ዓለም ውሽጥኻ ብምፍላጥ ንደጋዊ ዓለምካ ለውጦ!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
- ኣብ ዌብሳይትና ብምብጻሕ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ተማሃሩ
www.hbri.academy
ብWhatsApp ጽሓፉል
00256707870242
Join this channel to get access to perks:
/ @hbri-vodcast
#motivation #motivation #habesha #tigrignamusic #inspiration #eritreanmusic #eritreannews e#eritreanmovie #eritreantiktok2024 #habeshatiktok
ምንባር ማለት ብኣይ ብሕሉፍ ተማሂርካ ፡ንዘለካዮ ተቀቢልካ፡ብዘለካ ኣመስጊንካ ፡ንመጻኢ እናተተተስፈካ ምንባር ማለት እዩ።❤
ፍርተይ ብጠዓሚ እየ ዘድንቀኪ ሓሳባትኪ ኣብ ሂወት ጠቓምን ውጽኢታዊ እዩ'ሞ' ቀጽልዮ ❤❤
እህቴ በጣም እናመሰግናለን በእውነት የምታስተምሪያቸው ነገሮች በጣም ደስ ይላሉ አምላክ እድሜና ጤና ይስጥልን በእውነት ❤❤❤
ፍሬታ ሓፍተይ ኣብ ሊብያ ዘለና እስከ ቪድዮ ስርሕልና ምኽንያቱ ብዙሕ ሰብ ብጭንቀት ይእምሩኡ ዝስሓተ ኣሎ ኣብ ጭንቀት ዝርከብ ዘሎ ህዝቢ እዩ ገለ ስንቂ ዝኾኖ ምኽሪ ሃብና እስኪ ተኸታታሊኺ እየ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎ መደብኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ደቅኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቕ ኣገላልጻ እዩ።
ጥዕና ይሃብኪ❤
To be honest I'm addicted to this channel keep going furti haftey proud of you 🇪🇷👸🏽
Me too
ጋል ኣያ ሳድውሽ ..ናመን ደኣ ክትወስዲ ኣምበሲት ...ግርማዊት ኢኺ ድማ ...ውሽጥናን ደገኽን ብልጽቲ ኢኺ....good job ❤🎉
brilliant..well done.
It’s wonderful topic
Welcome furti so Edmen tenan yehabki fetari 🙏 ኢዚ መስሜድያ ንኽምዝ ከማኹም ሙሁራት ኢንተ ዝክውን ህዝብና ምነቅሐ ነሩ 👌👌👌
Bulux hasab kab blixti gal ansetieti furti tsbuk hasabn meredatan eu kulu gzie bhakewta ena ntsbeyeki betai kexllu ajoki❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Great thanks ❤
Yekeyelna kebrit haftna
ፉርቲ ሓቂ ብሓቂ
1,ኡኹል ፍልጠት
2,ከመይ ፍልጠትኪ ተካፍሊ
3,ፅብቕቲ ኢኺ
ስለዚ ዝሓዝኪዮ ዕላማ ክትበፅሕዮ ኢኺ ኣጆኺ ክኣ ንብለኪ ።
ዎው ኣዝዩ ሃናጺ ❤ ፍሬታ❤ ንበርልና
❤❤❤❤❤
Thanks you ❤
❤❤
ንፍልጠት ዝተዓደለት ሄዋን ከማኺ ይብዝሑዋ እዛ ሃገርና
Waw btami nfeti amlak msaki ykun btaemi nfetie ❤❤❤
Good advice, Furti Shkorr
I love you❤. Keep it up 👍
Thanks it’s very interesting my sis fruti I love your idea ❤❤just I want say you keep continue 😊
Thank you !!
Am ur big fun furti haftey...it was amazing
Keep it up Sis ♥️♥️♥️
Good job sister
Thanks sis !
As always good job Futi❤
Eiza channel ktbeabea zelewa channel eya..You are doing very Good..smart girl..nezi hbretseb ztkeam information..
