ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Support TEFETAWI SATELLITE 📡 TV monthly ዝዓቕምኹም👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
ኡፍፍፍ ከበደይ በልዓትኒ😭💛❤ሰለጠነ ሐወይ thanks pis ሰለ ሓደሐደ ተጋሩ ዝፀርፍኻ ብሲምዕት አይትሕዝን አይትናደድ🙏
ጸሃይነሽ ሓቦ 100%ቃላት ኣውጻጽኣ 100%ልቦና 100% ሓንቲ ካብ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኣፍወርቂ ተስፋዩ ስንቀይ ትብል ንስኪ አኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰልጠነ ፡ ሐወይ ፡ ዕድመን ፡ ጥዕናን ፡ ይምነየልካ ፡ ምስ ፡ ኩሉም ፡ ስድራኻ ፡ ፡ ብዓል ፡ ዓቢ ፡ ተስፉን ፡ ብዓል ፡ ጸጋ ፡ እግዚአብሔር ፡ ኢኻ። ተባረኽ🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙
AMENNNNNNN
በጃኻ ሰልጠነ ካብዚ ሰናይ ተግባር ብቤላበለው ከይትዕንቀፍ ዓስብካ ካብ ኣምላክ እዩ ካልእ ሕብረት ትግርኛ እንዳተባላልዐና አይንነብርን ሰልጠነ ታሪካ አብ ክልቲኡ ህዝብታት ብሰናይ ተፃሒፉ ነባሪ እዩ
ተኣምር ዝኾነ ዘረባ "ገንዘብ ረኺበ ሰብ ከይስእን" ኡፍ, ካብ ኣፍ እኹላት ሰባት ዝጠፍአ ኣብ ህጻን ቆልዓ ተረኺቡ: ገለ ንገንዘብ ክብል ሰብ የጥፍእ:ንገዘብ ካብ ሰብ የብልጾ..
ዋዕሮ ጋል ትግራይ፥ ዓቢ ተስፋ ዘለዋ ቆልዓ፥ ነዚአን ከምዚአን ምሕጋዝ ዓቢ ጽድቂ ኢዩ! I love you so much people❤❤❤ tigray. I am from Eritrea
ሰልጠነ ለባመይ ጂግና የቀንየልና ካብ ልበይ ነመሰገነኻ ሰልጠነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏 ቀትሪን ለይትን ተይበልካ ኣብ ጎኒ ዝተወፀዐ ህዝብና ትሕግዝ ዘለካ ብጣዕሚ እየ ዘመሰግነካ ናይ ባሓቂ ለባም እኻ መን ካማካ ሰልጠነ ጂግና መግለፀ ሰእነልካ 💖💖💖
ልቦናጭውነትጅግንነትሓድነትንተጋሩ ዘርክብ የለን እንተበልኩ ኣየጋነንኩን ::
kkkkk
tnxs bro
@@semharkahsay1946 ሓቂ ::
ብጣዕሚ ዝገርመኒ ፃዓዱ ንተሸገሩ ፀለምቲ እንተስ ብቅንዕና እንተስ ብተንኮል ይረድኡ ፀለምቲ ግን ንምንታይ ንፀለምቲ እትረድኡ ኢሎም እንክናደዱ ምርአይ ንላዕሊ ዘሕዝን ነገር የለን ፀሊም ሓሳቡ ስደት ዐዱ ሰደት ፍልጠቱ ስደት ፀሊም ህበይ እዩ ዝብሉ ፅዓዱ ሓቆም እዮም ፀሊም ኾይኑ ፀሊም ዝፀልእ ፀሊም ኸጥፍእ እናሰርሐ እናረኧዩ ይቅርታ ፅዓዱ በሉለይ ፀለምቲ ብእንገሊዘኛ ቁኑዕ ሓሳብ ዘለኩም ፀለምቲ አሕዋተይ።
#ዕባይ #ሰንዓፈ ኩሉ ግዜስ ጽቡቕ ብልጸሓፍካ ካብቲ ጽቡቕ ትምነዮ ንሰብ ኣብ ትከዶ ጽቡቕ ይጽናሕካ ክቡር ሓው ትግራዋይነት ክቡር መንነት ጅግን ጭውነት ሓድነት 100% ሓቂ
ስልጠን ሓወይ እንጀራካ ይስፈሕ ለምለም ርገፅ ብውላድካ ናታሓጎስካ ንብር ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ርክቦ
ክቡር ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓሰብካ ካብ ኣምላክ እዩ ተዓዲልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝፈትዎ ሰራሕ ትሰርሕ ሓሳብ ልብካ ኩሉ የሰምረልካ 🥰🥰💘
ብሓቂ ሰልጠነ ሓወይ እድመን ጥእናን ይሃብካ ፈጣሪ
Edme yhabika seltne hawey
ሰልጠነ ሓወይ ብሓቂ ብቃላት ዝግለፅ ኣይኮነን እቲ ሰናይ ስራሕኻሞ አምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር አምላክና ዓስቢኻ አብዝሑ ይኽፈልካ። ብስም መላእ ህዝቢ ትግራይ ክነመስግነካ ንፈቱ ። ዓብይ ክብሪ ይግበአካ ሰልጠነ ሓወይ ሰናይ ዘበለ ኩሉ ንምነየልካ ለምለም ይኹን ሪጋፅካ🙏
