ዘይተነግረ'ምበር ዘይተገብረ የለን ሰበይቱ ካብ ወዲ ሓወቦኡ ምስ ወለደት ዳኒኤል ዝወሰዶ ስጉምቲ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 239

  • @user-ur4zk9tk8j
    @user-ur4zk9tk8j 4 ปีที่แล้ว +15

    ከምዚ ዓይነት ሰባት ኣብ ሕብረተሰብና ምህላዎም ተምስገን ዘየብል ኣይኮነን ናብሓቂ ፍትሓዊ ጹኑዕ ብዓል መትካ ሰብ ዩ ኢለ ዝገልጾ ነዚ ኩቡር ሓውና !!

    • @habenawet5103
      @habenawet5103 4 ปีที่แล้ว

      Ane kiaminnn aykekunnnn haqi kibl aykekunnnn gudi

  • @DaniDani-bh3hr
    @DaniDani-bh3hr ปีที่แล้ว

    ውኣኣውው ኣምላክ ፍቅሮም ይባርከሎም ካብ ምባል ሲ ዝበሃል የለኒ ናይ ብሓቂ ዓለም ብዙሕ መሰናክል ኣለዋ

  • @Capi_semi_tone9674
    @Capi_semi_tone9674 4 ปีที่แล้ว +7

    ኡፍ ሰሚዐ ምጽጋብ ስኢነያ ኣይትኣምኑንን ክልተ ግዜ ደጊመ ሰሚዐያ ኣቤት ልቦና እቲ ዘጋጠማ ሓደ ፈጣሪ እዩ ዝፈልጦሞ ገባሪ ክፉእን ንነብሱ ገባር ጽቡቅ ንነብሱ ከመይ ክብሪ ተዓደል ንማክዳ ክብሪ ሂብካ ሓቀኛ ፍቅሪ ከምዘሎ ኣርኢኻያን ኣርኢኻናን ኢኻ ከማኻ ይብዝሑ ዳኒ ሓወይ ብፈጣሪ ክበር።

    • @user-ty6bx8ge9p
      @user-ty6bx8ge9p 4 ปีที่แล้ว

      ኣለካ ድካ ንስካ ከ ኣነ በኣካ ክጭነቅ ናበይ ከይዱ እናበልኩ ለከ ንስካ ኣብ የቱብ ገዛ መስሪትካ

    • @Capi_semi_tone9674
      @Capi_semi_tone9674 4 ปีที่แล้ว

      @@user-ty6bx8ge9p ኣለኹ ወዲ መሬተይ በዚ እንድየ ዓሪደ ህቅ ሃልወለይ ደኣ ስከ ጽግዕ በለኒ ከለልየካ

  • @amanfreta9814
    @amanfreta9814 4 ปีที่แล้ว +8

    ንዳንኤል ብጣሚ የደንቆ ናይ አምላክ ምሕረቱን ኪዳኑን ምሱኡ ይኩን፡

  • @nahomtekeste9714
    @nahomtekeste9714 4 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ዳኒ ሓወይ እንሀራ ዓለም ብላዕ ብሱል ይእምሮ ትውንን ሰብ ኢኻ ሞ ኣምላኽ ጸጋ ጥዕና የብዝሓልካ

  • @luildebas1587
    @luildebas1587 4 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ናይ ባሓቂ ለባም ሰብ ኢዩ።ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ብዘይሓሰቦኦ ብዙሕ ዘገም ኢዩ ዘጋንፈን ግን ንዘጋጠመን ጸገም ዝርዳኣለን ስብ የለን። ዘዋርደን ዝጽለንን ግን ቡዙሕ ኢዩ ሰለዚ ኢየን ከኣ ካብውርደትን ተነጽሎን ዝኸፍእ የለን ኢለን ሞት ይሓይሽ ብምባል ሂወተን ዘሕልፋ።ሰለዚ በጃካትኩም ጸገመን ንረዳኣለን ናብ ጌጋ ውሳኔ ኣይንትሃወኽ።

