#zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • Copyright protected!
    Support us financially
    Zelle/cash app-571-622-8891
    donorbox.org/s...
    gofund.me/6229...
    #Zaramedia #Ethiopia #Eritrea #Reyotnews #EBC #Walta #Ethiopian Movies #Amhara #Tigray #Oromo

ความคิดเห็น • 102

  • @dehabberhe3293
    @dehabberhe3293 7 วันที่ผ่านมา +19

    ሰላምካ ይብዛህ እሰታሊነይ ሀወይ❤❤❤❤❤

  • @YohannesIV1889
    @YohannesIV1889 7 วันที่ผ่านมา +19

    ዓወት ንውድብናን ሰራዊትናን ውድቀት ንሓይልታት ክሕደትን ብልፅግናን ❤️💛 ውሳኔታት ውድብን ሰራዊትን ይተግበር!!!

  • @weghta3315
    @weghta3315 7 วันที่ผ่านมา +6

    Yes Why not we stand with TDF TDF TDF TDF TDF TDF forever With TDF 💙💜💐💕🌹💚💛💕🌹💜💐💙💜💐🇻🇳💐🇻🇳💕🇻🇳💙🇻🇳💐🇻🇳💜🇻🇳💐🇻🇳💐💕🇻🇳🌹💕💐🇻🇳

  • @AmirAmir-w9h3z
    @AmirAmir-w9h3z 7 วันที่ผ่านมา +2

    እስታሊን ወንድማችን በርታ

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin 7 วันที่ผ่านมา +4

    ትግራይ አንድነታችን ነው ሃይላችን

  • @TesfayKahsay-yp8ut
    @TesfayKahsay-yp8ut 7 วันที่ผ่านมา +2

    ፅንዓት ይሃብካ እስታሊን ሓቀኝ ሓውና ናይ ለያቡ ናይ ባንዳታት መርዚ ከማኻ ዓሰርተ ሚድያ ተዝህልወና ኩሉ ህዝብና መተረጋገዓ

  • @Mengstab-m4f
    @Mengstab-m4f 7 วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ህዝበይ😢😢😢ኣደዋይ ማዓረይ ከብደይ በሊዐናኒ ኡፍፍፍፍፍ😢😢😢😢

  • @ZeudBerhe
    @ZeudBerhe 7 วันที่ผ่านมา +1

    የቐንየልና!!!

  • @TigrayAbebe
    @TigrayAbebe 7 วันที่ผ่านมา +1

    በይዛኽም ጌታቸው አይተርእዩኒ 😡😡😡

  • @BrzafgrmayGebru
    @BrzafgrmayGebru 7 วันที่ผ่านมา +11

    አታ እስታሊን እዚ ጉደኛ ቴድሮስ ዝብሃል ክገርመካ እብ ስልጣን። እና ሃለወስ ስድራ ስውእት ብ6ተ ውርሒ 600ብር ይወሃቡ ነይሮምስ ክንኸፍሎም ፈርመለይ ኢለዮ ዋእ እዘን አርጎጉቲ እዚኦም እይሞቱን ድዮም እልና ገራሙና

  • @kibreabhabte7123
    @kibreabhabte7123 7 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤አንታ ስታሊን እቲ ቪድዮ እታ እትደልያ ክፋል ከመይ ከምዝቁረጽ እንድየ ዘይፈልጦ መን ከርእየኒ ይኽእል??❤❤❤

  • @Fre_werqi
    @Fre_werqi 7 วันที่ผ่านมา

    Thank you, Zaramedia/ Stalin for exposing those criminals and bandas!

  • @gengeb5610
    @gengeb5610 7 วันที่ผ่านมา +7

    Thanks ❤

  • @MehareTekhla
    @MehareTekhla 7 วันที่ผ่านมา +6

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 7 วันที่ผ่านมา +2

    ወይ ታሪኽ ። እዚ ኩሉ ክሕደት እንታይ ኣምጽኦ?

