Atv Asena Live - እዋናዊ ሓበሬታታት ኤርትራን ዞባናን - ጭውያን ዓፈናን ኣብ ኤርትራ ይገንን / ማእሰርቲ ሓሽፈራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 พ.ค. 2024
  • Atv Asena Live - እዋናዊ ሓበሬታታት ኤርትራን ዞባናን - ጭውያን ዓፈናን ኣብ ኤርትራ ይገንን / ማእሰርቲ ሓሽፈራይ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 16

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 20 วันที่ผ่านมา +12

    መርሓባ ኤማ ጅግና ኣይሕለሎ ብዓል ሓቦ ካብ ሓቅን ሸራን ተፈሊኻ ነቕ ከይብልካ ትሰርሕ ዘሎኻ፡ ቀጽል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ ይብዝሑ ኣምበሳ ሓውና ደው በለልና ኩርዓት ህዝቡ ከም ወትሩ።

  • @samraawatta2484
    @samraawatta2484 20 วันที่ผ่านมา +5

    አዚ ክበል ዘኽኣለኒ ካብ ዷብ ጀቡቲ ክሳብ ዷብ ሱዳን ዘሏ ህቢ ከም ዘይቁበል ትስሕቶ አይ መስለንን

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 19 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 20 วันที่ผ่านมา +4

    ኤማ ሓወይ፡ በቃ ከምዚ እናገበረስ ንጽንተትና ኢዩ ዕጣቑ ሳላ ዕሽነትናን ጭካኔናን ድማ ዘይስእኖ እዩ ዝመስል፡ ንሕናዶ ከይንልብምን ከይንሓብርን ገዛኢ ኢሳያስ ድማ ስርሑ ከይገድፍ፡ ኩሉ ባዕልና ኢና ኢሱ ብዓል ዕላማ እዩ ንሕና ግን ንጽንተትና ንሰረሕ ውጹዕስት ህዝቢ ኢና ዘሕዝንዩ።

  • @rezeneberhe818
    @rezeneberhe818 20 วันที่ผ่านมา +2

    ኤማ ጎይታ

  • @zelalemhailu4872
    @zelalemhailu4872 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @tsegaytea
    @tsegaytea 20 วันที่ผ่านมา +5

    Thank you Emma please always bring the voice of our heroes. It's very inspiring.

  • @user-rf7cs9ek4v
    @user-rf7cs9ek4v 20 วันที่ผ่านมา +1

    ኣስማቶም ኣምጳዮም ኣታ ሐሳዊ ለማኒ

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 18 วันที่ผ่านมา

    ኣማኑኤል ፍሉይ ፍጥረት ኢኻ

  • @zelalemhailu4872
    @zelalemhailu4872 19 วันที่ผ่านมา

    ፉሪሓ እግዚሄር ዘየብሉ ስርዓት ሻዕብያ?

  • @user-rk6li9oe2i
    @user-rk6li9oe2i 20 วันที่ผ่านมา +3

    💪💪💪

  • @tesfayguolay6562
    @tesfayguolay6562 20 วันที่ผ่านมา +2

    DW ዊሸታም 😁😁

  • @samraawatta2484
    @samraawatta2484 20 วันที่ผ่านมา +1

    ቅድሚ ናብ ትግራይ ምኻድካ ቡዞሕ ተስፋ ነሩና ዩ ሕጂዊን ማይ ኣይ ሓለፈን ከም ቀደምካ ክትከውን ተስፋ አሎና ንመንግስቲ ኩሉና ከምንጸልኦ ዘይ የሳሓት ከይኑ ግን ምስ ትግራይ ኮንካ አይ ኮነን

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 19 วันที่ผ่านมา

    ኤማ እቲ ገድሊ ሳክት እዩ አውፂእዎም ንበረኻ መሰረቱ ጌጋ እዩ ።
    ደርጊ ምንም አይገበሮምንንኹሎም ሻዕብያ እዩ ቐቲልዎም ዳርጋ ንኹሎም አዝማዶምን የሕዋቶምን ታይ ግዝአት ደርጊ ኖኖ ሓሶት

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 20 วันที่ผ่านมา +2

    ኣየ ኣቢ ኣሕመድ ባሕሪ ስለ ዝደለየስ ካን ክረክብ ተሃንጥዩ ውጹዕ ቆልዓዊ ዘረባ።

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 19 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