SIBHET GAVE U WHAT U HAVE NOW FIGHTING FOR 50 YEARS. IF WOULDING START THE STRAGLE OF TIGRAY BY SIBEHAT U WERE ENDDING BEGGER LIKE U WERE BEFORE, U HAVE KNOW YR PAST HISTORT B/R U OPEN YR MOUTH.
Sibhat Nega didn't hold any government power since the fall of Derg. But, all anti TPLF and anti Tigray people reactionaries always accused him. Any ways truth will prevail.
ሰላም ሰላም ሚድያና 💙👏
ደኩተር ደጀን ብሉፅ መንእሰይ ፅብቅ ናይ ስራሕ ይግበረልኻ 💙🥰🥰👏
ስብሓት ገበል ርኹስ መጣጢ ደም ህፃውንቲ😢😢😢😢😢
LONG LIVE TPLF
General Tsadekan hakegna jegena wedi hezbi amelakh messakha yikhun mess dekekha TDF 🐆💪🐆💪🐆💪💕❤️🙏🏻
WHAT IS THE JOB OF ZADKAN
ልምዃኑ ሕወሀት 50ዓመት ሙሉዕ ብዘይካ ኩናትን እንወትን ካሊእ ንትግራይ ዝጠቅም ነገር እንታይ አምፀኡላ???እዞም ምትኳስ እምበር ቕኑዕ አታሓሳስባ ዘይፈልጡ ናይ TDF መራሕቲ ኢና ብሓልቲ ኽኧ ንታ ድውይቲ ሓንጎል ዝኾነት ክፋል ሕወሀት ሓሸከር ኮይኖሞ ምልኣሎም ብጣእሚ ኣሕፋርን አሰቃቒ ውሳነ እዩሞ ካብ ሓላፍነቶም ወሪዶም ትሓተቲ ይኹኑ ምኽንያቱ እዞም ዕውራት ሓንጎላት ትግራይ አብዝገደደ ፀገም ከዬእትውዋ።
❤❤❤❤❤❤
Wow
Our people should resist against the new warlords JUNTAS! No more Junta in Tigray!
Banda must go
ደስ ዝብል ዩ:: እንቋዕ መናእሰይ መርሑና!!! እቱ ማይክ ኣብ ኢድ ዘመናውያን ምሁራት መናእሰይ ኮነልና!!! ኣምበሳ ፃድቃን!!!
እዚ በላኢ ሠብ ስብሐት ዝብሀል ካብ ሕዝቢ ትግራይርዕሲ ዘይወርድ
LONG LIVE TPLF WITH HIS ORGINAL CREATER
ህዢውን ስብሃት መስተ አይገደፈን ድዩ አፉ ተአሳሲሩ ወይስ ናይ ሰብ ደም ድዩ ከምዚ ዘብሎ ዘሎ ፡፡
ስብሐት ነጋ ኤርትራዊ ነው የትግራይ ኩነት ስብሓት ነጋ
አይመለከተውም ቢመለከተው ንሮ ወደብ አልባ አያደርገንም ነበር
እዚ ርስሐት ነጋ (ሙሩክ)ዝተብሀለ ሰብአይ ብክብሩ ዘይሐልፍ? ንምንታይ እዩ ብና ሐድሽ ወለዶ ሂወት ዝቅልድ??
SIBHET GAVE U WHAT U HAVE NOW FIGHTING FOR 50 YEARS. IF WOULDING START THE STRAGLE OF TIGRAY BY SIBEHAT U WERE ENDDING BEGGER LIKE U WERE BEFORE, U HAVE KNOW YR PAST HISTORT B/R U OPEN YR MOUTH.
Ezu pp tsadkan
ስብሓት ጅግና💪💪💪💪💪💪💪💪 ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ💪💪💪💪
ባርያ
Father Nega is all about fault. He needs new blood floating.
