ጸለመ ኣብ ልዕሊ ጆን ብላክ ይቅጽል? ሕጂ ከኣ ካልእ ከዳዕ ኣስመራ ኣትዩ? ጉዳይ ኣወል ስዒድ ኣብ ፋኖ በጺሓ ኣላ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 68

  • @Niceertube-h3v
    @Niceertube-h3v 26 วันที่ผ่านมา +7

    Bravo Yemane info go ahead ሕጂ ዓወት ቀሪባ አላ ዲክታቶርስ መጥፍኢቶም እያ 2025

  • @mai-maele29
    @mai-maele29 25 วันที่ผ่านมา

    የማነ ሓወይ ኩሉ ስራሕካ ንጹርን ጽፉፍን ኢዩ God bless , ሃይማኖታዊ ኣይኮንኩን ! ሃይማኖታዊ ክትከውን ደረጃ ፍልጠትካ ኣብ እትኣምኖ ሃይማኖት ኣይዕቀንን ኢዩ ። ንስካ ተኸታሊ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ካብ ኮንካ ኩሉ ክትፈልጦ ዝግበኣካ ከምዘሎ ከይዘንጋዕና ንስካ ግን ሃይማኖታዊ ኢኻ so be proud brother we love you💙💙🙏💙

  • @davidnhmedu7104
    @davidnhmedu7104 26 วันที่ผ่านมา

    ጽፍፍፍ ግብረመልሲ ዩሙና ንኣወል ጀበና good work 💙💙🥰

  • @haneber7369
    @haneber7369 26 วันที่ผ่านมา +4

    💙🗼ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት🗼💙

  • @bettygebru2975
    @bettygebru2975 26 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you Yumun hawna for your hard work and precious time!

  • @adayoflight8982
    @adayoflight8982 25 วันที่ผ่านมา

    🙏💐🙏 ጽቡቅ ኣገላልጻ ኸም ዝመስለኒ. ቀንድ ዕላማ ንህዝብ እስልምና ኽርስትና ንምብኣስ ደልዋ ምክንያቱ ኣወል ኸም ነብሱ ኣጋል ኣይ ኣስላማይ ኣይ ክርስትያናይ አጋል አጋል 1/2ወለዱ ነናቶም እምነት ዩ ዘለዎም ግን እት ታርክ ጸሓፍት እወ Eth ጎጃም ተጻሕፉ.ሓቁ ዩ ግን ንባዕስ ክጥቀመላ ደልዩ. ደሓር እዝ ዘመን ብታዕም ፈተነ በዝሑ ኦርቶዶክስ. ምናልብት ነት ህዝብ ተዋህዶ 1ንምምጻእ ምርድዳን ምትሑክቃፍ ይመጾም ይሉ ይኸዉን ክፉኣት ዝተዛረብዎ ኣምላኽ ንፍቅሪ ሰናይ ሕብረት ኣብታ ናይ ቀደሞም. ይክይረሎም ይህሉ ንዓና ዘይርድኣና ክኣካክቦም ይኸዉን ብዝኮኖ. ጎጃማት ዝጸሓፍዎ ምኻኑ ምፍላጥ ሰናይ ወረግ ን እግዝኣብሄር የቆጥዖ. ኣስማት ምምላኽ 😭

  • @Fretadese
    @Fretadese 26 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you bro 💙💙

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 26 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም የማነ ናይ አወል ስዕዲ አይኮነን እቲ ጸገም ናይ ኤረትራ ኦርቶዶክስ ብጳጳሳት አይኮነትን ትማሓደር ብባዓል አብራሃ ካሳን ስዓቡቱን ያ ዘሕዘን ዩ ቀርባ ያ እታ ገመድ ናብ ክሳዶም ክትአቱ🇺🇳🇺🇳🇺🇳💪💪💪

  • @merry7267
    @merry7267 26 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💪💪💪💪🙏

  • @anbesmebrahtom5560
    @anbesmebrahtom5560 26 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ንኩላትኩም ቀጺለ አወል ዳካ ክዛረብ እኮ ባዕሎም ኢዮ እቶም አቅሽቲ ናይ ህግደፍ ባዕሎም አወል መንነትና አፍሊጡና ኢሎምና ኢዮም።

  • @dawitwoldu4491
    @dawitwoldu4491 26 วันที่ผ่านมา

    Kedat let’s them enjoy in Eritrea ,because they know it’s last trip for them 💙💙💙💙🌿🌿🌿

  • @MeseretJohn
    @MeseretJohn 26 วันที่ผ่านมา

    John black jigna 💙💙💙

  • @user-tj6zs7gt1z
    @user-tj6zs7gt1z 26 วันที่ผ่านมา

    ክንድኡ ዘይኣኽላስ ብጆን ብላክ ይዋዓላ..........