ናይ ብሓቂ ፍርቱና ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ❤❤❤
❤❤❤❤🥰
Ya nay behaki xbuk agelalxa
Thanks ,for you're time Furti shikorr❤❤❤
Tanxs Frutuna haftey ❤❤❤betami xubk kexilyo
Amilak Edimen tinan yihabika ❤
Wetru hasabkn qinue mengedkin yegfhalki fetari btaemi furtna habtna abi tmhrtn teqamn lbonan zelewo hanti kbla zdeli please eta ms awet beal betki konkum tewixiwa zyada yharfa kltekum kitkonu kelekum eti hasabat btaemi kem fetlu ikum teraqiquwon tzrzrwon desyu zbleni so nay kltekum tgebrwo aytewhudulna zbl rdiet aleni thanks sle edl ztewahbeni thanks furti ha tna nawet dma amesginla iki
furti meqerti you are intelligent 🔥
Keep it going I'm a big fan of you ❤
ከመይ ዊዒልኪ ፍርትይ ሰላም ዲዩ ብጣዕሚ መሃርን ጠቃምን ትምርቲ ቀጽልዮ❤❤❤
ጅብዕተይ ❤
Ane zegermeni telo nebeal yordanos 30 40 k yeriewo nezi ke hezbena wedeku mekanu cabzi temhare ente habtena gen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘገርም ዩ ብሮ
Amazing!!! Keep going our hero ❤❤
ዓለም ማለት ግን እንታይ ማለት ድዩ ናብ ሂወት ወይ ኣታሓሳባ ትንትና ከመይ ክማሳሰል ይክእል ዓለም መሬት እዩ ሂወት ወይ መናባብሮ ከምልዲ ኣዛራርባ ይማሳሰል እዩ ኢሞ ዓለምኩም ካብ ምባል ሂወትክም ወይ ዕግበትን ውጽኢት ዕግበትን ንምፍላጥ ድማ ሓጢአትን ጽድቅን ዝባሃሉ ንምፍላጥ ናይ ግድን ይኽውን ንሌላ ናይ ዞም ኣገደስቲ ክልተ ዓንቀጽን ትሕዝቶም ከምዚ ይመስል 1ይን ኣገዳሲን ትርጉም ምፍጣካ ምኽንያትካ ካብ መን እዩ ንምታይ 2ይ ክኣ ድሕሪ ሞት ዘሎ ፈተና ንምሕላፍ ከ ብጽብቅ ታሓሳስባ ዶ ወይስ ብጽቡት መግብን መስተን ወይስ ጽብቅ ገዲፍካ ውብዛ ዓለም ኢያ እታ ናይ ዝላለም ሂወት እትርከብ????? እታ ኣብ መወዳታ እቲ ፈርስ ህንጻ ኣብዛ እንነብረላ ዓለም ዘላ ሂወትና ማለት ኢያ ብሞት ኩሉ ይፈርስ ኢሞ እንደገና ክዕረይ ኣይክኣልን እቲ ዝስራሓ ጥራሕ እዩ ክዕርያ ዝክእል ንሱ ኸ መን እዩ እቲ ንሂወት ዝሰርሓ ጥራሕ እዩ ካብ ሞት ውን ናብ ሂወት ዝመልሳ
Furti abay seb btami maharin tesfa zhbn hasabatki nkulu seb kemzi nay zfetreley bahta zfetrelu tekoynu bunet seb bflay kemzi kemaki abzi sdet hayli yu zkoneka welako nnebro tehalena eti tgelxyo zeleki nebska ktftsh ygebreka keep it up furti god bless u 🙏
ፎርቱና ጽቡቕ ሓሳብ እንድዩ ኣነ ግን ዝያዳ ምስ ዓወት ክትመጺ ከለኪ ብዙሕ ሓሳብ ዝፈሥስ ኮይኑ ይስምዓኒ።እሞ ምስ ናይ ዓብይ ይቅሬታ ኣብ ቀጻሊ ግዜኹም ሓሊኹም ሓሳባት ከተብስሉ ክጽበየኩም እየ❤
ብልፅተን
Great job kbrti haftna 🙏🏾💐
Thanks for sharing your knowledge
Furti seyti hawey I am proud of you
Thanks a lot for ur efforts and ur priceless contribution 🙏🏾
