ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshowኩላትኩም ተኸታተልቲ ነዛ ሓዳስ TEFETAWI DAILY NEWS 🗞 ቻነል subscribe Like 👍🏾 ግበርዋ👇youtube.com/@tefetawidailynews
❤
Ppppp
57:47 ተኺእልኩም ቁረጽዋ. ናይ ሰላዪ ምስጢር ከይቃላዕ።
በርጌድ ን ሓምዱ like ሃቡዕለይ ተፈታዊ show 😍
ሰልጠነ ከም ስምካ ጅግና ቃላት የብለይን ናዓኻ ዝገልጽ 🙏🙏🙏🙏
Camera 📹 📹 🎥 Video kigebrlen alewom mekaynom👌
እንቃዓነይ ብሰላም ተመለስካ ሰልጠነ ሓወይ❤❤❤❤
Between Eritrean and Tigray people, we call it "Peace and Unity..".
ኣምላኽ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና
You right brother God bless you and your family ❤️
ሰልጠነ ጅግና ክልተ ሃገር ብልቢ ምቅርት መምሃሪትን እያ እንኻዕ በሰላም ተመለስካ
Wel done Tefetawi.Whud dawn dawn aybelnan.ሕጂ ግን ሳላ እቶም ጀጋኑ መንእሰያትና ብሪጌድ ንሓመዱ ናይ ቃልሲ ሜላና ተቀይሩ ኢዩ በልዎም ነዞም ዕሱባት💪❤👍
እንኳዕ ሰላም መፃኩም ሰልጠነ ሐወይ ሐሊፊትኒ አላ 🙏🏾🌹💖🕊️🙏🏾🕊️
ናይ በሓቂ ኣምባሳደር ሰላም ኢኻ
We love you ሰልጠነ ዓይነይ❤
ብሉጻት አሕዋተ ብሉጽ ስራሕ ይሰርሑ።
SAmmy edemen tenan selamn awetn yehabka 🌹💖🙏
Bravo seltene jigna ❤❤❤
ጽቡቅ ስማዕ እዩ ክእሰሩ ኣለዎም
Welcome back to your home. Keep going ahead selten
Anything is better than Isaias. Anything.Good job Seltene. AJONA! AJONA!
ስልጡን ሓወይ እንቓዕ ብሰላም ተመለስካ' ናይሓውና ተቃላሳይ ሳሚ ተሓጉስና ዓዲ ፍትሒ ሰለዘለና ፍትሒ ከምዝረክብ ርዱእ እዩ' እዝንካ ዝኾርክሕ ግን ነዞም ንኡሳን ተቃለስቲ የሕዋትና በስማቶም ንጸውዓዮም እንታይ ኣምጸኦ ሰራውታይ' ኣኾሉግዘየታይ' ሓማሴናይ...እንታይ እምጸኦ በጃካ ስልጡን ሓወይ ኘው ብሎ 🙏🏽❤️
ስልጡን እንህካዕ ደሓን መጻካ ኣሻቂልካና ኮ ዝዓርከይ።
ሰላም ሰልጣነ! ሳሚ ምኩሕ ኣቕርቦ ተሞክሮ ምሕቡሱ ክሕብረና
🙌🏿🙌🏿🙌🏿🙌🏿👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾❤️❤️❤️❤️ Seltene hawey, I love your entry music! Egziabihare nakan nbetesebkan bkuluuuuuu brikkkkk yeblkum🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️
Welcome Seltene hawey I amo so Happy to see you in your studio! 💙🍀💚🍀👍😍🌿🙏
ሓውናን ወድናን ኣንቃዕ ብድሓን ወጻኣካ
Welcome back seltene hawey
Amen amen amen 🙏🏾
Enkuan bselam temeleska Seltene hawey abo selam 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤❤❤ ሰላም ሰላም ሰልጠነ አብዛ መራሪ እዋን ጢቅቅ ምባልን ጺንዓት የድልየና አሎሞ ሐደራኩም : ቃልሲና ክዒወት ቀሪቡ እዩ ❤❤❤
Congratulations Sameal 🎊 👏 ❤❤❤ well done 🎉🎉🎉😊😊
Hegdef empty of mind. We are everywhere, even inside your mind. God bless Bergad Nehamdu 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ሕጊ ሕጊ ይብሉ ኣለዉ ካበየነይቲ ሕጊ ተኽብር ሃገር ድዮም መጽዮም?
