ኣደ ቅንፍዝ ...

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @alenamediatv7443
    ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ይጓዕ ነይሩ። ዲያስፖራ ኤርትራውያን ቅድሚ ሒደት ዓመታት "ይአክል" ብዝብል ማዕበል ንምድረ ሰማይ ኣንቀጥቂጡዋ ነይሩ። ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንይአክል ተኪኡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ኣስፋሕፊሑኳ እንተጸንሐ፡ ብሰንኪ ዘይብሱል ኣከያይድኡን ዕንደራን ኣብ ኣፈፌት ሓድሽ ዓመት 2024፡ ካብ መጋርያ ናብ ሓዊ ለይቶ ተቐዪሩ ኣሎ። ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ ከም ዘይብሉ፡ ክንነግር ጸኒሕና ኢና። ኢሉ ኢሉ ከአ፡ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን መስሓቕ ሸራፋት ኮይኑ ኣሎ። ብዘይ ቃልዓለም፡ እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ። ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ንሓርነት፡ ምፍልላይ፡ ምዝልላፍን ፋሕጭንግራሕን ክሳራ'ምበር ረብሓ የብሉን። ሕጂ ውን እዚ ደርማስ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ከም ተመን መስከረም ዕፋፈቱ ሰዲዱ፡ ብሓድሽ መልክዕ ክውደብ የድሊ ኣሎ።
    Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
    Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.c...
    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org...
    alenamedia.org...
    #TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
    ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | bbc tigrinya | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

ความคิดเห็น • 69

  • @messiah5463
    @messiah5463 6 หลายเดือนก่อน +6

    መንነት ማለት ኮ ዜግነት ማለት ኣይኮነን ንኣብነት ኣብዚ ዘለኻዮ ካናዳ ሲ ኩሉ ካናዳዊ እንተኾይኑ ብዜግነት መንነቱ ኸኣ ነናብ ዓዱ ይምልከት ማለት ዩ ሶ ኣብ ኤርትራ ውን same ዩ ንሕና ትግርኛ ተዛረብቲ ምስ ኩናማ ናራ ዓፋር ካልእ ውን ብ መንነትና ሓደ ኣይኮናን ዜግነትና ግን ኤርትራውያን ኢና ተተረዲእካ ዚ ሐራይ ንዓኻ ሕቶ ክገድፈልካ ረዲኢ መሓሪ ኤርትራውያን ቅድሚ ኤርትራ ምዃና ማለት ቅድሚ ጥልያን መንነቶም ታይ ኔሩ ኤርትራ ትባሃል ኣይነበረትን ሹዑኡ ? ? ? መልስኻ ?😅

  • @ወዲዕትባን
    @ወዲዕትባን 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣያ ረዲእ ኩሉ ዝበልካዮ ሰሚዒዮ ፍሉይ ነገር ኣይረከብኩሉን ከምዚ ከማካን ብጾትካን ዓለታውያን ኣብ 1ጂግና ህብረተሰብ ተቃለሳይ ተባዕ ህዝቢ ዝግበር ጸለመ ከም ኣመልኩም ትቅጽሉሉ ከምዘለኩም ኢየ ተረዲኤ ንሕና ካኣ ነዚ ናትኩም ፎሮክ ፎሮክ ማይ ክነፍሰሉ ኢና ጥራህ ዘይ ኮነስ? ብዑቱብ ንካታተሎን ንካሎሶን ኣለና ንስኩም ካብ ሓሶትን ጸለመን ኣትላቀቁን ንሕና ድማ ካብ ስራሕን ዓወትን ድሕር ኣይንብሊን ። ጸቢብ ዓሌታውያን መን ከምዝኮነ ከም ጸሓይ ተወሊዑ ስለ ዘሎ ንኩሉ ሪእሲ ዘለዎ ጊልጺ ኢዩ 32 ዓመት ወዲ ኣውራጃና ኢዩ ተባሂሉ ዶ ኣይኮነን ባዓል 4 ፊሪጪት ነበር ኣርሓ እናተብሃለለይ ኣከለጉዛይ እተናብ ስልታን መጽዮም ሒነ ክፍድዩ ኢዮም ንካታተሎም ዶ ኣበልኩምን ንዝወጸ ቃልሲ ኮለልልል ዶ ኣበልኩምዎን ወረየብልካ ዲዩ😂😂😂😂😂 ተፋሊጥና ኢና ዝበልካ እተበልካ ምስ ከዳዓት ዱሙራት ዝዝመጸ መንግስቲ ዘገልጉሉ ጊላታት ናይ ታሪክ ሓተላ ተደሚርና እና ክክክክክክ ዶ ኣይበልኩምናን ውብ ማእከል ኣስመራ ካህዳማት ዳንቢያ ስብ ጎንደር no more ተቀነ

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 6 หลายเดือนก่อน +8

    ረድእ ፡ ከመይ ቀኒኻ ! ትጠፍ ኣናለኻ ኣጆኻ ከም ቀደምካባ ንጠፍ !

