Bereket Mengiste Ab " Bereka Adey". MANNO MANNO ya Allah. Moses Kalimu Allah begged Allah to 🌈 Rain food for his Hungry Eli-UBBAR People. Allah threw MANNO MANNO. Dan'kal waddi Arrata Ali Ahmed Igahleh Aburus Ali-Horre Eli-UBBAR
Rod stward "To love somebody". Moses had begged Allah to Rain 🌈 Food for his Eli-UBBAR people in the NEGEV desert . ELI-UBBAR meaning those who had crossed the River Hawass ( now Nile ) and the Red-sea. MANNO MANNO" was the food Allah had rained 🌈 for his Eli-UBBAR people in EXODUS in the désert of NEGEV. Afar Think-Tank Reedan-Makkaabe, Ali Ahmed Igahleh Aburus Ali-Horre Eli-UBBAR
ጽቡቅ ሕርያ ደርፊ ዑቅባጋብር!
Thank you.
ዮዲት ሓፍትና ሰምሃር ከምኡ ዉን ተስፋይ ደቂ ሳሕል ደቂ ስውኣት ክንስኹም ልዕሊ ኩሉ ሻዕብያ ክትኮኑ ዝግብኣኩም ልዕሊ ኩሉ ንቑሓት ኮንኩም ንሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ተገምጢልኩም ተንቅሑ ኣሎኹም ። እግዚኣብሄር ይባርኽኩም ።
ብዙሕ ኢና ካባኻትኩም ንምሃር ።
Thank you very much
ቁም ነገርን ዋዛን ዝመልኦ ትምህርቲ የቀንየልና ዮዲታ ተስፋይ & ሰማር 👍🏾❤
ብጣዕሚ ጣዕሚ ዘለዎ ሓሳብ ጢዕምና'ሞ ይጥዓምኩም ዘለልቲ ዓባይ ድስቲ::
❤🎉 Selam,,, እሕዎት ።።ተስፋይ ፣ሰመረ።👊👊🗝️
ኢትዮጵያውያን ፅቡቓት እዮም
Btaemi yemesgnekum ahwat enda sehakna mhirkumna yekenyelna❤❤❤❤
❤❤❤❤ ንኺድ ንማሃር ዓንቃፊና ክነለሊ 🎉🎉🎉
መልአከ ሞት ናፊቆም ብሓቂ ውዱቕ ሕብረተሰብ ኒዒቀዮም አይፈልጥን ደርጊ ብሮፈሽናል ወታሀደራት
ከምኡ ውን ቁኑዐትን ውፉያት ተጋደልትን መሳኪን ግን ብድንቁርና ዝተጠቅለሉ ሕብረት የድሕነና ካብዚ ሽሾ ድቁርና ተሰኪሙ ዝጉዐዝ ሕብረት
ሰላም ዪዲታ ን ኣቶ በየነ ዓድምዮም ምስ ዞም ሊቃዉንቲ
Yekinyelna kbrat yehewat ❤❤❤
እንቋዕ ብድሓን መጻኹም!
ሰላም።
ሰላም ተስፋይን ሰመረን ቃልሶም የደንቅ የኸብር ፈተነኦምን ጻዕሮምን የተባብዕ ዘለኒ ትዕዝብተይ ንምክፋል ዝደልዮ ግን ኣለኒ ብፍላይ ኣብዚ መደብ ናይ ኣይተ በየነ ኣረኣእያ ናይ ካቶሊካውያን ኣረኣእያ ጌሮም ምግላጾ ንነገራት ቀሊል መልሲ ናይ ምሃብ ዝንባሌ ዘለዎ ይመስል ምናልባት መም በየነ ካቶሊክ ክኾኑ ይኽእሉ ግን ኣብ ኤረትራውያን ናይ ካቶሊክካውያን ኣረኣእያ ኢዩ ንክትብል ኣበየናይ መጽናዕትን ትዕዝብትን ዝተሞርከሰ ኢዩ ዓበይቲ ካቶሊካውያን ካብ ኣሰፍሃ ወልደሚካኤል ጀሚርካ ኢትዮጽያ ሓበሻ ጸለምቲ ኣሕዋትና ዝበሉ ኢዮም ...ወዘተ ብሓጺሩ ክብሎ ዝደለኹ በጃኹም ካብ ሓፈሻውን ቀሊል መልሲ ካብ ምሃብ እንተትቁጠቡ ምሓሸ ይብል
GOD blessed you 🙏 🙌 ❤ 💖 brother and sister ❤ 🙏. .