ሕወሐት ፊል ገይሩ እዩ አብ ትግራይ ከምሓደ ተናሓናሒ ተወዲቡ መሰል ይጠይቅ እንበር ወናኒ ክኸውን አይኽእልን ትግራይና ናይ ኩላሕትና 😅😅😅
ቅድሚ ኩሉ ክክውን ዝግቦኦ ናይ ሕወህት ሀደ ምግባር ካብኡ ወክልቱ ምውካል ነይሩ ህጂ ናይ ጌታቸው ወይ ናየደብረፅዬን ተወክልቲ እዬም
BBC ዝተሰሓሓተ ኢንፎርሞሸን እዩ ዘለዎ።
እንድሕር ዘይትፈልጥዎ ንምንታይ ናብ ህልክ ተአትው
ዳዊት ሒዝካ ቤተክርስትያን እዩ ለጥዕመልካ
LONG LIVE SIBHATE FIGHTER FOR 50 YEARS
ፃይቃን ጃሱሰ በታኒ ፖለቲካ ትግራይን ሓድነት ተጋሩን ዝበተን ኩፉእ ሰብ
ZADKAN REVENGE ON THE PEOPLE OF TIGRAY BIG TIME.
ነብይ አብ ሀገሩ አይኽበርን ?? ናይ ቁርፂ ጊዜ ጀግና እዩ ፡፡
Ezu sebay
SIBHAT NEGA IS ONE OF THE GOLLENT FIGHTER OF TPLF.
ተወክልቲ ሕወህት ነይሮም ዶ ?
He is saying ahwatay hasawi, he allowed released 447 criminals fro..mekelle.
ሚድያ ገለልትኛ እዩ ክኸውን ዝግባእ። ኣብ ትግራይ ኩሎም መራሕቲ ተሓተትቲ እዮም ንስኻትኩም ንግምት ኢኹም እትድግፉ ኣነ ናይ ማንም ደጋፊ ኣይኮንኩን ስለዚ እቲ ሓደ በደለኛ እቲ ሐደ ንፁህ ኣይትግበሩ ሚድያኹም ቀስብቀስ ሰማዕቲ ክይትስእኑ ሚድያ ዝወድቅ ወገንተኛ እንተኾይኑ እዩ።
Sibhat Nega didn't hold any government power since the fall of Derg. But, all anti TPLF and anti Tigray people reactionaries always accused him. Any ways truth will prevail.
The old evil guy still alive
HE IS NOT EVEL , HE IS A FIGHTER FOR LIFE PERIOD.
ንዓኻ ሕዙዃ የኺድ
No new event than you were higher official in Tigrai
ሐሳዊት ዋላሐንቲ ሐዊ ዘይብልኪ ነይቶም ጠላማት ከደሚተሰ
ኣት ስምዕዎ እዚ ደላሊ መሳርሕ ኣመሪካ
ንመን ከዕሹ ኢዩ
ኣመሪካ ዝረበበቶ ፅንተት እኮ ኢዩ ብናቱ ድለላ እዚ ከዳዕ መሻርኽቲ ፋሺሽቲ ብልፅግና
Leba. Hasheker. Abey b
እትም ሓያል ዓቕሚ ፕለቲካዊ ብስለት ዝነበሮም እኒ ኣባይ ነብሶ ስዩም መስፍን፡ ኣባይ ፀሃየ ብሞት ኣልዮሙሉ፡ ሕጂ ሜዳ ንበይኑ ረኺብዋ፡ ንዝክብዶምንምስዝሓድሩብሸሪኹ ሕጂ ብሓሳብ ንከራኸር ይብል ኣሎ፡ ኣየ ፃድቃን። ኣነ ዝበልክዎ ስምዑ ብምባል ዶ ኣይኮንካን ናብ ኣኻባ ከይኸዱ ኣብክሳድ እናፀናሕኻ ክኽልከሉ ትገብር ዘለኻ?