ABO FTHI WELL COME
Bravo seltene
Selene welcame back brather
57:48 ተኺእልኩም ቁረጽዋ. ናይ ሰላዪ ምስጢር ከይቃላዕ።
እንካዕ ብስላም ወጻካ ኣንታ ጅግና ወድና
❤❤❤❤
ሰልጠነ ከም ሽምካ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤tefe my hero
ጽቡቕ ስራሕ ስልጡን ነዚኣቶም ዘቃልዑ Like ሃቡልና ❤ በሉ ኣብ በረኻ ከለዉ ዉን ነያታትና ክቃለሱ ንሜዳ ዝኸዱ ብቃጻ ዝቀትሉ ዝነበሩ ዘየመዛዝኑ ደናቁር ገበነኛታት እዮም ዝለዝኾነ ስጋብ መወዳእታ ዕርበት ዉልቀመላኺ ኢሰያስ ኣብ ደገ ዝቃለሱ ዘለዉ ኣለልዩዎም ጥራይ
Enkae bselam temeleska sltun jigna 💪
ስልጡን ከም ሽሙ ከመይ'ሞ ኣብዚ እዋን'ዚ ጸባን ጠስምን ተብልዓናን ተስትየናን ኣለኻ? ኣታ እንደ ልበይ ዝኾንካ ፍጡር/ ንፈተውትኻን ኣኽበርትኻን ግርማ ሞጎስ? ንጸላእትኻ ድማ? ፈውሶምን መድሃኒቶምን ኢኻ'ሞ እግዚኣብኅር ይሓልኻ ካብ እኩያት ጸላእቲ ኣሜን.....💚💚💚💚💚💚💚🌿🌿🌿🌾🌾🌾🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀🥀👍👍👍👍👍👍
ቪቫ በርገድ ንሓመዱ ክተት ሕጂ ውን 🎉🎉🎉
ሱልጥን ሓውውይ ኩቡር ወዲ ኩቡራት ❤❤❤❤
Merhaba Seltene ewut sirah serikum🎉🎉🎉 enquae biselam temeleska👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
Great 👍🏾
Welcome back 🙏❤
Aklabat abalat higdef fo fo
እዋይ ናይ'ዞም ኣኽላባት ኣጋንንቲ ሳሕል ተዛሪብካ ዚዊዳአ ኣይኮነን።
እዚኣቶም ኣብ በረኻ ክቃለሱ ዝኸዱ ኣያቲትና ብቃጻ ዝቀተሉ ገበነኛታት እዮም ስለዝኾኑ ስጋብ መወዳእታ ዕርበት ኢሰያስ ዝቃለሱ ዘለዉ ኣለልዩዎም ጥራይ
Btaemi ena nfetweka seltene hawey
ሰላም ሰላም ሰላም
HSAWI kusah hasawi Eyou Ezi Eskndr zbahal Kea mergexi albo Eyou
ስልጠነ ኣብ ና ጆን ብላክ ዝሰማዕኽዋ ዋዕሮ ብዙሕ መጠንቀቅታ ንብርገድ ንሓመዱ ታብ መግብን መስተን ብሕልፊ ታብ ኣንስትዮ ኣዕንቶም ክቁጠቡን ኽጥንቀቅን ምክር ሂባ። ኣብዙኣ ጆን ጌጋ ዝትዛረባ መጀመርያ ጥዓምያ ጥዓምያ ... ምባል ኢሉ ካም ፍልጠት ወይም ጥበብ ቆጽርዎ ግን ጌጋ እዩ። ምክንያቱም እቱይ ምጥዓም ታብ ላዕለ ላዕሊ ወይ ብውሕሉል ክግበር ስለዝኽኣል ስለዙይ ዛይምብላዕ ዛይምስታይ ንውሑድ ምዕልቲ ጌርኻ ዕላማኻ ሸቶ ምቃዕ ዶስ ብመበለታት ኣታሊለን ኣብ ዛይትውጾ ጣዕሳን ሕይወትኻም ኣብ ሓደጋ ምዳቕ? ትኹራትን ለብስኹም ምግታእን ኽህሉን ንዝመጽእን ነቱይ ዘንቀለኩም ንኽትዕወቱን ምሕሳብ። እንትተኻእሉ ኣብ ሆተላት or guest house ብሓባር ምሕዳር ክሻብ መጠረሽታ ኣብ ዝመድ ቤት እንትሓድሩም ስሊፒንግ ባግ ጌርኹም 3-5 ብሓባር ዛይምፍልላይ ንኹለይ ዝጥቅም እዩ ሓደራ።