- 297
- 1 066 958
ሪም ቲዩብ Rim tube
เข้าร่วมเมื่อ 22 มี.ค. 2023
วีดีโอ
ናይ ሎሚ ፕራክ ይፍለ እዩ😁👌ስብኣይን ሰበይትን ዘባእስ #neshneshtv @neshnesh_show @gualkeren @tigerriyad21
มุมมอง 2.4K4 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ናይ ሎሚ ፕራክ ይፍለ እዩ😁👌ስብኣይን ሰበይትን ዘባእስ #neshneshtv @neshnesh_show @gualkeren @tigerriyad21
ገርሂ ኢሉ ምሽጥር ዘውፅእ ሓሳዊ ወይ ዓሻ ማለት እዩ😃።
มุมมอง 2.5K9 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ገርሂ ኢሉ ምሽጥር ዘውፅእ ሓሳዊ ወይ ዓሻ ማለት እዩ😃።
ታይ ኮይና መቅደስ ዘይመፀት ኣብ ቃልኪዳንኪ ንዝብል መልሲ
มุมมอง 10K14 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ታይ ኮይና መቅደስ ዘይመፀት ኣብ ቃልኪዳንኪ ንዝብል መልሲ
ናተይ ደስታ ትምነዩ😍እንሆ በቲ ኣምላክ ዝፈቆዶ ዕለት ቃል ኪዳን ኣስርና
มุมมอง 14K21 วันที่ผ่านมา
ናተይ ደስታ ትምነዩ😍እንሆ በቲ ኣምላክ ዝፈቆዶ ዕለት ቃል ኪዳን ኣስርና
ውላድ ማቱ ዓጊቱ ቅርሺ ዝሓተተ ንብሬ ራያ(ብዕራይ)ኣብፅሕለይ
มุมมอง 2.7K2 หลายเดือนก่อน
ውላድ ማቱ ዓጊቱ ቅርሺ ዝሓተተ ንብሬ ራያ(ብዕራይ)ኣብፅሕለይ
ብዛዕባ ኣርትስት ሳባን ገዳም እንዳቦ ሃደራ ዳጭፈራ ኾይኑ ሃይማኖት ኣይብልናንን🤔
มุมมอง 1.1K2 หลายเดือนก่อน
ብዛዕባ ኣርትስት ሳባን ገዳም እንዳቦ ሃደራ ዳጭፈራ ኾይኑ ሃይማኖት ኣይብልናንን🤔
ሽምግልና ኢልክን ዓዲ ዓረብ ትምርዐዋ @neshnesh_show @gualkeren
มุมมอง 3.5K2 หลายเดือนก่อน
ሽምግልና ኢልክን ዓዲ ዓረብ ትምርዐዋ @neshnesh_show @gualkeren
ከብደይ ቆስላ ፕራክ ንማዘር ዓቢዳያ ክትብሃሊ ኢኪ@neshnesh_show @tefetawitalkshow @tigerriyad21
มุมมอง 6K2 หลายเดือนก่อน
ከብደይ ቆስላ ፕራክ ንማዘር ዓቢዳያ ክትብሃሊ ኢኪ@neshnesh_show @tefetawitalkshow @tigerriyad21
