ፓስዎርድ ናይ ፌስቡክ ምስ ዝጠፍኣና ብኸመይ ክንረኽቦ ንኽእል ወይ ከነውሕሳ ንኽእልየfacebook ፓስወርዳችን ቢጠፋብን እንዴት መመለስማስተካከል password

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 90

  • @fltetmedia
    @fltetmedia  9 หลายเดือนก่อน +2

    ሳብስክራይብ ❤❤❤

  • @GjcgChcg-ns6xj
    @GjcgChcg-ns6xj ปีที่แล้ว +11

    እታ ስልኪ ተዘይ ሃለወት ምሳና እንታይ ክንገብር ሓወይ ናተይ

  • @ቀለም
    @ቀለም 11 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ዝጠፈአናካ ዝሓወይ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @WelduTeklesenbet
    @WelduTeklesenbet 29 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ሓወይ ኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ጥዕናን ይምነልካ ቀጽሎ ኣጆኻ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ብዝሕ ተማህረ ካባኻ ካብ ልቢ የ ዘመስግነካ ግን ሓደ ነገር ክሓተካ ዝፈትዋን ብዝሕ ሰብ ዝፈልጦም ዘለውዋ ፈስቡከይ ናይ ቀደም ኣላትኒ ኩሉ ጠፍእኒ እቲ ሴም የለን ምሳይ ስለዚ ሓወይ ነዚ ዝኸውን ፍታሕ ኣለካ ዶ በጃኻ ተገድስካ መልሰለይ ዘሓወይ ክጽበየካ ኢየ

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  28 วันที่ผ่านมา

      ወልዱ ሓወይ መጀርመርያ የቀንየለይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
      ብምቅጻል በዚ ትብሎ ዘለኻ ክብድ ኢሉ ኢዩ ማራ ተራቂቆም እዮም ዘለዉ።
      ሓድሽ ነገር ተረኺበ ግን ኣጆካ ሸር ክብል እየ

  • @Wow-g2d
    @Wow-g2d หลายเดือนก่อน

    ታ ሰልኪ ዘየላ ምሳና ከ ሓወይ 😢ተገዲሰካ 🙏

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  หลายเดือนก่อน

      Eta slki zeyela entekoyna ya kebid eyu

  • @ibraarabi4007
    @ibraarabi4007 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ሓበሬታ ኢዩ፡ኣነ ሓደ ሕቶ ክሕትት ናይቲ confirmation code ትቅበል ሴም ካርድ እንተጠፊኣ ወይ ክንረኻባ ኣይከኣልናን ግን ድማ በታ ኢመይል ክንጥቀም እንተደሊና እንታይ ንገብር፧?

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  หลายเดือนก่อน

      MsaKa ksab zeyela kebid eyu

  • @slamhslamh8334
    @slamhslamh8334 3 หลายเดือนก่อน

    ቁፅሪ ዘይብልና ምስና ከ

  • @maregemarege-p5o
    @maregemarege-p5o 2 หลายเดือนก่อน

    በርርትዒ

  • @Kerenwhite360
    @Kerenwhite360 6 วันที่ผ่านมา +1

    Natey Facebook qedmi 5 Years zewxiakuwa Facebook abini mietaw be natay Sudan awxieya nere SIM card tefieatni

  • @tirastiras1467
    @tirastiras1467 10 หลายเดือนก่อน

    የቅንየልና ዝሓወይ❤❤❤

  • @ኣብሓቂደውበል
    @ኣብሓቂደውበል หลายเดือนก่อน

    ቁጽሪ ቶታል ዝጠፋኣትና ከ ደገዲስካ መልሰለይ❤

  • @hwhshhsgwhwhhhs6756
    @hwhshhsgwhwhhhs6756 10 หลายเดือนก่อน +1

    እታ ሰልኪ ምሳና ዘየላ ዝተዓፀወትያ ብምንታይ ክረኽቦ ኮድ በጃኻ ሰርሐልና ከይተሓልፈኒ🙏

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  10 หลายเดือนก่อน

      እዚኣ ፈትና ሓወይ

  • @GedayGuileGere
    @GedayGuileGere 2 หลายเดือนก่อน

    ብኢሜል ስርሐልና ክቡር ሓወይ ቁፅሪ ስልክና ተዓፅዩ ተሸጊረ

  • @ይቱብብ
    @ይቱብብ หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዝሓወይ እቲ ዝኸፈትኹሉ ስልከይ እውን ትቓፅዩ ፓስወርድ እውን ጠፊኡኒ ብኸመይ ክኸፍቶ ይኽእል ፌስ ቡክ