ሰልጠነ ሓወይ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ናይ ብሓቂ ሰብኣውነት ተሰሚዑካ ትሕግዞ ዘለካ ዘውጻእካዮ እግዚኣቢሄር ይተካልካ ።ነቶም ቀልጢፎም ዝበጽሑላ ሰባት እውን ልዑል ክብረትን ምስጋናን ኣሎኒ ስለዚ ኣጆና ነዛ ሕማቅ ግዜ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ተጋሩን ኮይኖ ክንሰግራ እና ስለዚ ኣጆና ።
እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሰ ህዘቢን ይኩይ አጀኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ 🌾🌾🌾🌾🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌷🌷🌹🌹
ሰልጠነ ሓዉና ንሕና ተጋሩ ኣብ ልዕለኻ ዘለና ኣኽብሮት ብቃል ኣይንገልጾን ዓስብኻ ብኣምላክ ርኸቦ ዝሓወይ ኣቦ ዉጻዓት🙏🙏🥰
Tefetawi jegena thank you brother God bless you and your family Gual tigraye hafeteka
ስልጡን ምሳኻ ዘሎ ሰብኣውነት ፍሉይ እዩ ኣድናቆተይ ኣባኻ ኣየቃርጽን እዩ ኣምላኽ ምስ ምሉእ ስድራኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ: ትዕድልቲ እዩ ከም ጸሃይነሽ ውላድ ክህበካ ፈጣሪ ስለዚ ወላ ፍረ ብርክኻ ኣይትኹን ከም ጋለይ ሓላፍነት ብምውሳድካ ኩሉ ትደልዮ ክገብረላ እየ ብምባልካ ዕጉባት ኢና በኣኻ:: ህግደፍ ምንደፍ ሕርር ኢሎም ኣለዉ
ሕማቅ አይትርከብ ኩቡር ሐው ሰልጠነ ነቲ ሰናይ ተግባርካ ካብ እግዚአብሔር ርከቦ
እስይይይይይይ ናይ ብሓቂ ዕድሙን ጥዕናን የህበካ ክብር ሓውና እግዚአብሔር ብዝውፅ ይተከእሉካ
ሰልጠነ ሓውና አግዚአቢሂር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ለባም ኩሉ ሰብ ከማካ ተዝከውን አግዚአብሂር ሰላምና ይመልሰልና
ኣታ እዞም ንጽጉማት ዝርደኡ ክንደይ ይዕደሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ለወጻእኻዮ ይተከአልካ ክቡር ሓዉና💕💕
ሰልጠነ ሓወይ ተባረኽ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ ይሃብካ ጽቡቕ ምግባር ዝመስሉዎ የሎን
ኣነ ከማን ክረኽባ ብዙሕ አየ ዝጽዕር ዘለኹ ሓሳበይ ጥራሕ ይስመረለይ አምበር ኣብ ኢደይ ከአትዋ ይጽዕር ኣለኹ ምቅርቲ ልበይ ተንኪፋትኒ አያ ናይ ብሓቂ 🥺
ብወላድትኪ አብ ከባብኣ ተሃልኺ ናብ እድኪ ከም ትአቲ ግበር ጓል ሃገረይ💊 ሓፍቲና ንኣራዊት አሕልፍና አይንሃብ😥🙏
ሰልጠነ ሓወይ ኣምላክ ኣብ ሂወትካ ዘይ ርኣካዮ ጸጋ እፍተረልካ እዚ ንስካ ትገብሮ ዘለካ ሰብ ዘይ ኮነ ክሪእልካሲ ፈጣሪ ሓቂ ነትካ ክሪእልካ ኢዩ
ከብድኻ ትበልዕ ምስኪን ኣምላክ ሰላም ይሃባ ፡ ዝሓገዝኩም ከኣ ኣምላክ ዕጽፊ ይሃብኩም።
ተፈታዊዋ አምላክ ዓስብካ ይክፈልካ መዓረይ
ብሓቂ ስልጠነ ሃወይ ብዓል ህልም ኢካ ቀፅለሉ
❤️💛 ለባመይ የቀንየልና ክብር ሓውና ብሰም ህዝብ ትግራይ ❤️💛🙏🙏🙏
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣለኹ ይበልካ እቲ ዘለካ ሰብኣዊ ርህራሄ ካብ እግዚኣብሔር እምበር ካብ እግዚኣብሔር ደቅኻን ስድራኻን ካብ ክፉእ ነገር ይሓልኻ ቅኑዕ ልቢ ኣለካ ፀጋ እግዚኣብሔር ይብዘሐልካ
Wowww thanks b amlak rikobo seltene abi seb 🙏🙏🙏🙏
ሰልጠነ የቐንየልና ፡ አቲ ጸጋ ናብ ደቅኻ ይሕለፍ ኢድካ ይባርኽ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብዝውፅ ይትከእልኩም ኣሕዋትይ🙏🙏🙏
thank you Seltene. you are doing an amazing job.