  • @kahsaihaile6285
    @kahsaihaile6285 4 ปีที่แล้ว +7

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ ውሳኔ።እግዚኣብሔር ምሕረት ይሃቦ።

  • @AmanBrhan5844
    @AmanBrhan5844 4 ปีที่แล้ว +3

    ናይበሓቒ ከምዚ ዓይነት ውሳነ ክትውስን ፈጣሪ ባዕሉ ሓይሊ ይሃብ ንወዲሰብ ብሰናይ ነገር ከም ትስዕሮ ካብዚ ንላዕሊ መረጋገጺ የለን። ዓቕሚ ጋለንሰይቲ ምፍላጥ ኣገዳሲ ኢዩ መክንያቱ ወዲ ንጋለንሰይቲ ዘጋግያ ይበዝሕ Thanks Zarawian መደባትኩም ጽቡቕ።

    • @almazmedhanye9481
      @almazmedhanye9481 4 ปีที่แล้ว

      It is fear God bless you very good choice

  • @user-wr8kn6gg9o
    @user-wr8kn6gg9o 4 ปีที่แล้ว +8

    ዝበልዖ እንጀራ ኣለዎ እዝግኣቢሆር ሓዳሩ ይባርኸሉ ።

  • @user-xf3je7sf6j
    @user-xf3je7sf6j 4 ปีที่แล้ว +4

    Wawwww gele aynet nay bahaqi 100% lubona nayzi wedi qudus qnat aqenini fqrukum ymelalkum fetari 💌💌💌🙏🙏🙏👈

  • @user-kh6jm6fg4r
    @user-kh6jm6fg4r 4 ปีที่แล้ว +6

    ዳኒኤል ሓውና እንቃዕ ከምቲ ምሕረት ኣምላክ ዝእዝዘልና ንስካ ወን ባዓልቲ ቤትካ ምሓረት ኣዘዝካላ ኣምልክ ዝፈትዎ ተግባር ኢካ ገርካ ንሰላም ናብ ባዓልቲ ቤትካን ደቅካን ይጸንብርካ

  • @mizanhagos425
    @mizanhagos425 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውውውውው ዝገርም እዩ ብጣዕሚ ሓቀኛ ፍቅር እንድሕር አሎ ዘይሽነፍ የለን ዝበሃልሲ ከምዚ ለባም ሰብ ክርከብ እንተሎ እዩ ተብረክ በደላ ዝረዳኣካላ ፍቅርኩም ይሰስንንንንን ይሕዋት አይፈላሊኩም ነፍፍፍፍፍፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏

  • @user-eh4lf8rr2v
    @user-eh4lf8rr2v 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣንታ እዘን ኣብ ስደት ዘለና ኣዋልድ ባዕልና ነወናውኖም ጸኒሕና ኣሚጾንኒ ንብል፣ ኣብ እስራአል ዝፈልጠን ክንደይ ኣለዋ ከይተዓመጻ ካብ ካልእ ዝወልዳ ፣ ንሰብኣየን ገዲፈን ደገ ዝሓድራ ፣ ማሓዛይ ኔራትኒ ደገ ክትሓድር ተደልያ ፈሊጣ ብዘይጠቅም ትብኣሶ ሞ ዝኮረየት መሲላ ትሓድር ክበዝሕ ክበዝሕ 2 ቆሎት ወሊዶም ተፈላልዮም፣ ሕጂ ዕንደርኣ ምስ ወድአት ብሰባት ክትልምን ጦቅ ኢላ ፣ ስለዚ ኣትን ሓዳር ዘይብልክን ምስ ተመራዕክን ሰጥ ለበጥ ኢልክን ኪዳ ፣እቶም ኣወዳት ሰብኡት ሰቡኡት ጭነው ማለት ሰብይትካ ትኣክል ብዘይፍቃድካ ደገ ተሓዲራ በታ ዝሓደረታ ኣፉንውዋ ብልቢ ስጋቦይ ገጽ ዝብሃል ኣይትሃቡና ትርር በሉልና ከም ኣዴታትና ክንከውን ፣ ኣቱም ኣወዳት ሰብኣይ ዘለዋ እንታይ ያ ክትጠቅመኩም ቡዙሕ ትፍትኑና ናይ ወለድና ባህርያት ዘይብልኩም

