ካፍቲ ሕዚ ንስኻትኩም ትወቕስዎ ዘለኹም ውድብ ንላዕሊ ብዝኸፍአ መልክዑ መን ኣለኒ ዝብል ሓዱሽ ጨካን ገዛኢ ደርቢ እዩ ዝፍጠር።

  • @tesfitberhane8246
    @tesfitberhane8246 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ ነጋ ዝቡሉካ ምዝራብ ከሊእካዮ ኣብ ሞንጎ ኣይትእተዎ ስቅ ካኣል
    ኣክእሎ የብልካን ንወዲ ኣለማዮ ጥራይ ሃቦ ክትዛረብ ከለካ ጭንቀት ትገብረለይ ኣለካ

  • @kalulale1707
    @kalulale1707 วันที่ผ่านมา

    ድላየ ጌሬ ክመርሕ ኢየ ኢሉ ከምዝኣምኑ ጥርጥር የብሉን ይፍትኑዉን ኣለዉ፡፡ ሕዝቢ ትግራይ ግን ቕድሚ ጦርነት እወ ብዘይፍላጥን ብፍላጥን ተገዚኡሎም ኢዮ፡፡ ድሕር ሕዚ ብፍፁም ኣይፃወርን፡፡ ኣብ ኣለም ኣዚኡ ጨካን ንዝኾኑ ኣብይን ኢሳያስን እጡቕ ኣምሓራ ዝተቓለሰ ሕዝቢ ንህወሓት ርእሱ ከድንን ኢዮ ማለት ዘበት ኢዮ፡፡ ሱቕ ተይሉ ነኒባዕልና ከይንባላኣን ንፀላእቲ እድል ንዘይምሓብን እኹል ርድኢት ብዘይምሕላዉ ኢዮ፡ ኣበደን ድሕር ሕዚ never agein

  • @bemishagg9168
    @bemishagg9168 วันที่ผ่านมา

    ደብረፂዩን ምሥ አብይ ይማየጥ ኣሎ እንተስ ልህውሃት እንተስ ልባእሉ ምስጌታቸው ኣይንረዳዳእ ተረዳድኡ ኣይትበሉና ማለት ንዕቀት ሕዝቢ ተግራይን ብፆቱን እዩ ለረድኣና እንታይ ንፅበ ካብዚ

  • @surafielnegash6380
    @surafielnegash6380 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚኦም ህቢ ጨቢጦም ኾርሜም መንሰያት ፈቖዶ ስደት ዝፍሩሱ መራህቲ ስማርትነት ወይም ፕሪልያት ኣይኮኑን
    እዞም ጉጅለ ኣደመ መግለፅኦም ግዕዙያት ጨካናት ኣረሜነ መንገዲ ዝኽተሉ ናይ ሰብ ሰብኣውነት ዘይብሎም ብናይ ንፅህ ደም ዝንጉዱ እዮም
    ሰዚ ኣንታ ህዝቢ ትግራይ ንቓህ ይኣክል ይኣክል በሎም;;

  • @berhanekidane6107
    @berhanekidane6107 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ኹሉ ህዝቢ ዝብደል ዘሎ ብጽንተት ህዝቢ ትግራይ ዝኸሓደ ወይ ዘቛሸሸን ፖሌቲካዊ ብቕዓት ኣልቦ ደብረጽዮን ዘይኮነስ እቲ ምሁር'የ ዚብል ኣርካን ሸለልትነት እዩ እምበር ደብረጽዮን ብሕጊ ተሓቲቱ ክዳጐን ጥራይ ዘይኰነስ፡ ድሕሪ'ዚ ኹሉ ጽንተትን ጾታዊ ጥቕዓት እሕዋትናን ፡ ተሪር ስጒምቲ እዩ ክውሰደሉ ዝግባእ ነይሩ ፡፡