ሰልጠነ ሐወይ አቦ ድኻታትን ውጽዓትን ኢካ እም ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ❤️🧡😍
She so sweet god bless ypu i hope your dream came true God is great all the time god blessing to support to you all🙏🙏❤️❤️🙏❤️🥰🥰🥰🥰
ብሓቂ ለባም እኮ ሰልጠነ ንስካ ሓወይ ከም ኮነካ ኣምልክ ኣቦይ ሓደረካ ኣብዘለዉ ሓለወለይ ዘተርፍ ዕደመናን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ 🤲ሰላም ፈቅሪ ይወርደን 💊🤝🇪🇷😢
ሓውኺ ዩ ኮ ሓብተይ መዓረይ
@@gabigunners8073 መን ዝሃበን እሞ 😢
@@gabigunners8073 አበይ ተራኽቦም
@@ጓልተዋህዶትግራይ ኣምላኽኪ ዝሃበኪ
@@Lomo.mdia7453 ኣበይ ከ ተሳኣኢኖም
ናይ ህዝቢ ትግራይ ጸገም መግለጺ ተሳኢኑዎ እጻን ጸሃይነሽ ኣብ ክንዲ ሓንቂቃ ትነብር ምስወለዳ 😭 ፈረቃ ድኽነት ኣይኽላኣያ ኣምላኽ ኣቦኣ ብሰልም ይምለሰላ 🙏🏽ስልጡን ጭዋ ንኹሉ ተዓዘቦ ነቲ ሰናይ ሰዓቦ ኣጆኻ 👌 ኣምላኽ መመሊሱ ይባርኽካ 🙏🏽 ንህዝቢ ትግራይ ካብ ዘለዎ ተጸባዪ ምዃን ጎይታ ብትንሳኤኡ ይርዳኣዮ😭
President of humanity God bless you Shetu Hawey 👏👏🥰🙏💪🏾💪🏾💪🏾
ሰልጠነ ሓወይ ኣምላኽ ኣብዝሑ ይሃብካ ፈጣር ምስ ስድራኻ ይሓልኻ
ዒድመ ይሃብካ ዛሓወይ እግዚአብሔር አብ ኩሉ መንገድካ ይሓልካ
እግዚአብሔር አምላክ ዓስብካ ይኸፈልካ ሰልጠነ ሓወይ አጀኻ አምላክ ይሓግዝካ
SelTsene hawena bmntay eye kgelxeka ab hiwteka mulue knet yhabka maarey❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
Edmen tinan yhabka seltene habibi
Agoky eza goualy kulu kehalf eyu selten hawena kea bety tegbro zeleka sebuk tegbaratka fetary meise betesbka ybarka 🙏🙏🙏❤
kemaka zbele yebzhalna zhawey thank you 🙏🙏🙏
God bless protect you and your family you’re a great human being 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ብሓቂ ዓብዪ ሰብ ብዓል ንፁህ ህልና እግዚአብሔር አምላኽ ዓስብኻ ይኽፈልካ ወዲነይ ፀሃይቱ ሓፍትና እዉን አምላኽ ምስ አቦኺ የራኽብኪ አይዞኺ ክብረተይ
ናይ በሓቂ ብፈጣሪ ርኸቦ ተፈታዊ ዝፍቶ ታሪኽ ትገድፍ ኣለኻ።
ሰልጠነ ሐወይ ብደቅኻ ተሐጎስ ዕድመን ጥዒናን የሃብካ ክቡር ሐውና
አምላክ ብዝወፀ ይተክአልኩም ሰልጣነ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓሰብኩም ካብ እግዛብሄር ርኸብዎ ልህዝብና ሰላም የውርደልና 🤲🤲🤲
እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይሃብካ ሰልጠነ ሓውና ኣቦ ሰላም፣ኣቦ ፍቅሪ ዒድመን ጢዒናን ይሃብካ ወድነይ ማዓረይ💊💊💊💓💓💓💖💖💖💖
ብሓቂ ብዓል ጽሩይ ሕልና ሰብ እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ክብር ሓውና ሰልጠነ
ሰልጠነ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓስብኻ ሰናይ ታሪኽካ እዩ
ሰልጠነ ኣምላክ ጸጋኡ የብዛሓዮ ። ኣጀኻ ቀጽል ንቅድሚት ኣብ ገንኻ ኣሎና ህግድፋውያንን እዞም ሓገዝ ኣይንደልን ዝብሉ ሓደ ሓደ ተጋሩ ኢና ባሃልትን ኣይትገደስሎም ሽይጣን ሰናይ ዝገብር እንተሪኡ ይሓርርን የዕለብጥን እዞም ሰናይ ግብሪ ዝጸሉኡ ካኣ ካብ ሽይጣን ዘፍሊ የብሎምን እ።ሞ ንሽይጣን ንድያብሎስን ዕድል ኣይትሃብ ስለዚ በቲ ጽቡቅ ግብሪ ሕስካዮ ዘለኻ ቀጽል ንቅድሚት ዝዓርከይ
ሰልጠነ ለባም ሰብ እዚ ሰናይግብርኻ ካብፈጣሪ ርከቦ.ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ
መርሐባ፡ሰልጠነ፡ክብሎ፡ዝደሊ፡ንባዓልቲ፡ቢትካ፡እውን፡ዓቢ፡ምስጋና፡ይብጻሐያ፡ኣብ፡ጎንካ፡ኾይና፡ዓቢ፡ቓልሲ፡ተካይድ፡ዘላ፡ምስምሉእ፡በተሰብካ፡ኣምላክ፡ይሐግዝካ።❤❤❤❤❤
አምልክ ይሓልኩም ሰልጠነ ሓወይ ናይ ብሓቂ ለባማት ኢኩም
ሰልጠነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ የቀንየልና 🙏🙏🙏
ብምድንጋዩ ንዓይ ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ ስልጡን ሓወይ ንቲ ሰናይ ተግባርካ መግለፂ ቃላት የብለይን ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ
thank you ሰልጠነ ገባዘሪ ሰነናይ 🙏🙏🙏🙏🙏👩❤️💋👩👩❤️💋👩👩❤️💋👩👍👍👍✅✅
seltena you are amazing guy❤ God bless you 🙏 & family 👪 members
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና ሥልጣን ወናኒ ምሉእ ልቦና ይግበርካ እግዛብሔር ኣነ ዘሐጉሰኒ ውህብቶ ዘይ ኮነስ እቲ ሰብኣውነትካን ንፍቅሪ ምዝማርካ ኣብነታዊ ምካንካ እዩ ምክንያቱ እምበር ውህብት እቲ ዘለቅሕን ዝርሕርሕን ብፁእ እዩ ኣብታ ነቀዝን ሰራቅን ዘይረክባ ሰማያዊት እዮርሳለም ተፃሒፋ ስለ ዝፀንሐካ ቀፅለሉ ናይ ሰብ ሕማቅ ዘረባ ብዘየገድስ
Thank you seletne betami xbuk srha eyu God bless you 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
ከማካ ዝበለ የለን እንተ ኢልና ምግናን ዎይ ምልምማፅ ኣይ ኮነን ፈጣሪ ይሓልካ ዝሓወይ 🙏🥰🥰🥰🥰🥰
ህዝበይ እግዚአብሔር መውፅኢ ይፍጠረልካ ልዕሊ ዕድሚኦም ዝሓሰቡ ህፃናት እግዚአብሔር አፃውዮ ይፍጠረልኩም ዕሸላት ትግራይ 🙏💔💔💔💔💛❤️
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብዝወፀ ይተከአልኩም እግዚአብሔር አምላክ
እዲመን ጥዕና ይምነየልኻ ዝሐወይ ታይሞ ክብለኻ!!!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጻማኻ ካብ እግዝኣብሄር ርኸቦ
Seltene, you did a magnificent job!!! BRAVO! Thank you for your good example!!!
