"ድልየቱ ምስ ፈፀመ ኣብ ቤት መደቀሲ ደርብዩኒ ከይዱ!"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 165

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ 2 วันที่ผ่านมา +29

    ብጣዕሚ እየ ለድንቀካ አብ ዝተጸገሙ ሰባት አትኪርካ ሰለ ትሰርሕ ዛሓወይ በርትዕ❤
    ንሓፍትና ለ እግዚአብሔር ይሓግዛ😢

  • @alugaltigray2248
    @alugaltigray2248 วันที่ผ่านมา +9

    ዘም ተጋደልቲ ግን ታይ እዮም ኾይኖም ካብ ዝኹሉ ሓዊ ተሪፈምስ ውላድ ዝኽሕዱ 😢😢ኣጆኺ ዛሕፍተይ ሲሳይ ዕድመ ይሃብኻ ዝሓወይ 👑

    • @TayeTessema-cs5lr
      @TayeTessema-cs5lr 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@alugaltigray2248 ኣብቲ ዝነበርዎ ተትነብር ምተረዳእኻዮ ነይርካ ። ኹናት ጓይላ ኣይኮነን። ተዘይሞይትካ ኣእምሮኻ ዝሕምስ እዩ ። ኣይትፍረዶም ግዳስ እቲ መንግስቲ ዝኽእሎ ሕክምና ኽገብረሎም ኩልና ተጋሩ ብሓደ ዓሲልና ዝፍወስሉ ንእለም ።
      ሓደ ኽልተ ብዝገበርዎ በደል ድማ ኹሎም ተጋደልቲ ኣይንወንጅል ።

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 วันที่ผ่านมา +9

    ❤❤❤ኣታ ጀግና ጋዚጠኛ አጀኪ ማዓረይ😢😢እመብርሃን ምሳኪ ትኹን

  • @user-mf7hb6fd4n
    @user-mf7hb6fd4n 2 วันที่ผ่านมา +11

    ገለን ብማይ ገለን ሰኣን ማይ
    ሰብ ዊላድ ሴኢኑ ፍቆዶ ማጸሎት ይከይድ፡ገለ ውላድ ይነጽግ😢

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 วันที่ผ่านมา +11

    ክቡር ሓዉና በርትዕ ብሓቂ ኣብ እተመሓላልፎ መደብካ ዝነኣድ እዩ ቀጽለሉ
    ክብርቲ ሓፍትና እዉን ኣጆኪ እመ ብርሃን ብሰላም ተጋላግልኪ ኣየ ሰብ ግን ክከፍእ ናይ ሎሚ ወለዶ የሕዝን

  • @rvhdfy6794
    @rvhdfy6794 2 วันที่ผ่านมา +20

    ብሃቀውታ ዝፅበዮ ጋዜጠኛ ሲስ ተባረኽ 🙏🙏🙏ስታምር ደሞ 🥰🥰

  • @SmerahMhamd
    @SmerahMhamd วันที่ผ่านมา +3

    ኣጆኪ ሓፍተይ መዓረይ መራሕኪ ትሃብኪ ድንግል ማርያም ኣየ ናይ ኣወዳት ነገር

  • @HritZeru
    @HritZeru วันที่ผ่านมา +4

    ብጣዕሚ ኢና ነድንቀካ ፀግዒ ፅጉማት ኢካ ቀፅለሉ❤❤❤❤

  • @SamsonWOLDEMARIAM-lj5ll
    @SamsonWOLDEMARIAM-lj5ll วันที่ผ่านมา +2

    Thanks!

  • @Hriti-g1y
    @Hriti-g1y วันที่ผ่านมา +2

    ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ሓብተይ መዓረይ ኹሉ ነገር ንጽቡቅኪ እዩ ኣጆኵ❤❤❤❤❤❤።

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 วันที่ผ่านมา +1

    ሸኾረይ ፈተናኪ ንፅቡቅኪ ይግበሮ እግዚአብሔር ✝️🙏🙏🙏

  • @sara.s-ni7jo
    @sara.s-ni7jo 2 วันที่ผ่านมา +8

    እህህህህ ለይስማዕ ለየለ tdf ኾይንኻ ሃምዝይ ኣይጽበን ነይረ ክሰምዕ 😢😢 ላብልብኻ ተመለስ ዝሓወይ ዝሓለፍካዮ ዘክርሞ ኣምልክካ ኣመስግን ብጾትኻ ኣብቅድሚ ዓይንኻ ክወድቑ ከለዉ ዘክር ላብ ልብኻ ይመልስኻ
    ሳርየ ኣጆኺ ጠንካራ ኢኺ ሕይወት ፈተና ስለልኾነት እመብርሃነይ ብሰላም ትምጻኺ ቅዱስ ሩፋኤል ምሳኺ ይኹን