Impressive!! I am a new subscriber
Ati anes kefetweki nay lebey❤❤❤❤
Nafikeki keniye , thanks and continue with Your great topic /ideas kem wetru::
❤❤❤ Thanks sleti thbna hanaxi tmrti
Furtuna thank you gn ttefu alekum
Furti very nice motivational videos ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Great idea furti thanks more and more
Tnx furti vidodaki btami eye zfetwa ❤❤❤
Proud 👏
Thanks furti good job❤❤❤❤❤
Thanks a lot ❤❤❤❤
ምንባር እንታይ ማለት እዩ? ግን ኩሉ ነገር ኮንቱ እዩ ምክንያቱ መወዳእታ ሞት እዩ ስለዚ ከመይ ትሪእዮ እዚ ናይ ምፍጣርና ዕላማ ! በጃኪ እስከ በዚ ሓሳብ ሃቢ ናተይ መረዳእታ ስለ ዘለኒ እየ thank you.
Seal hzatki ala furtey mkrty❤we love u
Thanks good Job ❤❤❤❤❤❤
I LIKE YOUR ADVICE ❤❤❤
Thank You ❤
Nay lomis ,Bela Bela ,koyna,Seal Hamimki aloki meslenii
Wel come furti Thanks❤❤❤❤❤❤
Thanks more ❤❤❤❤❤❤
Thanks
❤❤❤❤❤ vitamin zelewo zereba, as always 👌👌
Thank you dear sis❤❤❤
FURTE, YOU ARE CUTE !!
I like you so much, keep it up
kfetweki ❤just 🫡 Thanks
Thank you dear.❤❤
😊 ሰባት አብቲ ዝውስንዎ ዝሐስብዎ ዝኾንዎ ዝመስልዎ ዝሰርሕዎ ዝምስርትዎ ዝምህዝዎ ዝፈልጥዎን ካልእን ምስዓለም ዋላሐንቲ ርክብ የብሎምን 😂 ምኽንያቱ ዓለም ማለት በታሐሳስባና መሬት ሰማይ ባህሪ ከምኡዉን ኩሎም ፍጡራት ሰባት ዘይኮኑ ስለዝኾነ ዓለም ዓለምካ ምባል NO GOOD ሰብ ብሐሳቡ ብርድኢቱ ብውሳኔኡ እንኮ ነባሪ ስለዝኾነ ማለተይ ንኽትክኖ ንእትደሊ ንዝኾነ ባዕልኻ ስለእትውስኖ ምስዓለም ምስመሬት ምስሰማይ NEVER ርክብ የብሉን ካልእ ብዝተረፈ ብዛዕባ KARMA ካርማ ካልእመዓልቲ ከምመደብ ከቕርቦ እየ ዝበልክዮ መምህር ፍርቱና ካርማ ማለት ውሳነ ACTION ማለት እዩ ካልእ ትርጉም የብሉን ቃላት ናይ ሂንዱ HINDU ኸአ እዩ ከምኡዉን ምሉእ ሑጉስ ወይከአ ምሉእ ዘይሑጉስ ሙኻን ፅቡቕ አይኮነን ምባልኪ መምህር ፍርቱን ሰብ ምሉእ ሑጉስ ኮይኑ ንኽነብር እዩ ተፈጢሩ ተሰሪሑ ከመይሲ ኩላትና ሰባት ሑጉሳት ኮይና ኢና ተወሊድና ስጋዕ ዝተወሰነ ዓመታት እውን ሑጉሳት ኮይና ንነብር ደሐርግን ብሰንኪ ብዙሐት ምኽንያታት ዘይሑጉሳት ኮይና ንነብር ኮምኡ ኢልና እውን ናብ ቦታና (መሬት ) ንምለስ ማለተይ ሑጉስ ክትከውንን ንኸይእትኸውንን ምርጫ ስለዝኾነ የቐንየለይ ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ትግርኛ
ሰላም ክቡር ሓው፡ካርማ ካብ action ጥራሕ ዘይኮነ ካብኡ ዝሓለፈ፡ ዓሙቕ ትርጉም ኣለዎ።ሕጉስ ሙኻን ኣይጽላእን ግን ኩንነት ኣይኮነን፡ብዝኾነ ኣሕጺረ እየ መሊሰልካ ስለ ግዜኻን ርእይቶኻ የመስግን።
ፎርቱና ግርማይ
Confession: sorry for doubting you before hearing what u we’re gonna say 😔
ሰላም ክቡራትን ተኸታተልቲ መደባት ትግርኛ ፕሮዳክሽን ቻነል!ብዓይነቶምን ትሕዝትኦምን ፍልይ ዝበሉ ትምህርታውያን መደባት ኣለና ሼር ግበሩልና.......................
