This double agent guy whatever his name is? Sadkan? he have to return to tigray people the money he received from federal government 1.29 million in September 2022 to do exactly what he's doing against tigray, the best option to have tigray people and tigray defense Force they have take strong action against this double agent guy👁️👈
ኣበይ ዘሎ መንግስቲ እዪ ዝፍንቀል????
ትግራይ መንግስቲ ኣልቦ ካብ ትኾን ክልተ ዓመት ገይራ ኣላ።
ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር እያ ዘለዋ።
ጨማልቕ፣ ዘይትፈልጥዎ ዓዘፍዘፍ ኣይትበሉ ተኸፈልቲ ጌታቸው ምዃንኩም ጥራሕ ኢኹም ኣጋሊፅኩም ።
እቶም ጀጋኑ መራሕቲ ቲዲኤፍ 189 ብ 20 ኣድሚፆም ።
ጀጋኑና ብ ከደምቲ ተኸፈልቲ ክቆናፀቡ ኣይነፍቅድን ።
ብሎክ ሂበ ናብ ጉሓፍ ጉሒፈኩም ኣለኹ።
ብትኽክል መንግስቲ አልባ ካብ ንኾን እኮ ብዙሕ ግዜ ኮይኑና
Getachew Banda game over.
ፃድቃን ኣብ ሰልጣን ኣይኮነን ቅቅፅል ኣብ ትግራይ ኣይነብርን
ሰራዊት ትግራይ ናይ በሐቂ ሕጋዊ ውሳነ ውሳነ
ሰራዊት ትግራይ አንበሳ በርተኡ
ዝረም ሓሳብ እዩ። ቀፅልሉ
እዞም ድሑራት መራሕቲ ሰራዊት ኢና ዝብሉ ማስኮም ቐሊዖም ወኪላት እቲ ማፍያ ጉጅለ ህወሓት ምኻኖም ኣመስኪሮም ኣለው። እዚ መግለፂ ቕሉዕ ኣዋጅ ኺናት ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ። ስለዝይ እዞም ድሑራት ንመንእሰይ ጅሆ ሒዞም እዮም ዝፍክሩ ዘለዉ፣ እሞ መንእሰይ ህዝብኻ ናብ ዳግማይ ዕፅዋን ኽባን ዓርስኻውን ዳግማይ ንሞትን ስንክልናን ዲኻ ከተቃልዕ።
ኾነኩም በሎም!
ኣይኑ መንግስት እዩ መንግስቲ ትግራይ ዝበሃል ዘሎ እቲ ወኪል ብልፅግና ኦሮሞ ዝኾነ ምስለኔ ድዩ ?????
አበይ አሎ መንግስቲ
ንናይ ባዕሎም ጥቅሚ እኒ ገብረ ዓዴት ተቀባልነት የቡሉን
ጀጋኖ
ጦርነት ተጀሚሩ ዘይት ብሉና ብሓፂሩ
ህወሓት ጥራይ እያ ወኪል ህዝቢ ትግራይ፡ ቪቫ Tdf ጽቡቕ ውሳን እዩ ቀጽልዎ
ብጌጋ ሳብስክራይብ ዝገበርኩ ምኻነይ ተረዲኡኒ❤❤❤
መን እዮ እት መፈቅል መንግስቲ ዝግበረሉ ኣበ ዘሎ መንግስቲ
ኣነ ገሪምኒዘሎ ግን ብሳላመንዲና ኣብዚ በፂሕና እዚኩሉ ወራራት በመሪሕነት ደብረፅዮን ዶ ኣይኮንናን ተፈንፂሑ ጌታቸው ሰራዊት አምበር መዓዝዩ መንግስቲ ዝኾነ ብህወሓት ተወኪሉከይዱ ንህወሓትዝጠለመ ከዳዕዕዕዕ::
Viva Dr debretesion
ለያቡ ሠራዊት ሕውሓት
ል70እንደርታ ኣይውክለናይ ከይሕተቱ
ዕግርግር ይፈጥሩ ኣለው እዚደሞ ሓደገኛ
እዩ እቱ ልመፅእ ሓደጋታት ባዕሎም ሓላፍነት
ክወስዱ እዮም
ሽግራት ፖለቲካ ትግራይ ብጣዕሚ ዓሚቕ ብምዃኑ ቀደም ስዓብ ብፍፃም እዩ ክፍታሕ ዘለዎ ። ኩሎም ፖለቲካ ፀገማት ብሓደ ሰነድን ፕሮግራምን አስፊርካ ምርአይ አፈላላያት ምስፋሕ አብ እዋና አብክንዲ ምርብራብ ዓቕምታትናን ግዜናን ምብኻን እዩ ። ስለዚ 3ይ ወያነ ትግራይ ??
