ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ሌ/ጀ የውሃንስ ገ/ መስቀል - ዘበነ ገድሊ 17 ዓመት፣ደርጊ ምስወደቐ፣ወራር ሻዓብያ፣ብዛዕባ ፅንተት ትግራይ - ክፋል - 2

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ธ.ค. 2023
  • #tigraybwne
    Donate- donorbox.org/a...
    To be a member- / axumawia
    Axumawian Media Network disseminates information and educates people about an African nation called Tigray, its history, politics socioeconomic situation, and the genesis and development of the current genocidal war. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
    Follow Axumawian Media Network on:-
    TH-cam, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
    Twitter- @MediaAxumawian
    Instagram - / axumawianmedia
    Telegram- t.me/axumawian...

ความคิดเห็น • 95

  • @berhanearegawi-vo2si
    @berhanearegawi-vo2si 8 หลายเดือนก่อน +5

    ኣየ ህውሓት !!!!
    ዘበንኩም ኩሉ ህዚቢ ትግራይ ዘወዳእኹም !
    ህዚበይ መዋጽኢ ይፍጠረልካ።

  • @zegejiretasmara4855
    @zegejiretasmara4855 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ጭፍራ ምሕሳው፡ ኩናት ባህላዊ ጸወታኩም ኩይኑ ተሪፉ። ምሕረት የውርደልኩም።

  • @alem2627
    @alem2627 8 หลายเดือนก่อน +2

    ፕሮፌሽናል ዘይነበር: ዘይኮነ: ክኸውን ዘይክእል ሰራዊት ክልል ትግራይ/ ኢትዮጵያ:
    ብሓሶት ንሻዕቢያ/ ሰራዊት ኤርትራ ሽሙ ከተትጥፍኡ ከተናእሱን: ምልሓስኩም ተብልሑ:: ውጺኢቱ: ህዝቢ ክልል ትግራይ ብኩሎም ኢትዮጵያውያንን ጎረባብቶም ከምዝጽልኡ/ ከምዝፍንፈኑ ዝገበሩ መራሕቲ ህውሃት እዮም::

  • @Ewanawi
    @Ewanawi 7 หลายเดือนก่อน

    ካብ ስሚዒታዊ ወፃኢ ኮይነ ክመዝኖ ከሎኩ ናይ ሰብአይ ተበግሶ ከይድነቅኩ ክሓልፍ አይደልን
    ሓቂ ይኩን ጌጋ ነቲ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ እቲ ታሪኽ ምቅራቡ ዝንአድ ተግባር እዩ ህወሓት ሓቅነት ተሓሊዎም ከምዚ ሰብአይ ፍርጥርጥ አቢሎም የቅርቡልና አይኮነን ግን አብ ጎኒ ዝሰብአይ ኢና

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน +2

    ብፆሮና ዝመርሕ ዝነበረ በርሀ ሸዓብያ ኣዲስ ኣበባ ምስ ተመለሰ ምስ ሰበይቱ ንምንታይ ተቀቲሉ

  • @guoyayele4491
    @guoyayele4491 8 หลายเดือนก่อน +2

    U can say what ever u like u are a genocider. Justice for Tigray people

  • @moaz6007
    @moaz6007 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ TPLF ጉድ ተዘሪቡ አይውዳእን። ህዝቢ ትግራይ ቀሊዶምሉ። they must be held accountable for all the crimes committed in Tigray.