  • @መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
    @መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 7 วันที่ผ่านมา +3

    ቴድሮስ ኤርትራዊ ኢዩ ከመይ ጌሮም ሕውሓት ሓላፍነት ይሕቡዎ ብግልጺ እኮ ክንገር ኢዩ ዘለዎ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 7 วันที่ผ่านมา

      ኤርትራዊ ይኹን ትግራዋይ ንናይ ህዝቢ ትግራይ ቃልሲ ዝድግፍ ተኾይኑ ኹሉ እዮም ዝአሰክብዎ ነይሮም እንዳ ህወሓት ግን ተካሒዶም 😥

  • @afeworkidesta
    @afeworkidesta 7 วันที่ผ่านมา +11

    ሰካራም ቤት ኣይሰራም ብሰራም ቶሎ ኣይተኛም ያልሰሩት ቤት እየተኙበት ነው ስታሊን

  • @hhdhdhd923
    @hhdhdhd923 7 วันที่ผ่านมา

    ዛ ካሀድም ኢርትሬ

  • @filmongirmay9820
    @filmongirmay9820 7 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    Stalin abesa ajoka 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 7 วันที่ผ่านมา +1

    ስታሊን ጅግና ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ድምፂ ሓቀኛ መስመር ትማሊ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝሰራሕኻዮ ታሪኽ ሎሚ እውን ታሪኽ ትሰርሕ አለኻ ንህዝቢ ትግራይን ንረብሓ ትግራይን ዋልታ ህዝቢ ትግራይ ዝኾንካ ንሞያኻ ትነብር ጅግና ኢኻ

  • @hageretigray-m5c
    @hageretigray-m5c 7 วันที่ผ่านมา +1

    ቴድሮሰ ሓጎስ ንዓዱ ንኤርትራ
    ይሰደድ በጃኹም

  • @medagere7495
    @medagere7495 7 วันที่ผ่านมา

    Good Job

  • @tamerattsegay5299
    @tamerattsegay5299 7 วันที่ผ่านมา +5

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 7 วันที่ผ่านมา +3

    ጌታቸው ጋህታፍ ኮዳም
    ንኦሮሞ ዝአመነ ማይ ዝሓቖነ ሓደ ኢዩ, ከም ቡዳ ብፈታዊኦም ህዝቢ ትግራይ ዝጀመሩ ንማንም አይምህሩን.

  • @michaeldesta472
    @michaeldesta472 7 วันที่ผ่านมา +1

    I couldn’t stop crying about this beautiful lady. Please Stalin, how can I contact this lady

    • @Zaramedianet
      @Zaramedianet  7 วันที่ผ่านมา +2

      @@michaeldesta472 contact us 5716228891 WhatsApp

  • @jamalgaberut1654
    @jamalgaberut1654 7 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም

  • @salbog7936
    @salbog7936 7 วันที่ผ่านมา +4

    ቴድሮስ ሐጎስ እኮ ዋና ዓርኪ መለስን አቦይ ስብሐትን ዝነበረ እዩ።

    • @zenebechkebede7457
      @zenebechkebede7457 7 วันที่ผ่านมา +2

      እሞ ንመለስ ዶ አብዚ ርካሽ ቦታ ሪዕኻዮ።

  • @gabrlibanostaklu6313
    @gabrlibanostaklu6313 7 วันที่ผ่านมา

    መን እዩ ጉባኤ ዝፅውዕ? ኣጋ እርጋን ዝርጋን ድሕሪ ክንደይ ዓመት እዩ ክፅወዐልና? በዚ ቀልዲ የለን ትእምት ደም=ኣዕፅምቲ =ሃፍቲ ህዝቢ ትግራይ እየን ብዙሕ ኣካል ጉዱእ ን ደቂ ስውእ ን ንብረት እየን ኣውሽጠን ዘለው ለያቡ ክውገዱ ይግባእ ዘይሕለፍ ቀይመስመር እዩጉባኤ ብግድን ክካየድ ኣለዎ::

