Teddy Press ደጀና ኣበይ ይኹን ? Yosief G/hiwet

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2024
  • ዮሴፍ ገ/ሂወት ብ ቀዳም 1 ሰነ 2024 ኣብ ኢንድያናፖሊስ ዝተኻየደ ሰሚናር፡ "ካብ ቴልኣቪቭ ናብ ኣዲስ ኣበባ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ሓሳቡ ኣካፊሉ ነይሩ። እዚ ናይ ሎሚ መደብ፡ ኣብቲ ሽዑ ብማንዛ ዘቕረቦ ትሕዝቶ ሙርኩስ ዝገበረ እዩ።

ความคิดเห็น • 100

  • @solomontinsu5629
    @solomontinsu5629 3 หลายเดือนก่อน +8

    One of the best politican of Eritrea who analysis the real political situation of the current topic. Respect 🙏🏾 prof yosef Gebrehiwet.

  • @GeberhiwetZegse-qr5qi
    @GeberhiwetZegse-qr5qi 3 หลายเดือนก่อน +12

    ጽብቕቲ መግለጺት እያ ብሮፌሰር ዮሴፍ ናይብሓቂ መግለጺ እዩ ። ደገፍቲ ህግደፍ ናይበሓቂ እምኒ ትመጥኖም ቃል እያ።

  • @helentewolde9492
    @helentewolde9492 3 หลายเดือนก่อน +4

    Very wise gentleman I hope they learn and I listen

  • @belaberhe3177
    @belaberhe3177 3 หลายเดือนก่อน +1

    Dear Joseph very good speech you are the best position god bless 🎉!

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብድሓን መጻእኩም ጀጋኑና ሰፋሕቲ ኣእሙሮን ሓብን፡ ዓበይቲ መማህራን ኢኹም ኣዝየ እየ ኣነ ዘድቖ ነያና ዮሴፍ ሰሚዕካ ዘይጽግብ ብዙሕ ትምህርቲ ዝሓዘ ትንተና ኢዩ ዘቕርብ ወገን ሃይማኖት ዘይብሉ፡ አመስግኖ ድማ፥ ንኽልቴኹም ዕድመን ጥዕናን እምነየልኩም ተባረኹ።

  • @habtomabay5276
    @habtomabay5276 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሰላም ሓው የሴፍ እንኳዕ ድሓን መፃእካ 💙💙💙🌿🥀🌱🌷🍀🌹

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 3 หลายเดือนก่อน

    ዮሴፍ ገ/ሂወት ብርቱዕ ተንታኒ።

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቦ ታሪኽ ዮሴፍ ገብረሂወት; ልሂቃን ተጋሩ ናይ ቅድሚት ረብሓ ትግራይ ኣነፂሮም: በቲ ናትካ ስትራተጂ መሠረት ከም ዝሰርሑ ተስፋ ንገብር::

  • @Fithinikulu
    @Fithinikulu 3 หลายเดือนก่อน +2

    👏👏👏👏Wonderfull analysist

  • @amanuel-.
    @amanuel-. 3 หลายเดือนก่อน +2

    ደጀና ዘይኮነስ ደጀንና እዩ ዝጸሓፍ።

  • @garykifle8817
    @garykifle8817 3 หลายเดือนก่อน +2

    Kulu gizie eski ni yosef amtsalna kab elfi chenket zelewom kabana zeyhesu sebat temtse

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe หลายเดือนก่อน

    ደጀና . . .ደጀንና

  • @genetfish99
    @genetfish99 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks ted and yosif

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 3 หลายเดือนก่อน

    ዋው ቡሉጽ ሓውና ዮሴፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-wtigrai
    @user-wtigrai 3 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ፅን ኢለ ሰሚዐያ እንድየ ብዙሕ ሕቶ ዘልዕለሉ እንድዩ ግን ትግራይ መሕለፊት መንገዲ ንምጥቃም? ቀደም ዘጋጠመና ወዘተ? ፀገማት ውሽጣውን ደጋውን? ብዝኾነ ሓው ዮሴፍ ብሚድያ ብዙሕ እንካ ሰላምታ ስለዘይግባእ ምስትውዓል ግን ፅቡቕ እዩ ።