  • @Paulos-zh5gc
    @Paulos-zh5gc 7 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ። ውግእ እኮ ብቪዲዮ ተቀዲሑ እዩ። ከምዚ ትገልጾ ዘለኻ ኣይኮነን። ኣብ ጸሮና ኣብ ሳልሳይ ዙር ከም ሃመማ ብፍሊት እዩ ሰራዊት ተደራቡ ረጊፉ። ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘበን ከምዚ ተራእዩ ኣይፈልጥን እዩ። ኢንተርናሽናል ሜዲያታት ብቪዲዮ ሰኒደንኦ እለዋ። ኣይክእልናን ምባል ነውሪ የብሉን። ግድነት ኣይኮነንን ክትክእልዎም። ሻዕብያ ብዙሕ ተሞክሮ ዝነበሮም ንስኻትኩም ብዙሕ ተሞኩሮ ዘይነበረኩም ኢኹም። ብመግለጺ ተጋዳላይ ብስራት ኣማረ " ንሕና ምስ ሓደ ክፍለሰራዊት ኣብ ትግራይ ዝነበር ክንዋጋእ ከሎና ሻዕብያ ግን ምስ 12 ክፍለሰራዊት እዩ ዝዋጋ ነይሩ" ኢሉና እዩ። በዚ መንጽር ተሞኩሮኹም ብዙሕ እዩ ዝፈላለ። ሑዚይ ነዚ መንእሰይ ወለዶ ዘድልዮ ዘሎ ምጥቕቓን ዘይኮነስ ሓቀኛ ታሪኽ ከመይ ነበረ እዩ። ተዘይኮይኑ መን ከምዝሰዓረን መን ከምተሳዕረን ድኣ ሪኢናዮን ንርእዮን እኳ ኣሎና።

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 8 หลายเดือนก่อน +1

    ጀነራል የዉሃንስ ሓደ ነገር ዝተጋገኻዮ ዓርክኻ ስለዝኾነ ክንፈ ንኮነሬል ፀሃየ ሓደ ተኣካባይ ኢልካዮ በትግዜኮ ናይ መከላከያ ሎጂስቲክስ ሓላፊ እዩ ነይሩ ብስልጣንስ ኣብቲ ግዜ ዝበልፀካ እዩ ተዘይተጋጌ business administration ካብ ዓድ እንግሊዝ እዉን graduate ገይሩ እዩ

  • @fana-ng3lj
    @fana-ng3lj 8 หลายเดือนก่อน +1

    ፦ ግደይ ሐዚወን ፅቡቅ ትኸድ አለኻ ቀፅለሉ። ኩለን እተን ዝሕተታ ሕቶታት ምሕታትኻ ደስ ዝብል እዩ። እሱ ናቱ ናገደፈ ይዛረብ ከምዘሎ ርዱእ እዩ። እቲናትኻ አካይዳ ግን ፅቡቅ እዪ ቀፅለሉ።

  • @amanuelweldemichael2129
    @amanuelweldemichael2129 8 หลายเดือนก่อน +3

    ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ጀነራል ጀግና እዩ፣ ምስኡ ድማ ሓቀኛ እዩ። እዚ ታሪኽ እዩ፣ ከም ታሪኽ ድማ ክስነድ እዩ።

  • @user-cc1xe9dx2w
    @user-cc1xe9dx2w 8 หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይ=ትግራወይቲ =ተጋሩ=ትግራይ=ትግርና❤❤❤

  • @ttplc8642
    @ttplc8642 7 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ጥያቄን ምስ መብራህሪሁኡ ጽቡቅ መልሲን ።
    ግን ተጋሩ ሕዚእውን ስኽን እንተዘይኢልና ልመናን ወርደትን ክስዕበና እዩ ።
    ነስተውዕል ከምአክሱማውያን ቅድሚ ምፍራድና ።

  • @user-nk9tb7wf8e
    @user-nk9tb7wf8e 7 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብ እዚ ጀነሪል ክትብሎ ስ ይትረፍ ጥዕና ዘዬብሉ ሰብ ስሩዕ ዘይይዛረብ አነከምዝመስለኒ እና በለ ዝሕሱ ትሕቲ ፍጡራት እዩ ንህዝቢ ትግራይይኹን ንህዝቢ ኤርትራ ዝጠቅምሐቂ ዘይዛርብ ሐሳዊ ፍጡር እዩ ነዚ ታሪኽ ክትፈልጡ አኽሱም ምድያ ተጋጊኹም

  • @amenehaileselasse3963
    @amenehaileselasse3963 7 หลายเดือนก่อน

    Abebaw's and Mengag's friendship was strengthened during their demotion in Badme. And continues during genocidal war.