  • @Dehaneyti
    @Dehaneyti 7 วันที่ผ่านมา

    Shekati eka

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 7 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ታሪኽ ይመዝገብ ። ምልቓቕ የለን ዕድመ ይሃበና ክንስኢ

  • @MichaelAbMr
    @MichaelAbMr 7 วันที่ผ่านมา +1

    ስታሊን ተረጋጋዕ
    ጌታቸው ዝደለየ ምኾነ ካልኦት ተጋሩ ግን እንታይ ዝኣክል ንህዝብና ንሓስብ ?
    አነ ዝመስለኒ ኩላትና ገዛና ከፊትና ንፀላእቲ ንዑ ብልዑና ንብል ዘለና ኮይኑ ይስመዐኒ

  • @SolomonBuhan-x5w
    @SolomonBuhan-x5w 7 วันที่ผ่านมา +3

    ሀሲቦዬ ለይፈልጥ እዩ ; ነፀላአኢ ሲእርና ርእሱ አድኒናዬ ጌታቻዉ ድማ ንናይ ትግራይ ህዝቢ ርእሱ ከድንኖ ደልዩ ወይ ጉድ

  • @EeEe-r8x
    @EeEe-r8x 7 วันที่ผ่านมา +2

    ቴድሮስ ካብትእምት እንተለቂቁ ዝሰክረሉ ፣ዝሽርሙጠሉ ፣ ዝሕከመሉ ፣ ዝሸራሸረሉ ገንዘብ ስለዘይረክብ ኣኬባ ፀዊዑ ስልጣኑ ከረክብ ፍቃደኛ ክከውን ኣይክእልን ።

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 7 วันที่ผ่านมา

      ፎትዩ ድዩ ካብ ስልጣኑ ዝለቅቅ ትእምት እኮ ናይ ውልቅኡ ኣይኮነትን

  • @aregawigidey9364
    @aregawigidey9364 7 วันที่ผ่านมา

    እዚ ጉድ እዙይ እናሰምዐ ድቃስ ዝወስዶ መሪሕነት ትግራይስ መራሒ ድዩ? ሓቂ ምዃኑ ዝጠራጠር ትግራዋይ ከይህሉ ዶ ይኸውን። እዙይ ሓቂ ምዃኑ ንምርዳእ ኣብ አአ ዝነብር ትግራዋይ ብዝበለፀ ይርደኦ። እቲ ብተግባር ዝሰርሑዎ ዘለዉ ካብ አፎም ውን እንሰምዖ እዩ እቲ እተቅርቦ ዘለኻ። ተጋሩ ግን መዓዝ ኢና ክንነቅሕ። መዓት መፍትሒ እኮ አለና ስለእነባላሽዎ ጥራሕ 'ዩ ፀገም ዝኾነ🙏

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 7 วันที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይ ትችግር ዘናውሕዎለው ናይ ሰራዊት ምዝንጋእ እዩ ወይ ከአ ፈለሊጡ ዘሓረሰ እንግልት ምቅስቃስ የድል ከመይ እዩ ህዝቢ ትግራይ ሒዝካ ምህራስ ዋእ አገብ።

  • @Peachy-i4u
    @Peachy-i4u 7 วันที่ผ่านมา +4

    ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @MulugetaCherkos-l8v
    @MulugetaCherkos-l8v 7 วันที่ผ่านมา

    ትእምት ህዝቢ ትግራይ ካብ ድኽነትን ድንቁርናን ንምዉፃእ ተጣይሹ ዋላ ጉድለታት ይንበሮ ታሪኽ ዘይርስዖን ሃሰስ ኢልካ ዝተሓዝን ዝርአን ኣብ ጥዕና ኣብ ትምህርቲ
    ኣብ ስራሕ ፈጠራ ኣብ ፅርግያ ወዘተ ዘይንዓቅ ለውጢ ኣመዝጊቡ እዩ። ሐዚን ግን
    ትእምት ካብተልእኹኡ ወፂኡ ብብሄራዊ ክሕደት ዝፈፀሙ ካሕዳማት ብፊዉተራርነት እናተመርሐ ተልእኹኡ ጠንጢኑ ሃፍትን ንዋይን ህዝቢ ትግራይ ተመሊሱ ኣብ ፀረ ህዝቢ ተግባራት ዘዉዕሉ ፅግዕቸኛታት ምስፀላኢ ወጊኖም ሕግን ደንብን ትእምት ፈረሽረሽ የብልዎ ኣለዉ ።