እቱይ ዝኸፍኣ ሓስብሞ ዝነዊ እዞም ኢሰብኣውያን ንግዜኡ ዛይቐትል ግን ከም፡-መደቀስ መድሓኒትድራግ ሓሽሽናይ መለስለስ መዓናጡ ፡- ተቅማጥ ብዛይ ምቑራጽ ዘውጽእ ስለዙይ ዋላ ንባዕልተን ከፍ እለን ኽበልዓ/ዑ ይኽእሉ እያቶም ምኽንያቱ ብቻ እቱይ ልሓሰብዎ ይሳኻዕሎም እምበይ ንግዜኡ ብተቅማጥን ምፍዛዝን ወይ ምድቃሽን ካም መስዋእቲ እዩ ልዕኦም። ልተቃለስቲ ግን ታብ ኹለይ እቱይ ሕሳቦም ምስንኻል ታይኸውን ሓደራ ኣጠንቕቆም። 🙏🏼👍🏽✝️ God be with you please take care yourself & each other. ✝️✝️✝️
Seltene comments aynbbn eyu.Ab zeysemaka debri aytmahlel eyu negeru.
Seltene give this report to Brigade Nhamedu Sweden
Seltene King And Smart Big Bro ✅✅✅
Zaki jigna abo witsist,🙏🏿❤️👍
Well done seltene my best ❤❤❤
Selitene haqegna Welcome home
Amen. 🙏🙏🙏🙏🙏
Welcome back.
አብ በረኻ ተወዲብካ አብቃልሲ ቦምባ ከከሽከም ከሎ አብ ዓበይቲ ከተማታት ክትቃለፍ አክንዲ ቦምባ እምኒ ከምዝተሐዝ ስጋብሕጂ አይተረደኦምን ማለት ድዩ
Nistkas leflafi Berger indabelaka begrenzen meniseyat nabruom keygebru tetfeom zeleka
Good Job 🎉
2100 $ Dollar genzeb aykonen nezia hiyab seltene mekeni wega zeybla werki sind ya kab hawekum wedi hamsien xaeda delayi selam ❤❤❤❤❤
Germany 🇩🇪 🇩🇪 👉 Hanau ❤
Hegdef empty of mind,you are guys never smart. God bless Bergad Nehamdu 💙 🙏 and we are all Bergad Nehamdu
እዚ ህማቅ መልሀሱ ዘይእክብ ህማቅ ድርባይ ሰራቃ ድኳን ህንዲ መሲሉዎ ብርጌድ ንሀመዱ
welcome back to home sltun hawna
❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍
ህግደፍ ዘገብርዎ ነገር የለን ተውህቦ ናቶም ኪፍኣት ጥራሕ ኢዩ ከም ዚበልካዮ ድማ ጸላኢካ ኢንታይ ዪሓሲብ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ። ኣቅሊጽበት ጀሚሩ ብተወሳኪ በምሓራ ኣይትትሃመሉ መሻርትክቶም ኢዮም
❤️❤️❤️❤️❤️🌷🌷🌷🌷🌷🌸💕👍🙏🙏🙏. Well come. Brother
ሰልጠነ በጃካ ኣስምዓና እባ ካልእ ጊዜ ትትንትኖ የቅንየለይ።
በርጌድ ንሓመዱ👍👍👍👍👍🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿FORSA🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿ብርጊድ ንሃምድ👨🏾🦯🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿ብርጌድ ንሃመድ ዎህስ ሃገር🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🦮🦮🦮🦮🦮🦮🦮🦮🦮🦮🦮ሕዎስ ዘይብሎም Pure Eretrean !!