  • @MezgebeGebremedhin-o4e
    @MezgebeGebremedhin-o4e 26 วันที่ผ่านมา

    Brave yemu 💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙

  • @asternegasi7594
    @asternegasi7594 26 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙

  • @MerhawiKidane-zx3dc
    @MerhawiKidane-zx3dc 25 วันที่ผ่านมา

    ግን ኣነስ በዚ ናይ ኣወል ገገዲፍልና ዝከየድ ዘሎ video ክንዘራረብ ቃልሰና ንድሕሪት ዝከየድ ዘሎ ኮይኑ ይስምዓኒ

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 26 วันที่ผ่านมา +6

    ጆን ብላኽ ተባዕ ብልሓተኛ ጸሊም ነብሪ🐆🐆🐆

  • @bahtakdanibahtakdani2778
    @bahtakdanibahtakdani2778 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eliudeliakiem4541
    @eliudeliakiem4541 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉

  • @fikiriade1460
    @fikiriade1460 25 วันที่ผ่านมา

    Bravo nifue kexilo awel eta wejab kedina nab adi mehammed kenebariro ena ajoka

  • @bettygebru2975
    @bettygebru2975 26 วันที่ผ่านมา +1

    💙💚💙

  • @fthi3585
    @fthi3585 26 วันที่ผ่านมา +3

    አወል ሽረ ብናትኻ ሃይማኖት ተዛርብ አብዘይትፍልጦ ጠብለቁሎቅ ኣይትብል ሩኹስ አገልጋሊ ድያብሎስ እሳያስ ፀር ስላም ፀረ ምዕባሌ ፀር ህዝቢ ፀር እርትራዊያን ኽዳዕ 😢😢😢😢😢😢

  • @bahtakdanibahtakdani2778
    @bahtakdanibahtakdani2778 26 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @aziebtesfay9512
    @aziebtesfay9512 26 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 26 วันที่ผ่านมา

    Welcome Yemane information media

  • @FereweyeniBerhe
    @FereweyeniBerhe 26 วันที่ผ่านมา

    🎆❤️🙏😊

  • @dawitmebrahatu9950
    @dawitmebrahatu9950 26 วันที่ผ่านมา

    ካብ ጸላኢካ ጽቡቅ ምጽባይ ዕሽነት ኢዩ

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 26 วันที่ผ่านมา

    አብ ሆቴል ከምዚ ጽሑፍ 🤣

  • @kiflemariamgebreslassetesf3816
    @kiflemariamgebreslassetesf3816 26 วันที่ผ่านมา

    ንስድርኡ ዘይከውን ድርባይ ድኣ ይደርበ እምበር።

  • @galsenafe
    @galsenafe 26 วันที่ผ่านมา

    Nay bahaki

  • @DelaySelam2000
    @DelaySelam2000 26 วันที่ผ่านมา +5

    ዩሙን,ቤተእምነት ኦርቶዶክስ እኮ ብኣገልገልታ እያ ደኺማ እዚ ቐሺ እሞ ስምዓዮ ዘረባ ኣወል ከም መስትያት ገጽካዩ ዘርእየካ ዝብልሲ ? ንሰብ ገጹ ዘርእዮስ ቃልኣምላኽዶ ኣይኮነን???