  • @hageremiru2888
    @hageremiru2888 7 วันที่ผ่านมา

    ስለ ዝፈልጥ እዩ ህዋሓት ሰለማዊ ሰልፊ እተፀዊኡ ግልብጥ ኢሉ ከምዝወፅ እና ፈሪሑ እዩ ዘዋንብድ ዘሎ

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 7 วันที่ผ่านมา

    እዞም ጠላማት ኦሮሞ አብ ልዕሉ ህዝቢ ትግራይ ናይ ውሽጥን ደገን ዘሎን ዘየለን ጸላእቲ አታአኻኽቦም ዘብጸሑልና ግፍዕ አምላኽ ካብአቶም ዝባአሰ ጨካን ይልአኸሎም እቲ ብብዝሒ ተመኽሕሉ ዘርኦም ዘርኢ ኦሮም ቅድሜና ይብሮሱ ይጥፍኡ ጨካናት አረማውያን

  • @WeldegebrealAbay-l6z
    @WeldegebrealAbay-l6z 7 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @santojohnyleghese5757
    @santojohnyleghese5757 7 วันที่ผ่านมา +1

    ነዚ እንዳሰመዐ ንትግራይ ሕማቅ ዝሐሰብ ትግራዋይ ስብ አይኮነን

  • @KassayWedi
    @KassayWedi 7 วันที่ผ่านมา

    We definitely have many challenges if Tigrai people are going to make any progress, we will need to weed out the traitor & opportunist cause house that's corrupt, I feel they must never be allowed to guide the community nor a nation.

  • @SelamAbreha-w6y
    @SelamAbreha-w6y 7 วันที่ผ่านมา +1

    ቴድሮስ ሰኺርካ ተንከርከር ኣይትብልን .......ብሰንኪ ምስካርካ ግን ትካላት ተንከርከር ይብላ ኣለዋ ,......መለስ ዜናዊ

  • @GenetGmedhinAmbaye
    @GenetGmedhinAmbaye 7 วันที่ผ่านมา

    ፀገም ኣብ ልዕሊ ፀገም ስለ ዝኾና እምበር ካበቶም ዝበስበሱ ትካላት መሕብኢ ለያው ካብ ዝኾን ትእምት ፀኒሑ ኣሎ። ክፍተሽ ዘለዎ ትካል እዩ ።

  • @afeworkidesta
    @afeworkidesta 7 วันที่ผ่านมา +1

    ክሳብ ፀጋይ በርሀ ካሉ ዩኒቨርስቲ ስኮላር ብዘይ ውድድር ዝወሃባ ዝነበረ ብመለስ እውን ዩ ኩሉ ተዛረቦ ስታሊነ

  • @felegeselsm5969
    @felegeselsm5969 7 วันที่ผ่านมา

    እታ ናይ ቴድሮስ ጽሕፍቲ ብዘይ ናትካ መብርሂ እንተተንብበልና ትሕዝትኡ ምተረደአና ነይሩ።።

  • @hadushTekle-g8m
    @hadushTekle-g8m 7 วันที่ผ่านมา +1

    ለይባ

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 7 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack 7 วันที่ผ่านมา

    Eway Etay ena nigbro

  • @AmanuelAbera-ry6xq
    @AmanuelAbera-ry6xq 7 วันที่ผ่านมา

    Sitalen menbabb abika tay gudu

  • @WKaz-cs8tg
    @WKaz-cs8tg 7 วันที่ผ่านมา

    Shame on these worthless politicians who completely ignored people’s problems and the heroes sacrifices to defend people especially them and forgotten so soon and focused on their temporary comfortable life. I am ashamed how they behaved.