Yes camera gberulen bliom EZEIOM guanity Geriom ykiemeteweiooo
ብርጌድ ሓመዱ ጀጋኑ ኢኹም
Bog beli
ግብረ አከይ ደገፍቲ ህግደፍ ዘይገብርዎ ክፍኣተግብሪ የለን ፥አዚ ናይ ኣመንዝራታትን ናይ በጋሚዶ አትአክካብ ብጥንቃቀ ክረኣ ኣለዎ ፥አዞም ደገፍቲ ጋንየን ኣዲ ሃሎ ዘይፍጽምዎ ክፋአ የለን፥
Tefie: እንተኺኢልካ'ባ ናይ 'ዓደይ ኮታ' ግጥምታት? ምስ እዚ ግዜ ዝኸይድ ኢዩ። thanks!
ሰልጠነ - ኤህ እንተጠቒመስ ኤህ ንብል ኣሎና: ግን ንእንስሳስ መርገም ይበጽሖ ዶኾን ይኸውን?
Mstir aytewuxiu bejakum
Eswyyyass. Aaaddwwaaa Yemane. Tigray. Who’s from Eritrean. Washtub about. Hegdeff. Tigray. Wayyy. Waaayo. Great
You the best Holliday have had. Seltene
geza donkoro geza baria
አየ ባራዩ ህግደፍ ደናቁር ማዓስ ኢኹም ትልብሙ ንህዝብኹም አብ ሽግር ዘሎ ግዳ ዘይትሐስብሉ፡ ባራዩ ብ ንሐመዱ ጽሩይ ኤሪትራዊ እዩ።
ብጻይ ወዲ ዘንቢል ተኸሲሱ ስለ ዘሎ ብጾት ያላ 100 euro ንወረሒ ኣወፍዩ
Wey gud Teklu Lebasis bzaiba mennet Kzsreb menetu intethitet si intay mimelese gn xegem mennet zelewo ab kemzitat atyu Hilbi yedenagru gizekum akilu iyu hgdef xibuq germa nfeltekum ina Meisey Eritrawi telailu iyu aytwiklunan ikum
ኣንታ እዚኦም ደኣ ሓቆም እንድዮም ምስ ህግድፍ ክስርዑ ትግሪኛ ዝዛረቡ መፋልስ
ህግደፍ መደፍ ቅርጽ ድኣ ይበሉ፥መሃዛ ኣምሃሩ ብኣል ተደሚርና አዞም ደቃሉ ኣንድነታውያን ፥
I was going to ask exactly what brother tesfazg said
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hgdaf motu akilu
ኣየናይ ኢሎሞ ደናቁር ሰብ ዲኻ ጌርካዮም እቲ ዘሕዝን ንኢሰያስ ብኹፉሉ የማናይ ኢዱ ኮይንም የገልግልዎ ኣለዉ
ከምዚ ዓይነት ዱንቁርና ከምዘለውም አይፈልጥን ነይረ ንባርነት ሲ ይርዕሙ ከምዚኦም ዝደንቀረ ህዝቢ አብዚ ግዚ እዚ ምርአይ ሽም እዩ ወረ ዘይሐፍሩ ረስሐት
Nay behaki xibuk hasab seltene hawna
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Eway arebo ezi kulu brgied n hamedu si Tgraway elu yhasib eway dnkurna.