  • @mikehaile8728
    @mikehaile8728 6 หลายเดือนก่อน +3

    ሐውና ረድእ እንታይ ኾንካ ኢኻ መገድኻ ትቅይር ዘሎኻ ኣግድን ካብሐዊ ለይቶ ኢልኻ ካብ ትጅምር ቃልስኻ ይወድቅ ከምዘሎ ፍለጥ ሕሰብሉ::

  • @YosefYimese
    @YosefYimese 6 หลายเดือนก่อน +1

    ደሐን ዶ አይነበካን ቅንፍዝ እሾክ እንታይ አድለየ።ብሐንሳብ ምቅላስ ዶ አይምሐሸን

  • @siumlebasi4061
    @siumlebasi4061 6 หลายเดือนก่อน +1

    Aya redi mehari qalsi texawarnetn tewefaynetn kemzhat t meten nskawn kem abin temekuron kemzeleka meten itom teqeyaymkum zelekum irqi gberuhanti rito gn aleni zegnet men netn abzbl felalika zrea iu mkniyatu men net tigrigna tigre bilen saho izi mennet bziegnet ka eritreawian tebahilom yxwueu iritrea gn luelawit hager iya mstgray knhwsa zbl intelyu gn anewn aysamamaen iye slezi lbiaebika dagm gmt bmgbar iti zedli zelo erqi iu

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน +3

    ወረ እንኳዕ ናብዛ ንሃርፋ ሚድያኻ ተመልስካ፡ ብሰንኪ ሰልጠነ ክንደይ ናይ ቅንጸላ ወረ ዘይሰማዕና፡ ንዓኻ ድማ ዕድል ኤልሳ ጭሩምን ፌቨን ወንጫርን ተመስገን ካሕሳይን ብርሃነ ክብርኣብን ዓይነታ ምሕረትኣብን በብሓደ ዝወረዶም ምንጻልን ቅንጸላንዩ ወሪዱካሞ፥ ሓደራ በጃኻትኩም ተራዳድኡ ሕበሩ ስጥመት ግብሩ ገና ገና ገና ኒዩ ዘሎ ስራሕና እሞ ክትሓብሩ ተጋደሉ።
    እዛ መንነተይ ዜግነተይ ትብሃል ሕማም ግን ሕሰብ ኣስተውዒልካ ኣስተንትኖ እታ ሃገር ምስ ተረኽበት ብህዝቢዩ ዝውሰን። የሕዝንዩ ነዚ ክትደኽመሉ እቲ ቀዳምነትና ግዳ ዘይትገብር።

    • @ወዲዕትባን
      @ወዲዕትባን 6 หลายเดือนก่อน

      ክክክክክክክ ለክባጥ ከዳሚ ስብእነት ካባኩም ኣንጽበን ፊኒፊት ምምጎት የለን ሓሶት ግን ናይ ኣቦታትኩም ኢዩ

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@ወዲዕትባን
      ሰብ ነብሱ ምስ ጸልአ ንዝረኸቦ ምጽራፍ ጥራይ ኣይኮነንሲ ትንፋሱ እዩ ዘሕልፍ ነገር ድሙር ባርያ ሮቦት ህግደፍ በልስከ ካብ ምዕፋር የድሕንካ።

    • @Habesha-1942
      @Habesha-1942 6 หลายเดือนก่อน

      Bravo ayana Redie Alena....ኣብ ጎድንኻ ኣለና ንሕና መንእሰያት ❤❤❤ጉዳይ ገብራይ (tewetafi)ክኣ ናባና ግደፎ

  • @Tansarivi33
    @Tansarivi33 6 หลายเดือนก่อน +3

    What can you say about Rashyda who have Yemen identity with their Eritrean citizenship?