    • @TigrayTigraway-p3x
      @TigrayTigraway-p3x 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ዉቃ ይከዉን ፀገም ናይ ኣሙሮ ሽግር ዘለዎ እዩ ዝመስል ከምቲ ገልፆ ዘላ ፀባይዩ

  • @ትርሓስሓጎስ-ዠ9ሠ
    @ትርሓስሓጎስ-ዠ9ሠ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤

  • @letushmis
    @letushmis วันที่ผ่านมา +1

    በዓል ፁሩይ ሕልና ጋዜጠኛ ሲስ ተባረኽ ኣጆኻ በርትዕ❤❤❤

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 วันที่ผ่านมา +1

    ስስየ መዓረይ ክብሪ ኣለና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰 እወ ይፈልጣ እየ ኣሰይ ፅሪቲ ዕደመን ጥዕናን ይሃበኪ እግዚአብሔር ❤❤❤

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሽሻይ ወረስ በዓል ሕልና ሓወይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray วันที่ผ่านมา +2

    መዓረይ ኣጆኪ ዝሓፍተይ እመብርሃን ብሰላም ትገላግልኪ😢 ከመይ ዝበለ ድፉን ርእሲ እዩ ካብዝኩሉ ተሪፉስ ከምዙይ ክገብር ዓሕሕ

  • @malataregawe8730
    @malataregawe8730 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ምቅርተይ❤❤❤

  • @ሳሪየድንግልማርያምልጅ
    @ሳሪየድንግልማርያምልጅ 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣምላኽ ይሓግዝኪ ማዓረይ እመብርሃን ምሳኺ ትኹን🙏❤️❤️❤️

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 2 วันที่ผ่านมา +7

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ሰብ እዩ ስዲ ዝኩሉ ካብ ክንደይ ሓዊ ወፅዩ ከምዚ ክገብር በዓለገ😢😢

    • @Dejentdf
      @Dejentdf วันที่ผ่านมา

      ከይፋለጥ ኣይትነገር ኣይትፍረድ ሓቂ ባዓላ ክትወፅ እያ

  • @سلامهسلامه-ش2م
    @سلامهسلامه-ش2م 2 วันที่ผ่านมา +4

    እመብርሃን ምሳኪ ትኩን ፅሪተይ😢

  • @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ
    @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሰላም ውለዲ
    ኣደዋና ማርያም ትርዳእኪ ዛሓፍተይ

  • @HsanAhmad-o7m
    @HsanAhmad-o7m 2 วันที่ผ่านมา +3

    እመብርሃን ምሳኪ ይኹን ማዓረይ😢😢😢😢

  • @AaAa-r4x5f
    @AaAa-r4x5f 2 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕብሩ እንኳዕ ኣብፀሐና

  • @RomiSweet
    @RomiSweet 2 วันที่ผ่านมา +6

    እወይ ጓልነይ አጀኪ ዝያዳይ ናይ ጓል መከራ ምብዝሑ ደሞ ትዝገርም ተጋዳላይ አረ ታይ እና ንኮን ዘለና አየ ትግራይ ዓዳይ ከባይ መፀ ዝኩሉጭካኔ ደቅኪ ታይ ይኮኑ አለዉ😢😢😢😢😢😢😢

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን፫ እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ክቡር ሓውና ኤንካዕ ዳሓን መፃእካ❤🎉🎉
    እና ክብርቲ ሓፍተይ ኣጆኪ ብጣዕሚ ኢኪ ጠንካራ ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ❤
    እቲ ሓውና ውን ከምዝሰማዕናዮ ተጋዳላይ እዩ ነይሩ ካብኡ ውን ውቁዕ እዩ ትብለኪ እና ዙሓውና ውን ምስቲ ዘለዎ ኩነታት ናይ ኣእምሮ ጭንቀት እዩ ዝመስል መጀመርታ ሕራይ ኣጆኪ ኢልኒ ኢልኪ ፀኒሐ ድማ ኣይፈልጥን ኢልኒ ኢልኪ እሱ ውን ፅዕንቶ ኣለዎ ይመስል