    • @samitekle1442
      @samitekle1442 4 ปีที่แล้ว

      LEBAM ZEREBA

    • @TheKubromn
      @TheKubromn 4 ปีที่แล้ว

      Waw abay tmhrti eya hatna kemaki ybzeha

    • @henokgeremeskel8798
      @henokgeremeskel8798 4 ปีที่แล้ว +1

      እንጀራ ዓለም ብልዒ ንሱዩ እቲ ሓቂ ድማ እንተዘይ ተመርዒኪስ ከመኣ ጌረ ምሓዝኩኪ ኔረ

  • @lemlemberhe6316
    @lemlemberhe6316 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላኽ ኣማኺርዎ ንዝወሰዶ ውሳኔ

  • @user-gz9wf3yw3h
    @user-gz9wf3yw3h 4 ปีที่แล้ว

    ልቦናኻ ርእዩ፡ ኣምላኽ ሂወትካ ሰናይ ይግበሮ ዳኒኤል። ከማኻ ይብዝሑ።

  • @fgfbghhh5779
    @fgfbghhh5779 4 ปีที่แล้ว

    ብጣእሚ ጽቡቅቲ ዛንታ

  • @berihuembaye7210
    @berihuembaye7210 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ታኣምር ዝኮነ ውሳነ ተባዕ መንእሰይ ናይብሓቂ ትብዓት ትሓትት ውሳነ

  • @atakltielias
    @atakltielias 4 ปีที่แล้ว +1

    Wow wow wow congratulations Great one Dani Egr mis afqaritkan deqikan bselam yxembirkum👍

  • @milihabte901
    @milihabte901 4 ปีที่แล้ว

    Kemzi eilu shguru mgar tray arefti rekibu yhlu beal ane keaa ktamno zezegm zanta akirna nnebr alena 1 gena bnuausey kkewn kelo 2 fkrawi hiwetey ktamno zexegm kab fetawyey halweni aber nxelaeis fetirka eika betri dyou zbele abraham afewerki nskum keaa znead srah tserhu alekum kexlwo🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤👏

  • @menkem_cr7998
    @menkem_cr7998 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaki des zibil wsane eiu I am so happy for dani boy God bless your family bro ente eti gebari ekey gin amlak baelu ykre ybelelka

  • @user-dg4fl7nq2g
    @user-dg4fl7nq2g 4 ปีที่แล้ว +10

    Wowww sefih libona zmelo wsane kemziom si ybzihulna dea

  • @titimikal9885
    @titimikal9885 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ናይ ስነልባና ደለዋ ዛንታ።ካብ ቡሱሉ ጥረ ድዩ ድብሃል።ኣብ ቡዙሓት ደቂኣንስትዮ ብሰንኪ ስደደት ቡዙሕ ሽግራት ኣጋጢሙ ዩ።ነዚ ጸገም ድርደኣለን የለን፥ወዲተባዕታይ ዳርጋ ድበዝሑ ኣብቲ ድከድዋ ይዘሩ ኢዪም።ናይ ጛል ነገር ግን ሓንቲ ግዜ ምስ ትስሕት ቡዙሕ ጸገማት ኢዩ ደወርዳ ስለዚ ከምዚ ናይዚ ሓውና ድሩዱኡ ክንደይ ሚኢታዊት ኢዮም ሩዱእ ኢዩ 'ሞ ከምዚ ገርኩም መንሰያት ከብ ንኩፉኡ ንጽቡቅ ክሕስቡ ብምሃርኩምን፥ምልባምኩንን ሉዑል ምስጋናይ ይብጻሕኩም።ኣስመሮም ምስ መሳርሕትካ።

  • @mirafokbatsion9175
    @mirafokbatsion9175 4 ปีที่แล้ว

    Egzabhier amlak hadariekum ybark nay behaki des zebl sierah eu Dani hawona tebarek senay