  • @FreeEritreafromIssayas
    @FreeEritreafromIssayas 6 หลายเดือนก่อน +1

    እሞ ትርጉም መንነት እንታይ ድዩ ድኣ ኣያና ረድኢ? ዜግነትን መንነትንከ ፍልልዩ እንታይ ድዩ? መስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ተዛራቢ ትግርኛ ሓደ መንነት ኣለና ኢና ኢልና እምበር ሓደ ሃገር ኣለና ኣይበልናን። እሞ እቲ ዓፋር ኤርትራዊ ምስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓፋር ሓደ መንነት ኣለና ምባሎም ቅቡል እንተኾይኑ ድኣ ንሕና ምስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ከማና ዝዛረብን ከም ናትና ባህልን ዘለዎ ህዝቢ ሓደ መንነት ኣለና ምባልና ብምንታይ እዩ ጌጋ ዝኸውን?

  • @biniam1990
    @biniam1990 6 หลายเดือนก่อน +1

    Suk bel hasawe

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሓንሳእባ ረዲእ ሓደ ጣልያናዊ ፉሉጥ እዩ ብመንነቱ ጣልያናዊ እዩ where you from እንተ ኢሎሞ i m fyom Itily ይብሎም እሞ እንታይ እዩ ዜግነትካ እንተ ኢልካዬ ደረቱ ነፊሑ አነ ኤሬትራዊ እየ እን ኢልካ ፈቲኻ ጸሊእካ ክትቅበሎ ኢኻ ።እሞ ምስ እዞም ተጋሩ የሕዋትና ደአ እንታይ እዩ ፍልልዩ???

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 6 หลายเดือนก่อน

    ተፈታውነት ክትረክብ እንዳ ፈለጥካ ብህዝብኻ ቁማር ትጻወት ገሰረጥ ዝኾንካ ሰብኣይ። ናበይ ኢኻ ግልብጥ ግልብጥ ትብል ከምሰፍኢ።

  • @n.k3901
    @n.k3901 6 หลายเดือนก่อน

    ኣያና ከምቀደምካ ጉዳይ ፖለቲካኻ እንተትገብር ሰብ ምሰዓበካ ከምዞም ቆልዑት ብውልቀሰባት ምዝራብ ንዓኻ ዝምጥን ኣይኮነን ምስክብረትካ ከለኻ ምግዳፋ ትሕሸካ

  • @zaidbein4946
    @zaidbein4946 6 หลายเดือนก่อน

    ኣለና እንቋዕ ደሓን መጻእካ፡ ሕጂውን ከምቲ ዝበልካዮ፡ ኣደ ቅንቭዝ፡ ቀዳማይ ጸላኢኻ ኣለሊኻ ምቕጻል ዩ። ብዝተረፈ መፍቶ ጸላኢና ዝኾነ ምትህልላኻት ንቃልስና ጠቓሚ ኣይኮነን።

  • @dawdadem4750
    @dawdadem4750 6 หลายเดือนก่อน

    መንነትን ዜግነት ጉዳይ ሓደ እንተኾይኑ አቶም ካልኦት ብሄራት ከ እንታይ እዮም ክብሉ ንኣብነቶ ዓፋር ኩናማ ኢሮብ መንነቶም እንታይ እዩ ሓደራ ተገዲስካ መልሰለይ

  • @tamratevents
    @tamratevents 6 หลายเดือนก่อน

    ኣያ ረድኢ ትርጉም መንነትን ዜግነትን ዶ ክትነግረና?
    ኤርትራውነት ከ ብምንታይ መልክዕ ዩ መንነት ክኸውን ዝኽእል ኣጸቢቕካ ኣረድኣና እምበር ዘይከውን ዩ።
    ኣነ ኤርትራዊ ትግራዋይ ከኣ ትግራዋይ ዩ ክትብል ሰሚዔካ,,
    ንስኻ ኤርትራዊ,,,እቲ ትግራዋይ ዝበልካዮ ድማ ኢትዮጵያዊ ዩ።
    ጉዳይ መንነት ግን ካልእ ምዃኑ የ ዝፈልጥ።
    ሕቶይ ንዓኻ ንኣያና ረድኢ ጥራይ ዩ።