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 3 หลายเดือนก่อน

    ሓወይ ማዓር በጃኻ ትገድስኻ መለስለይ ስልክና ዝታዓፀወኸ በከመይ ንምልሶ 😢

  • @ጊዜለኩሉ-ኈ5ነ
    @ጊዜለኩሉ-ኈ5ነ 7 หลายเดือนก่อน

    ብራዘረይ አይትሕለፈኒ ብማሪያም ሞባኤል ጠፊኡ ሓዱሽ ገዚኤ ናይ ቀደም ፌስቡከይ ምምላስ አቢይኒ አብስደት እየሞ አብዙ ፌስቡከይ ክሳብ ህዚ ልሰራሓኩዎ ደረሰኝ ቡዙሕ ጠቃሚ አለዎ ሓደራ ተገዲሰካ አሪኤኒ ብምሰንጀረ ዋላ ገልቢጥኻ አስተኻኽለለይ 👐🙌👏❤

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  7 หลายเดือนก่อน

      እዛ ቪደዮ እዚኣ ሪኢኻ ፈትና ተስፋ ይገብር ክትክፈተልካ
      ኣብዚኣ ሊንክ ኣብ ታሕቲ ኣላትካ
      th-cam.com/video/PeJlNWvP6dA/w-d-xo.html

    • @ጊዜለኩሉ-ኈ5ነ
      @ጊዜለኩሉ-ኈ5ነ 7 หลายเดือนก่อน

      @@fltetmedia ብራዘረይ ኩሉ መፂእለይ ነይሩ ኮድ ስለዘረሳዓኹዎ ኮድ ሓቲቱ አቢይኒ ምስ ይቅርታ ሓንትሻዓ ብዉሽጤ አስተኻኽለለይ

  • @KerskersAergw
    @KerskersAergw หลายเดือนก่อน +1

    አጋጣመ ሰመ ካረደ ጠፉኡ መባይለ ጠፉኡ ፋስረድ ይፈልጠ እየ ኮደ አናበለ አወኒ

    • @ibraarabi4007
      @ibraarabi4007 หลายเดือนก่อน

      ኣታ ኣይተምስሃርካን ዲኻ በዚ ዝሪአካ ዘለኹ ደኣ ሴም ካርድ ጥራሕ ኣይኮነን ጠፊኡካ ዘላ ዋላ ጽሕፈት ኢዩ ተማሃር በጃኻ ኣብ ቲክቶክ ካብ ትውዕል ዝሓወይ

  • @BrhaneGmariam-x3j
    @BrhaneGmariam-x3j 4 หลายเดือนก่อน

    ብሮ ኣነ እታ ተሌፎነይን ፓስፖርትን ኣይፈልጦን እየ ስለዚ ።ናብኡ ከመይ ኢለ ክኣቱ ይክእል

  • @destalibeychannels
    @destalibeychannels 3 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉🎉🎉🎉

  • @Meley-y6u
    @Meley-y6u ปีที่แล้ว

    abta enter code kemey gerna hadush code nhba😢

  • @TeriMeri-m7r
    @TeriMeri-m7r ปีที่แล้ว

    Good

  • @Al-Wakeel-Law-Associates
    @Al-Wakeel-Law-Associates ปีที่แล้ว

    Gud

  • @SamiFeshi
    @SamiFeshi 9 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ሓው እታ ናምበር ምሳና ተዘየላከ እንታይ ክንገብር ንክእል😢😢

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  9 หลายเดือนก่อน +1

      ዝሰራሕኩዋ ኣላ ካልእ ቪደዮ ብኣኣ ፈትና ክትክፈተልካ ተስፋ ይገብር

  • @SdfggDddhhh
    @SdfggDddhhh 6 หลายเดือนก่อน

    ሰልከይ እንያ መባይ ቃይር ብከመ ይመልሶ

  • @FerayShkor
    @FerayShkor 9 หลายเดือนก่อน

    Hawey messnjer kemey gerna ngziu naxwo ykal do tegediska melseley

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  9 หลายเดือนก่อน

      frey haftey ngziu zbehal yelen wey nhawaru mixaw eyu wey kea mgdaf

  • @Fatu-t6c
    @Fatu-t6c ปีที่แล้ว

    Please eba hawey Edmea nay TikTok serhey Kexbyka ey😥🙏

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  ปีที่แล้ว

      ዕድመ ?