ሰልጠነ ሓውና የቀንየልና ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ርከቦ ወሊድካ ላአክ
ብሓቂ ሰብ ሰልጠነ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ሓሳብካ ኩሉ መግለፂ ስኢነሉ እ/ር ይሓልካ
ሰልተነ በሓኪ ክሓልፍ ዩ ኣጆካ
ሰሊጠነ ክብር ሐውና ክፍእ አይትርከብ ዚረገፅካየ ለምለም ዚተዛረብካየ ቀለም ይግበረልካ ☝️☝️☝️⛑⛑⛑🙏🙏🙏🙏🙏🙏✍️✍️✍️✍️✍️👍👍👍👍👍👍
ሰልጠነ ሓወይ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናንን ኣብዚሑ ይሓብካ። ብሩሕ መፃኢ ተስፋ ዘለዎ መስተዋዓሊት ለባም ጓልና ኢያ። ኣምላክ የዕቢኺ ዛጓለይ 🙏🙏🙏🙏🙏
ዝሃበአ እዚዲ ይሃቦ ዕድመኩም ይንዋሕ ሰልነአ ኣሓወይ
Edmen tenan yhabka fetari tebarek
ብሓቂ ሰልጠነ ሓወይ ዓብይ ሰብ እግዚኣብሔር ዓስብኻ ክኸፍለካ እዩ ኣጆኻ በርትዕ
What a blessing guy. Keep shining Seltene.
ኣነ ውን ኣብቲ ኢንተርቪው ዝገበረትሉ ሰልጠነ ዝባሃል ይሕግዘኒ እዩ ዘይምባላ ቂር ኢሉኒ እንተ ዘይተጋግየ ውን ኣይዘከረትካን ዳርጋ ሓገዝ ከም ዘይተገበረላ እያ ትዛረብ ኔራብዝያዳ ግን ክትስሕቕ ምስ ራኣኹዋ ደስ እዩ ኢሉኒ ከመይ ዝበለት ቆላዓ እያ ወደይ ኣዲኣ ታኣክል ተፈልያታ ክንድዚ ጽንዓት ኣነ ምዕባይ ምዕባይኪ እየ ዝኸውን ንስኺ ካባይ ክትማሃሪ እዩ ዝግባኣኪ ግን በንጻሩ ኣነ ካባኺ ጽንዓት ሓቦ ተስፋ ኮታ ኩሉ ነገር ተማሂረ💓💓💓💓 ንበርለይ እንቃዕ ሳሓቂ ራኣኹ ንስኺ ምስ ሳሓቂ ኣነ ነቢዐ ሲዒሩኒ በቃ😭😭ብዝኾነ ንህዝቢ ትግራይ ከም ናትኪ ጽንዓት ይሃቦ ውድቀት ንዓመጽቲ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
ተፈታዊ ኣቦ ጽጉማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘውጻእካዮ ይተካኣልካ።
Seltene hawna egziabihar amlak xegaeu yebzehelka zhawey newih edme yhabka xega amlak ab zuraka ynber amen amen amen 🙏 🙌 👏
ሰልጠነ ተባዕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰልጠነ ዝሓወይ ❤
❤❤❤
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ሰልጠነ ሓወይ ሓገዝካ ኣይፈለየና💪❤❤
ሰልጠነ ስምከ ከመ ግብርከ እጹብ ውእቱ እግዚአብሔር ይሓግዝካ ዝሓወይ ዓስብካ ካብ እግዚአብሔር እዩ ብእግዚአብሔር ርከቦ
ብሓቂ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትሕዝቶካ ይሰስን♥️ናይ ባሐቂ ልብካ ዝትንክፍ ታሪክ😢
ሰልጠነ ፈጣሪ ኣብ ዙርያካ ይኩን ሰላምን ፍቅርን ይምነየልካ
ክብረት ይሃብካ ሓውና ኣምላኽ መልኡ ይተከአልካ🙏🙏🙏🙏
Teftawi jigna edmen tienan yhabka fetari 🙏🙏🙏🙏🙏
ስልጡን ሓወይ ብሉጽ ወዲ-ህዝቢ ሃፍታም ብሕልና በል እስከ ካብ ፈጣሪ ርኸቦ ዝሓወይ💖
Seltene hawey nay behaki xnue abo wexat betom hadehade ntegray zeyweklu sditat tegaru keytedhalka bexruy lebka tehgez zeleka edlen tenan fekrin seiten mes familka yehabka fetari🙏🙏🙏 behaki kalat yehaxreni eu naka nekegelx akmi yebleyn 😍😍😍 Kabel tegray ❤💛
ወይ ሰልጠነ ትገርም ኢኻ ኣብ ዚ ዘበን 21 ክፍለ ዘመን እዚከምዚ ዓይነት ኣታሓሳስባ ምህላውኻ ዕድል እዩ ወይድማ ጸሎት ወለዲ ክኸውንአለዎ።👍
ሰልጠነ ሓውነ ኣቦ ውጹዓት : ልዑል እግዚአብሔር ዓስብኻ ይኽፈልካ : ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
Seletene hewey Be Amlak arkebo 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Terunet leras new amlak yetbke tebarki seltne
Seltene abyi seb kemey gerka terkbelu nkulu? Tsegu yebzhalka . Egziabher msaka ykun🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልነ ሰላጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ካብ እግዚኣብሔር ርከቦ ኦ ኣምላክና ምሕረትካ ላኣከልና አሜን
ብትክክል ሰልጠነ ኣባካ ንዘላኣለም ዘይሃስስክብር ኣለና ብዘይ ቀላዓለም ኣብ ደቅካ ምስ ባዓል በትካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ::ሰብ ኣብታ ሕማቅ እዋን ኣለኩልካ ዝብላካ ንዘለኣለም እካ ዘይትርሶዖ::
Thanks you selten hawey 🙏🙏❤️❤️❤️✊️✊️💪💪👌👌
ናይ ብሓቂይ አቦ ውፃዓት ሰልጠነ ሓወይ
Support TEFETAWI SATELLITE 📡 TV monthly ዝዓቕምኹም👇
donorbox.org/tefetawi-talkshow
ኡፍፍፍ ከበደይ በልዓትኒ😭💛❤ሰለጠነ ሐወይ thanks pis ሰለ ሓደሐደ ተጋሩ ዝፀርፍኻ ብሲምዕት አይትሕዝን አይትናደድ🙏
ጸሃይነሽ ሓቦ 100%
ቃላት ኣውጻጽኣ 100%
ልቦና 100%
ሓንቲ ካብ ናይ
ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኣፍወርቂ ተስፋዩ ስንቀይ ትብል ንስኪ አኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰልጠነ ፡ ሐወይ ፡ ዕድመን ፡ ጥዕናን ፡ ይምነየልካ ፡ ምስ ፡ ኩሉም ፡ ስድራኻ ፡ ፡ ብዓል ፡ ዓቢ ፡ ተስፉን ፡ ብዓል ፡ ጸጋ ፡ እግዚአብሔር ፡ ኢኻ። ተባረኽ🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙
AMENNNNNNN
በጃኻ ሰልጠነ ካብዚ ሰናይ ተግባር ብቤላበለው ከይትዕንቀፍ ዓስብካ ካብ ኣምላክ እዩ ካልእ ሕብረት ትግርኛ እንዳተባላልዐና አይንነብርን ሰልጠነ ታሪካ አብ ክልቲኡ ህዝብታት ብሰናይ ተፃሒፉ ነባሪ እዩ
ተኣምር ዝኾነ ዘረባ "ገንዘብ ረኺበ ሰብ ከይስእን" ኡፍ, ካብ ኣፍ እኹላት ሰባት ዝጠፍአ ኣብ ህጻን ቆልዓ ተረኺቡ: ገለ ንገንዘብ ክብል ሰብ የጥፍእ:ንገዘብ ካብ ሰብ የብልጾ..
ዋዕሮ ጋል ትግራይ፥ ዓቢ ተስፋ ዘለዋ ቆልዓ፥ ነዚአን ከምዚአን ምሕጋዝ ዓቢ ጽድቂ ኢዩ! I love you so much people❤❤❤ tigray. I am from Eritrea
ሰልጠነ ለባመይ ጂግና የቀንየልና ካብ ልበይ ነመሰገነኻ ሰልጠነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏 ቀትሪን ለይትን ተይበልካ ኣብ ጎኒ ዝተወፀዐ ህዝብና ትሕግዝ ዘለካ ብጣዕሚ እየ ዘመሰግነካ ናይ ባሓቂ ለባም እኻ መን ካማካ ሰልጠነ ጂግና መግለፀ ሰእነልካ 💖💖💖
ልቦና
ጭውነት
ጅግንነት
ሓድነት
ንተጋሩ ዘርክብ የለን እንተበልኩ ኣየጋነንኩን ::
kkkkk
tnxs bro
@@semharkahsay1946 ሓቂ ::
ብጣዕሚ ዝገርመኒ ፃዓዱ ንተሸገሩ ፀለምቲ እንተስ ብቅንዕና እንተስ ብተንኮል ይረድኡ ፀለምቲ ግን ንምንታይ ንፀለምቲ እትረድኡ ኢሎም እንክናደዱ ምርአይ ንላዕሊ ዘሕዝን ነገር የለን ፀሊም ሓሳቡ ስደት ዐዱ ሰደት ፍልጠቱ ስደት ፀሊም ህበይ እዩ ዝብሉ ፅዓዱ ሓቆም እዮም ፀሊም ኾይኑ ፀሊም ዝፀልእ ፀሊም ኸጥፍእ እናሰርሐ እናረኧዩ ይቅርታ ፅዓዱ በሉለይ ፀለምቲ ብእንገሊዘኛ ቁኑዕ ሓሳብ ዘለኩም ፀለምቲ አሕዋተይ።
#ዕባይ #ሰንዓፈ ኩሉ ግዜስ ጽቡቕ ብልጸሓፍካ ካብቲ ጽቡቕ ትምነዮ ንሰብ ኣብ ትከዶ ጽቡቕ ይጽናሕካ ክቡር ሓው
ትግራዋይነት ክቡር መንነት ጅግን ጭውነት ሓድነት 100% ሓቂ
ስልጠን ሓወይ እንጀራካ ይስፈሕ ለምለም ርገፅ ብውላድካ ናታሓጎስካ ንብር ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ርክቦ
ክቡር ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓሰብካ ካብ ኣምላክ እዩ ተዓዲልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝፈትዎ ሰራሕ ትሰርሕ ሓሳብ ልብካ ኩሉ የሰምረልካ 🥰🥰💘
ብሓቂ ሰልጠነ ሓወይ እድመን ጥእናን ይሃብካ ፈጣሪ
AMENNNNNNN
Edme yhabika seltne hawey