  • @burnlies
    @burnlies 6 หลายเดือนก่อน

    ርግጽ 'ዩ : ኹሉ ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ንፍትሒ እቃለስ ኣለኹ ዝብል ውልቀ ሰብ ይኹን ፖለቲካዊ ውድብ ቅድም ቀዳድም ትርግታ ልብን ድሌትን ህዝቢ ኤርትራን ፈሊጡን ኣኽቢሩን ብህልው ሃገራዊ ልኣላውነት ኤርትራን ኹለመዳያዊ መንነት ኤርትራን ኣሚኑ ወይ ኣኽቢሩ ክቃለስ ይግባእ. ነዞም ነገራት እዚኦም ሒዙ ተዘይተቓሊሱ እቲ ዝገብሮ ፖለቲካውን ፍትሓውን ሕጋውን ምንቅስቓስ ካብ ግዜን ገንዘብን ቃልሲ ንፍትሕን ምኽሳርን ምቅሃምን ወጻኢ ከምጽኦ ዝኽእል ኣዎንታዊ ለውጢ ክህሉ ከቶ ኣይክእልን 'ዩ.

  • @meharihagos5003
    @meharihagos5003 6 หลายเดือนก่อน

    ቅንፍዝ ንስኻ ምኻንካ ፍለጥ ጽቡቅ ጌርና ስለንፈልጠካ ግን ክኣ ኣብትበጽሖ ይብል ካን ኣንታ ሸያጥ ድሕሪ ባይታኻ ተማምጌርና ንፈልጥ

  • @bzewde
    @bzewde 6 หลายเดือนก่อน

    ንሉኡላዉነት ኤርትራ ዝኸሕድ ህግደፍ ድኣምበር ደላይ ፍትሒ የለን, :
    ብዛዕባ ዜግነትን መንነትን ካኣ ንኣብነት ኣነ መንነተይ ኤርትራዊ ዜግነተይ ሆላንዳዊ እየ ነዚኸ ከመይ ትሪኦ??

  • @abrahamwgerges
    @abrahamwgerges 6 หลายเดือนก่อน

    ምስ ሰልጠነ ተካርኻስ ሕጅ ማንነት ዶ ማሃይ ዶ ትብል ክትጀምር ከለኻ እንድ ኔሩ ዝበዝሐ ማንነት ዝብል ኢሰያስ ጎጋሲሱ እንዳ አሰረኩም ዘይተዛረብኩም ሕጀ ቍም ነገረ ከትገብሩ ትም ኢልኩም ራአዮና ወላ አፈጋኒስታን እኮ ሃገር እያ ብ 2 ኢድ ትሐይሽ

  • @aklilutemelso5637
    @aklilutemelso5637 6 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክቅ ሰሜን ተጋሩ ደቡብ ተጋሩ አንታይ አካ ክትብል ደልካ አያ አረፍት ውሰድ ዶንቆሮ ለክማፅ

  • @meraftesfay9050
    @meraftesfay9050 6 หลายเดือนก่อน +3

    سلام. الرب. لك. اذستاذنا. الفاضل. ولكل. العاملين. معك. انشاء. اللة. تكون. بخير وصحة جيدة. طولت الغيبة

  • @Sembeli-bh16fo
    @Sembeli-bh16fo 6 หลายเดือนก่อน

    ካብዛ ሎሚ ዕለት ሳብስክራፕ ስሒበያ ኣለኹ ወደሓንኩም ፎእ

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 6 หลายเดือนก่อน +1

    ካብታ መኹባቲ ምሕላፍ ሲኢንካ፡እንታይ ተረኺቡ ዳኣ ሳንጣ ዶ ገዚኦምልካ፡ቪው ምስ ሳኣንካ እንባኣር ናብታ ባጎኒ ኣቲኻ፡ኣበይ ዳኣ በጽሐት እታ ምስ ዩኤል መስሪትናያ እትብላ ዝነበርካ ምንቅስቓስ

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 6 หลายเดือนก่อน +2

    እዚርእይ ምስ አበልኩኻ ቅድሚ ዘረባኻ ምስማዕ ዝጸሓፍኩዎ እዩ" አየ ንስኻ ወይ ጠፊእካ አይትጠፍእ ወይ መጺኻ አይትመጽእ ኮይንካ ከም ዑፍ መስቀል ሓንሳብ አብ ዓመት ቅልቅል ትብለና ።አላ ወደቦይ ማሓሪ ረዲእ😅 "