  • @ርግኣትጋልተዋህዶ-ጨ4ዸ
    @ርግኣትጋልተዋህዶ-ጨ4ዸ 2 วันที่ผ่านมา +2

    አምላክ ይመስገን ኣሜን እንካዕ አሕቢሩ ኣብጸሐና, አምላክ ብርተዓ ይሃብኪ ክብረተይ 🥰🥰

  • @GalFisahe
    @GalFisahe วันที่ผ่านมา

    ድንግል ማርያም ብሰላም ታጋላግልኺ ሓፍተይ🙏💖

  • @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ
    @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ วันที่ผ่านมา +1

    ኣምላክ ኣቦይ 😢
    ሓፍተይ ናተይ እመብርሃን ምሳኪ ትኩን🙏

  • @KasoaKkasooa
    @KasoaKkasooa วันที่ผ่านมา +1

    ድንግል ማርየም ብሰላም ታጋላግልኺ

  • @hagosatesfamichael6839
    @hagosatesfamichael6839 วันที่ผ่านมา +2

    መራሒኣ ቆልዓ ይወለድ ኣጆኺ ዛጋለይ❤

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 2 วันที่ผ่านมา +3

    አማብርሃን አነይ ምሳኺ ቲኹን ማዓረይ😢😢

  • @ReF-x5l
    @ReF-x5l 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ እየ ዘዱነቀካ ሲሳይ ወረስ ኸምዚኣን ዝበላ ኣሕዋትና ኣብ ጎነን ስለ ዝኾንኻ ጠንካራ ልበ ብርሃን ዝሓፍተይ❤❤❤

  • @filimonmilash8775
    @filimonmilash8775 2 วันที่ผ่านมา +7

    እፍፍፍ ኣፍተይ ጋል እነይ ኣጀኺ ሞራል ግበሪ ክንሕግዘኪ ኢና ❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልማርያምኪሓ-ሠ3ሠ
    @ጋልማርያምኪሓ-ሠ3ሠ วันที่ผ่านมา

    ቅድስቲ ድግል ማርያም ምሳኪ ቱኩን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MegaSofiamia
    @MegaSofiamia 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሐወይ መአረይ ስልኪ እድሕር ሐሊዋ ፀሐፉሉና!

  • @gebreyohannestekle
    @gebreyohannestekle วันที่ผ่านมา +1

    እግዚኣብሔር ልኹሉ መፍትሒ ይገብር እዩሞ ልዛሓፍትናለ ክንዲ ዓይና ኮይኑ ልመርሓን ልከናኸናን ጥዑይ ቖልዓ ክትወልድ ይምነ፤ እልትኽእሉ በይዛኹም ሓግዙዋ። ሹሻይ ወረስለ ፅቡቅ ተግባር ትሰርሕ ኣለኻሞ እግዚኣብሔር ፅቡቅ ይሃብኻ።

  • @VmnMnb
    @VmnMnb วันที่ผ่านมา

    ሓፍተይ ናተይ እመብርሃን ምሳኺ ትኹን 🙏🙏🙏🥺🥺😥😥😥

  • @fidleytube
    @fidleytube วันที่ผ่านมา

    ማዓርተይ አምላክ ምክንያት ይህልው ነዚ ቆልዓ ንክትወሌዲ አላይኺ ይግበሮ 🙏

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ መዓረይ 🙏🙏🙏

  • @TeameTeame-gq9nh
    @TeameTeame-gq9nh วันที่ผ่านมา

    ኣጀኪ ማዓረይ ብውላድኪ ክትሕጎሲ እኪ❤

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኺ ሳራ ሓፍተይ ኩሉና ክንሕግዘኪ ኢና🙏

  • @genet3442
    @genet3442 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሲስ ሓወይ ተባረክ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤መደባትካ ብጣዕሚ እዩ ፁቡቅ❤❤❤❤😢ማዓረይ

  • @ኣቤዕባይራያ
    @ኣቤዕባይራያ 2 วันที่ผ่านมา

    ድንግል ማርያም ብሰላም ታጋላግልኺ ማዓረይ🤲❤

  • @MaryamFkr
    @MaryamFkr 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማዓረይ ኣጀኺ😢🙏

  • @monalizatesfay8001
    @monalizatesfay8001 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ውላድ ፅቡቅ እዩ ይምራሓ ካማን🎉

  • @عليمحمد-ت1ض9ف
    @عليمحمد-ت1ض9ف วันที่ผ่านมา

    እመብርሃን ምሳኺ ትክን❤❤❤

  • @RfdffHhfdd-iz5hi
    @RfdffHhfdd-iz5hi 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አጀኪ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr วันที่ผ่านมา +1

