ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሜሪዋይ ማዓረይ ኣነ ሓፍትኪ ኒአኩ ፅቡቁ ገረይ ፅቡቁ ዘይ ምለሰኒ ፀኒሐ ተስፋ ይቀርፅ ፀኒሐ ተስፋ ይገብር ዋላ ደቅነይ ንናይ ጓል ገንዘብስ እዩም ዝብልኒ ኣብ ትግራይ ናሃለኩ ግን ማንም ሰብ ኣይፈልጠኒ ነሩ ስደት ምስ መፀኡኩ ግን በቃ ኩሉ ሰብ ገንዘበይ ሂበ ፅሊኢ እዩ ዝመፀአኒ እና ሜሪዋይ ማዓረይ ታይ ትመኪርኒ ማለተይ ፀኒሐ ብጥዕሚ እዩ ዝበኪ 😢😢😢😢
ahh anewen
አወ ናይ ባሓቅ ጠላም መሉኡ ፍጣሪ ዝአመነ ግን ኩሉ ገዝየ ዑዉት አየ ሜርየ ቆኒጆ💖💞💖💞💖💞💖💞💖💞💖💞
❤❤❤
እንቋዕ ብስላም መፃኪ ተጋሩዋይ ደምርኒ❤❤❤
ቅዲሚ ስደት ምምፃኤይ ሰብ ሓንቲ ኪዳና ይብሉኒ ነይሮም ሎሚ ሰሪሐ ተሰዲተ ቡዙሕ ሽግር ኣሕሊፈ ሰሪሐ ምስ ተቀየርኩ ግን መምሃሪ ኾይኑኒ ኩሉ ሓላፈ እዩ ጥዒና ጥራሕ
እወ መሊኡ ብዙሕ ፀገም ሓደ ወዲ ኣሎ ተቀይመዮ ከም ባዕለይ መሲሉ ቀሪቡኒ ብስድራ ወዲኡ ነታ ሓንቲ ወርሒ ነታ ሓንቲ2 3 ወርሒ4 ወርሒ 5ተጠቂሙ ይድርብየን ንዓይ ሽውድ ኣቢሉኒ ዘይርስዖ ቃንዛ ከዓስ 3 4 ዓመት ገይረ ረሲዐዮስ መሊሱ ብርናበለ ይመፀኒ ወዮ ኣነስ💔💔 ገይሩኒ ኒሕ ሒዙኒ ካባካ ዝበልፅ ክመፀኒ ይኮን እዩ ኢለ ተስፋ ቖሪፀስ ረሲዐዮ አረ ለሙስ ካብኡ ወለደይ ዘሕረቁኒ ነገር ግን እሱ የሐሸኪ ንሳተን ናይ ደገ እየንኢሎምኒ ዕድመኪ ከይዱ ይብሉኒ ኣነ ግን ልበይ ሰይሩኒ ብፍላይ ኣብዚ ጦርነት ግዜ ዘሕለፍክዎ ስቃይ ኩላ ኩሉ ተደራሪቡኒ ሀዚ ግን መሊሱ ዕረቁኒ ይብል ወዮ ንዓይ ከሕርቅ ፎቶ ብሓደ ገይሩ ሸር ከምዘይ ገበረ 32 ዕድመይ ግን ፈጣሪ ይፈልጥ እምበር ካሊአይ እየ ዘእቲ ኣይ ፈተንኩን ወዲ ዝበሃል ኣይፈልጥን ብጣዕሚ ልበይ ዝሰበረኒ ወዲኣይርሶዖን የቀንዝወኒ ናቱ ዝኮነ ነገር ሰብ እንድሕር ኣዕሊሉኒ ሕርቅ ይብል ለካ እተፍቁሮ ዝነበርካ ክብድለካ ከሎ ከምዚ ኢካ ትፀልኦ ፅልእኣቢለዮ ክሞት እዙ ኩሉ በክየ ሰውነተይ ወዲአ ክልተ ግዜ ተርእየ ዘይምሰል ኣምሲሉንስ መሊሱ ንወለዲ ንገርዋ ዓርከይ እያ ነይራ ይብል ኮታስ ብዙሕ እዩ ከብድና ይፅሮ