  • @ghccvgfd2592
    @ghccvgfd2592 4 ปีที่แล้ว +35

    ዳኒ ዝወሰኖ ወሳነ ናይ ለባማትን ሓቅን ወሳነ እዩ ።ናይ በሓቂ ለባም ሰብ እቲ ሓቂ ንሱ እዩ።። ምክንያቱ ብዘይ ድሌታን ሓሳባን ስለ ዝተዓመጸት ጌጋ የብላን። ካብ መጀመርታ በይና ስለ ዝነበረት ወዲ ኣየድለይን ኔሩ። ምክንያቱ ንዝብኢ ኣጣል ጓሲ ኣይትብሎን ኢኻ። ንሱ እውን ዳኒ ጌግኡ ኣሪሙ ይቅረ ምባሉ ናይ ለባማት ሰሪሑ። ኩቡራት መንእሰያተ ካብ ናይ ዳኒ ውሳነ ንምሃር።ኣምላክ ሓዳርኩም የማሙቆ። የቄንየልና ዛራውያነ እዚ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ርእሲ ንዘለዎ በርትዑ ማራ ኣድኒቀኩም ብእተቅርብዎ መደብ ተኸታተልኩም ማሳዋ ካብ እስራኤል።GBU! !!

    • @zielundaufgabe210
      @zielundaufgabe210 4 ปีที่แล้ว +5

      ከማካን ከም ዳኒኤልን ለባማት የብዝሓዮ

    • @ghccvgfd2592
      @ghccvgfd2592 4 ปีที่แล้ว +4

      @@zielundaufgabe210 ክብረት ይሃበለይ!!! ኩቡር ስብ መጠነ ነብሱ ይኽብረካ !! ካብቲ ጭዋ ህዝቢ ኤረትራ ናትኩም ወሲደ GBU! !!

    • @user-rj8rn1eg3r
      @user-rj8rn1eg3r 4 ปีที่แล้ว +2

      ብሓቂ ለባም ።ዓለምና ለባማት ኣብዝወሓድዏ ጊዜ ላባም ከምዚ ክትሰምዕ ኮሎካ ንብስካ እናተፈለጥካ ትሕጎስ

    • @ghccvgfd2592
      @ghccvgfd2592 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-rj8rn1eg3r ክብረት ይሃበለይ ኩቡር ሰብ መጠነ ነብሱ ይኽብረካ። ከምኡ እዩ ጽብቅ እቲ ኩቡር ባህልና ዘዕበይና ።እተን ኩቡርት ኣሓትና ሽግረን ንረዳኣለን!!! ስለ እቲ ኩብር ምቅሉል መልስኻ ብልቢ የመስግን! !!!!

    • @user-rj8rn1eg3r
      @user-rj8rn1eg3r 4 ปีที่แล้ว +2

      @@ghccvgfd2592 ከምቲ ዝበልካዮ ኢዩ ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ ይክብረካ
      ባህልና ዘዕበየና ንዓና መለለይና ኢዩ
      ባህልና፡ክንዕቅብ ኣለና ኣሕዋትና ድማ ኣብ ሽግረን ደው ክንብል ኣለና ምስኤን

  • @rishanablel5892
    @rishanablel5892 4 ปีที่แล้ว

    Betami fthena seb agzabiher ab godnkum ykun 🙏🏼

  • @rimbiniam3805
    @rimbiniam3805 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር ሓዳርኩም ይባርኮ።

  • @pokerlamu8202
    @pokerlamu8202 4 ปีที่แล้ว

    Wawa nay bhaki anbesa hdget mgbar naka eihyo zhawey amlak ab zkedkayo yknaeka 👍😍

  • @tesfithiyab2846
    @tesfithiyab2846 4 ปีที่แล้ว

    Wawww btaemi Xbuk nay bhaqi seb eiyu egzabiher ybarka

  • @binilove8069
    @binilove8069 4 ปีที่แล้ว +11

    ሰብኣውነት ዝመለኦ ውሳኔ ሰብን፡ ኣምላክን ይፈትዎ።

  • @dekiweldemicheal9579
    @dekiweldemicheal9579 4 ปีที่แล้ว +3

    Btami zhezn gn kea zhegus zanta ,nabrakum amlak ybareko

  • @haftisem2712
    @haftisem2712 4 ปีที่แล้ว

    Wooooo be amlak rkebo dani shikor 👏 & kemaka ybzhu 👍👍👍👍❤

  • @yohannesteshome219
    @yohannesteshome219 4 ปีที่แล้ว

    Thanks ma bra

  • @adonaimattiw8737
    @adonaimattiw8737 4 ปีที่แล้ว

    My favourite channel. Keep it!