  • @GedaBahelebi
    @GedaBahelebi 7 วันที่ผ่านมา

    ውድብ ምድሐን እዩ ናይ መጀመሪያ ስራሕና እኮ ኢሉና ደብረጽዮን

  • @LemaAbebe-l2v
    @LemaAbebe-l2v 5 วันที่ผ่านมา

    Tebeda

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa461 7 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሐራ መሬት አደመ ወርቂ ይሰረቅ ንስኻ ትሐበዐሎም

  • @weretomedia
    @weretomedia 7 วันที่ผ่านมา

    ትርፉ ኪ/ማርያም

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 7 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ዝርከብ ሰራዊት እናሃለዎ ህዝቢ ትግራይ ከምዙይ ኢሉ ባምቡላ ኦሮሞ ምዃኑ የሕዝን ። ሐዚ ካብቱ ዘለዎ ፀገም ክወፅእ እንተኾይኑ ብሕታዊ መንገዲ ሰራዊትን ብሰራዊትን ጥራሕ እዩ ። ምስ ፈደራል ንዘይምንኻእ መይላ የድሊ እዩ ግናኸ ክሻዕ ማኣዘ ? ኣቱም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ሕሰቡ ህዝቢ ትግራይ ይድክፈኩም እዩ ብሓንቀውታውን ይፅበየኩም ከምዘሎ ፍለጡ ኣይትፈልጡን ማለት ግና ኣይኮነን ዝኸፍአ ዝገብሮውን ሸለል ዝበልኩም ትመስሉ ስለዝኾነ ድማ ሕሰቡ ጥሪት ሓላፋይ እዩ እሞ ታሪኽኩም ኣይተበላሽዉ ። ፀገም ህዝቢ ረኣዩ ። ታሪኽ ትግራይ ይጠፍእ ኣሎ ትግራዋይ ይፈርስ ኣሎ ። ትግራዋይ ክደኪ ኣለዎ ሰራዊትን ፖለቲከኛታትን ንሰንሳቶም ክነባልዖም ኣለና ኢሎም ይውስኑ ኣለዉ ። ብግዝያዊ ምሕደራ ኣቢሎም እናኣተዉ ትግራዋይ ንምድካይ ብንጡፍ ይፅዕሩ ኣለዉ ሕደጉታባ ኣቱም ላዕለዎት መራሕቲ ሕሰቡ ወስኑ ረዚን ውሳነ ናትኩም ግደ መሰታ የብሉን ።

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 7 วันที่ผ่านมา +1

    One thing for sure we can say about Tigray, is that “business as usual” is over. Change is coming very soon, in Tigray.

  • @AmirAmir-w9h3z
    @AmirAmir-w9h3z 7 วันที่ผ่านมา

    ኧረ የነጌታቸው ጉርቦች ወደ ቀልባቹህ ተመለሱ ነገ ይቆጫቹሀል የትግራይ ህዝብ የሰለጠነ ነው ጊዚው ሲያበቃ ያበቃላቹሀል።

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 7 วันที่ผ่านมา

    አታ እዞም ባዳታት ናብ ሰይጣን ተቀይሮም ባዓለም ንባዓሎም ብሓሶት

  • @elaela671
    @elaela671 7 วันที่ผ่านมา

    ኣዶ ስውእ 17ን ኣዊልቸር ንብዙሕ ዓመታት ብጥሜትን ብገዛኽራይ ይሳቐዩ ኣለዉ ንን ኣብስልጣን ዘለው ናይ ትእምት ገንዘብ ፈታውዉን የውፅኡሉ ኣለው ።

  • @amantekie4604
    @amantekie4604 7 วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊ

  • @afeworkidesta
    @afeworkidesta 7 วันที่ผ่านมา

    evin if mellles zenawe

  • @mezgebek.3367
    @mezgebek.3367 7 วันที่ผ่านมา

    Like as the replacement of gen. Mengage is to gen. Tsadkan, Mulu N. to Getachew R. and T/Ashebir to A/Belay, Dimtsi weyane and Tigray tvs are replaced by Walta and Tigray tvs.