በዳሊ ምኳን እዮ ሕማቅ እንበር ተበዳሊ ምኳን ዝሐሸ እዮእግዚአብሔር ከሰተካክለልኪ እዮ ንወዲ ካልአይ ዕድል ምሃብ ወሲኩ ክጨወተልኪ በሪ ትከፍትሉ አለኪ ማለት እዮ ሰለዚ ናይ ሑሉፍ ረሲዒኪ ንእግዚአብሔር ሂብኪ ነ ንቅድሚት ምሰ ፆሎት ምሰጓም እዮ ዕድመ ገለ ኢልኪ ናብዘይኮን ሂወት ከይትአትይ
@AbrahatAtsabha እኮ አረ ብፍላይ ዓመት እዚኣስ ብር ናበለ ይመፅእ ወዮ ንዓይ ብገዛ ወዲኡ ምሳይ ከምዘሎ ሰለስተ ኣንሽቲ ከምዘይ በፅሐ ንዓይ ከሕርቅ ክንደይ ከምዘይገበረ እውይማርያምን ሽውድ ኣትልል የብለኒ ኣነ ግን ገርሂልበይ ኣይተንኮሉኩን 💔😥ከምዚኣ 3ዓመት ኣሕሊፈዮ ሕጂ ፀሊአዮ ረሲዐዮ ተመስገን መዝሙር ፀሎትግብር ኣቢለ ገፀይ ማዳ ምስን ኢለ የቀንየለይ ግን ስለ ምክርኪ ዛሓፍተይ🙏💚
ተስፋ ዘይምቅራፅ እምበር ሽግር ደኣ ሞሊኡ
እግዚአብሔር ሰላምኺ ይብዛሕ ሜሪየ መስቀል ለሽ ለይብልኺ ሓሳብኺስ ዳሓር ከዳምፆዋ
1)ይፈልጥ እወ ገለ ዝበልዖ እንጀራ ግዲ ሃልዩኒ ተሪፈ እምበር ማዓት ከኒና ኣኪበ ዊሒጠስ ኣይሞትኩን ዋ ጨጉራ ኣትሪፈ🥺2)ገንዘበይ ፅልኢ ወሊዱለይ ፈታዊ ዝባሃል ዘለኒ ክሳብ ዝመስለኒ ደረጃ በፂሐ ለኩ😢ክንደይ ሞ ክንብሎ😢
ሜሪዋይ❤
🙏❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ኣነስ ኣብ ቃለ ኣለኩ እየ ክብራተ ሓፍተይ ❤❤❤🥰🥰🥰👏👏👏 ሕትኪ ፀቡቅ እዩ ዝያዲይ
1.ከቢድ ነገር ዝብሎ ኣብ ሂወተይ ዝሓልፍ ዘይመስል ዝነበረ ኣብ ዕፅዋይ ክባይ ትንፍስና ክሓፅረና ኢሉ ነይሩ ከም ኣነ 2 ተይተሰደትኩ ዝፀልኣኒ ሰብ ኣየስታዉስን 3 ሞያ ዘይትኾኒ ዝበለኒ የለን.. ግን ዝኩሉ ገይረ ታይዶ ገይርክለይ ኢኺ ዝበሉኒ ግን ኣለኒ 😁ግን ሓዳግ እየ 4.ክኾነኪ ኢሉ ዝዕፍነኒ እዚ ንግዛእ ንገዛና ኢለ እሺ ኢሉ ወሲዱ ዝበልዕኒ እዉን ኣሎ .. ኣብ ሂወተይ ዝሮዝሮ ሕቶ ኣብዝሕክልና እምበይ ምመለስኩ ኩሉ 🥰😊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሜሪ ባ ናይ ባቀደመይ ሕቶታት ዘይተምልስልና?? ዝደለኩሙ ሕቶቱ ክምልስ የ ዶ የበልክን ንፀበየኺ ኣለና እና😌