  • @tekiaandebrhan7209
    @tekiaandebrhan7209 4 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ nay bahqi daniel wedi amlak eyu bahaqi ksab mewedaeta fetari amlak wetru ab zurom ykun

  • @user-md9li1xf3p
    @user-md9li1xf3p 5 หลายเดือนก่อน

    Asey amlak fkrukum yebzhalkum dani hawey

  • @tesfalemnegash3528
    @tesfalemnegash3528 4 ปีที่แล้ว

    I like it your channel keep ,God bless you

  • @senitkefali9735
    @senitkefali9735 4 ปีที่แล้ว

    Btami des zibil eyu egzabhr yhagzom Egzabher hayal eyu👏👏👏

  • @tekleababraham151
    @tekleababraham151 4 ปีที่แล้ว +2

    That’s what makes him a real man 👨😍

  • @tesman5836
    @tesman5836 4 ปีที่แล้ว +16

    ዋ ደይ ምዒረይ ዛ ወዲ ተባዕ ውሳኔ ከብድኻ ይሓማምሰካ ይእክለካ. ማሺ ኣዲዎስ እንደገና ከም ዕያሉ ክሽፍትሮ. በል ኩሉ ማሺ ይበልካ

  • @brhanekidane2927
    @brhanekidane2927 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋው ማሃሪ ዝኾነ ዛንታ ኣነ ከም ናይ ዳኒ ኣይምገብርኩን ብድቅርናይ ኣብ ሕማቅ ውሳነ ምውደቅኩ ሕጂ ግን ካብናይ ዳኒ ተማህረ ክምናይ ዳኒ ምገብርኩ።

    • @NOnonon89325
      @NOnonon89325 4 ปีที่แล้ว

      ዘዓበካዮ ሕብረተሰብ እካዩ ከም ሚሂርካ

    • @brhanekidane2927
      @brhanekidane2927 4 ปีที่แล้ว

      @@NOnonon89325 በጅኻ እለኪ ብዝሕ ጽብቅ ኣለና ብሃሊ ከሙኡ ካኣ ብዝሕ ሕማቅ ብሃሊ ኣለና ሕጂ ግን ብዝኦም ጆጋኑ መምህራን ናይ 21 ክፍሊ ዘመን ወሎዶ ገነት ኤደን ክንመልሳ እና ይብል ኣሎኹ እዝኣ ምድሪ ምሕረት ፍቅሪ እዩ ዝምዓርጋ ዝጽብቀላ።

  • @user-lf5zr9ho4o
    @user-lf5zr9ho4o 4 ปีที่แล้ว

    Smart boy dani👏👏👏 & makda win zbdeloto yblan b/c tamixa eya

  • @beatyshikor3180
    @beatyshikor3180 4 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwww kubur haw ezi zekrebkalna thzto bmejemerja kenemesgna nfetu ente makdan danieln gin nay bhaki tkiklena fkurat mukanom kab medemdemta kinrdae kielna eti mntaysi daniel baelu slezefkedelu sebeytu bedel kemzeybla kirdae mkalun ndaniel kibrn msganan eyu zgbeo naybehaki hayaln lebamn menesey kemakas shih ykunulna enkae nab betka temeleska edmen teanan dma yhabkum

  • @yohannesteshome219
    @yohannesteshome219 4 ปีที่แล้ว

    Shukuren lak ya Aki

  • @user-vx2qv7gy5i
    @user-vx2qv7gy5i 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwewwwwwwwwww temesgen amlak tium zesmeakani

  • @letinaalemseged392
    @letinaalemseged392 4 ปีที่แล้ว

    Mercii

  • @yohanneshagos8470
    @yohanneshagos8470 4 ปีที่แล้ว +1

    What a Godly heart has him!