ሰልጠነ ሓወይ ብሓቂ ብቃላት ዝግለፅ ኣይኮነን እቲ ሰናይ ስራሕኻሞ አምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር አምላክና ዓስቢኻ አብዝሑ ይኽፈልካ። ብስም መላእ ህዝቢ ትግራይ ክነመስግነካ ንፈቱ ። ዓብይ ክብሪ ይግበአካ ሰልጠነ ሓወይ ሰናይ ዘበለ ኩሉ ንምነየልካ ለምለም ይኹን ሪጋፅካ🙏
ሰልጠነ ሓወይ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ናይ ብሓቂ ሰብኣውነት ተሰሚዑካ ትሕግዞ ዘለካ ዘውጻእካዮ እግዚኣቢሄር ይተካልካ ።
ነቶም ቀልጢፎም ዝበጽሑላ ሰባት እውን ልዑል ክብረትን ምስጋናን ኣሎኒ ስለዚ ኣጆና ነዛ ሕማቅ ግዜ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ተጋሩን ኮይኖ ክንሰግራ እና ስለዚ ኣጆና ።
እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሰ ህዘቢን ይኩይ አጀኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ 🌾🌾🌾🌾🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌷🌷🌹🌹
ሰልጠነ ሓዉና ንሕና ተጋሩ ኣብ ልዕለኻ ዘለና ኣኽብሮት ብቃል ኣይንገልጾን ዓስብኻ ብኣምላክ ርኸቦ ዝሓወይ ኣቦ ዉጻዓት🙏🙏🥰
Tefetawi jegena thank you brother God bless you and your family Gual tigraye hafeteka
ስልጡን ምሳኻ ዘሎ ሰብኣውነት ፍሉይ እዩ ኣድናቆተይ ኣባኻ ኣየቃርጽን እዩ ኣምላኽ ምስ ምሉእ ስድራኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ: ትዕድልቲ እዩ ከም ጸሃይነሽ ውላድ ክህበካ ፈጣሪ ስለዚ ወላ ፍረ ብርክኻ ኣይትኹን ከም ጋለይ ሓላፍነት ብምውሳድካ ኩሉ ትደልዮ ክገብረላ እየ ብምባልካ ዕጉባት ኢና በኣኻ:: ህግደፍ ምንደፍ ሕርር ኢሎም ኣለዉ
ሕማቅ አይትርከብ ኩቡር ሐው ሰልጠነ ነቲ ሰናይ ተግባርካ ካብ እግዚአብሔር ርከቦ
እስይይይይይይ ናይ ብሓቂ ዕድሙን ጥዕናን የህበካ ክብር ሓውና እግዚአብሔር ብዝውፅ ይተከእሉካ
ሰልጠነ ሓውና አግዚአቢሂር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ለባም ኩሉ ሰብ ከማካ ተዝከውን አግዚአብሂር ሰላምና ይመልሰልና
ኣታ እዞም ንጽጉማት ዝርደኡ ክንደይ ይዕደሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ለወጻእኻዮ ይተከአልካ ክቡር ሓዉና💕💕
ሰልጠነ ሓወይ ተባረኽ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ ይሃብካ ጽቡቕ ምግባር ዝመስሉዎ የሎን
ኣነ ከማን ክረኽባ ብዙሕ አየ ዝጽዕር ዘለኹ ሓሳበይ ጥራሕ ይስመረለይ አምበር ኣብ ኢደይ ከአትዋ ይጽዕር ኣለኹ ምቅርቲ ልበይ ተንኪፋትኒ አያ ናይ ብሓቂ 🥺
ብወላድትኪ አብ ከባብኣ ተሃልኺ ናብ እድኪ ከም ትአቲ ግበር ጓል ሃገረይ💊 ሓፍቲና ንኣራዊት አሕልፍና አይንሃብ😥🙏
ሰልጠነ ሓወይ ኣምላክ ኣብ ሂወትካ ዘይ ርኣካዮ ጸጋ እፍተረልካ እዚ ንስካ ትገብሮ ዘለካ ሰብ ዘይ ኮነ ክሪእልካሲ ፈጣሪ ሓቂ ነትካ ክሪእልካ ኢዩ
AMENNNNNNN
ከብድኻ ትበልዕ ምስኪን ኣምላክ ሰላም ይሃባ ፡ ዝሓገዝኩም ከኣ ኣምላክ ዕጽፊ ይሃብኩም።
AMENNNNNNN
ተፈታዊዋ አምላክ ዓስብካ ይክፈልካ መዓረይ
AMENNNNNNN
ብሓቂ ስልጠነ ሃወይ ብዓል ህልም ኢካ ቀፅለሉ
❤️💛 ለባመይ የቀንየልና ክብር ሓውና ብሰም ህዝብ ትግራይ ❤️💛🙏🙏🙏
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣለኹ ይበልካ እቲ ዘለካ ሰብኣዊ ርህራሄ ካብ እግዚኣብሔር እምበር ካብ እግዚኣብሔር ደቅኻን ስድራኻን ካብ ክፉእ ነገር ይሓልኻ ቅኑዕ ልቢ ኣለካ ፀጋ እግዚኣብሔር ይብዘሐልካ
Wowww thanks b amlak rikobo seltene abi seb 🙏🙏🙏🙏
ሰልጠነ የቐንየልና ፡ አቲ ጸጋ ናብ ደቅኻ ይሕለፍ ኢድካ ይባርኽ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብዝውፅ ይትከእልኩም ኣሕዋትይ🙏🙏🙏
thank you Seltene. you are doing an amazing job.