    አታ ሽሻይ ለባም እናበልኩኻስ ዘገርም ነገር ሰሚዐልካ ። "ሓፍትኺ ክትርኢ ትኽእል ዲያ" ? ኢልክ ጠይካያ
    ብጣዕሚ ዘደንግፅ። ምርኣይ እኮ ፍልጠት ኣይኮነን ። ተፈጥሮ እምበር ። ትርኢ ድያ ክትጥይቓ ነይሩካ ። ዳሓን ናይ መልሓስ ምግማይ ይመስለኒ እሞ ብይቕሬታ ክሓልፈካ። ከልኣይ ከምዙይ ዓይነት ጌጋ ከይትጋገ።
    ንምዃኑ እኖኻ ሪኢኻየን ዶ ? ሪኢኻየን ትኸውንሞ ናፉቐተን ኣውፂኤን ይኾና ኢለ ይምነ ። ኣይዞኺ ሳራ ሓፍተይ ፈጣሪ ይሓልኺ

    • @wyjci5558
      @wyjci5558 วันที่ผ่านมา

      Leserh seb eko yegage eyu

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ 2 วันที่ผ่านมา

    ፈጣር ብርሃን ይሃዊኺ ካፈጣር ዝሳኣኖ የለንዋ👏🥰🥰🥰

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi 2 วันที่ผ่านมา

    ፍጣር ምሰኪ ይኩኑ ዛሓፍተይ አጀኪ❤🎉🙏

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 2 วันที่ผ่านมา

    ገለን ብማይ ገለን ሰኣን ማይ ሰብ ዊላድ ሴአኑ ፍቆዶ ሴኢኑ ማጰሎት ይከይድ ገለ ውላዶ ይነጵግ😢😢😢😢

  • @ggcf1371
    @ggcf1371 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መዓረይ❤

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe วันที่ผ่านมา

    ማዓረይ ❤

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf 2 วันที่ผ่านมา

    ድንግል ማርያሞ ብሰላሞ ታጋላግልኺ ዝያዳይ❤❤❤❤❤

  • @ክንዱሽ
    @ክንዱሽ วันที่ผ่านมา

    እሜታችን ምሳኪ ትኩን ዛሓፍተይ

  • @mulukidane3798
    @mulukidane3798 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢😢 ab tigray ezi kulu awalid be tigraway eyen teamixen Eritreaw amixena keytibla ab tigray zelo gude 😢

  • @TtanTtan-k9j
    @TtanTtan-k9j 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣይ ፈጣሪ ምሳኽ ይኹን ሓፊተይ

  • @SaraSara-l8e
    @SaraSara-l8e 2 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen🙏🙏🙏

  • @SamiGhidey
    @SamiGhidey วันที่ผ่านมา

    ኣንታ ኣብዛ ክልል ዝስማዕ ዛንታስ ፍሉይ ኢዩ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @SamrawitAsefaw-s8u
    @SamrawitAsefaw-s8u 2 วันที่ผ่านมา

    ፕሎት ሎሚ ጹቡቕ ስራሕ ሰሪሕካ ገድሊ ገድሊ ግደፎ ከምዚኤን ዝተወጸዓ እንተ ኣቕሪብካልና ክንተሓጋገዝ ኢና ኣጆኺ ሓፍተይ

  • @SalamHh-q2g
    @SalamHh-q2g 2 วันที่ผ่านมา +2

    ዉይ ሓፍተይ ብንኡሽተኣ ኣሪጋ 😔😢

  • @AzuYemane-c4z
    @AzuYemane-c4z 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈጣር ምሳኺ ይኹን ንፅቡቅኺ እዩ ኣጆኺ