  • @MedhanyeTesfamichael-tn8xv
    @MedhanyeTesfamichael-tn8xv วันที่ผ่านมา

    ኣረ በይዛኩም እቲ ማሕበራዊ ሚድያኩም ምንም ናይ ፖለቲካ ሳይንስ ዘይብሎም ኣይተምፁኡ ሐደ ዝገረመኒ ንእንስሳ ዝሕለቅ መንግስቲ ነይርና ይብል ንታ ክትዛረብን ክትምልሰልካ ዘይትክእል ምክባር ከም ሐጥያት ዝቆፅሮ ደንቆሮ ጥራሕ እዩ ብዝዃነ ብወገነይ እዞም ዉልቀ ቂመኛታት ደጋጊምኪም እተምፅእዎምስ ካብኡ ዝሕሽ ሰብ ስለ ትስእኑ ድዩ እንታይ እዩ እዚ ሰብኣይ እዙይ ሐደ ኣሎ ኣሰገደ ዶ ገለ ዶ ዝበሃሉ ዝቃሓነ ፅሊኢት ዘለዎም ሰባት ናይ ፖለቲካ ትንታነ ምንም ኣፍልጦ ዘይብሎም ፀገም ህዝቢ ዝፈትን ስትራቴጅካዊ ምእማት ዘይክእሉ በቢ ዝወፅዎ ጥራሕ ቁም እምበር ካሊእ ዘይትሰምዐሎም ህዝፋን ስልጣን ዝነበሮም ግን ዘይተሳከዐሎም እዮም ብሓፂሩ

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕላማ ብደብረፂዮን ዝምራሕ ስድራቤታዊ አገዛዝኣ ስርዓት[ ዳይናስቲ] ነታ ዝለመዳ ስልጣን ኣውሒሱ እታ ብመንገስትነት ጥራሕ ትርከብ ሪሶርስ [ ሃፍተ ገነት] ብምቁፅፃር ህዝቢ ከምቲ ዝለመዶ ምናልባሽ ብዝኸፍአ ዓፊንካ ምንባር እዩ።

  • @habtetesfaye-p1s
    @habtetesfaye-p1s วันที่ผ่านมา

    ከም ተጋሩ ከም ባህሊን ከም እምነትን ንቀፃሊ አቋም ኽንሕዞ ዘለና ዝኾነ ፖለቲካ ፓርቲ ገዛኢ ፓርቲ አብዝኾነሉ ጊዜ መንግስትን ፓርቲ ን ነኒበይኑ ሓላፍነት ኽህልዎ አለዎ ፅኑዕ እምነት ኽንሕዝ አለና ።

  • @kalulale1707
    @kalulale1707 วันที่ผ่านมา

    ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ሰልቺዮዎ ተስፋ ሲኢኑን ናብ ዝገደደ ፀገም ከይኣቱ ሰጊኡ ብፍርሒ ንኣቶም ክንቕበል መማሪፂ ብሕታዊ ኮይኖም ድላዮም እናኣንደሩ ክነብሩ ኢዮም ዝሰርሑ ዘለዉ፡፡ ስለዙይ ኩልና ካብ ዝባና ክነናግፎምን ኣድና ክንዉንና ግድን ይብለና፡፡ ብኽብሪ ተዘይኣረኪቦም ተዋሪዶም ክጠፍኡ ከምዝኾኑ ክርድኦም ኣለዎ፡፡ ድሕር ሕዚ ንሶም ጥራሕ ዝዉስኑልና ባይታ ኣብቒኡ ኢዮ፡፡

  • @coffeepulseexportingco.5207
    @coffeepulseexportingco.5207 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓሚምና እንተይሎም ደአ ሞ ታዮም እዮም ሓሚሞም? ከመይ ከ ይገብሮም ? ዝብ ሕቶ እንቲ ሕተቱ መልሶም ሓሳብ የብልናን! ስትራቴጂክ ምምሕዳር ፀጊሙና ! ብሓፈሻ ርእስና ሓሚምና ይብሉ ሰለዘለዉ ካብ ርእሱ ዝሓመመ ሰው ጥዑይ ዘረባ አይትፅበን።

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣማኒኤል ወዲ መረሣ; እንታይ ሓዘን ተረኺቡ ደኣ? እሞ ፅንዓት ይሃብካ!!! ብዝኾነ ግና ከም ህዝቢ ኤርትራ ብናይ ሓደ ውድብ ጨቋኒ ኣገዛዝኣ ደኺምናን ለሚስናን ከይንተርፍ: ኣብ ትግራይ ብፅኑዕ ለውጢ የድሊ እዩ::

  • @afeworkidesta
    @afeworkidesta วันที่ผ่านมา

    ሕዚ ዋና ፀገምና መንግስቲን ፓርትን ምፍላይዲዩ መሰረታዊ ፀገምና ህልውና ኣይኮነነ ግዝኣታዊ መሪትና ምምላስ ኣይኮነን ብጣዕሚ ተመኒኹም ተፀሊእኹም

  • @DanielBeyene-zp8yb
    @DanielBeyene-zp8yb วันที่ผ่านมา +1

    antum sebat bdhrey seari aytbqola eyu zbehal. Ember dander aytbqola entekoynu, xbuq malet eyu ena xbuq slezserhu zelewu mgdafom yhaysh malet eyu. Slezi, msla aynezabea.