  • @RegimeChangeEritrea
    @RegimeChangeEritrea 3 หลายเดือนก่อน +1

    Excellent discussion

  • @zak-o3k
    @zak-o3k 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ በሓቂ ፕሮፌሰር ድዩ ወይስ ወያነ ዝመሃረቶ መሃይም እዩ

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 3 หลายเดือนก่อน

    ደጀና X . . .ደጀንና/ደጀ 'ና

  • @yemaneyohannes862
    @yemaneyohannes862 3 หลายเดือนก่อน +1

    The main soil to struggle for 'deleyti fthi' B/nhamedu as their power is Tigray. Do you think Tigray leaders will cooperate for this struggle?

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 3 หลายเดือนก่อน

    ምጣዕሜ ደሰ ዝብል ዘረባ ኮፋ ኢልካ አብ USA 🇺🇸

    • @wedieri9814
      @wedieri9814 2 หลายเดือนก่อน

      ሎሚ ኣብ ኣመሪካ ጽባሕ ኣብ ገጽ ሸፋቱ ሳሕል ኣብዓዶም

  • @jerosalem2022
    @jerosalem2022 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዬሴፍ ማለት ዘይተገንጸለ መጽሐፍ እዩ ንዬሴፍ ክትፈልጥ ድማ ኩፋት አእምሮ የድልየካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓና ክሕሸና ፖሮፌሰር ዬሴፍ 💙💙💙💙💙

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 3 หลายเดือนก่อน +1

    👍🙏🙏🙏🙏

  • @rimonrae1048
    @rimonrae1048 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድለኛ ዩ እሳያስ መርዓዊ ከይሓዛ ዓርኪ ይሕዛ ኮይኑ ዘረባኹም

  • @TikueGhebru
    @TikueGhebru 3 หลายเดือนก่อน

    Tedi n Yosef abi bilibi amesgineley zekibron zifetwon jiginana eyu

  • @tomtom-qj4fv
    @tomtom-qj4fv 3 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራይ መቸስ ደማ ሙሩር እዩ...ብርጌድ ንሓመዱ ንውድቀቶም ትግራይ ከላግቡላ ይቅረቡ አለው

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 3 หลายเดือนก่อน +1

      It's not that the solution is coming to the piece sheets of Arab turk Italian British etc the children of jebha called shaebia Eritrea 🇪🇷 soon Islamic Arabic republic Eritrea 😊then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@serenityshalom7387😂😂😂😂😂😂😂😂 Seb Zeseane Seb ileka Aleku 4.

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 3 หลายเดือนก่อน

      @@Bereket-k7c abatih kit ye yegebachiw ye talyan kula anten bushti aderegechih instead of talking with me talk with ur fellow Eritrean agazian tesfasion babene if u are hamasen kalas 😙 selato bushti ertrawi sakit mara fnistra endiayamo 😊😊😊

  • @mussieteklezhgi
    @mussieteklezhgi 3 หลายเดือนก่อน

    Its good excplean bro❤

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 3 หลายเดือนก่อน

    Bitaemi xbuk meglexi bizhalefe memhar gega zeymidgam.

  • @ሓድሽዮውሃንስሓጎስ
    @ሓድሽዮውሃንስሓጎስ 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ኣሰና ጥዕና ዘለዎ ኣይመስለንን ንምንታይ ዘይወግዓዊ ርኽብ እንተኮይኑ ዘቓልዖም።

  • @yonasteages2600
    @yonasteages2600 3 หลายเดือนก่อน

    Well come Yosef big

  • @berhanamichael5519
    @berhanamichael5519 3 หลายเดือนก่อน

    Eway ajawat zeytblwo yeblkumn abet tentine elka eka eko

  • @kemal4775
    @kemal4775 3 หลายเดือนก่อน

    Yesief is good at analysing, but prone to misinformation

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምስ ኢትዮጵያ ክቁረን ዝድሊ ምናልባት 5% እንተኮነ እዩ