    • @Fatu-t6c
      @Fatu-t6c ปีที่แล้ว

      @@fltetmedia ewa tehti Edma kyno Live keto Aykilin ey kmey ela kekyero

  • @yohanskesetemaydiraru7706
    @yohanskesetemaydiraru7706 ปีที่แล้ว +1

    Eta kutsri tell zewtsaeikula msay tezeyhalya wey hager entekeyre ke
    entay amaratsi ktkem ykeil

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  ปีที่แล้ว

      ሰላም ክቡር ሓወይ ከመይ ትኸውን

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  ปีที่แล้ว +1

      እታ ነታ ፌስቡካ ዝኸፈትካላ ቁጽሪ ቴለፎን ሕጂ ትሰርሕ ኣላ ዶ ወይስ የላን?

    • @yohanskesetemaydiraru7706
      @yohanskesetemaydiraru7706 ปีที่แล้ว +1

      tserh yelan eta tell zewtsaeikula

    • @yohanskesetemaydiraru7706
      @yohanskesetemaydiraru7706 ปีที่แล้ว

      Kabta zneberkuwa hager wetsye ye

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  ปีที่แล้ว

      ከምዚ ጌርካ ፈትና ። እታ ዝኸፈትካላ ቁጽሪ ቴለፎን ነኣብነት ኣብ ኢትዮጵያ ትነብር እንተ ነርካ 09 ኢልካ ዘይኮንካ ክትጅምሮ ዘለካ ካብታ ሃገር ወጺኻ ስለ ዘለኻ 002519 ኢልካ እታ ቁጽሪ ቴለፎንካ የእትዋ በዚ ብትኽከል ፈቲንካያ እንተ ኣብያትካ ግን እታ ቴለፊንካ ተባላሽያ ስለ ዝኮነት ኣይክትክፈተልካን እያ ካልእ ምጥቃም እዩ

  • @Dawittv02
    @Dawittv02 2 หลายเดือนก่อน

    ብናይ ኢመል ክኣ ኣሪኤና ብሮ

  • @RanaNaveed-u7s
    @RanaNaveed-u7s ปีที่แล้ว

    ❤❤

  • @MhreteabTesfay-k1n
    @MhreteabTesfay-k1n 6 หลายเดือนก่อน

    Selam dyu hawey xbuq qexlo nay facebook and gmail ktqiyro tedelika kemey gerka tqyiro natey phone redmi not pro8 eya thank

  • @amazingfacts1690
    @amazingfacts1690 ปีที่แล้ว

  • @jdtfrer1028
    @jdtfrer1028 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🙏🙏🙏

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  7 หลายเดือนก่อน

      thanks

  • @aminadabyohans4138
    @aminadabyohans4138 ปีที่แล้ว

    😍💕

  • @FitsumGrmay
    @FitsumGrmay 9 หลายเดือนก่อน

    Okay ente da ab kalaa adi awxikaya eta number ke

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  9 หลายเดือนก่อน

      ናይ ግድን እታ ቁጽሪ ክትረኻባ ኣለካ

  • @MerhawiBahta
    @MerhawiBahta ปีที่แล้ว

    Kbur haw tsibuq srah kexlo natey gn kulu wede ab send code ms bexahku abyatni malet telefon sle zkeyerku eu gn kale amaraxi ente alo gele eba habreni tegediska ktmlseley yxbe bthtna🙏

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  ปีที่แล้ว +1

      መርሓባ መርሃዊ ሓወይ thank you. መሰጅካ ኣንቢበዮ እንድየ በዚ ትብሎ ዘለኻ እኳ ትኽክለኛ መንገዲ ኣይረኸብኩን ሳብክራይብ ጌርካ ተጸበየኒ ፡ዝኮነ ሓድሽ እንተሎ ሸር ክብላ እየ ዝወሓይ

  • @habenteklebrhan3909
    @habenteklebrhan3909 ปีที่แล้ว

    እታ ናምበር ዘውጻናላ ሴም ካርዲ ተዘይ ሃልያ ከ ብከመይ ንከፍቶ ናተይ ጠፊኣ ኢያ እታ ሴም

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  ปีที่แล้ว

      ነተን ቪድዮታተይ ረኣየን እሞ ዝሰራሕኩዋ ኣላ ነዓዓ ረኣያ ኢኻ

    • @habenteklebrhan3909
      @habenteklebrhan3909 ปีที่แล้ว

      @@fltetmedia ኣባትኒ ናተይ ካብ ዘይከፍታ 4 ዓመት ጌራ ኣላ እታ ሴም ካርዲ ከኣ ካብ ትጠፍእ ወሂሕ ገራ ማራ ከኣ ደሌያ ኮይነ ሕጂ እንታይ ትሕግዘኒ