  • @lulaweldeabgebremichael6256
    @lulaweldeabgebremichael6256 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawww ab edmey nmejemerta gze wedi hdget kgebr ysemea aleku zigerm eyu nay baki belih eyu xega amlak msakum ykun 😘😘🇪🇷👌👌

    • @medhaniebeyene9258
      @medhaniebeyene9258 4 ปีที่แล้ว

      lula weldeab gebremichael
      Beliii Ane kea hdget awedattt kwskekiii eyeee hade arkey nziue Temie nbelo mis lwam tbhal gal Adu berkinettt enebru neberu likie kem Dani dma nsdettt wexiue lilana ab Sina eyu kisab Hiji xbuk rkib alonaaa neta Arku atniswa wexiue Gal dma tebekoru Guezo fkromm nsu ab Israel nsa dma ab Eri ekxlu neberu nsdet kewxia enda hasebe dma dey hadebo sema sebeytka Kab kalie wedi tenisa n Canada process kigebrela medeb sle znebero lbu tekolifaaa mis ezia ente kexillaaa kindeyyy zelefaaa arki mezanu xkti sdra biettt meattt shigrrr ab ewanu nieru koynuuu gn bekaaa Bselam trah tgalagel enber Ane ay gedfan eyeee mis wladaaa kwesdaaa eyeee ebl nieru koynu gn gal muwutt tegalagilaaa bdhriuee Ethio eyetwia mis Galu sebeytu Canadaaa wesidwaaa nblekiii ezi bhxrrr dbeleee eyuuu abzi Nay 2 amettt dnebere kurkusss owww kebiddd eyu Hiji ab Canada des debl hadarrr emerging alewuuu

  • @Yibra55
    @Yibra55 4 ปีที่แล้ว

    Good job men..

  • @rimnarim7820
    @rimnarim7820 4 ปีที่แล้ว

    Woooooo fetarye ybarkhhh

  • @fevenfeshaye9941
    @fevenfeshaye9941 4 ปีที่แล้ว

    Nay bhake labme eyu ezy wedi man alo kamu zekabr abzye sate🌹

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue5389 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome

  • @azmarino8710
    @azmarino8710 4 ปีที่แล้ว

    Gud eyu gn behaki lbona zelwo menesey. Egzieabher hiwetkum ybarkelkum.

  • @robimhrteb7529
    @robimhrteb7529 4 ปีที่แล้ว +4

    እሞ ኣብዚ ዓለም ሰብ ኣሎ ማለት ዩ እዚ ዩ ሰብ ኮይኑ ዝስማዓኒ ዳኒ ብጣዕሚ ልቦናኻ መግለጺ የብሉን ኣብ ቃልካ ክትጸንዕ ካኣ ኣምላኽ ወትሩ ኣብ ዝርያኻ ይኹን ጥራይ የ ዝብለካ ናዓኻ ወልሓደ ማዕዳ ኣየድልየካን ዩ

    • @dollasemer532
      @dollasemer532 4 ปีที่แล้ว

      You are right brother blessed you

  • @yohannesteshome219
    @yohannesteshome219 4 ปีที่แล้ว

    Ich danke dir für deine Zeit bra

  • @yohannesteshome219
    @yohannesteshome219 4 ปีที่แล้ว

    Sukria mera bhai

  • @selamgebrehiwet308
    @selamgebrehiwet308 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome mijn ❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @natnaelyemane7931
    @natnaelyemane7931 4 ปีที่แล้ว

    Wowww

  • @burhanibrahim1396
    @burhanibrahim1396 4 ปีที่แล้ว

    Amazing nic wooo

  • @helutekle7796
    @helutekle7796 4 ปีที่แล้ว

    wowowoow betami xbuk giru kidane betami lebam seb u nay behaqi

  • @mulueberhe6377
    @mulueberhe6377 4 ปีที่แล้ว +15

    እዋይ እዚኣ ሲ ከባድ ኢያ እንታይ ዓይነት ወዲ ኢዩ ኣታ ከምናይዚ ልቦና ይሃበና ኢዩ ዘብል እንበሪ እዚኣ ሲ ብኣይ ወገን እንተትኸውን ንሕምቶ ዶ ሕቶ ኣይነግረኩምን ኢየ ክክክክክክክክክ

  • @alemdeborah2226
    @alemdeborah2226 4 ปีที่แล้ว

    Wiy entay ayent seb eu gen amelake hasabe lebeka yasmrleka habibi

  • @alexyemane8958
    @alexyemane8958 4 ปีที่แล้ว

    Kulu gize endie dketateleka nay lomi gn fuluy zkone neger asmikani.aziu zgerm u nu dasemakus ms nebsey kell xenihe malet ane tezkewun ke ele bzuh hasibe beka thanks bro mhret yhabo nsu ka fetari msom ykun