ስልጠነ እዚ እስክንድር ዝበሃል ወዲ ናይ እንዳ ሃብታማት ተላእአኺ እዩ ኔርእግሮም ክይትርፍ እዩ ዝድርዝ ኒሩማኛ ናይ ክልቢ የምጻሎም ኔር ካበይ ክም ዝምጽ ግን ፍልጥ እይኮነንሕቡእ መንነት እዩ ዘለዎ።
ኢልናኩም እንዲና ደምበ ህግደፍ ኣስካሪኮ እዩ።
11
I have one question. When is. Eritrean. Elections and. Democracy. Old women old. Fashion s. Dhhhrrryy. Myyy Aaabaaatttyyy
Dictator zkefelo Dictator eyu Fthie gn nay Hlna mekseb eyu
ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ስያትል ክትገብርዎ ትሃስቡ ዘለኩም ተቆኒነን ይመጻ ተላጸን ይከዳ፥ከምዝተባህለ ኮሎ ገና ኣቃርጽዎ፥ህግደፍ ኣብ አርበቱ ለኪሙኩም ከይጠፍአ ክውከትን አግርግርን ካብ ምአታው ደቅኩም ሂዝኩም ኣብ ገዛሁም ውኣሉ፥ህግደፍ ምትሁንካት ኣሪትራውያን የህግሶ አምበር ኣይጉህን፥ህግደፍ ሃድነት ኣሪትራውያን ኣዝዩ ዝፍርሃ ተግባር ስለዝኮነ፥ንህሰበሉ፥
Eway HGDF tebetinatom hasab 😂😂😂
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
ኩላትኩም ተኸታተልቲ ነዛ ሓዳስ TEFETAWI DAILY NEWS 🗞 ቻነል subscribe Like 👍🏾 ግበርዋ👇
youtube.com/@tefetawidailynews
❤
Ppppp
57:47 ተኺእልኩም ቁረጽዋ. ናይ ሰላዪ ምስጢር ከይቃላዕ።
በርጌድ ን ሓምዱ like ሃቡዕለይ ተፈታዊ show 😍
ሰልጠነ ከም ስምካ ጅግና ቃላት የብለይን ናዓኻ ዝገልጽ 🙏🙏🙏🙏
Camera 📹 📹 🎥 Video kigebrlen alewom mekaynom👌
እንቃዓነይ ብሰላም ተመለስካ ሰልጠነ ሓወይ❤❤❤❤
Between Eritrean and Tigray people, we call it "Peace and Unity..".
ኣምላኽ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና
You right brother God bless you and your family ❤️
ሰልጠነ ጅግና ክልተ ሃገር ብልቢ ምቅርት መምሃሪትን እያ እንኻዕ በሰላም ተመለስካ
Wel done Tefetawi.
Whud dawn dawn aybelnan.
ሕጂ ግን ሳላ እቶም ጀጋኑ መንእሰያትና ብሪጌድ ንሓመዱ ናይ ቃልሲ ሜላና ተቀይሩ ኢዩ በልዎም ነዞም ዕሱባት💪❤👍
እንኳዕ ሰላም መፃኩም ሰልጠነ ሐወይ ሐሊፊትኒ አላ 🙏🏾🌹💖🕊️🙏🏾🕊️
ናይ በሓቂ ኣምባሳደር ሰላም ኢኻ
We love you ሰልጠነ ዓይነይ❤
ብሉጻት አሕዋተ ብሉጽ ስራሕ ይሰርሑ።
SAmmy edemen tenan selamn awetn yehabka 🌹💖🙏
Bravo seltene jigna ❤❤❤
ጽቡቅ ስማዕ እዩ ክእሰሩ ኣለዎም
Welcome back to your home. Keep going ahead selten
Anything is better than Isaias. Anything.
Good job Seltene. AJONA! AJONA!
ስልጡን ሓወይ እንቓዕ ብሰላም ተመለስካ' ናይሓውና ተቃላሳይ ሳሚ ተሓጉስና ዓዲ ፍትሒ ሰለዘለና ፍትሒ ከምዝረክብ ርዱእ እዩ' እዝንካ ዝኾርክሕ ግን ነዞም ንኡሳን ተቃለስቲ የሕዋትና በስማቶም ንጸውዓዮም እንታይ ኣምጸኦ ሰራውታይ' ኣኾሉግዘየታይ' ሓማሴናይ...እንታይ እምጸኦ በጃካ ስልጡን ሓወይ ኘው ብሎ 🙏🏽❤️
ስልጡን እንህካዕ ደሓን መጻካ ኣሻቂልካና ኮ ዝዓርከይ።
ሰላም ሰልጣነ! ሳሚ ምኩሕ ኣቕርቦ ተሞክሮ ምሕቡሱ ክሕብረና
🙌🏿🙌🏿🙌🏿🙌🏿👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾❤️❤️❤️❤️ Seltene hawey, I love your entry music! Egziabihare nakan nbetesebkan bkuluuuuuu brikkkkk yeblkum🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️
Welcome Seltene hawey I amo so Happy to see you in your studio! 💙🍀💚🍀👍😍🌿🙏
ሓውናን ወድናን ኣንቃዕ ብድሓን ወጻኣካ
Welcome back seltene hawey
Amen amen amen 🙏🏾
Enkuan bselam temeleska Seltene hawey abo selam 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤❤❤ ሰላም ሰላም ሰልጠነ አብዛ መራሪ እዋን ጢቅቅ ምባልን ጺንዓት የድልየና አሎሞ ሐደራኩም : ቃልሲና ክዒወት ቀሪቡ እዩ ❤❤❤
Congratulations Sameal 🎊 👏 ❤❤❤ well done 🎉🎉🎉😊😊
Hegdef empty of mind. We are everywhere, even inside your mind. God bless Bergad Nehamdu 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ሕጊ ሕጊ ይብሉ ኣለዉ ካበየነይቲ ሕጊ ተኽብር ሃገር ድዮም መጽዮም?