  • @debessaibeyene7358
    @debessaibeyene7358 3 หลายเดือนก่อน

    This is the right handling

  • @Bereket-k7c
    @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

    Helmen Gahden Nenebeynu Eyu. 2 Tembarat 🤓🤓🥱🥱🥱🥱

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598 3 หลายเดือนก่อน

    ጽብቕ ትንታነ ጆሲ ❤❤

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 3 หลายเดือนก่อน

    ምስ ትግራይ ብዛዕባ ንሓዋሩ ዝህሉ ዝምድና'ሞ: ንትድለ: ናይ ብሓቂ ነባሪት ዝኾነት ኤርትራ: ብፍጹም ኣብ ዋጋ-ዕዳጋ ዝኣቱ ኣይኮነን። ክሳብ ሕጂ: ዋላ ንማለቱ'ውን ይኹን: ከም ህዝቢን ሃገርን ምጽናሕናን ምህላውናን: ብፍላይ ደለይቲ ፍትሒ ሃገራውያን: ሕስብ ኣቢልና: ክንዝንግዖ ዝግባእ ጉዳይ ዘይሙኻኑ: ምርዳእ የድሊ።

  • @ደቀባትትግርኛ
    @ደቀባትትግርኛ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዮሴፍ ግብሪሂወት ናይ ህዝቢ ትግርኛ ፍላስፋ ናይ ገባር ሓረስቶት ፍላስፋ

  • @YONASGEBREMESKEL-cp8zn
    @YONASGEBREMESKEL-cp8zn 3 หลายเดือนก่อน

    💙💙

  • @maazatewelde947
    @maazatewelde947 3 หลายเดือนก่อน

    😊❤

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 3 หลายเดือนก่อน

    ቱሩፋ ን ቱሩፋ

    • @wedieri9814
      @wedieri9814 2 หลายเดือนก่อน

      ተጸጊዕካ ተማሃር

  • @סמהטוסיו
    @סמהטוסיו 3 หลายเดือนก่อน

    Bdeki. Welegeba. Andnet. Zmerx. Yelon. Wediekum. Eikum. Hizby. Eritrea. Feltkum. Eu. Zitakes. Yelon. Deki. Tor. Adigy. Medgy

  • @berhanedebessai2315
    @berhanedebessai2315 3 หลายเดือนก่อน +3

    ደጀን ድኣ ሳሕል ትሕሸኩም::ሓለምቲ::

    • @EmyRufti-rn7ut
      @EmyRufti-rn7ut 3 หลายเดือนก่อน

      Sdetegna

    • @berhanedebessai2315
      @berhanedebessai2315 3 หลายเดือนก่อน

      @@EmyRufti-rn7ut ኣብ ሳሕል ዝዓረደ ጥራር እዩ ዝዕወት::

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@EmyRufti-rn7utWedi Reshun. 😂😂😂😂😂

    • @EmyRufti-rn7ut
      @EmyRufti-rn7ut 3 หลายเดือนก่อน

      Zegemtegna

  • @SabuTedi-dl6du
    @SabuTedi-dl6du 2 หลายเดือนก่อน

    Josi nay behaki xbuk merbrhi hibkayo nezi blux zeyrayo hizbi

  • @Aklilu-my4tg
    @Aklilu-my4tg 3 หลายเดือนก่อน

    bado,biziaba adika tizareb ayitimesilin

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሓው ዮሴፍ ኣበርኩቶኻ እናንኣድኩ ሕቶ ንዓኻን መሰልትኻን፤ እተን ዝነበራ ውድባት ብኣካል ኰነ ብኣእምሮ ልሙሳት ሙዃኖም መድረኽ ኣረጋግጽዎ። ንስኻትኩምከ? ብርግጽ ኣባላትኩም ዘለልዎ ሰውራ መለይ ግን ብመሪሕ ደረጃ ብዝወሓደ ፈልሲ:ይኣክል:ብሩህ-መጻኢ ከምኡውን ንሰውራ መለይ ዝድግፉ ተጠራንፍኩም መሪሕ ግደ ከይትጻወቱ ዝጸገመኩም እንታይ ኢዩ? ሰውራ-መለይ ውድባት ዝግብኤን ግደ ክገብራ ካብ ምዕዳም ወጻኢ ዘቐመጦ ቅድመ-ኩነት ኣይነበረን ሕጂውን😢 ብኣፍልጦይ የልቦን።ኣነ ብወገነይ ይኣክል ይኹን ፈልሲ ትሕመዩ ኢኹም። ወስታ ኣብ ደላስን ጀርመንን ዝተራእየ ኣሉታዊ ግዴኹም ምጥቃስ ኣኻሊ ይመስለኒ።