    • @tesfayaberhe
      @tesfayaberhe วันที่ผ่านมา

      “ብድሕረይ ዳንዴርኳ አይትቡቐላ” ማለት ድሕረይ ምንም ነገር አይቡቐል ማለት እዩ።

  • @Abdulwahbzein
    @Abdulwahbzein 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ከምይ አለኹም? አድናቒኹም‘ዪ። ነጋ ሕቶ ናብ ወዲ መረሳ ምሰ አቕረብካያ መልሱ ሰጋብ ዝውድእ አይትፅበዬን ዘለኻ።እዚአ ክብል ደልዪ‘ዬ።

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ፖለቲካ እኔኻ ናይ ቀረባ ቤተሰብ ተኾይንካ ወድ ሩባይ ኢኻሞ ልዕሊ ኹሉ ኸኣ ትግራዋይ ኢኻ በይዛኻ ሓዉና ነጋ ሙያ ቀይር በሎ ትፈትዎ ተኾይንካ እዚ ኹሉ ጭህሚስ ባዶ ነጋዳይ ዘይትኾዉን።

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደ/ፅዮን ጆኖሳይድ አይተካየደን እንተዝብል ዳኣ 400ጆኖሳይደርስት ሰዲዱ ኢሉ ንምብታ ዳኣ ተቐዋሚዉ

  • @tewoldetessema9317
    @tewoldetessema9317 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነጋ ወዲ መረሳ እንቋዕ ንብርሃን መስቀል ኣብፀሐኩም:: መደብ ኩም ደስ ይብል:: ብጣዕሚ ንፈትወኩም::

  • @hirayndahray
    @hirayndahray 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንታይ ኢና ንገብሮ ተዛራባይ በዚሑና ዝፀገመና ውሽጣዊን ውስጣዊ ስጋኣት ተንቲኑ ሚዛን ዝሕልወልና ስኢና

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ተዝሰምዖ ጽቡቅ ሐሳብ ነይሩ ብፍላይ ቲቪ ጥራሕ ዝሰምዕ ገባር ህዝብና

  • @gebmeb1193
    @gebmeb1193 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝም በል አለቅላቂ😅

  • @kahsuberhanugebreslasie7299
    @kahsuberhanugebreslasie7299 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መዋፂኢና ጀነራልት ትግራይ ልኣካፋ ኣካፋ እተይዘይሎም
    በቃ ተዋሪድና ማለት ድዩ!

  • @momonaamete8990
    @momonaamete8990 วันที่ผ่านมา

    ፓርቲ ንፓርቲ እውን አይክእልን። ንምታይ ሀገራዊ ፓርቲ አይኮነን። ባዕሉ ናብክ ልል ወሪዱ እዩ።

  • @NassirWahabey
    @NassirWahabey วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ስብ ኣለዋ እንታይ ማለት እዩ ኩለን ክላልላት ዝተማሀረ ኃይል እለወን ስብ አለወን ማለት ድዩ ?

  • @tsegaslasieabraha1633
    @tsegaslasieabraha1633 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ዝገርም ትንታኔ ወዲ መረሳ ነጋ እውን ጎበዝ ጠያቂ

  • @AbrehetGhereziher-md2nh
    @AbrehetGhereziher-md2nh 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከምኡ እንድዮም እሞ።እንተዘይኾኑ ዶ ክሳብ ሐዚ ነዚኦም ተሸኪሞም ኔሮም

  • @MuluKiros-i4u
    @MuluKiros-i4u 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome🎉 you are extremely educated person you did explain almost everything and you are one off the best. Thank you so much both

  • @gheberemskelbereket1368
    @gheberemskelbereket1368 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሐሰዉቲ መናቆርቲ ሠማይ ይፍረስኩም ዘረግቲ ንስኹም ኢኹም

  • @DestaYbrah-tj5kf
    @DestaYbrah-tj5kf วันที่ผ่านมา

    Zereu don't think lick essays afework, also don't encourage backwards,and poor and failed socialism,

  • @mulatatadesse746
    @mulatatadesse746 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብዚ እንሆ ርድእት፣ ኣብዚ እንሆ ልጠት፣ ኣብዚ እንሆ ትንታነ

  • @FantaneshAbera-w2e
    @FantaneshAbera-w2e 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mr doctor when he was in power when the University student got violently killed like snake the body come tigray we never heard him denounce when come to power he quickly respond denounced something that against him he is power thirsty .