  • @solomongebru5043
    @solomongebru5043 8 หลายเดือนก่อน +1

    ለይተዓደለት ዓዲ ለይተዓደለ ህዝቢ ኹሉ ልዝርብበሉ ::

  • @EskyasTesfay
    @EskyasTesfay 7 หลายเดือนก่อน

    ንባንዳ ዘተኣናግዳ ሚድያታት እንታይ ንበሎም?

  • @user-sl1qu9lj6b
    @user-sl1qu9lj6b 7 หลายเดือนก่อน

    ዶሮሆስያ እንተዘይ በላዓኩዎ በተንኩዎ በለት እዩ ናትካ።

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 8 หลายเดือนก่อน +3

    1993 ዓ/ም ኣብ መኮንኖች ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሓለፍቲ ሰራዊት ክትዕ "የትግራይ የበላይነት" ምስ ተብሃለ ገዲፈዮ ወጺኤ ዶ በለ ጆን መንጋግ?
    ሽዑ እንድሕር ከምኡ ገይሩ ነይሩ ድኣ፡ ኣብ 2010 ዓ/ም "የትግራይ የበላይነት" ብምባል ኦሮማራ ዝብል ሸይጣናዊ ጥምረት ፈጢሮም ብምምጻእ ድሓር ድማ ብልጽግና ኰይኖም ምስ ሻዕቢያ ብምትሕብባር ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ጀኖሳይድ እንትእውጁ ንምንታይ ምስኣቶም ሓቢሩ ተሰሊፉ ኣብ ጽንተት ህዝቢ ትግራይ ተሳቲፉ? ህዝቢ ትግራይ ፍትሒ ኣይረኸበን ጠሊምናዮ ኢና ኢሉ ዝኣምን እንተነይሩ፤ መሊእና ነጥፍኣዮ ኢሉ ድዩ ምስ እዞም "ልዕልነት ትግራይ ኣሎ" ዝብሉ ሓልታት ጽንተት ተሰሊፉ ህዝቢ ትግራይ ዘጽነተ? ብሱሩ ኸ እዚ ኩሉ ዓመታት ኣበይ ነይሩ ህዝቢ ተበዲሉ እዩ ኢሉ ዘይተቓወመ ድኣ?

  • @Paulos-zh5gc
    @Paulos-zh5gc 7 หลายเดือนก่อน

    ቢቢሲን ኣልጀዚራን 120 ሽ ሰራዊት ከምዘጥፋእኩም እየን ሓቢረን። በዘራርብኡ ብዙኽ ክሳራ ኣይኮነን ማለት እዩ።

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน

    ሽግር ህዝቢ ትግራይ ንምፍላጥ " ጥልመት " እትብል መፅሓፍ ዝኮነ ሰብ ምስ ኣንበበ :: ተግባር እኒ መልሰን ሸዓብያን ንምፍላጥ ቀሊል እዩ

  • @user-sl1qu9lj6b
    @user-sl1qu9lj6b 7 หลายเดือนก่อน

    ሓንቲ ክሓተካ እንድሕር ኸምዙይ ዝበለ አራአያን ስሚዒት እንተነይሩካ ንምንታይ ካሎኦት ድሊታት ምንቅስቃሳት ገይር ?እታጭካነ አባካ ኸመይ ትፃባረቅ ወይ ትግለፅ ነይራ

  • @senaymehretab6143
    @senaymehretab6143 8 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ሓሶት እዚ ሰብአይ ብዓቢኡ ሰራዊት ኤርትራ 250000 ነይሩ ኢሉ ሰራዊት ኢትዮጵያ ድማ 60000 ኦሮሞ አሎ በሎ አምሓራ አሎ በሎ በንጋሽል አሎ በሎ ኢልካ ኢትዮጵያ ሙሉ አሰልፍካ ምርጺኻስ