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 3 หลายเดือนก่อน

    ንምዃኑ ቐዳማይ ዲግሪ ዶ ኣለካ ?😮

  • @asgedomdesta7919
    @asgedomdesta7919 3 หลายเดือนก่อน

    ብወገን ናይ ማይክ ሃመር ከ
    ሽንግልና ዲዩ
    ወይስ ተጽዕና
    ከመይ ትርኦ ?
    ሓው ዮሴፍ

  • @unitedforlife2473
    @unitedforlife2473 3 หลายเดือนก่อน

    Ata tedros dmxu n memhir yosef hmak alo zeytblo ab srah koinka kisimae aykalin eyu

  • @amanueleyobmehretab8959
    @amanueleyobmehretab8959 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ክንዲ (ደጀና) ደጀንና ኢዩ ክጸሓፍ ዝግባእ ጋዜጠኛታት ተባሂልኩምስ ኣጸሓሕፋኹም ኣማሓይሹ

  • @mehariemehazion9718
    @mehariemehazion9718 3 หลายเดือนก่อน

    Kulu gzie telmeden polotikegna 😅😅😂

  • @mariaeritrea3650
    @mariaeritrea3650 3 หลายเดือนก่อน

    Very. well, Explation by yosph. G/ H , I hope and I wish. to express. your knowledge 2. The people they don't understand. Doesn't mince anything . try to be the best t eacher forever. and live history. For you & all. Your family. God blessed you. My brother & and teacher.

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዘገርም'ዩ! ወያነ ን ኢሳያስ ከተድሕን፡ ኢሳያስ ድማ ን ወያነ ከጥፍእ ነዊሕ ተጓዒዙ፡ ግርምቢጥ 'ዩ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ!።

  • @asefawtseggai3719
    @asefawtseggai3719 3 หลายเดือนก่อน

    የሴፍ ብዛዕብ ኤርትራ ኣይምልከተካን እዩ።ትግራውነትካ ኣሚንካ ንትግራይ ሓራ ምውጻእ ተትቃለስ ይሖሸካ።

  • @Guluhama
    @Guluhama 3 หลายเดือนก่อน +1

    መጀመርታ ቃልሲ ክትጅምር እንተኮንካ መጽናዕቲ ምግባር ኣድላይነት ኣለዉ። መጽናዕቲ እንተተገይሩ ከ መን ዝተሳተፎ ኢዩ ነይሩ? ኣብይ ክኣ ትብሃል ሃገር የላን ኢሉ ዝኣመጆ ብኸመይ መገዲ ኢዩ ክእመን ዝክእል? ብነጻ ክትጋደል ከ ትኽእል ዲኻ? ኣብይ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ውሕስነት ናይ ምንባር ዘይሃበስ ከመይ ገይሩ ኢዩ ኸ ኤርይራውያን ተቓለስቲ ኣብ ኢትዮጳውያን ንኽቓለሱ ዘፍቕድ? ቅድሚ ሕጂ ኣዝዮም ብሉጻት ተቓለስቲ ኣሲሩ ዶ ንኢሰይያስ ኣየረከበን? ሕጆ ከ ኣብይ ምስ ኢሰይያስ ክዕረቅ ኣየተክቦን ዶ ትብሉ?

  • @abrehetbeyenewoldu2869
    @abrehetbeyenewoldu2869 3 หลายเดือนก่อน

    Amanel iseyase motu elu zena zemxes bekemye teamenwo?

  • @סמהטוסיו
    @סמהטוסיו 3 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkk. Abresekum. Eu. Zelo. Eritreawi. Keytkesnu. Deki. Welegeba

  • @fqrihaqi5453
    @fqrihaqi5453 3 หลายเดือนก่อน

    ዓምና ዮሲፍ እንታይ'ደኣ ዕያል መሲሉ😊

  • @WendyFG39
    @WendyFG39 3 หลายเดือนก่อน

    Kullom Illuminati keddemte 666 awrettat. Egzeabbehr yegsessommmm… Amen 🙏.
    May God judge wrongdoers👺according to His righteousness and pay them the wages of their deeds. Amen 🙏.
    May God grant Eritreans lasting justice ⚖️, freedom, peace, love ❤️, and prosperity. Amen 🙏.