  • @cr7bestblyerey863
    @cr7bestblyerey863 4 ปีที่แล้ว

    Selam ze kubur hawuna
    Kemzi aynet zegatemena alena ab mintay kenegreka yekel

  • @user-nb8uk4bp7z
    @user-nb8uk4bp7z 4 ปีที่แล้ว +4

    እቲ ናይ ዳኒኤል ዉሳነ ጥራይ ሓዲሲ እንበር እቲ ካልእ ዛታስ ኣይ ሓደሰኒን ብዙሕ ከምዚ ዘጋጠመ ስለ ዝፈልጥ

  • @samrawitgerezgihr1906
    @samrawitgerezgihr1906 4 ปีที่แล้ว

    Wawww

  • @wedifelega9212
    @wedifelega9212 4 ปีที่แล้ว

    Qnue wsane amlak fqrkum ybarko dani & makda

  • @yohannesteshome219
    @yohannesteshome219 4 ปีที่แล้ว

    Bzuh yekeneley hawey

  • @user-rx7st4yq1h
    @user-rx7st4yq1h 4 ปีที่แล้ว +4

    ዓለምና ከም ዳንኤል እንተ ዝበዝሕዋ ሰላም ምረከበት ኔራ: :

  • @ftwi9191
    @ftwi9191 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ትሕሱ ኤርትራዊ ስ ከምዚኣ ኣሎ ኣብ ኢስራኤል ብዘይ ከውን ዳጽነትወን እትረፍ ወሊዳስ ተጠርጢራ ዳታሓርደት ባእ።

  • @alemaokba4182
    @alemaokba4182 4 ปีที่แล้ว +1

    Lebam seb btami yedenkeka bwegeney

  • @arsughidey552
    @arsughidey552 4 ปีที่แล้ว

    Wowww wowww nay bhaki zegerm tarik kemay zbelwo lebam wedi eyu mhret zfelt kemaka ygberena nkulna amlak dea kem lbu ab zkedo yesltelu alo enber buruk hawi

    • @frankfurt8957
      @frankfurt8957 4 ปีที่แล้ว

      Ehi kem ney makda tahasbi aleki diki

    • @arsughidey552
      @arsughidey552 4 ปีที่แล้ว

      @@frankfurt8957 hawey buruk entay amtseo hmak zereba nsa tegagya nsu sle zeydegemo eti gega eye adnikeyo bkale aykonen mebzahtna deki sebat tebedilna ykre knbl ykebdena sle zkone

  • @roxyjones8335
    @roxyjones8335 4 ปีที่แล้ว

    👍👍👍

  • @letinaelias1917
    @letinaelias1917 4 ปีที่แล้ว

    Amlak misaka yikun tebarek kemiz zigebr semien aeyi nifeliten ena emo biteiaem maherit eya nikulina amlak megedi yeman yimirhna kabi kone zigiber silezeyle tsibuq wisana eyu!!!

  • @luelmluebrhan664
    @luelmluebrhan664 4 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww

  • @godsacrificesforus1600
    @godsacrificesforus1600 4 ปีที่แล้ว

    Ane btami eyu gerimni abzi hji ewan kemzi aynet seb alo kemti lbka ykunelka kulu beleley kdanemhret dma amaladneta ayfeleyeka bro

  • @mediduokubu1983
    @mediduokubu1983 4 ปีที่แล้ว

    Owwww my God. Ezi wedi Daniel belih seb eyu
    Amlak zterefe hadarom yemamqolom akakbo kea yfterelom ab zhaxere gize

  • @saba30519
    @saba30519 4 ปีที่แล้ว +2

    ልብወለድ ጥራይ አዩ ከምዚ ዘሎ እምላክ ምስ ስድራ በቱ ይሓውሶም

  • @selamweldu4322
    @selamweldu4322 4 ปีที่แล้ว

    Waawww nic beka meglexi yebleyn n dani

  • @yohannesteshome219
    @yohannesteshome219 4 ปีที่แล้ว

    Amesgbaleu wendmé

  • @user-yk2fu3yq4k
    @user-yk2fu3yq4k ปีที่แล้ว

    ወላሂ ሳሕ ከላም ያ ጀምዓ ትኣምር ዝኾነ ዛንታ ታንክስ ዛራ ከምዚ በጃኩም ኣምጹሉና ካብ ዓጀውጀው ናይ ቲክቶክ ?