ጓል ሳንዲት(ግርማይ)
ኣጆኺ በሊ ቀጽልዮ ጓል ሳንድያጎ ብሙኻንኪ ጥራሕ እኹል ኢዩ ክንሰምዓኪ
እንዳ ኣንበሳስ ዓጽሚ እነይ ስኣኖ ኢዩ።
ሓቂ ይሓይሽ ቅድሚ ጓል ሳንዲት ምዃንኪ ምፍላጠይ ሽለል ኢየ ዝእዝዘለኪ ኔረ ምስ ኣቦኺ ምስ መጻእኪ ግን ቖዋሚ ተሰላፍይ ኮይነ ኣለኹ እሞ ኣብሽርኪ
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 habibti 💯
ዋውውውውው ጀግና❤❤❤❤
Ya
Ab politische keytatwi tetenkeki❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Furutuna gualey kulu gzie nikdmit blxtyekie
ምንባር ውጽኢቱ ዝሮ ዜሮ
Wel come ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ውጽእት ምንባር ሞት ኢዩ ናይዘይምባር ውጽኢት ክአ ሂውት ውጽኢት ሂወት ድማ ስድቂ
Young Sarah Lee Jessica Lewis Amy
Well come Furti
ፍትውተይ ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣለኪ🎉
ግን ኢንግሊሽ ኣይተብዝሒ ኣብ መግለጺኺ፡ (ሙድ ኣይትሓዚ ኣብ መንጎ) ነቲ ጽን ኢሉ ዝሰምዓኪ❤
Gel glikum krdeakum zelewom neger gele gele meglexi way kalat eyu zhaxera..mood mehaza aykonen..eti tfelto k a b English eya research gieratulu... butterfly effect b Tigrinya entay ktblo
❤🎉❤
Gale classey st Yosif keren
ዓለም ውሽጥኻ .....etc...
ሓደ ሓደ ጊዜ መጀመርያ ወይ መወዳእታ ዘይንጽር ቃላት ምጥቃም ሲ ናይ ሓሳባት ሕጽረት እኳ እንተ ዘይኮነ ናይ አተሓሳስባን አበሀህላ ምስ ልምዲ ዶ እኸውን ናይ ታህዋኽ እኳ እንተ ዘይኮነ ።
❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤
blux tmhri bnexa eki thbna zeleki frtu blxti gal hagerey
አታ ብዛዕባ subconscious zeblkiya video ayrekebkuwan.
And thanks for all 🙏👌.
ቀዳመይቲ ቪድዮ ኣብ ጥሪ ዝተጸርግሐት "ለውጢ" ትብላ እያ።🙏🙏
@@Hbri-vodcast Thanks 🙏.
ዌል ፉርቱናይ😊❤
Ab kabala enite Aleki kirekibeki miss deleku birikiti hafatey