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน

    ብእስትራተጂ ትግራይ ዘድሕን ዝተፈፀመ ዝተተግበረ ጨሪሱክሳብ ዘየለ ክሳራ ኔሩ የብል እዩ :: ምናልባት ብስልቲ :ትምህርትቤት ተከፊቱ ወዘተ ክበሃል ይከውን : ምስ ዝተከፈለ መስዋእቲ ግን ንትግራይ ዘምፀኦ ብነዊሕን ብሓፂርን ክሳራ እዩ ኣምፂኡ : ካብ ጆኖሳይድ ንላዕሊ ውፅኢቱ እውን ካሊእ ክነግረና ኣይንፅበን

  • @sisaygemeda1395
    @sisaygemeda1395 8 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ ኪሕድካስ ግርምባ ብትግርኛ ገለፃ ምግባር ደርጊ ኣካልካ ኣጉዲልልካ ደርጊ ዝደገፍካ።

    • @Asgodommenges-jh3co
      @Asgodommenges-jh3co 8 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ኢኻ ትብል ኣንታ ናይቶም ጨካናት ቤተሰብ ጭራሽ ንምንታይ ትግርኛ ትዛረብ ኣንቱም ባንዳታት ናይ ባንዳ ዓሌት ዘይተጋሩ

    • @Asgodommenges-jh3co
      @Asgodommenges-jh3co 8 หลายเดือนก่อน

      ወድ ገመዳ ዉፃእ ኣንታ ገመድ ኣፍ ችድ ዓድኻ

  • @BrightHope-HorizonMedia
    @BrightHope-HorizonMedia 7 หลายเดือนก่อน

    why do you sit on Eritrean lands for more than 20 years! No one asked about this genuine question from ant Tigray media.

  • @birhanetesfamariam7200
    @birhanetesfamariam7200 8 หลายเดือนก่อน

    The chief of staff at that time had in advance informed Meles Zenawi about the expected Eritrea's invasion. But Meles was resistant. Yohannes Mengag is talking about what he didn't know, as he was a lower-level official at that time.

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 8 หลายเดือนก่อน

    ቦናፓርቲዝም; ኣናርኪዝም ወ.ዘ.ተ ዝብላ ቃላት ናይ በዓል ማርክስ;ሌኒን; ማኦ ወ.ዘ.ተ ናይ ባዕልኻ ታሪካዊ; ባህላዊን ኃይማኖታዊን እሴታት ዘየገናዘበ ናይ ልቓሕ ጥራይ copy and paste ፍልስፍና ክንደይ ተቓለስቲ መናእሰይ ዝበልዐ ንውሑዳት ውልቀ መለኽቲ ስልጣኖም መረጋገፅን መናውሕን ሙኻን እምበር ንኣህዛብ ብዘይካ ኪሳራ ወላ ሓንቲ ረብሓ ከየምፀአ ዝወደቐ እዩ::

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 8 หลายเดือนก่อน

    ኢህኣዴግ ኣብ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚ ከዕቢ ጥራይ እምበር ዲሞክራሲ ልቕቕ ኣቢሉ ምርጫ ከይስእን ይጥንቀቕ ነይሩ ትብል:ምስቲ ቅድሚ ሕዚ ኣይተ ኣባይ ፀሃየ ስብ ሓደ ቃለ መሕትት ስልጣን ንዘይምልቃቕ እንታይ ኢሉ ነይሩ? ኣብ ደቡብ ኮሪያ እኮ ሓደ ፓርቲ ን50 ዓመታት ዝኣክል በይኑ መሪሑ እዩ ዝብል ነይሩ::