  • @kiflemariamgebreslassetesf3816
    @kiflemariamgebreslassetesf3816 26 วันที่ผ่านมา

    ክንጥልጠሉ እወ

  • @WedikerenGezabila
    @WedikerenGezabila 26 วันที่ผ่านมา +1

    Bro xebeqe medeb ❤ gen selemntaye Catholic and a teharmet kela seq aleka nerka ,,

  • @Wendmu-h7b
    @Wendmu-h7b 26 วันที่ผ่านมา

    ሐራዓ ብድብድ መን ኮይንካ ክትሐትት አለና ደቅ ሻዕብያ አብ ዓዲ ሃለውለው አይትበል ወድ ሚሊሻ 😅🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @tekakassa2823
    @tekakassa2823 26 วันที่ผ่านมา

    Selam yemane Hawey rhus hadush amet ygberelka, nay beal awel kedat mekasheshti haymanot kone tebahilom zsrhu nmkunxab eyu eta biekrstian balom slezemahadurwa slezelew waga kekflom eyu. Etom lamamat seabti hgdf eyu zgermeni.

  • @brhaneberakie5670
    @brhaneberakie5670 26 วันที่ผ่านมา

    የማነ ሊዕሊ 500 ኪሉ ሜትር ኢዩ ብናይ ኢትዮጵያ ኪኢላታት ዘይኮነስ ብናይ ኤመሪካ ኪኢላታት ውን ሓበረታ ኣሎ

  • @HadnaiFalu
    @HadnaiFalu 25 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ኤርትራ ብላባ ክቃጸል ኣሎዎ ክባሃል ኮሎ ዘይተዛረብካስ ሕጂ ኣወል ተዛሪቡ ኢልካ ክትዛረብ ስለዚ ሓቀኛ ኩን ንፍትሒ ትቃለስ ተኾንካ

  • @NegasidawitDawit
    @NegasidawitDawit 26 วันที่ผ่านมา

    አኸለ ቐሪባያ ሐመድ ድበ ንስመር ጥራይ ፊልልና ነወግድ ንስለ ሃገርን ህዝብን

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 25 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ግዜ ተበላሹ ሰብአይዶ ክንእድዚ ሐሳትን ጸለመንስ እንታይ አምጸኦ? ሰብኡት ኢልካ ክትጽውዑ እውን ዬጽግመካ ዩሙን ቀጽሎ ክግሕ እዩ::

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 26 วันที่ผ่านมา

    gon aenibesa gigina nezom hesematati ab meaenitiom aetu

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 26 วันที่ผ่านมา

    Wedey neta had halo felya zeytwesda ez hzb selam krekb

  • @amanuel5687
    @amanuel5687 26 วันที่ผ่านมา

    አነ ዝገርመኒ ንአወል ሲዒድ እቶም አብ ኤርትራ ዘለው ኦርቶዶክስ ሰቅ ድዮም ዝብሉዎ

  • @AbdullahAbdullah-fz6mx
    @AbdullahAbdullah-fz6mx 26 วันที่ผ่านมา

    You are black mailing Awel Saeed . Why are you not blaming the government ?

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 26 วันที่ผ่านมา

    ብዙሕ ከይተዛረብና ኩልኻ ሪፖርት ግበር ናይ ኣወል እታ ኢልዋ ዘሎ ካብቲ ዩቲብ ክትእለ።ኩልኻ ግበር ኣብ ተግባር ንእመን ክንክበር ኣታ ህዝቢ !!

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 26 วันที่ผ่านมา

    Abzia gin kulu hzbi kirstian kirdeo zelewo ezi ebud kelbi nestewel eti ziagdo zelo hawi malet ab kieli kirstiyann mislmnan ezi dima aklu atsbjbu slezelo neti hzbi kalie aresti hibom kabti zigsgs zeli hzbawi maebel kualto eyu emo kulu hzbi Eritra kinekihalu alewo.

  • @fthi3585
    @fthi3585 26 วันที่ผ่านมา

    ኽማል ጥስጣስ ኻብ ቀደሙ ጄሱስ እዩ

  • @Mussi-g2b
    @Mussi-g2b 26 วันที่ผ่านมา

    አቱም ስባት አዉነ ተክለሃይማኖት ጥንቆላ ዩ።ካልድ ዓብዱ ምስልምና ፖሎቲካ ዩ ኢሉካ ካብቶም ትስዕቦም!!!

  • @JemalAbdu-vo2sp
    @JemalAbdu-vo2sp 26 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ የማነ ንዓና ን እስላም ወኪሉ ተዛረበ ኣምሲልካያ ልኡክ ኢሳያስ ዩ

  • @netsaseb6445
    @netsaseb6445 26 วันที่ผ่านมา

    ATA bealege nab hagerun betesebun zikede yihigos ember weylekum meninet albo Kamala.

  • @Tomasmuhur2016
    @Tomasmuhur2016 26 วันที่ผ่านมา

    Zey wegh mesiluwas ab bokura thare eiyu negeru

  • @faligali6690
    @faligali6690 26 วันที่ผ่านมา

    ኣንታዚ ተናን ጭፍሉቕ ጸጊቡ።

  • @tedroskashay1158
    @tedroskashay1158 26 วันที่ผ่านมา

    ንኣወል ዝውድሱ ኣቅሽሽቲ ካቦ ኣስመራ እዮም ኣሻዲነሞ ገና ካልእ እውን ከንጽበ ኢና ነስላም ግና ነቲ ኣብ ኦሪት ናይኣቦና ኣብራሃምን ኢሳቅን ናይ እምነት ጽንዓት ኣዛቢዖም ንዝፈብረኽዎ ብኣስማዒል እንቋዕ ዒድ ኣድሓ እንዳፈለጡ እንቋዕ ኣብጻሓኩም በሃልቲ ሙስልያት ዝገብረዎ ይከፍእ

  • @abalem-f2s
    @abalem-f2s 26 วันที่ผ่านมา

    Izey aakare aselamey 🏳️‍🌈awel degal gaigai resah Aaxmu izey derebay megal rekus diyablos shytan awel🏳️‍🌈🤑🤑wedi mahamd gey awel🏳️‍🌈🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑

  • @betialb
    @betialb 26 วันที่ผ่านมา

    Sele asmara aytzerb ata fara s faires wedi ezs agame

  • @teclebrahnsemmere3414
    @teclebrahnsemmere3414 26 วันที่ผ่านมา

    Lekebit betekrstyan ortodoks kitbitnu leytin mealtin endaserahkum dengetsti timeslu

  • @EriHabashawi
    @EriHabashawi 26 วันที่ผ่านมา

    Islimna kxearf kolo dea zayti zarbelu aletawi wahid😂

  • @sabela7451
    @sabela7451 26 วันที่ผ่านมา

    😅😅😅😅😅

  • @rigat-cm3fb
    @rigat-cm3fb 26 วันที่ผ่านมา

    የማነ ስኣን ተጋግየስ ዝገደደ እቲ ኣስላማይ ናይ ክርስትያን ኣይገድሶ እቲ ክርስትያን ድማ ብዛዕባ ኣስላማይ ኣይገድሶ ድዩ መልእክትካ በጃካ ብዛዕባ ትፈልጦ ጥራሕ ተዛረብ
    ልዕሊ ኩሉ ነቶም ዒራ ኣይፈልጡን እዮም ትብሎም ተከታተልትካ ብዙሕ ኣይትደንድኖም ብዝኮነን ዘይኮነን ሓሶት ዜናን ዘይትፈልጦ እንዳኣምጻእካ ሓንጎሎም ኣይተናውጾም
    እንተ ነቲ ተባዕ ዳንኤል ዓዱ ብምእታው "ከዳዕ"ዝበልካዮ ግን ኩሎም ዘጋገኩሞም ሓደ ድሕሪ ሓደ ዓዶም ክኣትወ ምኳኖም ፍለጥ ኣብ ልብካ ክጸንሕ 😂😂😂
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ዓወት ንሓፋሽ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @faligali6690
      @faligali6690 26 วันที่ผ่านมา +1

      ስጋዕ ሕጂ ጡዑይ ክኣቱ ኣይርኣናን።

  • @abrnyiosasfha7698
    @abrnyiosasfha7698 26 วันที่ผ่านมา

    etom jeberti eyom tebloklok zebelo ember etom kaleot abzey melktom ayatwon eyom

  • @abrhahabtom
    @abrhahabtom 26 วันที่ผ่านมา

    ኣታ የማነ ኣብ ቲክቶክ ዲካ ትሓድር ናይ ቲክቶክ መሊእካያ ክክክ

  • @sabela7451
    @sabela7451 26 วันที่ผ่านมา

    Anta keda yemane n Mengsti kitiglbit keda Agamiekis yahoo::

  • @zeresenayhagos2654
    @zeresenayhagos2654 26 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 26 วันที่ผ่านมา

    💙💚💙