  • @azebhagos2976
    @azebhagos2976 3 หลายเดือนก่อน +1

    Teddy ❤

  • @nugusekahsay6845
    @nugusekahsay6845 3 หลายเดือนก่อน

    Anta nezi sebay azi adna kisab natu qoxli newudqelu please ms atena bagebab nab dmxi nkeyd

  • @abrehetbeyenewoldu2869
    @abrehetbeyenewoldu2869 3 หลายเดือนก่อน

    Amanele zemxeo bezueh atemenwo

  • @mathewospaulos8679
    @mathewospaulos8679 3 หลายเดือนก่อน

    The main key is " ረብሓ ትግራይ permanently ካብ ዕጽዋ ትወጽእ ስርዓት ኣስመራ ምስዝፈርስ ኢዩ " ሰለዚ mutual benefit ኢዩ ። ኣሉላ ሰለሙን ዘቅረቦ ኣብ Brake show ዘቅረቦ ንመጻኢ plan ዘይብሉ " ኣይምልከተናን" ዝብል ትንታነ ኣቅሪቡ፡ ዘይርጡብ ኣንፈት ፖለቲካ 😅

  • @teklesenbetberaki7988
    @teklesenbetberaki7988 3 หลายเดือนก่อน

    ይገርም እዩ ቡጃኩም ግደፍዎ ነዚ ምሶኪን ህዝቢ ትግራይ መምልኢ ጁባኩም አይትግበርዎ እምበር ህዝቢ ኤርትራ አጹቢቁ ኤዩ አቅሊቡልኩም !!!! አስተውዕል ህዝቢ ትግሬይ ፈተውትካን ጸላእትካን አለሊ አስተውዕለሎም ነዞም ቆርበት በጊዕ ዝተከደኑ ቶካሉ ሰላም ምስ ሰምዑ አይታሐጎሱን አብ ሰላም ክነብሩ አይክእሉን እዮም

  • @AfariWackoSleuth.ExportedSalt
    @AfariWackoSleuth.ExportedSalt 3 หลายเดือนก่อน

    ጀዝቫ

  • @eritrawe2298
    @eritrawe2298 3 หลายเดือนก่อน

    Yosief FALSO

    • @tsehayberhe1063
      @tsehayberhe1063 3 หลายเดือนก่อน

      Denkoro

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@tsehayberhe1063JEGAL CHEBRARYA

  • @Guluhama
    @Guluhama 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብይ፥ ንህዝቢ ትግራይ ክጥፍኦ ከንዝደሊ ካብ ልክዕ ንላዕሊ ተንቃሳቒ ኢዩ። ሕጂ ክኣ ሰራዊቱ ናብ ትግራይ ኣእትዩ ምስ ኤርትራ ውግእ እንተ ተጀሚሩ ንትግራይ ኣዝዩ ዝሃሲ ኢዩ። ትግራይ ዓውደ ውግእ ክትከውን ኢያ። ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ከ ኣሕዋት ዶ ኣይኮኑን ስለምንታይ ሕጂ ክኣ ካልኣይ ውግእ ክግበር ን ኣሕዋት ህዝብታት ክጣፍኡ ይድለ ኣሎ?

  • @genygen5351
    @genygen5351 3 หลายเดือนก่อน

    Wow! tsibuk megletsi.
    Haqi endihir terediU hizbi Eritrea nikidmit kisigum ykiel entezeyele gn kolel tirah eyu kikewun, kinew propaganda hgdf endihir zeysegiru.

  • @chew2939
    @chew2939 3 หลายเดือนก่อน

    Eway hatewtewu😂😂😂

  • @rebecaeyasu5862
    @rebecaeyasu5862 3 หลายเดือนก่อน

    ዩሴፍ እቁር ሀብቲ ተስፋና ናባኻ እዩ ክበር ክበር ወትሩ.