ስብሓታውያን ይአከለኩም
ኣቱም ሰባት ታይ ከስምዕና እሎም
ብዙሓት ዘይተረዳአኩም ጌታቸዉ ምስ ብልፅግና ኮይኑ ንትግራይ ከዕብያ እዮ መደቡ ለሚንካ ተንበርኪኻ እንተዘይኮይኑ ትግራይ አይትዓብን እያ ስለዚ ቪቫ ግመት
መንግስት ሲኖር እኮ ነው መፈንቅለ መንግስት የሚሮረው
TDF ኣብ 2013 ዓ.ም ህዝቢ ትግራይን ኣመራርሓ ህወሓትን ከምዘድሐነ ኩሉ ሎሚ ኣብ 2017ዓ.ም ድማ ህዝቢ ትግራይ ብኸባቢ ተመቃቂሉ ክጠፍእ ብፍላጥን ብዘይፍላጥን ይሰርሕ ከምዘሎ ይፈልጥዶ ይኾን? ኣብዛ ፀበባ'ዚኣ ህዝቢ ትግራይ ዘድሕን እንተሰሪሖም መሪሕነት TDF ንዝንተ ኣለም ዝምስገን እንትኾን ናብ ሓደጋ እንተወዲቆምዎ ድማ ዝንተኣለም ተሓተትቲ ምዃንኹም አይትዘንግዑ። ወታደራዊ ኮነ ፖለቲካዊ መራሒ ዓቅሚ ህዝቢ ትግራይ ዝሕንሽሽ፣ ዝብትን፣ ዝቐትልን ዘቃትልን እንተኾይኑ ድሌት ህዝቢ ትግራይ ፍፁም ኣይተረደኦን ጥራሕ ዘይኮነስ ብኣካልን ብሓሳብን ኣብ ትግራይ የለን፤ ኣንፃር ድሌት ህዝቢ ትግራይ ዝተሰለፈ ክፉእ ዉሽጣዊ ፀላኢ'ዩ። መሪሕነት ፖለቲካ ዕሊ ካብዝሰኣናሎም ፀኒሕና'ና፤ እታ ናይ መጨረሻ ተስፋ ኣብ ሰራዊት'ያ ዘላ፤ ኣብታ ናይ ፖለቲከይናታት ዘላ ሕማቕ ቦኽራ ኣቲኹም ከይትውቀጡን ከይትወቕጡን ጥንቃቐ ተድሊ።
ኣብ ጎኒ ሰራዊት ትግራይ ኣለና ሰራዊት ትግራ ትኽክለኛ ውሳነ ወሲኑ
እዞም ኣረግቶት ኣዘዝቲ ሰራዊትን መሪሕ ኣደመን እሷም ብዝውልዕዎ ኹናት ባዕሎም ክንዱ ምዃኖም ግሁድ እዩ። ንምንታይ ኣይኾነን ንሶም እቲ ቲዲኤፍ ዝባሃል ሃይልውን በዘይት ድልየት ህዝቢ ንረት ዓርሱ ኽኢሉ ጠጠው ክብረ ከምዘይክእል ግልፁን እዩ። ናይዚ ውፅኢት ድማ ነንገዛ ርእስና ምጥፋእን ትግራይ ምብራስን እዩ ዝኸውን።
Mengesti getachew yelen
መፈንቅል በልዎ ግዛዕ በልዎ ሀወሓት ዝመደበቶ ከዳዕ በፍንጫኡ ተጎቲቱ ክወጽእ እዩ ::
ብመሬት ትግራይ ዝጣላዕ ግምት ካርታ ወዲኡ...