ሰልጠነ ሐወይ አቦ ድኻታትን ውጽዓትን ኢካ እም ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ❤️🧡😍
She so sweet god bless ypu i hope your dream came true God is great all the time god blessing to support to you all🙏🙏❤️❤️🙏❤️🥰🥰🥰🥰
ብሓቂ ለባም እኮ ሰልጠነ ንስካ ሓወይ ከም ኮነካ ኣምልክ ኣቦይ ሓደረካ ኣብዘለዉ ሓለወለይ ዘተርፍ ዕደመናን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ 🤲ሰላም ፈቅሪ ይወርደን 💊🤝🇪🇷😢
ሓውኺ ዩ ኮ ሓብተይ መዓረይ
@@gabigunners8073 መን ዝሃበን እሞ 😢
@@gabigunners8073 አበይ ተራኽቦም
@@ጓልተዋህዶትግራይ ኣምላኽኪ ዝሃበኪ
@@Lomo.mdia7453 ኣበይ ከ ተሳኣኢኖም
ናይ ህዝቢ ትግራይ ጸገም መግለጺ ተሳኢኑዎ እጻን ጸሃይነሽ ኣብ ክንዲ ሓንቂቃ ትነብር ምስወለዳ 😭 ፈረቃ ድኽነት ኣይኽላኣያ ኣምላኽ ኣቦኣ ብሰልም ይምለሰላ 🙏🏽
ስልጡን ጭዋ ንኹሉ ተዓዘቦ ነቲ ሰናይ ሰዓቦ ኣጆኻ 👌 ኣምላኽ መመሊሱ ይባርኽካ 🙏🏽 ንህዝቢ ትግራይ ካብ ዘለዎ ተጸባዪ ምዃን ጎይታ ብትንሳኤኡ ይርዳኣዮ😭
President of humanity God bless you Shetu Hawey 👏👏🥰🙏💪🏾💪🏾💪🏾
ሰልጠነ ሓወይ ኣምላኽ ኣብዝሑ ይሃብካ ፈጣር ምስ ስድራኻ ይሓልኻ
ዒድመ ይሃብካ ዛሓወይ እግዚአብሔር አብ ኩሉ መንገድካ ይሓልካ
እግዚአብሔር አምላክ ዓስብካ ይኸፈልካ ሰልጠነ ሓወይ አጀኻ አምላክ ይሓግዝካ
SelTsene hawena bmntay eye kgelxeka ab hiwteka mulue knet yhabka maarey❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
Edmen tinan yhabka seltene habibi
Agoky eza goualy kulu kehalf eyu selten hawena kea bety tegbro zeleka sebuk tegbaratka fetary meise betesbka ybarka 🙏🙏🙏❤
kemaka zbele yebzhalna zhawey thank you 🙏🙏🙏
God bless protect you and your family you’re a great human being 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ብሓቂ ዓብዪ ሰብ ብዓል ንፁህ ህልና እግዚአብሔር አምላኽ ዓስብኻ ይኽፈልካ ወዲነይ ፀሃይቱ ሓፍትና እዉን አምላኽ ምስ አቦኺ የራኽብኪ አይዞኺ ክብረተይ
ናይ በሓቂ ብፈጣሪ ርኸቦ ተፈታዊ ዝፍቶ ታሪኽ ትገድፍ ኣለኻ።
ሰልጠነ ሐወይ ብደቅኻ ተሐጎስ ዕድመን ጥዒናን የሃብካ ክቡር ሐውና
አምላክ ብዝወፀ ይተክአልኩም ሰልጣነ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓሰብኩም ካብ እግዛብሄር ርኸብዎ ልህዝብና ሰላም የውርደልና 🤲🤲🤲
እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይሃብካ ሰልጠነ ሓውና ኣቦ ሰላም፣ኣቦ ፍቅሪ ዒድመን ጢዒናን ይሃብካ ወድነይ ማዓረይ💊💊💊💓💓💓💖💖💖💖
ብሓቂ ብዓል ጽሩይ ሕልና ሰብ
እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ክብር ሓውና ሰልጠነ
AMENNNNNNN
ሰልጠነ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓስብኻ ሰናይ ታሪኽካ እዩ
ሰልጠነ ኣምላክ ጸጋኡ የብዛሓዮ ። ኣጀኻ ቀጽል ንቅድሚት ኣብ ገንኻ ኣሎና ህግድፋውያንን እዞም ሓገዝ ኣይንደልን ዝብሉ ሓደ ሓደ ተጋሩ ኢና ባሃልትን ኣይትገደስሎም ሽይጣን ሰናይ ዝገብር እንተሪኡ ይሓርርን የዕለብጥን እዞም ሰናይ ግብሪ ዝጸሉኡ ካኣ ካብ ሽይጣን ዘፍሊ የብሎምን እ።ሞ ንሽይጣን ንድያብሎስን ዕድል ኣይትሃብ ስለዚ በቲ ጽቡቅ ግብሪ ሕስካዮ ዘለኻ ቀጽል ንቅድሚት ዝዓርከይ
ሰልጠነ ለባም ሰብ እዚ ሰናይግብርኻ ካብፈጣሪ ርከቦ.ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ
መርሐባ፡ሰልጠነ፡ክብሎ፡ዝደሊ፡ንባዓልቲ፡ቢትካ፡እውን፡ዓቢ፡ምስጋና፡ይብጻሐያ፡ኣብ፡ጎንካ፡ኾይና፡ዓቢ፡ቓልሲ፡ተካይድ፡ዘላ፡ምስምሉእ፡በተሰብካ፡ኣምላክ፡ይሐግዝካ።❤❤❤❤❤
አምልክ ይሓልኩም ሰልጠነ ሓወይ ናይ ብሓቂ ለባማት ኢኩም
AMENNNNNNN
ሰልጠነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ የቀንየልና 🙏🙏🙏
ብምድንጋዩ ንዓይ ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ ስልጡን ሓወይ ንቲ ሰናይ ተግባርካ መግለፂ ቃላት የብለይን ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ
thank you ሰልጠነ ገባዘሪ ሰነናይ 🙏🙏🙏🙏🙏👩❤️💋👩👩❤️💋👩👩❤️💋👩👍👍👍✅✅
seltena you are amazing guy❤ God bless you 🙏 & family 👪 members
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና ሥልጣን ወናኒ ምሉእ ልቦና ይግበርካ እግዛብሔር ኣነ ዘሐጉሰኒ ውህብቶ ዘይ ኮነስ እቲ ሰብኣውነትካን ንፍቅሪ ምዝማርካ ኣብነታዊ ምካንካ እዩ ምክንያቱ እምበር ውህብት እቲ ዘለቅሕን ዝርሕርሕን ብፁእ እዩ ኣብታ ነቀዝን ሰራቅን ዘይረክባ ሰማያዊት እዮርሳለም ተፃሒፋ ስለ ዝፀንሐካ ቀፅለሉ ናይ ሰብ ሕማቅ ዘረባ ብዘየገድስ
Thank you seletne betami xbuk srha eyu God bless you 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
ከማካ ዝበለ የለን እንተ ኢልና ምግናን ዎይ ምልምማፅ ኣይ ኮነን ፈጣሪ ይሓልካ ዝሓወይ 🙏🥰🥰🥰🥰🥰
ህዝበይ እግዚአብሔር መውፅኢ ይፍጠረልካ ልዕሊ ዕድሚኦም ዝሓሰቡ ህፃናት እግዚአብሔር አፃውዮ ይፍጠረልኩም ዕሸላት ትግራይ 🙏💔💔💔💔💛❤️
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብዝወፀ ይተከአልኩም እግዚአብሔር አምላክ
እዲመን ጥዕና ይምነየልኻ ዝሐወይ ታይሞ ክብለኻ!!!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጻማኻ ካብ እግዝኣብሄር ርኸቦ
Seltene, you did a magnificent job!!! BRAVO! Thank you for your good example!!!