  • @MichaelAbMr
    @MichaelAbMr 7 วันที่ผ่านมา

    አየ እቲ ጉባኤ ትብሎ ዘለኻ ኸ እንታይ ዝኣክል ኢኻ ተኣማሚንካሉ ኩሉ ብኔት ወርክ ዝተ ትሓዘ እንድዩ እዚ ከዓ አብ ትግራይ ከም ባህሊ ኮይኑ ዝቅፅል ዘሎ ዩ
    ሕማቅ እንተኾይና ጥራሕ ምልእቲ ትግራይ ምርኣይ ይጅምሩ እዚ አብዚ ሰዓት ጥራሕ ድዩ ነውሪ ከኸውን ደሊኻዮ ?

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 7 วันที่ผ่านมา

    Hegi zebahal zeyfeltu

  • @FiyorikibromKibrom
    @FiyorikibromKibrom 7 วันที่ผ่านมา +4

    እስታሊን ሓደ ሓሳብ ከካፍለካ ብዛዕባ እቲ ናይ FM 104.4 መቀለ ግዝያዊ ሓላፊ ዘሎ ሓለፎም ዝበሃል ሓሳዊ ጉረኛ አብቲ ሕማቅ ግዜ ምስ ብልፅግና እናሰራሕኻ ኔርካ ኢላ ክልተ ደቂ ሒዛ ብያ ኢላ ዝፈትሓቶ እዩ አቃልዓዮ አበብ ሚድያኻ።

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 7 วันที่ผ่านมา

    ንምንታይ ዘይትገልጾ ስታሊን? ብኣሻሓት ዶሎራት እናኸፈሉ ምስ ወጻእተኛታት ኣንስቲ ይድቅሱ እዮም ተባሂሎም እኮ ዝሕመዩ ነይሮም እዮም ። ኣስማቶም ምጽዋዕ ፍረዶ ይህልዎ?

  • @SelamAbreha-w6y
    @SelamAbreha-w6y 7 วันที่ผ่านมา

    2004 ዓ ም ሰኺሩ ምንም ዘይትፈልጦ ባር ሌድይ ሒዝዋ ሓዲሩ ሞባይሉ ሒሰሪቃቶ ጠፊኣ 17መቑለ ተሓሚሳ ብፌደራል

  • @muluebrhanmengis64
    @muluebrhanmengis64 7 วันที่ผ่านมา

    Stalin sibuk sirah eka tiserih zeleka gin seb hadar aykonun wala papasat yikunu kab hizbi Tigray yikun kab Tigray zibelis yelon gilislis abilka nab hizbi zergihayo nikesali tigreway win timhirti yikewin mikniyatu bizuh mistirat eka tishifinelom

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 7 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪✊

  • @lizasis6846
    @lizasis6846 7 วันที่ผ่านมา

    Cheramat cheramat meritsu amestiewom. Abiy bedenbi felitu eyu ne Getachew zemereste. Bemeste sele zei'sho

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 7 วันที่ผ่านมา

    Tewodros eko kedemwen ne hewehat hizu ember mekelle kemy kemzenbr kulena neflto ne kurs eko weski eyu zeseti gna heji tezarebu alekum ember kulu neyru zefelto

  • @haben524
    @haben524 7 วันที่ผ่านมา

    The picture is not Tedros. It’s Seye. You have the wrong picture

  • @EndriasKidane
    @EndriasKidane 7 วันที่ผ่านมา

    Stalin you are Wright

  • @MichaelAbMr
    @MichaelAbMr 7 วันที่ผ่านมา

    ዓብይ አጀንዳ ሒዝካ ክትመፅእ ዝግበአካስ ስለ ትእምት ዘይ ወቅቱ
    አብ ውሽጥና ነገር ናፃሕተርና ክነብር

  • @hadushTekle-g8m
    @hadushTekle-g8m 7 วันที่ผ่านมา +1

    ቸላእ ሰብ ሓዳር ስለዝኾኑ ኢና ሚስጥር ዘይነውፅእ ኢሉ ስታሊን ብገንዘብ ትእምት ሸርሚጦም ክብለና ደልዩ ስታሊን መሃይም ዘረባ ተወዲኡካ ሎሚስ በጪጭካ ስታሊን ሎሚ ድዮም ድኣ መሸርሞጢ ረኺቦም መሃይም ስታሊን ሎምስ ተዋሪድካ