ABO FTHI WELL COME
Bravo seltene
Selene welcame back brather
57:48 ተኺእልኩም ቁረጽዋ. ናይ ሰላዪ ምስጢር ከይቃላዕ።
እንካዕ ብስላም ወጻካ ኣንታ ጅግና ወድና
❤❤❤❤
ሰልጠነ ከም ሽምካ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤tefe my hero
ጽቡቕ ስራሕ ስልጡን ነዚኣቶም ዘቃልዑ Like ሃቡልና ❤
በሉ ኣብ በረኻ ከለዉ ዉን ነያታትና ክቃለሱ ንሜዳ ዝኸዱ ብቃጻ ዝቀትሉ ዝነበሩ ዘየመዛዝኑ ደናቁር ገበነኛታት እዮም ዝለዝኾነ ስጋብ መወዳእታ ዕርበት ዉልቀመላኺ ኢሰያስ ኣብ ደገ ዝቃለሱ ዘለዉ ኣለልዩዎም ጥራይ
Enkae bselam temeleska sltun jigna 💪
ስልጡን ከም ሽሙ ከመይ'ሞ ኣብዚ እዋን'ዚ ጸባን ጠስምን ተብልዓናን ተስትየናን ኣለኻ? ኣታ እንደ ልበይ ዝኾንካ ፍጡር/
ንፈተውትኻን ኣኽበርትኻን ግርማ ሞጎስ? ንጸላእትኻ ድማ? ፈውሶምን መድሃኒቶምን ኢኻ'ሞ እግዚኣብኅር ይሓልኻ ካብ እኩያት ጸላእቲ ኣሜን.....💚💚💚💚💚💚💚🌿🌿🌿🌾🌾🌾🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀🥀👍👍👍👍👍👍
ቪቫ በርገድ ንሓመዱ ክተት ሕጂ ውን 🎉🎉🎉
ሱልጥን ሓውውይ ኩቡር ወዲ ኩቡራት ❤❤❤❤
Merhaba Seltene ewut sirah serikum🎉🎉🎉 enquae biselam temeleska👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
Great 👍🏾
Welcome back 🙏❤
Aklabat abalat higdef fo fo
እዋይ ናይ'ዞም ኣኽላባት ኣጋንንቲ ሳሕል ተዛሪብካ ዚዊዳአ ኣይኮነን።
እዚኣቶም ኣብ በረኻ ክቃለሱ ዝኸዱ ኣያቲትና ብቃጻ ዝቀተሉ ገበነኛታት እዮም ስለዝኾኑ ስጋብ መወዳእታ ዕርበት ኢሰያስ ዝቃለሱ ዘለዉ ኣለልዩዎም ጥራይ
Btaemi ena nfetweka seltene hawey
ሰላም ሰላም ሰላም
HSAWI kusah hasawi Eyou Ezi Eskndr zbahal Kea mergexi albo Eyou
ስልጠነ ኣብ ና ጆን ብላክ ዝሰማዕኽዋ ዋዕሮ ብዙሕ መጠንቀቅታ ንብርገድ ንሓመዱ ታብ መግብን መስተን ብሕልፊ ታብ ኣንስትዮ ኣዕንቶም ክቁጠቡን ኽጥንቀቅን ምክር ሂባ።
ኣብዙኣ ጆን ጌጋ ዝትዛረባ መጀመርያ ጥዓምያ ጥዓምያ ... ምባል ኢሉ ካም ፍልጠት ወይም ጥበብ ቆጽርዎ ግን ጌጋ እዩ። ምክንያቱም እቱይ ምጥዓም ታብ ላዕለ ላዕሊ ወይ ብውሕሉል ክግበር ስለዝኽኣል ስለዙይ ዛይምብላዕ ዛይምስታይ ንውሑድ ምዕልቲ ጌርኻ ዕላማኻ ሸቶ ምቃዕ ዶስ ብመበለታት ኣታሊለን ኣብ ዛይትውጾ ጣዕሳን ሕይወትኻም ኣብ ሓደጋ ምዳቕ? ትኹራትን ለብስኹም ምግታእን ኽህሉን ንዝመጽእን ነቱይ ዘንቀለኩም ንኽትዕወቱን ምሕሳብ። እንትተኻእሉ ኣብ ሆተላት or guest house ብሓባር ምሕዳር ክሻብ መጠረሽታ ኣብ ዝመድ ቤት እንትሓድሩም ስሊፒንግ ባግ ጌርኹም 3-5 ብሓባር ዛይምፍልላይ ንኹለይ ዝጥቅም እዩ ሓደራ።
እቱይ ዝኸፍኣ ሓስብሞ ዝነዊ እዞም ኢሰብኣውያን ንግዜኡ ዛይቐትል ግን ከም፡-
መደቀስ መድሓኒት
ድራግ ሓሽሽ