ንዮው በሎም ከምዞም ዝበሉ ኣቦታት የብልናን :: ንሓደ ሰብኣይ ቁልፎም ዝፈትሑ መጅላግ ወዲ መጅላግ ::
መርሓባ ደቂ ዓበይቲ❤❤
ነቶም ቐዳሞት ባዓል ኢሰያስ ክአይተራፍ አዚ ህዝቢ ምስ ተጋርሩ የሕዋት ኢና ኢሎም ከይዛረቡ ዝፍርሕውም አካላት ክህለው ይክሉ ኢዮም።ስለዚ ኢሰያስ ውን ግዳይ ኮይኡ ኢዩ።
You guys you remind me some thing amazing
ዮዲታ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዚ ኩሉ ናትኪ ሲ በየን ታሓቢኡ ያሓልፈኒ ጸኒሑ ክፍልጥ ኣይካልኩን ኣዝዩ ደስ ዝብል ዩ ንኽድ ጥራይ ንቀጽል እዚ ጋሓፍ ድርባይ ስራዓት ክጋሓፍ ኣለዎ ኣባል በርገድ ናሓመዱ ኒኺድ ኣሓዋት እዚ ስደት እዚ ዒ ቅ ኢሉና ዩ በቃ በጃኽም ንሕበርን ነስተውዕልን ❤❤❤❤❤❤
ሰማር ከምኡ'ውን ተስፊ ግርም ንነቅሕ ኣሎና ቐጽልዎ
Welcome ❤❤❤❤ yodita, semar und tesfay
ርኹስ ወላዲ እዮም ፅልኣ በቃ
ክክክክክ ሓሊባይ ብኣምሓርኛ ወተቴ ክክክክክ😂😂😂😂😂 አዋይ
ኣነ ካቶሊካዊ ኢየ መንነተይ ግን ትግራዋይ ኢየ ኤርትራውነት ዜግነት ኢዩ
እዝኦም ምስ ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ዘይዐበዩ አተዐባብያ ዝበደሎም ዘሕፍሩ እዮም ትግራይ ዝባሐል የለን ጽንጽዋይ ናይዘመነ እምኒ አይተምጽኡልና
Good on you guys nice to see you all again 👍
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Nihizibi enitetikewin sileminitay misijebiha kesimamiau neyuriwom . ..
💕💓✌✌✌🙏💪💪
Misi amihara tekibirina Elika enityu etistikimi Elika mihisabi wey enitayu rebihana .kulom Ethiopia eyom ....
Nay bhai asseb sebalewa
Nahabari youdigina yibiluka alowu. Hizibidia kemikista tegalabisti.
ምነው ምነው? ኣዝዩ ዘሕፍረካ'ኮ እዩ: ንርእዮን ንሰምዖን ዘሎና! ብመጀመርይኡ ኣስሒቅኩምና።
Thank you.
Jebiha nisudan keyida tibiluna alekumi bi1983 hatitesi bishaabiyasi newiriya maltiyu...
