ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መላኸፍቲ ትባሃሉ ፡ ንህዝብን መሬትን ትግራይ ብሓቂ ስርሑ ኣብ ጸሊም ታሪኽ ኣይትእተዉ !
እዚ ሐሳዊ እዩ ጭራሽ አብ ርእሲ ህዝቢ ሸሸ ዝብል ዓማጺ እዩ ሐላፍነቱ ዉን ብአግባቡ ዘይፈልጥ ጸቢብ እዩ
እግዚአብሔር ይገስፅኩም።
ሰራዊት ትግራይ ኬላ ብምግባሩ ህዝቢ ዝርዕድ እንተኢልኩምዎ እቲ ሰራዊት ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣላማጣ ዘሎ ኣብ ቤት/ትምህርቲ እያሱ በርሀ ኬላ ጌሩ ካብ ጋርጃለ ናብ ከተማ ኣላማጣ ባጃጅ ኬይኣትዋ ብበትሪ እናከርተሙ ዝምልስዎም ዘለውኸ እንታይ ክትብልዎ ትኽእሉ። ወረ ሓደ ማዓልቲ ድምፀፂኮይንኩምዎ ዘይትፈልጡስ ንድሕንነቱ ብናይ ባዕሉ ሰራዊት እንተተፈተቀ እንታይ ፀገም ኣለዎ እዚኩሉ ዋዕዋዕታ ትፈጥሩ ዘለኹም
ኣብ ዓዲ ሰለስተ ሓንቲ ብሂል'ላ፤ ንሳ'ውን "ካልተገላበጡ ያራሉ" ትብል ጀነራል ዮውሃንስ ይጥቀመላሎ ይመስል።
ሓቀኛ ሚዲያ ሓቀኛ ትንታኔ መድድ መርገፅኡ አስካብ ሐዚ አየተፊለጥን አዶታት ትግራይ ደዎኢሊኺን ሐሰባ ኢቲ ሓቂ አቶም መናአሴ ትግራይ ሒዞሞዎ ዚኘው አቃሙ ንዖኦሞ ኢመና አብጉኑድማ ቁማ አለበለዚያ ዝተረፋደቂኺን ንሚጭራስን ንብኺያትን ተዳለዋ ኢቲ ሙማርፅ አብኢድኪን አላ አኸለ
ካብዚ ዘሓመቀ ሰብአሎ ናይትግራይ ጀነራላትኮራካር ሕዋሓት እናናይ ህግደፍ ባራዩ
ከሌታት ን ጨጉረ ለወጥ የፅሪይ እበር ንሰላማዊ አይርእድን ።😏
ቱልቱላታት ። ኬላ ብምህላው ምኽንያት ዝሽበር ሕብረተሰብ የለን። ሰራዊት ስርሖም እዮም ዝሰርሑ ዘለው።ብርሃነ ገ/የሱስ ሕገወጥ ሰብ እዩ።
ትክክለኛ አዮ ብርሃነ opdo እዮ።
ናተይ ማለት ናይ ብርሃነ?ናይ ጌች ወይስ ናይ ፃድቄ?