ናይ መለስለስ መዓናጡ ፡- ተቅማጥ ብዛይ ምቑራጽ ዘውጽእ
ስለዙይ ዋላ ንባዕልተን ከፍ እለን ኽበልዓ/ዑ ይኽእሉ እያቶም ምኽንያቱ ብቻ እቱይ ልሓሰብዎ ይሳኻዕሎም እምበይ ንግዜኡ ብተቅማጥን ምፍዛዝን ወይ ምድቃሽን ካም መስዋእቲ እዩ ልዕኦም። ልተቃለስቲ ግን ታብ ኹለይ እቱይ ሕሳቦም ምስንኻል ታይኸውን ሓደራ ኣጠንቕቆም። 🙏🏼👍🏽✝️ God be with you please take care yourself & each other. ✝️✝️✝️
Seltene comments aynbbn eyu.
Ab zeysemaka debri aytmahlel eyu negeru.
Seltene give this report to Brigade Nhamedu Sweden
Seltene King And Smart Big Bro ✅✅✅
Zaki jigna abo witsist,🙏🏿❤️👍
Well done seltene my best ❤❤❤
Selitene haqegna Welcome home
Amen. 🙏🙏🙏🙏🙏
Welcome back.
አብ በረኻ ተወዲብካ አብቃልሲ ቦምባ ከከሽከም ከሎ አብ ዓበይቲ ከተማታት ክትቃለፍ አክንዲ ቦምባ እምኒ ከምዝተሐዝ ስጋብሕጂ አይተረደኦምን ማለት ድዩ
Nistkas leflafi Berger indabelaka begrenzen meniseyat nabruom keygebru tetfeom zeleka
Good Job 🎉
2100 $ Dollar genzeb aykonen nezia hiyab seltene mekeni wega zeybla werki sind ya kab hawekum wedi hamsien xaeda delayi selam ❤❤❤❤❤
Germany 🇩🇪 🇩🇪 👉 Hanau ❤
Hegdef empty of mind,you are guys never smart. God bless Bergad Nehamdu 💙 🙏 and we are all Bergad Nehamdu
እዚ ህማቅ መልሀሱ ዘይእክብ ህማቅ ድርባይ ሰራቃ ድኳን ህንዲ መሲሉዎ ብርጌድ ንሀመዱ
welcome back to home sltun hawna
❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍
ህግደፍ ዘገብርዎ ነገር የለን ተውህቦ ናቶም ኪፍኣት ጥራሕ ኢዩ ከም ዚበልካዮ ድማ ጸላኢካ ኢንታይ ዪሓሲብ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ። ኣቅሊጽበት ጀሚሩ ብተወሳኪ በምሓራ ኣይትትሃመሉ መሻርትክቶም ኢዮም
❤️❤️❤️❤️❤️🌷🌷🌷🌷🌷🌸💕👍🙏🙏🙏. Well come. Brother
ሰልጠነ በጃካ ኣስምዓና እባ ካልእ ጊዜ ትትንትኖ የቅንየለይ።
በርጌድ ንሓመዱ👍👍👍👍👍🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿FORSA🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿ብርጊድ ንሃምድ👨🏾🦯🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿ብርጌድ ንሃመድ ዎህስ ሃገር🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🥷🏿🦮🦮🦮🦮🦮🦮🦮🦮🦮🦮🦮ሕዎስ ዘይብሎም Pure Eretrean !!