ብድብቅ ካሜራ ኣልዕለየን ሓማተይ ኣደኪ ዶ የምሃረትክይ እያ ያ🤔😓
มุมมอง 2.8K2 หลายเดือนก่อน
ብድብቅ ካሜራ ኣልዕለየን ሓማተይ ኣደኪ ዶ የምሃረትክይ እያ ያ🤔😓
❤❤❤😂😂😂
ድምሩኒ ደቂ ዓደይ ማዓረይ 😅😅😅
🤣🤣🤣🤣🤣
😂😂😂😂😂
ሚሪተይ መሕረር😅😂😂
😂😂😂😂
እንድሕር ምሽጥር ትሕዚ ደኣ ታይ እማ ትንገፍለኺ ዘሓፍተይ ከዝውን ተዓረቃ እና ክንብል መቅደስ ኣድኒቀያ ሓፃሪ መራሪ ተዛሪባ ዓፅያትኪ 🤔
ኣትዮ ሜሪ ኣነን ንስክን ብደንቢ ኢና ንፈላጥዋ ናብዚ ዘምጽእ የነበረክን ብዛዕባይ ግን ካብ ሐጂ ኣቃርጺ ኣብ ካሊእ ሂወት እየ ዘለኩ የርከብኩን ማሓዙት ተኮይና ናይ መሓዙት ምገበርኪ ነይረ ብደንቢ ኢና ንፈላጥ ተይከ ነይሩኪ ናብዚ ዘምጽእ ጥፍኣትኪ ብደንቢ ኢኪ ትፈልጢ
ሓቲቶምኪ ዶ የኾነይ መልስኪ ዘለኪ ትሓቲተ መልሰ ኣብ ሚድያ ፀፍ ጭልጥ ዘይኮነስ ብደምቢ እምበር ክኣ ንፋለጥ❤ንዩቱብ ኢላ ዝበልኪ ስለ ማርያም ኢለ የምፅእ እምበር ሓቂ ተዛሪብካ ምክፋል ሓጥያት የብሉን ክኣ በቃ ይአክለና እዩ ዝብሃል እምበር ስለ ቭድዮ ተሰሪሓ ኢልካ ምፍርራሕ ኣነ ኮ ሜሪ እየ መቅደስ ድስ ተይልኒ ድኣ ይሰርሕ ጥራሕ ሜዳ ፈካራ ናተፋለጥና ነውሪ ጓልነይ መሕመሚ ብዓል ልቢ ከይከውን ሲ
@rimtigraytube ናማነን ድየን መጀመርታ ትርጉም ምሕዝነት ፍለጢ ሐጀዉን ናይ መሓዙት ምገበርኪ ነይርኪ ኣየሐድሽ ኣሽቃብጥ እቲ ቪድዮ ከዓ ኣብሰዓቱ ስለዘረኣክዎ ሐጂ መሊሰልክ ሐጂዉን ነጊረኪ ስለይቪድዮ ከይትሰርሕ ትመከራ ቅድመይ ነይርክዮ ምስኪ ነይረ ኣብ ጸገመይ ምሳይ ነየርኪ ኣከለ ካብኡንደሓር ዘሎ ግን ነብሰኪ ሕተቲ ቃለይ ሓነቲ እያ የገላበጥን ስስርዓትና ሒዝና ስቁ ንበል ንግዜ ንግደፎ ትፈልጥዮ ዘለኪ ከዓ ካብ ፍትፍቱፊቱ ዝበሃል ነገር ኣሎ መዕጾ ደፊኤ ገዛ ማተይ ኣይኣቱን ባዕልኪ ምደወልኪ ምቀረኩ ምወቀስክኒ ነይርኪ ሐጂ ግን ብዛዕባ ዝጉዳይ ይኣክል ከምዚ ከመዘይፈቱሲ ብደንቢ ኢኪ ትፈልጢ
@@Mekdes9005 ምሽ ሓቅኪ ሕክምና ተከድኩ ናከድኪ ማጮሎት ተከድኩ ናመፃኪ እስርቤት ተከድኩ ምሳይ ናከድኪ 😂😂😂መይትኪ ጓለይ ዋ ይአክለና ሜሪ ለ ትፈልጥኒ ኢኪ ለካዕካሕ ኣይብል ኣየሕድሽ ትፈልጢ ኢኪ ስለ ማንም ምሓዛይ ናባኪ መፅኤ ኣይብቱረፍን ንዓኪ ለ ምስ ከሊእ ኣየልዕልን ተክእልኪ ግን ናይ በይነይ ፎቶ ስቀሊ። ኣብ ሓዘነይ ምሳይ ትኾኒ ኣብ ሓጎሰይ እንድሕር ትርሕቂ ክኣ ሕማቀይ ምርኣይ ድስ ዝብለኪ እዩ። ነኹሱም ክትመፅእ ድያ ነይራ ያ ክመፅእ እወ ናበይ ከ ዘይከድናንን ዘይጠፋእናን ካሊእ ብዛዕባ ቪድዮ ምስራሕ ከይትሰርሒ ኢልክኒ ኣይሰርሕ ስርሒ ኢልክኒ ኣይሰርሕ ዝገብሮ ብፍቃደይ ና ብፍቄደይ ጥራሕ እዩ መቅደስ። ንዓይ ከምቲ ትጉረንዮ ኣብ ሶሻል ሚድያ አይትኩንለይ😎
@@rimtigraytube ዝተሰቀለ ፎቶ እየ ሰቂለ የተንኽፍኒ ጉራ ዘይኾነስ ብተግበርለ ዋዛ የኮንኩንዋ ይኣክለኪ ንማንም የፈርሕን
@@Mekdes9005 ወርድኪ ንባዕልኪ መሐሸኪ ጓለይ 😃
እንታይ እዩ ከዚ እትፍታሕ አብ ገዛክን ዘይትፈትሐኦ ማሓዙት ኮንክን ዘሕለፍኽኖኦ እዩ ልዓቢ ዛሓፍተይ ካብኡለ ተዓረቃ መፅደቅደቅ ደስ ኣይብልንዋ በሓደ ምፃ ክንሰምዐክን እንተዘየለ ሕምየት እዩ እዙይ 🤔
😂😂😂ሜርየይ😂😂
ሜሪ መሕረር 😂😂😂😂😂
መልሲ❤❤❤
😂😂😂😂😂
ደምራኒ አሕዋት ክምልስ የ
🎉🎉🎉❤❤😂😂😂😂😂🎉🎉
አረ ኩሉ ጊዜ ምፀአልና😢
መይተ😢😂
😅😅😅😅
ደምሪኒ ❤
😁😅😅
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ ❤
መልሲ እሹ
@Ab-channel-x4w እሹኒ🌹
ኣነስ ካብ fb ናጎየኩ መፅየ😂😂😂
ብደንቢ ክተጨንቅዮም ነይርኪ😂
🤣🤣🤣🤣
😂😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂 ዋይ ምተ
😂😂😂😂😂😂😂
❤❤😂😂😂😂😂ሜሪ
❤❤❤❤ 😅😅😅😅😅 ብሳሓቅ ክፍንድአ ደልየ ግን ኣብዚ ትድምፂ ሙሉአ ተዝህልው😅😅😅
❤😂😂😂
ሜሪየ😂😂😂 ካብ ወፂእካ ምትራፍ ይሓልወና እግዚአብሔር ኣምላክ #ደምሩኒ ብሩካተይ ሪእኩም ኣይትሕለፉኒ
ደምራኒ ክድምረክን❤ ተጋርዋይ
ሜሪየይይ መቱኩ ዋይይይ😂😂😂ተናሱሑ 😂😂😂
አታሞቱኹ😅😅😅😅😮
አየ ሜሪ መቅሰን😂😂😂😂😂😂❤❤
😅😅😅
😂😂😂😂😂
😂😂አየ መሬዋይ ናተይ መቅስን አረ ኩሉ ግዜ ምፅእና ሱቅ እለ እየ ዘቃስንዋ😂😂😂😂😂
ሜሪ😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂ደሙሩኒም ተጋሩዋይ
መልሲ
መልስ🎉🎉🎉❤❤❤❤
😂😂😂😂😂
😏😏😏😏
❤❤❤❤❤❤🎉
😂😂😂😂
❤❤❤❤❤
offff moyte 😂😂
ራሄል እየኮያ😂😂😂
🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
😂😂😂😂😂😂
እም እነለ ሓንቲ ሓንቲ ከአከብ እየ
😭👈😂😂😂😂😂❤❤