ኣቲ ፎሽኳል ፃሕፃሒት TDF ካብ መጀመርታ ቅዋሞም እዚ'ዩ ነይሩ ።
ናተይ ቲቪ ደልየኪ ነረ ብምንታይ ክረኽበኪ
Email address:- Nateytvv@gmail.com
ስለ መሪሕነት እንታይደኑኦም አእቱዩዎም
ትኽክለኛ ውሳነ ወሲኖም እንድያውም ዘንጊዖም
መንግስቲ አሎ ድዩ?
Beka getachew zeyserho tdf keserho alo
ትግራይ መንግስቲ አይብላን እሞ ነየናይ መንግስቲ እዩ ብዛዕባ መፈንቅለ መንግስት ንዛረብ? ወረኛታት አደብ ግበሩ: ካብሰራዊት ንላዕሊ ንትግራይ ይሓስብ እየ ማለት ሓሶት እዩ TDF ህይወቱ ኸፊሉ ዘምለሳ መሬት አዲስ አበባን አብገለ ውሻጠ ትሓቢኦም ሓፍተይ ናብውግእ ከይትአቱ ሓወይ ክሕባእ አለዋ ትብሉ ነበሩ ድዮም ከዐሽውና ዝፍትኑ? TDF ቑፃር ሰራዊት አይኾነን አካል ህዝቢ እዩ ኸምሰራዊት አብቓልሲ እንበር አብ ፖለቲካን ናይህዝባዊ ውሳኒኡ አዛዚ የብሉን: ናፃ ትግራዋይ እዩ: ጌታቸው ሕውሓት ወኪሉ እዩ ን6-12 ወርሒ ናይጊዝያዊ ምምሕዳር ፕረዚደንት ኾይኑ:ጌታቸው ጠብ ትብል ስራሕ ከይሰርሐ ካብ ተውሀቦ ግዘ ንላዕሊ ኽልተ ዓመት አባኺኑ: ስለዘይሰርሕን ንትግራይ ዝጎድእ ውሳነ ስለዝወሰነ: ካብውድብ እውን ስለተባረረ ብኻሊእ ክትካእ ናይግድን እዩ: ልዕሊ 40% መሬት ትግራይ ዝሸጠ ባንዳ ስልጣን አይግብኦን: ብናቱ ተጋጋየ ውሳነ ህዝብና ይሀልቃሎ: ምስፀላኢ ሓቢሩ ጀኖሳይድ የቐፅል አሎ: ነዚ ዘይርዳእ ትግራዋይ ተልዩ ጌግኡ ንክእርም ይሕሰበሉ:
ሞንጀሪኖ በርትዒ ደቀንስትዮ ትግራይ ሀየ ድአ ትግራይ ብዘይካኽን የላን:
ጦርነት እንተ ጀሚራ አበይ ከትአትው ኢኩም
ናይምንታይ ሕነ እዩ ሕነ ምፍዳይ ዝባሃል ዘሎ?
አየናይ መንግስቲ ማለትኪ’ዩ ነዚ ናይ ብልጽግና አረሞ ተለአአኺ ማለትኪ ድዩ ተጋጊኺ መንግስቲ ትግራይ ብዘይካ ህወሐት የለን።
ወጣት ትግራይ ለወጢ ድላይ እዩ በቃ
ይበል TDF
ናይ አብይ ድሮን አሎዋዶ
ተፋናቀል ከምለሱ አለዎም
ኣሽ ኣሽ አሽ ሠራዊት መራሕቲ ኣድኹም ከመዘትረፍኩሙዋ ሕጂ ውን ካብባዳታት አትርፍዋ
የዒስ ውሳነ ሰራዊት ትግራይ
Tegaru sean bisekam shigirkum tifethu tselaetikum kiwihtikum eyom
This double agent guy whatever his name is? Sadkan? he have to return to tigray people the money he received from federal government 1.29 million in September 2022 to do exactly what he's doing against tigray, the best option to have tigray people and tigray defense Force they have take strong action against this double agent guy👁️👈