  • @TAFACHEYNTY-zn7es
    @TAFACHEYNTY-zn7es 11 หลายเดือนก่อน

    ያ ታይ ኢካ ትዛረብ ዘለካ ንዚ ዘይ ፈልጥ ኣሎ ድዩ ኩሉ ዝጠፋኣና ከ እንታይ ንገብር ንገረና እንበር ባእ

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  11 หลายเดือนก่อน +1

      መሊኡ ፋጨ ሓወይ ኩሉ ባ ከማኻ ኣይትሕሰቦ

  • @AdeyHalaley
    @AdeyHalaley 7 หลายเดือนก่อน

    ናተይ ናንበር ምሳይ የላን

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  7 หลายเดือนก่อน

      fetikaya do eta video

  • @AdeyHalaley
    @AdeyHalaley 7 หลายเดือนก่อน

    ናተይ ክሰደልካ ደልየ ኣለኩ ክትፍትነለይ ኢካ ብዝኮነ ሃይይ በለኒ

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  7 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ፌስቡክ ኣቡ ጆሲ ኢልካ ሰርች ጌርካ መሰጅ ስደደለይ

  • @weldengus4874
    @weldengus4874 ปีที่แล้ว

    እታ ስልኪ እንተዘየላ ከ ብካመይ ክንካፍት ንክእል

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  ปีที่แล้ว +1

      ኣብቲ ቪድዮታተይ ኣላ ደጊምካ ረኣያ

    • @FhDye
      @FhDye 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@fltetmedia❤

  • @IssayasEyassu
    @IssayasEyassu ปีที่แล้ว

    Xubuk hasab eu gm tv

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  ปีที่แล้ว

      Thank you zhawey mearey

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  ปีที่แล้ว

      hasab wey ርኢቶ እንተ ሃልዩካ ክትሓትት ትከእል ኢኻ ዝሓወይ መዓረይ

  • @Robeldaniel-mf3wp
    @Robeldaniel-mf3wp ปีที่แล้ว

    እታ ስልኪ ተጠፍኣትና ke

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  ปีที่แล้ว

      ኣብቲ ቪድዮታተይ ረኣዮ ሰሪሐልካ ኣለኩ ናይ ዝተፈአት ስልኪ

  • @WelduTeklesenbet
    @WelduTeklesenbet 29 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ሓወይ ኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ጥዕናን ይምነልካ ቀጽሎ ኣጆኻ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ብዝሕ ተማህረ ካባኻ ካብ ልቢ የ ዘመስግነካ ግን ሓደ ነገር ክሓተካ ዝፈትዋን ብዝሕ ሰብ ዝፈልጦም ዘለውዋ ፈስቡከይ ናይ ቀደም ኣላትኒ ኩሉ ጠፍእኒ እቲ ሴም የለን ምሳይ ስለዚ ሓወይ ነዚ ዝኸውን ፍታሕ ኣለካ ዶ በጃኻ ተገድስካ መልሰለይ ዘሓወይ ክጽበየካ ኢየ

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  28 วันที่ผ่านมา

      ወልዱ ሓወይ መጀርመርያ የቀንየለይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
      ብምቅጻል በዚ ትብሎ ዘለኻ ክብድ ኢሉ ኢዩ ማራ ተራቂቆም እዮም ዘለዉ።
      ሓድሽ ነገር ተረኺበ ግን ኣጆካ ሸር ክብል እየ

    • @WelduTeklesenbet
      @WelduTeklesenbet 27 วันที่ผ่านมา

      @fltetmedia ok ኩቡር ሓወይ ክጽበየ ፍታሕ ክመጽእ ቀጽሎ ኣምላኽ ጽላሉ የብረልካ

  • @NatnaielAndemikaiel-iu4wl
    @NatnaielAndemikaiel-iu4wl ปีที่แล้ว

    Nice

  • @GjcgChcg-ns6xj
    @GjcgChcg-ns6xj ปีที่แล้ว

    እታ ስልኪ ተዘይ ሃለወት ምሳና እንታይ ክንገብር ሓወይ ናተይ

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  ปีที่แล้ว

      ሰሪሐያ ኣለኩ ዝሓወይ ኣቲኻ ፈትሻ

  • @2Naveed-ii8pp
    @2Naveed-ii8pp ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @3Naveed
    @3Naveed ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @4Naveed-tl2lz
    @4Naveed-tl2lz ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @5Naveed
    @5Naveed ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @6Naveed
    @6Naveed ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wedihaftihalal5427
    @wedihaftihalal5427 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @ጓልቶምጀጋኑትግራይ
    @ጓልቶምጀጋኑትግራይ 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  9 หลายเดือนก่อน

      thank you

  • @FerayShkor
    @FerayShkor 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @rezenegebreslasie5404
    @rezenegebreslasie5404 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