  • @geryabraha1807
    @geryabraha1807 4 ปีที่แล้ว

    you are berilant from all the world

  • @Tobar757
    @Tobar757 4 ปีที่แล้ว

    Senef eleyo aleku

  • @hddgf4574
    @hddgf4574 4 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @abrahamybchelsea5276
    @abrahamybchelsea5276 4 ปีที่แล้ว +1

    Bhaqi Eti Amlak zerakebom seb kemzeyfelyom kab Danieal riena 🌿❤🌻👏

  • @aymenawet334
    @aymenawet334 4 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki Mhari Zkone Eiyu Dani ka Btami Nfue menesey Eika

  • @zebibkiflay1831
    @zebibkiflay1831 4 ปีที่แล้ว

    Wawww Lebam iyu zhadg nay bhaki nufu

  • @freweynihanes5171
    @freweynihanes5171 4 ปีที่แล้ว

    Nay behaqie lebam wedie

  • @berihuwelday7209
    @berihuwelday7209 4 ปีที่แล้ว

    ውሳኔኡ ዝድነቅ ኢዪ እንበር ኣብ ከምዚታት ኣጋጣሚታት ሓቂ ስለ ዘይርድኣና ኣይኮነን እንታይ ደኣ ነቲ ውሳኔ ስለ ንፈርሕ ኢዩ ።
    ኣብ ዚ ስደት ከይተረፈ ንየሕዋትና ኣብ ግዜያዊ ስሚዒት ግዳያት ክኮና ንገብረን የሕዋተን ኢና ተገልቢጥና ኣደዳ ውርደትን ከም ጠላማትን የሕዋተን ከምዘየክብራ ወሱድና ብተንጽሎን ርእሰተኣማንነትን ኣጉዲለን ከምዝሳቀያ ንገብር ።

  • @grmaybereket8019
    @grmaybereket8019 4 ปีที่แล้ว

    nay bhaqi

  • @meronmeles5602
    @meronmeles5602 4 ปีที่แล้ว +1

    Waww higus hiwet kinebir eyu

  • @mesganaasmerom
    @mesganaasmerom ปีที่แล้ว

    😍

  • @NTM01118
    @NTM01118 4 ปีที่แล้ว

    Entay eske, abzi alem tuyat sebat kem dinosaurs zxenetuyom zmesluni nerom. Gn tesfa alena maletyu. 🥰❤

  • @achubabe4063
    @achubabe4063 4 ปีที่แล้ว

    Wow zagarem zanta eu

  • @UnitedWorldLife195
    @UnitedWorldLife195 4 ปีที่แล้ว

    Wey gudddddddd

  • @filipostekleab4946
    @filipostekleab4946 4 ปีที่แล้ว

    Ya xbuk wusanie maharu mihret ktrekbu ekum eyu zbl amlak

  • @nuguse5394
    @nuguse5394 4 ปีที่แล้ว

    Eaye miskiny Dani

  • @simonsemere9926
    @simonsemere9926 4 ปีที่แล้ว

    ዋና ተወሲኑ ዝግበር የለን ።

  • @F-NG5
    @F-NG5 4 ปีที่แล้ว +3

    እዞም ትጻረፉስ ምስ ምንታይ ትቁጸሩ ንሱ ዘጋጠመ ዛንታ ይነግረኩም ኣሎ እንተክኢልኩም ሰሚዕኩም ተመሃሩ እንተዘይ ኮይኑ ርእይቶኹም ሃቡ ምጽራፍ ገይጋ እዩ

  • @yinabimengs7813
    @yinabimengs7813 4 ปีที่แล้ว

    Hanti tegagika eritrawian sdet kefakrom zeykones zekatlom mbal mhasheka

  • @yohannesteshome219
    @yohannesteshome219 4 ปีที่แล้ว

    Uo tiup éco se mon friscó la bella sùn unblansa un Eritrea Juj bi juj