  • @haftukindeya9493
    @haftukindeya9493 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanks for your excellent and critical explanation.
    I strongly agree with all what you said.
    I appreciate and kindly request you to keep doing the same thing.

  • @birhanetesfamariam7200
    @birhanetesfamariam7200 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yes, Debretsion should be brought before the court for his denial of the Tigray Genocide.

  • @Kuchakamparacha
    @Kuchakamparacha 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tplf leadership has denied the genocide committed in tigray and what could you say after this

  • @FantaneshAbera-w2e
    @FantaneshAbera-w2e 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    TPLF WHAT THEY HAVE DONE ON TEGRAU this is not first time genocide children in school got bombed by drgi and Eritrean nobody got charged he want to do the same previous genocide on tigray people

  • @Kuchakamparacha
    @Kuchakamparacha 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    The best political analysis with possible solutions and thanks both

  • @yonathanyohannes2853
    @yonathanyohannes2853 วันที่ผ่านมา

    Two old foes with no common sense.such as luck of understanding and judgment

  • @Kuchakamparacha
    @Kuchakamparacha 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    They are useless and irrelevant and shame to be led by this gangs

  • @IsraMohammed-e1q
    @IsraMohammed-e1q 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክለእ መጨበጢ ዘይብሉ ዘረባ ሕሙስ

  • @mengisteabassefazeweldi4412
    @mengisteabassefazeweldi4412 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    WOW very intelligent wedi Meresa

  • @BerhaneKidane-lx7fh
    @BerhaneKidane-lx7fh 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Btaemi eka thazn eza Tigray tmesl midia nhna Tegaru semay knsekla eu zgbeana habo geyrna nemaebla

  • @dargohaftu4836
    @dargohaftu4836 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Condolences for for you and your family

  • @wezwelday2580
    @wezwelday2580 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    That was a good discussion and insight.

  • @LidiyaAlemu-b5i
    @LidiyaAlemu-b5i 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Really supporter of mister vodka

  • @SamuelTesfay-m8x
    @SamuelTesfay-m8x 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    (Ndebretsion )Zey hgawi Wala ykun tgujle gn Wala nmmsal kab halafnetu awridu kab abalnetu zeyebarro. Ezi zereyeka kulom enda ademe bmaere eyom ztseluna.

  • @mesgnawabebe3071
    @mesgnawabebe3071 วันที่ผ่านมา

    Thanks a lot for political discussion.

  • @BrhaneHilesase
    @BrhaneHilesase 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምምሕዳር እበር መንግስቲ የለን

  • @omerabdella8212
    @omerabdella8212 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Aadug hashawti

  • @Kuchakamparacha
    @Kuchakamparacha 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Very logical discussions, thanks Amanuel

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825 วันที่ผ่านมา

    ታይ በፂሑኳ ሓወይ ፅንዓት ይሃብኻ

  • @HagereyMedia-q4o
    @HagereyMedia-q4o 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kemziom zdunqur alodo

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህዝቢ ይበልፅ.

  • @gebreslasiegebremariam5951
    @gebreslasiegebremariam5951 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dejena slm belelna

  • @BrhaneHilesase
    @BrhaneHilesase 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማይ ዘይቃፅር ትንተና

  • @Chmchm-f4y
    @Chmchm-f4y 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Anta vodka hen sadjann ab demnet kewdkuna eyom

  • @gebremedhinyohannes6402
    @gebremedhinyohannes6402 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Biased group Getachew ከዳ

  • @anisaany6039
    @anisaany6039 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤💯✅💊ብሓቂ

  • @andemariam1763
    @andemariam1763 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Just propaganda

  • @soloak2067
    @soloak2067 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅቡቕ ዘረባ

  • @issacharheylu6002
    @issacharheylu6002 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Genius!