  • @tesfaldettesfamariam8310
    @tesfaldettesfamariam8310 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ተጋሩ ብሓሶት ክትነብሩ እንታይ ጊርኩ እዚ ወለዶ ዓዲ በጊዖ እኮ እስካ ኢካ ትመርሖ ኒርካ

    • @danieltedla7546
      @danieltedla7546 8 หลายเดือนก่อน

      You are absolutely right he was the top commander of 'adi-begiô subordinated by a person known by 'dnkul'. I remember he organised a force that killed his own soldiers from behind. He has committed heinous crimes against 'stingray' and his own soldiers . He has blood in his hands. Sadly no one to investigate. The good thing about his narrative is he is making it public that their (Weyanes) intentions and strategy was to occupy and re-colonise Eritrea once again. He is a loser

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 8 หลายเดือนก่อน

    ካሊኢ ግደይ ኩልሻብ እተቕርቦም ብዛዓባ ኹሉ ናይ ህወሐት ትሓቶም ንሳቶም እዉን ሓቂ የዉፅኡ ንምንታይ ኢኻ ብዛዕባ እቱይ ጀማሪን ስለ ህዝቢ ትግራይ ብኣፍተልቢ ዝወፀን መራሒ ገሰሰዉ ኣየለ ወይካኣ ስሑል ዘይትሓትት ንሳቶምከ ዘይዛረቡ

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน

    እዚ ጀነራል እዚ : ሕገመንግስቲ ኣይፈልጥ : ህዝቢ ትግራይ ኣይፈልጥ : ንነብሱ ዝሰርሕ በለፀኛን ምስ ጨፍጨፍቲ ኮይኑ ትግራይ ጆኖሳይድ ዝፈፀመ እዩ ግደፎ

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay8956 8 หลายเดือนก่อน +1

    Bdembi hito akrbelu knrio entay kemzmls

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 8 หลายเดือนก่อน

    Regardless what TPLF did, no tegarus should work with #genocidal forces, #Abiyahmed to lead ENDF to Tigray to committing the horrifying #genocide on our people in world history. Unforgivable crimes, only justice in the ICC. He said he chosen to work with #AbiyAhmed willingly for himself & no regrets for the #Tigraygenocide. But our people deserve justice.

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน

    35.000 ንፁህ ነባር ተጋዳላይ ብዘይ ምንም ሓገዝን ክብርን ናብ በረካ ደርብየምዎ :: ንሳቶም ግን ውስኪ ምስታይ ቤተሰቦም ሃፍታማት ምግባር ዝደለይዎ ምግባር ዝጀመሩ እዮም :: እዚኦም ድዮም መራሕቲ ትግራይ ኔሮም ? ብሓቂ ህዝቢ ትግራይን ተቃለስቲ ትግራይን " መሳለል ስልጣኖም ጥራይ እዮም ተጠቂመምሉ

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay8956 8 หลายเดือนก่อน +1

    Selam hawey Gidey👍🏻

    • @gebrezghertesfie1066
      @gebrezghertesfie1066 8 หลายเดือนก่อน

      ሕዝውን ይዋሃንስ ተልእኾ እዩ ዝፍፅም ዘሎ አብ ልዕል መራሕቲ ትግራይ እምነት ህዝብ ንከይህሉ እዩ ዝገብር ዝሎ ክብ ዝይ ሓደውን አኹስማዊ መራኸቢ ሓፋሽ እዩ

  • @kidane6417
    @kidane6417 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂 Ab kana I badam ke aba selam le nebska tamrho serwit kem qoxli zargaf 😂😂😂😂

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 7 หลายเดือนก่อน

    8ይ ክፋል

  • @kidane6417
    @kidane6417 2 หลายเดือนก่อน

    Lekbat hasawi medngari ezi ekoyu kunat weliwo

  • @AbrahamYayeh
    @AbrahamYayeh 7 หลายเดือนก่อน

    44:05 "Ideology. Philosophically, Bonapartism was Napoleon's adaptation of the principles of the French Revolution to suit his imperial form of rule. Desires for public order, national glory, and emulation of the Roman Empire had combined to create a Caesarist coup d'etat for General Bonaparte on 18 Brumaire."
    So when Meles suddenly pulled out his gun with bullets of accusations of bonapartism against G-12, it was out of his nightmarish fear of losing his power by any means available for his opponents.