ኣነስ ብስድራይ ንግስቲ እየ እግዚአብሔር ይመስገን ዋላ ብደቅነይ ሕብንቲ እየ❤ ስድራቤተይ ኩፉእ ኣይንከአለይ💛❤🙏ኣብ ስደት መፂአ ፅቡቅ ዝገበርኩሉ ሰብ ግን ተመሊሱ ነኪስኒ ብቻ ተመስገን😢
አነ አለኩ ልክዕ ከማኪ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
👏👏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
እግዚኣብሔር ይመስገን ሜሪየ
😢😢😢
Merya be weshite delyke neyra🥺♥️
0948363781
Tigrinya aytkielin eki 😂😂
እወ ሜሪዋይ ቡዙሕ ሰላም ኢሉካ ዘይፈልጥ ምስ ተሰደትካ ናደወለ ዝጭቅጭቀካ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እወ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ድምፂይ ኮ ረቡሹና ኮ ካመይገርና ኢና ንሰምዐኪይ
ደምሩኒ ተጋሩዋ 🙏ጀማሪት እየ ♥️
ደምራኒ ይሕዋተይ❤❤❤🎉
ደምራኒ❤
መሪዋይ ፅርቲ ኣነ ኣለኩ ካብ ብቆላዓይ ትሕዘ ፃዕራም ካብ ጋል 13 ዓመት ኣትሕዘ ንውጪ እኮ ክኸድ እየ ይብል እሞ እረ ስእልካ ጅዳ ይባሃል ነይረ ግን 6ዓመት መቀለ 7ዓመት ስዕዲ ግን ምንም ደጋፊ ዘይብለ ሕረፍቲ ዘይፈልጥ ሐዚ ግን ገዛ ዘስረሐለ መን እዩ ኣይናዓቀብ ኣይንቑልቕል እየ ዘለኩ ምርርር እልኒ ዳሰብ ምስራሕ ከደይ እልካ ሞ ይውዳእ እስኪ ምኽርኪ ኣብኒ እንታይ ተገበርኩ የሐይሽ 🥹😰
ክልና መሪርና ኣሎ ዋላ ኣነ ገዛይ ከይወዳእኩ ሃጽ እልኪ ክዲ ይመጸኒ😢😢
@ ኣጀኪ ማዓረይ ናተይ እኮ ገና እዩ ብስሩ ኣይተጀመረይ 😰😢
ኣነስ ኩሉ ገድፋ ክኽድ ወስነ ዋይ መርሩኒ 🥹🥹🥹@@ኣቢTH-cam-f5b
ሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋይ
መልሲ❤
@MashoVlogs እሽ
ደሙሩና
ግደፍና ማ የትንክእና😢
Kulu anana
ደሙሩኒ ኣሕዋት 🌹
ደምራኒ ጀማሪት እየ ደቅነይ👏😘
መልሲ እሹ
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤
ሜሪዋይ ማዓረይ ኣነ ሓፍትኪ ኒአኩ ፅቡቁ ገረይ ፅቡቁ ዘይ ምለሰኒ ፀኒሐ ተስፋ ይቀርፅ ፀኒሐ ተስፋ ይገብር ዋላ ደቅነይ ንናይ ጓል ገንዘብስ እዩም ዝብልኒ ኣብ ትግራይ ናሃለኩ ግን ማንም ሰብ ኣይፈልጠኒ ነሩ ስደት ምስ መፀኡኩ ግን በቃ ኩሉ ሰብ ገንዘበይ ሂበ ፅሊኢ እዩ ዝመፀአኒ እና ሜሪዋይ ማዓረይ ታይ ትመኪርኒ ማለተይ ፀኒሐ ብጥዕሚ እዩ ዝበኪ 😢😢😢😢
ahh anewen
አወ ናይ ባሓቅ ጠላም መሉኡ ፍጣሪ ዝአመነ ግን ኩሉ ገዝየ ዑዉት አየ ሜርየ ቆኒጆ💖💞💖💞💖💞💖💞💖💞💖💞
❤❤❤
እንቋዕ ብስላም መፃኪ ተጋሩዋይ ደምርኒ❤❤❤
ቅዲሚ ስደት ምምፃኤይ ሰብ ሓንቲ ኪዳና ይብሉኒ ነይሮም ሎሚ ሰሪሐ ተሰዲተ ቡዙሕ ሽግር ኣሕሊፈ ሰሪሐ ምስ ተቀየርኩ ግን መምሃሪ ኾይኑኒ ኩሉ ሓላፈ እዩ ጥዒና ጥራሕ
እወ መሊኡ ብዙሕ ፀገም ሓደ ወዲ ኣሎ ተቀይመዮ ከም ባዕለይ መሲሉ ቀሪቡኒ ብስድራ ወዲኡ ነታ ሓንቲ ወርሒ ነታ ሓንቲ2 3 ወርሒ4 ወርሒ 5ተጠቂሙ ይድርብየን ንዓይ ሽውድ ኣቢሉኒ ዘይርስዖ ቃንዛ ከዓስ 3 4 ዓመት ገይረ ረሲዐዮስ መሊሱ ብርናበለ ይመፀኒ ወዮ ኣነስ💔💔 ገይሩኒ ኒሕ ሒዙኒ ካባካ ዝበልፅ ክመፀኒ ይኮን እዩ ኢለ ተስፋ ቖሪፀስ ረሲዐዮ አረ ለሙስ ካብኡ ወለደይ ዘሕረቁኒ ነገር ግን እሱ የሐሸኪ ንሳተን ናይ ደገ እየንኢሎምኒ ዕድመኪ ከይዱ ይብሉኒ ኣነ ግን ልበይ ሰይሩኒ ብፍላይ ኣብዚ ጦርነት ግዜ ዘሕለፍክዎ ስቃይ ኩላ ኩሉ ተደራሪቡኒ ሀዚ ግን መሊሱ ዕረቁኒ ይብል ወዮ ንዓይ ከሕርቅ ፎቶ ብሓደ ገይሩ ሸር ከምዘይ ገበረ 32 ዕድመይ ግን ፈጣሪ ይፈልጥ እምበር ካሊአይ እየ ዘእቲ ኣይ ፈተንኩን ወዲ ዝበሃል ኣይፈልጥን ብጣዕሚ ልበይ ዝሰበረኒ ወዲኣይርሶዖን የቀንዝወኒ ናቱ ዝኮነ ነገር ሰብ እንድሕር ኣዕሊሉኒ ሕርቅ ይብል ለካ እተፍቁሮ ዝነበርካ ክብድለካ ከሎ ከምዚ ኢካ ትፀልኦ ፅልእኣቢለዮ ክሞት እዙ ኩሉ በክየ ሰውነተይ ወዲአ ክልተ ግዜ ተርእየ ዘይምሰል ኣምሲሉንስ መሊሱ ንወለዲ ንገርዋ ዓርከይ እያ ነይራ ይብል ኮታስ ብዙሕ እዩ ከብድና ይፅሮ
በዳሊ ምኳን እዮ ሕማቅ እንበር ተበዳሊ ምኳን ዝሐሸ እዮእግዚአብሔር ከሰተካክለልኪ እዮ ንወዲ ካልአይ ዕድል ምሃብ ወሲኩ ክጨወተልኪ በሪ ትከፍትሉ አለኪ ማለት እዮ ሰለዚ ናይ ሑሉፍ ረሲዒኪ ንእግዚአብሔር ሂብኪ ነ ንቅድሚት ምሰ ፆሎት ምሰጓም እዮ ዕድመ ገለ ኢልኪ ናብዘይኮን ሂወት ከይትአትይ
