Atv Asena Live - ናይ ሓሶት መጥቃዕቲ `ሳይበር` ህግደፍ / ንተቓወምቲ ኢትዮጵያ ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ ኢሳያስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ค. 2024
  • Atv Asena Live - ናይ ሓሶት መጥቃዕቲ `ሳይበር` ህግደፍ / ንተቓወምቲ ኢትዮጵያ ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ ኢሳያስ

ความคิดเห็น • 34

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 21 วันที่ผ่านมา +9

    ነዚ ሽፍታ ስርዓት ኤርትራዊ ጥራይ እዩ ዘጥፋኡ ኢደይ ኢድካ ምባል እዩ

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 21 วันที่ผ่านมา +10

    ካብ ጉጅለ ሽፋቱ ሐቂምጽባይ ዕሸነት እዩ

  • @aexum1597
    @aexum1597 21 วันที่ผ่านมา +4

    Selam Ema hawey 🙏🏾❤❤❤

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 21 วันที่ผ่านมา +2

    Brilliant explanation! The Eritrean regime is simply....

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 21 วันที่ผ่านมา +3

    ህግደፍ ኣብቂዖም እዮም ❤❤❤❤

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 21 วันที่ผ่านมา +4

    ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ክኸዉንን ብፖሎቲካ ክትንተን ዘይበቅዕ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ እዩ። ኢሳያስ ኡንኮ ዕላምኡ ብሓሶታት ንህዝቢ ኣደናጊሩ ኣደንቂሩን ረጊጹን ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ'ዩ። እዚ ሰብ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ psychopath ጥራሕ ዘይኮነ ብስቓይ ኤርትራውያን ሩፍታ ዝስምዖ saddist እውን እዩ። ህዝቢ ኤርትራ በዚ ሕሙም ፍጥረት እዩ ዝምራሕ ዘሎ: ዉልቀ መላኺ እናበልኩም ኣይተታዓባብዩዎ:: ንኹሉ ኣካይድኡን ዘረባታቱን ብክኢላታት ስነ ኣእሙሮን ስነ ልቦናን ክጽናዕን ክትንተንን እዩ ዝግባእ።

  • @user-ep9fl3vy8s
    @user-ep9fl3vy8s 21 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 21 วันที่ผ่านมา +2

    Higdef frah kezabyu

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 21 วันที่ผ่านมา +2

    ኣንታዚ ዛርቲ ሕጂኸ ምስ መንዩ ነዞም አርትራውያን ኣብ መግሃር ክጠብሶም ደልዩ ! ጌና ከጥፍ ኣኩምየ ቅሰኑ እንተበሎምስ ፡ መሬት ብጣቒዒት ኣናዊጾማ !

  • @smilesmile2096
    @smilesmile2096 20 วันที่ผ่านมา

    🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 21 วันที่ผ่านมา +2

    ህግደፍ ይባሃልያሎ ኢሉ ኣብ ኤርትራ ሳይበር ኣታክ እንታይ ክዓብስ

  • @EmmaHaile413
    @EmmaHaile413 21 วันที่ผ่านมา +1

    ዋላ ኣብ ኢትዮጽያ mobile Bank alo

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 21 วันที่ผ่านมา +4

    ንምኳኑ እዞም ኣምለኽቲ ኢሳያስ massive cyber attack ትርጉሙ እንታይ ምኳኑ ይፈልጡ እዮም ኢልኩም ትኣምኑዶ??? ኣይስለንን😂😂😂😂

    • @faligali6690
      @faligali6690 21 วันที่ผ่านมา +1

      Weridwom

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 21 วันที่ผ่านมา +1

    Hasot higdef yeqtelyu

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 21 วันที่ผ่านมา +1

    Etom badla zgeberu megaberya zeyteasru murukat iseas eyom

  • @afomtefarey3389
    @afomtefarey3389 21 วันที่ผ่านมา

    Nazom beru kntfom alona

  • @abduidris7819
    @abduidris7819 21 วันที่ผ่านมา +1

    Internet allo gn item haleftin ab gezom ab srhom isom trah eyom ztikemlu ab 2019 Eritrea keyde nere