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน

    ገና ኣብ በረካታ ትግራይ : እስርቤት " ቃሌማ :ግህንብ ን ፃእን ብግፍዒ ዝተቀተሉ ክነውፀኦ ኢና

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน

    ንፍተዎ ንፅለኣዮ ::እቶም ዝነበሩ መራሕቲ ጉጅለ ህወሓት ኩሎም ምባል እካ ዘፀግም እንተኮነ :: ግን ናይ በለፀኛታት መአከቢ " እዩ ኔሩ :: ውፅኢቶምእውን እቲ እንሪኦ ዘለና ኮይኑ

  • @A.abraha3712
    @A.abraha3712 8 หลายเดือนก่อน

    ሻዕብያ ኽግብልን ንህዝቢ ትግራይ ዘጨፍጨፍ መለስን ሰብሐትን እዮም

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ፆሮና ዝተከፈለ ህልቂት ናይ መሪሕነት ጦርችግር ኣይነበረን : ተመለሱ ዝብልን ኣይንምለስን ዝብልን እዩ ሽግር ዝፈጠረ :: ፃርቃንንኩሉ እዚ እምበር ከመይ ገይሩ ፃርቃን ይመርሖ እቶም መራሕቲ ክፍለጦራት ከ ናበይ ከይዶም እዮም

  • @yes-tv2yh
    @yes-tv2yh 8 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ እዩ ግደይ ሓወይ

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 8 หลายเดือนก่อน

    ሪኢኹምዶ ዝኹሉ ኢትዮጵያን ትግራይ በፋብሪካ መሊኣ ይብሉ እወ ሓቂ ግን ናይመን ምዃን ኣይነግርዎን ናይ ህዝቢ ትግራይ ሃፍቲ እዩ እንዳበሉ ምእንታን ጉዶም ከይፍለጥ

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ ዚ ኩሉ ሽግር እንታይ ከም ዝነበረ : ቀረባ ግዜ ዝሞቱ ዶክተር : " ጥልመት " ዝብል መፅሓፍ ኩሉ ቅድሚ ወራር ሸዓብይን ግፍዕታትን ይገልፅ እዩ :: ንሱ እናፈለጡ እዮም መራሕቲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ እጨፍጭፈምዎ

  • @BrightHope-HorizonMedia
    @BrightHope-HorizonMedia 7 หลายเดือนก่อน

    why is this guy lying. Is this really a General! he is talking like a layman. On the Border deliberation, reading the decision is enough to give you a clue how the decision was made.

  • @hgfana6731
    @hgfana6731 7 หลายเดือนก่อน

    አታሐሳዋ 👉ጀኖሳይደር

  • @BrightHope-HorizonMedia
    @BrightHope-HorizonMedia 7 หลายเดือนก่อน

    ባዕልና ወሪርና ሻዕንያ ደኪርና ክንድዝብልስ ኮለል።

  • @A.abraha3712
    @A.abraha3712 8 หลายเดือนก่อน

    ዩሐንስ አንታ መጭበርበሪ ትማሊ ምሰ አብይን ኢሳያስን ኾንኻ ህዝቢ ትግራይ ዘጨፍጨፍካ ባንዳ ነቶም ጀጋኑ በዓል ፃድቃን ትወቅስ

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 8 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብይ ንዙይ ክዛረብ ንምንታይ እዚ ኩሉ ዓመታት ወሲዱሉ? እሞ ብሕቃን ድዩ ኣንጻር ህዝቢ ትግራይ ተሰሪዑ ጽንተት ፈጺሙ? ክሓ።ርድ ኣይምተገቦኦን? "መባእ እንዳባገሪማ ዝበልዐስ ባዕሉ ይልፍልፍ"እይ ዝመስል