ሰልጠነ ሓውና የቀንየልና ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ርከቦ
ወሊድካ ላአክ
ብሓቂ ሰብ ሰልጠነ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ሓሳብካ ኩሉ መግለፂ ስኢነሉ እ/ር ይሓልካ
AMENNNNNNN
ሰልተነ በሓኪ ክሓልፍ ዩ ኣጆካ
ሰሊጠነ ክብር ሐውና ክፍእ አይትርከብ ዚረገፅካየ ለምለም ዚተዛረብካየ ቀለም ይግበረልካ ☝️☝️☝️⛑⛑⛑🙏🙏🙏🙏🙏🙏✍️✍️✍️✍️✍️👍👍👍👍👍👍
ሰልጠነ ሓወይ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናንን ኣብዚሑ ይሓብካ። ብሩሕ መፃኢ ተስፋ ዘለዎ መስተዋዓሊት ለባም ጓልና ኢያ። ኣምላክ የዕቢኺ ዛጓለይ 🙏🙏🙏🙏🙏
ዝሃበአ እዚዲ ይሃቦ ዕድመኩም ይንዋሕ ሰልነአ ኣሓወይ
Edmen tenan yhabka fetari tebarek
ብሓቂ ሰልጠነ ሓወይ ዓብይ ሰብ እግዚኣብሔር ዓስብኻ ክኸፍለካ እዩ ኣጆኻ በርትዕ
What a blessing guy. Keep shining Seltene.
ኣነ ውን ኣብቲ ኢንተርቪው ዝገበረትሉ ሰልጠነ ዝባሃል ይሕግዘኒ እዩ ዘይምባላ ቂር ኢሉኒ እንተ ዘይተጋግየ ውን ኣይዘከረትካን ዳርጋ ሓገዝ ከም ዘይተገበረላ እያ ትዛረብ ኔራ
ብዝያዳ ግን ክትስሕቕ ምስ ራኣኹዋ ደስ እዩ ኢሉኒ ከመይ ዝበለት ቆላዓ እያ ወደይ ኣዲኣ ታኣክል ተፈልያታ ክንድዚ ጽንዓት ኣነ ምዕባይ ምዕባይኪ እየ ዝኸውን ንስኺ ካባይ ክትማሃሪ እዩ ዝግባኣኪ ግን በንጻሩ ኣነ ካባኺ ጽንዓት ሓቦ ተስፋ ኮታ ኩሉ ነገር ተማሂረ💓💓💓💓 ንበርለይ እንቃዕ ሳሓቂ ራኣኹ ንስኺ ምስ ሳሓቂ ኣነ ነቢዐ ሲዒሩኒ በቃ😭😭
ብዝኾነ ንህዝቢ ትግራይ ከም ናትኪ ጽንዓት ይሃቦ ውድቀት ንዓመጽቲ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
ተፈታዊ ኣቦ ጽጉማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘውጻእካዮ ይተካኣልካ።
Seltene hawna egziabihar amlak xegaeu yebzehelka zhawey newih edme yhabka xega amlak ab zuraka ynber amen amen amen 🙏 🙌 👏
ሰልጠነ ተባዕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰልጠነ ዝሓወይ ❤
❤❤❤
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ሰልጠነ ሓወይ ሓገዝካ ኣይፈለየና💪❤❤
ሰልጠነ ስምከ ከመ ግብርከ እጹብ ውእቱ እግዚአብሔር ይሓግዝካ ዝሓወይ ዓስብካ ካብ እግዚአብሔር እዩ ብእግዚአብሔር ርከቦ
ብሓቂ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትሕዝቶካ ይሰስን♥️
ናይ ባሐቂ ልብካ ዝትንክፍ ታሪክ😢
ሰልጠነ ፈጣሪ ኣብ ዙርያካ ይኩን ሰላምን ፍቅርን ይምነየልካ
ክብረት ይሃብካ ሓውና ኣምላኽ መልኡ ይተከአልካ🙏🙏🙏🙏
Teftawi jigna edmen tienan yhabka fetari 🙏🙏🙏🙏🙏
ስልጡን ሓወይ ብሉጽ ወዲ-ህዝቢ ሃፍታም ብሕልና በል እስከ ካብ ፈጣሪ ርኸቦ ዝሓወይ💖
Seltene hawey nay behaki xnue abo wexat betom hadehade ntegray zeyweklu sditat tegaru keytedhalka bexruy lebka tehgez zeleka edlen tenan fekrin seiten mes familka yehabka fetari🙏🙏🙏 behaki kalat yehaxreni eu naka nekegelx akmi yebleyn 😍😍😍 Kabel tegray ❤💛
ወይ ሰልጠነ ትገርም ኢኻ ኣብ ዚ ዘበን 21 ክፍለ ዘመን እዚ
ከምዚ ዓይነት ኣታሓሳስባ ምህላውኻ
ዕድል እዩ ወይድማ ጸሎት ወለዲ ክኸውን
አለዎ።👍