ተስፋይ ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ከለና እቶም ቁማል ሚሒር ምግጃፍ ሒዞሙና ክሃድሙዮም ኢልና ንጫረቅ ኔርና😂😂😂
Nice to see you again guys
❤❤❤❤semareyyyy
ኤሪሳት እኳ ምንኣስ ኤሪtv እያ......ሄኖክውን መተካእታ መም.በየነ 'ዩ ብኣታሓሕስባ
Kkkkk ufffff kemey mafikeyom nere yodita
Tesfish meksen kengodgudoyo
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😅😅😅❤❤
Bereket Mengiste Ab " Bereka Adey". MANNO MANNO ya Allah. Moses Kalimu Allah begged Allah to 🌈 Rain food for his Hungry Eli-UBBAR People. Allah threw MANNO MANNO. Dan'kal waddi Arrata Ali Ahmed Igahleh Aburus Ali-Horre Eli-UBBAR
Z'H'fr Eyu - HaLibay DenkoRo Eyu DmuDmu made his mind dry and saturated.
ፍቅር እስከ መቃብር በኣማርኛም ልብወለድ መጽሐፍ ኣለ።⛱️⛱️⛱️⛱️⛱️⛱️💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
Can you focus on pfdgy
Iseyas vzbna yexnt bzaEbu gedivkuom ab mebnet ktblu dkam dea ybhal
Group ሕማም ቅልውላው:
ህግደፍ አምሐራ ስለ ዝተዛረቡ ንሕና ኸአ ብኢትዮጵያ አይገዝአትናን ንበል፣ ከምኡ’ውን እቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝገበሮ ናጽነታዊ ቂልሲ ጉጉይ ቂልሲ ኢዩ ነይሩ ንበል ማለት ምስምንታይ ይቁጸር።
ፈቲኹም ጸሊእኩም ህግደፍ ብቋንቋ አምሐራ ይዛረብ ከምኡ’ውን ንስኹም እውን ብቋንቋ ቁልውላው ተዛረቡ ሻዕቢያ ናጽነት ኤርትራ ኩውን ገይሩ ኢዩ፣ እዘ ዘሎ ወሉዶ ኸኣ ነቲ በትረ-ስልጣን ኢትዮጵያ ጨቢጠ ኢየ ሕጂ ኸኣ ኤርትራዊ ሃገራውነት ከጥፍ ኢየ ዝበለ ወያነ ነበረ-ያ-ነበረ ገይሩ እዩ።
Bejaka elnakim atom sebat bhzbi aytlagetso baser at tlagtso bezteref nskatkom medrk selezhzkom kemdlaykom gn sea?
Rod stward "To love somebody".
Moses had begged Allah to Rain 🌈 Food for his Eli-UBBAR people in the NEGEV desert . ELI-UBBAR meaning those who had crossed the River Hawass ( now Nile ) and the Red-sea.
MANNO MANNO" was the food Allah had rained 🌈 for his Eli-UBBAR people in EXODUS in the désert of NEGEV.
Afar Think-Tank Reedan-Makkaabe, Ali Ahmed Igahleh Aburus Ali-Horre Eli-UBBAR
Kkkkkkkkkkkk
@@sahlualmedom905 what does Sahlu mean in Tigrigna sir ? I'll tell you Afar-af- Saho.
Baekakat shfatu mote zfanfnom baekakat aklabat sahl 😂
Tesfay just add che
በሎስከ ባርያ ባርያ ትብሎ ኣልኾም እንታይ ማልት እዮ እዚ ብንግልሽ ኣብሃህላ ባርያ ዝብሃል ኣሎ ድዮ? ወይስ ብላክ ባርያ ዝበል ደዮ? ኣቶም ስባት ቀዳማ ንሶኾም መቃድምቲ ፍትንፍት መካርክርቲ የድልየኮም ኣሎ በይንኮም ኣትጎየዮ? ቀደማይ ዋላ ነዛ ሰብ ኣይትድሓልዋ. ንስቅም ኤርትርያውያና ኣይትበሊ ማጆርቲ ገርካ ኣትዛርብ? ኣቶም ሓስብ እትሆቦ ሰባት ንጎል ዝኣተወ ኦብሳት ዝኾነ ዳኛ ትጋግዮ እምበር ጎል ኣይኮነን ክትብል ኣሎካ.
Wy halayat shfatu dorgagat layabu