@AbrahatAtsabha እኮ አረ ብፍላይ ዓመት እዚኣስ ብር ናበለ ይመፅእ ወዮ ንዓይ ብገዛ ወዲኡ ምሳይ ከምዘሎ ሰለስተ ኣንሽቲ ከምዘይ በፅሐ ንዓይ ከሕርቅ ክንደይ ከምዘይገበረ እውይማርያምን ሽውድ ኣትልል የብለኒ ኣነ ግን ገርሂልበይ ኣይተንኮሉኩን 💔😥ከምዚኣ 3ዓመት ኣሕሊፈዮ ሕጂ ፀሊአዮ ረሲዐዮ ተመስገን መዝሙር ፀሎትግብር ኣቢለ ገፀይ ማዳ ምስን ኢለ የቀንየለይ ግን ስለ ምክርኪ ዛሓፍተይ🙏💚
ተስፋ ዘይምቅራፅ እምበር ሽግር ደኣ ሞሊኡ
እግዚአብሔር ሰላምኺ ይብዛሕ ሜሪየ መስቀል ለሽ ለይብልኺ ሓሳብኺስ ዳሓር ከዳምፆዋ
1)ይፈልጥ እወ ገለ ዝበልዖ እንጀራ ግዲ ሃልዩኒ ተሪፈ እምበር ማዓት ከኒና ኣኪበ ዊሒጠስ ኣይሞትኩን ዋ ጨጉራ ኣትሪፈ🥺
2)ገንዘበይ ፅልኢ ወሊዱለይ ፈታዊ ዝባሃል ዘለኒ ክሳብ ዝመስለኒ ደረጃ በፂሐ ለኩ😢
ክንደይ ሞ ክንብሎ😢
ሜሪዋይ❤
🙏❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ኣነስ ኣብ ቃለ ኣለኩ እየ ክብራተ ሓፍተይ ❤❤❤🥰🥰🥰👏👏👏 ሕትኪ ፀቡቅ እዩ ዝያዲይ
1.ከቢድ ነገር ዝብሎ ኣብ ሂወተይ ዝሓልፍ ዘይመስል ዝነበረ ኣብ ዕፅዋይ ክባይ ትንፍስና ክሓፅረና ኢሉ ነይሩ ከም ኣነ
2 ተይተሰደትኩ ዝፀልኣኒ ሰብ ኣየስታዉስን
3 ሞያ ዘይትኾኒ ዝበለኒ የለን.. ግን ዝኩሉ ገይረ ታይዶ ገይርክለይ ኢኺ ዝበሉኒ ግን ኣለኒ 😁ግን ሓዳግ እየ
4.ክኾነኪ ኢሉ ዝዕፍነኒ እዚ ንግዛእ ንገዛና ኢለ እሺ ኢሉ ወሲዱ ዝበልዕኒ እዉን ኣሎ .. ኣብ ሂወተይ ዝሮዝሮ ሕቶ ኣብዝሕክልና እምበይ ምመለስኩ ኩሉ 🥰😊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሜሪ ባ ናይ ባቀደመይ ሕቶታት ዘይተምልስልና?? ዝደለኩሙ ሕቶቱ ክምልስ የ ዶ የበልክን ንፀበየኺ ኣለና እና😌
ኣነስ ብስድራይ ንግስቲ እየ እግዚአብሔር ይመስገን ዋላ ብደቅነይ ሕብንቲ እየ❤ ስድራቤተይ ኩፉእ ኣይንከአለይ💛❤🙏
ኣብ ስደት መፂአ ፅቡቅ ዝገበርኩሉ ሰብ ግን ተመሊሱ ነኪስኒ ብቻ ተመስገን😢