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน

    መለስ ዝመርሖ ጉጅለ : ታሪክ ኣኩስም : ኣመፃፅኣ ምዕባለታቱን : ዝገጠሞ ውድቀትን ዘፅንዕ እንተይ ኮነ ኔሩስ : ታሪክ ማኦ : እስታሊን : ትሮትስኪ : ኣልማንያ : ክሳብ ናይ ጥልያን : ቦኖ ፓርቲዝም እዩ ኔሩ :: ብኡ መጠን መሃምቅ ኣእትየምዋ : ንውሓጦ ሓቂ ንሱ እዩ : ህወሓት ተቃሊስናሉ ኢና ግን ስሑታት ዝመርሕዎ እዩ ኔሩ : ትግራይ ኣብዚ ኣብፂሐምዋ

    • @user-si7wy1hc9l
      @user-si7wy1hc9l 8 หลายเดือนก่อน

      What happen to you ? U better express ur idea in some other ways.

  • @user-nq9fc9on5b
    @user-nq9fc9on5b 7 หลายเดือนก่อน

    Everyone has a story to tell, forget about those who are keen on labeling, us vs. them. The general is indeed a military man, very naive politically but speaks his truth. We knew who the Bandas were. Gidey continues hunting for those who are not celebrated by Tegaru because of the recent event. Let us check our facts including this interview. All in all, with regard to Shaebia/Eritrea, team Meles/Sibhat are the worst of Bandas that Tigray every had.

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน +2

    ፆሮና ውግእ ዝመርሕ ዝነበረ በርሀ እዩ መለስ ተመለሱ ምስ በለ ኣይምለስን ብምባሉ :: ተቀቲሉ

    • @mullerallbright9808
      @mullerallbright9808 7 หลายเดือนก่อน

      በርሀ ባድመ ምስኦም እዩ ነይሩ።ወዲ ኣሸብር እዩ ነይሩ ፆሮና

  • @abrahammeles7634
    @abrahammeles7634 7 หลายเดือนก่อน

    what a funny analysis this general given. why no he didn't mentioned the the defeat of adibegieo (adiquala area) and burie (Assab) and egrimekel of tserona. you guys doesn't know the strategy of shaebiya letting you to capture the western lowland it is a desert you will not do any thing. tell me if you progressed by Assab, ADIQUALA, TSERONA AND SENAFAE Area. so don't deceive your people.

  • @ftsumbrhanberha3803
    @ftsumbrhanberha3803 8 หลายเดือนก่อน

    👍

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 8 หลายเดือนก่อน

    አብርሃ ያየ ካበይ መጸ ? ወዲ ሐፍቱ ድዩ ?

  • @kidanelegese4177
    @kidanelegese4177 7 หลายเดือนก่อน

    ባንዳ ፍሩይ ባንዳ

  • @asmebro3949
    @asmebro3949 7 หลายเดือนก่อน

    Bonabartism ?

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 8 หลายเดือนก่อน

    ድህሪ ምፍንጫልዩ

  • @DanialMerkeb-fu5mj
    @DanialMerkeb-fu5mj 7 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkkk hasawi

  • @abebadesawit8537
    @abebadesawit8537 7 หลายเดือนก่อน

    Ok this media is Banda ye Banda lje we tigrayns never forget ho work with Aby 👹👹👹👹👹

  • @kidane6417
    @kidane6417 3 หลายเดือนก่อน

    Abt hesot kkkkkk kor zabhal ayinbrn

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 8 หลายเดือนก่อน

    ምስተፈንጨሉ እዩ

  • @solomonmesfun6336
    @solomonmesfun6336 8 หลายเดือนก่อน

    Ata ezi sebiay kndey khsu eyu nwedi ashebrn njon medid htetom hasot xbuq aykonen

  • @hgfana6731
    @hgfana6731 7 หลายเดือนก่อน

    ሓሻዊ ንአኻ ሪport zgebrulka nbaelu ke entay koynom zeyrekbwo

  • @yemanehgebre
    @yemanehgebre 8 หลายเดือนก่อน

    Valuable interview, Gidey Jigna! It has revealed the wicked and unscrupulous acts of TPLF leadership.