    • @alenamediatv7443
      @alenamediatv7443  6 หลายเดือนก่อน

      ሰላም፡ ርእይቶኻ ኣብ ቦትኡ ኢዩ ዘሎ። የቐንየለይ ድማ፡ ወዮ ደኣ ዝሓለፉ ቪድዮታተይ ኣይተኸታተልካዮምን'ምበር፡ ካብ ሚድያ ደው ምባለይ ጉዳይ ጥዕና ኢዩ ነይሩ።

  • @yemanetesfamariam9237
    @yemanetesfamariam9237 6 หลายเดือนก่อน

    አ ለ ና ጅ ግ ና ወ ዲ ሓ ማ ጭ ደ ድ አ ጆ ኻ ሕ ጂ ው ን ነ ታ ብ ዋ ጋ ን እ ስ ነ ት ካ ን ደ ም ካ ን ዝ መ ጽ አ ት ሀ ገ ር ደ ወ በ ለ ላ

  • @yosiefzeray5149
    @yosiefzeray5149 6 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoka jigna hawna redie! haqi tmnmn ember aytbtesn eya. WE WILL NEVER FORGET YOUR CONTRIBUTION FOR THIS GENERATION & THE FUTHRE ONES!1!

  • @tttesfa9132
    @tttesfa9132 6 หลายเดือนก่อน

    Men kinbleka ata fezawww

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 6 หลายเดือนก่อน +2

    Well came

  • @Nakfa-Erdina
    @Nakfa-Erdina 6 หลายเดือนก่อน +1

    🌕 HASAWI. MELHASU. 🌕🌕🌕

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቂንፊዝ መን ሙካና እሾካ እናረጨወት እትነብር ዘላ ን30አመት ገጽ ዘይብላ ንሳ እያ እንበር አነ ግን ትግረወይቲ ማንነተይም ትግረወይቲ እየ🙏👌

  • @yrgalemmekake6746
    @yrgalemmekake6746 6 หลายเดือนก่อน +1

    Tegaru keseru eyom elka teweje nerkas , heje wyane mes tesaret lesanka qeyerka , ny tegry teser merahe nerka , mesaken menesyat ab hawe yetyomkum , heje marsha qeyrom : :

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 6 หลายเดือนก่อน +1

    BRAVO!!! Keep it up! Thank you.....

  • @ahmedahmedeen1207
    @ahmedahmedeen1207 6 หลายเดือนก่อน +1

    ረድኢ ማሓሪ ኣስናይ ዲብ ቤትካ ዉ ዓድካ ኣቅባልካ

  • @Makulij
    @Makulij 6 หลายเดือนก่อน

    🤣🤣🤣

  • @asmeromanday279
    @asmeromanday279 6 หลายเดือนก่อน

    Edet sebay shint

  • @jackinoassefa3291
    @jackinoassefa3291 6 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤Great news abona Redi welcome back to the freedom journey of our nation.

  • @imlol3219
    @imlol3219 6 หลายเดือนก่อน +1

    Abshir Father.keep it up.

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 6 หลายเดือนก่อน +1

    Yes❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 6 หลายเดือนก่อน +1

    Good❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nafisamohamed2235
    @nafisamohamed2235 6 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙👍

  • @tttesfa9132
    @tttesfa9132 6 หลายเดือนก่อน

    Fezawwwww😢😢😢

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +4

    Welcome back Ayana. Please come back we missed you❤❤❤❤

  • @abbyok3893
    @abbyok3893 6 หลายเดือนก่อน

    Hi Redi my hero go continue this is straggle

  • @bzewde
    @bzewde 6 หลายเดือนก่อน

    ዝኸበረካ ረድኢ ማሓሪ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ተቃላሳይ እንተድኣ ኮንካ ውልቀ ሰባት ኣብ ቲክቶክ ዝተዛብዎ ከም ኣጀንዳ ሒዝካ ምምጻእ ትርጉም የብሉን >

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 6 หลายเดือนก่อน

    ክቡር አያን አቦን!
    1) መንነት እንታይ ማለት ምኳኑ ብጌጋ ተረዲእካያ ከይትኸውን ? !
    2) የሕዋትና አመንቲ እስልምና : ባዕሎም ካብ ነዊሕ ጊዜ አትሒዞም ካብ ቃልሲ ሀዲሞምን ተሐቢኦምን እምበር ዝነጸሎም የለን ? ዋለ ንበይኖም ክቃለሱ መን ከሊእዎም ?
    አበይ አለዉ አብ ብርጌድ ንሐመዱ ?