    • @ማማG-o3i
      @ማማG-o3i 7 วันที่ผ่านมา +1

      ብዕራይ ጉድኩም ሰለ ዘቃለዖ ድዩ አቱም ለያዉ ወነ ዘብሎም

  • @negasihaile5860
    @negasihaile5860 7 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሕሶት ፋብሪካ ትኮን ኣለካ ረዳኢ ሓለፎም ዝመርሖ ትግራይ ኮሚንኬሽን ኣየጭበርበረን መንግስቲ ዝፀወዖ ንስንበት ኣብ መቀለ የለን እዩ ዝበለ እምበር ጉጅለ ኣደመ ሰብሰባ ኣይፀወዐን ኣይበለን።

    • @ማማG-o3i
      @ማማG-o3i 7 วันที่ผ่านมา

      ክብል ኤዩ አይገድፍን አይ ብዕራይ እድዩ ወነ ማአዘ ሀልይዎ

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣንታ ስታሊን ናይንዳስዋን ናይመንደር ወረን ናብ ምፍትፋት ወሪድካ በቃ? የሕዝን !

    • @ThomasTemare
      @ThomasTemare 7 วันที่ผ่านมา +1

      ስዋ እኮ ናይ ለባማትን ጭታትን እዩ

    • @Wo-N1-Am-Grate-Eth5291
      @Wo-N1-Am-Grate-Eth5291 7 วันที่ผ่านมา +1

      በጣም በጣም አፈርኩበት እንደ ህውሀት አመራሮች ያሳዝነናል መንደሬ ሆነ

    • @ማማG-o3i
      @ማማG-o3i 7 วันที่ผ่านมา

      ሀለሀ ደሞ በአማርኛ ጀመራቹ ምድረ ሰካራሞች 😂😂😂😂​@@Wo-N1-Am-Grate-Eth5291

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham618 7 วันที่ผ่านมา

    መድፍዕካ ተመንጢልካ መልሐስካ ጥራይ ተረፋ

    • @abiythelegend9532
      @abiythelegend9532 7 วันที่ผ่านมา +2

      Mn mentilwo

    • @tirhashagos-lp2xp
      @tirhashagos-lp2xp 7 วันที่ผ่านมา

      መን ክምንጥሎ ስታሊን ጅግና መድሓኒት ሌባን ቮድካን

  • @GereKahsay-e6n
    @GereKahsay-e6n 7 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂

  • @TekilayGebergiyorigs-wi9tf
    @TekilayGebergiyorigs-wi9tf 7 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ክንደይ ትልፈልፍ ኡፍ ክንደይ ኮን ተኸፊሉካ ይኸውን

  • @muluabraha-t7v
    @muluabraha-t7v 7 วันที่ผ่านมา

    አርቲ ቡርቲ ቀደም እበይ ነርኻ ኢኻ ኸዚ አዘር ቆዘር ለብለካሎ ተህዝን

  • @ethiomirror
    @ethiomirror 7 วันที่ผ่านมา

    th-cam.com/video/BL883Hs04UM/w-d-xo.htmlsi=6K-LQKC1zth-Hiu9

  • @jamalgaberut1654
    @jamalgaberut1654 7 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም

  • @girmayberhe-i1u
    @girmayberhe-i1u 7 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @FitsumTesfay-v7q
    @FitsumTesfay-v7q 7 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @SelamAbreha-w6y
    @SelamAbreha-w6y 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @tirhaslegesse2499
    @tirhaslegesse2499 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