  • @mengeshagontse
    @mengeshagontse 8 หลายเดือนก่อน

    Really he didn't know even when kife died their separate after that kife with meles don't mixed the history your are lying.

  • @user-wk4go5rr8e
    @user-wk4go5rr8e 7 หลายเดือนก่อน

    Gidey , you are so silly. You just want to collect gossip

  • @Temesgen-rv1gl
    @Temesgen-rv1gl 7 หลายเดือนก่อน

    Ezi sebay kthsu

  • @Rocky-life518
    @Rocky-life518 8 หลายเดือนก่อน

    This guy is opportunistic

  • @kidane6417
    @kidane6417 8 หลายเดือนก่อน

    Heswi lek at ezi eyu weliwo kinat waliwo

  • @agamezeru4005
    @agamezeru4005 8 หลายเดือนก่อน

    So what, esatom akeba regitsom wetsyom, eska gin hzbi tigrai mis tselae konka regitskayo hamed blae, I can't even see your face, you are such a devil killer.

  • @kidane6417
    @kidane6417 8 หลายเดือนก่อน

    Hassidisme medngri baxbx

  • @hanibalazlelom2701
    @hanibalazlelom2701 7 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ትግራይን : መራሕቲ ህወሓትን ከብድን ሑቆን እዮም ኔሮም: ህወሓትብቶንኮል ህዝቢ ትግራይ : ዝጠፍኦ ከምልስ ይቃለስ : ጠላማትጉጅለ ግን ትግራይ ኣብዚ ሐዚ ዘላቶ ኣብፂሐምዋ እዮም

  • @mattg5712
    @mattg5712 7 หลายเดือนก่อน

    Please tell the truth, Sibhat Afrem left Addis after you killed 8 Eritrean officers in Badma while Sibhat was waiting for Meles to form a team that will deal with Eritrean team and solve the issue. It was the tplf who fired the first bullet. You were harrassing the Erirean residents of Badma and expanding the tigryan territories. PIA has written multiple letters to Meles about the provocation of the likes of Gebru Asrat were doing at the border, but Meles was ignoring the seriousness of the issue. Gebru Asrat and his friends were other plans and were intentionally provoking Eritrea along the boarder. If the tplf was innocent the issue would have been resolved through peaceful negotations. If you listen to Gebru Asrats inteviews, he badly wanted to elminate Shaebia long before the Badma war but they were waiting to strengthen their force and there was no collective agreement within the tplf leadership.

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน

    መለስን ሚሊሊክን ንህዝቢ ትግራይ ሓንቲ ዝፈልዮም ነገር የለን : ውፅኢትይ ትግራይ ጆኖሳይድ ስራሕ መለስ እዩ

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 8 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብኣይ ግን ተባዕን በሊሕን ኢዩ።❤

  • @fessahaieberhe
    @fessahaieberhe 8 หลายเดือนก่อน +2

    Is lying a tigraian thing?

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 8 หลายเดือนก่อน

    Just we want hear his testimony unless other wise he doesn’t know what Ethiopians constitution does and for whom it apply ; how ? He doesn’t understand just he needs spoon of food with Abiy Ahmed and he did

  • @thebabel-mandebproject2170
    @thebabel-mandebproject2170 8 หลายเดือนก่อน

    Tigray military figure 😂😂

  • @abebadesawit8537
    @abebadesawit8537 7 หลายเดือนก่อน

    🤮🤮😭😭😭😭😭

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 7 หลายเดือนก่อน

    8ይ ክፋል