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😭😭😭😭😭😭😭
Still talking,,,
ኣቱም ሰባት ጋዶ እባ
ካበይ ዝተቐረመ ኢዩ ።ካ ።ው።ስ።ል ።ዝብል ቋንቋ ላቲን እረ ነውሪ ባይቶ ሽማግለ ዓዱ ክንዱ ምባልስ ካውንስል???ብኹሉ ክድዓት!!!!!???😊
በጃኩም ልኣበ ስብሓቱ ነጋ ኣትስምዕዎም ብንእሶም ጀግና እዮም ነይሮም በቃ ሐዚ ግንኣሪጎም እዮም
LONG LIVE SIBHATE NEGA
2አይ ወያነ ተጋድለሉ ሕዝቢ አብ ጎኑ አሰሊፍ አቃሊሱ ታኧዊቱ ስልጣን ፊደራል ተቆጻጺሩ ን27ዓመት አብ ኢዱ ዝነበረ ተኾነም ትግራይናን ሕዝባን ተረባሒ አይነበረን
Stadkan that is historical mistake gat hell tsadikam
TELL HIM YOU WILL BE RESPONSSIBLE TO THIS MESS SOON.
ካፍቶም ዘይቅኑዕ ኣታሓሳሰብ ዘለዎም ሰባት ቁፅሪ ሓደ ንስኻ እኻ ብታርኽ ትሕተት እኻ
አየ ገብሩ ኣስራት ኣረጊት ይሁዳ።
ኣበይ ከሪምካ ተፈናቐልትን ግዝኣት ትግራይን ዘይመለስካ ? ኣብዝተቐመጠልካ ግዜ ዝግበአካ ስራሕ ዘይሰራሕኻ ?
እንታይ ኣእትይዎም? እሞ ንስኻ ኸ እንታይ ኣእትዩካ ? ኣነስ ከምዚ ዝበለ ዕፉን ሰብ ዕድመ ልክዕ ምስ ኣንጸረጸረ
Sibhat (comred of Isaias a weri)work for Isaias,,and Isaias workfor Iran😮 stop gambling in the name of our people
ትግራይ መላገፅን መጻወትን መስሓቅን ናይዛ ጨፍጫፊት ሃገር ኮንኩም ተሪፍኩም እዋይ ዉርደት እዚ ኩሉ ክብረትኩም ናብ ቁልቁል ደርቢኹምዎ እዚኦም እዮም መራሕትኹም ካብ አድጊ ዘይሕሹ
THIS IS BECAUSE OF ZADKAN WHO WAS SUPPORTER OF ABY AHMED EVEN HE WAS IN THE FEILD.
ጎጃም፣ከድካ፣አማሓድር፣አድጊ፣ገብሩ፣አስራት፣
ፃድቃን ንህዝቡን ዓዱን ኣሕሊፉ ንጆኖሳይዶር ዝሃበ ካሕዳም ፍፁም ንትግራይ ኣይውክልን እዩ።
I AM 100% WITH U.
ጭጋራም
ኣቤት ሺሪሒ ብለዓሊ ማዓር ብተሓቲ ዕረ ጀረነራል ጻድቓን ።
ZADKAN IS WORKING AGAINIST THE BENEFITE OF TIGRAINS SO HAVE TO STOP.
ተፀቢካ ግዜካ ከይተጠቀምካ አሜሪካ ህዚ ዘለቶ ትዛረብ መሕፈሪ ፃድቃን
ZADKAN WAS HIRED BY CIA TO DISMENTELE TPLF WTHE HALP THE GENOCIDAL LEADER OF POOR ETHIOPIA.
ፃድቃን ከዳሚ
Alula’s media get lost !
unsubscribe you!
ናይ ጆኖሳይዶር ጌታቸው ረዳ ልሳን ኢኹም ምውታት ናይ ባዕልኹም ሓሳብ ክትገልፁ ዘይትኽእሉ ከደምቲ ኢኹም ፎእእእእእ ልጡፋት