Yes camera gberulen bliom EZEIOM guanity Geriom ykiemeteweiooo
ብርጌድ ሓመዱ ጀጋኑ ኢኹም
Bog beli
ግብረ አከይ ደገፍቲ ህግደፍ ዘይገብርዎ ክፍኣተግብሪ የለን ፥አዚ ናይ ኣመንዝራታትን ናይ በጋሚዶ አትአክካብ ብጥንቃቀ ክረኣ ኣለዎ ፥አዞም ደገፍቲ ጋንየን ኣዲ ሃሎ ዘይፍጽምዎ ክፋአ የለን፥
Tefie: እንተኺኢልካ'ባ ናይ 'ዓደይ ኮታ' ግጥምታት? ምስ እዚ ግዜ ዝኸይድ ኢዩ። thanks!
ሰልጠነ - ኤህ እንተጠቒመስ ኤህ ንብል ኣሎና: ግን ንእንስሳስ መርገም ይበጽሖ ዶኾን ይኸውን?
Mstir aytewuxiu bejakum
Eswyyyass. Aaaddwwaaa Yemane. Tigray. Who’s from Eritrean. Washtub about. Hegdeff. Tigray. Wayyy. Waaayo. Great
You the best Holliday have had. Seltene
geza donkoro geza baria
አየ ባራዩ ህግደፍ ደናቁር ማዓስ ኢኹም ትልብሙ ንህዝብኹም አብ ሽግር ዘሎ ግዳ ዘይትሐስብሉ፡ ባራዩ ብ ንሐመዱ ጽሩይ ኤሪትራዊ እዩ።
ብጻይ ወዲ ዘንቢል ተኸሲሱ ስለ ዘሎ ብጾት ያላ 100 euro ንወረሒ ኣወፍዩ
Wey gud Teklu Lebasis bzaiba mennet Kzsreb menetu intethitet si intay mimelese gn xegem mennet zelewo ab kemzitat atyu Hilbi yedenagru gizekum akilu iyu hgdef xibuq germa nfeltekum ina Meisey Eritrawi telailu iyu aytwiklunan ikum
ኣንታ እዚኦም ደኣ ሓቆም እንድዮም ምስ ህግድፍ ክስርዑ ትግሪኛ ዝዛረቡ መፋልስ
ህግደፍ መደፍ ቅርጽ ድኣ ይበሉ፥መሃዛ ኣምሃሩ ብኣል ተደሚርና አዞም ደቃሉ ኣንድነታውያን ፥
I was going to ask exactly what brother tesfazg said
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hgdaf motu akilu
ኣየናይ ኢሎሞ ደናቁር ሰብ ዲኻ ጌርካዮም እቲ ዘሕዝን ንኢሰያስ ብኹፉሉ የማናይ ኢዱ ኮይንም የገልግልዎ ኣለዉ
ከምዚ ዓይነት ዱንቁርና ከምዘለውም አይፈልጥን ነይረ ንባርነት ሲ ይርዕሙ ከምዚኦም ዝደንቀረ ህዝቢ አብዚ ግዚ እዚ ምርአይ ሽም እዩ ወረ ዘይሐፍሩ ረስሐት
Nay behaki xibuk hasab seltene hawna
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Eway arebo ezi kulu brgied n hamedu si Tgraway elu yhasib eway dnkurna.
ስልጠነ እዚ እስክንድር ዝበሃል ወዲ ናይ እንዳ ሃብታማት ተላእአኺ እዩ ኔር
እግሮም ክይትርፍ እዩ ዝድርዝ ኒሩ
ማኛ ናይ ክልቢ የምጻሎም ኔር ካበይ ክም ዝምጽ ግን ፍልጥ እይኮነን
ሕቡእ መንነት እዩ ዘለዎ።