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 6 หลายเดือนก่อน

    ፈቨን ( ወንጫር) መንሽሮ ቃልሲ ኤርትራ ምኳና አብ ናይ ጀርመን ቃልሲ ብርጌድ ንሐመዱ ተጋሊጻን ተፈዲሐን እያ።።" Game Over " to Feven WONCAR & dangerous.

  • @ruthfera160
    @ruthfera160 6 หลายเดือนก่อน

    Well come Alana nice to see you please don’t give up you are a winner 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gideywoldu3886
    @gideywoldu3886 6 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኩብር ሐዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ከምዝበልካዮ ሕጂ ዉን መንነተይ ኤርትራዊት ዘግነተይ እዉን ኤርትራዊት ።

  • @ghebreasmerommichael7887
    @ghebreasmerommichael7887 6 หลายเดือนก่อน

    Kisab risika abo kinfiz timesil malet diu?

  • @EritreaisfarEritreansእሪትራ
    @EritreaisfarEritreansእሪትራ 6 หลายเดือนก่อน +6

    ኣቶ ረዲ እንቓዕ ዳሓን ተመለስካ ካብ ትግራይ ትዕወት ናብ እሪትራዊነትካ

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 6 หลายเดือนก่อน

    why is a lot of Eritreans change their stand from time to time.

  • @ZerayElfu
    @ZerayElfu 6 หลายเดือนก่อน +1

    Anta hasawi serawi aregit xqbelu resah SDI hasawi kid melat SDI hasawi higdef 10gze higdef higdef jgna EU lef aytbel hasewti hrrrr Bel Eritreawi xbuq gerka hrrrrr Bel hji do yhahaysh way wey derfi wedi shawl kkkk hhhhh deqala kkkkkkk hhhhh tgerm eskas xebhi weyani zbelelu weyani haxabi shahani weyani hasewti degime degagime hrrrrr Bel hji do yhahaysh way wey derfi wedi shawl kkkk hhhhh awet Nhafash wdqet nfshfash degime degagime zeray elfu wedi elfu kab UK England awet nhafash wdqet nfshfash hji do yhahaysh way wey derfi wedi shawl kkkk hhhhh deqala hasewti hrrrr bel

  • @hizbawitmesgina5313
    @hizbawitmesgina5313 6 หลายเดือนก่อน +3

    That is very true Redi JIGINA 👍

  • @TWBB-h5y
    @TWBB-h5y 6 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሃሎው ንዓዲ ሃሎው ረድኢ ገዚፍ ሓርኢ ዓጃዉ

  • @amanuelcumbay
    @amanuelcumbay 6 หลายเดือนก่อน +3

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍 ክብረት ይሃብካ ረድኢ!! ሃገረይ ፡ ክብረተይ መንነተይ

  • @Nakfa-Erdina
    @Nakfa-Erdina 6 หลายเดือนก่อน

    🌕🌕 BANDA 🌕🌕

  • @dawitabrha9079
    @dawitabrha9079 6 หลายเดือนก่อน +3

    Ewe Eritrawe zeiga eka but menenet natka kia aleka?

  • @senaithadish9105
    @senaithadish9105 6 หลายเดือนก่อน +3

    Selam selam 💙 🎉 💙🎉💙

  • @dawitabrha9079
    @dawitabrha9079 6 หลายเดือนก่อน +1

    Ab mengo ziegneten meneneten zelo felelei aiterdakan kisab hiji?

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሎሚ መስመርካ ፈሊኻ ። ናይ ባዕዳውያውን ሽም እዩ ፡ ስለዚህ ኤረትራዊ ዝባሃል መንነት የለን ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝሃብኩም ሽም እዩ ፡ መንነት ባዕዳውያን ብዝሃቡኻ ሽም ኣይልወጥን ። ኤርትራዊ ምዃን ጸገም የብሉን ። ርእስኹም ክኣሉ ። ንሕና ኤርትራውያን ምዃንኩም ጸገም የብላናን ። ገሊኹም ኤርትር ትብሉ ገሊኹም ኣግኣዝያን ትብሉ መስመርኩም ነጽሩ ፡ ንሕና
    ተጋሩ ጸገም የብልናን ። ዓርሱም ኮይንኹም ምጹ ፡