  • @tesgeg6055
    @tesgeg6055 2 วันที่ผ่านมา +2

    ክትሓዞ አለዎ ባዓለገ ብሓቂ

    • @Dejentdf
      @Dejentdf วันที่ผ่านมา

      ከይፈለጥካ ኣይትፍረድ ባሓቂ

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 2 วันที่ผ่านมา

    እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ሓፍተይ ማዓረይ አጅኪ😢😢😢😢😢

  • @bishkashamanuel5134
    @bishkashamanuel5134 2 วันที่ผ่านมา +1

    አይዞሽ የኔ እህት ❤ ከጎንሽ ነኝ

  • @ጓልአላጀ
    @ጓልአላጀ วันที่ผ่านมา

    ፈጣሪሚሳኺይኹን❤❤❤

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray วันที่ผ่านมา +2

    ከማይዶ ትግረሙ ትህልው ታኮይኑዶ ድሕሪ ኩናት ጨካናት ተፈጢሮ ወዮም ጎሮባብትና ጭካነኦም ሓዲገምዎ ድዮም ከይዶም

    • @hagerabraham962
      @hagerabraham962 วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkkk nabra nabra kedemkum. eza chiwa hagereyn (Eritrea) hizbin adi jigninet., hiwinet, fikri mikbibar adi xinat adi SEMAETAT EYA.
      Adi limena ,zumut , Amex, kihdet, tilmet, sirki biabiu ka fekirka sireka miftah gin gorobetan tegarwani bahlawi chewetakum u.
      Ezi yakleka keytwared lemani .eza miskin hafti adia lemina yebiata, nisa ka hiji lemina tinaber kafaekum meram mhashekum.

  • @Nhgghi654
    @Nhgghi654 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይ ኣታ ክንደይ ባዕለገ ሰብ እዩ ዞሎ😢😢😢😢

  • @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ
    @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ วันที่ผ่านมา

    ምቅርተይ❤❤❤

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 2 วันที่ผ่านมา

    ማየ ጸሎት ተሓጸቢ ሓገዝቲ እንተረኺብኪ ካብ መሓዙትኪ ወይ ኣዴታት
    እመ ብርሃን ብሰላም ትምጻእኪ።

  • @mhretgebru8657
    @mhretgebru8657 วันที่ผ่านมา

    Maryam Ayrefeda ms weda msaki tkun ❤❤❤

  • @GoodBirGood-bm3ek
    @GoodBirGood-bm3ek 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዋይይ ሓፍተይ 🥲 በዓለገ ስብ ይኡ

  • @gideyhaile5183
    @gideyhaile5183 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሺሺይ ሐወይ ❤❤

  • @dwdfdwrf7117
    @dwdfdwrf7117 2 วันที่ผ่านมา

    እህህ 😢እንበይተዋይ❤❤❤❤

  • @ወዲትግርኛ
    @ወዲትግርኛ 2 วันที่ผ่านมา +6

    አህ ቦግ በል እሞ ኸኣ ንፍትሕን ንመሰልን ዝቃለስ ተጋዳላይ ዝነበረ እቶም መራሕቲ ኢና ዝብሉ ትግራይ ዝሕሙሱ ዘለዉ እውን ከምዙይ ኢዮም ዓመጽቲ ክንሶም ንፍትሒ ኢና ንመርሕ ይብሉ ዓመጽቲ በዚሖም

  • @LieltiyGirmay
    @LieltiyGirmay วันที่ผ่านมา

    Tebareki

  • @ShalomHier
    @ShalomHier วันที่ผ่านมา

    I wish someone can help her to be accountable for what he did 😢

  • @MigbeyKidane
    @MigbeyKidane 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤maerey

  • @Slam-zh3no
    @Slam-zh3no วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😥😥😥

  • @ZenewuZenewu
    @ZenewuZenewu 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢

  • @سلامسلام-ث5ط6ج
    @سلامسلام-ث5ط6ج 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢

  • @ርግኣትጋልተዋህዶ-ጨ4ዸ
    @ርግኣትጋልተዋህዶ-ጨ4ዸ 2 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ሎሚ ዘሎና ወለዶ ታይ ወሪዱና 😢

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @bahavtime5073
    @bahavtime5073 2 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️😢

  • @HajiiGadhii
    @HajiiGadhii วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤😢😢

  • @LuwamAfewerki-uy8hg
    @LuwamAfewerki-uy8hg 2 วันที่ผ่านมา

    Fetari mesaki yekun

  • @ጋልትግራይ-መ7ፐ
    @ጋልትግራይ-መ7ፐ 2 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢❤❤

  • @Shook160
    @Shook160 2 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😓😓😓😓😢😢😢😢😢

  • @hxhjjr2557
    @hxhjjr2557 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ
    @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @SamsonWOLDEMARIAM-lj5ll
    @SamsonWOLDEMARIAM-lj5ll วันที่ผ่านมา

    Qslo brother

  • @shewithaile207
    @shewithaile207 วันที่ผ่านมา

    Nay bhaki lbi u zrei awedat gn kemey zbele hlna u zelewom ba Egzabiher yhagzki adey maryam bselam yegelagleki ajoki zhaftey

  • @zewdichannel27
    @zewdichannel27 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤😢😢😢

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 2 วันที่ผ่านมา +1

    😢🤲🤲🙏🙏

  • @fatimaMohammed-c7c
    @fatimaMohammed-c7c 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @TtTt-jp4
    @TtTt-jp4 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢💔