Egziabhier ymesgen bmegedki geru sle zimeharena. Naki kea edmen tienan yhabki, tsegu yebzhalki.I got your book 📖, btaemi eye tehagus, amlak ymesgen. I wish everyone could get it, and if it can be translate to English for those who grow up in America and Europe. I am Looking forward for part 2 kem fkad Amlak.Egziabhier selamu yewrdelna,ab tselotki Tatious elki zekirni zihaftey.🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ሓዳሽ መዝሙር
th-cam.com/video/TxXOeXQlDlo/w-d-xo.html
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen
እሜን ቃል ሂወት የስምዐና ንስናይ ክንስርሕን ክንጥምትን ሐይሊ ድንግል አዴና ማርያም ምስኩልና ይኩን አሜን
ቃለ ሂወት የስማዐልና ክብርቲ ሐፍተይ እግዜብሄር አምላክ ፀግኡ የብዛሐልኪ አብ ፀሎትኪ ዘክርና
#ሳኣን_ነዚ_ምፍላጥ_ክንደይ_ሓዳር_ፈሩሱ'ሎ::
1 ብዝኾነ ምኽንያት ኣብ ልዕሊ ሰብኣይኪ ብዓውታ ኣይትመልስሉ ።ምክንያቱ ዓው ዓው ምባል ምልክት ንዕቀት እዩ እሞ ብህድኣት ድኣ ተዛረብዮ ። ምሳ 15፥1
2 ናይ ሰብኣይኪ ድኻም ነዕርኹቱ ንስድራቤትኪ ኣይትዛረቢ ሚስጥረኛ ኩኒ ። ተመሊሱ ከይጎድኣኪ ንዓኺ ሕማቅ ነገር ኣይትዝርኢ ። ኤፈ 5፥12
3 ቁጥዕቲ ሓያል ሰብ ኣይትኹኒ ልእምቲ ኩኑ ። ጓል ጽባቔኣ ኣብ ትሕትና እዩ ትሕት በል ብፍላይ ንሰብኣይኪ ኣይትዳፈርዮ ።ምሳ 15፥13
4 ንሰብኣይኪ ምስ ካልኦት ኣወዳት ኣይተወዳድሪዮ ከምኡ ብምግባርኪ ፍቅሩ ክዝሕል ኣብ ልዕሌኺ ትገብርዮ ኣሎኺ ።
5 ሰብኣይኪ ኣፍቂሩኪ እዩ ተመርዒኪ እሞ ጓል ትገብሮ ነገር ግበሪ ።ሓላፍነትኪ ተዋጽኢ ዘፍ 2፥24
6 ባዶ ኢዱ ክመጸኪ ከሎ ንገዛ ኣይትውቀስዮ ኣበራትዕዮ ኣብ ስእነቱ ኣለኹልካ በልዮ ብጥቕሚ ኣይኩን ርክብኪ ።
7 ደኪሙ ዘምጽኦ ገንዘብ መጻወቲ ኣይትግበርዮ ሕለይሉ ለባም ኩኒ ምስተን ዓያሹ ኣይትዓሽዊ ንሳተን ገንዘብ ምሓዝ ዘይክእላ ክኾና ስለ ዝክእላ ከምአን ኣይትኹኒ ኣዋህልሊ ።
8 ግብረ ስጋ ክደሊ ከሎ ሓሚመ ደኺመ እናበልኪ ኣይትኽእልዮ ። ሰብኣይ ብከብዱን ብስምዒቱን ጸወታ ኣይፈልጥን እዩ ። ብተደጋጋሚ ትከልእዮ እንተ ኮይንኪ ናብ ካልኦት ኣዋልድ ክኸይድ ኢኪ ማዕጾ ትከፍትሉ ዘለኺ ። ማሃልይ 7 ፥12
9 ንሰብኣይኪ ኣብ ኣደባባይ ኣይትመልስሉ ። ንሱ ዋላ ተጋግዩ ከምኡ እንተ ገበረ ንስኺ ጓል ስለ ዝኾንኪ ኣብ ልብኺ ምዕቋር ተለማመዲ ። ምኽንያቱ ዓሻ ሰብይቲ ብገዛእ ኢዳ ቤታ ተፍርሶ ስለ ዝብል ከምተን ዓያሹ ኣይትኹኒ ። ለባም ሰበይቲ ንነገራት ኣብ ልባ እያ ትገብሮ ።ምስ ሰብኣያ ክትተሃላለኽ ኣይትነብርን እያ ። ምሳ 31፥23
10 ንሰብኣይኪ ኣብ ቅድሚ ደቅኺ ኣይትቋየቕዮ ። ለባም ሰበይቲ ከምዚ ኣይትገብርን እያ ።እቶም ቆልዑ ንኣቡኦም ክንዕቅዎ ኢኪ ትዕድምዮም ዘሎኺ እሞ መስተውዓሊት ኩኒ። ኤፈ 4፥31
#ኣብ_ቀጻሊ_ድማ_ንደቂተባዕትዮ_ምኽሪ
ሒዝና ክንመጽእ ኢና።
ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር ሓወይ ጸግኡ የብዘሐልኪ አሜን3
Beavo qale hewet ysmalna kbur haw
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
ሰላም ኣምላክ ምሰ ኩልና ይኩን ክብረተይ
ልበይ ወስድክዮ
ፍቅርኪ ጥዕመዮ
ሕልናይ ሰልብክዮ
ሂወተይ ኣመቅርክዮ
ኣእምሮይ ኣቅሲንክዮ
ሂወትኪ ፈትየዮ
መቀረትኪ መሪፀዮ
ትዕግስትኪ ኣደኒቀዮ
ላዛኪ መችይኒ
ገለባ በልኒ ተመሰገን ኣምላኸይ
ንዓኪ ዝሃበኒ ይኸበር ይመስገን
ልኡል እግዚአብሔር ኣምላክና
ብሓቂ ቃል ሰናይ ይሰመዐልና
ፀጉኡን በረኸቱን ይብዛሓልኪ
Kbri yhabki zhaftey 🙏🙏
ሰላም ሰላም፡ህዝቢ ክርስትያን ኣብ ዘለኩሞ ሰላምኩም ይብዝሓለይ ነዛ ናተይ ጽህፍቲ ተንቡቡ ዘልኩም ኣዲን ቅድስቲ ማሪያም ታህልወኩም ናበልኩ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም፡ሳቭክራብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይሓተኩም ።
ቃለ ሂወት የስምዓልና ብርኽቲ ሓፍተይ ቡእነት ዝገርም ትምህርቲ እዩ ጸግኡ የብዝሓልኪ
ቃል ሂወቱ የስምዓልና ብጥዓሚ ኢዩ ሩፍታ ዝስምዓኒ አዚ ናትኪ ክሰምዕ ከለኹ መስቀለ ክርስቶስ ሓፍተይ
እግዚኣብሔር ቃለ ሂወት የስምዓና ክብርቲ ሓፍተይ ኣብ ጸሎትኪ ክኣ ዘክርና
አዝጋቢሀር ዘስተዉዕል ልቢ ይዕድለና ....ብምሕረቱ ይጠምተና ....ኩሉኩም የሕዋተይ ብሰም ቕድስቲ ድንግል ማርያም ኣብ ጸለትኩም ዘኩርኒ ...ሓጥያተይ በዚሑ ሎምስ ንስሓ ሰልችዩኒ ...ሓፍቲኩም ምልእተጸጋ፡😭😭😭
ኮኮበ ክርስቶስ ሓፍተይ በጃኺ ኩሉ ግዜ ምጽና ኣነ ጌና ሓዳር ኣይገበርኩን ግን ብዙሕ እየ ዝመሃር ካብዚ መደብኪ ኣምላኽ ይመስገን
ነዚ ዘሎ መንእሰይ ካባይ ጀሚርካ ከኣ ገለ ምኽሪ ሃብና በጃኺ 🙏🙏🙏
አሜን አሜን እሜን እግዚአብሔር አሞለኽና ክብርን ምስጋናን ይኩኖኦ፡ቃል ህወት ይስማዓናእ ፡ስለ'ቲ ካብ ስማያት ስማያዊ ቃሊካን፡መግብካን፡ንድሕነት ደቂካ ቃል ኪዳንካ አንብርካሊና፡ ንዓና ንድኩማት ባሮትካ ተመስገን ተመስገን ተመስገን ስል ኩልኡ ነገር፡
መድሃኔ አለም ኢየሱስ ክርስቶስ ዕድመን ጥዕናን፡ጽጉኡን ጥበብን ይሃብኪ ዝሓብተይ።
ኩልኺ ምድሪ ንእግዚአብሔር ዕልል በሊ።ንእግዚአብሔር ብሓግስ ተገዝእዎ፡ አብ ቅድሚኡ ብዕልልታ ምጹኡ።ንሱ ፈጠረና ባዕላትና አይኮንናን፡ንሕናስ ሕዝቡን አባጊዑን መጓስኡን እና። አብ ደጌታቱ ብምስጋና አብ ዓጽዱ'ውን ብውዳሴ እተዉ።አመስግንዎ ስሙ ኸአ ባርኹ። እግዚአብሔር ስናይ እዩ እም ጸጋኡ ንዘለዓለም፡እሞነቱ ኸአ ንውሉድ ውሕድ ይነብር አሜን አሜን አሜን 💒✝️🙏🥰
ፈጣሪ ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር እግዚኣቢሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ። ኣብ ጸሎትኪ ዘክርኒ
እግዛብሔር ቃለ ህይወት የስምዐልና ምቅርተይ እግዛብሔር ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኪ 🙏 ንኣየይ ደካማ ጋሉ እውን ኸማኺ ዘስተውዕል ልቦና ክህበኒ ፀልይለይ😭😭
እግዚአብሔር ይመስገን ክብርቲ ሓፍተይ
ታዓዲልኪ ክብርቲ ሓፍተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ
እግዛቢሃር ይመስገን ፀጉኡ የብዝሐልኺ ክብርተይ🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር ይመስገን ነዚ ዝገበረ
ቅድስና ቦታ ኣይፈልንዩ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልና ንኩልና ህዝበ ክርስትያን
Amen Amen Amen
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክብርቲ ሓብትና አግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኪ ይባርክ ኣሜን
_ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላኽ ዝሓፍተይ_
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስትውዓል ይዓድለና🤲🙇♀️
Amen (3) qalehiwetu yesimialina
Tebareki habtey wellcam. Kebri ን Egzabeher adey mariam mes weda 🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤
Keberti habetey Egzabher amelak xegeu ybexahlki ayni lebonana ykfetlena
ኣሜን(3) ኮከብ ክርስቶስ የቀንየልና ክብረት ይሃበልና ዓቢ ትምህርቲ ኣምላክ ምስትዉዓል ይዓድለና ጸሎት መፍትሒ ናይ ኩሉ እዩ ግን ህዝበ ክርስቲያን ኣብ ጸሎት ዛሕቲልና ኣለና
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher kebrati galna nay agelgulet zebnki egizabher yebarki edmen teinan yehabki egizabher
Egziabiher amlak ymesgen ab lsan haftna hadirka sle zmeharkana zgesetskana bmhretka ykre belelnaa
Weladit melekot nana dkuman dekki degfna Amen
ሰም እግዚአብሔር ይመሰገን እዚ ቃል ሰለ ዘሰመዕልናብቻ🤲
እግዚኣብሄር ይመስገን
ነዚ ሙቑር ምኽሪ ዘስመዐኒ።
ቃለ ሂወት የስማዓና፤ ኣ'ቤቱ የንብረልና እግዚኣብሄር። ኣሜን
Egziabhier ymesgen!!! Xegu ybzegalki kbrti hafteyyy,!!!! Nezi zsemee Aemro yadlena!!!!
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ክብረተይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ክብርተይ ኣይትጥፍእና 🤲♥️♥️♥️♥️
Qali hiweti yesmalina kibrti hafitey tsegu yebzeheliki Amilak
Kale hiwet yesmealna kibrti haftina kokobe kirstos Temesgen medihne Alem aboy sile kulu
Amen Amen Amen 🙏 kale hiwet yesmaalna kbrti haftna Dngle MARIYAM bselam timsaeki.
ሰላምኪ ይብዛሕ ክብርቲ ሓፈተይ ተመስገን ነዚ ቃል ክሰምዕ ዝፈቀድካለይ ናዓይ ድክምቲ ሓፈትኩም እውን ኣብፆሎትኩም ዘኩሩኒ
ሰላምኪ ይብዛሕ ክብርቲ ሃፍተይ ከሃተኪ ደልየ ምስ ይቅረትኡ በየን ክረክበኪ
ኮኾብ ኽርስቶስ ሓፍተይ ናይ ብሓቒ ጠቓሚ ዝኾነ ምዓዳ ተካፍልና ዘለኪ ፡ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይወስኪ ።ፍቃድ እግዜኣቤሄር እንተ ኮይኑ ክረክበኪ ምደለኩ ካብታ ዘላትኪ ግዜ።Thank you
Egzabher yimesghen nezi zesmana simu yibarek edmen tinane yhabki zhaftey
Egzabher yemsgen ...
Amaladitey Mamaeyey Maryamey haderaki nabana neboie ...
Amen amen amen qale hiwet yesmealna xegu yebzhaki fetari kbrti hafti
ኣሜን እግዚኣብሔር ይመስገን፣ጸጊኡ የብዛሓልኪ ኮኾበ ክርስቶስ ሓፍቲና።
ተመስገን ኣምላክ ስለ ቃላትካ ልብና ክፈተልና
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምክሪ ብከመይ ትርከቢ ክብርቲ ሓፍትና ገጠመኝ 23 ብመምህር ተስፍይ ኢልና ነዳምፅ ዘይንፈልጣ ከምኡ ኢልና ነዳምፅ
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሠላምኪ ይብዛሕ ፍፁም ብክርስቶስ ሠላም ቃል ህይወት የሥመአልና ክብርተይይይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ 🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር ይመስገን 🌻🌾🥀🌹😘❤️🕯🙏✝️🙏🕯❤️😘🌹🥀🌾🌻
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡ የብዘሐልኪ ዓኒ ሉቦናና ዉን ይክፈተልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እንቋዕ ንስላም ምጻኪ ከብርቲይ ኮኾብ ክርስቶስ ጸግኡ በረኸቱ የስማዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸሎትኪ ዘክርኒ ክብርቲ ሓፍተይ
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaelna
ሰላም ክብርቲ ሃብትና ጸግኡ ይብዝሃልኪ ቃለ ሂወት የስምኺ.
ኣምላህ ዓይኒ ልብናና ይክፈተልና. ጌጋ ኣብ ኩሉ ይህሉ ይኸውን ግና ናይ ብዙሓት ይሕዋትና ስምዒታት ዘይ መንግስቲዩ ዝኽልበና ትባሃል ሕማም ኣለወን. እቲ ቃል ኪዳን ብዋጋ ገንዘብ ዲዩ ዝግመት ጽባሕ ንህተትሉ ኣብ ቅድሚ ኣምላህ እንታይ ይኸውን? ሓደራ በዛ ሓላፊት ዓለም ናይ ዘለኣለም መንግስቲ ሰማያትና ኣይንኽሰር መጽወቲ ሰጣን ኣይንኹን .
ጸሓፍለይ ብተልፎን ክንዘራረብ ተምኩሮ ምኮነ ናይ ጊለይ ዘጋጥምኒ ጉዳይ ስለዘሎ.
ከም ፍቃድ እዝጋብሄር.
Egziabher yemesgen kale hiwet yesmealna
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ
Amen amen amen
amen amen amen qale hiwet yesmalna kbrti haftey xegiu yebzhalki neana dma zestewel aine lbona yehabena
haftey natey kbretey xibuq hasab eu haqena zereba edimen tienan yihabk fetar ver ver Good Good ver thanks❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Temesgenka fetari sle qdus qalka Temesgenki adey halaley dngley
Temesgen Amlakey
Qale hiwet yesmaelna xegu yebzhalki brktey haftey mearey. Egziabhier amlak bhaden klten yzareb 🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤🏫🏫🏫 ab tselottki zekrni haftey
ኣሜን ኣሜን አሜን
Aseyyy zhaftey qalehiwt ysmalma Egzabher xeguau yebzhalki ablbna yehdro bmtay krekbeki ykelgn
ቃል ህይወት ያሰምዐልና ኩቡረቲ ሓፈቲና ኮኾበ ኩሩሰቶሰ አና አን ድኹመቲ ሓፈቲኺ አታ ዝፀሓፈኪየ መፀሓፍ ደለየ ነይረ አበይ ከረኸባ
Selam Egziabhier msakum ykun yehwatey abey adi alekum knsedelkum
አብ ዓዲ ዓርቢ አየ ዘለኹ ይካአል ድዩ ኩቡራተይ
Ab kereba gize ksdedelkum zhaftey
አሸ
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምኪ ይብዛሕ
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ደስ ክብለካ ምስ ሂወተይ ዝተአሳሰረ 💝
🙏
qale Hiwet Yesmwalna Za habtey Xegu yebzhalki Eske 🙏
ቃል ሂወት የስመዐልና እግዛብሄር ኣምላክ ልቦናና ይክፈተልና ኣሜን(3)❤❤
0..
@@tekleabtewelde1350 ????
Amen amen amen egziabiher yimesgen xegu yebzihalki kbrti haftey akaelo yhabena aqili mis tiegsti
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣን
Amen amen amen ❤️🙏
ሰላምኪ የብዘሐ ብክርሰቶስ👏👏👏 ክብርተይ ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዕና ሓፍና ❤❤❤❤
Egziabiher Amlak ymesgen brkti haftey btaemi des zebl lbka zeresrs bejaki eba kulu gize mxna nnafkeki alena aytdenguy bejaki
Kbri negziabhier ykun kbrti haftna
Amen kal hiewt ysmalna ❤❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምታኪ ይብዛሕ
ሰላሙ ይላእከልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብፆሎትኪ ሕሰብኒ ከኮቦ ክርስቶስ ሓፍትና ፆሎት እመብርሃን ኣይፈለይኪ/ና
Egziabhier ymesgen bmegedki geru sle zimeharena. Naki kea edmen tienan yhabki, tsegu yebzhalki.I got your book 📖, btaemi eye tehagus, amlak ymesgen. I wish everyone could get it, and if it can be translate to English for those who grow up in America and Europe. I am Looking forward for part 2 kem fkad Amlak.Egziabhier selamu yewrdelna,ab tselotki Tatious elki zekirni zihaftey.🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen Qale hiwet yesmaalna
ኣምላክ ይመስገን
😊🙏🙏🤗
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዝሓብተይ፡ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዛሓሌኪ🙏
Amen kal heiwt yasmalna ezgabher amalk xage yabzahlki nan mestwalu yahabna fatary kelu alam
ቃል ሂወት ይሰምዓልና ሓፍተይ በጃኪ ሓፍተይ ቀጻሊ አንተ ትመጽናስ ጽብቅ ነይሩ ክንደይ አይ ክባኪ ተማሂረ
qal hiwet yesmalna kbrti haftna ezgabhier xegu yebzahalki
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስጋና ይብፃሓዮ ፀጋኡ የብዛሓልኺ 🙏🙏🙏💜💜💜
Amen(3) Egzabher ymesgen nay bhaki kal Egzabher smieka aytsigebn eyu zsmenayo ab libna yhedro haftena kea tsgeu ybzhalki ⛪🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna habtey weane eye betami eye zeftwa ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️✝️⛪🙏♥️♥️♥️♥️
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡርተይ ኾኾብ ክርስቶስ
ክብርት አሐዊተይ በኾኾብ ክርስቶስ ሓፈትና ዝተፃሐፈት መፅሐፈ ናበ ሱዕዲ ዓረብ ተዘረጊሓዶ ክብርት ኣሐዊተይ ሐብርና ስደረ ልዕል እግዚአብሔር አምላክ
Ab kereba gize tesebeya ktzrgah iya zenehwatey
@@yordaogb691እሺ ኣፋጥንዎ❤
Amen Amen Amen qale hiwat yasemalena
Egzabiheir ymesgen kbrti haftey selamki ybzah kokobe krstos. Kal hiwet yesmalna.
Egzebihir Aemlak ykber ymesgen xeguhu yebzhelki zhebtey
Amlak tseguau yebzahlki kbrti haftey
ተመስገንካ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኣሜን 3
Amen amen amen qal hiwet ysmalna kbrti haftena egziabher xegue ybzhalki 🙏🙏🙏
Kbrti haftey egzabher xegeu yebzahalkum.negzeitne dingle Mariam Ms weda zeamene zhafere yelen
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
Amen Amen Amen💞✝️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💒
Kale hiwett yesmalna
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋአብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኪ እግዚአብሔር አምላክ ክብርቲ ሓፍትና አሜን፫
Amen amen amen qalehiwet yesmalna 🙏🙏🙏❤
Kale hiwet yesmalna kbrti haftey🙏🙏🙏
Amen kale hiwet yesmalna kokob kristos habtey egzbiher tsegu yebzhalka wesekna begky .ab xelotky zekriny .
Egziabhir yemsegen
Kbrn msgana nluaul Amlak ykun🙏🙏🙏
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kal hiwet yesmeana kokob krstos haftey egzabiher amlak xegue yebzhalki neay ndkmti haftiki ab xeloti zekrni 🙏🙏🙏
Haaaaa des zibel timhrti amlak yehagzki amlak bi fikadu yemrehana🙏