  • @maltaweyfetmetat5653
    @maltaweyfetmetat5653 20 วันที่ผ่านมา

    Wadi Temben criminal

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 21 วันที่ผ่านมา +1

    ዓለም ረሲዒውም ዓሚ ቅድመ ዓሚ ዝሞቱ ህግደፋውያን ሸፋቱ አና ነምባል እዩ ግን የለውን እዞም ረስሐት ሸፋቱ

  • @gerezewoldy6418
    @gerezewoldy6418 21 วันที่ผ่านมา

    እንዲጎ ጽን ኢልካ ሞስማዕ ትምርቲ ኢዩ

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330 21 วันที่ผ่านมา +1

    👎Hgdef 🤣 hasewti 👎 💙💙💙🙏💙💙💙

  • @smilesmile2096
    @smilesmile2096 20 วันที่ผ่านมา

    💙💙🙏🙏🫂🫂🙏🙏💙💙❤❤🫂

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 21 วันที่ผ่านมา

    እቲ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ማሃይም ኮይኑምበር ካብዞም ናይ ሳሕል ማሃይማትሲ እንታይ ትጽበ።

  • @Tusfai
    @Tusfai 20 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራውነት ኣዝዩ ዘይሓዊ ቁስሊ እዩ ንገለ ሓዳራ የጽልኣ ንገለ መንነታ የረስዓ ንገሊኣ የጥልማ ንገሊኣ ነብሳ የጽልኣ ትርጉም ኣልቦ ኤርትራውነት 33 ዓመት ግሩሎ ብከምዚ ንከዶ ዘለና ተኮይኑ ኤርትራውነት ናይ ዓለምና ጽልልቲ ሃገርን ጽሉል ህዝብን ኣፍሪና ክንተርፍ ኢና ግደፉ ሰብ ቀይሕ ነጸላ ግደፉ

  • @gerezewoldy6418
    @gerezewoldy6418 21 วันที่ผ่านมา

    እንዲጎ እቅረታ ዘረባ አዋድቃ አይትኹእሎን ኢካ

  • @Erifuture
    @Erifuture 21 วันที่ผ่านมา

    ዘሕዝንን ዘገርምን ትንተና ኢዩ፣ ኣመጻጽኣን ታሪኽ ወለዶታት ህዝቢ ኤርትራ ንዘይፈልጥን. ንዝረስዐን ምናልባትበዚ ሎሚ ንሕና ካብ ደምቢያ ኢና ኣምሓራ ኸኣ ብባድመን ሑመራን እንተዘይተጸጉዖሙና ምስዚኦም ክንነብር ኣይንኽእልን አከና ንአከሰያስ ክሳብ ሞት ንስዓቦ ኢዩ።። በለጽ ኣይኮነን ኣመጻጽኣ ምስረታ እታ ሃገር ኢዩ።
    ብደረጃ ስድራቤታትን ጉስነትን መጺኦም ዞባ ማእከል ሰፊሮም ዮዋሃት ደቀባት ሓማስየን. መሬት ሂቦሞም ተመሊሶም ጽልኢ ትግርኛ እዚኦም ሰራየ እዘከኦም ኣከለ ኩሎም ሓደ ኢዮም እንዳበሉዎም ከም ፍሉያት ብሉጻት እንዳ ኣተዓሻሸዉ ንዓመታት ብሰላሕታ ካብ ቅድመ ሰለውራ ኣብ ሰውራ. ድሕሪ ናጽነትን አሎሚ ውን ተገተከሮም ይገልጹልኩም ኣለዉ።
    ናይዚ ጉዳይ ሕሙማት ድማ. ስለዚ እንደከጎ ዓድታት ከይተጥቅሰና ዝተረዳኣካ ኢኻ ትመስል እሞ ከምቲ ንሰለም ንዝመጸ ተቓውሞ ተጋሩ ሱዳናውያን ኣሰወላም ዝብሉዎ ንሕና ውን ክንድሕዶሐለ ኢና።

  • @Erifuture
    @Erifuture 21 วันที่ผ่านมา

    ኣብዚ ውን ኣለካ ሓዲሽ ናይዘከ ውርሒ

  • @simretberhe729
    @simretberhe729 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኣማኔኤል ከዛብ

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 21 วันที่ผ่านมา +3

      እንታዴኻ ቀሪጹካ????

    • @drardrar7665
      @drardrar7665 21 วันที่ผ่านมา +1

      What type of message do you convey by insulting Amanuel? Why don't you come with matured poletical idea instead? Insults are simply signs of ignorance.