  • @yikunoabraha5888
    @yikunoabraha5888 3 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ኤርትራውያን ትግራይ ከምቲ ንሰኻቱም ዝትሓሰብዎ ባፈርዞን ከምዘትኾውን ትዛረቡ ኣለኹም እቲ ናትኻቱም ዝተደጋገመ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝፈጸምክዎ ጌጋ ግን ሓንቲ ዘይምጥኻሰኩም ብጣዕሚ የሕዝን።

  • @BrgedNihamedu
    @BrgedNihamedu 3 หลายเดือนก่อน

    ገውርሂወት ረሳሕ 😂😂😂

  • @degefgiday6416
    @degefgiday6416 3 หลายเดือนก่อน

    መይላ ሃኒባል

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 3 หลายเดือนก่อน

    ሃሱስ ኣብ ሰደት ክም ጭርቒ በሊካስ ሕጂ ሃተውተው ኣይትበል እታ ኤርትራ እሞ ብፍጹም ኣይክትረግጻን ኢካ እመነኒ!።

    • @a.a210
      @a.a210 3 หลายเดือนก่อน

      ኢትዮጵያ እንተኸይዱ አይምለስን እዩ በእንግሊዝኛ ጌሩ ብዛዕባ ጥምረት ፋኖ ምስ ወያነ ተሓባቢሮም ንአብይ ከውድቊ አለወም ዝበሎ ቪድዮ አብ አዲስ ኮፍ ኢላ ትጽበዮ እያ

  • @adonay7097
    @adonay7097 3 หลายเดือนก่อน

    ዮሴፍ እቲ ሹም ከም ጌታቸዋት ምትሀተኛ እዩ

  • @asgedomdesta7919
    @asgedomdesta7919 3 หลายเดือนก่อน

    ብርገድ ንሓመዱ ከም ህዝባዊ ሰራዊት ንርኣዮ
    ዕላማ ዶ መርገጽ ዶ ትገልጽ ጸኒሕካ.
    እተን ውድባት ኢና
    መደብ ዕዮ ኣለና
    ዕላም መርገጽ ኣለና እንታይ ትገብሩ ኣለኹም?

  • @akliluyemane5176
    @akliluyemane5176 3 หลายเดือนก่อน

    Hiiiii

  • @amlesomkelati4750
    @amlesomkelati4750 3 หลายเดือนก่อน

    Ajewjew zikone gize

  • @naodasmerom4900
    @naodasmerom4900 3 หลายเดือนก่อน

    Weyane is always obstacle for what we want to do.

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 3 หลายเดือนก่อน +2

    ክልተ ትሩፋታት ኣይህሉዋት ኣይሙታት !!!!!!
    ተድሮስ መሊጥ ኣፍቓሪ ዓጋመ
    ዮሴፍ ገብረ ዕንወት ኣፍቓሪ ኣንድነት
    በሉ ሓመድ ዕደ ዕላማክም ንክፍጸመልክም
    ሃሱሳት ብምወላ ኣሻባሪት ጃንዳ ትህነግ እትምወሉ ኩሉ ዝገዝኣክም ምኽንያቱ ሰሪሕክም ነፍስኽም ስለዘይትኽእሉ ግኑፋት ዓጋመ !!!!!!"

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 3 หลายเดือนก่อน +1

      Nebukan nedikan tsref denkoro sdetena

    • @UseurtimeNow
      @UseurtimeNow 3 หลายเดือนก่อน

      @@abrhaleyrussom1718 ክልተ ዓጋመ ጠአላማት ካዳዓት የሕዋትካ ስለዝኮኑ ድዮም ኣይተ ኣባል ማሕበአር ላማኖ ትግራይ !!!!!

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@abrhaleyrussom1718Dekalu Deki 2 Sperm.

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      @@abrhaleyrussom1718 Axelmeteley Negnag 😆😆😆😆😆😆😆😆😆

  • @wewe4481
    @wewe4481 3 หลายเดือนก่อน

    አገዳሲት ከም ዘመስለኒ አብይ ብተኽክል ንብርጌድ ንሐመዱ ቃልሲ ከካይዱ በሐቂ ፍቃደኛ ድዩ አይኮነን ንምፍላጥ ብቀጠታ ትግራይ ክንአቱ ፍቀደልና ኢሎም ከሐትዎ አለዎም

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂 Le Tigray Atika Ke?

  • @samsomtsaeda9882
    @samsomtsaeda9882 3 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome yosief